No video

New Eritrean Ortodox Mezmur Aytegagenan By Debre Mewie

  Рет қаралды 1,187,422

DEBRE MEWIE ABUNE AREGAWI MAYTEMENAY

DEBRE MEWIE ABUNE AREGAWI MAYTEMENAY

4 жыл бұрын

Пікірлер: 752
@temesgendesbele1419
@temesgendesbele1419 4 жыл бұрын
⛪⛪⛪💒💒💒ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ቤ/ት/ሰ/ደብረ መውእ ኣቡነ ኣረጋዊ ማይ ተመናይ ብሓቂ መዝሙራትኩም ኩሉ ፍሉይ ጥበብ እግዚኣብሔር ዝሓለፎ እዩ። እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም፡ እመብርሃን ወላዲት ኣምላክ ጽላላ ተንብረልኩም፡ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ቡሩኻት።⛪⛪⛪💒💒💒
@tvfreedomofspeech9358
@tvfreedomofspeech9358 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይ ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይይይ ኣበይ ክንጋገ ዳ ብፍጹም ጌጋ ዝብሃል የብልናን, ኔደና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብምክባርና ጥቃ ጌጋ ኣይ ቀረብናን ጌና ክብሪ ኣዴና ንጽህተ ንጹሃን ብዓውታ ክንነግር ኢና ዞም ኣሕዋተይ ምዓረይ እግዛኣብሔር ኣምላክ ዕደመ ይሃብኩም ድንግል ማርያም ሒዝና ሕጉሳት ኢና ኩሉ ጊዜ ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ ኩሉ ጊዘ ምሳና ኩኒ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ብድጋመ ።
@weldatwedi10
@weldatwedi10 4 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣበይ ክንጋጋ ዳ ብፍጹም ጌጋ ዝብልሃል የብልናን
@frelisanabew
@frelisanabew 4 жыл бұрын
#ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይበልና ኣይተጋገናን ስለ እመ ኣምላክ ሓቂ እንተ መስከርና ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን(2) ኣምላክ ዝሓረያ ንምብራቅ እተርኢ ታ'ኣፍ ደገ መቅደስ ዕጽውቲ እንከላ ኣቲዪ ዝወጸላ ናይ እስራኤል ቅዱስ ፍጹም ዘይተኸፍተት ሰብ'ውን ዘይኣተዋ ትነብር ተዓጽያ ምስክር ናይ ነብያት ተስፋ ድሕነት ኣዳም ድንግል ማርያም እያ ድንግል'ያ እንተ በልና ተሸጎረት ገነት ዝተዓጽወት ዒላ ፈልፋሊት ማይ ሂወት እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣዝ…… ዘይትናወጽ ጽዮን ኣብ ቅዱሳን ኣኽራን ስሩት መሰረታ ሞጎስ ዝረኸበት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ፍሉይ ዝ'ልደታ ንግስቲ ዘልኣለም ታ'ብወርቂ ኦፌር ግርማ ተሰሊማ ቆይማ ብየማኑ ምሕረት እትልምን ማርያም እዩ ስማ መሳልል ያእቆብ ራኢ ምድረ ሎዛ ኣማላዲት ኣደ ናይ ሓጢኣን ቤዛ" እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣዝ…… ኣማላኽ ካብ ዝፋኑ ክብሪ ዝመልኣ ብዘፈራት ልብሱ ከተማ እግዚኣብሔር ማኅደረ መለኮት ቅድስቲ መቅደሱ ምብራቅ ጸሓይ ጽድቂ ልዕሊ ፍጡራን'ያ መትኅተ ፈጣሪ ከመይ ኢልና ንጋገ ኢድ እንተ ነሳእና ስለ ናታ ክብሪ ልሳና እንተ ዜመት ና'በለት ብጽእቲ ዝተባረኸት'ያ ካብ ኩለን ኣንስቲ እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣዝ… ይትረፍ ንሕና ደቃ ደቂ ጠቃዕታ'ኳ እናድነኑ ርእሶም ከምቶም ዝንዕቅዋ ተጎጓ ኣእጋራ ክልሕስዎ እዮም ድምጻ ምስ ሰማዕና ተተሰራሰርና ከም'ቲ ሕጉስ ህጻን ከም ኣዋልድ ጢሮስ ገጸ በረኸት'ዩ ናይ ጸግኣ ስግዳን እንተ ሰገድናላ ብገጽና ኣብ ምድሪ ምልእተ ጸጋ'ያ ወላዲት ፈጣሪ እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣዝ… ሃዋርያ ዮሃንስ ተተቀበላ'ኳ ናብ ቤቱ ክወስዳ ኣደ ናይ ኩላትና ክትከውን ወሲኑ መድሕን ዓለም ወዳ ትርጉም ናይ ስማ'ውን ኪኖ' ጥዑም መግቢ ናይ ሰማይ ናይ ምድሪ ናይ ብዙሓን ኣደ ዝብል'ውን ኣለዎ ትርህርህ ንፍቕሪ ኣዴና እንተ በልና ኣደ ናይ ብዙሓን ኣበር ዘይተረኽባ ንጽህተ ንጹሃን እንተ በልና ኣይተጋገናን ናይ ብሓቂ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣይተጋገናን ብሓቂ!!!! ሰላም ይሕዋት ኣብዚ መላግቦ ሊንክ(Link)ኣቲኹም ድማ 👍Subscrieb👍 ክትገብሩ ይዕድመኩም ዝተፈላለየ ስነ-ጹሑፍ መዝሙር መንፈሳዊ ዛንታ ክትከታተሉ ጀባእ እብለኩም 👍Sher👍 👈Subscrieb like ድማ ናባኹም።👇💒👍💓❣ kzbin.info/door/vxdEVHUYypVsBApGP6mevw
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣጸሓሕፋ ግጥሚ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጉድለት ፊደላት ዘይብሉ ከምቲ ተገዲስኩም ዝጸሓፍኩሞ ከምኡ ድማ ልኡለ ባህርይ እግዚኣብሄር ኣምላክና ስምኩም ኣብ መጽሓፈ ሂወት ይጽሓፈልኩም በረከታን ጣዕማን ፍቅራን ናይ እመቤታችን ምስኩልና ይኩን ኣሜን። ከም ፍቃድ ኣምላክ 2ተ ዝዕረያ ፊደላት👇👇 እዚኤን ጸለምቲ ረኣየን ንበረኸት ክኾነኒ ኢለየ ፍጹም ዘይተኸፍተት *ሰብ,ውን* ዘይኣተዋ ትነብር ተዓጽያ፣ *ኣምላክ* ካብ ዝፍኑ ክብሪ ዝመልኣ ብዘፈራት ልብሱ
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 4 жыл бұрын
Amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel ❤🙏💒
@rahasettekieweledekidan3861
@rahasettekieweledekidan3861 4 жыл бұрын
Aseyyyyyy orthodox tewahedo nezelalem tenber amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel amen elelelelelelelelelel ❤🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@almazweleabsadi4432
@almazweleabsadi4432 4 жыл бұрын
Amen amen kali hiwet yesmalna nay bahaki aytgagena egizabher xegu yebzhalkum
@yorsaliemamanuel9380
@yorsaliemamanuel9380 4 жыл бұрын
Hi uluiipupiul. B . N n gfnvmjhllui 656i5
@luwamgoitom5873
@luwamgoitom5873 4 жыл бұрын
ኣበይ ክትጋገዩ ደኣ እግዚኣብሔር ዘክበራ መን ከሕስራ ይከኣሎ፡ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና።
@user-rs1rl5qj1l
@user-rs1rl5qj1l Жыл бұрын
ዝፈትዋ መዝሙር ❤️🙏🙏🙏❤️ ጸግኡ የብዝሓልኩም ቡሩካት አመ ብርሃን ሰላም ተብዝሓልና 🇪🇷💞❤️ሃገርናን ህዝብናን ትሓልወልና 🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 4 жыл бұрын
Amen amen amen zemare melketi yesmalena egizabher amelke xegu yebzhalkum yehwat deki eme amelke ኣይ ተጋገናን ሰለ ክብሪ ማርያም ንቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም እተወደስና ንሕ ተዋህዶ
@edenasfaha4241
@edenasfaha4241 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 4 жыл бұрын
እልልልልልል ዘማረ መልኽቲ የስማዓልና በረኽትን ረትኤታን ናይ አደና ቅዲስቲ ዲንግል ማርያም አይፈለየና❤️🇪🇷🙏🏾
@sablagesses6503
@sablagesses6503 4 жыл бұрын
ባይገባኝም እመቤታችን ድንግል ማርያም ትጠብቃችሁ ቃለ ህይወት ያሰማልን እንደት ደስ የሚል መዝሙር ነው
@dyakontekle1607
@dyakontekle1607 2 жыл бұрын
ኣዉ ደስ ይላል ።ኣተሳስትነን ስለ ደንግል ማርያም
@anditkibrom4857
@anditkibrom4857 4 жыл бұрын
ናይ ቢሓቂ ኣይተጋገናን ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም የሕዋት
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 4 жыл бұрын
እዞም ኣቤታካ ዝነብሩ ክንደይ ታዓዲሎም
@Filipos610
@Filipos610 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዕድለኛታት'ዮም!!! ንሕና ውን ኮምኦም ኣብ ቤቱ ንምስጋና ክንበቅዕ፡ኣብታ ቅድስቲ ሃገርና ኤርትራ፡ሰናይ ፍቃዱ ይኹነልና፡ኣማላድነትን ረዲኤትን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና፡አሜን።
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 4 жыл бұрын
@@Filipos610 Amen amen amen hawey wey haftey
@abelabrham931
@abelabrham931 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@mtainjabar1999
@mtainjabar1999 4 жыл бұрын
@@Filipos610 في ذ
@user-jp2rj1kf5h
@user-jp2rj1kf5h 4 жыл бұрын
@@Filipos610 አሜንንንን
@awettsegay5682
@awettsegay5682 4 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣይተጋና ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር በረከት ናይ እመቤትና ምስክልና ደቂ ተዋህዶ ይኩኡን ንዓኩም አሕዋትና ድማ ናይአጎልጉለት ዘበንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
@tesfahansstekle4437
@tesfahansstekle4437 4 жыл бұрын
Qal hiwet yesmealna
@robelbrhane3782
@robelbrhane3782 4 жыл бұрын
እዋ ሒጂ ዊን ኣይተገጋናን እመ ብርሃን ኣደይ ዉሓሰ ኩሉ ዝኩነት ኣድ ሙዓቆቢቲ ጹጉመት ኣድ ማርይም ኣድይ ጺሎት ብራከታ ምሰ ኩልና ይኩነ ኩቡራት ኣሓዋትይ እመ ብርሃን ተሓሉኩም ልቢ ዘትንከፈ ሙዝሙር ዝማሪ መለእክቲ የስማዓልና ኣሜን🙏💒💒💒🙏
@user-hc3oo9wx2u
@user-hc3oo9wx2u 4 жыл бұрын
Abet atom abetka adawedesuka zebras kndey teawtlom amen amen amen zmarye melakti yesmalna amlak ybarkum
@adhanomberhe9728
@adhanomberhe9728 4 жыл бұрын
ኣይተጋገናን እወ ኣይተጋገናን ስለ እመ ኣምላኽ ሓቂ እንተ መስከርና። ገና ውን ስቕ ኣይክንብል ኢና ንሕና ሲ ንእመ ብርሃን ኣዴና ክንዝምር ኢና። እመቤትና ትባርኽኩምን ኣብ ኩሉ ኣገልግሎትኩም ምሳኹም ትኹን ክቡራት ማሕበር ኣቡነ ኣረጋዊ። ብሓቂ ኣዕጽምቲ ዘረስርስ መዝሙር ደስ ዘብል። እመብርናን ኢኣስብኹም ትኽፈልኩም።
@danielkifle4029
@danielkifle4029 4 жыл бұрын
ኣሜን! ዝማሬ መላእክት ይስመዓልና። ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይብውልና ኣይተጋገናን እመ ኣምላክ ሓቂ እንተ መስከትና ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ኣምላክ ዝሓረያ ንምብራቅ እተርኢ ታ'ኣፍ ደገ መቅደስ ዕጽውቲ እንከላ ኣቲዪ ዝወጸና ናይ እስራኤል ቅዱስ ፍጹም ዘይተኸፍተት ጸምሪ ዘይኣተዋ ትነብር ተዓጽያ ምስክር ናይ ነብያት ተስፋ ድሕነት ኣዳም ድንግል ማርያም እያ ድንግል'ያ እንተ በልና ተሸጎረት ገነት ዝተዓጽወት ዒላ ፈልፋሊት ማይ ሂወት እንተ በልና ኣይተጋገናን ዘይትናወጽ ጽዮን ኣብ ቅዱሳን ኣኽራን ስሩት መሰረታ ሞጎስ ዝረኸበት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ፍሉይ ዝ'ልደታ ንግስቲ ዘልኣለም ታ'ብወርቂ ኦፌር ግርማ ተሰሊማ ቆይማ ብየማኑ ምሕረት እትልምን ማርያም እዩ ስማ መሳልል ያእቆብ ራእዪ ምድረ ሎዛ ኣማላዲት ኣደ ናይ ሓጥኣን ቤዛ እንተ በልና ኣይተጋገናን ኣማላኽ ካብ ዝፋኑ ክብሪ ዝመልኣ ብዘፈራት ልብሱ ከተማ እግዚኣብሔር ማኅደረ መለኮት ቅድስቲ መቅደሱ ምብራቅ ጸሓይ ጽድቂ ልዕሊ ፍጢራን'ያ መትኅተ ፈጣሪ ከመይ ኢልና ንጋገ ኢድ እንተ ነሣእና ስለ ናታ ክብሪ ልሳንና እንተ ዜመት ና'በለት ብጽእቲ ዝተባረኸት'ያ ካብ ኩለን ኣንስቲ እንተ በልና ኣይተጋገናን ይትረፍ ንሕና ደቃ ደቂ ጠቃዕታ'ኳ እናድነኑ ርእሶም ከምቶም ዝንዕቅዋ ተጎጓ ኣእጋራ ክልሕስዎ እዮም ድምጻ ምስ ሰማዕና ተተሰራሰርና ከም'ቲ ሕጉስ ህጻን ከም ኣዋልድ ጢሮስ ገጸ በረኸት'ዩ ናይ ጸግኣ ስግዳን እንተ ሰገድናላ ብገጽና ኣብ ምድሪ ምልእተ ጸጋ'ያ ወላዲት ፈጣሪ እንተ በልና ኣይተጋገናን ሃዋርያ ዮሃንስ ተተቀበላ'ኳ ናብ ቤቱ ክወስዳ ኣደ ናይ ኩላትና ክትከውን ወሲኑ መድሕን ዓለም ወዳ ትርጉም ናይ ስማ'ውን ጥዑም መግቢ ናይ ሰማይ ናይ ምድሪ ናይ ብዙሓን ኣደ ዝብል'ውን ኣለዎ ትርህርህ ንፍቕሪ ኣዴና እንተ በልና ኣደ ናይ ብዙሓት ኣበር ዘይተረኽባ ንጽህተ ንጹሃን እንተ በልና ኣይተጋገናን
@asterghidey2625
@asterghidey2625 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@tirhasweldemichael1758
@tirhasweldemichael1758 4 жыл бұрын
ዝማረየ መላኢኽት የስማዓልና ዓይንን ልብን ዝሕጉስ መዝሙር፡
@tigrayadey7559
@tigrayadey7559 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና ኣሕዋተይ ኣይተጋገናን ብዘይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣማላጅነት ኣለም ኣይድሕንን
@gauldnglmaryam.4780
@gauldnglmaryam.4780 4 жыл бұрын
*ኣይተጋገናን ወ ጽሎታን ኣምላድነትን ኣይፈለየና ፍቁራተይ*
@bietmezmurtewahdo3838
@bietmezmurtewahdo3838 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ብሃቂ ኣይተጋገናን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና
@betelhemtilauhnbetelhemtil2318
@betelhemtilauhnbetelhemtil2318 4 жыл бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አቤት የተዋህዶ ዉበት እንዴት እንደምናምረዐበቤቱ ያፅናችሁ
@sami-gz5ku
@sami-gz5ku 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማኢኣልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጽጋ ይዓድልኩም ናይ ብሓቂ ኣይተጋገናን
@elsatesfay9974
@elsatesfay9974 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ኣብ ውሽጢ ዓፅምካ ዝኣቱ መዝሙር ሰምዕካዮ ዘይፅገብ እግዚአብሔር ይባርኩም
@arsemabereket7825
@arsemabereket7825 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna nay agolgulotkum zeben ybark fukuratey
@user-zg9bf1sl4p
@user-zg9bf1sl4p 2 жыл бұрын
አይተጋገናን አነ ሀጥያተኛ እየ አብ ቅድሚ እግዚአብሄር ደው በልለይ አደይ ማርያም😥😥😥
@user-ub4mz5ym8j
@user-ub4mz5ym8j 16 күн бұрын
Wala ane😢😢😢😢
@belayhunkebedegoshu5212
@belayhunkebedegoshu5212 5 ай бұрын
አልተሳሳትንም ስለ ድንግል ማርያም ክብር ዝም ካላልልን አልተሳሳትንም ስለ ድንግል ክብር ዝም ካላልን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃለ ህይወትን ያሰማልን❤❤❤❤❤❤❤❤ I love from Ethiopia
@temesgen2182
@temesgen2182 4 жыл бұрын
ልቢ ትምስጥ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መሳልል ያዕቆብ ራእይ ምድረ ሎዛ ኣማላዲት ኣደ ናይ ሓጥኣን ቤዛ እንተ በልና ኣይተጋገናን።
@meratesfay8366
@meratesfay8366 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላእክቲ የስመዐልና እመ ብርሃን ምሳኩም ትኩን ኣሕዋተይ
@divorahaftey708
@divorahaftey708 4 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yesmaelna tsegue yebzehalkum egzaebiher yehwatey 🙏🙏😇😇😇❤💕💕❤❤💙💙💙
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox Ай бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@user-ug5rb8zp2n
@user-ug5rb8zp2n 4 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላኢክቲ የስማዓልና ፉቁራተይ እመብርሃን ትፍተወልኩም ኣሰይ ዝጽበያ ዝጸናሕኩ መዝሙር ቡሩኻተይ መድሃኔኣለም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም።
@samirasamira268
@samirasamira268 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እ🎤👏👏👏👏ልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስማልን ተዋህዶ 💒💞ለዘላለም ትኑር🤲 ኤርትራ😍 መዝሙር💔 😍እፍፍፍፍፍፍ ስወድ ብስማ ብስማ ከማርኛ ይልቅ ወደሱ ነው የማደላው በክርስቶስ ፍቅር ውድድድድድድ❤😍💞💒💞💒💞💒💞💒💞🙏🙏🙏🙏🙏
@maranatajesus9607
@maranatajesus9607 4 жыл бұрын
እኛም ነን የኔ እህተ. ተዋህዶ ንዘላእላም ትኑር
@samirasamira268
@samirasamira268 4 жыл бұрын
@@maranatajesus9607 አሜን አሜን አሜን 🤲😍💒💞💒💞💒💞💝🙏
@samrihadera5632
@samrihadera5632 4 жыл бұрын
Amen amen amen ellllllllllllli
@temesgenamlakey9420
@temesgenamlakey9420 4 жыл бұрын
Zimarye melakti yesmeaelna egzabher xegau yebzahalkum nay agolgulot edmekum ybark egzabher burukat yehwat.
@fesehaalemayehu6816
@fesehaalemayehu6816 4 жыл бұрын
ሃገሬን እምዬ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሕዝቦችዋን አፉቅርልን ዘረኞች ላይ ሳንጃህን ምዘዝ ፍረድህን ስጥ አምላኬ በደል በዛ ተቆለለ በቃችሁ በለን አሜን።
@user-hs5ey6ii5d
@user-hs5ey6ii5d 5 ай бұрын
ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይበልና ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላክቲ የስማልና ጸጋ ኣብ ርሲ ጸጋ ይመላልኩም ፈጣሪ ❤
@berhehagos864
@berhehagos864 4 жыл бұрын
ኣሰይይይዩ ኣሰይይይዩ ኣሰይይይይ እልልልልል፡እልልልልልል እልልልልል፡ዝማረመላእክት የስመዓልና ኣሕዋተይ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርክ ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ሱቕ እንተዘይበልና
@habenmhretab5811
@habenmhretab5811 4 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yesmalna xolotan amaldanetan nay emebrhan ms kulatna ykun
@user-ee4xc5kx7p
@user-ee4xc5kx7p 4 жыл бұрын
Aseyyyy qal hiwet yesmalna Egzabiher xegu ybzhalkum fkuratey❤👏👏💒💒
@dawitsimon9481
@dawitsimon9481 4 жыл бұрын
እወ ብሓቂ ኣይተጋገናን ክብርን ምስጋናን ንድግል ማርያም ይኹን፡ጸሎታን በረከታን ምስ ኩላትና ደቃ ይኹን ናይ ብሓቂ ዝማረ መላእክት የስምዓልና ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም።
@merhawitaniko8283
@merhawitaniko8283 3 жыл бұрын
Zimare melaeki yesimaelina eziabiher amalk nay edime zemenkum ybarikelikum
@kidaneberhane6938
@kidaneberhane6938 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣገልጉሎት ዕድሜኩምን ዘበንኩምን ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩምን የሕዋተይ ናይ ብሓቂ ኣይ ተጋገናን ልብካ ተረስርስ መዝሙር ብድጋመ ጸጋ የብዝሕ💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Lnegi-cu9sj
@Lnegi-cu9sj 5 ай бұрын
ኣይተጋገናን ስለ ድንግል ማርያም ክብሪ ምልእተ ፀጋያ ወላዲት ፈጣሪ እንተ በልና ኣይተጋገናን❤❤❤❤
@abrahaleeman7011
@abrahaleeman7011 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና መዝሙር ምስጋና ጥራይ ዘይኮነት ስብከት ወንጌል እያ እዛ መዝሙር እንተ በልና ውን ምግናን ኣይኮነን ኩሉ ኣብዛ መዝሙር ኣሎ ናይ ኣጎልግሎትኩም ዘመን ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክብራት የሕዋት። እወ ኣይተጋገናን ንሳ ንጽህቲ ንጽሃን ኣበር ዘይብላ ፍልይቲ ፍጥረት እንተ በልና ውን ኣይተጋገናን ኣቦታት ኣቀዲሞም ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም ምስክርነታ ዘጽንሕልና ንሳ ድንግል ማርያም እያ ኣይተጋገናን ደጊምና ምስጋና ምስ ናይ ጸጋ ስግደት እንተ ሰገድናላ ውን ኣይተጋገናን ምክንያቱ ንሳ ታቦት እግዚኣብሔር ስለ ዝኮነት እወ ኣይተጋገናን ካባና ይርሓቅ ምጥርጣር ምንፍቅነት ኣዳ ኣምላኽ ንበል ንሃባ ክብሪ ንሳ እያ እታ ኣማናዊት ታቦት መሕደሪት መለኮት
@milletehabtemariam3411
@milletehabtemariam3411 4 жыл бұрын
Ellllllllll ellllllllll elllllllllll
@user-wl8mc5rn7y
@user-wl8mc5rn7y 4 жыл бұрын
💎💖ኣይተጋገናን💎💖 ኣይተጋገናን ስለ ክብሪ ማርያም ስቅ እንተ ዘይብውልና ኣይተጋገናን እመ ኣምላክ ሓቂ እንተ መስከትና ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ኣምላክ ዝሓረያ ንምብራቅ እተርኢ ታ'ኣፍ ደገ መቅደስ ዕጽውቲ እንከላ ኣቲዪ ዝወጸና ናይ እስራኤል ቅዱስ ፍጹም ዘይተኸፍተት ጸምሪ ዘይኣተዋ ትነብር ተዓጽያ ምስክር ናይ ነብያት ተስፋ ድሕነት ኣዳም ድንግል ማርያም እያ ድንግል'ያ እንተ በልና ተሸጎረት ገነት ዝተዓጽወት ዒላ ፈልፋሊት ማይ ሂወት 💎💖እንተ በልና ኣይተጋገናን💎💖 ዘይትናወጽ ጽዮን ኣብ ቅዱሳን ኣኽራን ስሩት መሰረታ ሞጎስ ዝረኸበት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ፍሉይ ዝ'ልደታ ንግስቲ ዘልኣለም ታ'ብወርቂ ኦፌር ግርማ ተሰሊማ ቆይማ ብየማኑ ምሕረት እትልምን ማርያም እዩ ስማ መሳልል ያእቆብ ራእዪ ምድረ ሎዛ ኣማላዲት ኣደ ናይ ሓጥኣን ቤዛ 💖💎እንተ በልና ኣይተጋገናን 💎💖 ኣማላኽ ካብ ዝፋኑ ክብሪ ዝመልኣ ብዘፈራት ልብሱ ከተማ እግዚኣብሔር ማኅደረ መለኮት ቅድስቲ መቅደሱ ምብራቅ ጸሓይ ጽድቂ ልዕሊ ፍጢራን'ያ መትኅተ ፈጣሪ ከመይ ኢልና ንጋገ ኢድ እንተ ነሣእና ስለ ናታ ክብሪ ልሳንና እንተ ዜመት ና'በለት ብጽእቲ ዝተባረኸት'ያ ካብ ኩለን ኣንስቲ 🤩እንተ በልና ኣይተጋገናን 💖 ይትረፍ ንሕና ደቃ ደቂ ጠቃዕታ'ኳ እናድነኑ ርእሶም ከምቶም ዝንዕቅዋ ተጎጓ ኣእጋራ ክልሕስዎ እዮም ድምጻ ምስ ሰማዕና ተተሰራሰርና ከም'ቲ ሕጉስ ህጻን ከም ኣዋልድ ጢሮስ ገጸ በረኸት'ዩ ናይ ጸግኣ ስግዳን እንተ ሰገድናላ ብገጽና ኣብ ምድሪ ምልእተ ጸጋ'ያ ወላዲት ፈጣሪ እንተ በልና ኣይተጋገናን ሃዋርያ ዮሃንስ ተተቀበላ'ኳ ናብ ቤቱ ክወስዳ ኣደ ናይ ኩላትና ክትከውን ወሲኑ መድሕን ዓለም ወዳ ትርጉም ናይ ስማ'ውን ጥዑም መግቢ ናይ ሰማይ ናይ ምድሪ ናይ ብዙሓን ኣደ ዝብል'ውን ኣለዎ ትርህርህ ንፍቕሪ ኣዴና እንተ በልና ኣደ ናይ ብዙሓት ኣበር ዘይተረኽባ ንጽህተ ንጹሃን 💝እንተ በልና ኣይተጋገናን 💖
@LimitLess-Imagination-
@LimitLess-Imagination- 4 жыл бұрын
ጸግኡ የብዝሓልኩም ዝማሬ መላእክት የስማዕልና
@user-db9od2eb9f
@user-db9od2eb9f 4 жыл бұрын
Egziabhier xega ab leli xega yweskelkum aytegagenan sle eme amlak aytegagenan amen zmare melaekti yesmealna
@Filipos610
@Filipos610 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Zmarie melakt yesmalna.Taemn fqrn Emebrhan Dngl MARIAM Ms kulatna ykun. Nefqreki Ina Eme Brhan Adiena❤❤❤💒🕊🕊🕊😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zigeredagerelase2220
@zigeredagerelase2220 3 жыл бұрын
Emebete ezom zemerti barki bdhriu dma naay ❤❤❤💒💒💒❤❤❤😭😭😭😭😭😭😭zmarei melaekti yesmaalna yhwatna 😭😭❤❤❤❤
@wedikidun7487
@wedikidun7487 4 жыл бұрын
Ellllllll ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll amen amen amen zmarie melakti yesmalna nay agolgulot edmekum ybarkelkum zem yehwatey
@danialves3825
@danialves3825 4 жыл бұрын
amen amen amen zmara melaekti yesmalna aytegagenan ewe sle dngl maryam ente zemerna ellll
@kisanetyemane9791
@kisanetyemane9791 4 жыл бұрын
Amen zemari melaketi yesmalena kebratyy ahawey amelak xega abersi xega yebezhalkum emo amelak xeyon adey berketki afesisi
@rodasafewerki75
@rodasafewerki75 4 жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 zemare melaekt yesmalna yehwatey
@jjgghh3724
@jjgghh3724 Ай бұрын
ድንግል ማርያመይ ስምኪ ፀዊዐ ሰላመይ እዩ ዝበዝሓለይ❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 8 ай бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna burkatey maryamey mlat lbey ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@lcheaweldemachael3664
@lcheaweldemachael3664 4 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmoelan yhwatey 🙏🙏🙏
@robielnuwaye8307
@robielnuwaye8307 4 жыл бұрын
Amen amen amen zmare mlakti yesmalna Ellllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll
@WS-Media553
@WS-Media553 4 жыл бұрын
hji wn aytegagenan qale hiwet yesmealna
@wemorghh
@wemorghh 4 жыл бұрын
ኣይተጋገናንንን እወ ዋውውውው ልብካ ዘረስርስርስ መዝሙር እመ ኣምላክ ትሓልወና
@hermongebretnsae1657
@hermongebretnsae1657 4 жыл бұрын
Aseeey elllll Aytegagenan bihaki.. Zimare melaekti yesmialna
@tmsgenamlkeyyy151
@tmsgenamlkeyyy151 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare mlakti ysmalna
@BG-iy4oi
@BG-iy4oi 4 жыл бұрын
Kab Xeba mear Ztem kal hiwet Mezmur kal hiwet yesmalna xegu yebzhalkum.
@FTM_Enter
@FTM_Enter 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና ፍቁራተይይይይ
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox Ай бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
@asmeromabraham1077
@asmeromabraham1077 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna egziabhier nay agelglot zemenkum ybarkekum bereketn redietn nay eme brhan dingle weladit amlak ms kulatna hzbe cristian ykun.
@habenhagos9640
@habenhagos9640 4 жыл бұрын
Amen amen amen zemare melaekt yesmealna egzabihir Amlak xegua ybzehlkum ⛪⛪🙏🙏🙏💞💞💞💞🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ne5lo8mb7n
@user-ne5lo8mb7n 4 жыл бұрын
እልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እውነት ቋንቋውን ባላቀውም በጣም ደስ የሚል መዝሙር ነው
@tigigualtigray7047
@tigigualtigray7047 4 жыл бұрын
አሰይይይይ ብሃንቀውታ ክፅበያ ዝፀናሕኩ መዝሙር ዕልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም ወገናተይ
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 4 жыл бұрын
Zmare melakt yesmalna kburat ahwatey nay emebrhan xelot bereket amaladneta ms kulna amenti tewahido ykun. Betami lbi zeerf bdgame zmare melakt yesmalna.🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.
@lambklip3950
@lambklip3950 4 жыл бұрын
Amen. Amen amen ... Tsebot mezmur
@helugalbrhin4470
@helugalbrhin4470 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmana nay agolgulot admekum ybarkelkum bereketan redietan nay adena qdste qdusan dngil maryam ayfeleyena Bdgame amen amen amen qal hiwet yesmana
@muesetekliet5679
@muesetekliet5679 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና እግዚኣብሄር ዓስብኹም ይኽፈልኩም ጥዑም መዝሙር ዘስማዕኽሙና እመ ብርሃን ምሳኹም ትኹን
@hagossium739
@hagossium739 4 жыл бұрын
ኣይተጋጌናን. .........ዝማሬ መላእክት የስማልና
@genetmisgna2943
@genetmisgna2943 4 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@seluselu6327
@seluselu6327 4 жыл бұрын
Asey elelele anes enka tewahdo konku zemare melaekti yesmalna yehwat
@mikaelat4557
@mikaelat4557 4 жыл бұрын
ዝማረ መላክቲ የስማዓልና፡ ድንቂ መዝሙር፡ ባሓቂ ኣይተጋገናን!!!
@pilimonmaheri890
@pilimonmaheri890 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏💞💒🙏💞💒🙏💞💒🙏💞💒🙏💞💒. zemare melektey yesmalna fukrat yehwatey. Egzabeher Amlak xegeu yebzhalkum.
@user-rn3gy4ox5e
@user-rn3gy4ox5e 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melakt yesmealna amlak xegu ybzhlkum 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mhretka145
@mhretka145 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልል እንቋዕ ናብዚ ክቡር በዓል ሕዳር ጽዮን ኣብቅዓና፡ በረኸትን ጸጋን ናይ እመብርሃን ምሳና ይኹን ብሩኻት።
@mebgeb4740
@mebgeb4740 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ። ብሓቂ ናይ እመ ብርሃን ልብካ ተረስርስ መዝሙር
@siemdesale819
@siemdesale819 2 жыл бұрын
L
@medhanebokeretsion3491
@medhanebokeretsion3491 4 жыл бұрын
አሜን እወ ብርግጽ አይተጋገናንንንንን ቅል ሂወት የስመዓልና ህዝበ ክርስትያን አብ ዝተፋላለይ ደርፍታት ከይከይድ ከምዝ ጌርኩም ናይ መላእኽት ዝማሬ ትሰዱሉና ዘለኩም
@dinglmariamey387
@dinglmariamey387 2 жыл бұрын
ብሓቂ አይተጋገናን:: ዝማሬ መላእክት የስምዓልና: ጸግኡ የብዝሓልኩም: ስምዕ ውዒልካ ዘይትምነው:: ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም አብ ቤቱ ይፅንዕኩም::
@user-vf6io8ws5g
@user-vf6io8ws5g 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአክቲ ይስመዐልና ⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏🙏
@tekamhreteab3230
@tekamhreteab3230 3 ай бұрын
ቃል ሂይወት የስምዓና ዕድመን❤❤❤ ጥዕናን የሃበኩም ኣምላክ
@natsinethabtegergs8757
@natsinethabtegergs8757 4 жыл бұрын
amen amen amen zmarie melaekti yesmealna nay agelglot zemenkum ybark.
@E-uh7gp
@E-uh7gp 6 ай бұрын
❤❤❤ ፍልይቲ መዝሙር ሰሚዐ ዘይጸግባ እያ እወ ኣይተጋገናን ስለ እመ ኣምልክ ❤ ናይ ብሓቂ ዘመርታ ቃለ ህይወት የስምዓልና ናይዛ መዝሙር ገጣምን ዘያምን ካኣ ብርዕኻ የሰስን 🙏🙏🙏
@weiniefrem2815
@weiniefrem2815 4 жыл бұрын
ብሓቂ ኣተጋገናን እተሰገድናናላ ቃል ሂወት የስምኣልና ንኣሕዋትና ጸጋ ኣብ ልእሊ ጸጋ ይወስኮም
@ritamehari3621
@ritamehari3621 4 жыл бұрын
Elllllleeeeee zemare melakte yesemalena♥️🙏Amlak Nay agolegulate zebenkum yebarklkum🙏🙏♥️
@user-gb1mu4ho1t
@user-gb1mu4ho1t 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እመብርሃን ኣደና ምእስ ኩ ልእና ትኩን ፡ ጸግኡ ይ ብዘሓልኩም እዝግኣብሀር።
@user-rq7yl7kt9w
@user-rq7yl7kt9w 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት የሕዋት
@semharjohn7517
@semharjohn7517 4 жыл бұрын
Elellelel zmare melakti yesmalna amlak xegu yebzhalkum fikuraty
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 4 жыл бұрын
egziabiher zihareyo seb tirat u ab betu koynu sumu enda xewie zemesgin emo komakatkum huruy ygbereni egziabiher Amlak bidgame xega ab lieli xega yebzihalkum beteseb egziabiher amlak
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ብሓቂ ኣይተጋገናን እወ ንድንግል ማርያም እዚኳ ክውሕዳ ኣደ ናይ ብዙሓን ጸሎታን በረከታን ምስ ኩላትና ይኹን ብሩኻተይ ።
@letishhagos4636
@letishhagos4636 4 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna eytegagenan sle kbri maryam sq ente zeybelna
@tesfaldetyohannes919
@tesfaldetyohannes919 4 жыл бұрын
Awe aytehagena 💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@amanhaile7512
@amanhaile7512 4 жыл бұрын
Amen amen amen zimaree melakti yesmalna yehwat ❤❤❤
@Asmir965
@Asmir965 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይይይይ ኣሰይይይይይ ዝማረ መላክቲ የስመኣልኩም ኣይተጋገናን ስለክብሪ ማርያም ስቅእንተ ዘይበልና ኣይተጋገናን እመ ኣምላክ ሓቂ እንተመስከርና ኣይተጋገናን ኣይተጋገናን ኣሰይይይይ ክንደይ ኮ ደስ ይብል ቃል ኣምላክ ክትሰምዕ ከለካ ኦጎይታይ ክንድይ ኮ ተዓዲሎም ኣብ በትካ ዝነብሩ ብመዝሙሩን ውዳሴን ዝሕልፍዎ ኣብ ቤትካ ኮይኖም ኦጎይታ ነኣና ውን ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ኣብ ቢትክቅ ክንኣቱ💒💒💒💒💒
@Minbar855
@Minbar855 4 жыл бұрын
ኣሜን (3) ዝማረ መልኣክቲ የስማዓልና ፍቁራት የሕዋትተይ እግዛኣቢሄር ጸግኡ የብዚሕ ንዓይ ሓጤተና የሕዋትኩም ድማ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና 🙏❤🙏🙏💒 ተዋህዶ ሃይማነቶይ ንዝልኣለም ትንበር❤🙏❤🙏❤🙏💒💒💒
@tesfalemhagos214
@tesfalemhagos214 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmaalna ahwat. Behaki aytegagenan.
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha 4 жыл бұрын
Kale hiweot ysmealna tsegeu yebzehalkum ewe "Aytegagenan"
@fiyorihabte7350
@fiyorihabte7350 4 жыл бұрын
Aytegagen haki antemeskerena sele ame amlak zimare melakiti yesmalna
@Aelekkso
@Aelekkso 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን I love you from Ethiopian ortodox Twaheido 😘
@tseboqnedieu3690
@tseboqnedieu3690 3 жыл бұрын
Amen (((3))) zmaria melakt yesmaena nbel Ellllllllll Ellllllllllllllll Ellllllllllllllll 🥰🥰🥰🥰⛪⛪⛪⛪💕🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@user-ik1yv8qf5t
@user-ik1yv8qf5t 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልል ኣይተጋገናንን ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ይግባኣ እዩ ንዘለኣለም ክብሪ ንድንግል ማርያም ምልእቲ ፀጋ እግዚኣብሔር ፀጋ ፍቅሪ ኣምላክ ንዘልኣለም ፀግኡ የብዝሓልኩም
New Eritrean Ortodox Mezmur Mstir Qdsnaka By Debre Mewie
7:56
DEBRE MEWIE ABUNE AREGAWI MAYTEMENAY
Рет қаралды 395 М.
Yikun Belni`ba  new Mezmur Ametawi Beal abune aregawi
8:31
DEBRE MEWIE ABUNE AREGAWI MAYTEMENAY
Рет қаралды 1 МЛН
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 10 МЛН
I'm Excited To see If Kelly Can Meet This Challenge!
00:16
Mini Katana
Рет қаралды 30 МЛН
EgziAbhier Hayli Hiwetey eyu By Debre Mewie Abune Aregawi Maytemenay
5:07
DEBRE MEWIE ABUNE AREGAWI MAYTEMENAY
Рет қаралды 278 М.
#AsbiAlo መዛሙር ዲ.ብርሃነ ፍስሃየ | D.Brhane Fishaye /Collection Orthodox Mezmur 2023/
1:39:56
ከበሮ ኣልዕሉ   Kebero Alelu   New Eritrean Orthodox Mezmur 2024
8:52
DEBRE MEWIE ABUNE AREGAWI MAYTEMENAY
Рет қаралды 65 М.
ኦ እግዚኣብሔር ስምካኢራብ   O'Egziabhier SmkaErab New Eritrean Orthodox Mezmur 2024
7:38