New Eritrean Series Film 2024 - Sarta(ሳርታ) | Part 42 by Brhane Kflu

  Рет қаралды 62,967

Eri One Touch Entertainment

Eri One Touch Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 250
@bene4809
@bene4809 8 ай бұрын
ባህ እንካ በለኒ!!!እግዚኣብሄር ነዞም ዝሃበና ስነጥበባውያን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ - - -❤!!!
@azebhagos9374
@azebhagos9374 8 ай бұрын
ዋዉ ናይብሓቂ ደስ ዝብል ኣወዳድኣ ሩሑሱ ኣውዳኣመት ይግበረልና የሕዋት ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@samteygunners7239
@samteygunners7239 8 ай бұрын
ዋዉዉ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ኣወዳድኣ ነቲ ኣጀሚሩን ዝወድኣናን ልዑል ምስጋናን ክብርን ንዑኡ ይኽኖ እንቃዕ ኣብቃዓና ናብ ብዓል ፋሲካ ጋነርሳዉያን 🏆ዋንጫና ዳ ቀረበትያ
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 8 ай бұрын
ኣልመዶም ኣነ የ❤ ዓቕሊ ከም ዓቕለይ ዝወረዶ ጸለመ ከምናተይ ኮታስ ኩሉ ከምቲ ዝወረደኒ ጸለመ ኣብዚ ኣልመዶም ዝብሃል ካራክተር ሪኤዮ ከምቲ ዝታዓወተሉ ኣነ ውን ናይ ብሓቂ ታዓዊተ የ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ስራሕ ብርኖ❤❤
@Silmat
@Silmat 8 ай бұрын
ንግዚኡ ይመርር ይኸውን ግን ሓቂ ምዉጽኡ ዘይተርፍ እዩ.
@nebyatnetsrab423
@nebyatnetsrab423 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ደስ ዝብል መዛዘሚ ሩሑስ ኣውደኣመት ደቂ ኤረይ
@semharsemhar-b9m
@semharsemhar-b9m 8 ай бұрын
እንቆዕ ብስላም ኣጀሚሩ ብሰላም ኣፈጸመና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ንዓመታ ብሰላም እንተኮነ ኣብ ዓድና ምስ ስድራና የዉዕለና ደቂ ኤረይ ሓላላት❤❤❤❤❤
@Abrahamkubrom-df5ze
@Abrahamkubrom-df5ze 8 ай бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏
@ዳኒኤልወዲንጉሰ
@ዳኒኤልወዲንጉሰ 8 ай бұрын
ጽቡቕ ኣፈጻጽማ ንፉዓት ተዋሳእቲ ኣጆኩም ቀጽልዎ ዝያዳ ኩሉ ድማ ጎንጨ ምስ ምዕራፍ ኣልመዶም ምስ ኣኽሊል
@tsehayegerebrhan6447
@tsehayegerebrhan6447 8 ай бұрын
ጽብቕቲ ባህላዊት ፊልም! ኣብ ካልእ ካቢዚ ብዝበለጸ ክንራከብ ተስፋ ይገብር!!!!
@keleabtsehaye4480
@keleabtsehaye4480 8 ай бұрын
💚💙💙 ወርዘየት ወዜሪት ኣደ ጽንዓት መርዓት ቀዳሞት ምልጭ ቁንጂና ኣደ ቅናት ሓሞት 🌹👍👍👍
@almazzerezghi7483
@almazzerezghi7483 8 ай бұрын
🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ 8 ай бұрын
ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ንዘፈፀመና እግዚአብሔር አምላክ ወዲ ድንግል ማርያም ክብርን ምስጋናን ይብፃሓዮ🙏 ናይ በሓቂ ጽብቅቲ ምስ ጎበዛት ተዋሳእቲ ይበል ዘብል እዩ ደራሲ
@adiamkifle5980
@adiamkifle5980 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ መሃሪት ፊልም ምስቶም ዓበይትን ነኣሽቱን ተዋሳእቲ ደስ ዘብል ድርሰት ምስ ምውህሃድ ከየድነቅኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን ። ብልቢ የ ዘመስግን ብተመሳሳሊ ክትመጹና ክኣ ንጽበ ደቂ ኤረይ ብሉጻት ናይ ብሉጻት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wt7061
@wt7061 8 ай бұрын
ኣልመዶምን ኣኽሊልን ብምምርዓዎም ተሓጊሰ ኣወዳድእኣ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ደረስትን ተዋሳእትን ኩሉኹ ብሉጽ ስራሕ ደቂኤረይ።
@AronHaile-xm8gl
@AronHaile-xm8gl 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዘይትሙኖ ፊልም እንኟዕ ሓጎስካ ካኣ ኣልመዶም ኣነ ሲ ዝተዓመጽት እዩ መስልኒ ነይሩ❤❤❤❤❤❤
@BereheEwalYodit
@BereheEwalYodit 8 ай бұрын
መገዲ ሐቂ ኩሉ ጊዜ ጽቡቕ እዩ❤❤
@almazzerezghi7483
@almazzerezghi7483 8 ай бұрын
💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@wedibereket
@wedibereket 8 ай бұрын
Btami xbuk srah nfuat xbkty film nera ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@erimedia9375
@erimedia9375 8 ай бұрын
🎉🎉❤🎉
@ማንቸበል
@ማንቸበል 8 ай бұрын
Bahlna ዘይድገም ንዘላኣለም ንምለስ አባ ንኸውን ግዲ❤❤❤❤❤
@BerhaneAmanuel-uu8ei
@BerhaneAmanuel-uu8ei 8 ай бұрын
Kigermeka kulom dearest hagerna kirieewa alewom. Excellent Buruno you know how to finish. Every thing acting. All good job. Thank you
@Sabateklezghi
@Sabateklezghi 8 ай бұрын
ናይ ባሐቂ ደስ ትብለካ ነቲዝተበደለ ክርህዎ ኮሎ ደስ ይብለካ ኣዩ ዕድመን ጥዕናን ንዐኩም ይኩን ቀጽልዎ
@abadihaile9393
@abadihaile9393 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ❤❤❤
@getk6062
@getk6062 8 ай бұрын
ዋውውውውውውው ናይ ብሓቒ መሃሪት ፍሊም ዓቅልን ትዕግስትን እንተሃልዩ ኩሉ ይብጻሕ እዩ ንክልቴኩም እንቃዕ ሓሳብ ልብኩም ሰመረልኩም
@elanatvtube9157
@elanatvtube9157 8 ай бұрын
ዋውው ናይ በሓቂ ጽቡቅ ኣጃምራ ጽቡቅ ኣፈጻጽማ ብዙሕ ትምህርቲ ውን ኣለዋ ከምዚ ባህላዊ ፊልምታት ብዙሕ ክስራሕ ይላቦ ምክንያቱ ብዙሕ ተዘክሮታት ዩ ዝፈጥረልና
@Silmat
@Silmat 8 ай бұрын
ኣልመዶም ሽኮር.... ሕማቕ ዝገብር, ሕማቕ ዝሓስብ ንግዚኡ እንበር ፈጣሪ ኣብዝፈቀዶ ምቅላዕካ ዘይተርፍ እዩ.ቤላ ፊልም 👍Thank you ደቂ ኤረይ🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@millionkiflom5032
@millionkiflom5032 8 ай бұрын
ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም ዝበዝሕ ፊልም መወዳእትኡ እንድዩ ዝበላሾ እዚኣ ግን ንኩሉ ዝነበረ ሕቶታት መሊሲካ ዓጺካዮ ❤
@hajerokubu8990
@hajerokubu8990 8 ай бұрын
ጸቡቕቲ ፍልም ❤❤❤
@amenbereket8459
@amenbereket8459 8 ай бұрын
Wow, wow it’s amazing. Best Eritrean movie. Love you guys.❤❤❤❤
@ናኹራናኹራ
@ናኹራናኹራ 8 ай бұрын
ብጠዓሚ ገለ ዓይነት መዛዘሚ ኩሉ ግዜ ፊልምታት ናይ ዓድና ኣብ መፍጸምታ ኢዩ ፋሕ ዝብሎም መወዳእታ ናይዛ ፍሊም ግን ደስ ኢሉኒ ቀጽልዎ ብሕጂ ዝመጽእ ፊልምታት ናይ ዓድና ከምዚ ክከውን መወዳእትኡ ከኣ ይላቦ ኣዚና ኢና ነመስግን ደቂ ኤረይይይይ ሓላላት ቀጽልዎ ካኣ❤❤❤❤❤❤
@AmanEsak-no6bh
@AmanEsak-no6bh 8 ай бұрын
ናይ በሓቂ መሳጢት ፊልም ብፍላይ ከኣ ኣወዳድኣ ይበል thanks ብሩኖ
@TekieBeletse
@TekieBeletse 8 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ትብል ፊልሚ ደቂ ኤረይ ሰሱኑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ሩሑስ ኣውዳኣመት ካኣ ይግበረልና (መርዓውቲ ከኣ ሩሑስ ሑጹኖት ይግብረልኩም ወዲ ትወልዱ ይግበርኩም
@Asmara33213
@Asmara33213 8 ай бұрын
ደቅ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሐላላት አብዘለኩም ስላምን ራህዋን ናዓኩም ሐደራ ብሕልናና ንንበር ስስናዪ ናዓኩም 🥰🥰🥰
@danieltsegay2641
@danieltsegay2641 8 ай бұрын
ናይ በሓቂ ዘዕግብ ስራሕ እትያ ደርፊ ከ ደኣ ኣበይ ንረክባ
@tesfitmebrahtu84
@tesfitmebrahtu84 8 ай бұрын
ፈጣሪ ብሰላም ኣጀምቢሩ ብሰላም ዘፈጸመኩም ይኽበር ይመስገን። ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤ Tanks brhin
@teweldekesete5795
@teweldekesete5795 8 ай бұрын
Betami bltsti film, jemira ksab twoda zgodla yelboni. Tsbuk sark kabzi zbelx kexbe eye. ❤❤❤👍👍👍👍👍
@tsigeredagabir2431
@tsigeredagabir2431 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ : ኩሉኹም ንፉዓት: ብጣዕሚ ሰሓቢት: እቲ ክፍኣት ክበዝሕ ከሎ ግዳ:ብኡ ጌሩ ከይትኣታትወና የፍርሓና:: ብዝኾነ ከይመነናያ ተመዲኣ;; ተባረኹ
@hadisheyob1272
@hadisheyob1272 8 ай бұрын
Nay behaqi kisab mewedata teketatileya kab behalawi film hagerina Des zibl awedadia qexilo Ajoka brhane wedi 🎉🎉🎉
@superjonastic9344
@superjonastic9344 8 ай бұрын
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 enka beselam mexakum😊😊😊🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤😊😊😊😊😊🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@YowhanaMaekele
@YowhanaMaekele 8 ай бұрын
Aseyy aseyy ezi bahlna ewe des kbleka ❤❤❤❤❤
@FilimonWeldeslasie
@FilimonWeldeslasie 8 ай бұрын
ዋውውውውው ደጋጊምካ ሪኻያ ዘይትምኖ መሃሪት ድራማ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@switi.galshre
@switi.galshre 8 ай бұрын
በጃኩም ንያንፋሱ አብ ኩሉ ድራማ አእትውወ ደስ ክብለኒ😂😂❤❤❤
@edenyemane6801
@edenyemane6801 8 ай бұрын
Wow bitemi meharitn mesatitn eia yekenyelna edmen tienan yhabkum gulbetkum ybark ❤❤❤
@GualEri13
@GualEri13 8 ай бұрын
I enjoyed this Eri cultural film nufuat kulukum. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👏👏👏👏
@hidatnegasi
@hidatnegasi 8 ай бұрын
ብጣዓሚ መሳጢትን ማሃሪት ፈልም❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@dolshihagos6325
@dolshihagos6325 8 ай бұрын
Ahhh deki Eri temti film I have ever seen 😢and I’m impressed ,and remember my child hood.
@saliemtesfamariamgoitom233
@saliemtesfamariamgoitom233 8 ай бұрын
Good Job!!! Bitaemi Meharit.
@er126er
@er126er 8 ай бұрын
Wow, kab mejemerta ksab mewedaeta blxti Film. Ab mexaie btemesasali blux Film yerakbena kexluwo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HabtomYohannes-i1i
@HabtomYohannes-i1i 8 ай бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ናይ ብሓቂ ጽብቅትን ዘይትምኖን ፊልሚ ኣጀሚሩ ዘፈጸመኩም ልዑል እግዝኣቢሄር ኣምላክ ምስጋና ይብጽሓዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤
@mybestisyettocome.5753
@mybestisyettocome.5753 8 ай бұрын
Brhane kflu meglexi yebleyn n eshtey eseyas xegay ileka aleku ❤
@sirakaraya9659
@sirakaraya9659 8 ай бұрын
Thank you all of you Deqi eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️
@mnasieabrham7677
@mnasieabrham7677 8 ай бұрын
ፊልሚ ብጣዕሚ ኣዝያ ጽብቅቲ ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ሃገረይ ሽኮራት ኩሉ ግዜ ዝንጽበየኩም ኢና
@dngelmariam2369
@dngelmariam2369 8 ай бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻኹም ስነ ጥበባዊያን ብጥዓሚ ብሉጽ ስራሕ ቀጽልዎ ናብ ብርሃነ ትንሣኤሁ ብሰላም የብጽሓና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብሽም እዛ ጾም እባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጸሎት እመ ብርሃን ኣይፈለየኩም
@teklemariamaraya345
@teklemariamaraya345 8 ай бұрын
ገለ ዓይነት ፊልም ደቂ ኤረይ ደስ ዘብል ❤️❤️❤️❤️❤️
@meharifshaye6258
@meharifshaye6258 8 ай бұрын
Btaemi dess zbl srah 👍💯👌Mahari drset kulu Bluts tsbuq afetsatsma qurub ngebre ms hanti neeu tmesl amsl tetenlo zyada mmeqeret qtslwo ajokum btaemi nemesgnekum Amlak edmen Tenan yhabkum
@yoditbrhane1671
@yoditbrhane1671 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤Nay bhqi xbqti flim 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 👏👏👏👏
@solomongoitom-kk3kh
@solomongoitom-kk3kh 5 ай бұрын
❤❤❤❤ ብጠዓሚ ጽብቅቲ ናይ ብሓቂ
@rishansolomon9726
@rishansolomon9726 8 ай бұрын
ደቂ ተዋህዶ እንኳዕ ኣብፀሐኹም ኣብፀሐና
@Eri-leew
@Eri-leew 8 ай бұрын
Amen ❤
@MobiMobi-xr4ch
@MobiMobi-xr4ch 8 ай бұрын
42 ክፋል ኢልኩም ቀይርዎ 402 ኣሎ ነቲ ብሕጂ ሓደ ኢሉ ዝጅምር ነዊሕዎ ተስፋ ከይቆርጽ ❤
@MeleyNafieqe
@MeleyNafieqe 8 ай бұрын
Wwwwwwww I love this movie Eritrea culture ❤❤❤ thank you so much
@MilkyasMebrahtu
@MilkyasMebrahtu 6 ай бұрын
ፊልሚ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፍርሃት እግዚኣብሄር ብዘለዎ ኔራ ዝነኣድ ስራሕዩ ክቡር ደራሲ ብርሃነ (ብሩኖ) ሓወይ ኣብ ቀጻሊ ውን ከምዚ ዓይነት ስራሓት ብዝበለጸ ምስ መሳርሕትኻ ከተቕርብ ክንጽበ ኢና ብፍላይ ክዕረ ዘለዎ ኣብዚ ግዜዚ ናይ ከተማ ዝስራሕ ዘሎ ፊልምታት'ዩ መኽንያቱ ካብ ኣለባብሳ ጀሚርካ ይኹን ኣዋጽኣ ቃላት ንዓበይቲ ይኹን ነቶም ህጻናት ዝምህር ኣይኮነን ኣብ ስራህካ ኣወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ❤❤❤❤❤❤❤❤
@mercymercy8563
@mercymercy8563 8 ай бұрын
ክትዉዳእ ዘይደልያ ፊልም! Thank you blxti azya mharit film❤❤❤
@ማርያምይዋሕስሂወትይ
@ማርያምይዋሕስሂወትይ 8 ай бұрын
Betami ab xbq kunetat wedia des tebleka kesab bkale temxna bslam aab zelnayo edmen tenan hibu egzabiher yexnehana fetari alem dq Eri ❤❤
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 8 ай бұрын
We thank you nice story god bless you
@kidanfekadu6079
@kidanfekadu6079 8 ай бұрын
❤️❤️❤️ ❤️❤️❤️ ብጣሚ ደስ ዝብል 👍👍👍
@AkliluBerhane
@AkliluBerhane 8 ай бұрын
Wawwwwww nay bhaki tezazima deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adiamhabtom6538
@adiamhabtom6538 8 ай бұрын
Wowww gela aynit film deki Erey ❤️❤️❤️❤️❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sarbean4827
@sarbean4827 8 ай бұрын
ዋው ብሓቂ ባህ ዝብ መፈፀምታ እዩ ደስ ዝብል እዩ❤❤❤❤❤❤
@Adikolom
@Adikolom 8 ай бұрын
Thanks xebuk serah amlak mesakum yekun hagerna yebarekelna
@nebuymylove4654
@nebuymylove4654 8 ай бұрын
Thanks yehwat edemen tenan yehbkum nebat siruni mes rakwa tewda ah
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 8 ай бұрын
wowwwww amazing work all of you smart writer keep shining love you 🙏🏾💕😁
@wolbeyene8618
@wolbeyene8618 8 ай бұрын
Betami tsebeqeten mahareten film eya ne derasee dema thonk you qetselo eri one touch entement abe serahekum awet yemeneyelkum
@musazghiasfha8361
@musazghiasfha8361 8 ай бұрын
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷
@weldearegaymehari1209
@weldearegaymehari1209 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤ tsbuk wediekuma aklil mis almedom enkoa ntsbukum kone aya emaha adengtsni🎉🎉🎉🎉
@simonmedhane8852
@simonmedhane8852 8 ай бұрын
ጥበብ ካብ ኣምላክ አትዕደሎ ህይብ አዩ ብርሂን ሓውይ ካብ ፋሚልና ሙሉአ ዝታዓደልካ ኢካ አሞ ብርዕካ ትሰስን ምስ መሳርሕትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሬ ሩሕስ ኣውዳመት ካኣ ይግበረልና
@diletbrhane9130
@diletbrhane9130 8 ай бұрын
Wawww des tbl film awedada ka zbelexe Egziabhier bxay qnuo u congratulations almodem and aklil ❤❤❤
@bsratbokretsion4032
@bsratbokretsion4032 8 ай бұрын
Btami xbuk srah ❤❤❤❤
@kidanehaile1236
@kidanehaile1236 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤ eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖 😍 ✨️ 🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖
@alemasmerom100
@alemasmerom100 8 ай бұрын
ብጣእሚ ጽፍፍቲ ኣፈጻጽማ❤❤❤🎉🎉
@ww1075
@ww1075 8 ай бұрын
Ezen qonaju abzia tewasoo delewa kftewaka ❤❤❤❤
@WediShFta
@WediShFta 8 ай бұрын
Merhab 💖💖💖👈🏽
@Siemabreham
@Siemabreham 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤deki erey shekorat
@selamgaym7405
@selamgaym7405 8 ай бұрын
Nay bhaki tsbkti srah ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@yodittsegay1036
@yodittsegay1036 8 ай бұрын
Great movie great ending👌🏾👍🏾🙏🏾 thank you♥️
@kingvon5992
@kingvon5992 8 ай бұрын
ኣዋዳድኣ ይበል ናይ በሓቂ
@ErmiasAsmerom-8
@ErmiasAsmerom-8 8 ай бұрын
Nay bahaqi Des tbl film ajemamraan awedadaan ajemiru zefexemekum fetari kbrn msganan ykuno neakum kea btami yeqeniyelna ab qexali bahanqewta knxbe ena❤❤❤❤❤❤❤
@natuyosef4425
@natuyosef4425 8 ай бұрын
Wwwww i love you deki eri ❤❤❤❤❤❤
@kasay67
@kasay67 8 ай бұрын
ጽብቅቲ ፊልም❤🎉
@abrahameyob5720
@abrahameyob5720 8 ай бұрын
ክክክክክክ እዛ ፊልም ንፋሱ እዩ ዝያዳ ኣመቂርዋ ቀጽልዋ ደቂ ኤረይ ሓላል
@ftsumftsum6995
@ftsumftsum6995 8 ай бұрын
Wawww bkuei fxame bebta hiza kula🎉❤❤❤
@Hyabhabtemariam
@Hyabhabtemariam 8 ай бұрын
Wwww btami des tbl grkum wediekuma deq erey qexlwo 🥰🇪🇷❤
@dallastesfalem562
@dallastesfalem562 8 ай бұрын
Congratulation almoedom enqae ms ta azika etefqran etmneyan dneberka terakebka ezgabher enqae bfqri arakebekum❤❤❤
@BerhaneAmanuel-uu8ei
@BerhaneAmanuel-uu8ei 8 ай бұрын
Ab zihalefe film ka Hifatse tibl kia buluts sirah areekana thanks again Buruno sesenayu Ruhus Beal Fasika yigberelna
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 7 ай бұрын
Uica hagoskum nayzkulu zenat hakinet guzo zinat🧔❤💍❤🧕❤🕊🤝👏👏👏
@berewazerezghi3210
@berewazerezghi3210 8 ай бұрын
❤ዘደንቅ ስራሕ ።ነቲ ጽፍፍ መጽናቲ ድካምኩን ጻማኩም ይሃብኩም። ንኹሉም ይበል ዘብል ስራሕ'ዩ።ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ንምነልኩ። ካብዚ ንላዕሊ ሰሪሕኩ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክትበጽሑ ንምነ።
@tedrosweldu7265
@tedrosweldu7265 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ግና ሎሚ ክትዝርጋሕ ኣይነበራን ዓርቢ ስቅለት ኢዩ ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohannese.1164
@yohannese.1164 8 ай бұрын
nice film.... thank you
@hannaberhane2904
@hannaberhane2904 8 ай бұрын
The best movie ever ❤❤❤deqi Eearey 🇪🇷
@tedrosteklu1554
@tedrosteklu1554 8 ай бұрын
Good job l like it 👏 👍 👌 💪
@negasiabraha9684
@negasiabraha9684 8 ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@TesTesWediWelay-m3l
@TesTesWediWelay-m3l 8 ай бұрын
እዋይ ኣነሲ ኣይከኣልኩን ናይ መወዳእታ ምስ በልካ ግና ብዝበልጽ ክንጽበኢና
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 42( BY BRUNO )
43:40
Awra Tube
Рет қаралды 241 М.
ዘልኩ ድኣ! ግርማይ ሳንዲያጎ - 2025
17:11
Ghirmay Sandiyago | ግርማይ ሳንዲያጎ
Рет қаралды 49 М.
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
MUHRAEL TV  ጋሻ PART 9 GASHA  NEW ERITREAN  FILM -  2024
32:51
MUHRAEL TV ሙራኤል ቲቪ
Рет қаралды 12 М.
wedding fani and segu 2
16:51
meles tesfai
Рет қаралды 14 М.
Yehdego G/Medhin - Vol 01 - Nonstop - Relaxing Video
1:04:54
HTMONA
Рет қаралды 102 М.
New Eritrean Orthodox Tewahdo Film ST.ABANOUB ቅዱስ ኣባኖብ
1:33:27
Mahberemariam Israel
Рет қаралды 2,7 МЛН
Arkan- New Eritrean Full Movie 2024 - Hne Lbi ሕነ ልቢ
1:02:23
Arkan Entertainment
Рет қаралды 188 М.