New Eritrean Series movie 2019 1080 part 5/ 1000ን ሰማንያን 5ይ ክፋል

  Рет қаралды 640,804

Star Entertainment

Star Entertainment

Күн бұрын

New Eritrean Series movie 2019 1080 part 5/ 1000ን ሰማንያን 5ይክፋል
Copyright © Star Entertainment 2019
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
- - - - - Connect with us - - - - -
Facebook Page: / starentertainmentethioeri
Instagram:
/ starentertainethioeri
Twitter: / starentertainm
Website: www.starenterta...

Пікірлер: 675
@wedijohn657
@wedijohn657 5 жыл бұрын
*ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘላኻ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ስደትና የሕጽረልና ፈጣሪ ኣሜን (3)*
@lplpplplpu8637
@lplpplplpu8637 5 жыл бұрын
አሜን(3)
@bitaniymichael5967
@bitaniymichael5967 5 жыл бұрын
Amen
@nibrodkesetesium5670
@nibrodkesetesium5670 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@abhewoteybaeileyaleikuwa5083
@abhewoteybaeileyaleikuwa5083 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen Hayelom hawey ajoka dahan hadei maltei tehlu tekewen mes sedrana neirakibeila
@user-jf4vg1bm4q
@user-jf4vg1bm4q 5 жыл бұрын
አሜን
@kudusannguse2418
@kudusannguse2418 4 жыл бұрын
ኣቱም አሕዋት እቲ ካብ ኣስመራ ንሓትንኡ ክረክብ ዝመፀ ወዲ ኩሉ ነገሩ ደስ ይብለካ ኣጆኻ ቀፅለሉ
@emamedia5051
@emamedia5051 5 жыл бұрын
ነዛ comment ተንብባ ዘለካ'ካ ሓሳብ ልብካ የስምሪካ ኣብ ትከዶ ጻዕዳ ይጽንሓካ
@user-px5kp8xb5u
@user-px5kp8xb5u 5 жыл бұрын
i lovemom ኣሜን ንኩላትና
@michaelteame4562
@michaelteame4562 5 жыл бұрын
Amen (3)
@ngstihafte9748
@ngstihafte9748 5 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏 mkrteyyy
@wedinegedenegede9813
@wedinegedenegede9813 5 жыл бұрын
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-xp5gl5qm2f
@user-xp5gl5qm2f 5 жыл бұрын
Amen 🙏 habibti ana
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
*ተባዕታይ ድርሰት ወላ ተዋሳእቲ ውን ዝወጻኹም የብልኩምን እንኮዕ ድሓን መጻኹም ኣብ ዝሃለኩም ሃሊኩም ማርያም ኣስመረይቲ ትሓልኩም*
@heliberi7153
@heliberi7153 5 жыл бұрын
Wedi fugra kemey kenika naka kea thalwuka
@afqirkakalonahomeytrezayet9230
@afqirkakalonahomeytrezayet9230 5 жыл бұрын
Amen burkey
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
@@heliberi7153 abosto selam yu zarkey
@tedrosmahari9962
@tedrosmahari9962 5 жыл бұрын
amen.ameen
@asmeramassawa
@asmeramassawa 5 жыл бұрын
Maryam ertirea thalkum
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 5 жыл бұрын
እዊ ኣነ እዚ ካብ ኣስመራ ሓትኑኡ ግደሊ መጺኡ ዘሎ፡ ካራክተር ብጣዕሚ ፈትዮዮ።
@lifeisshortbutloveisforeve4424
@lifeisshortbutloveisforeve4424 5 жыл бұрын
Mara eske zarkey msaka aleku
@alambradani2259
@alambradani2259 5 жыл бұрын
Vroeg Wakker op: n binyam fishatsion yimesil koynu tesemiyuni
@user-qo7ek4jo1n
@user-qo7ek4jo1n 5 жыл бұрын
wela ኣነ መሲጥኒ
@habu446
@habu446 5 жыл бұрын
ግደፎ"ባ ብሳሓቅ ልበይ ተግተግ ኣቢልዋ
@yoseferitrean7065
@yoseferitrean7065 5 жыл бұрын
ማራስከ ከፍ ኣለዎ
@burhanabraham2610
@burhanabraham2610 5 жыл бұрын
ኣታ እዚ ካብ ኣስመራ ዝከደ ሕትኑኡ ዝደሊ ላይክ ሃብዎ
@user-ri4xf3rd6o
@user-ri4xf3rd6o 5 жыл бұрын
ፕሊስ ገዙኡን ስድሩኡን ዝናፈቀ ላይክ ይሃበኒ ናፍቆት ኣይካኣልኩን
@lilelile727
@lilelile727 5 жыл бұрын
አጀኻ
@semereabay8506
@semereabay8506 4 жыл бұрын
ክአሎ ኩሉ ክኢልካ እዪ።
@wizfugra2920
@wizfugra2920 5 жыл бұрын
_ሕልምና ተሰሪቅና እወ በቃ ምስ ኩሉ ብቅዓትና ምስ ሃብታም ሜረትና እባ ኣደዳ ስደት ኮይና ድሓን ስደትና ስደት እስራኤላውያን ይግበረልና ተስፋ ዘይ ምቁራጽ ጥራይ_
@user-sp5xi1jo1l
@user-sp5xi1jo1l 5 жыл бұрын
እዋይ ዘለካ ርእሲ ሓያል እዩ ኣታ ውዲ ኩሉ ግዜ ኮምንት ናይካ የንብብ እየ ብጣዕሚ ሓያል እዩ ንልቢ ዘለዎ ሰብ አጀኩም ደቂ ኤር ኣሓተይ ኩሉ ሓላፋይ እዩ ሓፉቱኹም ካብ ትግራይ እየ
@alenawaltaeritrean1367
@alenawaltaeritrean1367 5 жыл бұрын
@@user-sp5xi1jo1l thanks saster
@berhanegermai4998
@berhanegermai4998 5 жыл бұрын
Oh people learn
@danielyohannes3231
@danielyohannes3231 5 жыл бұрын
Wiz nay bahqi hawey natey ajeka teray kehlef ey goney baieh sab ika ::
@binijoy9670
@binijoy9670 5 жыл бұрын
ነዛ ፊልም ትርእያ ዘለካ ወይ ዘለኪ አግዛቢሄር ኣምላኽ ዘይሓሰብካዮ ይሃብካ ወይ ይሃብኪ
@Me-gq1jj
@Me-gq1jj 5 жыл бұрын
AMNE !!!
@younatanyoun4874
@younatanyoun4874 5 жыл бұрын
AMEN
@dawitkflay820
@dawitkflay820 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Awetnwxat
@Awetnwxat 5 жыл бұрын
እንታይ ኢኹም ስቒልኩም ኣሜን ትብሉ። ሓደጋ እንተኾነ ኸ
@latisgeb895
@latisgeb895 5 жыл бұрын
Aymergem Aymrka
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@genetgeryeiamproudoftigray3032 5 жыл бұрын
Welcome ደቂ ኤሬ ሸኮር ልክዕ ካብ ምድቃሰይ ክለዓል ከለኩ ፈኒኩምዋ ደስ እናበለኒ ክሪኣ እየ ነዛ ፊልሚ ትከታተሉ ብዘለክምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ
@samsongebrihiwot4589
@samsongebrihiwot4589 5 жыл бұрын
ክክክክክ ዋእ ክሳብ ሕጂ ድቃስ ምውት ኢካ ኢኪ ኢሞ
@aronwadgare3051
@aronwadgare3051 5 жыл бұрын
Amen amen amen
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 5 жыл бұрын
ክሓተኪ እንዶ ኣብ ዩቱብ ገዛ ን ክትካረ ክንደይ ትከፍል ወርሓዊ ኣብዚ ኢሮፓ ከቢሩና ኣሎ
@SamiSami-yx7fd
@SamiSami-yx7fd 5 жыл бұрын
ሳሚ ሎሚ ኣሕጉስካኒ በቃ ከምዚ ናትካ ሕልና ዘሎዎ ሰብ ኢዩ ተሳኢኑ ዘሎ ብጣዕሚ ናይ ለባማት ሰባት ስራሕ ሰሪሕካ
@danielkahsayhabtamryem4275
@danielkahsayhabtamryem4275 5 жыл бұрын
Sami sami Nic
@orangeafrro586
@orangeafrro586 4 жыл бұрын
ሳሚ ብጣዕሚ ተስፋ ዘለዎ ኣርቲስት ኢዩ። 🙏🏽🇪🇷👍!
@user-tp9sp1dd8j
@user-tp9sp1dd8j 5 жыл бұрын
ንደቂ ሓባታት ዝፎቱ ማራ ጎቦዛት ተዋሰእቲ ደሰ ክብሉ ሰጋ ማማ ሶ ነዛ ኮሞንት ተንብቡ ዘለኩም ኩሎኩም ሰደትኩም ኣሕፂሩ ገፅ ሰድራኩም የሪእኩም ኣሓተይ
@mimigirma7738
@mimigirma7738 5 жыл бұрын
I ' Am from Ethiopia and I . like Ertean .move
@sebhesomllovetegray360
@sebhesomllovetegray360 4 жыл бұрын
💓 Me to much
@alawitv2796
@alawitv2796 5 жыл бұрын
ኣይ ንሕናስ በቓ ናይ ኩላትና ሕልምስ ኣብ ስደት ምሳና ፋሕፋሕ ኢሉ ባዕልካ በል ኣርህወልና 🌍🙏🙏🙏🤲
@user-iu1cm4wr1o
@user-iu1cm4wr1o 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@filmonlove5754
@filmonlove5754 5 жыл бұрын
ዘመነ ኤርትራ ይመልሰልና ደቂ ኤረይ ሰላም ፍቅሪ ቅሳነት ዝዓሰሎ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና love u ደቂ ኤረይ
@asmaitkefle7643
@asmaitkefle7643 4 жыл бұрын
Xbukatey
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 5 жыл бұрын
እንታይ ዳኣ ጥሪት ምስ በለ ትስሕቁ ጥሪት እየን እኮ ኣብዚ እዕብየናና ይቅር ኣብ ገጠር ኣብ ከተማ እውን ብዛሓት እዮን ከፉቲ ዝራብሑ ስለዚ ባህሊናን መዕበይናን ኣይንረስዕ
@weinetekeste1763
@weinetekeste1763 5 жыл бұрын
Mm ጓል ትግራይ ፃዕዳ ዘይብላ ዕዳ you are right
@user-mr8yy4qt8i
@user-mr8yy4qt8i 5 жыл бұрын
ኣንታ እዚ ሓትነኡ ክረክብ ዝመጸ ማራ ኬፍ ኣለዎ ናይ ብሓቂ ኮይኑ ኢዩ ዝዋስኦ ዘሎ ኪኢላ ኢዩ ፡ወላ ኣብ ካሊእ ፊልም ከማን ተብዓታይ ኢዩ
@Eritreachanel1234
@Eritreachanel1234 5 жыл бұрын
Ane wela adinikeyo
@zeydaalem1932
@zeydaalem1932 5 жыл бұрын
Nay bhaki mera kafie alwo
@yoseferitrean7065
@yoseferitrean7065 5 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣሎኻ ማራ ከፍ ኣለዎ
@user-oj9dn6wu6m
@user-oj9dn6wu6m 5 жыл бұрын
Kkkkk ኣነስ ዝበዝሕ ገዜ ዋርድያ ሰለ ዝሓድር ሓሊመ ኣይፈልጥል ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽዎ ብፍላይ በዓል ጥሪት ከይ ኣድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይ ደልን ንፍዕ
@imissyoumom238
@imissyoumom238 5 жыл бұрын
Kkkkkk 😂👍
@abrehapawloskifle1055
@abrehapawloskifle1055 4 жыл бұрын
Kkkkkkkk seb azekirkani
@user-gn3gv8cv7t
@user-gn3gv8cv7t 5 жыл бұрын
ጽብቅቲ ጽልም 100% ካብ ተዋሰእቲ ኩሉ ምሉእ 100% ግን ኩሉ ሓደ ኮይኑ እቲ ዛንታ ካብ ኣስመራ ዝጀምር እንዳ ኮነ። ኤርትራ ሓንቲ ከተማ ኣይኮነትንን" መቀረት ክህልዎ ካልእ ከተማ ኣምጽሉና ።
@berakikidane1824
@berakikidane1824 5 жыл бұрын
ብራቮ ኣብ ሓሳብካ ይሰማማዕ የ
@user-qx1zy3xd8j
@user-qx1zy3xd8j 5 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ዘብል ማዓልቲ እንቃዕ ብዳሓን መጻኹም ክን ጽበየኩም ኢና ጸኒሕና ብርሃን ገጾም
@awetyemane9728
@awetyemane9728 5 жыл бұрын
ብታአሚ ደስ ትብል መሃሪትን ኣዛናጋአትን ኣጆክም ከጽሉዋ
@EFRA1987
@EFRA1987 5 жыл бұрын
ኣነ ጥራይ ዘይኮንኩ ኣቦይ ወላድየይ ውን ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዝዓበየ ዩ. ... ብዘይ ትዕቢትን ኣንነትን ድማ ሰለማውያን ሰባት ኴንና ነቢርናላ ነስመራ. ... ናብ ቤተሰብና ኣብ ገጠር ንበጽሕ ንሶም ውን ይመጽኡና. ... ኣይንነዓዓቅ ኣንነሻሸው. .. ንደላለይ በቃ ሓደ ደም ስለ ዘለና. ... እዚ ኣብ ድርሰት ንዕባይ ኣስመራ ከም ሓደ ንወዲ ሃገረሰብ ዘነኣእስን ዝንዕቅን ጌርኩም ተዋስእዎ. . እዚ ድማ ውጹእ ሓሶት ዩ or ንኹልና ዕባይ ኣስመራ ኣይውክለናን እዩ. ...
@natititt7202
@natititt7202 5 жыл бұрын
Hey brother mejemerya astebhl ezi wedi nieqwo aykonen nsu an sdet koynu bzaeba nay newih hiwetu zetath elal eyu zedlyo nsu anti neu zeylewo bota zeykewn zereba enda tezarebo kemey geru kqbelo first ab bota eti wedi asmera koynka teazebo
@sanireynatey2537
@sanireynatey2537 5 жыл бұрын
Bravo eleka aleku kem natka hasab aleni
@iikk7431
@iikk7431 5 жыл бұрын
Bmntay eyom comedy kserhu delika anda aganenu meshaq yserhu amber hagerseb malet welahanti zeyfelt malet aykonen gna film mukanu ketestewalelu ygbae
@SamiSami-yx7fd
@SamiSami-yx7fd 5 жыл бұрын
Never Give up ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ዩ ኩሉ ከምዚ ናትካ ኣትሓሳስባ እንተ ዝሓስብ ጽቡቅ ነይሩ
@SamiSami-yx7fd
@SamiSami-yx7fd 5 жыл бұрын
@@iikk7431 hawey bekmzi enda srehu ka tsbuk yzngihuna alewu malteka deu mijmeriya nihna kinzngaen knmhren ena film nerihe mesleni selzes seb neti zayflet baklen thgsten ember kemzi elika enda anshika aykonane zmhar neti seb dema ygaga enda haliwa tsbuk aleka u zismhie hakey do
@user-iu1cm4wr1o
@user-iu1cm4wr1o 5 жыл бұрын
ኣታ አዚ ኻብ ገጠር ዝመፀ ቆልዓ ተመችይኒ
@slasftwe7632
@slasftwe7632 5 жыл бұрын
እውይይ ክክክክክክ ዝወዲ ካብ ገጠር። ዝመፀ እዋይይ ከስሕቀካ በሉ አይዛቹ ደቂ ኤረ
@negakidane5309
@negakidane5309 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና ፊልም ዩ ብዙሕ ኣይ ትጽቀጥሉ እባ ወዲ ሃገረሰብ ወዲ ከተማ ነናቱ ብልጫ ኣለዎ በብልጫታቱ ካኣ የኽርዓና ዩ ብዙሕ ኣይ ይሰምዓና
@amiemohamedtahr105
@amiemohamedtahr105 4 жыл бұрын
Hakika kulu ab botiu nenatu bilcha alewo
@mehari4521
@mehari4521 5 жыл бұрын
Ajokum dike Eri 🇪🇷 our dream will come true soon, Love you 😘 guys keep it up the great work
@snitgoytom7871
@snitgoytom7871 5 жыл бұрын
That's really dear our dream come true soon by power of God.
@user-iu7gj2co8b
@user-iu7gj2co8b 5 жыл бұрын
አታ እዚ ፈራ ቆልዓ ደሰሰሰ ከብለካ ናይ ብሓቂ
@hagosnaizghi5830
@hagosnaizghi5830 4 жыл бұрын
ስደትናስደት ኤስራኤላውያን ይግበረልና ደቂ ኤረይ አጆኹም
@Daniel-dv3qp
@Daniel-dv3qp 5 жыл бұрын
ኣብ ህይወትይ ዘሕዝነኒ ነገር ተዳኣ ሃልዩ ቀደም ጸዓዱ ንጉልበትና ማሪኾም ናቶም ባራዩ ብምግባሮም ዩ። ካቡኡ ዝኸፈአ ግን ኣብ ናይ ዚ ዘልናዮ ወለዶ ባህሉን ልምዱን ገዲፉ ብፍቓዱ ንጽዓዱ ክመስል ምድላይ ናትኩም ኮፒ ክኽውን ደልየ ይብል ብምህላዉ ዩ ። ! ትርናዐ ናይ መልሓስ ዘይኮነ ናይ የእምሮ ብስለት የድልየኩም ተዋሳእቲ ማለት መማህር ዕብየት ናይ ሓደ ባህልን ልምድን ማለት ዩ ። እሱ ምኻኣል ይትረፍኩም ባህልን ልምድን ምዕራባውያን ክትደግሙ ፓፓጓሎታት ተቐይርኩም ከያኣክል ድጉል ባህልና ክተብንኑ ዝተዓጠኩም ትመስሉ። ጠልበጊዕ ስለ ዝበለ ድኹም ሓሲብኩሞ ምናልባት እዚ ሰብ እዚ ምዕራባውያን ዝኽተልዎ ቅድን ባህልን ቋንቋን መግብን ተዝኽተል ግን ሙዕቡል ሓሪፍ መበልኩሞ !!!! እቲ ሓቂ ግን ከሙኡ ኣይኮነን ሰብ ባህሉን ዕዱን እንተ ኣኽቢሩ ዩ ኩቡር ዝከውን ንሕና ግን ባህልናን ቋንቋን ገዲፍና ንጻዓዱ ክንመስል ሕኽ ስለ ንበል ጻዓዱ ይትረፍ ከኽብሩና ዘዝገበርናዩ ዝደግሙ ናትና የህባይ ይብሉና ።ስለዚ በጃኹም ነቶም ባህልዊ ክዳን ባህልዊ ቁንቋ ባህልዊ መግቢ ባህላው ዊ ''' ወዘተ ዝጥቀሙ ሓደ ክልተ ኮኾብ ጽባሕ ባህልና ዝኾኑ ሓበሻውያን ፋራታት ኣይትበሉዎም ምኽንያቱ ንሳቶም ዮ ም የእምሮኦም ባርያ ናይ ምዕራባውያን ዘይገበሩዎ ሓቀኛታት ተዋጋእቲ ናይ ባህልና !!
@erihabesha2763
@erihabesha2763 5 жыл бұрын
ነዛ comment ተንብቡ ዘለኹም ዝደለኽሞ ርኸቡ ሓሳብ ልቡኹም ይስመረልኩም
@melatmuruts8094
@melatmuruts8094 5 жыл бұрын
Amen 🙏
@user-zs2de4dr7o
@user-zs2de4dr7o 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
@gwtwgt2577
@gwtwgt2577 5 жыл бұрын
ኣሜን ሃንዋይ
@user-wr4ne1wz2z
@user-wr4ne1wz2z 4 жыл бұрын
@@gwtwgt2577 Amenn
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 жыл бұрын
Amen
@samiebersamieber6724
@samiebersamieber6724 5 жыл бұрын
ገሊኦም ሲ ኣብዛ ይቱብ ስልጣንያ ሒዞም ተሰጢሖም፡እዮም ዝነብሩ
@lulauld7074
@lulauld7074 5 жыл бұрын
Eza comment tenbebe deleka ab nabraka selam ab srahka awet Ms sebat keri yahabka 💪🏼
@adinabdu7354
@adinabdu7354 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ናይ ዞም ደገ ዘለና ብምሕላይካ ነመስግን
@user-qn1px2wd1e
@user-qn1px2wd1e 5 жыл бұрын
እውይይ ደቂ ሓውቦይ ብጣዕሚ ፅቡቕ እለኹም ።
@zaidghrmatsion3573
@zaidghrmatsion3573 5 жыл бұрын
ኣቲ ነቲ ፋራ ዘየተወድእኦ ብዛዕባ እተን ጤለ በጊዕ ጨራሩ
@yiki7528
@yiki7528 5 жыл бұрын
Zaid Ghrmatsion faratat koynom ember telebegie firki habti nay hagerna endyen
@teddyyo6744
@teddyyo6744 5 жыл бұрын
Kkkkkkk adengixiki do haftey
@geryetewelde7175
@geryetewelde7175 5 жыл бұрын
Wala nay yehrikenani cheraru kkkkkkk
@zaidghrmatsion3573
@zaidghrmatsion3573 5 жыл бұрын
@@geryetewelde7175 ሓቅካ ወደይ የሐርቅ እንድዩ
@hhkjh8343
@hhkjh8343 4 жыл бұрын
ክክክክ
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 5 жыл бұрын
እዛ ንሃገረስባ ዝዓበየ ምክፋእ ግድፍዎ ክንድይ ስበብ እያ ተምጽእ ዘላ ንዓና ድቂ እስመራ ክኣ ንክጽልኡና እኩም ትገብሮም ሕልሙ ክዛረብ ክሎ ክተውድእዎ ኔርኮም ሃገረስብ ምዕባይ ፍሉይ ውይ ትሑት ኡትገበርዎ ብዘተረፈ ጽቡቅ ቀጽልዎ እብ ስድት ኮንኩም ክምዚ ምስራሕኩም ናይ ብሓቂ እየ ዘድንቀኩም
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ወዲ ይኹን ናይ ጋል መንእሰይ ኤርትራ ሕልሚ ጽቡቕ ባህጊ እዩ ትምኒቱ ህግደፍ ኮሎ እሞ ኣበይ ሕልምና ክጭበት ኤበ
@samuelbeyin1315
@samuelbeyin1315 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኩሉኩም ተዋሰእቲ ኣብዛ ፍሊም ዝለኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ማለት ብጣዕሚ ትምህርቲ ዘለዎ ፍሊም ።
@SamiSami-yx7fd
@SamiSami-yx7fd 5 жыл бұрын
በጃኩም ኢለኩም ኣነ ሓንቲ ትገርመኒ ኣላ እቲ ወዲ ሓውቡኡ ብዛዕባ ሕልምታቱ ክዛረብ ከሎ ጥሪት ምስበለ ብሙሉኡ ድእለኦ ጥሪት ገሪካ ስድራ ምእላይ ነውሪ ዝኮነሉ እዋን ዲና በጽሕና
@kidanenemariam398
@kidanenemariam398 5 жыл бұрын
Kkkk zemen kefieu qedem xeirun hafryun eyu znebr neyru ente lomi gn amixun serigun
@M04h19d
@M04h19d 5 жыл бұрын
Ane keman mis sehaku tegerime Kigermeka natu eyu eti zibelexe hilmi seb ab zifetwu muya teserihu eyu awet zirekib tirit mifray kea ni hizbin hagerin aziyu agedasi eyu leli zukune muya
@user-xh7gg2hu1b
@user-xh7gg2hu1b 5 жыл бұрын
Xeba sga enjera kaby ymexe tblom kabey ybulu ykonu? Kab endtehanit kab edaga kab Europa kab asmera kab fabriak btami zgermni naziom atahasasba enka ko bhari segrku
@SamiSami-yx7fd
@SamiSami-yx7fd 5 жыл бұрын
@@user-xh7gg2hu1b tsbuk aleka wara men u ab gatar zinber ayhlemen zibelom derasi nezi kem zhiba alhilu kinhahso mirhayey u nehay zaywhtaley kigrmika
@user-xh7gg2hu1b
@user-xh7gg2hu1b 5 жыл бұрын
@@SamiSami-yx7fd ms eziom si kemey karka eka ktnebr ktsrhen kulu ab asmera zkmet seb genzeb seb resi muhr nukuh geirom eyom zwesduwom.eti neket ab resi hagreseb zkmet zelewom eyom znguruna zelewu ebr kale wehanti mlkti yeblan .bzeba mera endatzarebos km seb meten kaman msemeo. Muhurat entzkonu entay xelika be elom bu zeyblu . Ane kab libya nab Italie endsgerku ab bhari enkleku bgonena abti kab afrika emni huxa kaytrefe kale wn b abyti merkab texainu nab italiy katu enkolo btami afrikawi marekndey donkoro husurn mkanu berhiley
@eyerusaraya8656
@eyerusaraya8656 5 жыл бұрын
ኣጆኩም ደቂ ኤሬ በጣዕሚ ደስ ዝብል በርትዑ
@herokeleta6790
@herokeleta6790 5 жыл бұрын
ሕልምኩም ክጥዕም ምዓት ኢዩ”
@sulamit9386
@sulamit9386 3 жыл бұрын
Your producing such a good movies with a meaningful message about our country and the people ! Shout out to the producer ❤️
@Eritreanintertment
@Eritreanintertment 5 жыл бұрын
Mesakin etom dege zelewu yehwatna eyom zdengxu ak sdedet weyal like gberu
@searemehari287
@searemehari287 5 жыл бұрын
ባዓል ጥሪት ከ ሕልሚ የብሉን?፡እቲ ዝበለጸ ሰብ ኣብ ገጠር ምበር ኣብ ከተማ ኣይኮነን ዘሎ ክትፈልጡ፡
@beliman380
@beliman380 4 жыл бұрын
Ni tigraway dixelae zelalem kertet ybel
@habentv1051
@habentv1051 5 жыл бұрын
Wawwww qedamay eye zexhflkum zelku ajokum deqi Eritrea shkorrntatt qexlwo
@user-ud5fl3bb9y
@user-ud5fl3bb9y 5 жыл бұрын
ኣየ ኤርትራዎይን ጥሪት ምስ በለ ሲሒኹም ደናቁር
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 5 жыл бұрын
Dey nesu da entay nedheret melesena zelo malet natena nana ayntayenananeyou
@user-ud5fl3bb9y
@user-ud5fl3bb9y 5 жыл бұрын
Ruta gal keshi ygermeni ekayu ab ensatat delo tkimi atal abagie aha mbal kem dnkuruna tekexuru baka mara eye zharki ane
@zeydaalem1932
@zeydaalem1932 5 жыл бұрын
Kkkkk nay bhaki
@arfil4249
@arfil4249 5 жыл бұрын
ማንቱይ በርኔንነተ , kgermeka kemu kbl ena belku, anyway abzya film ksha mulu dnkurna eka trean tsemean. Churma, hurma, bla bla beka. Kalea hiwet zesheyfena drama ko tesaynu 😒
@user-ud5fl3bb9y
@user-ud5fl3bb9y 5 жыл бұрын
One Opinion zegerim eyu woyo ensisatat tkimen teresieu entay emo kinbil ena. Kab ensisa zeyrkeb entay alo
@Me-gq1jj
@Me-gq1jj 5 жыл бұрын
ወውውው ወዲ ሓወ ኣበይ ደስ ክብል
@ablelmisgna
@ablelmisgna Жыл бұрын
ብር ክትብል ታሓጎስ ነዛ ኮመንት ላይክ ዝሃብካ
@shushayadane4242
@shushayadane4242 5 жыл бұрын
ከመይ ድየ ዛ ስራሕኩም አፍቂረያ
@robaltewelde693
@robaltewelde693 5 жыл бұрын
ወይ ዛወዲ መርዓዓ ረሲዓቶ ማለት ድዩ
@berhanemezgbo7394
@berhanemezgbo7394 5 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ደቃ ኤር አሕውትና እንኳን ብሰላም መፃኤዄም
@user-ki1pr3eo8r
@user-ki1pr3eo8r 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ኣብ ኤርትራ መዓስ ምስ ደቀስና ኢና ክንሓልም
@mehari4521
@mehari4521 5 жыл бұрын
ካብዝን ካብትን haha 😂
@kubigirmay52
@kubigirmay52 5 жыл бұрын
Kkkk 👍👍
@adiyamdw7f568
@adiyamdw7f568 5 жыл бұрын
kkkkkk
@abrahamafewerkimyking8757
@abrahamafewerkimyking8757 5 жыл бұрын
😀😀😀😀
@nuguse-wi8go
@nuguse-wi8go 5 жыл бұрын
Ezgi afleteka wedey suk elom yhwtutu
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 5 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ሓባይብ እዚ ዕባይ ሃገረሰብ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ብጣዕሚ ኣድኒቐዮ እሞ ክኣ ጋሻ,ዩ መስለኒ ንስነ ጥበብ እቶም ካልኦት እኳ ዝሰጎምኩም ኢኹም ኣብዛ ስራሕ ውን ጽቡቕ ብቕዓት ተንጸባርቑ ኣለኹም ቀጽልዎ ጥራይ ወገናተይ።
@edenghide5174
@edenghide5174 5 жыл бұрын
Esak shekor btaemi shak moyte Good job deki erey halalet
@user-qj5fq7rh8b
@user-qj5fq7rh8b 5 жыл бұрын
በጣም ነዉ በጉጉት የምጠብቃችሁ 😍 የዊንታ ፀጉር አንጀት ሆንሽበት 😎
@user-bp6jp4qh3j
@user-bp6jp4qh3j 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ
@DontAskMewhy-cj4sn
@DontAskMewhy-cj4sn 4 жыл бұрын
ብሰንኪ ኮሮና ተመሊስና ንርእያ ኣለና
@shewitab5126
@shewitab5126 4 жыл бұрын
ዋይ ዋላ አነ ደጊመ ይርአ አለኹ ካብ ፓርት 1 ጀሚረ ናፊቐዮም እምበር በስመ አብ
@m.g5367
@m.g5367 4 жыл бұрын
Way Sami shekor ezi yenbre TOKOR SEW ilkaya beka TEYEM eyo zebhal kolna TOKOR ina
@gideykeshi2879
@gideykeshi2879 5 жыл бұрын
Ik zat lettelijk op deze aflevering aan het wachten
@yoashaile3293
@yoashaile3293 5 жыл бұрын
Kalie dahan ente eti nay hagereseb do gele elu zserh zelo gn,ንዕቀት ናይ ህዝብና አዩ ዘርኢ። ሎሚ ኤርትራዊ ኣብ ኩሉ ማዕረ አዩ። ንስኩም ግን ኣጋኒንኩሞ። ከም ሃደ ዘይፈሊጥ ገርኩም ምቅራብኩም ንኩሉ ካብ ከተማ ወጽዩ ዝነቢር ሕብረተሰብና ሚኒኢኣስ አዩ። ንሱ አዩ ኩሉ ዘሎ ኣብዚ ዘሎ ጊዘ ስለዚ ተረሙላ ኢዚኣ። ምስ ናይ ይቅረታ
@yoashaile3293
@yoashaile3293 5 жыл бұрын
ምሳይ ትሳማሚኡ like
@temelsotsegab5132
@temelsotsegab5132 5 жыл бұрын
ኣታ እዚ ወአዲ ኣዲስ ጥዕምዎ ዎዮ መርዓ ረስዕዎ ኣዞኩሩዎ እባ በጃኩም
@dyd5174
@dyd5174 5 жыл бұрын
Kkkkk hebebty
@jhonkibrom4773
@jhonkibrom4773 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkk ygermeka eu love endu hzuwa mara gin kef alewo haveyo moyte
@mussietn1966
@mussietn1966 5 жыл бұрын
Kkkkk
@maryamyemezmurayy818
@maryamyemezmurayy818 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkk
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
kkkkk
@linallll5482
@linallll5482 5 жыл бұрын
ክክክክክክክ እዚ ወድሃገረሰብ ኬፍ ክህበካ ኣጆኩም ደቂ ኤሬ ሽኮራት
@gualasmeratiti4114
@gualasmeratiti4114 5 жыл бұрын
Nay lebey Tergta zekonkum Deki Asmerino Txda mes memakertiy ab zezlekumo selamen tenan yemnilkum keep it up( MGBU)🙏
@user-yu9bf6zm6h
@user-yu9bf6zm6h 5 жыл бұрын
ከመይ ገርና ሕልምታትና ኣብ መፈጸምትኡ ከነብጸሖ ርጉም ስርዓት ከሎ ኣብ ሃገርና ፋሓ ፋሕ ይኢትልና ከም ደቅ ዛርት
@danielhaile2295
@danielhaile2295 5 жыл бұрын
ንሕና ኤርትራውያን ህዝብና ኣብዚ እዋን ብ ሃገሩ ዝሓስብ እምበር ገጹ ዝሸይጥ ኣየድልዬን እዩ ከማኩም ነጃይስ .
@delaytselam6909
@delaytselam6909 5 жыл бұрын
ኪገርመካ አንታይ ዮም ዝብሉ ዘለዉ ዘይርድኦም ነጃይስ ጥራይ ኢልካ ።
@user-fx3oy1hh3v
@user-fx3oy1hh3v 5 жыл бұрын
ናይ ዎንታ ፀጉሪ ይፈታሕ ይቀየር እስታይል ትብሉ ላይክ ሃብኒ ክክክክክክክክ
@natalieasmerom2374
@natalieasmerom2374 5 жыл бұрын
Entay gedeseki
@user-fx3oy1hh3v
@user-fx3oy1hh3v 5 жыл бұрын
@@natalieasmerom2374 የእትወኒ እምበር ሓደ ዓይነር እስታያል ይድብር እዩ
@natalieasmerom2374
@natalieasmerom2374 5 жыл бұрын
@@user-fx3oy1hh3v gedede tigrawyti eki kea beli wexi rielki aleku 😏😏😏😏
@user-fx3oy1hh3v
@user-fx3oy1hh3v 5 жыл бұрын
ንስካ እውን ተዛራቢ ትግርኛ ትግራዋይ እካ
@natalieasmerom2374
@natalieasmerom2374 5 жыл бұрын
@@user-fx3oy1hh3v kidi defar Eritreawit gal maekel seraye eye
@anditbraun7550
@anditbraun7550 5 жыл бұрын
Bmejemerta selam kulatkum deki erey ya ezia Film mara kef alewa ya bjakum ke ketekarxwa kkkkkkkkk bflay eti hagiye koynu dwasae delo mara nufue eu much love 💙🇪🇷🙏
@tesfaymesele3385
@tesfaymesele3385 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ፍልም የሕዋት ቀጽልዎ
@habtomgoitom1854
@habtomgoitom1854 5 жыл бұрын
It was amazing and funny guys from England
@SamiSami-yx7fd
@SamiSami-yx7fd 5 жыл бұрын
ወዲ ሓውቦይ ትወዕዮ ኣለካ ክክክክ ክሩብ እባ ሓግዞ ክክክክ
@bahlbinehasi1257
@bahlbinehasi1257 5 жыл бұрын
ንወዲ ገጠር ከመይ ከም ዝንጽልዎ ረኣዮ ጥሪት ምፍራይ ከም ሰነፍ ተቆጺሩ
@Bahta-Teksl
@Bahta-Teksl 5 жыл бұрын
ኣብ ኤውሮጳ ከኣ እቲ ዝሃብተመ በዓል ጥሪት እዩ ሓፈሻዊ ሓረስታይ እዩ ሃብታም
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 5 жыл бұрын
Kela neseka dema tegedesekalom moyeteka kehasebun kemezazenoun akemi yebelemun
@Gelilatube788
@Gelilatube788 5 жыл бұрын
Bravo
@yiki7528
@yiki7528 5 жыл бұрын
bahlbi Nehasi12 eti miebale zey mihlaw yu dhan aytihazelom
@titiselomon310
@titiselomon310 5 жыл бұрын
😆😆😆😆😆😆😆😆😆😗
@mehari4521
@mehari4521 5 жыл бұрын
Abaykum Yidwfai dike Hagery ❤️🇪🇷
@user-sk4fm8ez3d
@user-sk4fm8ez3d 5 жыл бұрын
ከመይ ስምዒትኪ ትሎኮት 👌😁😅 እዛ ፊልም ኣሰልቻትኒ ዊዒላ ኣብ መወዳእታ ትሓይሽ
@user-ml6yl5oo8w
@user-ml6yl5oo8w 5 жыл бұрын
Kkkkkkk ኣታ እዚ ሓትኑኡ ኪደሊ ዝመጽአ ማራ ኬፊ ኣለዋ
@trahastrahas4537
@trahastrahas4537 4 жыл бұрын
ዋውው ፅብቅ ስራሕ ኣጀኪም ቀፅሉሉ liek
@maashoasbu1364
@maashoasbu1364 5 жыл бұрын
Welcome deki eri shikorinatatt enqea beselam mexkumo
@semereshambel4340
@semereshambel4340 5 жыл бұрын
ኣትን ሰረቅቲ ደቂ ኣንስትዮ ተጠቀቁ ኣወዳት እስራኤል
@ftawtsadikh5686
@ftawtsadikh5686 4 жыл бұрын
ሽኮሪናታት እንካዕ ብዳህና መፃአኩም።።
@frezerussom9382
@frezerussom9382 4 жыл бұрын
Tbeb. Wanatatu. Askum. Eikum. Thanks. More. Ahwatey. Agubat. Eina. ::fetari. Tanan selamn. Yhabkum :: hlmatna. Ksemrelna EU ajekum. Nmen elwo. Rezin. Melakty. Netom. Nezem. Isreal zelewu ahwatkum. Zdergahkumo. Haki. Tbeb. Nice nice nice , good job
@hagoshagoss1166
@hagoshagoss1166 5 жыл бұрын
ኣታ እዘን ሓራሙ ኩለን ንከናዳን እንግሊዝን ጥራይ ይብላ እንታይ ኮናክን ናይ ኦሮባ ከምዛ ከማይ ዝቃወም እንቶ ኣልዩ like ርገጽ
@habu446
@habu446 5 жыл бұрын
*ከምዝኸማይ ዝሳሓቀ ኣለኩም ድዩ ኣይትሳኣኑ ደቂ ኢረይ እስከ በሉ ካብ ኣብ youtube ኣብ ስኔማታት ሃገርና ኣሳፊሕና ፊልምታት ሃገርና ንሪኤሉ ግዜ የምጻልና ሉዑል ፈጣሪ ኣሜን በሉ ኣምላኽ ሓሳብ ልብና ከስምረልና*
@eskiasbayru2831
@eskiasbayru2831 5 жыл бұрын
Amen
@belaygirma4485
@belaygirma4485 5 жыл бұрын
Ezi wedii anseba kef alewo.
@hayledaniel7296
@hayledaniel7296 5 жыл бұрын
Kkkkkkk azi wedi feteyom meyte😅😅🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣💕💕nicccc gall guasch 💕💕💕💕💕behaki bfqrki meyte💕💕
@galkerentsaeda17thzurmango73
@galkerentsaeda17thzurmango73 5 жыл бұрын
Welcome star entertainment xibikty movie gn xerfi nay winta ageb nibla ab zihalefe kifal tixarefo zneberet xibuk aykonen so bi Ade weladit zimexie xerfi xibuk aykonen,,,
@a7tes864
@a7tes864 4 жыл бұрын
ኢሳቆ ያሆ ኬፍ ዘለዋ ወዲ ።
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 5 жыл бұрын
ያ ጃምዓ ሰሊም ድዩ ከኩሉ ጽብቅ ፊልም
@mahmudsaid2598
@mahmudsaid2598 5 жыл бұрын
Abzia xibuk tezaribka Sami ✌✌✌
@sebumekseb5472
@sebumekseb5472 5 жыл бұрын
ኣታ ክንደይ ይሽኮራ እዘን ኣዋልድ ዓይኒ ጸላኢኽን ይደፈን ካባኽን ስ ዘይተታሕዘት ዶ ትህሉ ኣብ ውሽጢ 32 ስዓታታ ነዚ 13,449,288 ኪሎ ሜተር ሰንጢቐ ኣዲስ ኣበባ ጥብ ክብል ኣሕ ኣበይ ሞ!!
@Eri_SOWE
@Eri_SOWE 5 жыл бұрын
Deaqi Eriy shikorrrnatat❤👄🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mileynatey6286
@mileynatey6286 5 жыл бұрын
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
@mizeryoutube2585
@mizeryoutube2585 4 жыл бұрын
ዉዉዉዉዉ 🇪🇹❤🇪🇷😊👈👌
@saras382
@saras382 4 жыл бұрын
እቲ ዘሕዝን ናይ ኩላትና ሕልሚ ኤርትራወያን ሕልምና ዘይምርካብና እዩ ዝገርመኒ ዶ በልካ ደይ እሱ ዳኣ እንታይ ማዓንጣ ከብድና ይቀርጸና ኣሎ።
@tseneattsegay1905
@tseneattsegay1905 5 жыл бұрын
Welcome welcome
@danielhabte5499
@danielhabte5499 4 жыл бұрын
well well its really amzing and very truthful, gin hanti neger abey adi elina ay nekalil even ab movie entay kes eti seb kabu eyu zimahar. thank you.
@yoyo_morata5571
@yoyo_morata5571 5 жыл бұрын
Haqom ebayom lebamat ab mewdata Alem awald tray eye ktrfa kblu entay da kulu 2 awald hade wedi tray zbla.🤗🤗🤗🤗
@muluehanes6059
@muluehanes6059 5 жыл бұрын
ዘዘሓለምኩሞ የስምረልኩም ፍትዋት ኣሕዋት
@love-xg3ws
@love-xg3ws 5 жыл бұрын
ይገርም ከም ለሚ የፀላእክኩምን እየ ጢርት ይፅላእ ድዩ
@semeretekia4044
@semeretekia4044 4 жыл бұрын
Nic jop ደቂ ኤራይ መኽሰባት
Yonas Maynas - WEDI SHUQ 4 (Full Video) - Eritrean Comedy
40:12
Yonas Maynas
Рет қаралды 2 МЛН
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 59 МЛН
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 35 МЛН
Matching Picture Challenge with Alfredo Larin's family! 👍
00:37
BigSchool
Рет қаралды 53 МЛН
🛎️ኤፍሬም ሀይሚን መታት ብሩክ መጥፎ ልጅ ነው😭😳
24:20
Biruk Tube ብሩክ ቱዩብ
Рет қаралды 228 М.
HDMONA - ጌጋ ፍቑራት Giega Fkurat -  New Eritrean Film 2022
40:58
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 59 МЛН