New Eritrean Short Film: by ወዲ ኻዳ "ziena erefti" By Efrem Kahsay (Wedi Kuada)

  Рет қаралды 158,657

Mosobna Entertainment

Mosobna Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 396
@medhenhiwet3220
@medhenhiwet3220 5 жыл бұрын
ተባዕተይ ፊልም #hollywood_Film ዘይረኣኹ ኣይትብል ኢኻ::100 ካብ 100 ብሉጽ ስራሕ👍👍
@africaafrica3915
@africaafrica3915 5 жыл бұрын
Nay behaki hollywood film komplett
@linjomay-mayo3612
@linjomay-mayo3612 2 жыл бұрын
Full movie abey kreya ykel?
@ዋዜማፍቅሪ-ጘ1ኈ
@ዋዜማፍቅሪ-ጘ1ኈ 5 жыл бұрын
ወዲ ኻዳ ሓደ ካፍቶም ብሉጻትን ኮባኩብትን ዝኮኑ ድሙቅ ብርሃን "ስነጥበባዊ ሃገርና እዩ ብፍላይ ኣብ ዕቃበን ክብርታትን ባህልና ዘለዎ ወናም ዝኮነ ስነጥበባዊ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ
@hayathas1597
@hayathas1597 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ከብድካ ትትንክፍ ዓባይ መልእክቲ ነዞም ደናቁር ህግደፍ ህዝቢ ኤረትራ ብደው መይቱ
@danielhabte6514
@danielhabte6514 4 жыл бұрын
Outstanding.. Gurum sirah wedi qwada.. Proud of u wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሕያዋይጓሳ-ሠ6ቀ
@ሕያዋይጓሳ-ሠ6ቀ 5 жыл бұрын
አዝዩ ዝድነቅ ስራሕ ካብ ዝድነቅ ስነ ጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሬ
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 жыл бұрын
ወዲ ካዳ ፍሉይ ደራሲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘድንቐካን ኣጆኻ በርትዕ
@sesinatey150
@sesinatey150 5 жыл бұрын
Naybhaki tdnek film.....ms kulu akerarba....abay meliti ya nzrdo....wedi kada tdnek seb eka...thank uu
@kevindavis9419
@kevindavis9419 4 жыл бұрын
Eza film interview nay efrem kahsay semu deraya etlu like yergax
@Kim-tx8if
@Kim-tx8if 5 жыл бұрын
Let me just say this, it's my first time ever to watch an Eritrean movie with an interesting story line. The camera work, sound effects, editing, and the characters make this film so unique in every way. The story is tragic with a slight touch of comedy which I found blended very well. Well done to the director and all the actors who made this film happen. ❤️🎥💐🇪🇷
@ghebriel932
@ghebriel932 5 жыл бұрын
kidan merhu I know especially music 🎶 arrangement
@Kim-tx8if
@Kim-tx8if 5 жыл бұрын
Abi Eri J your absolutely right, the music arrangement was mind blowing.
@wwt8027
@wwt8027 5 жыл бұрын
With the bunch of crabs all over the KZbin only money to enrich some entertainment pockets, its rare to found like that. The irony, the films are from back home, and the director, artists and other won't get much and they won't get much views. Hats off to the director wedi Quada as usual and to the actors too.
@ghebriel932
@ghebriel932 5 жыл бұрын
Ema WT yaaa bro they deserve better than this
@Kim-tx8if
@Kim-tx8if 5 жыл бұрын
Ema WT, I feel when we share our own and support could be a good start.
@fanidan1426
@fanidan1426 4 жыл бұрын
ዃዲኖይ ብጣዕሚ ስርሓትኻ ልቢ ሰብ ዝሃርም'ዩ ከሙ ዉን ምሃሪ እዩ ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። ካብዚ ዝበልጽ ስርሓት ሒዝኻ ክትመጸና ተስፋ ንገብር ኣይጥፍእና ኢኻ።!! i love you ዃዲኖይ ❤❤❤👌
@evensamuel5787
@evensamuel5787 5 жыл бұрын
ኣቤት ኣቤት ኣቤት ፊልሚ ማለት ናይ ብሓቂ ወዲ ኾዳ ሰብ ዘይኮንካ መላክ ናይ ጥበብ ኢኻ ብጣዓሚ ጽብቅቲ ስርሕ ተውሳእቲ ድማ መግለጺ የብልኩም ።
@ተስፋምስጢርጽባሕ
@ተስፋምስጢርጽባሕ 5 жыл бұрын
ፐው ፊልም ማለት ኣብዚ ኣሎ ወዲ ዃዳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ተማሃራይካ ነበር #like እስከ ሃቡለይ ነዚ ክቡር መምህረይ
@luullukas8772
@luullukas8772 5 жыл бұрын
ይበል መልእኽቲ....ብኣዝዩ ብሉጽ ኣሰራርሓ..ንጻረ ቃላት...ንጻረ ስእሊ...መረጻ ቦታታት..ምንቅስቃስ...ንጻረ ድምጺ...ኩሉ በቃ ወሃ ዘበለ...ካብ ሓያል ሰብ ሓያል ስራሕ ይበቁል ክበሃል ከምዚ'ዩ...ወዲ ዃዳ ኣዝያ ረዛን መልእኽቲ ዝሓዘለት ምቅርቲ short movie ኣቅሪብካልና....ዮናስ (ጢኑ) ብጣዕሚ ብሉጽ ኣወሳስኣ ብቅዓት ምሉእ ከምዘለካ ዘመስከረት ስራሕ ኢለያ ኣለኹ. ብሓፈሻ ኩላትኩም ብሉጽ ስራሕ. Best movie 2019.
@ኤርትራ-ፈ9ኘ
@ኤርትራ-ፈ9ኘ 5 жыл бұрын
Entay eu meliekta ayteredeatinin please gele beleni hawey
@luullukas8772
@luullukas8772 5 жыл бұрын
@@ኤርትራ-ፈ9ኘ ክብርቲ ሓፍቲ ምርዳእ ኣብያትኪ? በሊ ሓዚ... መርዕድ ብዘይበደሎ ፈጻሚ ገበን ካልእ እንከሎ ጠቂኖም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ብምእታው ን5 ዓመት ኣሲሮሞ..ግዜ ሰሪቆሞ ማለት'ዩ ሓደ በልልለይ...ካብ ጸላም ወጺአ እናበለ ናፍቆት ሰበይቱ ከውጽእ እቲ ብርሃን ገጻ ርእዩ ብፍቅራ ክድበስ እናሓሰበ ነዛ ማይ ዝስተ እኳ ከተቀብሎ ኣይከኣለትን፡ ክጽበየካ'የ ጸኒሐ ወዲእና ኣለና ኢላ ኣብታ ጸባብ ገዛን ጸባብ ልቡን በይኑ ራሕሪሓቶ...ክልተ በልለይ...ተስፋ ኣይቆረጸን ንህይወት ክብድሃ ፈቲኑ..ስራሕ ዓለም ኣይቀደዎን ተባሪሩ..ሰለስተ በልለይ...ኣስተውዕሊ ብድሆታትን ተጻብኦታት ነውጺ የእምሮን ይደራረብዎ ኣለዉ...ኣብ መወዳእታ ድማ ዋና ገዝኡ ነዛ ብህያብ ዝተዋህበቶ ዓለም ብጽሒት ከምዘይብሉ ኣረዲኣ ናይ ክራይ ኣሽሓት ገንዘብ ከምዘለዎን እንተዘይከፊልዎን ክባረር ምዃኑን ኣርዲኣቶ..ኣርባዕተ በልልለይ...ውጽኢት ናይዚ ድማ ነብሱ ከጥፍእ ወሲኑ..ስለምንታይ ይመስለኪ...ጸግዒ ስለዝሰኣነ'ዩ...ህይወት ምሉእነት የብላን..ሰባት እናተማላላእና ኢና ንነብር..ግን ኩሎም ነዛ ውልቆም ዝምልኡ ጥራይ ኮይኖም...ሰብ ገንዘብ ኣይኮነን ዘንብሮ..ተስፋ፡ ውሽጣዊ ሓቦ፡ ምሉእነት ፍቅሪ፡ ዕጋበት፡ ካልእን'ዩ ንሰብ ደው ዘብሎ...እቲ ገንዘብን ካልእን ተወሳኺ'ዩ...መርዕድ ጸግዒ ምስ ሰኣነ ናይ ልቡ ገዛ ፈሪሱ..እዛ ዝፈልጣ ዓለም ተስፋ ስኢንላ...እታ ሓንቲ ዝውንና ህይወት ጥራይ'ያ ፡ ንሳ'ውን ዕድል ጌሩ ኣብ ኢድ ሰብ እንኳዕ ኣይኮነት..ትዝክሪ እንተኾንኪ ንዓርኩ ናብቲ ባር ከይዱ እንታይ ኢልዎ.. "ኣነ ሃለኹ፡ ኣይሃለኹ ዘገድሶ ሰብ የለን" ኢልዎ "ንስኻ ቁሩብ ደሃየይ ስለትገብር ጽባሕ ተቀልቀል" ኢልዎ ከይዱ...ብሓፈሽኡ'ውን ኣብቲ መርድእ ኣነጺርዎ'ዩ። ኣብ መወዳእታ ዝመሰጠትኒ ድማ ናይታ ሎቶሪ'ያ...ክገርመኪ በጺሓቶ'ያ 500 ሽሕ...ግን ምስ ውንኡን ምስ ቀልቡን ስለዘይነበረ ከስተውዕለላ ኣይከኣለን ወይ ድማ ኣይተሓጎሰን...ስለምንታይ ይመስለኪ...ሓጎስ ፡ ባህታ ፡ ደስታ፡ ኮታ ኩሉ ነገር ካብ ውሽጥኻ'ዩ ዝጅምር...ሽዑ እቲ ዓይንኻ ዝርእዮ ተወሳኺ ይኸውን...ብምሉእ ሓቦን ሕጉስ መንፈስን ዘይተነድቀት ህይወት ኩሉ ናይ ደገ ኣይንታያን'ዩ። መርዕድ ተጎዲኡ እታ እንኮ ዝብላ ኣማራጺ ወሲዱ..ሽዑ ኩሎም ምስ ሞተ ክገብርዎ ዝነበሮም ተረዲእዎም...እዚ ዋጋ የብሉን እያ መልእኽታ እዛ ፊልም። thank you ተረዲእኪ ክኸውን ተስፋ ይገብር። sorry ድማ መብርሂ ኣብዚሐ.
@ኤርትራ-ፈ9ኘ
@ኤርትራ-ፈ9ኘ 5 жыл бұрын
@@luullukas8772 waww zxehafkaley & anbibe deqime rieya xbuk geru terediuni, alem godelo bhiwet kelo xegem seb mrdae ember ms mote way way trgum yeblun. Tegediska zmeleskaley mara ye zemesgneka brukey hawey❤❤
@tesfatekle7252
@tesfatekle7252 2 жыл бұрын
@@luullukas8772 ዝኸበርካ መስተውዓሊ (ሉኡል ሉቃስ ) ክትበልሕ ብሓቂ ኩላ ኣብዛ ፊልም ዘላ ሃርምካያ ኢኻ waw :: ኣብዛ ናትካ ከም ተወሳኺ ዘስተዋልኩላ እተ ሃልያ : ኣብቲ ባር ኣትዩ, እታ ዝፈትዋ ሙዚቃ ግበርለይ ኢሉዋ, ጽባሕ ንሙማቱ እዩ ዝኸውን ዘሎ ሕሰቦ እቶም ኣብታ ባር ዝነበሩ ነቲ ክቡር ባህላዊ ሙዚቃና ጸሊኦሞ ተሰሚዑኒ እሞ እቲ ክቡር ባህላዊ ሙዚቃና ከም ዝሞተ ውን ክቡር ወዲ kuda (ደራሲ ) ኣብርሁለይ :: እንተ ርካያ እዛ ጽሕፍተይ ባ መልሰለይ ✌️🇪🇷🌹, ምስትውዓለይ ክግምግም ::ኣብቲ ንስካ ዝሃብካዮ መልሲ ግን ምሉእ ይሰማማዕ
@debishasli7724
@debishasli7724 2 жыл бұрын
@@luullukas8772 ከማኻ በሊሕ ፈትፊቱ ዘረድእ ኣይራኣኹ ኣይሰምዓኹ፡ክላለየካ ከማን ተመንየ።
@isaiahmg
@isaiahmg 5 жыл бұрын
Amazing story line, chronology, camera, editing, one of the best movies of 2019.
@raeimekseb6742
@raeimekseb6742 5 жыл бұрын
ኤፍረም ወዲ ኻዳ ይበል ስራሕ 1000 ግዜ ርኢካ ዘይምኖ ፡ቀጽሎ ጅግና፡ሓበን፡ኩርዓት ህዝቢ ንበረልና፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@FahmTibeb
@FahmTibeb 5 жыл бұрын
Kab wedi kuada Nixbeyo sirah eyu . Just wow 😲 , tesfa yigebir kemzi kinrie Ab kexalie, btaemie xbuk sirah, Camera , directing, dimxie , tewasaetie , biabieu kea dirset. Tebaetay sirah . 👏👏👏👏
@medhanietesfamariam7768
@medhanietesfamariam7768 5 жыл бұрын
ናይብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ከምዚ ዓይነት ፊሊም ነቆም ዘይርዶኦም ብዛዕባ ሕሱም ስርዓት ካብዚኣ ቡዙሕ ክትማሃሩ ኣለኩም ዝተራቃቀ ጽቡቅ ስራሕ ኩሉ ሰብ እምኒ ይድርብያልካ እሞ ዓቅልካ ይጽበካ ትኾኖ ይጣፍኣካ መወዳእታ ግን ኩሉ እቲ ዝተዓጽወ ማዕጾ ይክፈተልካ ሰላም ንሃገርና ፍትሕን የውርደልና ኣምላክና
@ፍሬታስደተኛተባሂልኪ
@ፍሬታስደተኛተባሂልኪ 5 жыл бұрын
እንቃዕ ዳሓን መጻኣኩም ደቂ ኤረይ ወዲ ኻዳ ዓርከይ ናይ ወትሩ ብሉጽ The World power
@ሉልባሕሪ-ጐ4ጠ
@ሉልባሕሪ-ጐ4ጠ 5 жыл бұрын
ዋውውውው ይበል ፊልም ብኹሉ ነገራ ዝወጻ ዘይብላ ካብ ደራሲ ጀሚርካ ክሳብ ተዋሳእቲ ይበል ስራሕ ደቂ ኤረይ ሓላላት ኣጆኹም ቀጽልዎ
@ghebriel932
@ghebriel932 5 жыл бұрын
Wooww Beqa Entay Eye emo kibl blux nay bluxat Wedi Quada. Bflay camera & Editing 💯 Kemu wun music Arrangement (regan yemane) Entay emo kwexo
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣገራሚትን መሳጢትን ሙቪ (ኣርሓ ጥበብ ወዲ ኻዳ )ሓደ ክንድሽሕ
@embasoyrafenqil6575
@embasoyrafenqil6575 5 жыл бұрын
ብጸላም ጀሚራ ብጸላም ዝተወደአት ፊልም ። ዘይምርኣያ ትሓይሽ ።
@ሕልሚኣለኒሕልሚኣለኒ
@ሕልሚኣለኒሕልሚኣለኒ 5 жыл бұрын
ደጋጊመ ሪኤይ ምምናው ዛበይትኒ ፊልሚ ናይ ባሓቂ ወዲ ካዳ ከም ናይ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ምስ ብሉጻት ተዋሳአቲ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኩም
@knowledgeispower1502
@knowledgeispower1502 5 жыл бұрын
Wedi Kuada zderho srah kulu xfuf qeltifu ab aemro den ziatu. Great job baba Efrem
@mekerettv696
@mekerettv696 5 жыл бұрын
ትንሳኤ ጥበብ ሃገርና ተሪኤካ ፊሊም።ብጠዓሚ ምልእቲ ስራሕ።ክብረት ይሃብካ ክዳዊ ምስ ደቅኻ።ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበልጽ ክንጽበ ኢና።ሰሰናዩ ነዓኻ።
@temesgenabraha2347
@temesgenabraha2347 4 жыл бұрын
waww nay bahki xibuk sirah wedi kada good job tewesaeti nay bhaki nifuat esike kab interview nabzia zimexakum like
@johneblack6521
@johneblack6521 5 жыл бұрын
ውዲ ኻዳ ብጣዓሚ ኢያ ዘድንቀካ ሓይል ብርቱዕ ስነ- ጥበባዊ ሃገርና ኢካ ቀጽሎ ከምእ ውን ሓያላት ስነ- ጥበባዊያን ኣፍሪካን ኣዒቢካን ኢካ እሞ ባይታን ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጠሪ 4።
@ahmedmahamed5488
@ahmedmahamed5488 5 жыл бұрын
Anes zigermeni kemzi mesati film buzuh seb zeyrio entay eyu eti xegem siklka mashi achi wedi tirah koinu zebenu
@ammamha9306
@ammamha9306 5 жыл бұрын
Ahmed mahamed ሰብ ሎሚ ጎይላን ተቃዋማይን ደጋፋይን ዝብል ርእሱ መሊኡ ዘሎ ክክክክክክ
@wwt8027
@wwt8027 5 жыл бұрын
Kemey elu kreyo, haxir kdan zgeberet gual wey dma, ab Bar koynka mchram, zeyblu
@filimonhaile5250
@filimonhaile5250 5 жыл бұрын
ፊልምታት በዚሑ ኣንታ ሰበይ ማራ በዚሑ
@vivilala9115
@vivilala9115 5 жыл бұрын
ቴስታታ ይሐትት ነዚ ክትርእዮ ሰበይ
@binilookglook1242
@binilookglook1242 5 жыл бұрын
ምቅዋም ስለ እቶም ነዓይ ይጥዓመኒ ከይበሉ በጃ ኩላትና ኣብ ጎዳጉዲ ሰፊሮም ዘለው ኣርኻናት ን ፍትሒ ምቅላስ እዚ ን ዓኩም ናይ ፉራ ስራሕ ኮይኑ እዬ ዝስመዓኹም ምሽ ?
@Fetawihaqi
@Fetawihaqi 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሳጢት ፊልም። ኣብ መጻኢ ከኣ ብካልእ ክንጽበ ኢና፡ ኣጀኩ በርትዑ ጀጋኑ
@merhawimajor5100
@merhawimajor5100 5 жыл бұрын
ፍልም ሪአ ብዙሕ ግዜ ግና ናይ በሓቂ ናይ ቀሺ ተግባር ርእየ ኣይፈልጥ ነይረ ግን ሎሚ ሪአ። ከምዚ ዝገብሩ ሰባት እዉን ዝኮነ ሰብ ጽሉል፡ ከዛርበና እዩ ፡ ፍልስፍና መዓስ ጀንብርካ ፡ ዘኣመሰሉ ልሙድ ኢዩ ንከምዚ ዓይነት መግትኢ ወይ ምኽሪ ሂብካና ናይ በሓቂ ጽብቅቲ ወርቃዊት ዝኮነት።
@dendenbereke6119
@dendenbereke6119 2 ай бұрын
Nice
@ebrahimeman357
@ebrahimeman357 4 жыл бұрын
Filmi reie nay bhaki lomi bejakum eba kemzi aruna memher efrem the king
@ቃዛዊእየ
@ቃዛዊእየ 5 жыл бұрын
ከምቲ ዝስሕበኒ ብጣዕሚ ጽፉፍ ኣቀራርባ'ዩ።ወዲ ዃዳ ድማ ዕድመ ይሃብካ ኣያና ናይ ኣስመራ።
@ggmm2340
@ggmm2340 5 жыл бұрын
Masterpiece!!! Thank you!!! It should complete at the International Short-Film Festival.
@WilliamMekonen
@WilliamMekonen Жыл бұрын
ከወልሓንቲ መግለጺ የብለይን❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ቀጽሎnays
@lifeonhop3252
@lifeonhop3252 5 жыл бұрын
ወዲ ኻዳ ሓደ ካቶም ዘድንቆም ብሉጻት ደርስቲ ዓድና ዩ ፡ ኣዛ ፊሊም ተመሳሳሊ ዛንታ ኣለዋ ምሳይ ። ምልእቲ ያ ዛ ድራማ ኣጆካ ቀጽሎ።
@sonsofdream3291
@sonsofdream3291 5 жыл бұрын
Mann I like the camera shooting and the editing it’s really amazing
@sirakfishale1484
@sirakfishale1484 5 жыл бұрын
my first impressed eritrea film, he really touched my heart.Great job
@hanihanitey7616
@hanihanitey7616 5 жыл бұрын
ሞቅጸሪ ዘይብሉ Like👍ዩ ዝግባኣካ ኤፍሬም ካሕሳይ( ወዲ ዃዳ) ብጣዓሚ ብልጽቲ ስራሕ😘😍❤
@africaafrica3915
@africaafrica3915 5 жыл бұрын
ኢዘ ወዲ ካዳ ስ! ኣብ ፍልም ተዝጸቅት ደስ መብለኒ !!ምክንያቱ ፍልም ሃገርና ይደክም ስለ ዘሎ ኢየ።
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቡሉጽ ደራሲ ካብቶም ኣለዉና ኢልና ንምካሓሎም ሓደ እዩ። ኣብዚ'ኸ ኣሎ'ዶ? ምስሉ ስለ ዘይፈልጦ እየ
@ISY-lf5tm
@ISY-lf5tm 5 жыл бұрын
@@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ yelen abzi habibi.
@debishgrimay683
@debishgrimay683 5 жыл бұрын
Waaaae sebay nay bhaki xubuk serhe kuru chenkete n skeyaten da abezhe abelkuma enber 100/100
@Even_Media
@Even_Media 5 жыл бұрын
Zena arefti Zbelexet short filmi nay bhki antay kwoxo wedi koda zdereskayo ybel 🎖🎖🎖🎖🎖
@Eokbay
@Eokbay 5 жыл бұрын
ኤፋር፡ ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ። Bless you.
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 9 ай бұрын
Wedi kada shkor ❤❤❤ Abrohimo ayney xubuq sirah ❤❤❤ entay waga alewo msmotka bikyat ❤❤❤
@ፍቅሪዩእምነተይ-ደ8ገ
@ፍቅሪዩእምነተይ-ደ8ገ 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽፍፍቲ ስራሕ ወዲ ኳዳ ዓቢ መምህር ስነጥበብ ኤርትራ
@wediasmera1263
@wediasmera1263 5 жыл бұрын
wuxeit wedi Qada. I nearly cried. m&s motka haweye haweye, baeleye baeleye entay trgumu. kelena nfaker
@abelbarnie2843
@abelbarnie2843 4 жыл бұрын
Best Eritrea short Film Qada 🤞
@Meley-TV
@Meley-TV 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ልብካ ትፈሊ ወዲ ሰብ ኣብ ዓለም ክሳብ ዘሎ ሽግሩ ዘይትፈልጠሉ ተሳጉጎ ሞ ካኣ ካብ ጎድኑ ትፍለ ተኮይንካ ኡዚ ሳዕቤን እዩ ዝስዕብ ብዝኮነ ጽቡቅ ስራሕ ዘመሕዋተይ ሰላምን ጥዕናን ናዓኩም
@millionmesfun4351
@millionmesfun4351 5 жыл бұрын
ደጋጊመ ሪአያ ምንም ኪወጻ ዘይኪእል ናይ ብሓቂ ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፉ ብምልኦም ኪብሪ ዝግብኦም እዮም መን ካብ መን ኪትፈሊ።ስኣላይ.ኣርትዖት.ድምጺ.ብርሃን.መራጻ ተዋሰእቲ በቃ ምንም ዝወጻ ዘይብላ ብልጽቲ ስራሕ ። ብዛዕባ ደራስን ዳይርክተርን ወዲ ኾዳ ኣነ ኪገልጾ ዘይበቅዕ ስለ ዝኮንኩ ኪዛረብ ኣይደልን ክዱን ብኣፈ ስላሲ ምባል ይሓይሽ
@ghebriel932
@ghebriel932 5 жыл бұрын
Million Mesfun biflay music arrangement (Regan Yemane)
@millionmesfun4351
@millionmesfun4351 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሪገን የማነ ብጣዕሚ ሓይል ሰብ እዩ
@simi118
@simi118 5 жыл бұрын
Million Mesfun I totally agree with you. All of them were brilliant.
@Eritrea001
@Eritrea001 5 жыл бұрын
Number one eritrean film 2019 best story best editing best actors best of best guys good job...... 👍👍👍👍👍🏁🏁🏁🏁
@Yonii7
@Yonii7 3 жыл бұрын
Amazing editing and shoting, kemzi serie nay Hollywood zrii zeleku koynu tesemini.. Dr w.Quada keep it up...🇪🇷👍
@tesfitandegergish7972
@tesfitandegergish7972 4 жыл бұрын
Btami mesatit film kbur sne tbebawi wedi Koda kabto ntbeb hagerna zqalesu hade bluxn nberelna ❤️
@abrahambelay9920
@abrahambelay9920 5 жыл бұрын
Nice wedi kada Nice Nice semeit lbey kofe zeblkay'o koyenu tesemieuni be gahedi ajemamera yeble afexaxema yebel u'r the best awel eye zeble nere gen awel qedem enber lomi's aygeden komeu eilu zenber gezye kea yelen selezi betaemi eye zednqeka wedi kada yeble ede selumen yebarekhe kemey zeble serah areikana abe qexali kabeu zeblex'e hizeka ketqreb beal melu tesefa eye eske like habuley wowww shar kbela eye heji keydongekheu nice work wedi kada kem lbey...
@abeltekletekle5472
@abeltekletekle5472 5 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ነዛ ስራሕ ክውንቲ ክትከውን ዝረሃጽኩም ብጉልበት ብዝኾነ መለክዒ ፡ ስምዒትካ ዘሐደስ ስራህ ሪኤይ ኣብ ሂወተይ ፡ ዋና ኣዛ ቲቪ ምስጋናይ ወሰን ይብሉን ፡በዓቢኡ ወድ ካዳ ኣቦ ጥበብ ሃገርና ኣፍራይ ብልጻት ሰነ ጥበቂያን ሃገርና ፡100 % ዑጉብ ኢየ በዛ ሰራሕ ፡ካብ ዝተሓተ ክሳብ ቲ ዝላዓለ ። ATM
@jonaszeremariam1002
@jonaszeremariam1002 5 жыл бұрын
From different angles of view class film.Actress ,characters,authors, producer and others thank u.Hope near future will see more better films
@እንገራእዝጊብላዕ
@እንገራእዝጊብላዕ 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ መምህር ኤፍሬም ኳዳ ኣይትፈለየና!
@SAMUEL-uj3oo
@SAMUEL-uj3oo 5 жыл бұрын
Pow abet abet film 🎞 Harimna znebere nay ametna hibkana #kbri neaka #wedi Quada
@Erifreedom
@Erifreedom 5 жыл бұрын
Haxira ember dwetsa deybla meharit film.. #ERIWOOD
@arkobkobayent6797
@arkobkobayent6797 5 жыл бұрын
No word 2 x plane u wedi kuada. ❤❤❤. Love u.
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ እና ንፈትዎኹም ኩሉኹም ተዋሳትን ደረስትን ቀጸልዎ አጆኹም።
@TsegayAsie
@TsegayAsie Жыл бұрын
Wow azie blxti film degimka ktria ktestemaqra tedmeka film. Why gn nay behaqi lotari zeygebrkumu. Awti srah eya. Eqo hagesekum 🎉🎉🎉🎉
@samiwediermile
@samiwediermile 5 жыл бұрын
Wawwwwww ቡሉጽን ጹፉፍን ሲራሕ በጃኹም እምባ ደጋጊምኩም ከምዚ ስርሑ ስነጥበብ ዓድና ቁርብ ክሕሾ ናብ ቀደሙ ክምለስ ወዲ ካዳ ቀጽልዎ
@wedibaba143
@wedibaba143 5 жыл бұрын
*ኣንታ ነግናግ ሳሚ መዓስ መዓስ ኢካ ተርክበሉ ብኩሉ ሓሊፍካ ትጸንሓኒ*
@samiwediermile
@samiwediermile 5 жыл бұрын
@@wedibaba143 hhhhhh bkulu idka mitaw eya
@zobaqazatv3346
@zobaqazatv3346 4 жыл бұрын
Ezia 10M view kitkowin zigibea eya nay hagerna wekila tewadadira ala 2021 result kiniger ena kitewet tesfa nigebir... Thank you wedi qada ente ezom metakaeti Gina ab zeytekim dim dim tigoyu ni likin commentn...zikidimekum yelen Bezi eka seb tifelto maere kindey rihiku alo kab filtet
@KingstonRob
@KingstonRob 5 жыл бұрын
እዋይ ስራሕ!!! ብርቂ!!! ወዲ ዃዳ፡ ሰብ ናይ 2019 ፊልም እንዳሰርሐ ኣብ 2025 ሓሊፉ ዝጸንሕ ስነ ጥበባዊ!! ድርሰት ( ዛንታ & script writing) ኣተኣላልያ፡ ስእሊ፡ ኣርትዖት፡ ምከና፡ ሙዚቃ፡ ብርሃን፡ ድምጺ፡ ገጸ ባህሪ!! ኩሉ 1000/100 በቃ!!!! ኣበር ክትረክብ ደሊኻ ክንዲ ፍረ ጣፍ ጉድለት ዘይርከባ ስራሕ!!
@rufaelsolomon6184
@rufaelsolomon6184 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቒ ብልጽቲ ስራሕ ወዲ ኳዳ ! ነቲ አብ 60ታት ዝነበረ ስነጽሑፍ ትግርኛ ፥ ከም በዓል " ወጦጦ እንዳቦይ ዓንዱ , ሕንዛም ፍቅሪ ህድአት , ዓቢዱ ዶ ኮን ይኸውን " ወዘተ ---------- ዝብላ ተዘኻኽረካ
@maitemenai7307
@maitemenai7307 4 жыл бұрын
Wow what a great film. Great work Wedi kuada.
@daniabraha9190
@daniabraha9190 4 жыл бұрын
magick move ever thank u eri artist best film
@ሳምሶንእስቲፍ
@ሳምሶንእስቲፍ 5 жыл бұрын
N felema gizey nay eri film btaemi xufuf yrie aleku wedi kada nay bihaqi kulu xufuf srah bmqrabka kab blbi enda amesgenku eye deki eri haye netebebaayo like commet share
@yafietghebrehiwet5361
@yafietghebrehiwet5361 5 жыл бұрын
እታ ዝበለጸት ዝጸበለጸት ዝመሰጠት ኤርትራዊት ሓጻር ፊልም 2019 ...
@berhanetekie3424
@berhanetekie3424 5 жыл бұрын
Wwwww wedi quda nateka film betami xubum eyou bela roba keamo felyti ajoka kexelo
@iliveinmylife6694
@iliveinmylife6694 5 жыл бұрын
Euf nay behaki kem gele tesemiuni nhna deki sebat nseb ab tsegemu ntelmo amlak deyfetwo sirah Bzkone gin eza short movie its really hart teaching wedi kada kea amlak edimen tienan yhabka bhafesha nukulom abza Flim ditesatefu gbu deki erey mearey ♥️🇪🇷
@natsenetabraham5598
@natsenetabraham5598 5 жыл бұрын
Omgg ezi eu film malet. Mglexie yebleyn edmen tinan yhbkum tewsiet nay z film👍👍👍
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ባዕልና ወላ ሸር ንበላ ናብቲ ግሩፕ ናይ ፈይስቡክ እምበር እዞም ኩሎም ኣድሚናትሲ ዘይራኣይዋ ኢዮም ዝኾኑ ክሳብ ሕጂ ሸር ዘይበልዋ ዘለዉ
@dayanwerasi7969
@dayanwerasi7969 5 жыл бұрын
Wedi Quada congratulations for the international award of this movie.
@nktqueen-k
@nktqueen-k 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኳዳ! ኣብ ስእሊ ብጣዕሚ ጽቡቅ cinematic look! more blurry BG. ከማልዲኖ ገለ ዓይነት። ኣብ color grading.ልዕሊ ኹሉ ግን ድምጺ!!ንጹር! ብጣዕሚ ገለ ዓይነት።ጽብቕቲ ስራሕ።እቲ vfx ናይ lightning ውዱእ!
@munaaman4152
@munaaman4152 3 жыл бұрын
የቐንተልና ዘና ቲቨ ሕቶ ሄርመካ ን ቶማስ ፡2022 ብዛዕባ እዘን ብሉጻት አፍላምና ብምሕታት ክን ሪኤን በቂዕና.። ብሐቂ ዓለማዊት ፊሊም።
@Mike-lo1ts
@Mike-lo1ts 5 жыл бұрын
Betaemi Zdneq Serah nay wedi Qada serah betaemi eye zftewo gen sleminitay qexali hanty aynu awer gexe bahri ztqem
@natihawey4018
@natihawey4018 5 жыл бұрын
ብታዕሚ ምሉእ ስራሕ
@aminetsegay3448
@aminetsegay3448 4 жыл бұрын
ኣዝያ ትናኣድ ስራሕ ያ ንመጀመርታ ግዜ ኮመንት ይጽሔፍ ኣሎኩ ኣብ ፊልምታ ናይዚ ግዜና❤️❤️
@NoatallTV
@NoatallTV 5 жыл бұрын
OMG! This is really magnificent! have no word! too much efforts I can noticed! Wow wow wow wow!!!!!!
@ቦኩሪዓይነይ
@ቦኩሪዓይነይ 5 жыл бұрын
ዋው ገለ ዓይነት ፍሊም ወዲ ኻዳ
@semiehawey8727
@semiehawey8727 5 жыл бұрын
Wowww nay Bhaki tamr zkonet film 👌🏽
@adimera2668
@adimera2668 5 жыл бұрын
Best movie of the year 💯 %
@kingaddd3404
@kingaddd3404 3 жыл бұрын
Waw gele aynet film the best of all film
@HiweteyAlemey-p2q
@HiweteyAlemey-p2q Жыл бұрын
Wawww nic gele aynet srah 💯
@liverpool1818
@liverpool1818 5 жыл бұрын
Wooooow wooooow woooooow woooo.......
@abebanasr6112
@abebanasr6112 5 жыл бұрын
Film malet kemzi iyu god bless you wedi kada btaimi wudui sne tbebenga
@eritreanayeritrawyan4711
@eritreanayeritrawyan4711 5 жыл бұрын
Entay Emo kbl eye welhanti qalat yebley N wedi Kada zkewn Keep it Edme teanan Yhabka Fetari 🙏❤🙏❤
@richbobo880
@richbobo880 5 жыл бұрын
Betami xebqetn mehariten eya hiwet kelila atum sebat bejakum mekert alem tesfa xebah eya
@lebedeinleben8100
@lebedeinleben8100 5 жыл бұрын
Omg Betame zehezn filme Betame hayal darase Big Like to you Guys 👍👍👍👍👍👍
@bielulhaileab9128
@bielulhaileab9128 5 жыл бұрын
Best movie bkalo bulutsat, ketslwo ajokum 👌👌👌🤩. GBU
@avikoko843
@avikoko843 5 жыл бұрын
wawww nay behaki nefuat ketselewo neweh zebele tekoynu eti zebeletse tsebuk serah abi arekey
@jositeame2475
@jositeame2475 5 жыл бұрын
Seb bhiwetu kolo nhagzo dehayu ngber,,,ember ms mote bsenkeyu elka tmxio lewti yelen ... meharit Film!!!! Zeytdgem hiwet ember zeyhalf shigr yelen
@ሳምሶንእስቲፍ
@ሳምሶንእስቲፍ 5 жыл бұрын
ኩሎም ካብ ሕድ ሕድ ዘይበላለጹ ደኪ ኤሪ ጻዕዳ ኣጆኩም
@መንከምኣደ-ዠ2ቀ
@መንከምኣደ-ዠ2ቀ 5 жыл бұрын
ኣብ ወዲ ዃዳ ዘለኒ ኣድናቆትን ኣኽብሮትን ገሊጸ ኣይውድኦን የ። ወዲ ዃዳ ገንጺልካ ዘይውዳእ መጽሓፍ ዩ ጥራይ ኢለ ክሓልፎ ዝኽእል። ብዝኾነ ዛ ፊልም ንውድድር ክትቀርብ ኣለዋ ምበልኩ። ክትእወት ድማ ተስፋ ይገብር።🇪🇷❤
@teklomteklom3284
@teklomteklom3284 4 жыл бұрын
Waaaaw die beste film 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅
@efremhaile4153
@efremhaile4153 5 жыл бұрын
Efrem kahsay btami xlux seb
@sabazeromtesfai7502
@sabazeromtesfai7502 2 жыл бұрын
💯💕 Blizit Film keziluwo🙏✍️
@na2ways542
@na2ways542 5 жыл бұрын
⭐⭐⭐⭐⭐ do nhaba...👏👏👏
@kejuwelel1724
@kejuwelel1724 5 жыл бұрын
ወዲ ኳዳ ኮ ከዕብደኒ ዩ ኩለን ስረሓቱ ሪኤዬን የ 😍
@merontafla7071
@merontafla7071 5 жыл бұрын
Wow just amazing. Thanks wedi kuada.
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
Yonas Minus -  Cinema Roma - 2015 Eritrean Comedy
28:26
ERi-TV 2
Рет қаралды 2,1 МЛН
Eritrean Comedy Asfatsini - ኣስፋጺኒ
15:54
Selam Multimedia
Рет қаралды 196 М.
New Eritrean Music 2021 Wedi Gumsa Teadile ተዓዲለ
4:30
Mosobna Entertainment
Рет қаралды 75 М.
ሕነ ዓሚ | hNe Ami - ERi-TV Movie
35:00
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 138 М.
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН