New Eritrean Short Movie 2020 [ሓይሊ'ቲ ሕሹኽታ] By Saba Hailemelekot

  Рет қаралды 184,221

Rora Entertainment

Rora Entertainment

Күн бұрын

New Eritrean Short Movie 2020 [ሓይሊ'ቲ ሕሹኽታ] By Saba Hailemelekot
Enjoy and Subscribe now • New Eritrea Short movi... at
Rora Entertainment bring.
© Copyright: Rora Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኣብዚ ቻነል ዝወርዱ ቪድዮታት ዳውንሎድ ምግባርን ኣብ ዘይተደለየ መዓላ ምውዓልን፣ ንስነጥበባውያን የሕዋትና ኣዝዩ ሃሳዪ ምኻኑ ተገንዚብና ዓቢ ጥንቃቀ ክንገብር ንምሕጸነኩም የቀነልና።
New Eritrea Entertainment Comedies, New Eritrea Drama, New Eritrea movie, New Eritrea film, and New Eritrea music, Video clips for you. Enjoy.
All, Eritrea music, Eritrea movie, New Eritrea film, New Eritrea comedy are shared here.
#Shortmovie #ሓይሊ'ቲ ሕሹኽታ #Eritreamovie

Пікірлер: 424
@teklehaimanotmehreteab6169
@teklehaimanotmehreteab6169 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓበይቲ ስነ ጥበባዊያን እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ርሑስ ባዓል ቅዱስ የውሃንስ ይግበርልና
@tekleweinizemichael5077
@tekleweinizemichael5077 4 жыл бұрын
Wawwwww እንድዒ ቃላት የብለይን ከምዚኣ ገይሩ ዝመሰጠትኒ ዝምሃረትንን ፊልም የላን በጃኹ ኣብ ዛ ጨናዉትን መዳለዊትን ዝኾነት ዓለም ክንታሓጋገዝ ኣለና ብፍላይ ካኣ ንዝደኸመ ጎንና
@habenzaid1999
@habenzaid1999 4 жыл бұрын
እዚ ከም ስንኩል ኮይኑ ዝሰርሕ ወዲ ብቕዓቱ ኣመስኪሩ'ሎ ብሓቂ ኣድኒቐዮ። እዛ ፊልም ድማ ኣዝያ መሃሪት'ያ ቀጽሉዎ ኣጆኹም። ፈጣሪ ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም Corona የገላግለና ኮምኡዉን ስደትና የሕጽረልና🙏 ወዳሓንኩም ሙቁራት❤😘😍
@barrettfinnley1531
@barrettfinnley1531 3 жыл бұрын
InstaBlaster...
@mahariweldehans4150
@mahariweldehans4150 4 жыл бұрын
ኣብ ሂወተይ ንመጀመርታ ግዜ ከዉሒ ልበይ ሰይራ ክነብዕ ዝገበረት ፊልም ፡ ሰብ ኩቡር ኢዩ ጡዑይ ይኹን ሑሙም ሙሁር ይኹን ዶንቆሮ ሰብ ሰብ ኢዩ ።ንሰብ ሰብ ብሙኻኑ ጥራይ ከተፍቅሮን ከተኽብሮን ከም ዘለካ እትምህር ብልጽቲ ፊልም። ነዛ ፊልም ዝራኣኻያ ወይ ብሕጂ እትሪኣ ሰብ ዝተሰማዓካ ስሚዒታት ግለጽ ።
@mehamednur5338
@mehamednur5338 4 жыл бұрын
Nay bihaqi hawey nebie bilixti filmi
@yonibana6832
@yonibana6832 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@fekadugebrehiwet735
@fekadugebrehiwet735 4 жыл бұрын
Betemy zefatakew 2020 felim tamheral
@mharites1428
@mharites1428 4 жыл бұрын
Darga kemnatka simietat fetiratiley seb seb eu nigremegdey kea awedadika kalatka biteami eye ziniedo
@yohannesghebre6993
@yohannesghebre6993 4 жыл бұрын
Kulu elkayo eka nay bhaqi lbi ttnkf
@ንኹሉግዜኣለዎመክ31ንኹሉግ
@ንኹሉግዜኣለዎመክ31ንኹሉግ 4 жыл бұрын
ተስፋ ዘለዋ ደራሲት እግዚአብሔር ኣብ ዝለዓለ ደረጃ የብጽሕኺ ከም ትበጽሒ ከኣ ርግጸኛ እየ
@Adha1991
@Adha1991 4 жыл бұрын
ደስ ትብል ሓጻር ፊልም ምሃሪት ደራሲት ሳብ ሃይለመለኮት ናይ ብሓቂ ሓያል ትሕዝቶ ዘልዋ ስራሕ ኣጆኺ ቀጽልዮ ልቢ ትትንክፍ ስራሕ ሰሪሕኪ ተስፋ ኣለኒ ኣብዝዓበየ ቦታ ክሪኤኪ ።
@azukidane6807
@azukidane6807 4 жыл бұрын
እዚ ሰባኣይ ማራ እየ ዘድንኮ
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 4 жыл бұрын
Bete’ami
@teddytheman592
@teddytheman592 4 жыл бұрын
ቀስቃሲት ሕልና ጥራይ እየ ክብላ ዝክእል። ብጣዕሚ መሃሪት ዝኮነት ድራማ። ሕጂ ካብዚኣ ሓደ ነገር ተማሂረ፤ ንሱ ክኣ ኩሉ ነገር ምሳና እንከሎ ሰላምና ካብ ደገ ክንረክቦ ንህቅን ምካና እዩ።
@samrgg9069
@samrgg9069 4 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/moilZIl4at9_f9U
@filmonkibrom7071
@filmonkibrom7071 3 жыл бұрын
Wawwwwww nay bahki dez tbal
@henoktesfazgi2980
@henoktesfazgi2980 4 жыл бұрын
ዋውውውው ብጣዕሚ ዝድነቕ ስራሕ ካብ ኩሉ ደራሲት ጓል ሙካና. ንፍዕቲ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበልጽ ስራሕ ሒዝኪ ክትመጺ ተስፋ ይገብር 👍👍👍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@freselamdebas5162
@freselamdebas5162 4 жыл бұрын
አሞ ኪኣ ጀማርቲ ምካና
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ገለ ዓነት መሃሪት ኣዒንተይ ብንብዓት ተሓጺበ
@russomtesfamicael81
@russomtesfamicael81 3 жыл бұрын
ደራሲት 💯💯💯 ኣዚኪ ብልጽቲ ኢኪ ጎል ስለዝኮንኪ ከድንቀኪ ኢለ ዘይኮንኩስ ናትኪ ስለ ዝኮነ እየ ከማኪ የብዝሓልና እንቓዕ ናትና ኮንኪ ጎል ኤረይ ሽኮር❤️❤️🇪🇷🌹✅
@samribrahim4369
@samribrahim4369 4 жыл бұрын
አዚ ሕሙም ኮይኑ ድሰርሕ ዘሎ ካርክተር ናይ ብሓቂ ብቅዓት ዘለዎ ሙኻኑ ብግብሪ ኣርኢና ! ጢኑ ሓወይ ኣጆኻ ቀጽሎ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
ስነጥበብ ኤርትራ ኣብ ስደት ሰፊራ እውይ ጉድ እዪ ' በሉ ስከ ኣጆኩም
@tubearganon3664
@tubearganon3664 4 жыл бұрын
ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ትንፋስ ትሰኩዕ ሓጻር ፊልም ርእየን ዓጊበን። ግን ነዛ ፊልም ሙሉእነት ክህልዋ ካብ ዝኸኣሉ ነገራት ሓደ ካሜራ ማን ኢዩ፡ ንጥበብ ዝተጣበበላ ጠቢብ ተተባህለ ምግናን ኣይኮነን እስከ ከማይ ክእለቱ ጎሊሑ ዝተራእዮ Like ኣግልጥው ኣብሉኒ
@bsratmichael4195
@bsratmichael4195 4 жыл бұрын
ውውው ሓጻርን ማሃሪትን ከኣ ናይ ባሓቂ ንፍዕቲይ ቀጽልዮ ሩሑስ ኣውዳኣመት ከኣ
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም
@ዳኑኣፍቃሪትኣብርሃምኣለም 4 жыл бұрын
ዋውውውውውውውውውው ደስ ትብል እሞ ክኣ ጓል እያ ደራሲት ኣሰይ ቀጽልዮ ዋዕሮ ጓል ኤረይ
@Love-sl5dj
@Love-sl5dj 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ፊሊም ኢድመን ጥዕናን ይሃበኩ ፈጣሪ ካብ ሕማቅ ሕማም ይሰውረና ሃገርና ሰላም ይፍጠረልና ሩሑስ ቅንያት ብዓል የውሃንስ ንኩሉ ህዝቢ ኣማኒ ክሪስትና and ሙስሊምና amen (3)❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሕልሚኣለኒሕልሚኤሪትራውያ
@ሕልሚኣለኒሕልሚኤሪትራውያ 4 жыл бұрын
wawwwww ናይ ብሓቂ ልብኻ ትትንክፍ ካብ ደራሲት ጀሚርካ ኩሎም ተዋሳእቲ ብሓፈሻ ኣብዛ ሓጻር ፊልም ኢድ ዘበርከቱ ልባዊ ኣመስግነኩም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃበኩም
@tigrignapost
@tigrignapost 4 жыл бұрын
ዋውውው! ርሑስ ኣውድኣመት እሞ ሳቢ ብጣዕሚ ምሃሪትን ጽፍፍቲን ስራሕ ካብዚ ንላዕሊ እንብዛ ሓይልኪ ዳግማይ ክትመጽና ይትስፎ :: ብርዕኺ ይሰስን ሳቢና
@daniEL-qp8ml
@daniEL-qp8ml 4 жыл бұрын
Ruhus awudeamet deki 👉🇪🇷 ✝️🍓☪️
@robeltesfamariam1246
@robeltesfamariam1246 4 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ። ብሉጽ ዛንታ፡ ብሉጽ ግርጭት፡ ብሉጽ ኣልያ፡ ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ።
@soliyanaasfaha5300
@soliyanaasfaha5300 4 жыл бұрын
Ewayy silvana kea wexiya 😂 men terifu dea
@ዮርዲጓልወየንቲ
@ዮርዲጓልወየንቲ 4 жыл бұрын
ሰብ ሰብ እዩ ኩሉ ኽዓ መሰል ኣለዎ ድቃላ ይኹን ካልእ ኣፀያፊ እዩ ፅባሕ ንጉሆ ንባዓልኺ ትሕፀየይ ኢኺ❤❤❤
@akberetbrhane9201
@akberetbrhane9201 4 жыл бұрын
ዋው ጣዕሚ ልብኻ ትትንክፍ መሳጢትን መሃሪትን ስራሕ ።ኣምላኽ ይባርኽኪ ደራሲት ሳባ ።ኩሉኹም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ዘመን ሂወትኩም ኩሉ ይባረኽ።
@Sur-betna
@Sur-betna 4 жыл бұрын
ኣብ ዛ ፊልም ዝተሰመዓኒ ስምዒት ክገልጾ ኣይክእልን እየ ናይ በሓቂ መሃሪት ጽፊፉ ስራሕ ኮይና ረኺበያ ኣብ ዘለኹሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@abrhaletekle
@abrhaletekle 4 жыл бұрын
ፊልሚ ዓድና ሎሚ ተሰሪሑ ንስኩም እንተ ትረግኡ ንስኩም እንተትረክቡ ከልእ ከምትሰርሑ እሙንተይ እዩ
@fekariyomzbluni4131
@fekariyomzbluni4131 4 жыл бұрын
ኮመንት ጺሐፈ ኣይፈልጥን ኢየ ኣብዚኣ ግን ኮመንት ኣይኮነን ካልእ ኢዩ ዝግበኣኩም ኔሩ ቀጽልዎ በስ
@zeydaalem1932
@zeydaalem1932 4 жыл бұрын
ኣነ ድማ ኮመንቲ ምንባብ ማራ እዩ ድሰ ዝብለኒ
@ሰውይጨነቃልፈጣርያወቃል
@ሰውይጨነቃልፈጣርያወቃል 4 жыл бұрын
አነስ ወደይ እዛ ፍልም ብጣዕሚ እዩ መስጣትን እስከ ኣደይ ምውት እዩ ግን ሰበይት ኣቦኻ ከመይ ድያ ትፂለእካ ኣብ ህወተይ ብጣዕሚ ተንክፋትን ብድኸነ ፅቢቅ ስራሕ❤❤❤
@hujoni6679
@hujoni6679 4 жыл бұрын
ኣቦ እቲ ሓያል ግን ካኣ ለዋህ ፍጥረት ሓይሊ ኣቦዊነት ኣብዛ ፊሊሚ ርኤዮ ኣገናዕ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ኣቦና ዓብደረዛቕ ናይ ቀደም ኣቦታት ኣዛኻኽርካና: :
@godislovegodislove994
@godislovegodislove994 4 жыл бұрын
Waw tebtay Movie so nice deki eri we love you ❤🇪🇷❤
@samsonanghesom8474
@samsonanghesom8474 4 жыл бұрын
ብሉጽን ሓድሽን መሃርን ሓሳባት ድርሰት ካብ ብልጽቲ ደራሲት ምስ ኣዝዮም ዝነኣዱ ተዋሳእቲ...ብፍላይ ስነጥበባዊ ዓብዱረዛቕ....ኣዝየ እየ ዘድንቖ። ሳቢ ሓፍተይ...ናይ ብሓቂ ዕቑር ዓቕምኺ ከየገረመኒ ኣይተረፈን።
@chapiema4529
@chapiema4529 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ማሃሪት ፊልም ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ጽቡቃት
@galeri1838
@galeri1838 4 жыл бұрын
Good Job deki eriy 🇪🇷❤🇪🇷
@awetghebremeskel7986
@awetghebremeskel7986 4 жыл бұрын
Waww btami xbuq srah emo ka ab sdet kay denkukum kehalf adeln bezi agtami wen ruhs awdamet ygberlna bslam tenn egzabhr amilak sdetna yhxrlna!🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻🌻🌷🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌷🌼🌻🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🏻
@edenfashion48
@edenfashion48 4 жыл бұрын
Ajokum kexlwo. Fantastic drama dekime eri
@edenfashion48
@edenfashion48 4 жыл бұрын
Deqi Eritrea shkorrinatat
@saymonchele8865
@saymonchele8865 4 жыл бұрын
Wawww gele aynet meharit zkonet Film🎥🎬👀 🥰😍🥰😍🙌
@meraafye3086
@meraafye3086 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ማሃሪት ስራሕ ኣጆኩም ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት
@rosinayohannes2045
@rosinayohannes2045 4 жыл бұрын
First good job,meharit film,and tenkafit kea,ngele gele kab hlniom hadimom gnzeb mfthi kulu shgratn mgzie hagosn kkonom zxgiewo sebat bela gera teredie film
@shewitbrhane
@shewitbrhane 3 жыл бұрын
Xbuk srhi mara fetyeya ✍😘🇪🇷🏆
@Godislove-uy4ij
@Godislove-uy4ij 4 жыл бұрын
To be honest 100% amazing and very atractive well done everyone.
@isakgebremikael9575
@isakgebremikael9575 4 жыл бұрын
ብራቮ ሳባ best ደራሲት ኣዚያ ብልጽቲ ፊልም be continue
@Mukia003
@Mukia003 4 жыл бұрын
Btami des tbl film meharitn azanagaetin sabi Haftey kexlyo 😊💕
@ካንተእዮምዙቡሉኒ
@ካንተእዮምዙቡሉኒ 4 жыл бұрын
*wawe ብጥዓሚ ደሰ ተብል ፍልሚ 100 perfact*
@Merihabeshawit12
@Merihabeshawit12 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣቦ ማለት ካምዙይ ክኮን ኣለዎ
@yirgalemkahsai7634
@yirgalemkahsai7634 4 жыл бұрын
Good job sabi , nay bhaki meharit mesatit srah , nay mejemrtakhi ewun aymesln eyu , kexlyo
@Ro-hd9be
@Ro-hd9be 2 жыл бұрын
Wow kmz dese zibltin short movie ylan bitam xubqu sirah ❤🤍❤🤍🇪🇷
@yodittsegay1036
@yodittsegay1036 4 жыл бұрын
What a beautiful movie I did not want it to end🙏🏾
@awettesfagergis6819
@awettesfagergis6819 4 жыл бұрын
Wow nice & super job deqi erey❤️🇪🇷
@danaytgebrebrhan6608
@danaytgebrebrhan6608 4 жыл бұрын
Wowww sabitey gele aynet srah 💕💕💕💕
@hiwetg.medhin5292
@hiwetg.medhin5292 4 жыл бұрын
Wawuuuuu ብጣእሚሚሚሚሚ ደስ ዝብልን መምሃርንgoood
@Solowediestif
@Solowediestif 8 күн бұрын
ናይ ብሃቂ ኣምላክ ዝደረሳ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ጽቡቅ ስራሕ ጢኑ ከኣ ብቅዓትካ ዝተጸንባረቀላ ብልጽቲ ፊልም ለበዋ በጃኩም ስራሕ ሒዝኩም ክትመጹ ከለኩም ግዜ ሂብኩም ስርሁ ነባሪ ጥበብ ኮይኑ ከኣ ምስ ዝመጸ ጀነረሺን ከም ቀንዲ መትኒ ኮይኑ ይሰርሕ ታንክስ❤❤❤❤
@merhawifashasion5997
@merhawifashasion5997 4 жыл бұрын
Betami des tebal Movie mehart seb gulu mare eyu amo nkababer nfaker nenhdena selamen fekren ymnylkum dki Ere
@milattekle3378
@milattekle3378 4 жыл бұрын
ብእጣዓሚ ደሰእ ባሃሊት ❤️❤️❤️❤️👍👍👍
@tomasafengus4609
@tomasafengus4609 4 жыл бұрын
ዋዉዉ ኣዝያ መሃሪት film ኣጀማምራ ካብ ኩሉ finishing ደስ ተብል ኣጆኪ ሳባ ቀጽልዮ ጽቡቅ ስራሕ
@hailabhaile5476
@hailabhaile5476 4 жыл бұрын
Bitami meharin azenagain sira. Well done 👍
@Okayonly23
@Okayonly23 4 жыл бұрын
ናይ ብሕቂ ሓይሊ ታ ሕሹክታ፡፡ ብፍላይ ኣብ ክብሪ ወድሰብ ብሙካና ኣዚያ ጥዕንቲ ደስ ትብል
@ተመስገንጎይታ
@ተመስገንጎይታ 4 жыл бұрын
ስልቫና ሽኮር ገለዓይት ተመሳስልክያ ኣብቀጻል ዕብየትክ ንጽበ ።
@adu8778
@adu8778 4 жыл бұрын
Nice one good job saba
@ዕድመይተሰሪቑመንዩታሓታት
@ዕድመይተሰሪቑመንዩታሓታት 4 жыл бұрын
ማሃሪት ፊልም እዋይ ጉድ ስሊቫና ሰጊራ
@haileendeshaww
@haileendeshaww 4 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️HI Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I’m FROM ETHIOPIA 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ❤👉ኢትዮጵያዊያን እና ኤርትራውያንበያላችሁበት ፈጣሪ ጤናውንና ሰላሙን አብዝቶ ይስጣቹ ,, ❤👉ከዚህም አስከፊ ወረርሺኝ ቸሩ ፈጣሪ እናንተንና ቤተሰቦቻችሁን ይታደጋቹ። ❤👉 በስደት የምትኖሩ እህት ወንድሞቼ ፈጣሪ ይጠብቃቹ ለሀገራችሁ ያብቃችሁ ቸር ያሰማን አሜን ይህ አዲሱ የዩቲዩብ ቻናሌ ነው ቤተሰብ ይሁኑ ቆንጆ ቆንጆ አዝናኝ ፕሮግራሞችን ይዠ መጥቻለሁ....,.,.,,,
@zemenawitmelese9883
@zemenawitmelese9883 4 жыл бұрын
Wowwww dekiry geganu Aejokum kexlwo mahrti xbikt neyra thinks
@robeltekle6839
@robeltekle6839 4 жыл бұрын
ዋውውውው ናይ በሓቂ( ገንዘብ) ጭንቀት ዘይንስካ ምሳል አንበር (ፍቅሪ )ኣይገዘን አዩ በሓቂ ማሃሪት ፊሊም አያ አሞ ይልመድኩም ጠጥአሙ ።
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 4 жыл бұрын
ባሃቂ ገንዘብ ቁሳቁስ ክትገዝአሉ ትክእል ፍቅሪ ክትገዝአሉ ግን አይትክእልን so ንፋቀር
@johnfeday6988
@johnfeday6988 4 жыл бұрын
ሳቢ ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ ቀጽልዮ፡ካብ መጠን ንላዕሊ ኣድኒቐኪ ኢየ ።
@selameytesfu5847
@selameytesfu5847 3 жыл бұрын
Eza film ayrakewon nyere betami xebukti hji yohnas,ab Sssen intertemint ms gelexa reya wwwwwwww❤❤⚘⚘❤
@hashilotv9521
@hashilotv9521 4 жыл бұрын
ዋዋዋዋዋ ገለ ዓይነት ስራሕ በሓቂ ትምርቱ ዙከነት ስራሕ
@jfbhugbj2438
@jfbhugbj2438 3 жыл бұрын
btami maharit short flim snetbeb hagerna wetru kibero 👍👍👍👍👍👍👍👍😍😍😍😍😍😍😍😍
@rezenetesfalem665
@rezenetesfalem665 4 жыл бұрын
Bravo sabiti azyu zidenek srah serihki. Bzuh tetenkifu zeyfelit zanta eki amixiki. Kexilyo tray ajoki. Xibah kalie abie srah kitserihi kem tikieli ezi miskir eyu. God bless you sabiti . Keep going.
@sabahaile9915
@sabahaile9915 4 жыл бұрын
Very important message and inspirational nice job Saba and all thank you.
@alexanderkahsay1801
@alexanderkahsay1801 4 жыл бұрын
ኣብ ሂወትይ ከምዚ ዓይነት ፍርሒ ዶ ክብሎ ሓጎስ ክርዳኣኒ ዝይክአል አዩ ውሽጠይ በቃ ከምዚ ክትገልጾ ዝይትኽአል ምሽ ኣለኩም ሓዘናዊ ሓጎስ ደስ ይብለካ አሞ ገን ካኣ ውሻታኻ ጥምቦላሕ ይበልካ ል፡፡ ደስ ትበል ኢያ ኣብ ዙራያኻ ዘልዉ ሰባት ምስትንዓቅ ኣዚ አዩ ገዳኢ ክንሶም ጥቅምትኻ ፡ ሳባ ሓፍተይ ዝይውዳአ ጥበብ ይሃብኪ ፍጣሪ። ኣብ ዘልናዮ ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኣደይ ❤️👌
@robelrezene3206
@robelrezene3206 4 жыл бұрын
Wawwww nic job sabita kexelyo mara mharit
@yorammichael
@yorammichael 4 жыл бұрын
Bunet meharit zikonet film iye. Ane biwegeney aziye iye bizuh neger temahiren terdien. Hade seb ወላ ጸማም ኢይኩን, ወላ ናይ ኣእሚሮ ጸገም ይሃሊዎ & ወላ ጥኡይ ይኹን ሰብ ሰብ ኢዩ ብ ኣፍ ስላሴ ዝተፈጥረ ኩሉ ሰብ ኢዩ. ብፍጥረቱ ተመልኪታና & ብ ጎዶሎ ኣካላቱ ተመልኪታ ኪኒሕሰሮን ክናፍኪሶን ከም ዘይብልና ተገንዚበ. ከምኡ ኸኣ እቲ ካብ ደገ ኒደሊዮ ሰላም አብ ውሽጥና ከም ዘሎ ከንላሊዮ ከም ዘለና ተማሂረ. I love u deqi erey 🇪🇷❤️🇪🇷
@yaredhakakin5175
@yaredhakakin5175 4 жыл бұрын
ሓቂ ምዝራብ ልቦናስ ውሑድት ኢክን ሓበሻ ምሓርኦክን ግን ዓይንና ዶጊሑ
@shidenmedhaniye6119
@shidenmedhaniye6119 4 жыл бұрын
I’m crying 😢 🇪🇷
@BINIAMYEWHANNS
@BINIAMYEWHANNS 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሃሪት ፊልሚ
@meharigebremeskel1224
@meharigebremeskel1224 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ምጅማር ፡ ግን ድምጺ ተፊኡ ኣሎ ካብ 9 ደቂቅ 51 ሰኮንድ ኪሳብ 11 ደቂቅ ኪሳብ 45 ሰከንድ ፡፡ ቸክ ገርኩም ጸኣንዎ።
@fiomilefiomile4621
@fiomilefiomile4621 4 жыл бұрын
Good job sabitey
@LuluLulu-s8v
@LuluLulu-s8v Жыл бұрын
❤❤❤😢ewuyy gele aynet film eree kemzi aynet amxulna yom deresti eina tblu ❤🎉🎉🎉
@aregaygaim8460
@aregaygaim8460 4 жыл бұрын
Beautiful ❤️😍❣️ Eritrean Action
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቅ መሃሪቲ ፍልሚ ዩ ብፍለ ሰብ በራያ ስላሰ ኩሉ ክቡሩ ዩ ትብል ዘረባ
@florafishzion2046
@florafishzion2046 4 жыл бұрын
Wwww 2020 zibeleset movie 100%
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 жыл бұрын
እዚኣ ትመስል ፍልሚ ከይ ረኣክዋ ሽድሽተ ማዓልቲ ገይራ ዋውውው ብጣዕሚ ጽብቅቲ ሓቀኛን ፍልም ብጣዕሚ ንፍዕቲ ደራሲትን ተዋሳእትን ኮታ ኩሉኩም ኣብዛ ፍልሚ ዘለኩም ሲልባና ካኣ እባኣር ንኣዲስ መጺኪ እሞ ነተን ዝተረፍ ኣርክባኒ በልየን እሞ እታ ዓዲ ነበረ ነበረ ክትከውን ኢያ
@hermontesfamichael5033
@hermontesfamichael5033 2 ай бұрын
yoni hawey bitaemi neti gexebahri telabiskayo goog job bro kemu wun kulom znead sirah
@merhawitesfagergsh6016
@merhawitesfagergsh6016 4 жыл бұрын
Wellcome shikorenatat fetrat
@teklehaimanotgirmazgi1102
@teklehaimanotgirmazgi1102 4 жыл бұрын
Good job and welcome to Ethiopia because one person everybody they move to Ethiopia very sad
@ንጥበብመንዩጥበቡ
@ንጥበብመንዩጥበቡ 4 жыл бұрын
ከመይ ከመይ ዓይነት ስራሕ እያ ደቀይ ከብድኻ ትበልዕ ናይ ብሓቂ ድንቂ ዝኾነ ስራሕ
@sarona3151
@sarona3151 4 жыл бұрын
Beka kemzia gera zenbetni film yelan seb teuy ykun hmum kbret alewa abay tmrti ya z best👌😍🇪🇷😘💖
@habtomgebrehiwet3697
@habtomgebrehiwet3697 4 жыл бұрын
Nice xbuq srah ♥️♦️❤
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
ሲልቩ ዓይነይ ክኣ ስደት ወጺኪ
@Pp-rd8bd
@Pp-rd8bd 4 жыл бұрын
ግን አዲሰ ሰኢ ሰደት ትገብሪዎ ዘና እናበሉ ዓዶም ዘይ ረከብዎ ናረክቡስ ስደት አይትበሉ ናብ ገረቦት ዶ መፅኢኪ ይሓይሽ ሓወይ ናተይ ምስ ይቅሪታ።
@luliabiniam7242
@luliabiniam7242 3 жыл бұрын
Ya nay bhaki film malet thmhrti zekonet beka ezi tinu bhaki tewasay eu beka sene tebeb neu iya teftira tinu qexlo adinkeka🥰💞🤛
@bluegold3887
@bluegold3887 4 жыл бұрын
I never seen such a great movie like this . It helps me in seeing my family love on me . Thank you for your 46:18 inspirational movie
@merrydan1370
@merrydan1370 4 жыл бұрын
I proud of you sabi haftey good job continue
@tedrostewelde287
@tedrostewelde287 4 жыл бұрын
Waww btami tsbuq srah
@minesolirhsa9444
@minesolirhsa9444 4 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️Good job My Sabuye
@johni7071
@johni7071 4 жыл бұрын
እዋይ ድርሰት አድኒቐኪ ሳባ ደራሲት እዛ ፊልም ናይ ብሐቂ ሐጻር ክንሳ ክንዲ ብዙሕ ገጻት ዘለዎ መጽሐፍ ገላጺትን ምሃሪትን ምስ ንፉዓት ተዋሳእቲ ብርዕኺ ትሰስን ሐፍተይ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኺ ድርሰት ሃገርና ዋንኡ ክሰርሖ ኸሎስ ልብኻ እዩ ዘረስርስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ሐላላት ዓይኒ አባይኩም እንቃዕ ናትና ኾንኩም ንስኹምሲ
@asfahalearaya9023
@asfahalearaya9023 3 жыл бұрын
Kexlwo nay behaki dmxi weskula btami mahari nice 100t
@amanawetdc6881
@amanawetdc6881 4 жыл бұрын
Wowwww ኣዝያ ጽፍፍትን መሳጢን ፊልም ብሓያልን ብልጽትን ጸሓፊት ሳቢ good job all keep going!
@nahomdaniel3293
@nahomdaniel3293 4 жыл бұрын
Derasit saba mejemerta gobez bdihri ezi jemira kisab tiwudd bitaemi xibuk good job kexilyo
@adyamtekleab5540
@adyamtekleab5540 4 жыл бұрын
You make me cry sabino I appriciate you keep it up sis
@merhawiyemane3828
@merhawiyemane3828 4 жыл бұрын
Saba haftey btaemi xbuq srah ajoki qetslyo
@abieltedros4394
@abieltedros4394 3 жыл бұрын
Btami xbkti film
New Eritrean Short Movie 2022 - ኣብዘይንፈልጦ // Abzeynfelto
56:41
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 64 МЛН
Spongebob ate Patrick 😱 #meme #spongebob #gmod
00:15
Mr. LoLo
Рет қаралды 21 МЛН
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Mr DegrEE
Рет қаралды 115 МЛН
ሕነ ዓሚ | hNe Ami - ERi-TV Movie
35:00
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 138 М.
New Eritrean comedy (ፉፍ) by Dawit Eyob part 1 (2019)
17:07
Ее Интуиция Спасла Ее 😱
0:20
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 1,6 МЛН
СОБРИМЕННЫЙ ТУАЛЕТ😂
0:31
ОТАНТАЙ
Рет қаралды 931 М.
Их чуть не выгнали из квартиры!
0:30
Интересные факты
Рет қаралды 829 М.
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
0:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 50 МЛН