No video

NEW Eritrean Video 2022 ELAL MES TEGADALAY FENJI (መሳጢ ዕላል ምስ ተጋዳላይ ወልደትንሳኤ (ፈንጂ)

  Рет қаралды 210,031

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

2 жыл бұрын

Пікірлер: 1 200
@arefainebehane7940
@arefainebehane7940 2 жыл бұрын
ንሓግዞ ጅግናና ኢዩ
@freweyniomer4162
@freweyniomer4162 2 жыл бұрын
Ewi hawey meary betaem tekefkan Aneta jigena hawey enqao hawey kenka ajeka kemqdenka egzabehr haieli yehabka🙏
@giromkidane2994
@giromkidane2994 2 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ምዓረይ አነ ብዚ አ ኽኸሰኩም ኢየ እተን መዲያ ዘለዋ ንካታተለኩም ንምንታይ እዩ ንይዚኦም ከምዚኢምን ዘይተምጹኡ ብጣዕሚ ዝሕዝን ሽዑ ምስተሰዉኡ ሽምዓ ናይ ዝወላዕና ጥቕሚ የብሉን እሞ እቶ ም ጎፋንድም ከፊትኩም ትኽእሉ ንሕክምኑኡ ገበርሉ እዚ ከም ብደውና ከምዝሞንታ እዩ🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭
@recipesforyou1984
@recipesforyou1984 2 жыл бұрын
እወ ሓቂ እዩ
@luli7316
@luli7316 2 жыл бұрын
Lebam nay behaki
@asmerashikor
@asmerashikor 2 жыл бұрын
nay bhaqie
@Eritrea91.
@Eritrea91. 2 жыл бұрын
Can you start go fund so people can help
@weynimisgina3430
@weynimisgina3430 2 жыл бұрын
You are right ✅️ 100 %
@crouch8900
@crouch8900 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ ዛንታ ንክብርቲ ብዓልቲ ቤትካ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንዓካ ካኣ እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናብቲ ትብህጎን ትፈትዎን ሞያካ ተመሊስካ ፍረ ጻማካ ትረክበሉ መንገዲ ዓወት የብቅዕካ ። ህዝብና ካኣ ርህርሁን ፈቃርን ስለ ዝኮነ ኣብ ጎንካ ከም ዝከውን ኣይንጣራጠርን። ናይ ብሓቂ ሓቦን ጽንዓትን እትምህር ኣቦ ተስፋ ኢካ።
@Tirhas2861
@Tirhas2861 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንስንኩላንና🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷❤️❤️ ጎፋውንድ ክፈትሉ ክንሕግዞ
@user-ei8zs7ep7x
@user-ei8zs7ep7x 2 жыл бұрын
Btami ntsbay gofawundi kafet nezi Jgna hawuna aeqmna knhgzo
@l.k.641
@l.k.641 2 жыл бұрын
Nay bhaki begakum gofawund kfotlna awra kemzi geganu khgez zelewom
@fanotekle3824
@fanotekle3824 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክሕገዝ ድግቦኦ ሰብ
@yaklnasdet8042
@yaklnasdet8042 2 жыл бұрын
dweley rekibeyo nerey gofundme abzi 2 malti kkfetulo mkanom ngrni alo nhgzo please
@jesusking7000
@jesusking7000 2 жыл бұрын
Nay behaqi
@user-sr5um7zj2x
@user-sr5um7zj2x 2 жыл бұрын
እ'ዚ ታሪኽ ኤርትራውያን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ ኣጃኻ ንስኻ ጅግና ኢኻ🇪🇷✊🇪🇷👏❤
@user-rt1kw9kt4k
@user-rt1kw9kt4k 2 жыл бұрын
ሃወይ ኣብዚ እላል ግን እንተ ትረድካዮ ድህሪ ታርኩ ኣብ ሂወቱ ዝጋቶሞ ናይ ሂወትን ናብራን ኢዩ እንበር ንታርኩ ታርክ ኩሉ ህዝባዊ ግንባር ( ተጋዳላይ ) ዩ አኢሊ ኣብ ገጽ ክንድዚ ተጻሂፉ ኣሎ ኢሎም ሃልፎሞ
@michealyohannes3048
@michealyohannes3048 2 жыл бұрын
ክቡር ሓው ፀገማቱ ዘቃልለሉ እምበር ጅግና ዝብሎ ኣይኮነን ዘድልዮ ንስለ ናፅነት እዚ ስንክልና ዝተሰከመ ዶ ቁራስ ባኒ ስኢኑ ምተሸገረ ።
@user-rt1kw9kt4k
@user-rt1kw9kt4k 2 жыл бұрын
@@michealyohannes3048 ናይ ብሃኪ ሚኪ ምክናቱ ኣብ ጅግንነቱ ዘትረዮ ጸጋማቱ ኣላይ ዘድልዮ ኩሉ ሰብ ኢዩ ኣብ ሃሳብካ ይሳማማ ኢየ
@dz225
@dz225 2 жыл бұрын
ነዚስ ዋላ ናይ 1000,000 $ ጎፋንድሚ ተዝክፈተሉ ኢደይ ኢድካ ምበልናሉ ፡ ኣንቢብካ ዘይዉዳእ መጽሓፍ ጅግንነት ኢዮም ፡ ጽንዓት ይሃብካ ናይታ ክብርቲ በዓልቲ ቤትካ ዝሓወይ ብሩክ።
@ኢራብ26
@ኢራብ26 2 жыл бұрын
ዝኸበርካ ፈንጂ ኣነ ምስ ሙሉእ ጥዕናይ ኣብ ሂወተይ የማርር ነይረ ነዚ ናትካ ምስ ራኣኹ ግን ኣነ ብደወይ ከለኩ ዝመትኩ ሰብ ሙኳነይ ኣሚነ ናይ ብሓቂ ጂግና ናይ ሂወትን ታሪኽን ኢኻ ጂግና ጥራይ ግን ንዓኻ ኣኻሊ ኣይኮነን ። ዝኸበርኩም ይሕዋት በጃኹም ስለ ማርያም ስለ ማርያም እቶም#gofundme# ከፊትኩም ትኽእሉ ክፈትሉ ኩሉ ሰብ ዓዓቅሙ ክሕግዙ ሓደራ ሓደራ please 🙏 please 🙏 ፈንጂ ሓወይ ኣምላኽ ኽክሕሰካ እዩ ኣጆኻ ኣብኡ ጥራይ ይኩን ተስፋኻ God bless you
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b 2 жыл бұрын
ኣካላቱ ንሃገር ዝወፈየ እንተረኸበ ይበልዕ ተሳእነ ጸሙ ዝሓድርር ዓሓ ኤርትራውነት ፉንፉን መንነት ኩሉ ቃልስን ስንክልናናን ንሓንቲ ስድራቤት እንዳ እሰያስ ኮይኑ
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 жыл бұрын
ግርማይ ከምዚዖም ዝአመሰሉ ጀጋኑ ኩልጊዜ አምጻልና በጃኻ ነዞም ጀጋኑ ኤርትራዊያን ታሪኾም ተሰሚዑ ዘይጽገብ ዘይምኖ ብሕይወት ከለዉ ክናአዱን ክምስገኑን አለዎም አብ ጎኖም ምዃና ድማ ክፈልጡ አለዎም ቀጽሎ ።እዚ ባዕሉ ሐደ አቢ መስተንክር ፊልምዩ ክስርሐሉ ዝኽዕል አብ ሐቂ ዝተሞርከሰ ፊልም።ሰላም መንግስተሰማይ የዋርስኪ ።ፈንጂ ጽንዓት ይሐብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ነዚ ጅግና ንሐግዞ ጽባሕ ከይንጣዓስ ኤርትራዊ ለበዋ አየድልዮንዩ እዚ ጅግና ሕያብናዩ ንሐግዞ ሐያል ሰብ ተጻዋርነቱ ዘገርምዩ ተጋዳላይ ጸዋር ኪኢላ
@habtom5113
@habtom5113 2 жыл бұрын
ኤርትራዊ ተጋዳላይ ማለት ታሪኽ እዩ 🇪🇷👌👍👌🇪🇷
@ekeleta5026
@ekeleta5026 2 жыл бұрын
Cant stop crying. Our Hero. ናዓና ክሕሸና፡ ንሕና ብርሃን ክንርኢ ሂወትካ ዝኸፈልካልና ጀግና፡ ንስኻ ኣብ ጸልማት ክትነብር። ኣጆኻ ክንሕግዘካ ኢና ዕቕምና ዝፈቐዶ
@merhawitesfaldet4277
@merhawitesfaldet4277 2 жыл бұрын
U r right E KELETA
@merkebselam963
@merkebselam963 2 жыл бұрын
ኣሕዋት ኤርትራውያን፡ኣጆኻ ኣጆኻ ምባል ወልሓንቲ ኣየድልዮን,ዩ።ጅግና ኮይኑስ ንኹሉ ጸይሩ ከማን ዓቅሉ ንርእዮ,ለና። ስለዚ እዚ ጅግና እዚ ሕጂ ካባና ዘድልዮ ዘሎ ኩልና በብዓቅምና ንሰላም ካባኻ ንላዕሊ ፈጣሪ መሪጹዋ ስለዚ ኣብ ክንዲ ሰላም ኣለናልካ ንሕና ኢልና ብግብሪ እጃምና ንግበረሉ። በጃኹም ንዓና ዓስቢ ይኾነና ንዕኡ ክኣ ሞራል፡ ተስፋ፡ ሓቦ፡ ጽንዓት፡ ይኾኖ,ዩ። በጃኹም Gofound me ኣብ ሓጺር ግዜ ይገበረሉ በጃኹም።
@shabeiebraham9223
@shabeiebraham9223 2 жыл бұрын
ድብላዕ ዘረባ እዩ ምሕጋዝ እዩ ዘድሊ እበር ኣጀካ ትርጉም የብሉን
@tirhasalem598
@tirhasalem598 2 жыл бұрын
Behaqi gelanegbar bejakum
@trhishsultan2794
@trhishsultan2794 2 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ አምላኽ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ንክብርቲ ብዓልቲ ቤትካ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ 🙏🏼🇪🇷🌹
@merhawinevergiveup7368
@merhawinevergiveup7368 2 жыл бұрын
እ'ዚ ኢዩ ታሪኽ ኣቦታት ኤርትራ ኻብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ ኣጆካ እስካ ጅግና ኣቦ ኤርትራ ኢካ ኣብሂወትካ ሙሉእ ጥና ይምነየልካ
@badiisachak7443
@badiisachak7443 2 жыл бұрын
Ksab mewedaeta riekaya do
@tedrosberhane7073
@tedrosberhane7073 2 жыл бұрын
@@badiisachak7443 kurah erterawi😂😂
@manuelazemichael8726
@manuelazemichael8726 6 ай бұрын
Lebika zechded ❤😢 Ajoka abe gonika alena Fenji hwena eday edika nebel KIDUN KA BETAMI YEKNLNA 🙏🙏🙏🤲🤲🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍
@GoitomGebbrehiwet
@GoitomGebbrehiwet 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሓቦኛ ጅግና ተጋዳላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ንስካ ሰብኣይ ሰብኡት ኢካ
@ghirmayteame8964
@ghirmayteame8964 2 жыл бұрын
ንመዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንዓኻ ካኣ ጽንዓት ይህብካ ።ጅግና ኢኻ ብሓቒ
@chanumistersebah3081
@chanumistersebah3081 2 жыл бұрын
ክልተ ህሞት አብ ሓደ ኩነት ብመጀመረታ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ከምኡ ውን ነታ ክንዲ ኩሉ ዝኮነት ክብርቲ ማና ብርሃን በዓልቲ ቤትካን ነታ መራሒት ልእኽቲ ፈጣሪ ዘኮነት ከልብኻን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም ፈጣሪ ቀጺለ ዛንታኻ መግለጺ ስኢነሉ ንብዓተይ ምቁጻር ስኢነ ካብቲ ጽንዓትካን ተጻዋርነትካን ደማ ብዙሕ ተማሂረ ሰላም በዓልቲ ቤትካ ገንሸል ሂወት ኩሉና እያ ዓባይ መምህር ናይ ሓዳር ኢለ ክስይማ ምደለኹ ብፍላይ አብዚ ሕጂ ጊዜ ሰብ ሓዳር ተጻዋርነት ሓላፈነት ፍቅሪ እናጠፈአ ዝኸደሉ ዘሎ ዘመን ከምዚ ዓይነት ተወፋይነት ተጻዋርነትን ዘለወን መመሃራን ሂወት ዘኾና ደቂ አንስትዮ ክትርኢ ከለኻ ክኹለፋኻ ዘይኮነ ክጸንሓልካ ኢኻ ትምነ ግን ፍቃድ አምላኽ ስለ ዝኾነ ትቅበሎ እንበር ሰላም ቅሩብ ጸኒሓ ኒራ ተትኸውን ሞ ከምዚ ናትካ ዕድል ናይ ቃለ ምሕታት እንተትረክብ ብዙሓት ካብአ ምተማሃርና ግን ካብ ወረደ ንቅበሎ እንበር ከ ትዕድልትና ንመን ክንቦ ብዝኮነ ክቡር ሓዊ ዛንታኻን ታሪኽ ትምህርቲ ናይ ሂወት እዩ ሞ እቲ ንኩሉ ዝኽእል ጸላምን ብርሃንን ዝፈጠረ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ሕጉስ ሂውት ክፈጥረልካ ብዓል ምሉእ ተስፋ የ ከምኡ ውን ንክቡር አቦ ጥበብ ኪዳነ ግርማይ ውን ዕድመን ጥዕናን ይምነ
@zelekwobaileyeyezfelito6155
@zelekwobaileyeyezfelito6155 2 жыл бұрын
በሃቂ ነዚ ኩሉ ሽግር ተጻዊርካ ፈታሪካ ምምስጋን በሃቂ ኣድኒቀካ ፈታሪ ነኣካ ጥና ይሃብካ ክቡር ሃዉና
@vancedutube9633
@vancedutube9633 2 жыл бұрын
ኣቱም ረሳሓት ህግደፍ ንሃገር ሂወቱ ከፊሉስ ዝበልዖ ክስእን ኣየሕፍረኩምን ቅሩብ ጅግና ጅግና ኢልካ ጥራሕ ምጭዳር እሞ ደስ ይበልኩም ተጓሒፉ ኣበይ ደኣ ኣሎ እቲ መንግስቲ ኣሎና ትብልዎ
@fortosawa6274
@fortosawa6274 2 жыл бұрын
እዋይ ፈንጂ ሐወይ ድሕሪ 20 ዓመት ርኤካ,ብጣዕሚ ተሐጉሰ ,አጆኻ አብ ጎንኻ አለና ንጥዑያት እኳ ክንሕግዝ ንውዕል አለና ,ብርሂን ክአ የቀንየልና ደቕረብካልና , Gofundme ግበሩልና በጃኹም ዓሕ 😥
@henokghebremikael2486
@henokghebremikael2486 2 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እቶም ብቀረባ ትፈልጥዎ እንዶ ምሱኡ ተዘራሪብኩም GoFundMe ክፈትሉ። በጃኩም በጃኩም በጃኩም ስቅ ኣይትበሉ። ናብዞም ሰብ ቻነላት ናብ ኩሎም ዘርግሕዎ እሞ ኩሉ ሰብ ከኣ ይሕግዞ።
@henokghebremikael2486
@henokghebremikael2486 2 жыл бұрын
Foto Sawa ብጣዕሚ እንቃዕ ተዛራረብካ። ከተቅርብዎ እንተ ኬንኩም ግና ሓደራ እቲ ቩድዮ ጽቡቅ ጌርኩም ስርሕዎ ማለት ሓጺርን እቲ ቀንዲ ፈንጂ ዘሕለፎ ሽግርን ፡ እቲ ሕጂ ዘለዎ ሽግርን ጌርኩም ብዝግባእ ጌርኩም ንህዝቢ ንገርዎ። ህዝቢ ከኣ ኣይኮንዶ መሐከሚኡ ዝኮኖ ንኩሉ ግዜ ዝኮኖ ገንዘብ ከዋጻኣሉ ይክእል ኢዩ። ስለዚ ሓደራ ግዜ ኣይትውሰዱ።
@btesfamnbar9528
@btesfamnbar9528 2 жыл бұрын
ካብቲ ዘገርም በዓል እዚኦም ተደርብዮም ንበዓል ኢርሚለ ተዋስኣይ መምህር ሓንቲ ጸገም ዘይብሎም ብዘይካ ስኽራን ናይ ዓርከይ ዓርክኻ ጎፋውንድሚ ይኽፈተሎም ስለዚ እቶም ወነንቲ ቻነላት ሓላፍነት ወሲዶም ከምዚኦም ከምጽኡ ተሓጊስና ክንሕግዞም
@robel-sium
@robel-sium 7 ай бұрын
ንስኻ ጅግና ኢኻ ነዚ ኩሉ ሽግር ተጻዊርካ ትነብር ዘለኻ መርኣያ ናይ ሕብረተሰብና ኢኻ ኣጆኻ ኣምላኽ ዝሓዘልካ ኣለዎ
@aronogbay72
@aronogbay72 Жыл бұрын
ዓለም ፍትሓዊት ኣይኮነትን። ኣዝዩ ዘሕዝን 😢
@recipesforyou1984
@recipesforyou1984 2 жыл бұрын
ተጋደልትና አብ ከምዚ ኩነታት ክትርእዮም ደም እዩ ዘንብእ። ወይልኡ ንኦም ዝጸርፍ አምላክ ረቢውን ብጣእሚ ክቅየመልናዩ ተቃዋማይ ደጋፋይ ብዘየገድስ ጀጋኑና ቅርስታትና እዮም እሞ እጃምና ነበርክት።
@estifmajor9838
@estifmajor9838 2 жыл бұрын
ኣነ ኣብ ናይ ኣደይ መሪር ዘሓዘን ሓዚነ በኽየ እሞ ኣብ ናይ ኢዚ ጅግና ንብዓት ሓበን ነቢዐ።
@medajhon1274
@medajhon1274 2 жыл бұрын
Please please please ኣብ ቀረባ ጊዘ gofundme ክፈትሉ በጃ....ኹም
@fn7619
@fn7619 2 жыл бұрын
ሐርበኛ ኢካ አምላክ ዝተረፈ ዕድመኻ ይባርከልካ ጅግና ኢካ እሞ አጆካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏💘💘💘
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 2 жыл бұрын
Jenga Ajoki hbb
@biniamteklebrhan2654
@biniamteklebrhan2654 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ተካፊ ዘኾን ዛንታ እዩ። ብዙሕ ከኣ ተማሄረ አለኹ፥ እግዚኣብሄርን አምላኽ ጥዓና ይሃብካ ንሰላም ካአ መንግስት ሰማይ የዋርሳ 🥲ናይ ብሓቂ ለባም ሰበይቲ እያ ነይራ✅🍀 ንኹሉ ተረዲአ ካብ ጎንኻ ሰለ ዘይትፈለይተ።🦁💯 ዓቅሊ፤ ተጻዋርነት፣ተሰፋ፥ኮታስ ኩሉ እቲ ሓደ መንናብርቲ ደቂ ሰባት ዲሊዲሊ መሳርሒ ሂዋት ሰለ ዘኾን ብግብሪ ከኣ አርኢኻና ኢኻ እሞ ይሕዋት ካብ ናይ ሓወና ፈንጂ ብዙሕ ተማሂርና ክንከውን ተስፋ ይገብር፥ አጆኻ አብ ጎንኻ አለና ንብሎ።🙌🏾
@banamesgena2960
@banamesgena2960 2 жыл бұрын
Aney emo temhir ezi kulu kanza mhremti seru yekeyed alo nhageru nhzebu 🇪🇷💪
@brhanetekle6842
@brhanetekle6842 2 жыл бұрын
😢😢😢💔💔💔ታሪኽ ኤርትራውያን ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን ጻምኡ ግን ኣይረከበን፡፡
@tahasalih2508
@tahasalih2508 2 жыл бұрын
እዚ ዛንታ ፈንጂ ኣብ ሂዎቱ እንኮሎ ታሪኽ ሂውቱ ክንገር ምኽእሉ ዓቢ ተበግሶ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ከኣ እምነየልካ። ብዙሕ ይሓልፍ ኢልካ ዘይትግምቶ ነገር ስልዝሓለፍካዮ፡ ሕጂ'ውን እዚ ኩሉ ክሓልፍ እዩ።
@mhreteabberhe8022
@mhreteabberhe8022 2 жыл бұрын
ሞቶም ንጻድቃን ናይ ብስጋ ሞት እዮም ዝሞቱ እምበር ብነብስስ ህልዋት እዮም ቃል መጽሓፍ ቅዱስ እዩ ። እዛ ቅድስትን መኽበሪት ቃል ኪዳናን ዝኮነት ሓውትና ካኣ እቲ እግዚኣብሄር ኣብ ምድሪ እንከለና ክንገብሮ ዛኣዘዘና ምግባር ናይ ጽድቂ ፈጺማ ዝሓለፈት እያ እሞ እግዚኣብሄር ጻማኣ ኣይከልኣን እዩ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ምክቡር ሓውና ካኣ እግዚኣብሄር ይጽንዕካ ።
@eritreatebareki2448
@eritreatebareki2448 2 жыл бұрын
ጅግና ቃላት ስኢነልካ ውሕጅ ንብዓተይ ከም ማይ ደፊኤዮ .ክቡር ሐውይ ወልደይ ጸላኢካ ይቀንዞ ጸላኢካ ይታዓጾ አጆካ ፈጣሪ ምሳካ እዩ ንሕና ኤርትራውያን ድማ አብ ጎንካ አለና እታ ክብርቲ ብልጽቲ ሰላም ንሳ አብ ገነት አብጽሐሸ አብዝበለጸ ብርሃን አላ ንስካ ጥራሕ ናታ መንገዲ ሒዝካ ኪድ ድለት ሰላም አብ መንገዲ አምላይ ክትጸንዓላ እያ ትደልየካ አጆካ እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ግርማይ ሽኮር ክብሪ ይሃብካ ናይዚ ጅግና ሐውና ከምዚ ጌርካ ዘቅረብካልና ነመስግን ብሩክ ቅንያት ናጽነት ፈጣሪ ኤርትራን ህዝባን ይባርክ
@filifalafala7547
@filifalafala7547 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ናይ ነብሰ ወከፍ ተጋዳላይ ኤርትራዊ'ሲ ዘገርምን ዘስደምምን ዓቢ ዝኮነ ታሪኽ ሰሪሑ ከሎ እዚ ናተይ ደኣ ኣይናይ ኮይኑ ኖርማል ነገር'ዩ ካባይ ንላዕሊ ዓቢ ዝኮነ ታሪኽ ዘለዎም ተጋደልቲ ኤርትራዋን ኣለዉ እንዳበለ ይዕልል ኣብ ነብሰ ወከፍ ዕላሎም ናይ ተጋደልቲ ጀጋኑ ኤርትራዋን ኣያታትና 🇪🇷🇪🇷 እንቃዕ ካባኩም ተፈጠርኩ 💝🇪🇷
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 жыл бұрын
ነዚኦም ሸፋቱ እዮም ነይሮም ኢሎም ከላግጹ ኣዚካ ትሓዝን
@selamasrat4945
@selamasrat4945 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭ካብ መጀመርታ ታርኩ እንዳ ሰማዕኩ እዩ ክነብዕ ጸንሐ::ከመይ ኢሉ ነዚ ኩሉ ናይ ማህረምቲ ቃንዛ ተሰኪሙ ይኸይድ ኢለ : ኣብ ገድሊ ኤርትራ ዘይተዘንተወ እንበር ዘይትገብረ የለን :ከምዚ aynet ታሪኽ ወላ bfilim እየ ርእየ ዘይፈልጥ :ዝገደደ ክኣ ሞት ብዓል ትቤቱ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔🖤🖤 በቃ ኣይክኣልኩን 😭😭 ንዑኡ ከ ድኣ ክንደይ ከቢድ እዩ :: እግዛበሄር ጽሮትን ኣካእሎን ይሃብካ ንእዮብ ዝደበሰ ኣምላኽ ይደብስኻ ጅግና ሓወይ plc ደቂ ኤረይ ኢደይ ኢድካ ኢልና ንሓግዞ 🙏🙏🙏
@mercinegash8202
@mercinegash8202 2 жыл бұрын
Jigna N hager hiwetu ziwefeye Our here long live veteran fenji 🌷🌷🌷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yordanosghirmay8600
@yordanosghirmay8600 2 жыл бұрын
Gofundme kfetulu kihgez amo hkimna kgebr our hero ❤️ ♥️ 🙌 💖 💕 ❤️ ♥️ 🙌 God bless you ❤️
@abebaderar8298
@abebaderar8298 2 жыл бұрын
ዱቂ ኤሬ ሐላላት ንሐግዞ ሐገዝና ከተስኦ እዩ ከምዚኦም ገበርቲ ቅያ ከነተባብዖም አለና ንህዝቢ ብርሃን ክህብ ብርሃን ዝሰአነ እዩ እሞ ቦጃኹም ኢደይ ኢድካ ንበል I can’t stop crying 😢
@meleakekibrom3480
@meleakekibrom3480 2 жыл бұрын
ጽንዓት ትብል ቃል ሲ ብኣካላ ኣብዚ ጅግና ተጋዳላይ ትርእያ ብሓቂ እግዝኣቢሄር ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ።
@temesgenamlakey8600
@temesgenamlakey8600 2 жыл бұрын
Eway hawey bhaqi tsewar eika jgna habogna eika Amlak msaka ykun🇪🇷🇪🇷💪💪🙏🙏
@recipesforyou1984
@recipesforyou1984 2 жыл бұрын
እዚን ወድዚን እዩ ንናጽነትናን ተጋደልትና ንከነክብርን ንፈትውን ዝገብረና አብ ጌጋ ዘለኹም ናብ ልቤኩም ተመለሱ ኢደይ ኢድካ ንበል ንሓግዞ ደቂ ኤረይ አይኮነን ነዚኦም ንማንም ጽጉም ምሕጋዝ ጽድቂ እዮ።
@mesginamesgina4395
@mesginamesgina4395 2 жыл бұрын
ኩብር ሓው ናጽነትናስ ነኽብር ሓቅኻ ድሕሪ ናጽነትና ከ ተጋደልትና ከምዚ ክወርዶም ንቕበሎ ዶ
@recipesforyou1984
@recipesforyou1984 2 жыл бұрын
@@mesginamesgina4395 አይንቅበሎን
@Qedqwi-
@Qedqwi- 2 жыл бұрын
Nezi diyom tegadilom senkilom awirom elka eba hrir tbl
@senaiy4175
@senaiy4175 2 жыл бұрын
@@Qedqwi- lets do our parts. They have done theirs. Stop crying
@aman562
@aman562 2 жыл бұрын
I cannot stop crying for my beautiful hero to go thru this and everyone with good heart should pick up the phone 📞 and call give him support please listen entire video listen have humility
@habtomhabtemariam3872
@habtomhabtemariam3872 2 жыл бұрын
If you would like to support him, there is a Gofundme link created to raise funds for his medical needs.
@tihtinakibret845
@tihtinakibret845 2 жыл бұрын
Can you help me get the right number.
@tihtinakibret845
@tihtinakibret845 2 жыл бұрын
Where is go fund me
@BiniamMicael9933
@BiniamMicael9933 2 жыл бұрын
ሰላም ናይዚ ጅግና ሓውና ፈንጂ ቁጽሪ ተሌፎኑ ኣይተጻሕፈን ዘሎ ኣበይ ይርከብ እባ ጽሓፉልና::
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 2 жыл бұрын
Amlke edme yhbka Anbesa Anbesa 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@NatanyemariyamLij
@NatanyemariyamLij 2 жыл бұрын
ውሽጠይ ተንኪፍኒ በቃ በጃኹም ጎፋውንድ ክፈትሉ ክሕገዝ ዝግብኦ ጅግናዩ
@lulasemir4212
@lulasemir4212 2 жыл бұрын
ናይ ባሐቂ
@selamselam9375
@selamselam9375 2 жыл бұрын
Nezaom eyu zigba anewi kemeu kibl xenhe kiburat jeganu bhwet kelewu gele neberkit bejakum
@asmerashikor
@asmerashikor 2 жыл бұрын
Ane keman dareakwa kemu kbl xeniehe seb aaqmu kgebr Sie bejakum awuxlu anes aykealkum beqa kemzie ke alo dyu hawey natey
@abdrieone4080
@abdrieone4080 2 жыл бұрын
Nay bhaqi right away gofundme yikefeto bejakum
@yosiefghebre6831
@yosiefghebre6831 2 жыл бұрын
I heard many stories, but this one is so deep and touching. Please let's share it should reach out every one.
@senayeri433
@senayeri433 2 жыл бұрын
ሓደራ ነዚ ዘይኮንና ንመን ክንከውን፡ ዚ ጂግና ካላኣይ ክውለድ ኣሎዎ፡ ተሓጒሱ ክንሪኢ መብጻዓ ንእቶ፡ ፈንጂ ሓወይ ኣጆኻ፡ ጥዕናኻ ሓሉ፡ ኣጆኻ። ህዝብኻ ሳኣን ምንጋር ኣብ ከምዚ ተስፋ ሲኢንካ ክትወድቕ ጽቡቕ ኣይኮነን
@olgaaraya8080
@olgaaraya8080 2 жыл бұрын
Fenji hawey nisica kulentenana eka Ni Eritrawian fetari Alem yehalweca I hope nab Eritra mis metsaku kirieca tesfa alena we love you!!!💖💖💖💖💖💖💖
@maharimeseret4998
@maharimeseret4998 2 жыл бұрын
ቴለፎኑ እባ ጽሓፍልና በጃኩም
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 2 жыл бұрын
telefonu texahifu alo eko hawey natey
@Eritrea91.
@Eritrea91. 2 жыл бұрын
እቲ ቪድዮ ዝረኣኻአዮ አይትመስልን
@selammebrahtu3234
@selammebrahtu3234 2 жыл бұрын
ab ti vido aleka
@senaytmebrahtu2486
@senaytmebrahtu2486 2 жыл бұрын
Abti video aleka mearey
@himankahisu8755
@himankahisu8755 2 жыл бұрын
ክብርቲ ባአልቲ ቤትካ ህያብ ፈታሪ መንግስተ ስማይ የዋርሳ ንአካ ካአ ኢዱ የንብረልካ🙏
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 2 жыл бұрын
ተጋዳላይ ተዋጋአይ ጅግና🇪🇷 ወልደትንሳኤ መዝገበ ( ፈንጂ) ኤርትራዊ ትግርኛኻ መዝገበ ቃላትካ ነዚ ቃል ሐተታ ደጋግመ ይሰምዖ አይጸገብኩኻን መሃሪ እዩ ሞ ቀጽሎ ጥዕና ይምነየልካ ጽንዓት ብ ጽንዓት ህዝቢ ኤርትራ
@margarettesfamicael4853
@margarettesfamicael4853 2 жыл бұрын
Resilient as ever wedi Eriy jegan kebrn mogson for you all sacrificed your lives for Eriy security freedom all Eritrean people in world!!!!!
@almazarefe2246
@almazarefe2246 2 жыл бұрын
ሐርበኛ ተባዕ ተጋዳላይ ምሕረት የውርደልካ ❤️❤️🥰 እዛ ሃገር እዚአ ሰብ ኡፍ ሰብ በሊዓ😘
@merhawiestianos3530
@merhawiestianos3530 2 жыл бұрын
በጃኹም ይሕዋት ከምዚ ዓይነት ኣንበሳ ዝኾነ ሰብ ብኾንቱ ከይ ጠፍኣና ፡ ተቐላጢፍና ጎፍ ኤንድሚ ነውጻኣሉ ። በጃኹም ፡ በጃኹም ፡ በጃኹም ንሓግዞ ።
@sahleamanuel9435
@sahleamanuel9435 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልበይ ተተንኪፈ ንሶም ብርሃን ዓይኒ ሲኢኖም ንዓና ብርሃን ሂቦሙና፡ክብሪን ሞጎስን ይግቦኦም ኢዩ ።በጃኹም ጎፋውንድ ኪፈትሉ
@tsegeredaghebre5758
@tsegeredaghebre5758 2 жыл бұрын
ኣጅኻ ጅግና ንሕና ኣሕዋትካ ኣብ ጎንኻ ክንከውን ኢና።
@fanielkbreab4559
@fanielkbreab4559 2 жыл бұрын
ዓሕ ኣዚዩ ዘስደምም ነገር ኣዚዩ ዘንብዕ ጉዳይ ዉሽጥካ ዝትንክፍ ሓቀኛ ዛንታ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ G,B,U
@rutamehari5188
@rutamehari5188 2 жыл бұрын
ካላኣይ ኣቦና ኢዮብ ኢካ ኣጆካ ኣምላክ ጥዕና ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍🙏
@tedrosberhane7073
@tedrosberhane7073 2 жыл бұрын
kurah erterawi 😂😂😂
@Eritrea91.
@Eritrea91. 2 жыл бұрын
ቃላት የብለይን እዚ ታሪኽ ናይ ፈንጂ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እካ እንተኾነ ነዝን ከምዝን ዝኣመሰለ ንኽትሰምዖ ዘስደምም የሕሊፎም ኢዮም እዞም ካብ ብሱል ጥረ ዝወጹ ሓርበኛታትና ነዛ ሕጂ እነስተማቕራን እንዕድረላን ዘለና ናጽነትና ዘረከቡና። ክብርን ሞጎስን። ነዞም ጀጋኑና።💪🇪🇷❤️💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💐💐
@zebutes2252
@zebutes2252 2 жыл бұрын
Ab sdet dey konkan zeleka
@Eritrea91.
@Eritrea91. 2 жыл бұрын
አብ ስደት ይሃሉ እምበር ሃገረይን ህዝበይን መንግስተይን ኣይጠለምኩን። ዝካኣለኒ እሕግዝ ዓደይ ከይደ ካኣ እቶም ጀጋኑ ሰንኪሎምን ተሰዊኦምን ዘረከቡና ሃገር ከይደ የመስግንን ብእኦም እሕበንን እኾርዕን።
@yacobtesfamariam9285
@yacobtesfamariam9285 2 жыл бұрын
ቅኑዕ ተሊፎን ጻሓፉለና ብቢ ዓቅምና ከንሕግዝ
@Tomas-gm4cq
@Tomas-gm4cq 2 жыл бұрын
Kokob hager eka jgna eritrawi gn merihnet ayhagezenan bzkone ajona eritrawi ente habiru kulu kgebr ykal u gele hagez entet gbero kulna mhageznayo I love you eritrean people
@awetyohannes5784
@awetyohannes5784 2 жыл бұрын
I'm so Sad 😭😭uff.god bless you our hero🙏.place let's help him .
@aman562
@aman562 2 жыл бұрын
ብዘይ ውዕል ሕድር ዘገዝ ዝግብኦ ሐርበና ተጋዳላይ ብዝሒሕ ጸጋማቱ ብገንዘብ ዘይይሐዊ ኢዮ ኡም ኢቲ ሐገዝ ይጀመር
@giromkidane2994
@giromkidane2994 2 жыл бұрын
ሰብ በቢናቱ ጀሚሩ አሎ መስለኒ ካልእ መንገዲ እንተሎ ሓብሩና ግን ዝእሞኑ ኽኾኑ አለዉ የቀኒየለይ
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 2 жыл бұрын
ንክብርቲ በዓልቲቤትካ እግዜኣቤሔር ኣምላኽ ኣብ ሕቕፎ ኣብራሃምን ኢሳቕን የንብራ ንዓኻ ከኣ ገዲም ተጋዳላይ ኣቦናን ኣያናን ሓውናን እግዜኣቤሔር ኣምላኽ ሙሉዕ ጥዕናን ይሃብካ
@alexalujichanel7241
@alexalujichanel7241 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንክኣምኖ ዘሸገረኒ ፣ እዛ ሃገር ክንደይ ጀጋኑ ረዚን መውጋእቲ ጠሊባ እያ ፣ህንክንክ ኢለ ምክኣል ሲኢነ። ኣምላኽ ሙሉእ ምህረት ይምነየልካ ጂግና ተጋዳላይ ፈንጂ።
@wedilampen4798
@wedilampen4798 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣዝዩ መሃሪ መደብ ኢዩ ። ኪዳነ ሓውና ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ዓይነት መደባት ከተምጽኣልና ንላቦ ።
@user-xn4nq8sm6d
@user-xn4nq8sm6d 2 жыл бұрын
እዚ ፉሉይ እዩ ከምዚኦም ጀጋኑ ይክበሩልና
@recipesforyou1984
@recipesforyou1984 2 жыл бұрын
ኩሎም ጀጋኑና ዝገርም ታሪክ እዩ ዘለዎም
@testeame2574
@testeame2574 2 жыл бұрын
ብኸመይ ክኸብር ደኣ ኣብ መንታይ ድዮም ደርብዮሞ ዘልዉ ተጠቒሞም ህዝባዊ ግንባር መታለሊ ውድብ
@recipesforyou1984
@recipesforyou1984 2 жыл бұрын
@@testeame2574 አይብሉካን
@recipesforyou1984
@recipesforyou1984 2 жыл бұрын
@@testeame2574 ሓሳዊ EPLF is everything
@kbrinegzabherykun8396
@kbrinegzabherykun8396 2 жыл бұрын
Abey emo ezi ertrawi n Jeganiu aykewnn iyu enber eziom deo mnebiu ezioms mtedebesu enber 😭😭😭
@akberetkiflu5080
@akberetkiflu5080 Жыл бұрын
እዋይ ሓወይ በጃካ ኪዳነ ናብ ህዝቢ ኣውጽእዎ እዚ ብሓቂ ክሕገዝ ዘለዎ ጅግና እዩ ኣጆካ ኣለካ ኣጆካ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ እዋይ ሓርበኛ ጂግና ሓወይ..እንዳነባዕኩ ወዲኤያ..ሎምስ ንሓና ኢና ንክሕሰካ..ደገ መጺካ ክትሕገዝ ቃንዛካ ኩሉ ክፍወስ። ኣጆካ ኣቱም ህዝቢ እዚ እዩ ዝያዳ ክሕገዝ ዘለዎ በብዓቅምና ንደብሶ🙏🏽❣️
@rahawatesfaslasie9291
@rahawatesfaslasie9291 2 жыл бұрын
Iwe Sarina haftay B'Nibat Wadeya Nayzi Gigna Fluy iyo Ida Nay klina ab Dege Zelena 🇪🇷 iyo 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@WediAraya4
@WediAraya4 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘደንጹ ታሪኽ እዛ መጽሓፍ ዝኽርታት ሓመድ ድበ ናዶው ትብል ብከመይ ክረኽባ ዪኽእል ካብ canada eye
@lemlemdawitweldeselassie2146
@lemlemdawitweldeselassie2146 2 жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🇪🇷
@user-iw8fi5iz9h
@user-iw8fi5iz9h 2 жыл бұрын
በዓል እዚ ኢዩም ዝሕገዙ ደቂ ኤረይ ጹቡቃት ጅግና 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
@yassinibra7107
@yassinibra7107 2 жыл бұрын
Mixret yahabka fethari🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@tekliyane1002
@tekliyane1002 2 жыл бұрын
የሕዋተይ ነሓግዞ ዋላ ቁሩብ ተስፋ ነሃቦ😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 жыл бұрын
Bsenkkum eya hager terekiba btaemi ena bakum nkorie tarikka nzelalem nebari eu kubur gigna tegadaley
@tekliyane1002
@tekliyane1002 2 жыл бұрын
@@bahtaleake5969 nabay dika nbau abti natu xhafo kubur haw
@phili1876
@phili1876 2 жыл бұрын
አዚ ሂወት እዚ እንዳሕለፈ ህዝቢ ኤረትራ ኩራዕ ኤረትራዊ ክኣ ይብሃለለይ 😥 ብዝኮነ ኣያና ፈንጂ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ 🙏
@MthonaEriMedia
@MthonaEriMedia 2 жыл бұрын
ካብ ሃለፍለፍ ትብል ሓግዞ
@user-du1qw8wu8f
@user-du1qw8wu8f 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@azaryaazarya7428
@azaryaazarya7428 2 жыл бұрын
Nay bahky jagno darbka aby kam zalow zay faltka kera eritrewau yeblo amlke nay edom yhahbom shetwenty
@akiseid4994
@akiseid4994 2 жыл бұрын
እንታይ ኣፍሊጥካ ወደይ ንስኻ ምሽሙሽ
@asmeromhaile7255
@asmeromhaile7255 2 жыл бұрын
ካብ ዘገልገለ ዘውደኽደኸ፤ ጀጋኑ ብጥሙይ ከብዶም ሓለንጊ ድኽነት ይዝበጡ፡ ገለን ከዓ ኣብ ጥራሕ ጎልጎል ኩራዕ ኤርትራዊ እንዳሉ ኣብ ቁስሎም ግራጭ ይሰዱ።
@Setotaye2024
@Setotaye2024 Жыл бұрын
አታ እዚ ተጋዳላይ አብታ ትማሊ ትብል ፍልሚ ዝነበረ ዲዩ👏🏾👏🏾 ያሳዝናል እኛ በሰላም እንድንኖር ሂወታቸውን አይናቸውን የሰጡንን የክብር ቦታ ነው የሚገባቸው በተለይ አካለ ስንኩል የሆኑት መታገዝ አለባቸው ኮሮኮች ቦታ አይደለም የሚገባቸው😢 ኡፍ ስሜ ሰላም ነው ሚስቱ መሞቱዋ ልብ ይነካል 😢የሰው ልጅ ስንት መከራ ነው የሚችለው ኡፍፍፍ እረ ያማል🙆🏾😭😭እረ ፈጣሩ ሰው ያለችውን ተስፋ አትቀማ☝🏽አንድአንዴ ፈጣሪ ፈተናችንን በየቦታው በየግዜው ያደርግብናል ማለፍ ነው ያለብህ ሲሰጠን ብቻ ሳይሆን ሲቀማንም ማመስገን አለብን ፈጣሪ ጽናቱን ይስጥህ ጀግናዬ🙏🏾
@miniatesfa2317
@miniatesfa2317 2 жыл бұрын
መጀመሪያ ኪዳነ ሐዉና ነመስግነካ ከምዚ ገርካ ብምምጻእካ ካብኡ ቀጺለ ድማ ብዛዕባ ፈንጂ ሐዉና አያና ጅግና አነ መቸም ምክአል ሲኢነ መጀመርያ ናይጥዕኑኡ ጉዳይ ሕክምና ይሐይሽ ይመስለኒ ካብኡ ዝተረፈ ናብስራሕ ይመስለኒ ኢደኢድና ኢልና ደቂ ኤረይ ካብ ቃንዛ ነናግፎ ፈንጂ አጆካ ጽንዓት ይሀብካ
@recipesforyou1984
@recipesforyou1984 2 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ሽግር ዘለካ አይትመስልን ተጋደልትና ፍሉያትኢኩም መግለጺ የብለይን
@SabagualEri
@SabagualEri 2 жыл бұрын
ዝገርም ታሪኽ። ጅግና ኢኻ ብአኻ ንኾርዕ። ንባዕልቲ ቤትካ ምስጋና።
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 2 жыл бұрын
ብራቮ ኪዳነ ጊርማይ !
@amankeren6023
@amankeren6023 2 жыл бұрын
Eway hawey abuy Jagan Ajoka wadi eri xada You need to help each other All Eritrean people I know my people Is hero peace and love
@Rocky-life518
@Rocky-life518 2 жыл бұрын
His wife is a true love ❤️! When women stay with you when you are at the lowest moment! It’s true love!
@atobrhantekie5799
@atobrhantekie5799 2 жыл бұрын
ዘገርም ታሪኽን ጅግንነትን ተደራራቢ ሽግር ዘሎዎ ብጻይ። ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኻ። ጽናዕ ከምቀደምካ።
@user-nw2yf8gt1v
@user-nw2yf8gt1v 2 жыл бұрын
አንቱም ሰባት ከምዚ ካአ አሎ እንታ ዓይነት ታሪክ ኢዩ ናይ በጃቂ ጅግና ኢካ ንሰላም ካአ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ልበይ ተኒኪፍኒ
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 2 жыл бұрын
ኣይ ኣይትንባዓ ወገነይ ጸላኢካ ኢንባዓ
@desalekahsay7504
@desalekahsay7504 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ሰንቢደ ብፍላይ ዓሪፋ ድብል ምስ ሰማዓኩ ተመሲጠ እንዳ ሰማዓኩ ግን ልበይ ተሰረ ብሰላም ዓለም ጨካን 🖤 ያ ፈንጂ ግን ጅግና ኢካ ኣጆካ ንሰላም ካኣ ኣብ ገነቱ የንብራ
@mulughetaadhanom2091
@mulughetaadhanom2091 2 жыл бұрын
እዋይ ጅግና ተጋዳላይ ዘይረኽቦ ዘይብሉ ዓኽ ኣጆኻ ፈጣሪ ዝተረፈ ግዜኻ ይባርኸልካን ዕድመ ይሃብካን፡።
@medayemaneyemane1114
@medayemaneyemane1114 2 жыл бұрын
ፈንጂ ሓወይ ጅግና ኢካ ምዚኩሉ ጸገምካ ክምህ ዘይትብል በሉ ከክእለታ ኣለናልካ ንበሎ
@fanufanu4606
@fanufanu4606 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ ኣኒሕና ከኣ በዚኣ ንእሽቶይ ሽግር ነማርር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ፈንጂ
@polisimedia7746
@polisimedia7746 2 жыл бұрын
ተኣምራዊ ታሪኽ ሓርበኛ ፈንጂ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ክሕገዝ ደለዎ ጂግና ኢዩ። ጀጋኑና ከቢርኩም ንበሩ።
@hermonfessahaye9742
@hermonfessahaye9742 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝሕዝን ታሪኽ ተጋደልቲ እቲ ጽንዓ ቃንዛ መውግኣቲ ኣካለ ጎደሎ ብጽንዓ ሰጊረ እንተ በለ እቲ ዘሰበደት ሰላም ምፋላያ ጊሂ ጻድቅ ኢያ መንግስቲ ሰማያት የዋርሳ ንዓኻ ቤተሰብ ጽናዓት ይሃብካ
@weldeyesustsegai8968
@weldeyesustsegai8968 2 жыл бұрын
ኣጆካ ፍንጂ ኩላትና የሕዋትካ ኢና። ብኣምላኽ ዝመጸ ከኣ ናይ ግድን ክንቅበሎ ጥራሕ እዩ ዘሎና። ኩልና ኤርትራውያን ከኣ ሃየ ንገብሮ ንግበር ነዚ ሓውና
@proudafrican65
@proudafrican65 2 жыл бұрын
ሓርበኛ ኣያና!!! ማዕረኻ ነቢዐ: 😢 😭 😢 😭 😢 Ab srah fetari atina gn entay kinbl. May God give you strength and rest her soul in peace.
@mengsteabtekle9078
@mengsteabtekle9078 2 жыл бұрын
Way hawey kihgez zigbuo jigna 🙏❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@recipesforyou1984
@recipesforyou1984 2 жыл бұрын
ተጋደልትና ካይቀሰንኩም ካየእረፍኩም። የቀንየልና አምላክ ምሳኩም ይኹን።
@sofiaghebremariam2499
@sofiaghebremariam2499 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ምእንቲ ዛ ባንዴራ Eritrean heroes
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 Жыл бұрын
ኣጆኻ ተጋዳላየይ!
@danielmedhanie7947
@danielmedhanie7947 2 жыл бұрын
ኣዝዩ ንክተምዖ ዘደንጹ ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት ንበዓልቲ-ቤትካ ፈጣሪ ኣብ የማኑ የንብራ
@user-be6cy3cw8c
@user-be6cy3cw8c 2 жыл бұрын
ኡፍፍ ኣይክኣልኩን ዘሕዝን ዛንታ ንበዓልቲ ቤትካ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንዓካ ድማ ምሉእ ምሕረት ይሃብካ ፈጣሪ በብኢድና ንሓግዞ ይሕዋት ዋላ 1 ትኩን
@yorsalemberhane7060
@yorsalemberhane7060 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ ሓዚነ ኣጄካ ፈንጂ ሓወየ አግዚኣቢሄር ኣምላክ ዝሓዘልካ ኣለዎ
@shishaihagos4757
@shishaihagos4757 2 жыл бұрын
Eway Ane yehwatey ezklu jegnenetni tarkin yehlfkumsi Abzi wedikum. Entay dayu Eti xamakum Bel Ajoka Ab gonka alena. Jegena bal tariki Neta kiberti balti betka ka mengeste semay yewarsa naka ka xenat yehabka. & Mehrte yewrdelka fetar. 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 43 МЛН
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 7 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #memes
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 19 МЛН
EmbassyMedia - 'ታሪኽ ትማሊ ብታሪኽ ሎሚ' ፈንቅል @32
16:25
ERiTV Conversation with Eritrean Author Ariam Woldeab
18:17
ERi-TV 2
Рет қаралды 313 М.
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 43 МЛН