No video

New Eritrean Video 2023 (ኣዛናይን ኣደናቕን ዕላል ወዲ ጀበሊ // ቅንኢ'ዶ ሕስድና...?)

  Рет қаралды 47,476

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

11 ай бұрын

Пікірлер: 440
@sabasabina5346
@sabasabina5346 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ናይ ማሕበራዊ ናብራና መስትያትና ኢዩ .ኣድኒቀካ ኣነ ብወገነይ❤
@mussietesfay8683
@mussietesfay8683 11 ай бұрын
ወዲ ጀቢል ኩቡር ሓው ጸላኢካ ይጸላእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቡዙሕ ትምህርቲ ኣለካ ካይትገድፎ ኩቡር ሓው
@erihalal3290
@erihalal3290 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ መጽሓፍ ❤❤❤❤❤ክንፈትወካ መምህር ኢኻ ብሓቂ ሃልወልና ባ
@nuri203
@nuri203 11 ай бұрын
ኣነስ ጎፋንድሚ ተትኸድቱሉ ምሉእ ዕድሚኡ ሰብ ከስሕቅን ከሐጉስን የሕሊፍዎ እሞ ኸኣ ብዘይ ውላድ ኣላዪት ዘይበሉ ብ ተምስገን ዝኸየድ ስለዚ ናብራ ተዘይኮነሉ ጸጋና ኣይንብቀቀሉ የሕዋት ዓዓቅሙ ፈይ የብለሉ ኤርትራዊ ኣቦናን ሓውናን ዩ ብዕቱብ ንሓዛ በጃኹም 😢
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 11 ай бұрын
Seb dewilu kihgzo ykil eu eti kigebr zideli
@dayday7683
@dayday7683 11 ай бұрын
​@@WediSawaMendelay $20 ክሕግዝ ዝደሊ ይህሉ
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 11 ай бұрын
@@dayday7683 xbuk aloki, gn gofound kabtom sebat etom zikeftwo ykesbu zyada kulu aykonen nabom zibexih, dhar wela 20 eko lomi b himbol kitsedya tkili eki normal
@hsgdggzhdgdg7830
@hsgdggzhdgdg7830 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ሽኮር ቆፅሎ ቡዙሕ እና ኒማሃር ካባኻ ስለዚ ናይ ሓደ ሓደ ሓሳዳት ኣይትስማዕ ቀፅለሉ ሓፍትኹም ካብ ትግራይ❤❤❤
@alexalujichanel7241
@alexalujichanel7241 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ጸላኢካ ይጸላእ ። ኩቡር ኢካ ክብረት ይግባኣካ ዩ ኣጆኻ ምሳኻ ኣለና ቀጽሎ ናጻ ሰብ ኢኻ። ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ። ብኣኻ ብዙሕ ንማሃር ኣለና ። 8:44 eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 hagery bekdmit
@stellaberhane1053
@stellaberhane1053 11 ай бұрын
We love you guys we learn a lot 👍🇪🇷 go forward 💪🏽♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tekleabeba88
@tekleabeba88 11 ай бұрын
ደስ ዝብል መዘናግዒ ሐሳድና ይደፈን
@vsduety5954
@vsduety5954 11 ай бұрын
ዘይተፀሓፈ መፅሓፍ❤ወዲ ጀበሊ በዓል በሊሕ አእምሮ ።✔️ካባካ ብዙሕ ላተመሃርና ኢና ቀፅሉሉ❤
@AbduSrajKasm-sj2yd
@AbduSrajKasm-sj2yd 11 ай бұрын
ብሐቂ ጽቡቅ ኣፍልጦ ምስግጋር ወዲ ጀበሊ
@jamilazainalabid2798
@jamilazainalabid2798 11 ай бұрын
Wade jabali . You are the best don't worry 😉 about those negative 👎 people they are jealous Allah yekalik 👍❤️🙏🏾Jamila your best friend from uk 🇬🇧 keep up the great 👍 job
@muluekahsay5990
@muluekahsay5990 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ &ዮኒ እዞም ነዚ ኣዝዩ ቡሉጹ ዝኮነ መደብ ኣቃርጾ ዝብሉ ዘለዉ ካብዞም ንህዝብናን ሃገርናን ከዳክሙ ዝፍትኑ ሃሱሳት ጥራይ ዩ ክከዉን ዘለዎ እዚ መደብ ኣዝዩ ቡሉጽን ሙቅሉልን ዮ ቀጽልዎ ቀጽልዎ ሓደራ ❤❤❤
@michaelhabtegergshi5447
@michaelhabtegergshi5447 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ መምህር ሂወት ብዙሓት ኣለና ብሃንቀዉታ❤ ንጽበየካ እግዚኣብሄር ዕድመን ❤ጥዕናን ይሃብካ❤🫶👏✍🏾🇪🇷❤🇳🇴
@BeyeneSolomon.
@BeyeneSolomon. 11 ай бұрын
xelayka yxelae bhaqi zeytexehafe mexhaf eka bzuhh ena kea nmehar zelena kabaka emo edmen tienan wedi jebeli jigna❤🇪🇷❤️
@user-xq7ir4cw3h
@user-xq7ir4cw3h 11 ай бұрын
❤ wedi Jebeli Abi Memhr
@nuri203
@nuri203 11 ай бұрын
ብዙሕዩ ዝፈልጥ ስነ ቁጠባ ናይ ዓለምና እብዚ ዝቅጸል 20ዓመት ከምይ ክኸውንዩ ወይ ናበይ ገጹዩ ኢልካ ሕተተለይ ፕሊዝ ከይረሳዕካ❤
@nebisemere34
@nebisemere34 11 ай бұрын
ሰላም አቦናን ሐዉናን መምህር ወዲ ጀበል ጸላኢካ ይጸላእ ቀጽሎ መምህር ፉቅሪ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብዛዕባ ህጻናት ሐደ ማአልቲ ከመይ ጌርና ክንሕግዞም አለና ወይ ጌርና ንምእዶም ነረዴኦምን ገለ በለና ካብ ሰመረ ካብ ሃገረ ፈረንሳ
@user-eq5rm5hr9h
@user-eq5rm5hr9h 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ወዲ ጀበሊ መምህር ሂወት ዕድምውን ጢዒናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@munerayasein5137
@munerayasein5137 11 ай бұрын
ሰላም፡ናዓኩምየናስ፡ሓወይወዲጀበሊንዕድመን፡ጢዒናን፡ይሃብኩም፡ቀጹሉዎኣነብጣዕሚ፡ኢየዝፈትወኩም፡
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 11 ай бұрын
ንወዲ ጀበሊ ዝነቅፍ እንተሎ ናይ የእሙሮ ጸገም ዘለዎ ዩ: ወዲ ጀበሊ ማለት ንማሕበራዊ ቁጠባዊ ባህላውን ሃይማኖታውን ጠቀስ መጽሓፍ ኢዩ ስለዚ እዚ ዕላል ናይ ወዲ ጀበሊ ብመልክዕ CD እንተዝዳሎ ተመራጺ ምኾነ ምኽንያቱ ከምኩሉ ወዲ ሰብ ክሓልፍ ስለዝኾነ።
@eri.hlland7089
@eri.hlland7089 11 ай бұрын
Tkkl zblae zereba
@biemnethidru5182
@biemnethidru5182 11 ай бұрын
ትኽክል
@user-mu4un2mx2w
@user-mu4un2mx2w 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ ቀጽሎ ጥራይ አቶም ኣቃርጾ ዝበሉኻ ረኽሲ ሓንጎል ዘለዎም ምሃይማት አዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓኻ ❤❤❤❤
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 11 ай бұрын
ዕላል ወዲ ጀበሊ መዓልታዊ ዘጋጥመና ነገራት ስለዝኾነ ጽቡቅ ኢዩ። 100% ይቀጽል ይብል።
@ksaksa1773
@ksaksa1773 11 ай бұрын
كلام جميل جدا ومهم أيضًا لا يهمك كلام الناس انت فنان ومدرس اتمن لك التقدم والازدهار
@tedroskiflezghi2518
@tedroskiflezghi2518 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ዓቢ መምህር ኢኻ። ካባኻ ቡዙሕ ተማሂርና። ሎምስ ከምቶም ለባት ኣቦታትና ዝገድፉልና ለባም ምስላታትን ወርቃዊ ቃላትን ነቲ ካብኻ ዝተማሃርናዮ ከማን ምስ ሰባት ክነዕልል ከለና ንጥቀመሉ ኣለና። ስለዚ ኣነ ከማን ከማኻ ጌሩ ካብ ተመክሮ ዝተማህረ ዝበልሐ ከምኡውን ንመምህር ክኸውነሰ ብቅዓት ዘጥረየ ሰብ ኣይርኣኹን። ስለዚ ቆጽሎ ድኣ። ዮናስ ኣብርሃም ድማ ብሓቂ ትድነቅ ጋዜጠኛ ምስ ወዲ ጀበሊውን ብጣዕሚ ተዋሃሂድካ ትኸይድ ንፉዕ ምኩር ጋዜጠኛ ኢኻ። ከምዚ ዝኣመሰለ ኣዘናጋዕን ትምህርቲ ሓዘል መደብ ብጣዕሚ ዝደሰነቅ ኢዩ። ኣብዓለም እቲ ጥበበኛ ንፋዕን መምህር ዝባሃል ልክዕ ከምዚ ናይ ወዲ ጀበሊ እንዳዛነየ ዝምህረካ ኢዩ። ስለዚ ሓደራኹም ምስቶም ንሰባት ክደቅሱ (Fault Finders) ግን ካኣ ቅኑዕን ርዲኢትን ኣረኣእያን ዘየብሎም ኣይተገደሱ።
@Numbers_May24
@Numbers_May24 11 ай бұрын
Wedi Jebeli - natural resource nay Eritrea --- WERQI BISHA --ileka aleku.
@galtiravoloasmaraeritrea3430
@galtiravoloasmaraeritrea3430 11 ай бұрын
❤❤❤❤ nfetweka ina kulu gizie mexana🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Shgey70
@Shgey70 11 ай бұрын
ጸላኢኻ ይጥፋእ ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ ❤
@filmonmenghis9011
@filmonmenghis9011 11 ай бұрын
Merhaba Dotore. We love you JEBELINO AZMARINO
@user-ez6bc9bh7g
@user-ez6bc9bh7g 11 ай бұрын
Wedi jebeli nafiknaka❤❤❤ from Costa Rica 🇨🇷
@rufta-el792
@rufta-el792 11 ай бұрын
Am very impressed. It's a privilege knowing someone full knowledge of the art of living . It's definitely one of my plans to pay a visit and have a chat with Wedi jebeli .😊 😊 thank you very much-loved
@rezenehabtegerish8294
@rezenehabtegerish8294 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ we love y from canada reze
@user-og9pu7wz7z
@user-og9pu7wz7z 9 ай бұрын
ብጣሚ ብልክዕ ምሕብራዊ ህወት ካብ ወዲ ጀብሊ ንምሃር 🥰
@akliluzemed9904
@akliluzemed9904 11 ай бұрын
Wedi Gebeli, take my courage! Do not worry, we all love you. Thank you!
@abdulazizadem8285
@abdulazizadem8285 11 ай бұрын
wedi gebeli ktselo zereba seb daimesmae seb hasad eyu ketselo kab nay kedemka bertee edmen tenan yehabka❤❤❤❤❤
@rutaadam4868
@rutaadam4868 11 ай бұрын
Wedi jebeli Big respect and much love❤️❤️❤️🇪🇷
@muhammedomer3975
@muhammedomer3975 10 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ በሓቂ ደስ ዝብል ሰብ ከፍ ኣለዎ❤❤❤❤❤❤❤ ቀጻሊ
@berhanetecle1786
@berhanetecle1786 11 ай бұрын
Excellent!!! please do not give up. Life is extra short. Just keep going.
@tesfuberhe7842
@tesfuberhe7842 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ዓቢ መምህር ኢኻ ቀጽሎ እዞም ዘይ ተቋርጾ ዝብልኻ ከምዚኦ ዓይነት ሰብ ወሰድቲ ሓይሊ እዮ ስለዚ ቅጽሎ ጥራይ እየ ዝብለካ።
@salahh3618
@salahh3618 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ መምህር ስነ ልቦና ኢኻ ሞ ረቢ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ❤❤❤❤
@robi3878
@robi3878 11 ай бұрын
Azmarino nizlalem kexel alewo thank you B hasadt aytgdes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@tesfutsegsy2385
@tesfutsegsy2385 11 ай бұрын
Merhaba wedi Gebeli hawey ajokum yehewat deqi hager 🇪🇷🙏👍
@starthegunners7089
@starthegunners7089 11 ай бұрын
ኣዝማሪኖ ኣይጽላእን'ዩ ስለዚ ንስኻ ወዲ ሹቕ ዘይኮንካ ሹቕ ብኣካላ ስለ ዝኾንካ:: ስለዚ ኣይትገደሰሎም ነቶም ሓንቲ ዘይፈልጡ ፈላጣት ክመስሉ ዝደልዩ:: ምናልባት ወዲ ጀበሊ እዞም ከምኡ ዝበሉኻ ሰባት ኣብቲ ንስኻ ተዕልሎ ዛዕባ ካብቶም ሎቕማጻት ዘይንሶም ዝመስሉ ክኾኑ ኣለዎም::
@senchoele4899
@senchoele4899 11 ай бұрын
Welcome we Love U more wedi jebeli asli nqefeta mebertika u kaba bzuh ina nmehar so qexlwa deqi eri 🫶❤️
@siraktg6543
@siraktg6543 11 ай бұрын
Selam yehwat Ab sedat eyaa zenaber Wedi Gebale muruz seb ,Buzuh yemhrana alo, Thank you very much❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kezleo haderaa🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✌️✌️🙏 yone hawey
@peacetv4146
@peacetv4146 11 ай бұрын
Keep going!!
@genettekeste3951
@genettekeste3951 11 ай бұрын
ወድ ጀበሊ በልሕ ዓቢ መምህር ኢካ ቀጽሎ ኢቶም ሕማቅ ዝተዛረቡ በጀካ ቅንኢ ካልእ መግለጺ ይቢላን።ዮናስ ለባም ጽቡቅ መደብ ዕድምን ጥዕናን ይሃቢኩም ።🙏🙏🙏💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yonatan4085
@yonatan4085 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ መስቲያት ሕብረተሰብ ብልቢ እና ነመስግነካ ብዘይ ቃልዓለም ቀጽሎ። ከምኡ ውን ዬናስ ብልቢ እና ነመስግነካ ።
@user-yz6hf9ry1y
@user-yz6hf9ry1y 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ሃናጺ ትምህርቲ ወዲ ጀበሊ ኣጆካ ቀጽሎ ብዙሕ ዝጥቀም ሰብ ኣሎ
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 11 ай бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ደቂ ኤረይ ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤😍👌👍🌹🌹🌹🎉🎉🎉
@atranos2198
@atranos2198 11 ай бұрын
ኣነ ዲኣ ናይ ወዲ ጀበሊ ምኽሪ ደጋጊመ ዘይመንዎ። እዚ ሓሳዳት ዝዛረብዎ ዘረባ ኢዩ። ኣይትጥፍኣናብ ቀመም ናይ ሂወት ኪኻ። ካብዞም ኣብ መንጎ ክልተ ኣሕዋት ሓዊ ዘሳውሩ ዝውዕሉ ሚእቲ ካብ ሚእቲ ናትካ ይብልጽ። ንውሉድ ወለዶታት እናተዘከረ ክንርብር ኢዩ። ወዲ ጀበሊ ከምዚ ኢሉ እናበልና ኦና ወትሩ ንዝክረላ። ዕፍመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። ዮኣስ ኣብርሃም ኪኣ ናይ ኣያም ሰብ ኣጆኻትኩም ቀጽልዎ።❤
@debezito38
@debezito38 11 ай бұрын
ዮናስ ምስ ወዲ ጀበሊ ንኹሉ ንጥፈታትኹም የቐንየልና ዝግባኣኹም ፡ ብዙሕ ሰማዒ ዓጊብሉ ተሓጉስሉ ኢዩ ዘሎ ፡ ክትቅጽልዎ ድማ ይምሕጸን ፡ ግን ክትፈልጥዎ ዝግባእ ነቲ ብዙሕ ጽቡቅ ስርናይ ክትረክብ ንውሑድ ክርዳድ ምህላዉ ትፈልጥ ኢኻ ፡ ነዞም ዘይረብሑ ኣብ ግምት ኣይተእትዎም ፡ ንሕና ንደሊ እቲ ጽቡቅ ልቦናኹም እዩ ዋውውውው ❤ ቀጽሎሎሎሎ
@geriegerie503
@geriegerie503 11 ай бұрын
ጀበሊኖ ሓደ ቆልዓ እንዶ ግደፍ!
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 11 ай бұрын
Wede Geble Edme yhbka ❤💯💯🇪🇷❤️Yonas Thank 🇪🇷🇪🇷💯💯❤️
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 11 ай бұрын
Qexle terhe wedi jeblie 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️
@tsehaimeles2604
@tsehaimeles2604 11 ай бұрын
ብጣዕሚ አድላይ ሰብ እኻ ወዲ ጀበሊ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ አነ ካብተን አድናቅትኻ እየ ቀጽሎ
@Eri.100
@Eri.100 11 ай бұрын
N Issayas Afewerki keman nesemo alena wedi jebeli da ❤❤❤
@Mnbarkiele-wj7jt
@Mnbarkiele-wj7jt 8 ай бұрын
Wedi jebely waww aziu mehari zkone hasab zeqrbelna mo kulu gize amxuelna ❤❤❤❤👏👏👏
@ariamyemane197
@ariamyemane197 10 ай бұрын
Wedi Jebel Let's go 🚶‍♂️ ❤
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 10 ай бұрын
Very good programme 👍 thank you both 👍
@yemanehaile9648
@yemanehaile9648 11 ай бұрын
ዓሽ ወዲ ጀበሊ ቅንኢ ድፋዕ ስንፍና ብሓቂ
@samidesta4550
@samidesta4550 10 ай бұрын
Wedi jebeli mejemerta edmen tienan yhabka fetari 🙏 Nay bhaki n hiwet kem xaeda edka eka tfelta bhade 2 sebat nezi azyu tebehagi Nay hiwet meglexi knkesro ayndelin eka ajoka ab gonka alena kemue ewun yonas hawna azina ena nfetweka ❤❤❤
@millinuguse4611
@millinuguse4611 11 ай бұрын
Ajoka tiraay wedi jebeli bezoom duhurat fitret buzuh sikf aybelka. Good luck 👍
@delaytsibuq9429
@delaytsibuq9429 11 ай бұрын
Wedi Jebeli Amlak admen tanan yhabka wala ente degagemkumo ewn xegem yeblun miknyatu kulu qumneger hazel sle zkone 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@afrahsuleiman4880
@afrahsuleiman4880 11 ай бұрын
Go had wedi jebil ❤❤❤
@jemilasuleman2399
@jemilasuleman2399 9 ай бұрын
He is a good teacher
@nevergiveupdontquit2460
@nevergiveupdontquit2460 11 ай бұрын
Wedi jebeli abi mesihaf or dictionary of tigrinya tihut akal fekar you are evey thing we love you our hero and Yonas kea thanks 🙏
@kisanet4715
@kisanet4715 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ መምህር ሂወት, ኩሉ ተቅርብዎ 👍👍💯💯💯
@mihreteritreayoutubechanne9899
@mihreteritreayoutubechanne9899 11 ай бұрын
Kubur abona wedi gebeli, kemaka intelligent sebat wehdat eim. Please continue educate us. So many of us love you and get benefits from both of you. So thank you so much.
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ደኣ ብሱል እምበር ፡ እዚ ትዛረቦ ኮ ኣብ ወረቀት ዳ ጽሒፍካ ክሽምደድ ዝግበኦ ሸምዲድካዮ ንስኻ ጅግና ኢኻ! እቲ ኣሪጉ ዝበለ ሰብ ዝ ኣረገ ሓንጎል ከይህልዎ፡ ገለ ዶ ኸ ኣጽኒዑ ይኮውን ካብ ወድ ጀበሊ?
@user-mj4jl4hx6z
@user-mj4jl4hx6z 11 ай бұрын
Qexlo Wedi Jebeli .. you earned respect from many so keep up the good work ! N hiwet kemzi natka breakdown geru zeredeaka whud yu bhaki!!!
@Desta1599
@Desta1599 11 ай бұрын
qexlo edmen tenan yhabka
@peaceforall3845
@peaceforall3845 11 ай бұрын
ሰብ ዓቕሙ ዩ ዝሓስብ ኣቦ ፍልፍል ሓሳብ ቀጽሎ ጥራይ ❤❤❤❤
@KisanetTesfay-nq1fj
@KisanetTesfay-nq1fj 11 ай бұрын
Thanks qexlwo knxbe ena yoni wedi jebeli
@leteberhantesfimicheal8121
@leteberhantesfimicheal8121 11 ай бұрын
Thank you wedi Jebelyi❤❤❤❤ you are brilliant mind, all ways I learn a lot of things from you, so keep it up thank you🙏
@zenithalem5503
@zenithalem5503 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ fkri zkone sebayyyy kexloooo thanks yoni ka
@merihokbamicael5483
@merihokbamicael5483 11 ай бұрын
N wed jebeli akarx tbl seb melhaska tkorex .we love you wedi jebeli mnchi shakey zeyeselchu seb.❤
@mhreteabbrhanetesfay4296
@mhreteabbrhanetesfay4296 11 ай бұрын
Keep it up wedi gebeli
@fisaheyehadgu8628
@fisaheyehadgu8628 11 ай бұрын
ጀበሊ ያሆ
@sabaghirmai4896
@sabaghirmai4896 11 ай бұрын
Proud of you go on
@shworld2665
@shworld2665 11 ай бұрын
ኩቡራት ፋሚልና የከንየልና ቀሰልወ አብ ደገ ዘለና ብጣእሚ እና ንትቀም ዘለና
@redietzemichael1967
@redietzemichael1967 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ፡ ኣጆኻስከ፡ ድምጽኻ ይሰማዕ፡ ሰብ ሎሚ፡ ክንደይ ሃለውለው እኳ ክሰምዕ ዝውዕል ዘሎ፣
@alula763
@alula763 11 ай бұрын
መርሓባ ዮናስ ከምኡውን ወዲ ጀበሊ ኣብ ስራህኩም ዓወት ይምነ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤ ኣብ ሙዚቃ ሃገርና ኣምልኪትኩም ገለ በሉና ብፍላይ ኣብ ታክሲ ናይ ብብዝሒ ኣምሓራ ሙዚቃ ንዝፍነዉ
@atranos2198
@atranos2198 11 ай бұрын
እዚኣቶም ንዓዲ ኣምሓሮም ኪከዲ ኣለዎም
@iloveyoumysweethomeeritrea2162
@iloveyoumysweethomeeritrea2162 11 ай бұрын
Abona wedi Jebeli ezi tzarebo zeleka nana nezom ab sdet kab kulu tefelina nnebr zelena btaemi eu zmhrena emo qetslo. Ezi qnei dma btaemi zteganene eu zelo abzi sdet 1 metro kelo qumotu 2 metro kkonu zdeli ybezhu slezi btaemi eu zetsegmena zelo. Mkri delyu edwlelka wey yhayeka emo blaeli eyom zkonlka( felatat kkonu ydelu. Slezi kea keyteqeyeru ynebru. Emo qetslo elalka.❤❤❤
@gualasmara632
@gualasmara632 11 ай бұрын
Yekenyelna yonas bzkxl embeshi nmehar alena eber wedi jebeli edmen tenan nmneyelka nkdmit tray yehwat ❤
@YoditEyob
@YoditEyob 11 ай бұрын
Edmen tienan yhabka wedi jebeli memhr 🙏🙏🙏
@amareeyob354
@amareeyob354 9 ай бұрын
Good job I like everything 👍
@tekletesfay1821
@tekletesfay1821 11 ай бұрын
ቀጽልዎ ደኣ ብዙሕ ንመሃር ኣሎና ካባኩም ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ኣምላክ ወዲ ጀበሊ &ዮናስ❤
@wegahtateweldel2362
@wegahtateweldel2362 11 ай бұрын
You are so Smart Wedi Gebeli! We need you.
@dawitteffri6510
@dawitteffri6510 11 ай бұрын
U the best in my life I now u senes 1980 in Sudan u so fanny u make our life then better keep it up brother
@user-bx2lk8gh6k
@user-bx2lk8gh6k 9 ай бұрын
Excellent job
@tomaskbrom9147
@tomaskbrom9147 11 ай бұрын
We love you keep going we Learn from you ❤
@andebrhanbahta5377
@andebrhanbahta5377 11 ай бұрын
Aitismaeyo neti kemu zibele,bitaemi bharerta ena nxbe.thank you both
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 11 ай бұрын
Wedi jebeli memhr hiwet❤❤ thanks
@asterberhe9835
@asterberhe9835 11 ай бұрын
Both of them kne and hsdna We love you guys ❤❤❤❤
@kidanefessehaye8299
@kidanefessehaye8299 11 ай бұрын
ሰላም ሓዉና ዮናስ ከምኡ ዉን ወዲ ጀበል መደብኩም ናይ በሓቂ መሃርን ኣዛናይን አዩ :ኣነ ብወገነይ ናፋቅን ብሃረርታ ዝጽበያን መደብ አያ :ወዲ ጀበል ሙኩር ን ሓያል መምህርን አዩ ::ስለዚ በቶም ዉሑዳት ኣሉታዉያን ፅቡቅ ዘይፈትዉን ኣይንገደስ ::ኣጆኻ ወዲ ጀበሊ ቀጽሎ ይብሎ ::
@trhashdray9209
@trhashdray9209 11 ай бұрын
Wedi jebeli nska mexhaf eiki ajoka bzuh eina nmharn nzanagaen baka edmen tenan yhabka fetari ❤❤❤❤❤❤
@merkebhadish6113
@merkebhadish6113 11 ай бұрын
Wedi jebeli edmen tenan yhabka pls keytgedfo. Eway kemey zbelwo seb eyu ke gdefo zbleka , hmum kkewun alewo. We Love ❤ Wedi jebeli
@neamnteklemariam4954
@neamnteklemariam4954 11 ай бұрын
Wedi Jebeli Go ahead ❤
@dejumavieesttresbonne6956
@dejumavieesttresbonne6956 11 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ብሩኽ ኣቦና ማራ ኢና ነድንቀካን ንፈትወካን'ሞ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፣ ኣብ ቀጻሊ ክንጽበየካ ኢና!!
@henoktaxi4285
@henoktaxi4285 11 ай бұрын
N wedi jebeli zixelie si nebsu kemzixelie eye zihasbo ,hiji yänas pleace kithato ab sport entay aflito alewo nay korso chichero baal men tizikir tiketatel nerka do beleley mikiniatu wedi asmera Wey korso wey fotboll xulul eyu neru edmen tinan yihabkum kexiliwo ❤🇪🇷🙏
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 28 МЛН
Harley Quinn's revenge plan!!!#Harley Quinn #joker
00:59
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 8 МЛН
Comfortable 🤣 #comedy #funny
00:34
Micky Makeover
Рет қаралды 16 МЛН
ትኽ ትንፋስ ዓርኪ የብለይን # New Eritrean Video 2024
30:13
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 81 М.
Abraham Afewerki Interview ቃለ መሕትት ኣብርሃም ኣፈወርቂ
28:43
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 450 М.
ሂወት ውዲ ጀበሊ
19:16
AB Entertainment Wedi Jebeli
Рет қаралды 137 М.
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 28 МЛН