New Eritrean Video 2024 "ዝኽሪ ፍቕሮም" ሃኒ በለጾም ምስ ሶሊ 1ይ ክፋል (ሶሊ ማለት ንዓይ "ኣነ'ያ") HANI WITH SOLI Part-1

  Рет қаралды 126,949

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 690
@Robi-94
@Robi-94 Ай бұрын
ሃኒ ግን ኩሉ ቃላትካ እግዛኣብሄር ምስ በልካ ማራ ኢኻ መስኪን ሰብ ❤❤
@mebrhittesfay4992
@mebrhittesfay4992 Ай бұрын
Yes
@diborakingofkings3234
@diborakingofkings3234 Ай бұрын
ኣነ ኣማኒት መንፈሳዊት እየ፡ ንሃኒ ካብቲ ዘድንቐሉ ነገር ሽም እግዚኣቢሄር ኣብ ሂወቱ ዓቢ ተራ እዩ ትውኩልቱ ኣብ እግዚኣቢሄር ዓቢ፡ እግዚኣቢሄር ሓዳርኩም ይባርኽ ውለዱ ፍረዩ ብዝሑ።
@znkidmit
@znkidmit Ай бұрын
መንፈስ ኣይርአ ኣይጭበጥ መንፈሳዊት እየ ክትብሊ ድፍረት ኣይኮንኪን ዶ? መንፈስ እንታይ ዱ? ኣነ መንፈሳዊት እየ ክትብሊ መግለጽ ትዕቢትኪ እዩ፣ ኣነ ክኣ ሰብ እኺ ክብለኪ እየ፣ ብመንፈስ ኣይትጻወት፣
@MiliMakele
@MiliMakele Ай бұрын
ምዓስ ድኣ ንፋስ ኣቲኪ ወደይ ነፋስ 😂😂😂😂
@diborakingofkings3234
@diborakingofkings3234 14 күн бұрын
@@MiliMakele የሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጥያትካ ሞይቱ ምእንቲ ጽድቕኻ ከኣ ተሲኡ ፡የሱስ የፍቅረካ እዩ በዚ ኣጋጣሚ ብሉጽ ዝኾነ ብስራት ንዓኻ ሓወይ
@diborakingofkings3234
@diborakingofkings3234 14 күн бұрын
@@znkidmit ኣነ መንፈስ እየ ኣይኮንኩን ዝብለካ ዝውከኹ፡ ኣነ ዝበልኩ መንፈሳዊት እየ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ትርጉም ኣለዎ፡ ጎይታ የሱስ ክርስቲስ የፍቅረካ እዩ፡ እዚ ብሉጽ ብስራት ንዓኻ፡ ዝሓወይ፡
@danielgehbru6075
@danielgehbru6075 Ай бұрын
Hani Azmarino kulu gize Sem Amlak degagimka telielo eti zekberkayo Amlak kea b lebam sebeyti barikuka 🙏🇪🇷🙏
@raheltesfai9373
@raheltesfai9373 Ай бұрын
ሓዳርኩም ይባረኽ ቃል ኺዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ኣምላኽ ኪዳንኩም ይባረኽ 🙏🙏🙏👏🫶🥰💙🕊️🩵
@FanielTeklegergish
@FanielTeklegergish Ай бұрын
ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉ እግዚኣብሄር ዝሰርዐ የለን ዝሓፈረ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ ሰላምን ቅሳነትን ይሃብኩም ሰላም ወሰናይ ንህዝብናን ንሃገርናን ንዓለምን ይኹን❤🎉❤
@mebrhatomehari2999
@mebrhatomehari2999 Ай бұрын
ንቴድሮስ ብርሃነ እባ ኣምጽኣልና pls heni hwy
@Haru20204
@Haru20204 Ай бұрын
Please
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል፣ ዝጀመርካዮ ምውዳእ፣ ምስ ዘይትውድኣላ ጓል ፍቕራዊ ህይወት ምሕላፍ ብዕድል ናይታ ጓል ምጽዋት ስለዝኾነ፣ ምስ ሃኒ 100% ይሰማማዕ እየ። እዚ ክብል ከለኹ ሕውነታዊ ዝምድና ክህልወካ የብሉን ማለት ግን ኣይኮነን። ስለዚ ብጣዕሚ መሳጥን መሃርን ዕላል። ገና መንእሰያት ክስዕብዎ ይላቦ። ስነጥበባዊ ኣብነታዊ ክኸውን ጽቡቕ እዩ።
@samuelsamuel-g8x
@samuelsamuel-g8x Ай бұрын
ሃኒ ኣስሊ ናይ ብሓቂ ኢካ ትምስጠኒ ኩሉ ግዝየ ስም ኣምላክካ ኣይትገድፍን ኢካ ሃገራውነትካ እሞ ካኣ 100% ከማካ ይብዝሑ ኣብዛ ሃገርና ብዝኮነ ሓዳርኩም ይባረክ ውካድኩም የርእየና ጽቡቃት
@wedigashnexe162
@wedigashnexe162 Ай бұрын
መናብርቲ ይበልኩም ፈጣሪ ሃኒ ናትካ ነገአር ደስ ዝብለኒ ተብዓታይ መግለጺ ኣለካ bravo
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ Ай бұрын
ሀኒባል ብጣእሚ ኩቡርን ክብረት ናይ ጓል ዝርድአካ ሰብ ኢካ። ልቦናካ አቢዩ እዩ። ብጣእሚ እድለኛ እያ ሰበይትካ። እግዝአብሄር ሐዳርኩም ይባርክ🙏🙌❤
@Asmera-1
@Asmera-1 Ай бұрын
መጀመርያ ነገር ሃኒን ሶሊን ጸገይትን ፈረይትን ይግበርኩም። ሓዳርኩም ፈጣሪ ይባርኽ። ብዙሕ ሰብ ብዛዕባ ፍቕሪ ኣብ ሓዳር ይትንተን እዩ። እንተኾነ ናትኩም ግን ኣዝዩ ዝተባረኸን ብእግዝኣብሄር ፍቓድ ዝተሰርሐ ሓዳር እዩ። ካብዚ ቃለ መጠይቕ ብዙሕ ተማሂረ። ዕድመን ጥናን ይሃብኩም ብርኻት። ካብ Canada 🇨🇦
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
ሃኒ ሓወይ ልብኻ ብጣዕሚ ንጹህን ገርህን እዩ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባረኽ ሃኒ ብሓቂ ክፉት ልቢ ፍርሃት ኣምላኽ ዘለዎ ሰብ ኢካ❤❤❤
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz Ай бұрын
ሓዳርኩም ኣምላኽ ይባርኮ❤❤❤❤❤ ቀንዲ ዝፈተኽዋ ቃል ናይ ሃኒ ኣምላኽ ኣቦይ ብሰላም ይሕዲርካኒ ኢኻ ሞ ሕጂ ውን ብሩኽ መዓልቲ ከተውዕለኒ ሙኻንካ የመስግነካ እምነትና 100% ሙሉእ ክኸውን ኣለዎ
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 Ай бұрын
ቃል ኪዳን ኣቦና ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ሓዳርኩም ይባርኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@tiebedebesay8448
@tiebedebesay8448 Ай бұрын
እግዝኣብሄር ከም እምነትካ ርእዩ ብርክቲ ሰበይቲ ሂብካ ፈጣሪ ሃኒ ሓወይ ኣሽሓት ትፍረየልካ።
@BBtsegay4577
@BBtsegay4577 Ай бұрын
አነ ብሃኒ ብታማ አየ ተደኒቀ ኣመላልስኡ ብ Confidence ዝበዝሑ ስነጥባውያን ሃገርና ኣብ interview ዳርጋ የዋስኡ እዬም ሃኒ ግን በታ ልክዕ ጠባዩ እዩ ድዛረብ በዚ ድማ እየ ዘድንቆ ንፍዕ ቀጽሎ love you deki Erey ❤😘😘😘😘😘
@AhmedjaberAli
@AhmedjaberAli Ай бұрын
Nay bhaqi adniqeka mestewali fleytn qbeltn comment
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Ай бұрын
ወረ ትግርኛ ክትንትኑ ኣይክእሉን ኢዩ ጥረታት ኢዬም።ሃኒ ግን ብሱል መንእሰይ።
@akberetakbir
@akberetakbir Ай бұрын
Yess
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 Ай бұрын
​@@semharkahsay1946ብጣዕሚ ቡሱል እዩ ኮፊደንስ 100
@ERILINKS
@ERILINKS Ай бұрын
I love her confident, she is smart, beautiful, humble wereja wow ane zegeremeni sek ila eya teseme Abe mongo zeyteatu zeyterebesh hedeti, this show is the best interview ever. God bless you everyone, interview tehatom zeleka dema betami des tebel hetotateka xebuk melay tekelo sehakeka xebuk, betaemi nefue ketselo ❤❤❤❤❤
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 Ай бұрын
እንቋዕ ሓጎሶኩም ደቀይ ብሩኻት ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም። ኣብ ሓዳርኩም ፍስሃ ዎ ሰለም ይምነየልኩም። እዛ ሓቢርካ ምጽላይ ካኣ ቀጽልዋ። ሃኒ ወደይ ክእርመካ ኣፍቅደለይ ንስኻን ሰበይትኻን ብኣምሳል እግዚኣብሔር ሰብ ትወልዱ ዳኣ እምበር ሰብ ኣይትፈጥሩን ኢኹም ምኽንያቱ እግዚኣብሔር ጥራይ እዩ ሰብ ዝፈጥር። ኣምላኽ ካኣ ውለዱ ተዋለዱ እዩ ኢሉና እምበር ፍጠሩ ኣይበለናን። ኣብ ልዒሊ ልቦናኻ ክውስኸልካ እምበር ናይ ኣባሃህላ ጌጋ ምኻኑ ተረዲኡኒ ኣሎ።
@Silvanasilvanamama
@Silvanasilvanamama Ай бұрын
ሓዳርኩም ይባርኽ ጎይታ❤❤❤
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Ай бұрын
አሰይ ጽቡቃት ፍቅርኹም መመሊሱ የብዝሐልኩም ደቂ ኤረይ ፍቅሪ አዚዩ ጽቡቅ ሐኒ ምዛ ምቅርቲ ሰበይትኻ ዉላድኩም የርእየና ። ሐኒ ካባኻ ፈሊጠ ዘይኮነስ ሐንቲ ዝራእናያ ንጉሆ ተሲእኹም ንፈጣሪና ክትጽልዩ ከለኹም አብ ጥቃ አራት ምዃንኩም ቅር ይብለኒ ፍሉይ ናይ ጸሎት ክፍሊ ይሐልዉኩም ዘይኮነስ አብ መደቀሲኹም አብ ሐደ ኩርናዕ ፍሊቲ ቦታ እንተትገብሩ ንምባልዬ ። አይነአባይኩም ይደፈን ፍቅርኹም አዚዩ ዘኸጉስዩ ፈጣሪ ይመልአልኩም ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ።ሐኒ ንጓል ዘለካ ክብሪ አዚዩ ዝድነቅዩ ብዙሓት ካባኻ ክማሐሩ ግድንዩ ። ሐኒ አንዲሕቆ ስነጥበብ ሐገርና እንቋዕ አምላኽ ከምታ ትምነያ ሰበይቲ ሐበካ አብ ስራሕካ ዓወትን ቅሳነትን ይሓብካ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@gerryeyehdego4493
@gerryeyehdego4493 Ай бұрын
ለባም ሰበይቲ አላትካ ብፍላይ አብታ ንኪድ ንደገ ንደረር ኢልካያ አብ ገዛ ትብል ቃላ አስምረላ አለኩ take care of her well
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ውዱን ጽፉፍ ፍቕራዊ መግለጺ ኣዝዩ ሰሓቢ ይመልኣልኩም፣ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም። ብፍላይ ሃኒ ብሉጽ ንፉዕ ሓደ ካብቶም ህቡባት ፍትዋት ብሉጻት ካብቶም እንኾርዓልካን ጽቡቕ እንምነየልካን ብስርሓትካ ዜጋታት ይሕበኑልካ ጽቡቕ፣ ንኡስ በዓል ኣዝዮም ዓበይቲ ኣታሓሳስባታት፣ ብሓቃ ቃላት የ ዝስእነልካ ክቡር ሓው ሃኒ። ከምዚ ክብል እንከለኹ ስርሓትካን ልቦናዊ ኣታሓሳስባኻን ስለ ዝረአኹ እየ። ጽቡቕ ፍቕራዊ ጉዕዞ ይግበረልኩም። ንወ/ሮ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ንሃኒ 💐💐💐💐💐💐💐💐 ንክልቴኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WediFqie
@WediFqie Ай бұрын
እግሔኣብሄር ሓዳርኩም ይባርክ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ከኣ ይግበረልኩም 🙏🙏🙏
@blexet
@blexet Ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ንኣምላኽ ካብ ምቕዳም ዝዓቢ ዓወት የለን ሞ ዘመን ሓዳርኩም ብሩኽ ዩ ብጣዕሚ ፈትየኩም ኣምስየ ... ተባረኩ ዘመንኩም ይለምልም
@Inevergiveup1992
@Inevergiveup1992 Ай бұрын
ይመልኣልኩም እምበር ኣይሰሙን ኣይሳልስቲ ፈራዕፈራዕ በዚሑ❤
@weditkabo5716
@weditkabo5716 Ай бұрын
😂😂😂
@EdenLuul
@EdenLuul Ай бұрын
😂😂
@robelafeworki4918
@robelafeworki4918 Ай бұрын
Deki nistyo agiben iyagban eyen kulen hade eyen riesen berchike eyu
@rabeaghirmaytsegay239
@rabeaghirmaytsegay239 Ай бұрын
Asey edmen tenan yehabekum fetari ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 Ай бұрын
ጽቡቃት ፍጥረት ኣምላኽ ሓዳርኩምን ዘመን ሂወትኩምን ይባርኽ ሶሊ ጽብቅቲ ኣካድና ከም ኣዴታታ ከምዘን ዘለዋ ስልጣኔ መሲልወን ጥርሐን ዝመጻ ዘይኮንክስ ኣዝዩ ምዕሩግ ደስ ዝብል ምስ ህድኣትኪ ኩሉ ነገርኪ ኣዝዩ ጽቡቅ ኩለን ካባኺ ይመሃራ ተባረኹ❤❤❤
@YordanosIsack
@YordanosIsack Ай бұрын
እንታይ ዓይነት ሰብ እዮዚ ቡሩክ ፊጥረት ሐዳርኩም ይባረክ ቃል ኪዳን አብራሃምነ ሳራን ይግበረልኩመ ❤❤❤
@Firehabte12
@Firehabte12 Ай бұрын
ንበለፆም ናይ ብሐቂ ገሊጽክዬ❤❤
@ArisemaHaile
@ArisemaHaile Ай бұрын
ዕልልልልልልልል ኣሰይ በጣዕሚ ዝቅንኡ ሰብ ሓዳር በሓደ ትጽሊ ስድራ ብሓደ ትንብር ሓንቲ ናይ ዘመና ቅድስት ስድራ ተባረኹ
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይተመስገነ ይኩን ዘራከበኩም ቃል ኪዳን የብጻሓኩም እግዚአብሔር ሓዳርኩምን ግዜኩም ይባርኮ ፈረይትን ጸገይትን ኩኑ ጽቡቅ ኣብነት ብስለትኩም ዕላልኩም እምነትኩም ኣጅኩም በርትዑ
@mrproman3228
@mrproman3228 Ай бұрын
ሃኒ ብሩክ ስብ ኢካ ኣብ ኩሉ ዘረባካ ሰም ኣምላክ ምጽዋዕካ ደስ ኢሉኒ ናይ በሓቂ ኣብ ኩሉ ዘመን ሂወትኩም ሓዳርኩም ኣምላክ ይባርከልኩም ጸጋ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ጎይታ ይባርኩም❤❤❤❤
@debesayabraha8121
@debesayabraha8121 Ай бұрын
ሰላም ሄኒ፡ ዓቢ ሰብ ኢኻ ሞ እዛ መልእኽቲ ናብ ሃኒ ከተብጻሓ ይላቦ፡ ምንምኳ እቲ ጉድለት ኣብ ኩልና ይኹን እምበር፡ እዚ ሜድያ እዩ። ብዙሕ ሰብ ድማ ብዙሕ ነገር ይዕዘብን ይማሃርን። ዕሩይ ዝኾነ መልእኽቲ ክመሓላለፍ ድማ ይግበኦ። ንሳ ድማ እታ ነጥበይ፡ ኣብታ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከልዕላ ዝገበራ ኣገባብ እያ። ሊቃውንቲ ከምዘስተምህርዎ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ፡ ካብ ዓራት ብድድ ኢልካ ኣይተልዕሎን ኢኻ። ምንም ኳ ናይ ጸሎት ክፍሊ ወይ ውን ናይ ጸሎት ቦታ ክህልወካ ኣለዎ እንተዘይበልኩ፡ ግን ድማ፡ ካብ ዓራት ምስ ተሳእካ፡ መጀመርታ ገጽካን ኢድካን ክትሕጸብ ይግባኣካ። ድሕሪኡ ለቢስካዮ ዝሓደርካ ክዳን ለይቲ ክትቅይር ይግባኣካ። ተኽኢልካ ነጸላ ትገብር። ድሕሪኡ መጽሓፍ ቅዱስ ብምልዓል ናብ ጸሎትካ ወይ ናብ ንባብካ ትኣቱ። እቲ ስነ ጥበባዊ ወይ ታሪኻዊ ዕላል ከም ሰበይ ኣስተማቒረ ተማሂረ። እታ ናይ ጸሎት ኣጋባብ ግን ኣይከምኣን እያ። ምናልባት ሃይማኖትካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እንተኾይኑ እየ ዝጽሕፍ ዘለኹ። እምነትካ ካቶሊክ ወይ ካልእ ዓይነት ክርስትና ተኾይኑ ግን፡ እዛ መልእኽቲ ንኣንበብቲ comment ክትከውን ይደልያ። ወደሓንኩም፡ ኣብ ሓዳርኩም ዓወት ይምነ።
@WintaGrmay
@WintaGrmay Ай бұрын
sorry. abza reiytoka kmlselka mexhaf kdusn xelotn gzien botan yeblun pleas kemzbelwo zeykone goyta kemzbelo bel gn with respect
@Galeri720
@Galeri720 Ай бұрын
Oy Ata Entay aynet zereba eyu mexhaf kdus xruyat eid aykonen zedliyo xruy lbi eyu zdliyo gizen botan aydlin eyu tray b mlue lbka anbebo
@Yorsalimer
@Yorsalimer Ай бұрын
Nay behki bro kulu nager hge alwo special nay amalk kulu nager
@debesayabraha8121
@debesayabraha8121 Ай бұрын
@@Galeri720 ጽቡቕ ኣለኻ ክቡር ሓወይ፡ ልቢ ተዘይጸርያሞ ኢድ ከመይ ኣቢላ ትጽረ? ነቲ ክብሪ ዝግበኦ ክብሪ ሃቡ እዩ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ እሞ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስ ምኽባር ድማ ጸጋን ጥበብን ትውስኽ እምበር ዝጎድለካ የለን።
@debesayabraha8121
@debesayabraha8121 Ай бұрын
@@WintaGrmay ክብሪ ዘጉድል ቃላት እንድሕር ኣውጼ ይቕሬታ ክብል ይደሊ። ሓድሕድና ክንማዓዓድ ድማ ሰናይ ነገር እዩ። ግዜን ቦታን ኳ ኣለዎ። ግን ድማ ኣብዚ ሓደን ክልተን ኢልና ንውደኦ ስለ ዘይኮነ ክሓልፎ።
@kdstimesfn1059
@kdstimesfn1059 Ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣምላኽ ሓዳርኩም ባርኹ ውላድኩም የሕቁፍኩም ጽቡቃት 💞🌹
@MilenKesete-y5n
@MilenKesete-y5n Ай бұрын
Deqi erey shikorinatat amlak hadarkum ybarkelkum hani bro ab qal amlak xbuk aflto zeleka koinu tesemieni gn tezey tegagye.maeteb yeblkan mesleni slezi.maeteb tetgebr.xbuk neyry hani hawey tetegagye armuni deqi erey shikorinatat ❤❤❤❤
@HelenWeldekidan-tw4lo
@HelenWeldekidan-tw4lo Ай бұрын
ሃኒ ሓወይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ❤❤
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari Ай бұрын
መርሃባ ሃኒ ሃወና አንቃ ዳሓን መጻኩም❤❤❤
@kadestihaile1321
@kadestihaile1321 Ай бұрын
Hany Belesom , you are a man every woman wishes. May God give you both the best marriage life, health, and success. Weladkum yereyena Amlak. We love you both.
@hanaberhe2095
@hanaberhe2095 Ай бұрын
Waw Honi hawey bitaemy ende zednkekan zifetwekan I hope kabaka bizuhat kimeharu waw meglesy sienelika Egziabher Amilak ab kulu zuriyakum yinber Fereitin segeitin kunu kiberu niberu 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🎉🇪🇷🎉🇪🇷
@tiebedebesay8448
@tiebedebesay8448 Ай бұрын
ኣየ ልቦና ጸጋ የብዝሓልኩም ፈጣሪ።
@Cutest_fam
@Cutest_fam Ай бұрын
Kulom awetat kem hani tezikonu besmam the respect he has for girls is sooo cute 🫶🏽
@azebhagos9374
@azebhagos9374 Ай бұрын
ሓዳርኩሙ ይባረክ ሃኒ ሹኮር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sabaasgedom3290
@sabaasgedom3290 Ай бұрын
ቃል ኪዳንኩም ቃል ኪዳን ኣቦና ሳራን ኣብራሃምን ይግበረልኩም 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️
@yodit1991
@yodit1991 Ай бұрын
ብዕድመ ንኡሳት ኣተሓሳስባኹም ግን ዝድነቕ ልቦና ዘለኩም መናእሰያት፣ ኣብነታውያን ሰብሓዳር ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።❤❤❤❤❤❤❤
@NateyNatey-p6c
@NateyNatey-p6c Ай бұрын
ሄኒ ሓወይ ኣምላኽ ለባም ሰበይቲ ህብካ ❤❤
@FevenGhidey
@FevenGhidey Ай бұрын
Assey kiltekum shikorinatat Deki Erey Mearey hadarkum Yibarik biflay Hani ab Egzabher zeleka fikri ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@SolomonAraya-g2v
@SolomonAraya-g2v Ай бұрын
መጀመርያ ሰላም ክትሁሉ ተስፋ የገብር ፣ ሃኒ ሓወይ ብምቅጻል ኣነ ካብ ትጅምር ክሳብ ትውደእ ተኻታቲለያ ኣዚኹም ደስ ኢልኩምኒ ሓዳርኩም የባረኽ ።ኩሉ ዘረበኻ ብቃል ኣምላክ ብምካኑ ኣዝየ ፈቴያ ፣ ካብዘን ዝተዛረብክዮ ብዝዓባ ጸሎት ዩ ኣዝየ ተመሲጠ ከምቲ ናትካ ናይ ጸሎት ግዜ ክፈሊ ካብሎሚ ክጅሞር ዩ ኣዚና እዳ መስገና !! ኣሜን
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 Ай бұрын
Wow እንታይ እስከ ሃኒ ሓወይ ♥️ ኣነ እቲ ደስ ዝብለኒ ሰብኣይ ንሰበይቱ ዘኽብራን ዒይና እንዳ ረኣያ ዝዛረባን ኣዝዩ እዩ ዝምስጠኒ። ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ ። ሶሊ ሽኮሪናን ለባምን ኢያ ዕድለኛ ኢያ መባሊትኻ ትኹን ፈረይትን ጸገይት ይግበርኩም ❤❤❤❤❤❤ ፓስቲኖ የቀንየልና።❤❤❤❤❤
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz Ай бұрын
ኩልና ኣወዳት ከም ሃኒ እንተ ንከውን ብሱላት ሰባት ❤❤❤❤❤❤❤❤smart boy
@welensa3725
@welensa3725 Ай бұрын
ዋው አምላክ ምሳኩም ይኩን አብ እግዛቢሄር እንተ ተወኪልኩም ዝተባረኩ ውላድ ክህበኩም እዩ ❤❤❤
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 Ай бұрын
Wawwww tsubukat ftret ❤❤❤❤❤❤wladkum yerieyena esike deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SamuelTesfaslassie
@SamuelTesfaslassie Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዝብላዕ ቃል እግዚኣቢሄት ሓዳርኩም ይባረከልኩም 🙏🙏🙏 ኬፍ ዘለዎም ሰብ ሓዳር
@tiebedebesay8448
@tiebedebesay8448 Ай бұрын
ብሩካተይ ተባረክለይ እግዝኣብሄር ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፍሬኩም የርእይየና።
@samsonkidane9130
@samsonkidane9130 Ай бұрын
ሃኒባል ቡሩኽ እግዚ አብሔር ጸሎትካ ሰሚዑካ ከሞታ ባህግካ ብርክቲ ብ ጸይቲ ጥብ ኣቢሉል ካ ሕጕስ ኩን። . ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ይብጻ ሓዮ ፈረይቲን ጸገይtን ይግቢርኩም.. 🙏🙏❤️
@Haben-x5x
@Haben-x5x Ай бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ትብሉ መጻምዲ ሃኒ ከኣ ብፍላይ ኣብ ኣምላኽ ፉሉይ ምርዳእ ደለካ ኢካ ብታዕሚ ኣገሪምካኒ ከማካ ይብዝሑ ብፍላይ ኣብ ከምዚ ናትካ ዕድመ ደለዉ ኣምላኽ ብርኽ የብልካ ብርኽቲ ሰበይቲ ከኣ ካብ ኣምላኽ መጻትልካ ሓዳርኩም ቡሩኽ ኢየ ሶሊ ከኣ ሽኮሪናን ለባምን ዘበን ሂወትኩም ቡሩኽ ኢዩ❤❤
@genettekeste3951
@genettekeste3951 Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ።🙏🙏🙏🌹🌹🌹
@FsehayeTesfay
@FsehayeTesfay Ай бұрын
definitely true..... thanks furti Alem hewanat ke dea
@HabenHabu-zc8mi
@HabenHabu-zc8mi Ай бұрын
ሃኒ ሓወይ ካብ ቀደመይ ይፈትወካን ፡የድንቀካን ኔረ ሕጂ ካኣ ዝያዳ ኣድንቀካ ስበሰልካ ዓቢ ሰብ ጥዑም ቃሉ ኢኻ ናይ ባሓቂ ንፉዕ ከሙኡ ዉን ባዓልቲ ቤትካ ዉን ደስ ትብል ለባም ጎል ፈጣሪ ሓዳርኩምን ፍቅርኹምን ይባርኸልኩም🎉❤🎉❤👈👌
@biniamsemere3006
@biniamsemere3006 Ай бұрын
Wawwww btami des zblu seb hadar meraya hbreteseb ele kgelxekum des ybleni ❤❤❤ nana keman abi tmhrti eyu zterefe edmekum brhan &lemlem ymneylkum hanini hawey ❤❤❤🙏
@feruzmehari2580
@feruzmehari2580 Ай бұрын
❤ዋው ዘቅንእ ፍቅርን ሓዳርን ናይ ብሓቂ ቃላቶም ምቁልል ዘረቦኦም ነጥቢ ዘለዎ ቡኡነት ማራ ፈትየኩም❤ሃኒ ሓወይ ኣዚየ'የ ዘድንቀካ ድማ❤ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ፈጣሪ ፍሬኹም የርእየና ሶሊተይ❤ፍቅርን ሰላምን ንሃገርና❤
@yonatanbokristion7598
@yonatanbokristion7598 Ай бұрын
ሃኒ መተዓቢቲይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ክብርቲ በዓል ቤትካ ,,,,, ሄኖክ ፓስታ መተዓቢቲ ከኣ ርሑስ በዓል መስቀል ይግብረልና ,,,,,,,
@HailuAlexander
@HailuAlexander 5 күн бұрын
God bless your family
@hygytth6tsjtj395
@hygytth6tsjtj395 Ай бұрын
ሃኒ ትሕትናዩ ሃኒ ልቦናዩ ሃኒ ፍቕሪዩ ሃኒ ፍርሓት እግዝአቢሄር ዘለዎዩ ከምኡ ስለዝኾነ ካአ ፈጣሪ ንዑኡ ትመስል ሰበይቲ ዓዲልዎ እግዝአቢሄር ሓዳርኩም ይባርኸልኩም
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe Ай бұрын
ሃኒ ሓዳር ኣይኮነን ከቢድ አኮ ንዓኻ ዝምስል መጻምድቲ ምርካብ አዩ ከቢድ ሎሚ አምበር ሓዳር ደኣ ኽልቲኻ ሰሪሕካ ትኣቲኻ ቀሊል አዩ.........
@Hailezghi-yq4yx
@Hailezghi-yq4yx Ай бұрын
ሓው:ሃኒባል:ኩሉ:ኣዘራርባኻ:ቁምነገር:ዘለዎ::እ/ር :አብ;ጎኑኹም:ይኹን:ፈረይት:ጸገይትን:ይግበርኩም::በርትዕ::❤❤❤
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 Ай бұрын
shem Egzabher bahxerata kal ayxhafen eu
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 Ай бұрын
ዋው እንቃዕ ሓጎሰኩም ህቡብ ስነጥበባዊ ሃኒባል በለጾም ምስ ክብርቲ መርዓትካ ሶልያና ዮውሃንስ ማራ ኬፍ ኣለኩም ኣዝዩ ደስ ዝብል ፍቅራዊ ዕላል ንኩሉ መንእሰይ ኣብነታውያ ኢኩም ❤❤ሃኒ ኩሉ ነገሩ ፍቅሪዩ ብፍላይ ናይ ክብርቲ ወላዲቱ ኣገላልጻ ኣድኒቀዮ መርዓቱ ብናይ ኣዲኡ ኣብነት ምቅራቡ ክብርን ይሃቦ ኣብ ሓዳርኩም ፍቅርኩም ይሰስን ውላድኩም የርኢኩም ንደቅኩም ድማ ብፍቅን ዲስፕሊን ከምተዕብዩ ዘጣራጥር የለን❤❤❤❤❤❤❤❤
@fiorihabtaab56
@fiorihabtaab56 Ай бұрын
Hanichi u are smart boy Ma Almighty GOD bless to both of you ❤❤❤❤❤
@Rehabotbella
@Rehabotbella Ай бұрын
ኣታ ቡሩክ ከማካ ይብዝሑ ንስካ ናይ በሓቂ ቡሱል ፈቃር ኢካ she is so lucky 😍😍😍😍
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 Ай бұрын
mebleyte yegberkum btame des teblu ab Egziabher zelkum areaeya kea zbelaxea des yebel, Embetachen 3 konkum yeryena 🙏🙏🙏✝️👏
@SolianaMehari22
@SolianaMehari22 Ай бұрын
How much ur smart and intelligent haniye we need like you brilliant man 😊😊
@MerhawiGoitiom
@MerhawiGoitiom Ай бұрын
ካብዚ ትምህርትን ሓሳብን ዘይብሉ ፊልም ናይ ኤርትራ ናይ ሃኒ ቃለመጠየቕ 100 ግዜ ደጊምካ ሰሚዒካ ኣይምኖን
@AmanWeldemariam
@AmanWeldemariam Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ሓዳርኩም ይባርኽ
@wt7061
@wt7061 Ай бұрын
ደቀይ መዓረይ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ።
@habtsegy2663
@habtsegy2663 Ай бұрын
Goita Jesus ybarkum kulu hadarkum hiwetkum wondefull Message❤❤❤
@THT2025
@THT2025 Ай бұрын
Starting with prayer your day is very good habit. ❤
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ Ай бұрын
ብጣእሚ እዩ አድኒቀካ ምክንያቱ ሲ ንእግዝአብሄር አምላክ ምምስጋንካን ጽሎት ጊርኩም ብምትሳእኩም🙏🙌❤
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari Ай бұрын
አምላክ አድመ ተኢና የሃብኩም ፈታሪ❤❤❤
@saliemsaliem9860
@saliemsaliem9860 Ай бұрын
When they pray together they stay together you have changed my view on you both may the lord bless u
@FretaKfle
@FretaKfle Ай бұрын
wawawa betami des ketblu freyten xegyten yegbrkum fetari qale kidankum ybarke❤❤❤❤❤❤❤❤
@LuwamTesfamariam-i8h
@LuwamTesfamariam-i8h Ай бұрын
Egziabher zelewo hadar wetru teririn xnuen yu degime hadarkum ybarek ysesin hani and soli stay blessed ❤❤❤
@lemlemweldemicheal4544
@lemlemweldemicheal4544 Ай бұрын
Honey, hawey bitamei eye zedinkeka, lebam abuy seb eka congratulations god bless you both off you 🙏 ❤🇪🇷🇪🇷
@tesfitmarkos6016
@tesfitmarkos6016 Ай бұрын
ሃኒ ሓወይ ካብ ቃላትካ ተስፋ ሓይሊ እምነት ፍቅሪ ተማሂረ የቀንየክና🎉❤
@ingognito2560
@ingognito2560 Ай бұрын
My favorite actor congratulation you guys so so beautiful both of you much. God bless you guys. I’m so happy for you.
@zowdi810
@zowdi810 Ай бұрын
Wow you are amazing thanks god bless you to 🎉🎊 👏 💐 🥳 🎊 👏 🎉
@merhawitandebrhan7117
@merhawitandebrhan7117 Ай бұрын
Betami des ketablu amlk hadarkum yebrkalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mooabo9545
@mooabo9545 Ай бұрын
እግዚኣብሄር ፍቅርኽም ይባረኽ
@militeaman409
@militeaman409 Ай бұрын
Hanibal Beletsom, bitaiimi aziye zifetiweka tewasaay. Amlak hadarkum yibariko🙏❤️🙏
@endiamo10
@endiamo10 Ай бұрын
ኣርእስቲ ተሓዋሲካ ኣሎ ብ ፍቕሪ ነዊሕ ኣይከዱን ኣብ ዝሓልፈ ኢንተርቪው ኣፍቃሪት የብለይ ኢሉ ኔሩ ሶ ዋላ ናይ ኣሞረ ዝኽሪ የብሎምን ዝኽሪ ፍቕሮም ክትብል ተኾይካ ዝወለዱ ብዉሕዱ ሊዕሊ 5 ዓመት ክኸዉን ኣለዎ እንዳ ወሓደ ከማን እበር እዚኣ መደብ ዝኽሪ ፍቕሮም ዘይኮነትስ ዝኽሪ ሕጽኖቶም ተትብላ ምሓሸት ብዝኾነ ኣምላኽ መባልይቲ ይግበሮም ኣምላኽ ከኣሊ ኩሉ 🙏
@kebesazabeye9547
@kebesazabeye9547 Ай бұрын
ezi tblom zeleka abnetawyan sebhadar eu zkri fkrom gn bkemey terakibom zgelx eu gzie bzeyegeds
@semharyemane582
@semharyemane582 Ай бұрын
Ya ​@@kebesazabeye9547
@BethelehemHabtemariam
@BethelehemHabtemariam Ай бұрын
Ewuy habeshas uffffffffff nasty mind kone hjis entay eyu himamkum eritrin
@feqereu1860
@feqereu1860 Ай бұрын
3 amet gerna eko elu newihe gerome eyome
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Ай бұрын
😅😅😅ዝኽሪ ሃነይነይታ ዶ ክብሎ ኔርዎ😅😅
@GalKeshi-dq8rd
@GalKeshi-dq8rd Ай бұрын
ሃኒ ሓወይ ሓዳርኩም ይባርክልኩም ፈጣሪ ባሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝበል ኣጋላልጻ ዩ ሶ አግዛኣብሄር ኣምላክ ኩሉ ትምነይዎ ጸጽቡቁ ይሃብኩም ሶሊ ምቅርቲ ደስ ትብሊ ጽቡቅ ዕድል ደቂ አረይ ሽካኩር ፍስሺክ 😂ክትብሉ ንበሩለይ ❤❤❤❤❤
@issacdaniel2555
@issacdaniel2555 Ай бұрын
What a fantastic explanation which is depending on Bible and scientific evidence
@nabeyattagaseiasa5792
@nabeyattagaseiasa5792 Ай бұрын
Ne Tedros Berhane eba amxalna Heni hawey ❤❤
@shewityohannes4953
@shewityohannes4953 Ай бұрын
እግዚኣብሔር ስጋብ መወዳእታ ይግበረልኩም❤ only
@tiebedebesay8448
@tiebedebesay8448 Ай бұрын
ሓዳርኩም ይባርክ
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 Ай бұрын
ሃኒ ኣገላልጻ ፍቕሪ ይበል ❤❤❤
@semharsemhar-b9m
@semharsemhar-b9m Ай бұрын
ኣሰይ ደቂ ኤሬይ እንቆዕ ድሃን መጻኩም ርሑስ መስቀል ይግበረልን ሃኒ ኤን ሶሊ ከምቲ ኣበባኩም ፍረኩም የርእየና ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ሄነገይ ከኣ ብጣዕም ነመስግነካ መደብካ ብሃንቆዉታ እየ ዝጽበዮ love dqi erey ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነየልኩም ❤❤❤❤
@Okba-t4e
@Okba-t4e 5 күн бұрын
Amlak edmen tinan yhabkum hani hawey❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@asmarashikor8045
@asmarashikor8045 Ай бұрын
How sweet Hani I have no words for u. U r wife is so lucky to have u. God bless ur union❤
@FfGh-v6t
@FfGh-v6t Ай бұрын
😮amlak kem.zerebakum.ymelalkum hani bteami eye zfetweka mebaliti ygberkum fetari😘😘😘😘
@WdiArayaMezenge
@WdiArayaMezenge Ай бұрын
I wish you a bright and strong life🎉😊.
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 Ай бұрын
Nezom texamdeti yehwatna God bless their union!!!
@yikealozeray
@yikealozeray Ай бұрын
I like his wife,he has good confidence, kab kulu kea zelewa atehasasba, aredadia,bslet hasabat wowww ,bzuh mzrab aykonen eti hayli
New Eitrean Show እዚ እዩ ጸጋ ዝበሃል #neshneshtv @neshnesh_show
26:20
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 76 М.
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 51 МЛН
ደቀንስትዮ - እንሆ ሜዳ።  #ዶክተርሻሮን
15:23
Dr. Sharon Woldu
Рет қаралды 43 М.