New Eritrean Video 2024 ዕላል ሕጽኖት ኣቶ ሰዓረ ምስ ወ/ሮ ራንዳ...!

  Рет қаралды 120,284

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

Күн бұрын

Пікірлер: 439
@ፉቅሪዩጥዑምጥዑም
@ፉቅሪዩጥዑምጥዑም 6 ай бұрын
እንዳ አቶ ሰዓረ ዘመንኩም ይባረክ❤ ፍሬኩም የርኤና ጽቡቃት❤ ራንዳ ግን ምዝራብ አይትክልእዬ, ቁሩብ ዊዕኪኒ😇🫠
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 6 ай бұрын
ስነጥበባዊ ኣቶ ሰዓረ ፍጹም & ስነጥበባዊት ወይዘሮ ራንዳ መምህር ዘርኣይ ብጣዕሚ ንፉዓት ጽቡቅ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኣምላክ ዓንቢብኩም ፍረዩ ወሊድኩም ሰዓሙ ኣዕቢኩም ለኣኹ ኣብጺሕኩም ኣመርዕው ጋዜጠኛ ሄኖክ ጸሃየ(ፓስታ) ብጣዕሚ ንፉዕ ዝክሪ ፍቅሮም ቀጽሎ ጽብቅቲ መደብ እያ
@simonmussie86
@simonmussie86 6 ай бұрын
Msgun zeray
@AkberetKiflu-h4j
@AkberetKiflu-h4j 6 ай бұрын
ዋውውውውው ጽቡቃት መርዓውቲ ምርቃ ወለድኩም ይብጻሕኩም ውላድኩም የርእዮም ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኣምላክ
@helenmehari3640
@helenmehari3640 6 ай бұрын
ሰዓረ ምስ ራንዳ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኪዳንኩም ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ። እቶም ትዘናጠሉ ትጻረፉ ዘለኩም ግን ኩላትኩም። ቀንኣትን ሓሳዳትን ደቂ ማለሊት ጁንታውያንን ደቂ ትአረፍ ደርጊን ኢኹም እሞ ጌም ኦቨር ንብለኩም ደቂሓደ ልቢ።
@godisgoodpaulos9408
@godisgoodpaulos9408 6 ай бұрын
ዘመንኩም ይለምልም ኣቱም አንዳሳኣረ ንራንዳ እንታይ ኣብልዒኩማ ኩሩብ ዊዓ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ሓጎስ ዩ ዝኸውን 🎉🎉🎉
@nebu5224
@nebu5224 6 ай бұрын
ራንዳ ምቅርቲ ሰዓረ ሽኮር መርዓት ረኺብካ ውላድኩም የርእየና 🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@monica4392
@monica4392 6 ай бұрын
🙏💝
@Aman80770
@Aman80770 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎊🎊🎊🎊🇪🇷🇪🇷ሰዓረ እምበር ሰዓረ አጆኻ ፊልሚታትካ ዚሒልናዶ ርሕስ ጋማ እንቓዕ ሓጎሶኩም ወለዲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 6 ай бұрын
አሰይይይ መርዓውቲ እንቋዕ ኣብቃዓኩም ውላድኩም የሪኤና ሽኮሪናታት ክልቴኹም ተዋዘይቲ ምቑሉላት ራንዳ ድማ ኣብ ዘረባ ኣይትቐድምዮ ዋእእ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌟🌟🌟🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤❤
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 6 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ክቡራት ደቂ ኤረይ ህቡቡነትኩም ብግቡእ ዓቂብኩም ከም ኡ ውን ወሲኽኩም ብዝለዓለ ከኣ ፍረኹም የርእየና፣ ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም። ኩሉ ኣዛራርባኹም ፍሕሽውነትኩም ብጣዕሚ ደስ እተብሉ ይመላኣልኩም። ልዕሊ ኩሉ ከኣ እዛ ክብርቲ ንኽቡራት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@schumayhaile6827
@schumayhaile6827 6 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባረኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🙏🙏🙏🌺🌺🌺❤❤❤
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 6 ай бұрын
ጽቡቓት ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ውላድኩም የርእየና ፍረዩን ጽገዩን፡፡
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 6 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ክልተ ጽቡቓ ፈረይቲ ጸገትን ይግበሪኩም ሉኡል ፈጣሪ ኣሜን ( ቀጽለ ከመስግን ን'ሄኖክ ጸሃለ ብተቅርቦ ሰራሕ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣዕጋቢ ኢዩ ናዓይ ኢሞ ቀጽሎ ክብል ይፈቱ የመሰግነካ ሰለት ምቅሉል ኣቃሪባካ ትሕትናካን ዝወደይ ተባረክ ኣሜን ሰናይ ግዜይ። ይግበረልኩም 🙏🏾🙏🏾👍🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷🍇🍇🍇🌻🌻🎊💗💗💗💗🎊🎊🎊🎊🎊🎊🎊
@WorkiTekie
@WorkiTekie 6 ай бұрын
ቃልኪዳን ኣብርሃም ሳራን ይግበረልኩም 🙏🙏🙏
@AzmeraGebremeskel
@AzmeraGebremeskel 6 ай бұрын
😊😊 ናፊቂናይም ፊልሞን እና ሚካል ተመሊሶም ተዝመፅሉና
@efyabrha9839
@efyabrha9839 6 ай бұрын
ኣጸቡቁ ምሓሸና ካብዚ ሃልውለውሲ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
ኩሉ ነናቱ ጽባቐ እዩ ዘለዎ So
@selamsemere9596
@selamsemere9596 6 ай бұрын
Bhaki
@simonmussie86
@simonmussie86 6 ай бұрын
Zeytklya kab hmaq tzareb​@@efyabrha9839
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 6 ай бұрын
ሺኮሪናታት ክጽብቅ ዛመርዓት ውለዱ ክበዱ ይሕዋተይ ❤❤🎉
@ShushanAbrhaFkak
@ShushanAbrhaFkak 6 ай бұрын
ሰኣሪተይንራንዲን ኣምላክ ይባርክኩም አቲ ን ኣብርሃምን ሳራን ዝባርከ ኣምላክ ይብሪክኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ 6 ай бұрын
እግዝአብሄር ኣምላክ ኣብ ቃል ኪዳንኩም ይጽንእኩም🙏 ሐዳርኩም ይባርክ🙏 ዉላዳክም ይሪኢና🙏
@LingoLingo-sp3er
@LingoLingo-sp3er 6 ай бұрын
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ምቁራት ደቂኤረይ
@letinamb
@letinamb 6 ай бұрын
ጽቡቓት ደቂ ኤረይ ሩሑስ ጋማ ፈረይትን ጸገይትን ygberkum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@zebibest7362
@zebibest7362 6 ай бұрын
ኣሰይ ሕጽኖት ተሰማሚዕኩም ❤❤❤❤
@ሶሊጋልሱዳን
@ሶሊጋልሱዳን 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉አዋይ ፍቅሪ ጥዕም ሓቂ ዘረባ ምስ ተፍቅሮ ምንባር ኮ😢 ከሙ ዶ ይከውን ናትካ ከ 😂
@ErIHageri
@ErIHageri 6 ай бұрын
Everything Good Comes From Eritrea 🇪🇷 Thankyou 🙏💯🙏You Guys Working Very Hard Much Better Than KZbinrs In Dispora Keep Going.Eritrea 🇪🇷 Forever Thankyou Henpas 🎉🎉🎉
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 6 ай бұрын
Ezom nay adna euko Orginal journalists eyom ezom nay dege dea gdefom eski😢
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 6 ай бұрын
ንጥዕና ይግበረልኩም ደቂ ኤረይ
@girmawitwelde4579
@girmawitwelde4579 6 ай бұрын
Lovely deki Erey , congratulationsv🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@azebhagos9374
@azebhagos9374 6 ай бұрын
ኣሰይ ሙቁራት ሓደርኩሙ ይባረክ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Aman80770
@Aman80770 6 ай бұрын
ሰዐረ እዛ ጎጎ 🎉❤❤❤❤ነቲ ንግጥሞ አዘኪርካና❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ጎይታ ጎጎ 🎉🎉🎉🎉🎉
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 6 ай бұрын
Both of you Brilliant, respectful, knowledgeable and charismatic. Credit to ur parents to raise you in this way. Congratulations 🇪🇷 ❤️
@AsmaytYakob
@AsmaytYakob 6 ай бұрын
Aseyyyy deqi erey shkorinatat xubuqate enqae hagosekum ❤❤❤🎉🎉🎉edemen tenann yhabkum fetari 🤲🤲🤲🙏🙏🙏 fereyten xegeyten ygeberekum amlak
@Zemen80
@Zemen80 6 ай бұрын
መርዓት ምብላዕ ኣቓርጺ ኣብ ሞንጎ ኣቲኺ ኪኣ ኣይትዛረቢ መርዓት ርዝን ተበለት ዩ ግርማኡ ርሑስ ጋማ❤
@SinitChemlaq-uz4jh
@SinitChemlaq-uz4jh 6 ай бұрын
Natka hgi dyu
@sabrnatey9080
@sabrnatey9080 6 ай бұрын
Teskife ember kemzia hasab neratni 😂
@tiegstihabtu1515
@tiegstihabtu1515 6 ай бұрын
Entay geratka meskinayti i think she was nervous sile komu iya busy zigabra neger tigabir nera ember entay zitakim belea
@kisanet4715
@kisanet4715 6 ай бұрын
👍👍👍💯💯💯
@kisanet4715
@kisanet4715 6 ай бұрын
ሓቂ ይገርም
@kisanet4715
@kisanet4715 6 ай бұрын
ሰዓረ ጹቡቅ ፍጥረት ረኺብክስ ክብረት ከልክዮ እንዳኮለፍኪ እዋይ ኣወዳት ሎሚ ዝረኸብዎ ኣዋልድ ዋጭላት ኩልፍኩልፍ ዋእ በሉ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም 🎉🎉🎉
@THT2025
@THT2025 6 ай бұрын
Beautiful, congrats both. God bless your union!!!
@SenaitHiyabu
@SenaitHiyabu 6 ай бұрын
አሰይ ሽኮሪናታትመርዑት ሐዳርኩም ይባረክ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ሄኒ ሐወይ ዓቢ ሰብ ትሕትናካ ስነ ስርዓትካ ንሰብ ዘለካ አክብሮት ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ንፉዕ ቀጽሎ ናትካ መርዓ ከ ንማዓስ እዩ? ደቂ ኤረይ like & share ንግበረሉ❤🎉❤🎉❤🎉
@kisanetmehari5833
@kisanetmehari5833 6 ай бұрын
Wawwwww xebukat edmen tenane yehabekum habayeb hadarekum yebareke deki Erey halalat ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrehetgebremedhin970
@abrehetgebremedhin970 6 ай бұрын
Congratulations Seare & Randa 🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@nebyatbrhane4823
@nebyatbrhane4823 6 ай бұрын
Abey dea niera eza dona ktshkur meat.... bzkone hadarkum ybarek xebukat ❤
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 6 ай бұрын
ፍቅሪ ኣብረሃምን ሳራን ይግበረልኩም ሽኮሪናታት ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም
@sabasimon356
@sabasimon356 6 ай бұрын
ኣሰይ ጽቡቃት ኣምላኽ ybarkum🙏
@hsjs4521
@hsjs4521 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤️❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤
@hfjgfu-f5n
@hfjgfu-f5n 6 ай бұрын
ዕግስቲ መርዓት ዕጉስ መርዓዊ ደስ ይብሉካ
@JohnTedros
@JohnTedros Ай бұрын
Waw hadarkum ybarkelkum😊
@almazhagos6465
@almazhagos6465 6 ай бұрын
Zemenkum ybarek ❤❤❤❤❤❤
@LwamGere
@LwamGere 6 ай бұрын
ዋውውውውው ጽቡቃት ውላድኩም የርእየና ፈጣሪ❤❤❤❤
@hiyab2025
@hiyab2025 6 ай бұрын
Amlak hadarkum yebarkelkum🎉🎉🎉🎉❤❤😘🥰🥰
@Asmara87529
@Asmara87529 6 ай бұрын
Zemenkum buruk ykun deki eirey rhus gama ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Lukaslove-c9q
@Lukaslove-c9q 6 ай бұрын
Wala eybarek hadarom
@marinaer12
@marinaer12 6 ай бұрын
ሽኮሪናታት መርዑት 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🏼
@wegz7962
@wegz7962 6 ай бұрын
Welcome Henny hawna azeyou dsea zebele mdebe ajoka keselo 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@hayatyasin9439
@hayatyasin9439 6 ай бұрын
Congratulations beautiful couples❤❤😍😍💐💐
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 6 ай бұрын
Welcome Best artists ❤❤❤
@freweinigirmatsion4202
@freweinigirmatsion4202 6 ай бұрын
መርዓት እዋእ ቁሩብ እባ ህደእ በሊ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@Misganit
@Misganit 6 ай бұрын
She's happy so no problem 😊
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 6 ай бұрын
Kkkkkkkkkkkk
@Joanna2022-r8f
@Joanna2022-r8f 6 ай бұрын
Kmy kitikiwin delikiya Wela Nay seb natsnet ikum kitqawemu tdeliyu 😷
@freweinigirmatsion4202
@freweinigirmatsion4202 6 ай бұрын
ንሱ ክዛረብ ከሎ አብ ሞንጎ ስለ ታአቱ ስለ ዝነበረት እምበር እዚኦም ደቂ ጀጋኑ ደአ እንታይ ክወጾም ውላዶም የርእየና
@semsem4563
@semsem4563 6 ай бұрын
ጽቡቓት ፍጥረት ❤ግና ሎምስ እዘን ኣዋልፍ ዶ ማራ ይኮላልፎኦም ሓቀይ ፡በይነን ይዛረባ 😂😂
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
Kkkkkk እንታይ ኢና ኾይና'ባ ወላ ኣነ ከምኡ ይግብር እሞ ግን ይርድኣኒ ከኣ😂😂😂😂
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 6 ай бұрын
Kulna ina kem'u koynna zelena entay felitna 😅
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
​@@rahelgoitom6686😂😂😂😂 ሕፍረት
@semsem4563
@semsem4563 6 ай бұрын
ክክክክክክ😂😂😂
@Miniotntnel
@Miniotntnel 6 ай бұрын
@@BlesssedDayme to😂😂😂😂
@כחכחןכןכ
@כחכחןכןכ 6 ай бұрын
Asey xbukat hadarkum ybarekkk❤❤❤❤❤
@yemanehabtegabir6955
@yemanehabtegabir6955 6 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባርከልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@lidyagere9348
@lidyagere9348 6 ай бұрын
Hadarekum yebarek Amlak ❤
@efrataabel6782
@efrataabel6782 6 ай бұрын
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 😊😊😊😊😊
@berhanezegeyetv9977
@berhanezegeyetv9977 5 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️💯
@ArsemaAylu
@ArsemaAylu 6 ай бұрын
Randa shkor aytqedmyo ab zerba bzterefe amlak xgue yebzahalkum 🙏🙏🙏💝💝💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@proudEri
@proudEri 6 ай бұрын
thank u for bringing those cute couples 🥰🥰🥰 few days ago..i was trying to comment can u bring them in their honeymoon?...thank u again!!..they r so cute!!!...I'm literally obsessed with them!!!!!🥰🥰
@be.careful322
@be.careful322 6 ай бұрын
Way Eritrea
@qatardoha5290
@qatardoha5290 6 ай бұрын
ጎይታ ሓዳርኩም ይባርክ ብቃል ኪዳን የጽንዕኪም
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 6 ай бұрын
ፅቡቃት እንዲኩም ግን እቲ ሕቶ ሲ በቢ ሓደ ተዝምልሰወ ተመናጠል ኮይኑ ቲ ዘረባ ሲ ኣይተረደአናን ብፍላይ ዛ መራዓት ዊዒ ኢላ ሶሪ ሪኢቶይ እዩ ዝበዝሕ ናቱ ሕቶ ምሰኡ ትዛረብ😊😊😂😂❤❤ቃለ መሕተት ናይ እኒ ፍሊ ሚካል ተዝድገም ደሰ ምበለኒ እቲ ኣንደበቶም👌👌
@awetdebesay1803
@awetdebesay1803 6 ай бұрын
❤️❤️🇪🇷🇪🇷👍👍
@piealpha795
@piealpha795 6 ай бұрын
ደስ ትብሉ ፍቁራት ኢኹም ፣ ኣብ ሕቶ ምምላስ ግን ኣብ ባህልና ዘሎ ምክብባር እንተ ትጥቀሙ ጽቡቅ ኔሩ ፣ ማለት እቲ ሰብኣይ ንስኺዶ ክትምልስያ ? ኢሉ ንባዓልቲ ቤቱ ኣክብሮት ምሃብ ንሳ ድማ ከም ኣኽብሮት ኣይ ንስኻ ዳ’ኣ ጅምር ምባል ኣዝዩ ጽቡቅ ባህልና እዩ ፣ እቲ ሓደ እንዳ ተዛረበ ኣብ መንጎ ም’እታው ስነ ምግባራዊ ኮይኑ ኣይስምዓንን ፣ ኩሉ ነገራትኩም ጽቡቅ ከሎ እዚ ብኳየር ምምላስ ግደፍዎ ፣ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ከውድእ ክጽበዮ ኣለዋ ፣ ኣብ ባህልና ድማ ምክብባር ይበሃል
@Selam.Asmara
@Selam.Asmara 6 ай бұрын
You are right ✅💯. Thank you!❤
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 6 ай бұрын
ጽቡቅ ሪኢቶ የመስግነካ !!!
@merrytsegay8121
@merrytsegay8121 6 ай бұрын
I agree with your idea
@FithawitKifly-tr7bj
@FithawitKifly-tr7bj 6 ай бұрын
Congratulations 🎉❤ May Lord Jesus bless you more both with your family ❤🎉❤🎉
@Seluala
@Seluala 6 ай бұрын
Shekornatat mexkumna❤ ,wezeruo ato bahlna tezakakruna alkom ❤❤❤🎉🎉🎉
@yordanosgrmay-u1o
@yordanosgrmay-u1o 6 ай бұрын
ርሑስ ጋማ ደቀይ ጽቡቃት ዉላድኩም የርኤና❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@desietmaekele
@desietmaekele 6 ай бұрын
Congratulations xbuqat ftret ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@adiamkidane4403
@adiamkidane4403 6 ай бұрын
Aseyyy hadrkum ybarek❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@waw1593
@waw1593 6 ай бұрын
Randa shikorina wieki, waie nay fatherki😂. Awedieyo zereba, congratulations 🎊 👏 💐
@misganazerayhuruy4638
@misganazerayhuruy4638 6 ай бұрын
Egzabiher hadrkum ybark frekum yerekum
@tigstiweldemicheal3288
@tigstiweldemicheal3288 6 ай бұрын
Axey sikorinatat ❤❤❤❤❤
@kisanetmehari5833
@kisanetmehari5833 6 ай бұрын
Bastino kexelo habibi ❤❤❤❤❤
@fevenzeray4780
@fevenzeray4780 6 ай бұрын
Woww❤❤ nay behaqi des zebl beru good job gn henok mara do zihlka abti zhalef bfhshew gex and xbuk fshkta ayeqrebkan mesleni gn good job
@EritreaAa-mc8tj
@EritreaAa-mc8tj 6 ай бұрын
Wawww dese zebl freytin xegeytin ybelkum fexari❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@WintaHabtay
@WintaHabtay 6 ай бұрын
Aseyy ruhus gama ygiberlkum shikornata ane kufatukum ❤❤❤❤
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 6 ай бұрын
happy merriage seiare and leham
@ኣምላክፍቅሪኢዩ
@ኣምላክፍቅሪኢዩ 6 ай бұрын
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ጽቡቃት❤ ግን ራንዳ ሓፍተይ ቁሩብ ሰብኣይኪ ተዛሪቡ ክሳብ ዝውድእ ስምዕዮ ኣብ መንጎ ኣይትእተውዮ ንሱ ክሳብ ሓሳብኪ ትዛረቢ ጽን ኢሉ ዩ ዝሰምዓኪ ስለዚ ነቀፈታ ኢያ 🎉
@BlesssedDay
@BlesssedDay 6 ай бұрын
ገለ ኢና ኾይና ዘለና እዘን፡ኣዋልድ😂😂😂 ካባይ ጀሚርኻ መበል 11 ትእሳስ ዘረባ ሰብኡትኩን ኣወድኣ😂😂😂😂
@ኣምላክፍቅሪኢዩ
@ኣምላክፍቅሪኢዩ 6 ай бұрын
@@BlesssedDay yes mara weya dhri mera tay eya koyna gn 🫡🫡🫡
@GirmawitAnde
@GirmawitAnde 6 ай бұрын
Zemen hiwetkum & hadarkum yebarke mekuratey deki erey❤❤❤❤❤❤❤
@natsnetgmariam4730
@natsnetgmariam4730 6 ай бұрын
Hadarikum ybarekelikum
@AsmeromYosief
@AsmeromYosief 6 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@brhanalem5387
@brhanalem5387 6 ай бұрын
ዋዉ ሓጺር መርዓ ገርኩሞ ጽቡቅ ክልመድ ኣለዎ ናይ ገሊ ኦም እኮ ካብ መስተ ጀሚርካ ኩሉ ገፋሕፋሕ እዩ ዝብል ክንርእዮ ደፊኩምና ሳዓር እምበር ሳዓረ ኣከዳድና ላዕሊ ናይ ኣቦታትና ጌርካ መርዒት ካ ጽቡቅ ተትቁነኒ ካ ኣ ምበለጸ ምክንያቱ ንስካትኩም ጸለዉቲ ስለ ዝኾንኩም ናይ ባህልና ከተርእይዎም ኣለኩም ንቶም ን ኡሳት ባህልና ምዕቃብ ደቂኣንስትዮ ንመብዛሕተን ይዕቅቦ ኦ እየ ኣወዳት ግን ጻዕዳ ከም ናይ መርዓት ተባሂሉ ከምዚ ናሳዓሪኖ ናይ ሕጂ ተከደኑ ገሊ ኦም የህሥስዎ ኣለዉ ኣይትሓዙልና ከም ኡ ክንብል ናይ ህንዲ ራኣይዎ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣብ ወጻኢ ካኣ ብጣዕሚ ዓቂብዎ ኣሎ ህዝብና❤🎉❤ ከም ኣብራሃምን ሳራይ ይግበርኩም❤
@senaitgetachew189
@senaitgetachew189 6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይባርኽኩም
@Ramena2
@Ramena2 6 ай бұрын
WAW CONGRAYULATIONS ANE Zimesileni sebeyti eya nifieti kitkewin zelewa esu ynedik esiki kea neti hagaf milie tebiliyo shikorinatat nisu kemti hibri kidanu nisiki kea kmti zuriyaki werki eki❤ hatati diwetsaka yelon kulugiziye100%
@judifessahaye2144
@judifessahaye2144 6 ай бұрын
Wow Artist seare and Artist Randa Egziabher hadarkum ybarek
@saraasmerom9050
@saraasmerom9050 6 ай бұрын
You are role model for the young generation.
@lidyafikadu2026
@lidyafikadu2026 6 ай бұрын
Aseyyyy ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🤞❣️💞
@kelatifrezghi7769
@kelatifrezghi7769 6 ай бұрын
ክልቴኽም ኣዝየ ካብቶም ዘድንቖም ሰነጥበበኛታት ኢኹም ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም እግዚኣብሄር
@Haben-x5x
@Haben-x5x 6 ай бұрын
Shkorinatat btami des tblu amlak hadarkum ybarkelkum❤❤
@ltsokay-t5t
@ltsokay-t5t 6 ай бұрын
Welcome ጽቡቃት❤🎉
@RobelTesfay-t3y
@RobelTesfay-t3y 6 ай бұрын
Wwww xubukat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@azebghebrehiwet2839
@azebghebrehiwet2839 6 ай бұрын
Xbukat hdarkum yibarki gal inte welidkum ane alek blgnet ok❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💕💕💕
@zebibtesfay4241
@zebibtesfay4241 6 ай бұрын
Asey asey❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@samriissak1204
@samriissak1204 6 ай бұрын
Asey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤gid bless you 🙏
@almazhabte3862
@almazhabte3862 6 ай бұрын
Sekorinatat zeom deqey yewehana weldekum yerena ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@asterteklezhgi1163
@asterteklezhgi1163 6 ай бұрын
❤❤❤❤ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@genettesfay1731
@genettesfay1731 6 ай бұрын
Asey shikornatat❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semeremichael5531
@semeremichael5531 6 ай бұрын
KEM Abrahamn Saran yegberelkum xbuqat fetret & etia derfi artist men yebehal abtahti eba bkebretkum xehafuley thankssss 🥰🥰🥰🥰
@FyoriTesfaldet
@FyoriTesfaldet 6 ай бұрын
Aseyyyyyyy hadarkum yebarke Xubuqteyy 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@simrethabtemariam7809
@simrethabtemariam7809 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Madina-q1p
@Madina-q1p 6 ай бұрын
❤ሩሕስ ጋማ ይግብረልኩም የሕዋትት
@selameyob4258
@selameyob4258 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
ሰልጠነ ግርማይ ኣብ ማይጨው #በዓል ጥምቀት
3:36
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 3 М.
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19