new eritrean video ይቅሬታ ንኩሉኩም ፈተውትና ms alem nfqurat

  Рет қаралды 24,800

ms alem nfqurat

ms alem nfqurat

Күн бұрын

Пікірлер: 281
@boblovetekle6731
@boblovetekle6731 4 жыл бұрын
እዛ ቀልኣስ መራ ሎውህ እያ በሃሓቂ ገርሂ እያ ልዕሊ መጠን ነይ በሃሓቂ ኣደ 1000🇪🇷🇪🇷👑👑👑🙏🙏
@onelove-fd4hs
@onelove-fd4hs 4 жыл бұрын
ሓደ ነገር ክነግረካ ብሮ ናይ ቅድም ኣፍቃሪትካ ፋይል ዓጺኹም ከለኹም ነታ ፍረ ብርክኻ ህያብ ዝሃበትካ ኣፍቃሪትካ ወይ ሰበይትኻ ኣዝዩ ይሃስያ እዩ ማለተይ ምስ ናይ ቀደም ኣፍቃሪትካ ምርኻብ ስለዚ ሰበይትኻ ውላድካ ይበልጽኻ። ኣነ ከምዝተረደኤኒ ድማ ሰበይትኻ ጻዕዳ ልባ እያ ።ይቕረት ምሕታት ድማ ናይ ለባማት ሕብረተሰብ እዮ እሞ ኣጆኹም ፍቕርኹም ባሕሪ ሙሉእ ይግበሮ
@mamialemey3003
@mamialemey3003 4 жыл бұрын
Ja nay bahaki bro 👍
@tesfithaymanot8690
@tesfithaymanot8690 3 жыл бұрын
Emnet khlu alewo dehar Kea nay egzabiher selam aytkelklyo arku 1 ms hanti galkan sebeytkan 👌❤️❤️❤️❤️
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 жыл бұрын
ምቁራተይ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም❤ ዝሓለፈ ሓሊፉ ሕጂ ግን ምስዛ ክብርቲ ኣፍቃሪትካ ደኣ ክቡር ሓወይ
@hamamabnauf7558
@hamamabnauf7558 3 жыл бұрын
Halatey xbukati fitret selu shikor kabi salamta egizbher halifu kihulu yebileyni kali rikib mkinyatu egizbher selam fikir eyu zdeli selu kemiti zbeleto nay kedemi kimeleseka ykeali eyu haka eya aytikorya tiray Neza Mikirti egizbher amlak edimen tienan yhabeki fetari emuseyyyyy Mikirti 💋💋💋💋🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kidanehaile97
@kidanehaile97 4 жыл бұрын
ቀንዲ ፍቅሪ ኢዩ ወሳኒ። ካብኡ ቀጺሉ ካብዚ ዲማ ብተለፎን ምድዋል ከም ኣነ ኣይድግፉን ኢየ። ኣብ ደገ ወጺካ ሰላም ምባል ጽቡቅ ኢዩ ብመንገዲ ፈጣሪ። Thank you
@senaitsolomon8397
@senaitsolomon8397 3 жыл бұрын
ምድዋል እካ ጸገም የብሉን ጠንቂ መባአሲ ዝኮውን እንተኮይኑ ግን ኽተቃጾ ይግባአካ ርእይቶ ናተይ እዩ ብዝኮነ አምላክ ፍቅርኩም ይባርክ🌹🌹🌹♥️🌹♥️♥️♥️♥️♥️
@samueltesfazghi4001
@samueltesfazghi4001 4 жыл бұрын
ኣነ ብወገነይ ምስ ሰላም ይሰማማዕ ምክንያቱ ዝትዓጽወ ፋይል ኣይክፈትን ኢዩ።
@sameeras53
@sameeras53 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኹም መድሃኒት አለም❤❤❤❤❤❤❤❤
@____5958
@____5958 4 жыл бұрын
ኣነ ምስ ሰሉ ኣለኩ ክትረክብ የብልካን መስግና መታለሊ ኣይትኩን ሰሉ ገርሂ ልባ ብዓይኒ ሓቂ ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኩ ኮመንቲ ጺሒፈ ኣይፈልጥን ኢየ ንሰሉ ክብል ግዜ ኣጥፊኤ
@mazamaza9073
@mazamaza9073 3 жыл бұрын
ብሓቂ ኣለኪ ሰሉ ኩኮን የብሉይ ምቅርተይ
@wttm7266
@wttm7266 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣላ ሰሉየ ግን ከኣ እምነት ኢዪ ወሳኒ ሰላምታ ጸገም የብሉን ብድሕሪኡ ዝመጽእ መዘዝ ከይከብድ ስለዚ ከይወስዳልኪ ጥንቅቅ በሊ ሰሉ ዓይነይ ግዜ ከፊኣ ኢያ ዘላ። 😅😁🤣😍🥰🙏🏻🙏🏻 fikrkum yisesin Mukurat ahwtey
@mamiteynatey5249
@mamiteynatey5249 4 жыл бұрын
Mis nay qedem afqarki /ka kitrakeb xubq aykone kam hasbey malt iyu kamy ziknkum layik 👉👍
@edenaynalemn3036
@edenaynalemn3036 3 жыл бұрын
Wawwww gele aynet Edmen tienan yhabikim fetarie 🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐❤❤❤❤❤
@tesfaymengstab5405
@tesfaymengstab5405 4 жыл бұрын
Eza gal fekar eya hadera key tenbia fkar eya habibi bzkone fkrkum kem enbaba yxbekelkum💝💅
@awetokubay7759
@awetokubay7759 4 жыл бұрын
ይቅረታ ምባልኩም ልቦናኩም ደስ ኢልኒ ኣጆኩም ይህዋተይ
@tesfaxbah4890
@tesfaxbah4890 4 жыл бұрын
ሰላም ምቅራተይ ናተይ ኣነ ብነብሰይ ሕማቅ ሕማቅ ነገር ጥራይ ኣይግበር እበር ሰላምታ ናይ እዝግኣብሄር ኣጸጋሚ ኮይኑ ኣይስማዓንን ምክንያቱ ልብና ንፍቅሪን ንክብረትን እበር ንቅምታን ንቅርሕንትን ስለ ዘይተዓደልና ኣነ እዜኣ እያ ሪኢቶ ሶ ፍቅርኩም የሰስኖ 👸🤴🦁🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@temesgenhabte3375
@temesgenhabte3375 3 жыл бұрын
Hallo kuburat yehwat selamta da nay egzabiher endiu selam ktbla wey selam ketblo ykal iyu , gen maltawi kekewen yeblun ,
@samisami9900
@samisami9900 3 жыл бұрын
sory zarkey meary btami eye zednkekumu gn kurub aytsekef please.
@seluselu3925
@seluselu3925 4 жыл бұрын
Hiii mekirat nekeltekum adenakitekum eye natey hasab gen ketrekba yebelkan und selam hadarekum yebarek dengel mareyam mesakatikum teken
@selammeasho2938
@selammeasho2938 4 жыл бұрын
Xbukatey btaami endye zfetwekum gn abzia ms selu ye zeleku ktrekba yeblkan fayl natkan nayta zneberet afkaritkan teaxu u ykreta gn ❤️❤️❤️❤️
@snitmedia8198
@snitmedia8198 3 жыл бұрын
Gerhi ya zagaul tegediskaa kem lba knola Arkuu kexile ms Solu aleku bezi agatami bteami ye zednkekum Egziabiher amlak fkrukum ybark🙏🙏❤️
@saromi5804
@saromi5804 4 жыл бұрын
Selu abea regexi xebuqe aleki
@Tsega1234
@Tsega1234 4 жыл бұрын
ምስ ሰሉ ኣለኩ ደስ ዘይበላ ነገር አሞ ከኣ ምስ ካልአ ከይከውን ምስ ዓርክኻ ነበር ኦኦኦኦኦ ኖ ሰሉ ከይትከስራ !!!
@almazmebrhto5987
@almazmebrhto5987 4 жыл бұрын
ሰላም ወሰናይ ዘምደቀይ ይካታተለኩም እየ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ኣነ ብጨቲ ምስጋና እየ ስለምንታይ እዚ ዝበለቶ ቅቡል እዩ።
@titihabeshawit6849
@titihabeshawit6849 4 жыл бұрын
ዋ ክቡር ሓወይ ጽቡቅ ኣላ ምርካብ ጽቡቅ ኣይኮነን ቀደማይ ነገር እቲ ምሳካ ዘሎ ሰብ ደስ ኣይብሎን ካልኣይ ከዓ ድሕራ ምርካብ ዝፍጠር ኣይፍለጥን በጃካ ብፍላይ ንስካ ናይ ቀደም ክትረክበን ከትፍትን ብማርያም በቲ ተኣምኖ ኣምላክ ምክንያቱ እታ ጓል ገርሂ እያ ትመስል ከም ተፍቅረካ እውን ካብ ገፃ ይፍለጥ እና ክተሐጉሳ ፈትን ፈቃር ሰብ ምርካብ ከቢድ እዩ ኣብዚ ሕጂ ሳዓት ስለዚ ሓደራካ ብሓቂ እዚ ክጽሕፍ ከለኩ ነብሰይ እናቀጥቀጠ እየ ዝፅሕፈልኩም ዘለኩ ምክንያቱ ብዙሓት ናይ ቀረባ መሓዙተይ ከምኡ ስለ ዝገጠመን ። ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ውላድኩም 🙏🙏🙏
@yerusalemhagos6595
@yerusalemhagos6595 4 жыл бұрын
Ane mis salu aleku ✌
@hadishsgalet5714
@hadishsgalet5714 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ፍቅርኹም የብዝሓዮ ሰላምታ ናይ እግዝኣብሄር ዩ ኣይኮነን ፈተውትኻ ጸላእትኻ ውን ሰላም ምባል ኣምላኽ ዝፈትዎ እዩ ናተይ ሓሳብ ግን በዓልቲ ቤትካ ከይትጎድኣ ኣይፈቱንየ ሰላም ክትብለን ተኢላትካ ዝግበር የለን ብዝያዳ ኣደ ውላድካ ትሕሸካ ከምቲ ዝበለቶ ደግሲ ከይገብረልካ
@awetpawlos57
@awetpawlos57 3 жыл бұрын
bitami lebam sebay aleki bzkonegn selamta nay egziabheryu
@wehazitgebru4045
@wehazitgebru4045 3 жыл бұрын
Aseyyyy xebkat fetari 💋❤❤❤
@aftmedia5470
@aftmedia5470 4 жыл бұрын
Selam shikorinatat ata mara kef aleku so nic one ❤ ❤ ❤ please Msgie bro n Selu sis aytehrqa
@semerekahsay8669
@semerekahsay8669 4 жыл бұрын
Nfate nay lebamate srha eyu ane zbel kiterkiba yebelkan mesaki aleku ❤
@Ninotes17
@Ninotes17 4 жыл бұрын
Bro ኣብ መንገዲ አንተረክብካያ ok ሰላም ትብላ, ተለፎን ደዊልካ ዳ አንታይ ሰላም ዘብል ኣከካ, ኣጽኩም አኮ, ትረፍ ክትረከባ ክትዝክረላ ከማን ደስ ኣይክብላን አዩ
@sameeras53
@sameeras53 3 жыл бұрын
ፍቅራቹ ለዘልአለም ይሁን የኔ ማሮች❤❤❤❤✅❤❤❤❤✅❤❤❤❤✅❤❤❤❤
@ኤረይብሌንዓይነይ
@ኤረይብሌንዓይነይ 4 жыл бұрын
ኣሰይይ ከምዚ ዩ ዘጸብቀልኩም በጃኹም ኣይትበኣሱ ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽ
@andomemaha4134
@andomemaha4134 3 жыл бұрын
እዚኣ እሞ ኣነ ከም ኣነ ንክትራኸብ ፍቃደኛ ኣይኮንኩን ምክንያቱ ድሕሪ ብዙሕ ዕላል ዉን ኣብ ንቡር ፍቅርኹም ምምላስ ስለ ዘይተርፍ።
@michaelokubamichael6742
@michaelokubamichael6742 4 жыл бұрын
መዕበዪ ቆሊዓ ነጸላ ግበሩሉ ሃፍተይ soጽቡቕ ዕድል ይምነየልኩም።
@bereketselemun3500
@bereketselemun3500 4 жыл бұрын
መርሓባ ፍትዋት ኣሕዋት ኣነ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኩም በዚኣ ኣምጽኩማ ዘለኩም ኣሕዋት ትክክል ኣለኩም ስጋት ምሕዳር ኢዩ ግን ኣነ ኣብዛ ናይ ምስግና ዝረግጽ ናይ ቀደም ኣፍቃሪትካ ሰላም ምባል ጸገም ዘለዎ ኣይመስለንን ኢዩ ብዝተረፈ ፍቅሩኩም ይሰስለልኩም ኣሕዋተይ ብልቢ ኢየ ዝፈትወኩም
@ዓዪኖምይያኣለምይ
@ዓዪኖምይያኣለምይ 3 жыл бұрын
ኣነ ገን ነዛ ሰብይትካ ማራ ደስ ትብልካ ናይ ባሓቂ ክክክክ
@amanamnm6622
@amanamnm6622 3 жыл бұрын
kbur hawi ab idka zela werki tekenakena. dehar kea entay zterefeka sle zelo ika ms nay kedem afkaritka ktrakeb aytgage zehawey hji keman sorry hakki iki bela amlak msakum ykun
@RemHanKidsShow
@RemHanKidsShow 3 жыл бұрын
ምስ ናይ ቀደም ኣፍቃሪትካ ነበር፡ ኣይፍቀደካን ጥራይ ዘይኮነስ ነታ ሰብ ከማን ከተልዕላ ኣይግባኣካን ምኽንያቱ ፋይል ዕጹው ስለ ዝኾነ። ስላም ሓቃ ኣላ፡ ምስ ሰላም ኣለኹ። ኔራ ኮ ሕሉፍዩ፡ ኣብ ሕሉፍ ከኣ ኣይንበርን
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ 4 жыл бұрын
ይቅርታ ኣታ ወዲ ናብ ድሕርት ምምላስ ኣይድልይን ናሓዳርካውን ፅቡቅ ኣይኮነን
@azulove8058
@azulove8058 4 жыл бұрын
Fersti comenti tekebilekum aleku abzia hadire zifetiwekum ye gin aywedaeikiwon yxihif aleku keykidimuni love u nibil alena ❤️❤️❤️❤️❤️😍
@tigrayadey3468
@tigrayadey3468 2 жыл бұрын
ፍፆም ክኸውን የብሉን ኣጋጣሚ ኣብ መንገዲ እንተ ረኺብካያ ሰላም ክትብላ ትኽእል ኢኻ ብስልኪ ግን ክትዳዋወል ኣይትኽእልን ብወገነይ ብዝኾነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ❤❤❤❤
@desyetfsha3457
@desyetfsha3457 4 жыл бұрын
Deqi ereyyy shekakurrrrr edimen tienan yhabeley fetari anes enqa demkum konku👑🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤Selu lebam seb❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
@burukh6140
@burukh6140 4 жыл бұрын
Xbukatey enka belam mexakum ane eko mas nay selu eye zsamama dhar ka musugan hawey selu zeytfetwa ktgebar yeblkan 🙏❤️
@saronbehane6811
@saronbehane6811 4 жыл бұрын
She is right 💯
@hagoshadish8782
@hagoshadish8782 4 жыл бұрын
Simaya hji hadas do wala letay aytbel weldka eka habibi
@abiel2daniel8
@abiel2daniel8 4 жыл бұрын
Ajokum brukat, nezi medebkum dema xearu ktebyuo. 🙌
@earlybird4298
@earlybird4298 3 жыл бұрын
ኣነ ምስ ሰሉ ኣሎኹ። ከምዚ ከይመጽእ እየ ኻኣ እቲ ናተይ ሕጊ ዘይተፋተሐ ምስ ዘይተፋተሐት ፉቱሕ ምስ ፉቱሕ ጥራይ ዘፍቅድ።
@michalemengstab9076
@michalemengstab9076 3 жыл бұрын
Ane bwegeney selam mbal n nay kedem afkartka geben aykonen emo ka bflay Tel ksab zkone
@gebrehiwetluwam1154
@gebrehiwetluwam1154 4 жыл бұрын
Selam xbukatey aytrkeba hawey ❤❤❤
@ሰኒትጓልተውህዶ
@ሰኒትጓልተውህዶ 4 жыл бұрын
አፍፍፍ ንቅድማ እሰካ ከራኣ ❤❤❤❤❤❤❤
@yohananzeray3667
@yohananzeray3667 4 жыл бұрын
Mejmra selamn tenan nakum mukratey, kexile ka selu haftey ne mesgna belbi tamnyo etkonki mes zenbrt afkartu mdwal xegem zelwo aykonen selamta nay ftari eyu hmak ksab zeygbre msmen bezygdes yedwawel ab fkri metememan eyu eti wsani gen yekrta belbi sele zftwkum eye so 🙏🥰🥰🥰
@boblovetekle6731
@boblovetekle6731 4 жыл бұрын
ሶሉ ዝቦሎቶ ይስምኣሉ እየ ብወግነይ ግን ክብል ኮሎኩ ሰላምታ ናይ ኣብላክ ክትራከብ ከላካ ነርማል እዩ ትራከብ ሻሂ ምስታይ ግን ጽብቅ ኣይኮነን ብናተይ ህሰብ እየ ዲቂ ኤረይ ጸልኢ ኣንኩ ይደፈን ካብ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ፍቅርኩ ካብቲ ዘለኩም ጸግኡ የብዝሃልኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@saronsemere3968
@saronsemere3968 4 жыл бұрын
Msaki aleku:: aytetaratra abi seb wedi shuk felitatka ala
@yoriowansea1272
@yoriowansea1272 3 жыл бұрын
Ms nay kedem afkaritka/ki ktrakeb ayfkedn eyu sorry gin akribe eye
@wediqeshinkidd1608
@wediqeshinkidd1608 4 жыл бұрын
Hji wn seb teetwu alekum ab hadarkum, htokum kmls gn ab sebat yfelale u , neakum gn hluf arkkum entezeyrekebkum temeraxi u ,mknyatu seytan mengedu keyxerg
@frietaande7821
@frietaande7821 4 жыл бұрын
Ja afkertka znebera buzh aytgedeselen aytekneaya neta msaka zela fkrkum ybarkelkum xbukat 🙏
@kisanetmahari2374
@kisanetmahari2374 4 жыл бұрын
Xbuk ftret amlak hadarkum ybarek ane wala ente tekarxo xbuk eu ketekartso wn gdetaka eu meknyatu afkaritka zneberet elka mrkab agedasi ay konen gn nkltekum btaebi eye zfetwokum kexlwo
@wudassenegash9801
@wudassenegash9801 3 жыл бұрын
ሰላም ጽቡቓት🙏 ኣነ ናይ ፈለማ ተኸታታሊት እየ፡ ኣብዛ ናይ ሕጂ ቐሪባ ዘላ ሕቶ ክምልስ እንተ ኮይነ ድማ ናይ ሕሉፍ ዝነብረት ዓርክኻ ወይ ዓርክኺ ምርካብ ኣይድግፎን እየ እቲ ምንታይ ብዙሕ ምዓልቲ ድሓን ሓንቲ ምዓልቲ ዘይድሓን ዝብል ብሂል ኣሎ። ንኡሽተይ ክውስኸላ ነዛ ምጭውቲ ሓፍተይ ድማ ኣከዳድናኺ እርንብ ዝበለ እንተ ትገብሪ ጽባዌኺ ምዛየደ ይብል ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት❤❤
@judithhabtu5312
@judithhabtu5312 3 жыл бұрын
አነ ምስ ሰሉ አለዅ ። ድሕሪ ውላድ ናይ ቀደም አፍቃሪትካስ ይትረፍ ምሐዛኻ ክትረክብ የብልካን። ሐሳበይ ነዚ ይመስል ሰብአየይ ናይ ቀደም ዝፈልጠን አዋልድ ተሌፎነን ይትረፍ አብ መገዲ ረኺብናየንዉን ሰላም አይብለንን ኢዮ። ኢዚ ግን አነ ኢለዮ ዘይኮነስ ንናተይ ክብሪ ኢሉ ኢዮ።
@Mera_Mera21
@Mera_Mera21 4 жыл бұрын
Selam nakum ykun mquratey ms afqarika nember wey ms afqaritka neber mrkab malet seytan nab fqrka mietaw malet u entay enda belka eka ke ketell wela xbuk neger ente aelelka eta msaka zela gn lba eka tsebra zeleka msgun hawey ka ms ezi lbonakn haqnetka’s nezia mflat sienka aybln ye kab blbi zfetwekum meri love you guys 🥰
@rutatesfamariam7130
@rutatesfamariam7130 4 жыл бұрын
Anes eza fual ketexelneni eya love her so luch love you mearey seluye xaeda 😘😘😘😘
@bajo_teamo236
@bajo_teamo236 4 жыл бұрын
ምስጌ&ሰሉ ክፈትወኩም መዓት የ ሪእቶ ኣላትኒ ምስጌ እቲ ናይቀደም ኣፍቃሪካ ከም ኣጋጣሚ በኣካል ይኹን ብቴሌፎን ተረክብካዮ ሰላምታ ክትከልኦ ኣይካልን ዩ እንተ ቴሌፎ ናቱ ወይ ደሃዩ ክትሃቲት ግን ካልእ ተዘክሮ ከም ደለካ ዩ ዘሪኢ
@hslsweet7669
@hslsweet7669 4 жыл бұрын
መጀመርታ ሰላምኩም ይብዛሕ ብምቕጻል ሰሉ ሓቃ ኣላ ምስ ናይ ቅድም ዓርክኻ ምርኻብ ኣገዳሲ ኣይኮነን
@freedomhaile3166
@freedomhaile3166 4 жыл бұрын
ጽቡቃት ፍጥረት ዘይውዳእ ይሃብኹም
@yohannesgebrengus6197
@yohannesgebrengus6197 3 жыл бұрын
Afqaritka zeytfetewo ente koyna aqarxo bro
@edenaynalemn3036
@edenaynalemn3036 3 жыл бұрын
NO NO NO NO kitrekiba yebilikan mikiniytiu galie meshat ey Tekilala kitrekiba yebilika 💐💐💐
@ፍቕሪኢሎሞነቲዘሳቐየኒ
@ፍቕሪኢሎሞነቲዘሳቐየኒ 4 жыл бұрын
ያ ምቁራት ከፍ ኣለኩም💓 ካቡ ብምቅጻል ምርካብ ጸገም የብሉን ግንንንን! እቲ ምርካብ ምስጢራዊ ዘይ ኮነ ሰበይትካ ትፈልቶ ክከውን ኣለዎ (ብምስጢር ትራከቡ ነርኩም ርክብኩም ሰሉ ምስ ትፈላጦ ግን ሳዕቤኑ ከቢድ ዩ ዝከውን) እዚኣ ደስ ኢኩም ትብሉኒ ናተይ ሪዪቶ'ያ።
@ሰኒትጓልተውህዶ
@ሰኒትጓልተውህዶ 4 жыл бұрын
ሰለም ሰለም ናዓኹም ይክን ምሰ ፍርቲ ዝኪንቲ ሚጣየይ 👨‍👩‍👧😍😍😍😍😍👈 ናይ ብቅድማይ ቨድዮ ርእየ ግና ከም ገል ዓይነት ትናደድ ነይረ እየ 😁👈👨‍👩‍👧😍😍😍😍😍😍እና መጅመያ አብ ዝከን ነገር አግጥሚ አብ ዝክን ባታ እንተርካብኸያ የዎ ሰለምታ መንም ማለት አይካንነ ናብ መባይልኸ ከትድውል ውይ ከተፅሓፍሉኸ ግና ይብልዮን መሰግና ሓውይ👨‍👩‍👧😍👈 ምክንያቱ ድቃ እንሰታዮ ብዝሐና ድሰ አይብልናን እና ሰሉ ዓይኒ ል ከምእ እና ይማቻኹም አሕውትይ ሰለምን ቅሰንትን ናዓኹም ይከን👨‍👩‍👧😍👈.
@rgatrgat3585
@rgatrgat3585 4 жыл бұрын
Anesi entezeytrakebka yhaysh kebid eyu tdawawilka kdmi hji tzarebo nbrka tzkr gele slezs agedasi aykonen agtami enteterakibka selam xegen aykonen tegediska mdwal mrkan gn anesi aydgufon eye kem ane 😘😘
@x_sami_x4055
@x_sami_x4055 3 жыл бұрын
Ms fre aleku haqka eya
@okookokmaradespahali3535
@okookokmaradespahali3535 4 жыл бұрын
ሶሪ ኣይተረደእንን ኣሕዋተይ
@abrhamkflesuss5135
@abrhamkflesuss5135 4 жыл бұрын
Btami des teblu yehwat azia selu habtey Amnet yhalu ab kltatkum
@etre2929
@etre2929 3 жыл бұрын
ከፍ አልከም 💞💞💞💞
@abelweldegebriel9771
@abelweldegebriel9771 4 жыл бұрын
Selam selam ftwat yehwat Bzkone fqrkum yebzah daqi eri xada😍. bzterefe bwegeney zblo entelo mes qdmi hiji arkika zneberet kem seb meten Kab selam Nay amlak halifu mrikab agedasi aykonen malet Lebi Nay bxayka wey bxaki bzey flat kti godi/e,tiekel eyka. It's may rieyto 😊. Amena zey mgirah halalat wedhankum
@lichiyaaraya8329
@lichiyaaraya8329 4 жыл бұрын
Ms nay selam hasab aleku, mknyatu mrkab ms bezhe eyu zdegseka so be careful
@teamealem3824
@teamealem3824 3 жыл бұрын
ኣገዳሲ መልእክቲ ከም ዘለኪ ሰላም ኢልኪ ጀሚርኪ ስላምታ ከይወዳእኪ ንምንታይ ትስሕቂ ማሕጋጽ ዳሓር ዘይትስተሩ ናበዩ ቀፈጽቀፈጽ መራታት
@msalemnfqurat2734
@msalemnfqurat2734 3 жыл бұрын
Teame dum zebluka 🖕🖕🖕🖕🖕🖕🖕
@gezahalietfamily8829
@gezahalietfamily8829 4 жыл бұрын
Hawey Natey tseklilka gdefa msta kedameti zneberet afqaritkas agedasi aykonen no no no!!
@lewamgebremeskel7561
@lewamgebremeskel7561 3 жыл бұрын
ምስ ሰሉ ኣለኹ ተለፎን ምድዋል ኣየድልን ኣብ ደገ በጋጣሚ እንተ ተራኸብካ That ok you can say ሰላም እምበር ኣይሰማማዓሉን ኢየ በዛ በኣይ ወገን ሰላም ኩኑ and Thank u
@zmamzemuy8496
@zmamzemuy8496 4 жыл бұрын
Msgna & selu ilove you muqrat
@ruesomtombosa37
@ruesomtombosa37 4 жыл бұрын
Nab kale mesgegar kulkul enber selam trah dea mashi bwegeney
@mahmudahmed3079
@mahmudahmed3079 3 жыл бұрын
Selam tsubuq ala
@christopher3402
@christopher3402 4 жыл бұрын
mejemeria btami eye zfetwekum abzi kereba gize eye kketatelekum jemire hj gn pls msgna look after your love selu msta nay kedem ka bagatami trakibkum tezey koinu mdwal adlay aykonen
@ኣደይዓለመይ-ቸ3ጰ
@ኣደይዓለመይ-ቸ3ጰ 3 жыл бұрын
ምርካብ ኣየድልይን ኢዩ እቲ ምንታይ ኣብ መንጎኩሙ ዘይ ምትእምማን ክፈጥረልኩሙ ኢዩ እዝይ ማለት ካኣ ክሳዕ ምፍልላይ ከብጽሓኩሙ ይክእል ኢዩ በዚ ኮይኑ በዝይ ባኣይ ወገን ምርካብ ኣየድልይን ኢዩ ካብ ዝፈትወኩሙ ሓዉኩ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇩🇪
@tinbitmehari123
@tinbitmehari123 4 жыл бұрын
Bmejemerta Selam tunan nakum.bmkxal dma MS Nay kedem afkartka/ i rkb khlu yblun ybl ane mnalbat ab mengedi Ente terekabka dma slamta Nay egzabiher sele zkone xegem yblun .Telefon mdwwal gn khlu yblun
@selinagofar3638
@selinagofar3638 4 жыл бұрын
Anes betami ey zefetiwekum😘
@adeyuemtklewaeyan4383
@adeyuemtklewaeyan4383 4 жыл бұрын
ፅህብቅታይ
@danielweldezghi6089
@danielweldezghi6089 4 жыл бұрын
Noo abza guday Ane mes sebayki ey zelku meknyatu mes Lebi teftwa znbrka qedem enber hij Aykonen selammta nay Amlak sel zekon ka selam kethal ey ::
@salliokbazgi7706
@salliokbazgi7706 4 жыл бұрын
ሓቃ ሰሉየ ኣነ ምስኣ ኣለኩ ፡ ኣይቅበሎን ኢዩ ኣነ ከማን ፡ ወላ ሰላምታ ወላ ገለ፡ ምናልባት ኣብ መንገዲ እንተ ተራኪብካ በቃ ከም ሰብ ሰላም ትብሃሃል ብዝተረፈ ፡ ግን ቅቡል ኣይኮነን ፡ ጠቅላላ ክትራከብ የብልካን ምስጉን ሓወይ ፡ sory
@sebrikiros131
@sebrikiros131 3 жыл бұрын
Brabo soli haftey ane ab hasabki ysemama aye mknyatu nselamta tray feqidklu wey feqidulki ab selamta tray ydmdem do tekalau mara xebib ayu wala amnet yahalu amun seb win aygagen wey ayshtn malet aykonen slezi ms afqariki znebere wey afqaritu zneberet mrkab agedasnet yeblun trgum zelewo win aykonen
@Muna-um3gt
@Muna-um3gt 3 жыл бұрын
Afraritka zineberet ni mintY tedl yeka negerat tewediu dekonen kidegseka ,niil ieyu
@yafiyafu8561
@yafiyafu8561 4 жыл бұрын
Awa nai ab ay tgageyi haftey antay sele zegebreto selam kebla zeyblu selamta ako amlak zfetwo eyu habtey ay konen nefkartka znbert si net nay dem beaska keman selam entlkayo keman xubk eyu zehaftey tegagiki aleki 100 persent egiga eyu sister
@meramerawedikeshi1791
@meramerawedikeshi1791 2 жыл бұрын
Azias nana wn xegem fetiratlna ala anda msgie so ane abza naka hasab aye zeleku gn nmntay eu huluf kem mhlafu bhalay aye
@fiyoriredi4297
@fiyoriredi4297 3 жыл бұрын
mejmrya feqrkum yesasinlkum,kemu wen,weldkum,edma yehblkum kexla ane ms,selu,alku meknyatu,tay amxo,medwiwal,maleti,xebuki aysman eyu gn selamta xegam yeblun ab agtami terkbkaya selam tebla enbar dewlka ayxbknyu feqrkum,nefasi metwi eyu bezmslni,gn yeqrta
@simrettesfaldet2285
@simrettesfaldet2285 4 жыл бұрын
Hi ahwat Selam mejeberya ane kemzmesleni mrkab xegem yeblun , ane msaka aleku gn nsa dhri zey tqbelo khoyne 🤷‍♂️
@erisalove5533
@erisalove5533 3 жыл бұрын
Selam ja 💯😆💋💋💋💞💗💗💗
@rahel9804
@rahel9804 3 жыл бұрын
Ane win befxum kontakt kihlweka yeblun ybil kexlwo xbukatey
@onelove-fd4hs
@onelove-fd4hs 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ኣይትሕፈሩ
new eritrean video ስለምንታይ ንሳሓቀይ ትቃወሙዎ
19:48
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 62 МЛН
ቆሻሻ አውጡ | በእብድ ጠሉ ፓስተር ንብረቴን ተዘርፌያለሁ::
10:44
ቆሻሻ አውጡ Koshasha Awtu Podcast
Рет қаралды 13 М.
እድ ሸናሒት ጸናሒት እያ ፕራንክ ን ሙሱነይ
12:42
ዕላል ኣውደኣመት
1:33:41
Denden Negede
Рет қаралды 15 М.
new eritrean video ድምጺ ሰሉየ ኣብ live ሽንግሩዋ
15:23