New Tibeb Sesina Artist Lul Tedros ኣርቲስት ሉል ቴድሮስ ኣብ ጥበብ ሰሲና

  Рет қаралды 96,655

Sesen Entertainment

Sesen Entertainment

Күн бұрын

Copyright ©️ Sesen Entertainment 2022
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
©️ All rights reserved.

Пікірлер: 294
@sk-fd5di
@sk-fd5di Жыл бұрын
We love you Lully babe ❤ xx . You are such a sweet person and confident woman ❤ as myself I really want to change the mind of state habesha women especially Eritrean women. So let’s all work on that because once we change it’s gonna be really easy for our men to come to our side 😊
@tsgagurum5677
@tsgagurum5677 Жыл бұрын
ሉሊየ ብጣዕሚ ዝፈትወክን ዘድነቀክን ካብ ሃገረ ትግራይ😘😘😘😘💊💊
@gugttyyrfg8549
@gugttyyrfg8549 Жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ሉለይ❤❤ ኣሜን ከዓ ሰላም ይፍጠረልና🙏 ለባም ዓባይ ሰብ ኢኪ ምቅርቲ ንሕና ተጋሩ ብፍቅሪ ኢና ንፎትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ውቅብተይ❤❤
@mebigalmekele9054
@mebigalmekele9054 Жыл бұрын
ሉሊ ምቅርቲ ኣነስ ክፈትወኪ ከም ገለ ብኩሉ ነገርኪ ውድእቲ ጋል መልክዕኪ ልቦናኪ ኣታሓሳስባኪ የኔ ቆንጆ🥰
@ኣሱጋልትግራይወርቂ
@ኣሱጋልትግራይወርቂ Жыл бұрын
ሉሊ ምቅርቲ ፍጥረት ከመይ ዲኪ ለባም መስተዋዓሊት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ህያበይ💘💕💕💖
@ሳምሪቃባጽጋልዓጋመ
@ሳምሪቃባጽጋልዓጋመ Жыл бұрын
ሉለይ ምቅርቲ my Queen ማራ አየ ዝፈትወኺ ሰላምኪ ይብዛሕ ዝያዳይ ♥️👈🥰🥰🥰
@ገኒጎልዓጋመ
@ገኒጎልዓጋመ Жыл бұрын
ሉሊ ምመልስኪ ኢኪ ትፍተዊ ለባም ለዋሃ ፍቃር ተባዕ እንዲዒ መግለፂ የብለይን ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ ገና ኣነን ማሓዛይ ኢና ንቃናነእልኪ ቁዱስ ቅንኢ ካማኪ ክንከዉን ኢና ንደሊ ኣብኩሉ ፉልሚኪ እቲሰርሕዮ እንዱሕር ሉሊ ኣልያታ ንርአያ ኢና ንባሃል መግለፂ የብለይን ኣብስራሕኪ ኣሳሎጣ ኣብሂወትኪ ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እተን ዘበልክና ፊሊሙ ንካታተለን ኢና ብጣዓሚ ፈቲናየን ሉለየ ምቅርቲ ኣዳናቃትኪ ጎል ትግራይ
@kebronlilay1505
@kebronlilay1505 Жыл бұрын
Luli shkor i love how confident and organized you are on top of your beauty and talent. God bless you mkrti. We will wait more of you dear🥰🥰🥰🥰
@rosinayohannes2045
@rosinayohannes2045 Жыл бұрын
My favourite ever actress luli,,, keeping going,,, you're a strong and smart girl,I want to see at the highest level
@Rtt34567
@Rtt34567 Жыл бұрын
Lul you're a very special artist. Much respect beautiful ❤️🙏 🥰
@nassermahmud5286
@nassermahmud5286 Жыл бұрын
ሉለይ ኣነስ ኣብ hollywood ክሪኤኪ ኤኪ and ብድምጽኺ ከኣ ab american got talent ክትዕወቲ እየ ዝመነ ኮምኡ ዓይነት ሕልሚ እንተሃልዩኪ ከኣ ከም ትገብሪዮ ኣይጠራጠርን እየ ንፍዕቲ ስለዝኾንኪ
@tdf1143
@tdf1143 Жыл бұрын
ንሉሊ ዝያዳ ነፍቅራ ተጋሩ ምካና ግን ትፈልጥ ዶ ብፍላይ ኣነ ውይይ
@lolamigos2381
@lolamigos2381 Жыл бұрын
Nfelt nmntay kemtfetwwa wn nfelt kkk derho xahtira trekbo guday
@Paris-lg1fe
@Paris-lg1fe Жыл бұрын
@@lolamigos2381 እዛ ሉሊ ትበሃል ግና ጓል 40 ድያ ተጋሩ ጥራይ comment ይጽሕፉላ ኣለው።
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 Жыл бұрын
@@Paris-lg1fe ንሰብ ብተግባራቱ ኢካ ትርሕቆን ትቆርቦን ስለዚ ካብ ድንቁርና ጽልኢ ውጻእ
@wintas943
@wintas943 Жыл бұрын
ሉለይ ሽኮር iloVE You So Much💘
@ንዝጸባቦይርሃዎ
@ንዝጸባቦይርሃዎ Жыл бұрын
ሉሉ ክንደይ ግዜ ዲኪ ደኣ ክትሕተቲ እቲ መልሲስ ኩሉ ሓደ እዩ ኪከዉን፡ካልእ ዓይነት መደብ ዶ ምሓሸ
@ፍሽኽታfshkta
@ፍሽኽታfshkta Жыл бұрын
ሉሊየ መቀረት ማራየ ዝፎትወኪ ንስኺ ዘለኹሉ ፍልሚ ማራዩ ደስስ ዝብለኒ ንፍዕቲ ኢኺ ከዓ ❤❤አ/ር ጥበብኪ የዕብየልኪ ምጭውቲ❤🙏
@astelin6525
@astelin6525 Жыл бұрын
Me too 🙏
@godisgood7085
@godisgood7085 Жыл бұрын
ሉሊ ሓፍተይ ንጎይታ አንተት ዝምርሉ እቲ ዝበለጸ አዩ ምክንያቱ መጽሓፍ ቅዱስ ካብቲ ትፈትውዮ መጽሓፍ ስለዝኮነ ደራፊ ድማ መንግስቲ ኣምላክ ኣይወርስን አዩ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ ። ስለዚ ንጎይታ ተት ዝምሪ ከመይ ዝበለጽ ምኮነ ኩሉ ነገርኪ ንጎይታ ቀረባ ኢኪ እሞ ኣብ ቤት ኣምላክ ክሪኤኪ መዋርስተይ ድማ ክትኮኒ ሙካንኪ ያምን አየ ።
@feqereu1860
@feqereu1860 Жыл бұрын
ሉለይ ኣነስ ምስ ክብረት ከለኩም ማራ ኢየ ዝፍትወኩም፡ኔረ ምስ ተፈላለኩም፡ማራ ሓሪቀ ብዝኮነ ሰሰናዩ ንዓኩም😘😘
@yirgalemnibret9158
@yirgalemnibret9158 Жыл бұрын
Wola anne miss kibert kela betami eye zeftewa
@myecnai4317
@myecnai4317 Жыл бұрын
ሉሊ ፅብቅቲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ከምኡድማ ኣብ ስራሕኪ ኣብዓወት ሂወት ሰላም ናይ ኩሉ ግዚ ተምኒተይን እዩ ብሓቂ ለባም እኪ ማዓረይ❤️❤️❤️
@ወይኖይዓለመይ
@ወይኖይዓለመይ Жыл бұрын
ሉለይ ፁቡቅቲ ኣነሲ ታይ ከምዝኮንኩ ሰበይቲ ኣማኒአል የማና ኮይንኪ ትስምዕኒ ንምንታይ እዩ እንድዒ 😊ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 💖💛💖
@ሳምራዊሂወተይ-ወ4የ
@ሳምራዊሂወተይ-ወ4የ Жыл бұрын
ሓቂ ተዛሪብኪ ናይ ኣዲስ ስነጥበብ የለን በዓል ኢንጅነር የ ዝብል ምስጉን ኣብርሃ ኣብ ዘይምስጉን ምስጉን ዝሓዝዎ ስነጥበብ ካብ ክትብሎ ስነብርሰት ክትብሎ ዘይሓይሽን ።ንረብሓ የሕዋቶም ዝሸጡ ንነብሶም ዘየዐረዩ ከመይ ሰብ ከዐርዩ ።በጃኹም ሕልና ይሃልውኩም ጎኖፍኖፍ ምባል ግደፍዎ ብፍላይ ምስጉን ቡዙሕ ሕማቅ ነገራት ርኤልካ ኣለኹ ሓንቲ ምዓልቲ ብጭብጢ ከየቃላዕኩኻ ጉዕዙይ ተግባርካ ኣማሓይሽ።
@rek-p6t
@rek-p6t 10 ай бұрын
ሉሊየ መቀረት ማራየ ዝፎትወኪ ንሰኺ ዘለኹሉ ፋልሚ ደሰ የቢለኒ በጀኪ ቡዝሖ ፋልሚ ሱርሕ በጃኪ ሉሊየ ሸኮረ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sihambahta527
@sihambahta527 Жыл бұрын
I'm your fan you're the best luley 😘😘
@salamkahase8342
@salamkahase8342 Жыл бұрын
ኣሜን ሉሊ ምቂሪቲ ለባም ስለቲ ሰናይ ሙኖትክን ዲለትክን ኣድኒቐኪ ኣምላክ ሰላም ይላኣኸልና ❤ ዝደርፊኪያ ደሪፊ እሞኻ ክብድኻ ትበልዕ💔❤❤❤
@robbel3819
@robbel3819 Жыл бұрын
kgermekum derfa hji eye zsmeo zelo dhri eza intrview..mara kief aleki...ezen ab Europa zelewa kabey mexien....nski gn love eki
@salamkahase8342
@salamkahase8342 Жыл бұрын
@@robbel3819 ያ ምቅሪቲያ ኣን ክፎትዋ ማተይ ሓወይ❤❤❤❤
@ብዕድላጓልትግራይ
@ብዕድላጓልትግራይ Жыл бұрын
ሉለይ ጥዕምቲ ብምክንያት እየ ኮ ዝፈትወኪ ኩሉ ነገርኪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዘድቀኪ ዘክብረኪ እቱ ሰናይ ትምኒትኪ ካዓ ከም ኣፍኪ ይግበረልና ዛንበይተይ የቀንየልና ካብ ኣዲስ ዘለዋ ኣርቲስት ኣጓላት ብኩሉ ነገርኪ እዩ ፍሊ ዝበለ😘❤️🙏
@ወናኒትርህሩህልቢ
@ወናኒትርህሩህልቢ Жыл бұрын
ብስም ሉሊ ደላይት ሰላም ከኣ subscribe ጌረ ኣለኹ ሕጂ
@rahwaderdar6304
@rahwaderdar6304 Жыл бұрын
You are so Beautiful. Well done.
@tsegaykesete4847
@tsegaykesete4847 Жыл бұрын
ሉሊ ምቅርቲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏
@issaalissa8955
@issaalissa8955 Жыл бұрын
ሉለይ ምቅርቲ ኣነሰ ክፈትዋ መዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ😍😍
@peaceandLove-r2k
@peaceandLove-r2k Жыл бұрын
ዝከበሪኺ ሉዋም ብመጀመርታ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኪ። ዳዊት 73 - 28 ንኣይ ግና ናብ ኣምላኽ ምቕራብ ይሔሸኒ፣ ኵሉ ተግባርካ ምእንቲ ኸዘንቱስ፣ እሙንቶይ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ገበርኩ። ኣብ ወልቃዊ ምሪጫኻ እኮ ክውሰን መሰል እንተዘይብለይ ከምቲ ኣምላኽ ንሰብ ክሰብ እታ ናይ ምድሪ ህይወቱ ብዝደለዮ ክማላለሰን፡ዝደለዮ ክገብሪን መሰለ ከም ዝሃቦ ርድእ እዩ።ከም ሰብ መጠን ግን ሓደ ነገር ወሰ ከብለልኺ ካብ ደሪፊ ወጺኺ ነቲ ሰለ ነብሰኺ ሰለ ሓጥያትኪ በጃ ዝኮነ ክርስቶስ የሱስ ንክብሪ ክትዝምሪ መዝሙር ይሕሸኺ።ኩሉ ክብሪን ኩሉ ምድራዊ ነገር ኩንቱ እዩ ነዛ ነገር ኣስተውዕልያ።መወዳእታ ኩሉ ዝገብሪኻዮ የጥዓሰኻ እዩ ዘይጥዕሰኻ እንኮ ነቲ ዝፈጠረኻ ንክብሪ ምግልጋል እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል ኢዮብ 34 - 2 ኣቱም ጠቢባን፡ እስኪ ዘረባይ ስምዑ፡ ኣቱም ፍልጠት ዘሎኩም፡ ናባይ ኣቕልቡ ዳዊት 43፥4 ሽዑ ናብ መሰውኢ ኣምላኽ፣ ናብ ኣምላኽ ደስታይን ታሕጓሳይን ክአቱ እየ፣ ዎ ኣምላኽ፣ ኣምላኸየ፣ ብበገና ኸመስግነካ። ብዘውታሩ በገና እውድሰካ ኣሎኹ። ዳዊት 147፥1 ሃሌሉያ። ንኣምላኽና ብመዝሙር ምውዳስ ሰናይ እዩ፣ ጥዑም እዩ እሞ፣ ምስጋና ይግባእ። ኣምላኽ መንገዲኺ የቅንዕ!! ሰላም ኩኒ።
@yorsiweldu5578
@yorsiweldu5578 Жыл бұрын
My favorite one Shkorina
@natsi617
@natsi617 Жыл бұрын
ሉለይ ምቅርቲ 😍 ክፈተኪ ምዓት እየ ሕልናዊተይ 💥💙
@eyobgermalem6508
@eyobgermalem6508 Жыл бұрын
ሉሉ እምበር ሉሉ ናይ ባሓቂ ኣባይ ሰብ ኢኪ ንሕና ተጋሩ ካኣ ብፍቅሪ ኢና ንፈትወኪ ሪኢኪ ዶ ትግራዎይ ማለት ንዝፈትዎ ብፍቅሪ ንጸላእቲ ብኣቅሊ ኢና ንሰግሮ ዘለና እመኑኒ ግን ሓደ ማኣልቲ ንገራት ክስታካከሉ እዮም ዳሓር ኣቱም ነዚ ሚስኪን ተሳቅዩ ዘለኩም ናይ ኢድኩም ከምትረክቡ ኣይጠራጠርን እንቱም ፍቅሪ ትሰብኩ ግን ፍቅርኩም የብዛሓዮ
@fgfg1576
@fgfg1576 Жыл бұрын
ኣምላኽ ዝፈትዎ እዩ ኩልና ደኣ ንፍቅሪ ንስበኽ
@Helex1393
@Helex1393 Жыл бұрын
Lulita my Favorit i love Wedi Tuqabo my 1 Favorit 💕💕🙏🏽
@alemtekelay6121
@alemtekelay6121 Жыл бұрын
Luley shikor bteami eye zfetiweki zekbreki haftiki kab tigray yene konjo wuddddd
@godisgood7085
@godisgood7085 Жыл бұрын
ኣነስ ቃላት ሲኢነላ ንሉል ብመልክዓ ጠባይ ብናታ ትወና። በጃኪ ከምዚ ዘለክዮ ቀጽልዮ ጎይታ ኣብኩሉ ነገርኪ ይባርከኪ።
@tigraylove9361
@tigraylove9361 Жыл бұрын
l miss you 🥀luliye 🤍ዘድንቃ ናተይ 1 ካብ ናይ ads zelewu 1 👌
@dawit849
@dawit849 Жыл бұрын
ሉለይ ሽኮር ሓንቲ ንስኪ ካብ ኣዲስ ኣለክዬም ብተኣሚ እየ ዝፈትውኪ 🥰🥰😘 Ajoki berti ab gonki alena netom msaki zelewu Kea kabaki kmaharu tesfa ygebr ❤️❤️🇪🇷😍✅❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@luwamsolomun6708
@luwamsolomun6708 Жыл бұрын
ሉለይ ምቅርቲ ዓባይ ሰብ ብጃኪ ድርፊ ሒዝኪ ምጽና እግዛብሄር ምስኪ ይኩን ማዓረይ
@asugaltigray1659
@asugaltigray1659 Жыл бұрын
ሉሉየይ ምቅርቲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ንስኪ ዘለክዮ ፊልሚ ክርኢ ብጣዕሚ እዩ ዝምቸወኒ ኣብ ዘለክዮ ስላምን ቅሳነትን ይምነየልኪ❤💛🥀😘
@ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ
@ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ Жыл бұрын
ሉለይ ብምክንያት እየኮ ዝፈትወኪ ለባመይ♥️💙
@hfhf526
@hfhf526 Жыл бұрын
ሉሊ ምቅርቲ ፍጥረት መስተዋዓለመት ዕድመን ጥዕናን ደሃብኪ ለባሞ❤️❤️❤️💊❤️
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን Жыл бұрын
ፅብቅቲ ፍጥረት አንሰ ክፎትያ መዕረጉት❤❤
@Kh-ox5ux
@Kh-ox5ux Жыл бұрын
ሉል ምቅርቲ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤💛❤️
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ፀ5ኘ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ፀ5ኘ Жыл бұрын
ሉሊየይ ምቅርቲ ብልፅቲ ኩለን💊😘
@Galtgray846
@Galtgray846 Жыл бұрын
ሉለይ መቀረት ብጣዕሚ ኣብዚሐ ፍትው እየ ዘብለኪ ካብሃገረ ትግራይ ጎረቤትኪ
@ትግራይ
@ትግራይ Жыл бұрын
ሉለይ ምቅርቲ ክፈትየኪ መዓት እየ ንስኪ ዘለክያ ፍልሚ ሓልፋትኒ ኣይትፈልጥን በቃ ብፍሉይ እኪ ደስ ትብልኒ ኣና እብ ዘለክዮ ሰላምን ቅሳነትን ነኣካ ዛምበይተይይ😘❤
@merhawitkbrom4064
@merhawitkbrom4064 Жыл бұрын
My favourite ever actress luli,,, keeping going,,, you're a strong and smart girl,I want to se highest level❤️❤️❤️
@habenmedhane8812
@habenmedhane8812 Жыл бұрын
ane eko zegrmni zehatetnakum heto be geluxenet zey temlsu ente kenkum entay ket gebru hetotuna tebluna deki ebedit
@ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ
@ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ Жыл бұрын
ሉሊየይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዓባይ ሰብ♥️♥️
@mogosabrhaley1427
@mogosabrhaley1427 Жыл бұрын
ሉለይ ጽብቅቲ ዋዛ ኣመላ ክፋእ ዘይብላ ጽልኢ ትፈርሕ ብዛሕ ተበዲላ ሞራል ዝቅናታ ፍሽኽታ ኣመላ ኩሉ ፈታዊኣ ዝጸላኣ ዘይብላ ገዛ ዘመቅር ቅልቅል እንተኢላ ኣይ ተሳዋሕድያ ሉለይ ኩሉ ግዜ ሓጎስን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ሉለይ ምቅርቲ love you🥰
@kusu6190
@kusu6190 Жыл бұрын
ሉሊዬ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሓፍትኪ ካብ ትግራይ♥️
@rehaboth203
@rehaboth203 Жыл бұрын
Jemiru do network malet internet ab Tigray. I hope so.
@kusu6190
@kusu6190 Жыл бұрын
@@rehaboth203 ab ztewsen eyu jemru mesleni ember mekelle gena eyu maarey♥️
@iopo6877
@iopo6877 Жыл бұрын
ንግስቲ ኩለን ሉለይ እድብቲ ኣከዳድናኪ ማራ ዩ ዝስሕበኒ ፈቃር ፅምብላሊዕ ትብል ስራሕኪ ብጣዕሚ እየ ኮሪዐልኪ ሓፍትና ምካንኪ ኣርኢኪና ጥበብኪ ይሰስን 😘😘
@ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ
@ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ Жыл бұрын
ሉልየ ካብ ክሎም ስነጥበባውያን ፍልይቲ ኮይንኪ ኢኺ ትራኣይኒ ምክንያቱ ጥበብ ፍልይቲ እያ ካብኣ ብዙሕ ሰናይ ንፅበ ካብኡ ሓደ ሰላም ምምናይን ምስባኽን እዩ ብዙሕ ክዓ ይዕዘበኪ ሞ ውድእቲ በቃ ሉል ሽኮር
@maharigebrehiwet1810
@maharigebrehiwet1810 Жыл бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ሉለይ ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ግን ኣነ ኣብቲ ኣብ ኮመንት ዝረኣኽዎን ዝጸሓፍኩን ክትምልሲ እኺ እለ ተጸብየ ጸኒሐ ዝበዝሐ ሰብ እምነትኪ የይርኪ ዲኺ ኢሎም ሓቲቶሙኺ ሓቂ ድዩ ምስ ክብረት ዘለኩም ፍቅራዊ ሂወት ኣብ ከመይ ደረጃ ኣሎ ካልእን ዝብል ብቃደኛ እንተ ዘይኮንኪ ጸገም የብሉን
@habteabtekleab7525
@habteabtekleab7525 Жыл бұрын
Aye seb, beqa nay were koynu terifu. Eti gzieka nkale zeyttqemelu
@ጋልትግራይ-ዀ5ጀ
@ጋልትግራይ-ዀ5ጀ Жыл бұрын
ሉሊየይ ምቅርቲ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኪ ለባመይ❤💛💞
@fevenalltidlove1378
@fevenalltidlove1378 Жыл бұрын
You are one of the Best's eritreans actors luley😘
@ወናኒትርህሩህልቢ
@ወናኒትርህሩህልቢ Жыл бұрын
Pls ብኸመይ እሞ ክረኽበኪ surprise ክገብራ ዝደለኹ ሰብ ኣላ ኣብ ኣዲስ ሉሊ ምቅርቲ ❤
@SesenEntertainment
@SesenEntertainment Жыл бұрын
Instagram
@bbn5780
@bbn5780 Жыл бұрын
You are an amazing artist, keep the good work. Always proud of you Luli mkerti
@brhanlove3159
@brhanlove3159 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ሓፍተይ ናተይ❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 Жыл бұрын
ሉለይ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ዘኽብረክን ኩሉ ትብልዮን ትገብርዮን ክኣ ፍቅርን ሓሎዮትን ዝመለኦ እዩ ስለዚ ብሽምኪ ነዛ ቻነል ሰብስክራይብ ገይረ ኣለኹ ሰላም ንዓኺ ይኹን ብልፅቲ ናይዚ ግዜ ኣርቲስ ኢኺ ብሓቂ ኣድናቒትክን ፍታዊትክን ሓፍትኺ ትግራወይቲ 💙💙
@iloveyoumummy1899
@iloveyoumummy1899 Жыл бұрын
LUWAMEY XBKTI YOU SO SMART KEEP GROWING SWEETY 💕💕👑👑🇪🇷🇪🇷 FIND A PARTNER (HUSBAND) THAT WHO CAN HELP YOU GROWING TO THE BEST VERSION OF YOUR SELF 👍👍👍 HADAR HIDAR NDHRIT SILE ZIGOTEKA EYE SWEETY GOOD LUCK 💕💕🇪🇷🇪🇷
@Teakusurahwa
@Teakusurahwa Жыл бұрын
Abesa dehan zkonet sne tbebawit ktre jemira kemzelekyo kexli awra nhaki xketlu, kemu wn ab mesel diki anstyo xekitki srhi ab meselen hgzyen ka nski eki zhashki mebzahtien awald knsen newald zxektan zenashwan btaemi eyen zefenfnani
@fititzerit4272
@fititzerit4272 Жыл бұрын
Mqirti❣
@yodittesfu6125
@yodittesfu6125 Жыл бұрын
Mekeret English ktzarebi kexebkelki mekeret
@helenfuxum318
@helenfuxum318 Жыл бұрын
Luliye lebamey kemey deye zeftweki mekret alem 🥰🥰🥰🥰😍💊❤️😍🥰
@piyaryohanakehasesarahana7394
@piyaryohanakehasesarahana7394 Жыл бұрын
ሉሉየ ምቅርቲ ማራ የ ዝፈትወኪ💙💙💙🙏
@ሄቫዕባይዓጋመ
@ሄቫዕባይዓጋመ Жыл бұрын
ሉል ውቅብቲ ድምቅቲ ኮክሕዮ👑♥️ ይፈትወኪ ጋል ዓጋመ ተቆናኒት ጋመ ❤
@asmeraeri4805
@asmeraeri4805 Жыл бұрын
ሉሊ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ 😘😘😘🤩🤩
@delinaftwi8074
@delinaftwi8074 Жыл бұрын
neski enka tweldki sweety ♥
@kubajalegese3833
@kubajalegese3833 Жыл бұрын
Luli, I just admire you so much! And I like the book you mentioned so much. The power of subconscious mind! You are the most powerful and knowledge based Artist!
@wimta1063
@wimta1063 Жыл бұрын
Luley xibqti btaim eya zfetweki & abi deqi anstyo zelki metebaqi kea mara desi yebleni,ane win kemzi natki znbale aleni ,hanti zbleki gin orthodox tekonki pls maeteb gberi love u more
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ Жыл бұрын
Way gelekum eko seb maeteb ygber aygber entay ymlketekum luli hije gera ala keyreaka nmntay tehteftf
@arefainebehane7940
@arefainebehane7940 Жыл бұрын
❤🎉❤🎉
@fievi4446
@fievi4446 Жыл бұрын
Hi luli anes abza xnblali tbl drsetki zeytwhateley neger ala kdmi eza filmki mzrgha b Amharic ab fb anbibeya niere mnm flly zeybla nsa??????
@embrhaneyywahushiwetey2997
@embrhaneyywahushiwetey2997 Жыл бұрын
ya wela ane qdm semiya yfelut eye
@maryaman2629
@maryaman2629 Жыл бұрын
ሉል ምቅርቲ 🥰🥰🥰🥰
@yirgalemnibret9158
@yirgalemnibret9158 Жыл бұрын
Luluyye betami eye zefetwki mara eye ka zednki befelay ka miss kibert kelki
@yordanoskfle8114
@yordanoskfle8114 Жыл бұрын
Iuli mkrti edmen tenan yhabeki fetari
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын
ሉለይ ምቅርቲ ፍጥረት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዘድንቐኪ ኣብ ሂወትኪ ሰላምን ጥዕናን ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ🙏❤
@us-German
@us-German Жыл бұрын
ማዓረይ ከመይ ኣለኪ ? ብታዓሚ ኢኪ ጎበዝ እሺ ቀፅልሉ ኩሉ ኣተሓሳስባኪ ፖዘቲቭ ኢኪ ብቃ ድርባባ ጎል ኢኪ ...እና ሰሰናዩ ናዓኪ
@yorusyonas684
@yorusyonas684 Жыл бұрын
Wawwww luley shkorr kexlyo luley mekeret 🇪🇷🥰🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@sabatesfay1801
@sabatesfay1801 Жыл бұрын
Luli you are a brilliant young woman God bless you 🙏 ❤️
@meserettekle468
@meserettekle468 Жыл бұрын
Luli konjo betami eye zefetiweki
@aranshiangosom2270
@aranshiangosom2270 Жыл бұрын
Luli btaemi eye zfetweki love you 😍 so much 💖
@martaembaye2877
@martaembaye2877 Жыл бұрын
Luley btami eye zfetweki zednqeki..love u..
@luwamteklom5507
@luwamteklom5507 Жыл бұрын
Luley mqrti aziye eye zfetweki bflay natsinetki & confidence ki
@ashaali8237
@ashaali8237 Жыл бұрын
Hi sweetie of course you got everything but I have something to tell you. Why don’t you use thank you so much bye Tigrinya always you say thank you so much use your language. OK sweetie appreciate you beautiful inside and outside. Thank you🇪🇷🙏💕❤️💋🤲🇪🇷🙏🙌👏🇪🇷
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 9 ай бұрын
عسل يا عسل انت ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤❤🇪🇷🇪🇷
@josephdan978
@josephdan978 Жыл бұрын
Ati lul eza workdays routine natks des ktbleka, ab senbet keman aynrekban zom nay europe dea .bzkone kesinki nberi. Xbqti habtey. I appriciate you sweety🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@lunagaltgray1549
@lunagaltgray1549 Жыл бұрын
Luley mkrti♥️👸
@daxssvass6993
@daxssvass6993 Жыл бұрын
❤❤❤😘
@sidonmillion272
@sidonmillion272 Жыл бұрын
We are so lucky to have you luley star❤❤❤
@RyGH.123
@RyGH.123 Жыл бұрын
Lul mkrti ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@alugaltigray2248
@alugaltigray2248 Жыл бұрын
🥰🙏
@Paris-lg1fe
@Paris-lg1fe Жыл бұрын
እዛ ጓል ሉሊ ትበሃል ግና ጓል 40 ድያ ተጋሩ ጥራይ comment ይጽሕፉላ ኣለው። ፋራ እያ ከኣ።
@blackpearl2643
@blackpearl2643 Жыл бұрын
Bzaeba nebska dika tzareb zeleka 😄
@amlest4975
@amlest4975 Жыл бұрын
Kkkkkkkk eritrawit eya
@merhawittesfagabr1541
@merhawittesfagabr1541 Жыл бұрын
Kakkkkkk ybluwa entay felitna
@egziabhereregnayenewtemesi7846
@egziabhereregnayenewtemesi7846 Жыл бұрын
ፀባያ ሽኮር ምቅርት ስለ ዝኮነት
@amlest4975
@amlest4975 Жыл бұрын
gan jana eya ab haki hiweta
@feruzabreham4383
@feruzabreham4383 Жыл бұрын
Lulu shkor I miss you
@elleylove1545
@elleylove1545 Жыл бұрын
Luli shkor brilant girl proud of you ❤❤❤
@wedikeshi5322
@wedikeshi5322 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@danaitteklemariam1365
@danaitteklemariam1365 Жыл бұрын
Dimond!you are amazing girl l was Suport you since Masikeratat your first movie.Wish you all the best in the world and don’t give up! I’m sure one day will see you in the higest level.l love your outfit❤❤❤
@KingdomofAksum
@KingdomofAksum Жыл бұрын
ሉል ሽኮር🥰❤️
@tsegabeyena953
@tsegabeyena953 Жыл бұрын
Luley shkor💙💙💜💜 ambesa tsbuk aleki abti senay neger sle tikedi eiki smki bhimaq zeyleal.🥰
Freedom In Independence: How Being a Free Thinker Shapes You Sara Al Madani | Tracy Harmoush
59:04
Tracy Harmoush : What They Don't Tell Us Podcast
Рет қаралды 149 М.
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Preston
Рет қаралды 138 МЛН
እውነታው ይሄ ነው.ዳኒና ሩታ😱
22:22
remu khan
Рет қаралды 128 М.
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
0:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 40 МЛН
Необычная услуга в ресторане #shorts
0:18