New Tigrign Full Drama ኮዋኒ (ፅቡቅ ባህላዊ ድራማ ኮዋኒ)

  Рет қаралды 23,922

Koshta Entertainment

Koshta Entertainment

Күн бұрын

#tigrignadrama #gereemun #tigrignamovie
እንኳዓ ናብ ኮሽታ ኢንተርቲንመንት ብድሓን መጸኩም እዚ ናይ ኢንተርኔት ቴሌቪዥን መምሃርቲ መዛናግዕቲ መደባት ከምኡዉን እዋናዊ ዛዕባታትን ብቋንቋ ትግርኛ ሒዛትልኩም ተቕርብ።
SUBSCRIBE ብምግባር መደባትና ይከታተሉ፡፡
© Copyright: koshta Entertainment
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited
Welcome to Koshta Entertainment we bring you Entertainment, News and Educational Videos to you.
SUBSCRIBE and watch our program.

Пікірлер: 81
@KoshtaEntertainment
@KoshtaEntertainment 2 жыл бұрын
ወዲ ዋዕሮ Part 1 kzbin.info/www/bejne/Y6DZo6OXop6gprc
@betimodel6712
@betimodel6712 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ባህላዊ ዓድኔ ዘኪርና💛❤️
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 2 жыл бұрын
ጵቡቓት ፍጥረት። ብጅግንነት ዘርክበኩም የለን መኽበርቲ ባህሎም ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ አማሊኡ ዝሃበኩም።ንዓኹም ዝመስል የለን ሓቒ ብሓቒ ዝመስል የልን።መልኽዕ ዘይኮነ ንዓኹም ዝመስል ዘየለ ጅግንነት ንዓኹም ዝመስል የለን።እንካዕ ካባኹም ተፈጠርና።❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯%
@ጓልተምቤንሃገረሰላም
@ጓልተምቤንሃገረሰላም 2 жыл бұрын
እዛ ድራማ ክርኢ ከለኹ ዓደይ ንፍቅ ኪዲ ኪዲ ይመፀኒ ❤❤❤❤✌️
@birukiros
@birukiros 2 жыл бұрын
ንኺድ ደሞ ጓል ዓደይ?
@ጓልተምቤንሃገረሰላም
@ጓልተምቤንሃገረሰላም 2 жыл бұрын
@@birukiros በበይሞ 💛❤🕊
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 2 жыл бұрын
አሰይይይ ደቅ ሓላል መሬት💊💊 ፅቡቕ ስራሕ አጀኹም በርትዑ አለና አብ ጎኒኹም❤❤🙏🏖🏖❤🏖🏖🏖❤💊💊💊
@michotturuneh3814
@michotturuneh3814 2 жыл бұрын
እሰይ ደስ ዝብል መግለፂ ባህልና ድራማ ንፉዓት ብክፋል ከምዚታት ባህልና ዘንፀባርቀሉ ድራማታት ኩሉ ግዜ ክተቅርቡልና ተስፋ ንገብር🙏❤❤❤❤
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 2 жыл бұрын
ወይ ተዘክሮ ኣዝኪርክምና እምበር ዓድና ደቂ ዓደይ ሽኮራት ደስ ዝብል ድራማ እዩ ቀፅልሉ😍
@kedantaher1847
@kedantaher1847 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ ባህሊ ዓድና ክጥዕም ❤ እግዚኣብሄር ኣቦይ ሰላምና ምለሰልና 🤲🤲🤲
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 2 жыл бұрын
ውይ ናፍቆት ተወክሮታት ውን አለና ዓድና ናፊቅና ቅድስ ገብሪኤል ኣቦይ ካብዚ ፀበባክባን ገላግለና😢🤲
@ማህሌትጓልትግራይ
@ማህሌትጓልትግራይ 2 жыл бұрын
ባህሊ ዓድና ጥዑም ኣዘኪርኩምና👍💝
@علياحمد-ن1غ1د
@علياحمد-ن1غ1د 2 жыл бұрын
ደስበሃሊ ባህልና ኩሉ ነገረ ናፊቅና ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ
@newuaq1125
@newuaq1125 2 жыл бұрын
ካብታ ላቆረፀታ ባ ቀፅሉልና ጀጋኑና ፅቡቅ ስራሕ ዓድና ባህልና ላዘክር🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛
@wedimisgna4638
@wedimisgna4638 2 жыл бұрын
ብምቕፃል ኣብቲ "ግጭት" ናይቲ ድርሰት ፀርፊ በዚሑ ተጋሩ ብበህልን ብምክብባርን ኢና ንፍለጥ ስለዚ ደራሲ ፀርፊ ኣይተብዝሕ ቑምነገር ደኣ ታሪኽ ተጋሩ ኣብ ቑምነገር ዝትርኣስ እዩ።ብዝኾነ ኣብ ቐፃሊ ቐረፃኹም ፅቡቕ ቓላት ክሰምዕ ተስፋ ይገብር። ትግራይ ትስዕር
@desbelekedane
@desbelekedane 2 жыл бұрын
🌹🌹🌺❤️💛 ብመጀርታ ምዉቅ ሰላምታይ ብምቅጻል እቲ ኣሳራርሓ Filme ወይ ኮሜዲ comdy ብጣሚ ጽቡቅን እዩ። እኮዳኣ ኪኢላታት ተዋሳእቲ ባህሊ ኣደታትናን ኣቦታትናን እዮም ዝቅረቡ ብምሉእ ምስሊ ስእሊ ምስጋና ናዓኩም ክብረት ይሃበልና ። በሉ ቀጽሉ በርትዑ ካኣ ንፍዑ ከም ንቅፈታ ወይ ሓበሬታይ ዝህበኩም ንተኽሊ ትኹስኩሳ'ሞ ትዓቢ ትጸድቅ። ንሰብ ካኣ ትነቅፎ ትእርሞ ጌጋታት ትነግሮ በዚ መጠን ይእረም ይስታኻኸል ይህነጽ ኮይኑ ስለ ዝስማዓኒ እየ። እቶም editor Computer ትጥቀሙ ኣብ ኢዲተር ዝገብሩ ወይ ትገብሩ ቅድሚ ምዝርጋሕኩም እቲ Video ስምዕዎ እሞ ድምጺ ይዳጋገመኩም ኣሎ ንኣብነት ኣቲ ኣደኺ እንታይ ትገብር ኣላ ዝብል ስለ ዘይተቃጻጸርኩሞ 3 ዝኸዉ ተደጊምኩም ኣሎ። ካልእ ኣብዚ ዶ ንጽበየን ንሳንዳይ ዝብል ዉን ከምኡ ብዳወዲ ክሓልፍ እየ ዝብል ዉን ከምኡ ቅድሚ እዳ ወዲ ምእታዎም ዋሕስ ከይተከሉ ዝተዳጋገም ድምጺ ኣሎ ኣምሓይሽዎ ኣብ ቀጻሊ ምስ እዚ ፍሊም ዝኸይድ ካኣ መመቀሪ ብሉጽ ሙዚቃ ተተሓዉስሉ ደስ ምበለና ንተኻታተልቲ ኣብ ቻነልኩም Filme 🎥 ኮነ comedy ዝርኤ ዘበለ መቅረት እዳሃበ ይኸይድ እዩ። ብፍላይ ኣብ ዘረባ ዘይብሉ እንዳ ኸዱ ወይ ድማ ኮፍ ኢሎም ሰብ ክጽበዩ ከለዉ ሙቁር ሙዚቃ ግበርሉ እዚ ወድሓንኩም ምናልባሽ ዝተጋገኩሞ ተልዩ ካብ ኣዛራርባይ ይቅረ ግበሩለይ። 🌹🤝🤝🤝🤝🌼🌼⚘️🌷 🌹🌹🌹🌹thanks for All.
@adyaboyoutube2481
@adyaboyoutube2481 2 жыл бұрын
ባሃሊ ዓድና ጡዑም
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ 2 жыл бұрын
ኣሰይይ ደስስ ዝብል ባህሊ ዓድና🥰🥰🥰🥰 ሰላምና ይምለሰልና ፈጣሪ🥺👏👏👏
@caalitube224
@caalitube224 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደሰይብልል
@ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ
@ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ድራማ ዓድና እምበር አዛካኪርኩምና ቀጹሉሉ 🥰😁
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 2 жыл бұрын
ዓክክክ ኣነስ ማራ እየዝፈትዎም ነይረ ፈጣሪ ሰላምና መልሰልና
@yordanosgirmay569
@yordanosgirmay569 2 жыл бұрын
ሰብ ባህሊ ሰብ ዋናታት ትግራይ ታሪክናን ባህልናን ንሐብሕብ እዞም ተረፍ ጥልያን ናህና እናበሉ የቅርብዎ አለው እዚይግን ፅርይ ዝበለ ናይትግራይ እዬ
@abebakasa349
@abebakasa349 Ай бұрын
betam des lebel etiy bahalnas kendey yeteam ketsulul ❤❤❤ tegarwaye
@azutiamd3259
@azutiamd3259 2 жыл бұрын
አነ ክብለኩም ዝ 1 ከበሮ ናይ ቤ/ክ አይኮነን ድዩ ምክንያቱም ካምዝ ዝበለ ከበሮ ናይ ባህሊ ሪአ አይፈልጥን ክልተ ገፁ ማዕረ ስፍሐት እዩ ዘለዎ ናይ ቤ/ክ ድማ ሀደ ገፁ ፀባብ ሐደገ ገፁ ሰፊሕ እዩ ስለዝኮነ ፅቡቅ አይገበርኩምን ሰብ ታይ ይብለኒ ተይኮነስ እዚሄር ታይ ይብለኒ በሉ እግዚአብሔር ፍርሑ ሀይማኖትና ድማ ብአኻትኩም ክፅረፍ የብሉይን 99% አማኒ ዘለዋ ትግራይስ ዝተቀደሰ ነገርስ ልደርፈ ተውግልዎ? በእውነት ብዓካትኩም ሀፊረ
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ 2 жыл бұрын
ኦ ኣምላኬ ኣቦይ ሓደራኻ ሰላምና መልሰልና🙏😢
@yohni283
@yohni283 Жыл бұрын
ኣሰይ ፅብቅቲ ፊልም
@ةكننممتاالب
@ةكننممتاالب 2 жыл бұрын
Bahlna taum adna zekirna selamen rahwan ymelselna fetari 😍😍😍
@ሄዋንጆን
@ሄዋንጆን 2 жыл бұрын
ጓል ፊታዉራሪ ብሃንቀዉታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ትግራይና ሰላም እናሀለወ ሰላምና ይመልሰልና ኣምላክ
@እግዛብሔርእረኛየነው
@እግዛብሔርእረኛየነው 2 жыл бұрын
ዕልልልልልልል እዩምበይ ኣነለ ሃምዚኣ ገይረ እየ ልሙርዐ
@ልዋምጋልለይ
@ልዋምጋልለይ 2 жыл бұрын
ባህለይ ምዓር ዓሕ 🥰🥰🥺🥺🥺
@user-ok6xi6py3g
@user-ok6xi6py3g 2 жыл бұрын
ኣሠይ ባህሊ ዓድና ክጥዕም
@ሰላምኣክስማዊት
@ሰላምኣክስማዊት 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ባህሊና ጥዑም 🥰 ግን ንእሽተይ ክስታከል ዘለዎ ነገር እኒሀ
@geneta4115
@geneta4115 2 жыл бұрын
Wawwww betaemi dessssss bahali bahlawi merea adna gn ab geterna kezi ewn kemueilu eyu zelo ab kebabina🙏🙏❤💛👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼
@peace8494
@peace8494 2 жыл бұрын
በርቱ
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ውይ ተዘክሮ አዘኪርኩምና እምበር ዓድና ደቂ ሪመይ ምቁራት
@lidiagalitigrayal9167
@lidiagalitigrayal9167 2 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃኹም ሽኮራት ደቂ ሓላል መርየት ትግራይ እሰይ ከጥዕመልኩም ደቂይ ዓደይ
@ብተስፋምንባርንዘለካምፍቃ
@ብተስፋምንባርንዘለካምፍቃ 2 жыл бұрын
ባህልና ኪጥዕም እሰይይይ💛❤️
@almazdesta1743
@almazdesta1743 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ባህላዊ
@grmawit4679
@grmawit4679 2 жыл бұрын
ድጋሜ ያ 💊💊
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
@ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ 2 жыл бұрын
እወ
@tigestteklay2170
@tigestteklay2170 Жыл бұрын
ሓቂ ድዩ ድራማ ህዝበይ ሙቁር😁❤❤❤
@GodisLove-z5u
@GodisLove-z5u 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ባህልና❤💛😍
@haymanotabrha7649
@haymanotabrha7649 2 жыл бұрын
Des kbel bhlena
@KindahaftiTesfay
@KindahaftiTesfay Жыл бұрын
እንዳፊታውራሪ እንኳዖ ብሠላም መጻኹም
@gideyhaila5302
@gideyhaila5302 2 жыл бұрын
Shemu TAFE eakum deyu ((((Kosheta)))) eantey malet eayu xebuke sheme tafekume deyu?abe tigeray bezuhe sheme alo?
@sindayethopia4071
@sindayethopia4071 2 жыл бұрын
ባህል ዓድና ጥዕም❤❤
@nyn8465
@nyn8465 2 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰❤❤❤💊💊💊ደሰ ዝብል ባህላዊ
@hritekiros5313
@hritekiros5313 2 жыл бұрын
አሰይ ደስ ክብል 🥰🥰🥰🥰
@makdatube8713
@makdatube8713 2 жыл бұрын
ደስ ይብል ❤💛❤💛❤
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 2 жыл бұрын
ናኸዚ ድዩ ካብ ትግራይ ድዪ? ጥዑም ባህልና ♥️ ቅድሚ ምረቓ መሕደሪኣ ግን ቃል ኪዳን ድኮነይ ዝእቶ? አስቲ ዓበይቲ ንገራና🥰
@sadorhaftu7906
@sadorhaftu7906 2 жыл бұрын
ካብ ጓል ፊተውራሪ ዝብል ድራማ ዝተወሰደ እዩ
@rigbetube1077
@rigbetube1077 2 жыл бұрын
ላይክ ሼር
@tigraihagerey8246
@tigraihagerey8246 2 жыл бұрын
ከመይ ኮን ትኾኑ ሐዚ ዘለኽምዎ ኩነታት? እግዚአብሔር ደሃይኩም የስመዐና::
@muluwelday4144
@muluwelday4144 2 жыл бұрын
Selam Selam Selam
@HanaAl-u9i
@HanaAl-u9i 5 ай бұрын
❤❤
@sadiaomar5652
@sadiaomar5652 2 жыл бұрын
Good job🙏👌
@djdjhdufidiyy1387
@djdjhdufidiyy1387 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi 2 жыл бұрын
Aseyyyy bitaemi anafiqikymina adina enikae nahina konikum
@distadista3964
@distadista3964 2 жыл бұрын
አሰይ ባህሊ ዓድና ክጥዕም
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 2 жыл бұрын
Eway meria nay kedem nafkeyo anes meshom do yemreuni yekonu amereuni ente belkiwom nesdray 🤔
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 2 жыл бұрын
😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@geneta4115
@geneta4115 2 жыл бұрын
😄😄😄😄😄😄👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼❤ewayyy mmechershaa💛❤💛❤
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 Жыл бұрын
😍😘😘
@gideyhaila5302
@gideyhaila5302 2 жыл бұрын
Eate tawaseohe betame xebaug nebhagaraseb beta ame xebuke
@ንሓመዱ-ጠ2ለ
@ንሓመዱ-ጠ2ለ 2 жыл бұрын
Nisss
@gezahagnshemeles2320
@gezahagnshemeles2320 2 жыл бұрын
ትግርኛ ንዐና ንተጋሩ ግደፉልና ቦኽቧኻት ተረፍ ጣልያናት
@makdatube8713
@makdatube8713 2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂 ብስሩ ኣይተቁጭጫለይ ይቁጨጭክን እንታይ ክትገብራ ወጭማድ 😂😂😂
@wedimisgna4638
@wedimisgna4638 2 жыл бұрын
ፅቡቕ ዓዳውን ባህላውን ዝኾነ ድራማ እዩ ኣብ ኣልባሳት ገፃባህርያት ፅቡቕ ከም ተዋሳእቲ ክትሪእዎ ዝግበኣኹም ግን ኣብ ታሪኽ ትግራይ ጫማ ዘይተገበረሉ የለን ምኽንያቱ ወለድና ጥበባውያን ስለዝኾኑ ሳእኒ ሽራኽ ቐፂዖም የዳልው ምንባሮም ኣይንረስዕ ግድን ጫማ ክገብራ ይግባእ እተን ተዋሳእቲ ጫማ ንጫምኡ ሽራኽ ጫማ።
@ትግራይዓደይ-ጐ8ሰ
@ትግራይዓደይ-ጐ8ሰ 2 жыл бұрын
♥️💛♥️💛🥰🥰
@lemlemtikue7353
@lemlemtikue7353 2 жыл бұрын
😍😍
@selambrhane5825
@selambrhane5825 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤
@ziongeb2474
@ziongeb2474 2 жыл бұрын
ንኢሺትይ ግን ፍልይ ኢሉ ቅድም ኺዳን ኽፍቲይ ኢዪ ልዋሃብ ንይሩ ግንዝብ ኣይዋሃብን ንይሩ ❤️
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
ሎሚ ብገንዘብ ኾይኑ መስለኒ ግን ከምናቀደም ተትኾን ብናቀደም እዩ ደስ ብሃሊ ፡፡መርዓትለ ብበቅሊ ልትኸደሉ፡ብዝኾነ ደስብሃሊ
@tsegahailay4717
@tsegahailay4717 2 жыл бұрын
😍🥰
@weredekal
@weredekal 2 жыл бұрын
"ኮሽታ" ዝባሃል ናትግርኛ ቃል ዘሎ ኣይመስለንን:: ካብ ኣምሕርኛ ዝተለቃሕኩሞ ይመስለኒ:: መተካእታ ዳኣ ድለዮሉ!!
@roozkiros6065
@roozkiros6065 2 жыл бұрын
ኣይ ህዝበይ ለይእድኻ ረኽብኻ
@titigalGere
@titigalGere 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@faysalkhan6229
@faysalkhan6229 2 жыл бұрын
🌹❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 276 МЛН
ሓዳሽ ቀልዲ ትግርኛ ተጋደልቲ ብሰሓቅ ዘንበዐት ድራማ TDF
21:15
ብራኸ ትግራይ Berakhe Tigrai
Рет қаралды 93 М.
DW International  ሕውየት ንኣዴታት
43:06
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 8 М.
Eritrean New Best Of Best Tigrigna Drama with Song ጭቃ ዓዲ
35:37
ኣየ ባባ ዘርእስታ መስሐቂት ድራማ
19:13
Zufan Entertainment
Рет қаралды 95 М.
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ (смешное видео, юмор, приколы, поржать)
0:59
Натурал Альбертович
Рет қаралды 3,1 МЛН
Un coup venu de l’espace 😂😂😂
0:19
Nicocapone
Рет қаралды 6 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 5 Серия
31:20
Inter Production
Рет қаралды 724 М.
Сёстры это вторая мама 😁только по строже
0:13
Рамина Алмас
Рет қаралды 2,9 МЛН
路飞万万没有想到#海贼王 #路飞
0:10
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 7 МЛН