New Tigrigna music Awrs ' Haki ' ሓቂ ኣውርስ ትግርኛ ሙዚቃ ብ ኢያሱ፣ ማሚት፣ ፀሃየ ፣ ጎይትኦም፣ ልእልቲ (Official)

  Рет қаралды 397,795

Rara Music

Rara Music

5 жыл бұрын

New Tigrigna music awrs ' haki 'ሓቂ ኣውርስ ትግርኛ ሙዚቃ
ብጉጅለ /ማ.ም.ባ.ት/
ድምፃውያን
ኢያሱ ገ/ሄር / ሕንጊዱ /
ማሚት ነጋሽ /ሓለፋይ /
ፀሃየ ክንፈ/ግእዝ /
ጎይትኦም ሃ/ማርያም
ልእልቲ ኣረጋይ

Пікірлер: 318
@RaraMusic1
@RaraMusic1 5 жыл бұрын
ርኢቶኹም ንቐፃሊ ኣበርቲዕና ንክንሰርሕ ስለ ዝሕግዘና ፣ ንኩልኹም ደጊሙ ደጋጊሙ ክብረት የሃብልና። like, comment, share, subsribe እናገበርኹም እቲ ደርፍን ባህልን ንክፋለጥ ሓግዙና::
@siyumtefera4467
@siyumtefera4467 5 жыл бұрын
Zena Zema 🙏🏽 #HADENET
@user-jb9hu3om3i
@user-jb9hu3om3i 5 жыл бұрын
አጅኹም፣በርትዑ
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 5 жыл бұрын
ናይ ኣምሓሩፉከራ ኣይተስምዐና።እንታይዝበለ ግዜ ኢዩ?
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ቀፅልሉ ደቂ ዓብያ ዓዲ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ኣብ ስራሕኩም ሰናይ ንምነየልኩም ፅሩያት ቀፅልሉ
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 5 жыл бұрын
ካብ ኤረትራ እየ እዚ ናይ ተንቤን ናይ እደርታ ዝያዳ ካብቲ ካሊእ ባህሊ ናይ ትግርኛ ብጣዕሚ ይስሕበኒ ብፍላይ ሙዚቃኡ፡ እዛ ምዚቃ ድማ ንኩቡር ኣቦና የውሃንስ ትዝክር ብምካና ብታዕሚ ደስ ኢላትኒ ።ትግርኛ ይዓንብብ ኣጀኩም ኣናብስ፡
@melatg6907
@melatg6907 4 жыл бұрын
💛❤✌
@user-ok4fd2rl5q
@user-ok4fd2rl5q 4 жыл бұрын
ተጋሩ ብሓጎስኩም የ ተሓጉሰ ዝሓድር ሓለውቲ ባህልና ሰላም ይፍጠረልና ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ !100%√√√
@aliasadhana153
@aliasadhana153 2 жыл бұрын
Ayoka
@safsaf715
@safsaf715 2 жыл бұрын
❤❤❤
@dassshdfg698
@dassshdfg698 Жыл бұрын
🥰❤
@selamgualtembien7376
@selamgualtembien7376 5 жыл бұрын
ኣሰይይይ ደቂ ኣሉላ ሃፄ ዮሃንሰ ደቂ ሓበን ኩርዓት ኣፍሪካ ቀፅልሉ ፀቡቅ ሰራሕ ሰላም ፍቅሪ ንዓኹም ደቂ ዓደይ መዓረይ 😘😘😘😘😘
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 жыл бұрын
እስይ ደስ ክብል እቲ ባህልና ስሉዋይይ መሓዛይ
@abebaassya9029
@abebaassya9029 5 жыл бұрын
ሁሉንም ባልስመው ትግሬወች ስወዳችሁ እኔ የአማርይቱ ነኝ ሁላችንም አንድ እትጰይዋይን ነን።
@awetteklay1293
@awetteklay1293 5 жыл бұрын
sweet txs more abewa
@emihabesha2907
@emihabesha2907 3 жыл бұрын
No more ethaiopn
@simretgebre9200
@simretgebre9200 4 жыл бұрын
ደቂ አፄ ዮውሃንሰ ደቂ አፄ ቴድሮሰ ደቂ ጀግና ጀነራል አሉላ እንቓዕ ካባኹም ተፈጠርና ማህፀን ትግራይ ይለምልም ብዙሑልና መሬት ትግራይ ወርቂ ይፍሰሰሉ! ፀላእትና ዓይኖም ይፍሰሰ!!!
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 5 жыл бұрын
ጅጋኑ ናይ ብሓቂ 💪💪💪💪ሰላም ደቂ ህዝበ ትግራይ
@user-do4zd9dl4f
@user-do4zd9dl4f 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዝዓደሎ ፍቅሪን እምነትን እዩ እም እመቤታችን ድንግል ማርያም ኣክሱም ፍቅርና ተብዘሐልና ኣየኩም ናይና
@kimjinkidistmickey3695
@kimjinkidistmickey3695 5 жыл бұрын
እንዴት ደስ ይላል በጌታ የ እነቴ የ አባት አገር ተንቤኔ አብያ አዲ
@AS-px4ku
@AS-px4ku 5 жыл бұрын
I am proud to be from Tigray Very unique and rich History of the great Tigray Thank you
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 5 жыл бұрын
ጅግና እያሱ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@beteselam2549
@beteselam2549 5 жыл бұрын
ማሚተይ ምስኹሎም መሳርሕትኺ ናይዛዓድና ጣዕሚ ፣ኢኹም። ዕድመይ ጥዒናይ ይምነየልኹም።
@user-bl4hi2br4g
@user-bl4hi2br4g 5 жыл бұрын
እስቲ ላይክ ኮሞንት ንግበርሎም ደቂ ተምቤን ኣውርስ ዝናፍቀኩም ላይክ
@lulymaillaweather1647
@lulymaillaweather1647 5 жыл бұрын
ኩሉና ደቂ ትግራይ ኣውርስ ናፍቅና ኣሎ እቲ ጥዑም ባህልና
@user-ot8xz9vy3j
@user-ot8xz9vy3j 5 жыл бұрын
ኣነ ኣለኹ ማይ ሎሚን ዝናፈቐኒ
@user-lt5ws7pu7j
@user-lt5ws7pu7j 5 жыл бұрын
ኩልና ናፊቕና ኣለና ራህዊት
@user-bl4hi2br4g
@user-bl4hi2br4g 5 жыл бұрын
Sol Hero ኣየና ጥዕና ጥራይ ይሃበና ሓወይ ናተይ
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 4 жыл бұрын
Me to
@favenfanuel648
@favenfanuel648 4 жыл бұрын
ኣሰይ ዞም ደቂ ሩባይ ቁንጁና ምስ ጅግንነት እንኳዕኳ ካባካትኩም ተፈጠርኩ
@gualaragure8784
@gualaragure8784 5 жыл бұрын
ተመስገን እንካዕባ ትግራወይቲ ኮንኩ አነስ ትግራወይቲ ከምዘይኮንኩ ተሓኒቀ ክሞት ነይረ እየ ብቅንኢ እጭ ሓቆም ዳአኮኑይ እዞም አምሓሩ ዝቀንኡ ዘለው ስቅ ኢልና ኮኢና ፍቅርታት ፀላኢና ዓይኑ ይፍሰስ አቤት ተምበን ዶ አይምርዐውን ዘይተመርዐኩም ኢድኩም አውፅኡ እሰቲ ንዕዘበኩም Tigray for ever
@user-ky4gt7vy8f
@user-ky4gt7vy8f 5 жыл бұрын
ተምቤን ዓዲ ቴዎደሮስ ዓዲ ዮሃንስ ዓዲ አሉላ ዓዲ ሓየሎም ሙዚቃኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ቀጽልሉ ካብ ባህልኩም ከይወጻእኩም ብሓጺሩ ግን ተምቤን ኩርዓት አፍሪካ እያ 70 ነጥቢ!
@gebmeb1193
@gebmeb1193 5 жыл бұрын
Tigray bal hawena
@mitslalhailu5176
@mitslalhailu5176 5 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@derkaiser723
@derkaiser723 5 жыл бұрын
This guy is a patriot, warrior son of Tigray.. Thanks Mr singer..
@salamagerasalama1808
@salamagerasalama1808 5 жыл бұрын
እያሱ፣ማሚት፣•••• ጀጋኑ ትግራይ ኩርዓት ኣፍሪካ ኣጀኩም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ኣብጎንኩም ኣለና💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤።
@user-kc9cs4sr8x
@user-kc9cs4sr8x 5 жыл бұрын
ይበል ብሓቂ ሓቂ ዝከነ ኣውርስ ሙዚቃ ክብረት ይሃበልና ሙቁራተይ ጥብብኩም ይበርክት ክፍእኩም ኣየስምዓኒ
@user-wk4gn9sl2k
@user-wk4gn9sl2k 5 жыл бұрын
ኣሰይ ዘም ደቂ ዓደይ ደስ ክብልካ ኣጀኩም ምሳኩም ኣለና
@zahqwa2332
@zahqwa2332 5 жыл бұрын
Mrusat zree tgray adey 🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@roozkiros6065
@roozkiros6065 5 жыл бұрын
ችላ ልየ እንካዕ ካባኻቱም ተፈጠርርኹ ኩልሻዕ ሓቦ ስንቅም ደስ ብሃሊ ንበርልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ክብርት ወልድና
@mashogebreslase8391
@mashogebreslase8391 5 жыл бұрын
Wowwww🧡💖🧡🧡🧡🧡🧡🧡🧡💖💖💋💋💋💋💋💋
@mashogebreslase8391
@mashogebreslase8391 5 жыл бұрын
💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💋💋💋
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 5 жыл бұрын
የዒስ በሎም ኣታ ጅግና እያሱ ኣገዉ ዋግ ህምራ ኣገዉ ቴንቤን ትግራዋይ ብስሬ ኣይሕመን ኣየ እያሱ ኣገዉ ከመይ ድና ንፈትወካ የዒስ ወዲ ትግራይ ኣታ ጅግና እሞ ብስረ ዶ ክንሕመ ማሚተይ ዓለመይ ኣደይ ኢኺ ትመስልኒ ክሪአኪ እየ ዝነብዕ ዋዕሮ ዓለምና ኣዴና ትግራይ ባዕላ ብዓባያ ኢኺ ትመስልና ማሚት ደቅኺ በጺሕና ንትግራይ ኣሎና ኣጆኺ ትግራይ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 5 жыл бұрын
እስይይይይይይይይ ደቂ ጀጋኑ እንኳን ካብካትኩም ተፈጠርና💋💋💋💋🌷🌷🌷🌷
@ha-nu9ne
@ha-nu9ne 5 жыл бұрын
ኩርዒ ብደቅኪ ትግራይ ዓደይ ደመይ 🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💪💪💪💪💪💪
@atalamekonen8129
@atalamekonen8129 5 жыл бұрын
😴🐯👑🐯👑🐯👑💯👈 nainaaaa elna nkorala ndre habeaha 😴💞🙏
@cawil252
@cawil252 Жыл бұрын
From somalia this dance is good
@ha-nu9ne
@ha-nu9ne 5 жыл бұрын
ዘራፍ በል ትግራዋይ ሎሚ እውን ከም ትማሊ ታሪክና ከይንምንጠል ደቂ ሓዊ ሓመክሽቲ ከይንከውን ሃየ መንእሰይ ትግራይ ሎምውን ከምቶም ዝሓለፉ አለና ንበላ ናበይ ዳአ ንከይድ ኮታስ በዚሕናሰሲና ፀላኢ ናዓይኑ ይፍስ❤❤❤❤🌷❤❤❤👈
@tonto5tiplady336
@tonto5tiplady336 3 жыл бұрын
Pp
@tonto5tiplady336
@tonto5tiplady336 3 жыл бұрын
Lp
@tonto5tiplady336
@tonto5tiplady336 3 жыл бұрын
Lpp
@alemhailay2423
@alemhailay2423 5 жыл бұрын
አረ እዞም ደርፍቲ ከዕብድኒ እየም😢😘😘😘😍 ክንደይ ግዜ ደጋጊመ ከምዚስማዕከወ እግዜሄር ይቅጸሮ🙏🙌💪💪💪ናይ ባሓቂ ብሉጻት ድምጻዊያን። ብሓብር ምስራሕ እዚ እዩ ትርፉ።ሓደ መዓልቲ አውሮስ ክተላምዱኒ እኩም ደቂ ስየ🤔🤔👊🙌
@awetteklay1293
@awetteklay1293 5 жыл бұрын
txs more ጀጋኑ ትግራይ ኩርዓት ኣፍሪካ ኣጀኩም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ኣብጎንኩም ኣለና💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤።
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ደርፊ ኣይቆፅርን ዝያዳይ
@user-sf6ch7bt2n
@user-sf6ch7bt2n 5 жыл бұрын
አሰይ ደስ ብሃላት ከመይ ዲኢኩም ምቅሰነት ደቅ አቱም ጀጋኑ
@user-wk7cd6gd9q
@user-wk7cd6gd9q 5 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ
@gebresilassiehagos1999
@gebresilassiehagos1999 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ደቂ ዓደይ መዓረይ። ቀፅልሉ.....
@goitomhailemariam8770
@goitomhailemariam8770 5 жыл бұрын
ደስ ዝብል ሪኢቶ እዩ ማ.ም.ባ.ት(ማሕበር ምምዕባልን ምልላይን ባህሊ ትግራይ)ቀፃሊ እውን ንዓኻቱም ሒዙ ዝበለፀ ክሰርሕ እዩ፡፡
@user-zf7hc4cp1w
@user-zf7hc4cp1w 3 жыл бұрын
አሰይ ተጋሩዋይ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ❤💛💛❤💛❤
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 5 жыл бұрын
ይበል ኢልና ተቤን ዓዲ ንጉስ ነገስት ሃጸይ የውሃንስ ዓዲ ኣሉላ ኣባነጋ ዓዲ ሳሞራ
@user-bv1bx4yp9k
@user-bv1bx4yp9k 5 жыл бұрын
ተላዒሎም`ዮም ብሓባር! ተላዒሎም ካርነሽም- ስመጃና ደቂ ደቂ-ደቆም ተላዒሎም ተድረር - ቁሓይን ሮብራ ደቀ-ተሽም ደሃዮም ነጎዳ - ከም ዝናብ ዝሃምም እቲ ሓደ ጉራዴ - እቲ ሓደ ዋልታ ኮይኖም ዘይንቕነቕ ሓድነት - ባህሎም` ዚ`ዝናሮም ሰራሕቲ ትኣምር - ዘይጽንቀቕ ንያቶም ደቂሶም ኣይሓድሩን - ክድፈር ታቦቶም። ተላዒሎም`ዮም ብሓባር! ወልቃይት፣ ጸገዴ፣ ቃፍታ ሑመራ - ኣስገደ ጽምብላ ላዕላይ ኣድያቦ ታሕታይ ኣድያቦ - ኣልውሃ - ምላሽ ኩላ ጸለምቲ፣ መደባይ፣ ዛና - ታሕታይ ቃሩራ መሬተይ መንነተይ - ባሕረይ ትብል ኣላ። ተላዒሎም`ዮም ብሓባር! ተላዒሎም ሎጎ-ጭዋ - ደቂ-ድግና ደምበላስ ነቒሎም ጸናዕደግለ - ታሕታይ-ዓንሰባ እገላ-ሓምስ ብሓባር ሓንቢሶም - ዝሰግሩ ውቅያኖስ ወይልኡ! ደጊም - ህድሞኦም ዘፍርስ ወይልኡ! ኣኽሊሎም መንዚዑ - ኣብ ቤቶም ዝነግስ። ተላዒሎም`ዮም ብሓባር! ደቂ-ገብሩ ማይ-ጫዕዳ - ቤት-ኣብርሀ መንሳዕ ቤት-ኣስገደ ጽልማ - ከመይ`ለ ክርስዕ ቅልጽምም ድርዒ`ዩ - ኣባዮም ዝመንዕ መራጉዝ ቤት-ሽሓቕ - ማርያ-ቀያሕ ማርያ-ጸላም ኩሎ-ረዳእ ዓይላ-ጉንደት - መራጉዝ ዛይደ -ኮሎም መረታ-ቀይሕ ምድረ-ወዲ-ሰበራ - ከበሳ-ጭዋ ኩሎም ተላዒሎም`ዮም ደጊም ስጋ መሬት - ሚሒሎም። ተላዒሎም`ዮም ብሓባር! ታሕታይ ማይ-ጨው ላዕላይ ማይ-ጨው - ዓድዋ ፣መረብለኸ ዓዴት፣ ቆላ-ተንቤን፣ ደጉዓ - ተንቤን - ናዕዴር ወርዒለኸ ወጊድ ይብሉ`ለዉ! ኣሕፈሮም ፣ጣንቋ ኣበርገለ - ቋንቋይ ዝሓኸኸ ትግራዋይ ብሄራዊ እምበር - ኣይኮንኩን ዓለም-ለኸ ኣይነብርን ድሕሪ ደጊም! ካብ ሰሜን የሕዋተይ - ብተንኮል ተበቲኸ። ተላዒሎም`ዮም ብሓባር! ኢሮብ፣ ጉሎ-መኸዳ ጋንታ ኣፈሹም - ምስ ሓውዜን ሳዕሲዕ ጻዕዳ-እምባ፣ውቕሮ - ኩለን ተላዒለን እንድርታ፣ሳምረ - ሕንጣሎ ዋጀራት ሆ ይብሉ`ለዉ - ንትንሳኤ ኣግኣዚት እምባ - ኣላጀ፣ እንዳ - ሞኾኒ - ራያ ዓዘቦ ተላዒሎም ኣፍላ፣ኣላማጣ - ንኽብሪ ዓደቦ። ተላዒሎም`ዮም ብሓባር! እንዳዝማች-ዕቕቢት ላዕላይ-ዓንሰባ - እንግኣ፣ ተኸላ እገላ-ሓጺን፣ ዓናግር፣ ጉዕጨዓ - ደቂ-በሪኽ ኩላ ንሕና ብሄር እምበር - ኣውራጃ ኣኮንናን ትብል ኣላ ንሕናስ ንትንስእ እምበር - ኣይንኣቱን ኣብ ታኼላ ምድረ-ኣግኣዚት ስልጥንቲ - ንነብሳ መሲላ ተላዒላ ብሓባር - ከተሕውዮ ቁስላ።
@meskeremsiteba4007
@meskeremsiteba4007 5 жыл бұрын
ብሩካት ዘርኢ ብዝሑተባዝሑ ከም ሓሸዋ ምልእዋንምድሪ።
@kibromgoitaom6001
@kibromgoitaom6001 5 жыл бұрын
ክንደይ ደስ ዝብል ዜማዩ? ተንቤን ዓዲ ነጋውስን ጀጋኑን። መብዛሕትኦም ነገስታት ኣኽሱም መሰረቶም ተንቤንዩ። መረበት ኣገውን ተጋሩን ተንቤን ዓብዪ ዓዲ ሃይላሎየ።
@selamgualtembien7376
@selamgualtembien7376 5 жыл бұрын
💪👍👍👍😘
@fireart3077
@fireart3077 5 жыл бұрын
Proud to be Ethiopian, it's really good job. God bless Ethiopia.
@servant_symm
@servant_symm 3 жыл бұрын
Amen
@rasm8961
@rasm8961 4 жыл бұрын
ተምቤን ኣቱም ሓበን.ተጋሩ።እዝያያ ሓቂ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 жыл бұрын
ፈተዉቲ ዓዶም ጀጋኑ
@salamawithaile9056
@salamawithaile9056 5 жыл бұрын
Wawwwww Nice so love you 😘👌💜💕👄
@abrahagebre493
@abrahagebre493 5 жыл бұрын
I proud of this traditional song, this is of grate Tigray's state.
@user-ot8xz9vy3j
@user-ot8xz9vy3j 5 жыл бұрын
..እሰይ እሰይ ተጋሩ ሕበሩ ስመሩ...ሓደራኹም ተጋሩ ተሳኒኹም ንበሩ
@adanechfsahaye5505
@adanechfsahaye5505 5 жыл бұрын
ደስ ኩትቡሉ በርቱዑ ደቅ ኣደይ መዓረይ ደጋግመ ተራኣኩዎ ምፅጋብ ኣቡን
@ambayekiros7343
@ambayekiros7343 4 жыл бұрын
Our hero please keep on it
@melatg6907
@melatg6907 5 жыл бұрын
Essey deki Adey mearate selamkum yebzahe TIGRAY adey Shikorate ❤️❤️💛💛😘😘😘. TIGRAY adey adi geganu proud of you. Ewey I miss awrese and my lomin deki Adey.
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Жыл бұрын
ተምቤን ዓይኒ ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ ሰብ ሰረ መንሞ ከማኹም ተጋሩ ሙዑራጋት 😍 2015ይሰምዓለኹ
@miliqueen1081
@miliqueen1081 5 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ደቂ ዓደይ ተምቤን እሰኪ ተሓበኑ ንበሩ ክበሩ ፍትውትው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@grmawit1902
@grmawit1902 5 жыл бұрын
ተጋሩ ፅሩያት ፍጥረት መኽበርቲ ባህሎም ደስ ልብል ስራሕ😍😍😍😍😍😍😍❤❤❤ ብዙሕ ተጠቃሚ ዘለዎ ቻናል ተትለቅቅዎ ይሐይሽ ነይሩ ብዙሕ ሰብ ምረአየሎም።
@user-jb9hu3om3i
@user-jb9hu3om3i 5 жыл бұрын
ቆልዓ፣ስሓርቲ፣እየ፣ዓዲ፣አቦይ፣ተምቤን፣እዩ፣ትግራዋይቲ፣ኮይነ፣ምፍጣረይ፣አዝየ፣ይሕበን
@Herimon514
@Herimon514 3 жыл бұрын
*i'm from Eritrean i love this Music*
@tsedalmaryam9778
@tsedalmaryam9778 5 жыл бұрын
1000 ግዜ ላይክ እንተዝዉሃብ መሃብኩኩም ፀለዓይንኩም ደም ይፍሰሰ
@user-uj2db9mc1n
@user-uj2db9mc1n 5 жыл бұрын
ደስ ክትቡሉ ደቂ ተምቤን ዓደይ ወለላ ኣሽንዳ ቀሪባ እያ እሞ ተዳለዋ ኣዋልድ እነ ኣብ ኣብ ስድት እርባዕተ ዕምትይ ኦረ ስድት ምርርርርርርርርርርርር
@awetteklay1293
@awetteklay1293 5 жыл бұрын
ጀጋኑ ትግራይ ኩርዓት ኣፍሪካ ኣጀኩም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ኣብጎንኩም ኣለና💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤።
@user-uq1qk8ql9d
@user-uq1qk8ql9d 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ደቂ ዓደይይ ማዓረይይ ሰሱኑለይ 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@mesilove8668
@mesilove8668 5 жыл бұрын
ምርጥ ስራ
@AtakltiAb
@AtakltiAb Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እዮ.. 10x all
@eden9876
@eden9876 5 жыл бұрын
እሰይ ደቂ ጀጋኑ ደስ ክትብሉ ተምቤን ተወሊደ ዓብየይ ግን አውርስ የኽእልይ😍😍
@branibrani9148
@branibrani9148 5 жыл бұрын
እስይ እስይ💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓
@maryedenbel9906
@maryedenbel9906 5 жыл бұрын
papaaaa...............woww ...betaaami desss kitebeluuuu......ewee tewodeross tigrawayyy mekaaanuuu nigerewoom nezom adeug
@werefddtt7597
@werefddtt7597 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ በርትዑ
@hayelomgmy56
@hayelomgmy56 5 жыл бұрын
go on guys i love your unity and improve our culture .....no limit to thanks guys...
@abrahakhasay4639
@abrahakhasay4639 5 жыл бұрын
Wawwwww btemiey das zabel jmaru tsbuk eu bzaba Alulu en bazaba Hatsey ywehans baelna zykebrnyom men ykaberlna eskab haziy tekabru eu neyru hzey gen Gagnuna baelan nekaber !!!!!😍😍❤
@WelekirosG
@WelekirosG 5 жыл бұрын
Good job ማ.ም.ባ.ት
@madesign21
@madesign21 5 жыл бұрын
ትግራይ ይመቻችሁ ደስ ይላል ከአማራ
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 4 жыл бұрын
😘❤
@deutstrau5165
@deutstrau5165 4 жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@tsedalmaryam9778
@tsedalmaryam9778 5 жыл бұрын
እሰይ እሰይ እሰይ
@sielaygebru6028
@sielaygebru6028 5 жыл бұрын
esey esey enquae kabzi jigna hzbi tefetserna.
@mahdert2495
@mahdert2495 5 жыл бұрын
ንኣሽንዳ ተምቤን ምፁ : ብሜስ ብብርዚ ኣፍኩም ትጉፅግፁ : ጮማ ኣበረገለ ትግህፁ ብገዳማት ኣድባራት ተምቤን ትቅደሱ : ብፀበላት ቶማስ ዳባ ሃደራ ትፍውሱ : ብሕባሻ ደጉዓ ክብድኹም ታዕግሱ ብመናፍሻታት ማይሎሚን ጧንቁ ትህደሱ : ሰለዚ ኣሸንዳ ተምቤን ምፁ
@selamgualtembien7376
@selamgualtembien7376 5 жыл бұрын
ብርዕኪ ይሰሰን ጓልቶም ጀጋኑ 😘😘😘😘
@lloveyoutigrai4476
@lloveyoutigrai4476 5 жыл бұрын
መፃና ምቅርተይ ብስላም ፅንሑና
@lulymaillaweather1647
@lulymaillaweather1647 5 жыл бұрын
ከመይ ዳኣ ኣብ ምሽብሻብ ኣለና
@salamagerasalama1808
@salamagerasalama1808 5 жыл бұрын
ኣንሽሪ ጋል ጀጋኑ ኣብምሽብሻብ ንርከብ ብርዕኪ ትሰስን ዋዕሮ ❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪👈👌
@zahqwa2332
@zahqwa2332 5 жыл бұрын
👍😍👍😍😍😍😍
@smretsmret2064
@smretsmret2064 5 жыл бұрын
I love you deki tgray shkorinatat Jeganu seb sre Serahti kya gena tarik kdgem eyou trah smretna netanakro
@branibrani9148
@branibrani9148 5 жыл бұрын
እስይ ደቅ ጀጋኑ
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 4 жыл бұрын
ተምቤን ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ❤️❤️
@user-pn8ej3zm4o
@user-pn8ej3zm4o 4 жыл бұрын
ዋውውውውው ቀኔን አሳመረው ተጋሩ ንበሩ ሕበሩ!!💖💖
@tedateda26
@tedateda26 5 жыл бұрын
ነመሰገነ
@gereiemun2208
@gereiemun2208 5 жыл бұрын
wawww deki tigray adey sesunley eske belu like agurchuw abuluni ♥♥♥♥♥♥😘😘😘⚘⚘
@abebaabeba5614
@abebaabeba5614 5 жыл бұрын
Wow betam desi yelal tigeray neg 🌷🌷🌷🌲🌲🌲🚘🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳
@tesfaydrar8702
@tesfaydrar8702 5 жыл бұрын
ftwtwwwwww yeis belo wedi tigray
@elsa5872
@elsa5872 5 жыл бұрын
Haki Haki Haki ❤️ Ata ewe 🙏
@danielabadi1120
@danielabadi1120 4 жыл бұрын
tigray adey🙌🙌🙌🙌👍👍👍👍😍😍😍😍😍
@adanechfsahaye5505
@adanechfsahaye5505 4 жыл бұрын
እሰይይይይይ ደስ ክትቡሉ ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ሽኮራት
@aregawitesfaye4560
@aregawitesfaye4560 5 жыл бұрын
ዝባህልና ኮ ክጥዕም
@ahmednasri6913
@ahmednasri6913 5 жыл бұрын
I miss you so much my city
@ahmednasri6913
@ahmednasri6913 5 жыл бұрын
Do you love awrs coming Aa
@weditembien6091
@weditembien6091 4 жыл бұрын
Me too ❤
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
ቴምቤን ናይ ሕማመይ❤😍❤❤❤
@user-jj5tu7ck2l
@user-jj5tu7ck2l 5 жыл бұрын
ኣስይ ውይ መፅላልተይ
@yonasgebre1250
@yonasgebre1250 3 жыл бұрын
ኣሰይይ ! ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዝብል እዩ ::
@cherkoswoldegeorgis6657
@cherkoswoldegeorgis6657 5 жыл бұрын
Simply wonderful!
@semu621
@semu621 5 жыл бұрын
Woww betam des ymel New 👌👌👌
@amanuelkahsay3605
@amanuelkahsay3605 4 жыл бұрын
ደስ በሃሊ ደርፊ። እቲ ባህልና ክምደይ ይጥዕምምም
@user-uu4mc4vb2b
@user-uu4mc4vb2b 6 ай бұрын
ኩሉሻዕ ከም ሓድሽ ደርፊ ይሰምዖ።
@blenberhe7914
@blenberhe7914 4 жыл бұрын
Wow Jegna wedy Tigray ybellllllllllllllll .
@user-by3py2qr6k
@user-by3py2qr6k 3 жыл бұрын
እዊይይይ ደስ ክብል ማርያም ተሓሊኩም ተቤን አየር ደብዲባ ተባሂላ ዊይይይይይ ኤህህህህህ
@TeameYitbarek
@TeameYitbarek 4 жыл бұрын
thats incredible traditional tembien, tigray music. im proud of you
@monumonyo6370
@monumonyo6370 5 жыл бұрын
መቅሰናት ጀጋኑ ቀፅሉሉ
@beaneyreakou1416
@beaneyreakou1416 5 жыл бұрын
You are hero
@tigrayalulaabanega85
@tigrayalulaabanega85 4 жыл бұрын
ተምቤን ኣቢይ ኣዲይ ዝይ ፈልጥ ባኣሉ ይፍልጥ።
@abeaabea7968
@abeaabea7968 5 жыл бұрын
Temban adey I miss you
@awetteklay1293
@awetteklay1293 5 жыл бұрын
ጀጋኑ ትግራይ ኩርዓት ኣፍሪካ ኣጀኩም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ኣብጎንኩም ኣለና💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤።
@goitomhailemariam8770
@goitomhailemariam8770 5 жыл бұрын
ንሪኢቶኹም ብጣዕሚ ነመስግን የቐንየልና፡፡
@enkutatashmebrahtu8947
@enkutatashmebrahtu8947 5 жыл бұрын
ዝለሊ ዝለሊ እስካብትስበሪ። ዝደርፍስ አኮይ, ሀፍተቦታተይ አናፊቑኒ; love tembeney❤💜🇪🇹
@awetteklay1293
@awetteklay1293 5 жыл бұрын
ጀጋኑ ትግራይ ኩርዓት ኣፍሪካ ኣጀኩም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ኣብጎንኩም ኣለና💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤።
@kiflomwesenseged6781
@kiflomwesenseged6781 5 жыл бұрын
Geganu deki adey.....
@hopesgualtigray4333
@hopesgualtigray4333 4 жыл бұрын
Wow such a beautiful culture deki Tigray Jeganu❤️💛💯.
Playing hide and seek with my dog 🐶
00:25
Zach King
Рет қаралды 33 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 61 МЛН
HE’S BACK! 😰
0:11
HeyItzPuppies
Рет қаралды 6 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
0:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 15 МЛН
Утонуть НЕВОЗМОЖНО 😱 #Shorts
0:19
ФАКТОГРАФ
Рет қаралды 3 МЛН
天使妈妈拍到了什么大家吓一跳?#火影忍者 #佐助 #家庭
0:23
ToRung short film: the robber pretended to be a statue😬
0:30
Бушмен и бабуин. В поисках воды.
0:42
BERMUDA
Рет қаралды 11 МЛН