No video

ናይ ኮሮና ቫክሲን ክሳዕ ሕጂ ዘይተወጋእኩሉ ቀንዲ ምክንያት/ ውልቃዊ ኣካይዳይ

  Рет қаралды 33,576

ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር

ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር

Күн бұрын

👉 ብጽሞና ስለዝተኸታተልኩምኒ ካብ ልቢ እንዳ ኣመስገንኩ ነዚ ቪድዮ ሼር ብምግባር ንስኹም ንዝረኸብኩምዎ ፍልጠት ንካልኦት ኣካፍሉ።
ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲ ዝኮንኹም ነታ ናይ ሳብስክራይብ ምልኽት ብምጥዋቕ ናይዚ ቻናል ቤተሰብ ኩኑ።
👉ትግርኛ ጸሎት ሰኔ ጎልጎታ ንምስማዕ ኣብዚ ሊንክ ጠውቑ • ጸሎት ሰነ (ሰኔ) ጎልጎታ ብትግርኛ...
👉ናይ ጸሎት ቦታ ብኸመይ ነዳሉ ነዚ ቪድዮ ተመልኸቱ • ናይ ጸሎት ቦታ ብኸመይ ነዳሉ ንቕሑ‼️
👉 ትግርኛ ጸሎት ድርሳነ ሚካኤል ንምስማዕ ነዚ ሊንክ ጠውቑ • ጸሎት ድርሳነ ቅዱስ ሚካኤል ብትግር...
👉ተአምረ ማርያም • ድንግል ማርያም
👉ሴፈ መለኮት • ሴፈ (ሰይፈ) መለኮት ጸሎት Orth...
👉 መንፈሳዊ ዕብየት
• መንፈሳዊ ዕብየት
👉ቀስተ ደመና ምልኽት ድሕነትና ኪዳነ ምሕረት • 🔴 ናይ ምሕረት ቃል ኪዳን / ኪዳነ...
👉ትርጉም ጸሎት • ትርጉም ጸሎት ምርዳእ (ምፍላጥ)
©ንቕሑ Nkhu27
👉Telegram t.me/nqhu27
#ንቕሑ #ክታበት #ኮሮና
#Nkhu #ንስሓ #ሓጢኣት
#Eritrean #Orthodox #Tewahdo #Nkhu27
#ንቕሑ #ተዋሕዶይእቲ #tewahdo #ተዋህዶ #ተዋሕዶ #ኦርቶዶክስ #Eritrean #orthodox #mezmur #Eritreanorthodoxtewahdomezmur
#ንቅሑ #Gerema #Nkhu
#ርኹስ #መንፈስ #ንቕሑ #Nkhu #ድንግል #ማርያም #ኣቡነ #ኣረጋዊ #ንቕሑ #ኣስመላሽ
#ጸሎት #ንስሓ #ቁርባን #ተዋሕዶይእቲ #tewahdo #ተዋህዶ #ተዋሕዶ #ኦርቶዶክስ #Eritrean #orthodox #mezmur #ገድሊ #ቅዱሳን #ገድለ #Eritreanorthodoxtewahdomezmur
#ንቁ #Gerema #Tamirtsion #Nku

Пікірлер: 342
@nkhu27
@nkhu27 2 жыл бұрын
ኣሕዋት ናይ ሎሚ መደብ ጠቓሚ ሓሳብ ኮይኑ እንተረኪብኩምዎ ንካልኦት ኣሕዋት ሼር ንግበረሎም ኣብ ጸሎትኹም ዘኽሩኒ እግዚአብሔር ምስ ኹልና ይኹን! ሓደራ ንቕሑ!!!
@elsamehari742
@elsamehari742 2 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሰ ኩልና ይኩን ክቡር ሓወይ ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐና ቅድም ውን ነጊርካና ነይርካ ብ ፆሎት ምኳኑ ካብ ሓጥያትና ምኳኑ ክሉ ሚሂርካና ብእምነትን ተፀቢና ግና ሓወይ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ለሎሰ ግዴታ ኮይኑ ካብ ጎዶሎ እምነተይ ምንም ዘይኮንኩ ካብ ክልተ ሓንቲ መርፍእ ወሲደ ተጨናኒቀ ዘለኩ ግና እታ መሪፊእ ምውሳደይ በጃካ ኣብ ፆሎታ ዘክረኒ ክቡር ሓወይ 🙏🙏🙏
@user-zq9hs1yt9c
@user-zq9hs1yt9c 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ድያቆነይ እሺ ብጣዕሚ ጠቃሚ ትምህርቲ እዩ ፀጉኡ የብዝሐልካ
@begenayaleku4475
@begenayaleku4475 2 жыл бұрын
ሰላምታ እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኹን ኩቡር ሓወይ ናይ ብሓቂ ኣነ እዉን ከምዚ ናትካ ሓሳብ እዩ ዘለኒ ክንደይ ግዜ ደብዳበ ሰዲዶምሐይ ኣይተቀበልክዎን ኣይተወጋእኩን።እግዚአብሔር ኣምላክና ምሳና እንከሎ ሓንቲ ኣይንከውንን ኢና። ነቶም ዝተወግኡ ኣሕዋትና ከኣ ጽላሉ የንኩሎም ኩሉ ከም ፍቃዱ ይኩነልና ፋቁራት ኣሕዋተይ🙏🙏🙏
@awetboki8023
@awetboki8023 2 жыл бұрын
Bejaka ba krekbeka delye .bkemey yrekbeka bejaka btaemi eye techenike aleku.ane ab mot ayferahkun kab max nebsi mit eye ferihie zeleku. Kem ĺomi giere keman amlak keribeyo ayfeltn.
@nkhu27
@nkhu27 2 жыл бұрын
@@awetboki8023 ክቡር ሓው ነዚ ናይ ቴሌግራም ሊንክ ብምጥዋቅ ክንራኸብ ንኽእል ኢና ኣብኡ ጽሓፈለይ t.me/nqhu2716
@abaditkidane4396
@abaditkidane4396 2 жыл бұрын
እንጌራ እዝጊ ብላዕ ድያቆን ሐውይ ናይ ልበይ ምዝራብካ ዘመንካ ይባረኽ ።ብሐቂ ትውክልትና ኣብ እግዛኣቢሄር ይኹን ፍትዋተይ ብምሕረቱ ይጥምተና ክም ምጋብርና ዘይኩነ ክም ምሕረቱ ዳኣ ይኹነልና🙏🙏🙏
@kidaneberhane6938
@kidaneberhane6938 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኢዩ ሓውና ድያቆን እግዚኣብሔር ኣምላክ ጥበቡን ምስትዉዓሉን ይዓድለና ነቲ ሰማይን ምድሪን ዝፈጠረ እግዚኣብሔር ኣምላክ እንታይ ይሰኣኖ ከምቲ ኣብ ወንጌል ማቴወስ ም/ፍ 7፥7-8 ዘሎ ለምኑ ኺወሃበኩም እዩ፥ ድለዩ ኽትረኽቡ ኢኹም፤ ማዕጾ ኻሕኹሑ ኪረሓወልኩም እዩ ። ከመይ ዝለመነ ኹሉ ይቕበል ፥ዝደለየ ይረክብ፤ ማዕጾ ዝኻሕኩሐ ድማ ይረሓወሉ እዩ ። ከም ዝብለና ንሕና ድማ ኣሚና እንተለሚንናን እንተተማዕቅንናን ዘይ ከልእ ሩሁርህ መፍቀሪ ሰብ ንሓደ እካ ኽጠፍእ ዘይ ደልየና ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ስለ ዘለና የዕንትና ናብኡ ቓሕ ኣብልና ናብ ልዑል ፈጣሪና ጥራይ ንለምን እንበር ዘይሰኣኖ ኣምላክ ኣለና ኣሜን ።እግዚኣብሔር ኣምላክ ከኣ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ድያቆን ሓወይ ንዓይ ድኩም ሓውኩም ከኣ ኣብታ ትገብርዋ ጸሎትኩም ዘኩርኒ
@sabanugusephonetastic8432
@sabanugusephonetastic8432 2 жыл бұрын
አሜን ቃለ ሂወይ የስምዓና
@isaacfilmon3514
@isaacfilmon3514 2 жыл бұрын
በስመ ሥላሴ በስመ ኣብ ወወልደ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ለይኩን፡ ትም ኢለ ኣለኩ ድሕሪ'ቲ ዝበልካዩ ቃላት የለን እሞ ቃላት ከይባልሹ፡ ቅድስቲ ድንግል ኣብ ቅድሚካ ትቁመልካ ጸሎት ቅድሳን ኣይፈለይካ ዳይቆን ዮናታን ሓውና ።
@yosieftsegay2485
@yosieftsegay2485 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@fitwiteklay9785
@fitwiteklay9785 2 жыл бұрын
Kal hiwet ysmalna (Amen)3
@saragee8428
@saragee8428 2 жыл бұрын
እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላክ ኣማካል ኣህዛብ ካብ ኩሉ ፈተናይ ካብ ሓለወኒ መንዩ ዘፍረሓኒ 😥❤️ ብፍላይ ሱዑዲ ዓረብ እንርከብ ተገዲድና እና ተወገእና ዓድና ከማን እስካብ ዘንሳፈረሉ እዩ ተቸጊርና ስለዚ እግዚአብሔር አቀድምና ተወጊና ሰባት ቡዙሕ ቃላት ዘፍርሕ ይዛረቡ አነ ብግለይ በ እግዚአብሔር ኩሉ ከምዛሓልፎ ታኣማሚነ ፀሎተይ ገይረ እየ ተወጊአ አምላከ ቅዱሳን ከብ ኩሉ ኡኩይ ያሓልወና 😥💔
@eseymekseb7822
@eseymekseb7822 2 жыл бұрын
እወ ተወገኡ ይብሉ እንድዮም ንክትሳፈር ክሳብ ሕጂ ግን ብግዴታ የለን ብፍላይ ንኤርትራ አብ ስራሐወ ግን ክከልኡካ ይክእሉ እዮም ግን ዘይ ምጭናቅ ብጾሎት ዘይ ፍታሕ ሽግር የለን እግዚአብሔር አምላኽ ምሳና እዩ
@saragee8428
@saragee8428 2 жыл бұрын
@@eseymekseb7822 ናዓስ አገዲደምና እዮም ብፍላይ ደገ ክትወፂ አይትክልን ዝኮነ ይኩን እስፖር ማርኬት አይትኣትውን ሓሚምኪ ከማን ምሕኻም አትክልን ብጣሚ እዩ ጭንቀት ዘሎ አምላክ የውገሓልና ደቅቅነይ
@eseymekseb7822
@eseymekseb7822 2 жыл бұрын
@@saragee8428አሜን አጆኪ ዚሓፍተይ እግዚአብሔር ምሳኪ ይኩን
@merhawizereslasie4059
@merhawizereslasie4059 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ዲ/ን ዮናታን ሓወይ ብሓቂ።
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓወይ ፡ብሓቂ ኣምላክ ኣብ እምነትና የጽንዓና ፡ምሕረቱ ይስደደልና ባዕሉ ኣነስ ሎሚ ጽባሕ ክብል ቀንየ ፡2 ግዜ ቆጸራይ ቀይረ ኩሉ ዝኮነ ንሰናየይ የ ብሓቂ ፡ኣምላክ ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና ፡ኣብ ጸለትኩም ዘክሩኒ ኣሕዋት
@hewatgatyj2644
@hewatgatyj2644 2 жыл бұрын
ኣቱም ኣህዋተይ ጽቡክ 666 ወላሃንቲ ዘራክብ የቡልን
@kbromulemelaekt9922
@kbromulemelaekt9922 2 жыл бұрын
ክቡር ድያቆን ሓውና ትክክል ኢልካ ቃለ ህይወት የስመዓልና ዋላ ኣነ ምሳኻ እየ ዝስማዕማዕ ክሳብ ሕጂ ክታበት ኣይወሰድኩን
@user-vv9jj4se8q
@user-vv9jj4se8q 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓውና
@user-hx4uc3pv2d
@user-hx4uc3pv2d 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐልና ድያቆን ሓውና ድንግል ማርያም ትሓሊካ ፡አብ እግዚአቢሄር አምላክ ይኩን ትውክልትና ፡ ፍቁራት ደቂ ተዋህዶ!
@user-bg6sc8lo2u
@user-bg6sc8lo2u 2 жыл бұрын
ብሓቂ ክብር ሓውና ቃል ህይወት የስመዐልና እሜን እሜን እሜን
@TesfayTadese-yp7gy
@TesfayTadese-yp7gy 11 ай бұрын
እግዛኣቢሀር ብምህረቱ ይተምተና
@sarayared1786
@sarayared1786 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏
@elsamehari742
@elsamehari742 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርካ ብሓቂ ወና እምነት ዩ ቃል ሂወት የሰመዐና
@wxmn6837
@wxmn6837 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርካ ብሓቂ ወና እምነት ዩ ታል ሂወት የሰመዐና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🌸🙏🙏🙏🙏🙏➕➕🙏🙏🙏🙏🌸🙏
@samigere5282
@samigere5282 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@lulinatey1622
@lulinatey1622 2 жыл бұрын
Ezgabher amlak mlue mhretu ylakelna hawna kea Ezgabher amlak xegu yebzhalka 🙏🙏🙏
@user-iq2ty7nx8t
@user-iq2ty7nx8t 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለህይወት የስምዕልና ክብር መምህርና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና እግዚአብሔር አምላክ ❤️✝️
@shewittewelde2319
@shewittewelde2319 2 жыл бұрын
Egzbher Amlak zemnka ybarko. Kale hiwet yesmealna hwena diyakon 🙏❤
@mebalehager236
@mebalehager236 2 жыл бұрын
qal hiwet yesmalna kubur haw nay bhaqi xbuq aleka kulu ab thti egzabiher amlak u Amen🙏 🙏🙏
@yruruhdhdhd4708
@yruruhdhdhd4708 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ምርጭ ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ አግዚኣብሄር ጥራሕ አዩ ፈዋሲ ✝️💚⛪️💛
@SalamSalam-rm8qd
@SalamSalam-rm8qd 2 жыл бұрын
መላእክት ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ምህረት የልአከልና አሜን ፫🙏🙏🙏
@sabanugusephonetastic8432
@sabanugusephonetastic8432 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓና👋🤲👋🤲🕯️🤲🕯️👋🤲👋✝️⛪
@tsigereda2299
@tsigereda2299 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ድያቆን ሓወይ እግዚአብሒውር ጸግኡ የብዝሓልካ ኣነ እውን ከም ናትካ ሓሳብ እዩ ዘለኒ ጎቲቶም ክሳብ ዝወስዱኒ እየ ዝብል ኣምላኽ ይሓግዝ በዝይካ ቅዱስ ስጋን ደምን ወልደእግዚአብሔር ካሊእ መድሃኒት የለን።
@sabanugusephonetastic8432
@sabanugusephonetastic8432 2 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንእግዚአብሄር አምላክ ውዳሴን አምሎኮ ንዓካ ይኩን አነ ንዓካ ይአምን አምላከይ የቀንየልና ዲያቆን ሐውና ናይ ባሐቂ
@-4587
@-4587 2 жыл бұрын
ንሞት ፈሪሕና ዘይኮንኩስ እካዳኣስ ነቲ ክትባት ስለ ዝፈራሕክዎ ኣይውጋእን ለ ዓድዓረብ ስለ ዘለኩ ብግዲ ኣውጊኦምኒ ዓዲ ንክትከዲ ክትባት የድልየኪ ተዘይ ኮይኑ ሰራሕ ኣይትሰርሕን ኢሎምኒ እና 1ይ ዙር ተወገአ ኣለኩ ኣብ 2ይ ዙር ንከይወስድ ብፀሎትኩም ሕሰብኒ ኣሕዋተይ የቀንየልና ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣሜን3 ነዚ መፂና ዝኒሀ ችግርን ፀበባን ሰላም የውርደልና ፈጣሪ ኣሜን3
@mrkudusgebrenugus2032
@mrkudusgebrenugus2032 2 жыл бұрын
Btami kalhiwet yesmana ⛪⛪⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏🙏
@magi12
@magi12 2 жыл бұрын
Bihaki diakon hawna! Izi zibelkayo kinikilo akaelo yihabena fetari goyta alem, nay agelgulotka zemen yibarik fetari.
@blackdiamond7410
@blackdiamond7410 2 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna nay bhaki rfta dhb kal eye thx you bro🕊🙌🏾❤
@user-ms1ch3fp9n
@user-ms1ch3fp9n 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ገበርካ ድያቆን ሓወይ ከምቲ ዝበልካዮ ክሳብ መወዳእታ ምዕጋስ እዩ የቀነየልና ።
@user-zq9hs1yt9c
@user-zq9hs1yt9c 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ድያቆነይ አነ እውን ብናትካ ሓሳብ እየ ዝሰማዕማዕ አብ ዓዲ ዓረብ ብግዴታ ምስ ባዕሎም ወሲዶም እዬም ዘውግኡ እና ብጣዕሚ ፈሪሐ ነይረ እግዚአብሔር ይመስገን ክሳብ ሎሚ ማዓልቲ ብዛዕባ ክታበት ተናጊሮምኒ አይፈልጡን ተተናጊሮምኒ ግን ከም ፈቃድ አምላክ ገዲፈዮም ክወፅእ ወይም ተወግኤ እየ ኢለ ከይተወጋእኩ ክምለሶም እዩ ሓሳበይ መረጋገፂ ወረቀት ዳአ ከይቡሉኒ እምበር ከይተወጋእኩ ተወጊኤ ምባል ካአ ሓሶት እዩ ዝከዉን ዘሎ እንዲዒ በቃ ግን ክታበት ዝበሃል ክውጋእ አይደልን እየ ብዛዕባ ክታበት ከየልዑልለይ አብ ፀሎትኩም ዘክሩኒ ቸሩ መድሃኒአለም አብ ዘለናዩ ይሓልወና ምሕረቱ ይልአከልና አሜን፫
@awetashebr9167
@awetashebr9167 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ድያቆን ሓወይ ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ እግዚቢሂር ኣምላክ ይቕረ ይበለለይ እንበር ኣነ ከምዛ ዝበልካያ ዝገደደኒ ዘይብለይ ተሃውኸ ተወጊአ ኣብ ጾሎትካ ዘክረኒ ድያቆን ሓወይ ንዓይ ሓጠተካ ሓውካ
@letshabadi6062
@letshabadi6062 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህር ንዓየ ንደካማ ሓፍቱኹም ወለተሚኬኤል እናበልኩም ዘኩሩኒ እስካብ ሐዚ ነ7ወርሒ ዝኣክል ኣይወሰድኩን ሕጂ ግን ስራሕ ከሊኦምኒ ፀኒሑ ዉን ናቧ ኣብተብስ ምስፋር የለን ኢሎምዎ እና ልበይ እካ ተዘይኮነ ኣብ ኢደይ ይቷረፋ ክወስዷ ተጠዲደ ብጣዕሚ እዩ ከቢድኒ ዘሎ😭😭😭😭
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 2 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዚአብሔር ይኹን አሜን አሜን አሜን ✝️🤲🤲🤲🤲🕊ብአምሳሉ ዝፈጠራ ነፍሲ ንሱ እዩ ጓሳኣ ✝️🤲🕊ካብ ክፉእ ነገር ይሰውረና በዓሉ ኹሉ አብ ኢድ እግዚአብሔር እዩ ሞ ኹሉ ካኣ በፍቃድ ንሱ ይኹነልና ይሕዋት ✝️🤲🕊🕊🕊
@tirhashabte5814
@tirhashabte5814 2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna hawna 🙏🙏
@weynihagos5835
@weynihagos5835 2 жыл бұрын
ኣሜንንን(3) ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ብፈውሲ ምሕረቱ ይኸልለና። ነቶም ዝጭነቑ ከኣ ምጽንናዕ ይሃቦም።
@tigistighenzebu2084
@tigistighenzebu2084 2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmaaelna amen kale hiwet yesmaelna.
@milonmilon6338
@milonmilon6338 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና
@rimrim4026
@rimrim4026 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የሰማዓልና ቂያቆን ዮናታን ሐወይ: 🙏❤
@brhananatey2780
@brhananatey2780 2 жыл бұрын
Dyakon hawna qale hiwet yesmealna. Ane bwegeny kekteb hasibeyo ayfeltn eye amlak yerdeana mebzhatu seb gen kab srah keynsgog kab megesha keynterf eilom eyu zmesleni kemti zbelkumo kea tewegiom kelwu zehamu alewu bzhat wen zey semamelu alewu slezi ay ntehawek ygermekum eyu amlak resienayo Ne bona Alazar kab mot zetensie ayfeleyena.🙏
@maezenhiwetchanel4565
@maezenhiwetchanel4565 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣገላልጻ ድያቆን ዮናታን እቲ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ኢየ ዘፍልጠኩም እቲ ዉሳነ ግን ናትኩም ኢዩ።ብጣዕሚ ብልሕን ልቦናን ዝተሓወሶ ማዕዳን ኣገላልጻን ኢዩ ሞ እግዛብሔር ኣብ ዉሳነና ቅኑዕ ክንዉስእን ይሓግዝ።
@akialga426
@akialga426 2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna tsgabereketu ybzhalka Diacon hawey Aman beaman Egziabher Amlak resiena ykire ybelelna 🙏🙏🙏
@yordanosmamo6642
@yordanosmamo6642 2 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት ያሰማልን መምህር ወንድሜ ትክክል እኛ በስደት አስገድደዉን ተከትበናል እጄን አሰያመመኝ ነዉ አሁን በመቁጠሪያ እየቀጠቀጥኩ ነዉ እንጅ ምን እንደከተቡን እግዚአብሔር ነዉ የሚያዉቀዉ ሰዉነቴን ሁሉ ያድክመኛል።
@bereketgebremichael4860
@bereketgebremichael4860 2 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN Nay bhqi egziabher sgerna yqentetelna
@sakabakayo1220
@sakabakayo1220 Жыл бұрын
Naybkahki dyakon hawey keal hewet yesmalna amen
@helenkahsay4074
@helenkahsay4074 2 жыл бұрын
Amen amen amen dyakon hawey
@nazretande9430
@nazretande9430 2 жыл бұрын
የቅንየልና ክቡኡር ሃውና ቃለሂወት የስማኣልና!!!!
@tomassamuel4922
@tomassamuel4922 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen egzeabher aminka tgebro hanti kua aytkownn teketibna zmexena lewti yelen hawey
@hayabyeabyo3831
@hayabyeabyo3831 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ጌታ አገልጋሊ ዝኮንካ ሐዉና ድያቆን ዮናታን ጽቡቅ መጸናኒዒ ሂብካና ከምቲ ነቢ ኢሰያስ ንኑጉስ ህዝቂል ዘጸናንዖ
@selamgebru6118
@selamgebru6118 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmaelna
@m.measho7019
@m.measho7019 2 жыл бұрын
Nay bhaki kale hiwet yesmalna hawna ane ewn kemzi natka rdiet aloni ezgabiher kem emnatna ygberelna
@awettesfankal1755
@awettesfankal1755 2 жыл бұрын
ንኣምላክ ክብርንን ምስጋናን ንዑኡ የኩን ንዓካ ከኣ ዕድመንን ጥዕናንን ይሃብካ ሰለ ኩሉ ነገር
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 2 жыл бұрын
Egziabher ymesgen Kalehiwot yesmalna Amennnnnn (3)
@emnetkesete152
@emnetkesete152 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እግዛቢሐር ምሳኻ ይኹን ዲያቆን ሓወይ ብሩኽ
@motheroflight-yesusistheon5720
@motheroflight-yesusistheon5720 2 жыл бұрын
Well done my Brother Deacon. ..God bless you +++
@gebrhiwettesfaxiyen7276
@gebrhiwettesfaxiyen7276 2 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealina hawuna xibuk hasab eyu des zbil Tmhrit eyu edmen tienan yhabka Egziabher amlak qexilo 💚💚💚🙏
@anegach9112
@anegach9112 2 жыл бұрын
ብጣእሚ ትኽክል እዩ አምላኽ ይሀልወና አምላኽ ቃልህወት ያሰመዐልና አሜን🙏🤲❤️
@awetadmas6272
@awetadmas6272 2 жыл бұрын
Nay bhaki nxur meliekti thanks brother agelguletka ybark 🙏
@hewi.yeemebrhan-lij
@hewi.yeemebrhan-lij 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ደስስ ዝብል ሓሳብ እዩ አብ እግዚአብሔር አምላክ ክንውኸል ባዕሉ ይርድአና
@yohannesnegassi174
@yohannesnegassi174 2 жыл бұрын
ቃለሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓወይ ።እቲ ትብሎ ዘለኻ ጽቡቅ ኣለኻ ትውክልትና ኣብቲ ብመልክዑን ብምስሉን ዝፈጠረና እዚኣቢሔር ኣምላኽና እዩ ክኸውን ዘለዎ።ንሞት ድማ ኣይንፈርሕን ኢና ምኽንያቱ እተሞትና ናይ እዚኣሔር እንተለና ውን ናቱ ኢና ።ክሳብ እታ ግዴታ ዝብሉና ከኣ ኽንጽመም ኣለና።እተደኣ ኣገዲዶምና ውን ከምቲ ዝበልካዮ ምስ ኣቦነብስና ተረዲእና ብጸሎት ጌርና ካብ እዚኣቢሔር ፍቃድ ሓቲትና ክንክተብ ንክእል።እዚኣቢሔር ከኣ ኸምቶም ቅዱሳን ሰማእታትቱ ነቲ ስሚ ክሰትዩ ከለው ናብ ማይ ዝቀየሮሎም ንዓና ውን ናብ ማይ ይቀይረልና።
@filmonhabteab7145
@filmonhabteab7145 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማኣልና ጸግኡ የብዝሓልካ
@letebrhan783
@letebrhan783 2 жыл бұрын
ሰላም እንኳዕ ደሓን መጻኣኻ ክቡር ሓዉና🤲🤲🤲
@user-iy3io5lp8q
@user-iy3io5lp8q 2 жыл бұрын
Amen amen kal hiwet yesmalna
@tekatgrmay264
@tekatgrmay264 2 жыл бұрын
Kalehiwet yesmealna hawey
@helenitaluli4790
@helenitaluli4790 2 жыл бұрын
Nay bhaki Dyakon, Kal hiwet yesmealna
@letensaeokubazghi6327
@letensaeokubazghi6327 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalhiwet yesmana diakon wedy tsgue yebzhalka
@21maranataeyesusnea86
@21maranataeyesusnea86 2 жыл бұрын
ትክክል ኣለኻ ወላ ዝግድድ እንተ ኣካል እንተ ኣሎ ከማን ፍጹም ብዘይ ድሌተይ ኣይውጋእን፣ኣነ ንባዕለይ ምስ ደቀይ ምስ ስድራቤተይ ኣይተወጋእናን ዘለና ተቅሊልና ድማ ኣይንውጋእን ኢና፣ወላ ካብ ኣድና ውጻኣልና ኢሎም ይስጎጉኒ ወላ ስራሕ ይሰጎግ ወላ ዝደለይዎ ይግበሩ ኣነ ግን ጸበል ኢየ ዝሰቲ ይሕጸብ ምስ ስድራቤተይ፣ኣብዚ ዓዲ ዘለኩዎ ንባዕልና ኮሮና ሕዙኩም ተባሂልና ኢና ኔርና ድሕሪ ዓሰርተ መዓልቲ ኣብ ገዛ ምስተዓጸና ድማ ውጹ ኢሎምና ብሂወት ከኣ በቲ ሓያል ኣምላኽና ንነብር ኣለና ጥዕናና ከኣ 100% ኢዩ፣ስለዚ ብፍርሓት እውን ሞት ኣሎ ኢዩ፣ኣይትፍርሑ ኣሕዋት እግዚኣብሔር ዘይወሰኖ ዘይሓለፎ ማንም ሰብ ፍጡር ኣይሰግሮን፣ጽንዑ ህዝበ ክርስትያን ንስሐ ከኣ ንእቶ ንስሐ ናብ መድሓኒት ዝመርሓና መገዲ ኢዩ፣እቲ መድሃኒት ድማ ሥጋን ደምን ናይ ክርስቶስ ኢዩ፣ካብኡ ኣይትፈለዩ፣ምስ ደቅኹም ስድራቤትኩም፣ንውልቅኹም እውን እንተ ኪንኩም ነቲ መድሃኒት ናይ ኢየስይስ ክርስቶስ ሥጋን ደምን ተነሲሕኩም ውሰድዎ፣በቃ ብዘካ እዚ ናይ ዘልኣለም መድሃኒት የለን፣እዚ ወድሓንኩም ካብ ድኹም ሓውኹም ሓጢኣተኛ ዝኾንኩ ንእሽተይ ግብራዊት ምኽሪ ይህበኩም።ሰላምኩም ይብዛሕ።
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 2 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalna
@hermongbreslasie5114
@hermongbreslasie5114 2 жыл бұрын
ሰላም ንዓኻ ይኹን ድያቆን:: ኣነ ዉን ምስ ናትካ ሓሳብ እሰማማዕ እየ:: ኣብዚ ግን ሰብ ክነቅሓሉ ዘለዎ እዚ ክታበት ምስ'ዚ ዘሎ ናይ ብዙሕ ሰብ ስክፍታ እንደሕሪ ተኸቲብና ማሕተም ናይቲ እኩይ እዩ ኢሎም መድምደምታ ይህቡሉ ኣለዉ:: ኩላትና ንፈልጦም ኢና:: ናተይ ሓሳብ ኣብዚ እዚ ክታበት EXPERIMENT ንዓለም ቅድም ከለማምድዋ ኣለዎም:: ክንደይ ሰብ እዩ ዝቅበሎ? ክንደይ ይቃወሞ ክፈልጡ ሰለዘደልዩ እዮም:: ዝቃወሙ ሙሁራት ዉን ዶክተራት ድዮም ዋላ ፕሮፈስራት ክህለዉ ግድን እዩ :: እዚ ናይቲ ሰይጣን እቲ እኩይ GAME እዩ:: ዓለም ግን ነቲ ወዲ ዓመጻ መገዳ ተቅንዕ ኢያ ዘላ ንሱ ክይመጸ ወይ ክይተገልጸ ኣይከዉንን እዩ:: ካብዚ ሓይለ ቃል ክንርዳእ ንኽእል:: 2ይ ተሰሎንቄ 2 (2 Thessalonians) 1-2፤ ግናኸ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ብዛዕባ ምጽኣት ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ናብኡ ምእካብናን፡ መዓልቲ ጐይታ ሕጂ ቕርብቲ ኸም ዘላስ፡ ብመንፈስ ወይስ ብቓል ወይስ ከምታ ኻባና ዝመጸትኩም ደብዳበ፡ ካብቲ ኣእምሮኹም ቀልጢፍኩም ከይትናቓነቑን ከይትስምብዱን፡ ንልምነኩም አሎና።2ይ ተሰሎንቄ 2 (2 Thessalonians) 3-4፤ ቅድም ክሕደት ከይኰነ፡ እቲ ርእሱ ኣምላኽ ምዃኑ እናኣርኣየ፡ ኣብ መቕደስ ኣምላኽ ክሳዕ ዚቕመጥ፡ ኣምላኽን ቅዱስን ኣብ ዚብሃል ዘበለ ዚትንስእን ዚዕበን ሰብኣይ ዓመጻ፡ እቲ ወዲ ጥፍኣት፡ ከይተገለጸ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ኣይትመጽእን እያ እሞ፡ ብዝኰነ እንተ ዀነ ሓደ እኳ ኣየስሕትኩም። ብእትገብሮ መንፈስዊ ኣገልግሎት እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ:: ብዛዕባ ኩሉ ትምህርትኻ ብፍላይ ከኣ ንስሓ ዓቢ ትምህርቲ ኢኻ ትህበና:: ሰብሓት ለእግዝኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን!
@yowhansgoytom7799
@yowhansgoytom7799 2 жыл бұрын
Amen amen amen ,,, qale hiwet yesmalna Deyaqon hawena.
@mwwqpbpp3049
@mwwqpbpp3049 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህረይ እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዘሐልካ 🙏🙏🙏
@mahletabreha8649
@mahletabreha8649 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna diyakon hawey 🙏🙏🙏
@bisratyemane4196
@bisratyemane4196 2 жыл бұрын
Amen kal hiwet yesmealna nay bhaki.
@senaittekie2573
@senaittekie2573 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የስምዓልና እቲኦም ዝተወግኣና ከ እንታይ ክንገብር ኣለና ምክሪካ ለግሰልና ድያቆን ሃውይ
@mykitchen4324
@mykitchen4324 2 жыл бұрын
Ajoki senu haftey egziabher amlak kihlweki eyu pray
@temasgenamlakey2795
@temasgenamlakey2795 2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna kubur hawna nay bhaki nabe egizabher amlak miwakal nay adena kideste dingel marime xslotan berketan mes kulatna yekun 🙏🙏🙏
@feresalamfesaye3796
@feresalamfesaye3796 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና
@weinibrhaneissayas2044
@weinibrhaneissayas2044 2 жыл бұрын
ኣምላክ ከምቲ አምነትካ ይግበረልካ ባሓቂ ደስ ዘብል ቃል ሂወት የስማዓልና ቡሩክ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@twentytwenty2274
@twentytwenty2274 2 жыл бұрын
Amne
@nebyattesfay3788
@nebyattesfay3788 2 жыл бұрын
Biayinmhretu yitemtena fetari bruki hawey 🙏🙏🙏
@atakltisultan7544
@atakltisultan7544 2 жыл бұрын
Kalihiwet yesmalna hawey natey
@zenebeshabraha171
@zenebeshabraha171 2 жыл бұрын
ሰላም ንዓኻን ንኹቡር እግዝአብሄር ይኹን አነ ውን ምስ ደቀይ ከምዚትብሎ ዘለኻ ኢና ዘለና እሞ ብሓቂ እቲ ዝበልካዮ ደቀይ ካአ ከሙኡ እዮም ዝቡሉ ስለምንታይ አምላኽኪ አሚንኪ እመኒ ይብሉኒ ስብሓ ንግዝአብሄር ወንወላድቱ አሜን አሜን አሜን
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና መጻካ ኩቡር ዳ.ን ሓውና ጽቡቅ ኣለካ ኣነ እውን ምስ ሓሳብካ እየ ዘለኩ ከምፍቃድ ልዑል እግዛብሄር ልምላኽና 💖🙏ብሓቂ ጽቡቅ ኣገላልጻ ልዑል እግዛብሄር ይመስገን ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏🙏🙏ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
@semhargerikiel1288
@semhargerikiel1288 2 жыл бұрын
Amen kali hiwet yesmalna Deyokan hawan egzbhre amlak xega yebzehelka!!!
@yonashabton235
@yonashabton235 2 жыл бұрын
Naybehaki egziabher xegu yebzhalka hawey
@twentytwenty2274
@twentytwenty2274 2 жыл бұрын
Aeziye eye zfetweka gn shfe aey kalon eye
@user-oe1yl3jb4z
@user-oe1yl3jb4z 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐና ድያቆን ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይብረኮ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣቤቱ ኣምላኬ ሆይ መንገድታተይ ኣብረሃለይ 😥😥
@yerusalemasmelash2138
@yerusalemasmelash2138 2 жыл бұрын
Naybhaki kal hiwet yesmalna hawna
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዳያቆን ሓወይ እመ ብርሃን ወላዲተ ኣምላኽ ምስ ፍቅሩ ወዳ ታሓልወና ኣነ ኣይውጋእን እየ ተወጋኣ እልሙኒ ኣይውጋእ እየ ኢለዎም ስራሓ ካኣ ይስርሕ ኣለኩ ካብ ስራሓ እንተ ክልእይኤሙኒ ካኣ ይክእሎኡኒ እንበር ኣይቀርባን እየ
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ዲያቆን ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ፡ ብሓቂ ልቦና ዝመልኦ ትምህርቲ ናይ ልበይ መሊስካለይ የቀንየልና ።
@temesgenamiak1409
@temesgenamiak1409 2 жыл бұрын
ናይ ባሕቁ ዱኣቁንአይ ቃለ ሂወት የሰመኣልና አግዝኣብሕሄር ኣምላኽ ፁጋኡ የብዝሃሉኩም ኣሜን
@ghidegerkiel5733
@ghidegerkiel5733 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna Deacon Hawna
@selamse1947
@selamse1947 2 жыл бұрын
ኣዋይይ ትማሊ ተከቲበ ኣነ ።ግን ድሓን ናኣምላክ ኣሚንና ኢና ተከቲብና ፈውስና ተኮይኑ ፈውስና ግበሮ ንሕማቅ ነገር ተኮይኑ ካኣ ማይ ጌርካ ውሰዶ ኣምላከይ ።
@habendesta260
@habendesta260 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ኣምላክ ከምዚ ዝበልኩም ኣሕዋት ዘዳለወልና ዲያቆን ሓውና ኣምላክ ይባርከካ ድንግል ማርያም ምሳካ ትኩን
@esayasgenrab1996
@esayasgenrab1996 2 жыл бұрын
🙏በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን🙏 ክቡር ዲያቆን ሓውና። ብመጀመርያ ኣብ ዘልኻዮ እግዘኣብሄር ኣምልኽ ይሓልወካ። ብጣዕሚ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳብ ኢኻ ኣቅሪብካልና። ቃለ ሂወት የስምዓልና፡ተባረኽ።
@genettedla4209
@genettedla4209 2 жыл бұрын
Thank you our brother it's important having fete in God God bless you 🙏🙏🙏
@aziebabraham5586
@aziebabraham5586 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ግን ብክታበት ክድሕን ኢልና ዘይ ኮናስ ብስርሕ የገድዱ አለዉ ወይ ሳርሕ ገዲፍካ ኮፍ በል ወይ ክታበት ይብሉ አለዉ መብዛሕቱ ምስ አረግቶት ንሰርሕ ስራሕ ገዲፍካ እንታይ ክንገብር 😪
@godgivegodtakes1149
@godgivegodtakes1149 2 жыл бұрын
May God bless for sharing this beautiful message. God is our salvation🙏🏿
@tewenkifile8939
@tewenkifile8939 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesimaAlna hawuna eidimen tieinan yhabeka fetari 🙏
@heranmulugeta1614
@heranmulugeta1614 2 жыл бұрын
Diyakon hawna kale hiwet yesmalna
@kikidebesay48
@kikidebesay48 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዛሓልካ ዲያቆን ሓወይ ኣነዉን ክሳብ ሕጂ ኣይተኽተብኩን ብጾም ጸሎት ስግደት ይነብር ኣለኹ ብሓይሊ እግዚኣብሄር
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 2 жыл бұрын
Nay Bhaki kale hiwet yesmalna Diyakon hawna 🙏✝️🙏✝️🙏✝️🙏
@gamerking9790
@gamerking9790 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna gebari kulu amlak eyu
Underwater Challenge 😱
00:37
Topper Guild
Рет қаралды 41 МЛН
Magic? 😨
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 20 МЛН
Please Help Barry Choose His Real Son
00:23
Garri Creative
Рет қаралды 23 МЛН
የሐሙስ አርጋኖን - Arganon - Hamus
43:48
masresham
Рет қаралды 642 М.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,5 МЛН
#ዕለት_16_ነሓሴ ዝተፈጸሙ ኣዝዮም ኣደነቕቲ ተአምራት!!!
29:45
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 1,4 М.
Underwater Challenge 😱
00:37
Topper Guild
Рет қаралды 41 МЛН