Рет қаралды 11,327
ሰላም ትኸታተልቲ እንቋዕ ብደሓን ናብ መደብ ጓል ከረን (ኣዱ ብሊና) መጻእኩም፣ እዚ ሕጋዊ ቻነል ናተይ ኮይኑ፣ብዘይካ እዚኣ ካልእ ቻነል ከምዘይብለይን ምናልባሽ ብዙሓት መዳናገርቲ ናይ ቀደም ቪድዮታተይ ቀዲሖም ኣዱ ብሊና ሓድሽ ቪድዮ እንዳበሉ ኣብ ዩቱብ ክጽዕኑ ዝፍትኑ ስለዘይሰኣኑ ናተይ ከይመስለኩም ብዘይካ እዚኣ ካልእ ቻነል የብለይን ከየታልልኹም።
ንትገብሩለይ ምትሕብባርኩም ኣዝየ የመስግን ።
ኣድሓነት (ኣዱ ብሊና)!