ፍኖተ ሓዳር 65 ዓመት ኣብ ሓዳር ዝፀንዑ ከምኡ ድማ 64 ደቂደቆም ዝረአዮ ወለዲ

  Рет қаралды 16,725

Flamingo Entertainment

Flamingo Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 232
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 2 күн бұрын
ወለድኻ ታሓጉሶም ክትርኢ ክንደይ ደስ ይብል መዳሃኒኣለም ኣቦይ ሓደራኻ ምስ ዝፈትዮም ስድራቤተይ ብሰላም ኣራክበኒ ወለደይ ክንደይ ከርተት ኢሎም አባኒ ለሚኑ ላዕልን ታሕትን ኢሉ እዩ ኣዕብዩና ኣነውን ንዚ ችግር ንምሽናፍ እስካብ ሐዚ ኣብ ስደት ኣለኹ ወለደይ ናይ ደቆም ውላድ ኪሪኡ ብሃንቆውታ ይፅበዩ ኣለዉ እሞ ብፀሎት ሕሰቡኒ ወለደይ ካሑጎስ 🤲🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹 ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏
@abrihabelaytafere5289
@abrihabelaytafere5289 Күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@deradubai1754
@deradubai1754 Күн бұрын
አረ ፈትየዮም ኮሞት ኢለ ክቡራት ወለድና 2ይ ኣቅርቡልና ትቦሉ👍ተጋሩዋይ❤❤❤🎉🎉🎉
@MolowHadabaga
@MolowHadabaga Күн бұрын
ዋላ አነ ❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 Күн бұрын
👍🌼
@gebreyosusgebretatios
@gebreyosusgebretatios 2 күн бұрын
ዘይምንባረይ ቀኒአ ፅቡቕ ነይሩ ዕድመን ጥዕናን አደዋይለ እና አበባዋይ ክብረተይ
@samirihalhabashi2393
@samirihalhabashi2393 2 күн бұрын
ኣቤት ትዕድልቲ ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ኣቦዋይ ካሕሳይ ማማዋይ ልላይ ብጣዕሚ እዩ ዝፈትዋክም ለዋህት ፈጥረት 🥰🥰🥰ጋዘጠኛ ስሕት እንየኪ ኣቦይ ማማ እዩ ዝብል
@وناحزم
@وناحزم Күн бұрын
እሰይ ተዕድልቲ ኩቡራት ወለዲ ትሓጎሱ ደኣ❤❤❤❤❤🎉
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 Күн бұрын
አረ ከመይ ዝበለ ትዕድልቲ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🥰🥰💗😊
@SelamA-xb3zq
@SelamA-xb3zq Күн бұрын
ብሓቂ ክብራት ወለዲ ደስ ክብሉ ነሳሓቅኩም የንብርኩም ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክ ❤🫶💙👏
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Күн бұрын
አነ አቲ ዝዓበይ አብ ሂይወተይ ደስ ዝብለኒ ነገር እንተሃሉ ፍቅሪ ስዳራቤት እዩ ደስ ምባሎም🤲❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Күн бұрын
Me too
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Күн бұрын
አሰይ ሙቁራት ወለዲ አብነታዉያን ሰብ ሐዳር ግሩማት መልክኦም ጽቡቅ መጋብሮም ጽቡቅ ዕላሎም ሙቁር ጥዑም። ዕድመን ጥእናን ይሐብኩም አይኒ አባይኩም ይደፈን ሙቁራት ወለዲ እልልልልልል❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@AsAs-xw1zw
@AsAs-xw1zw Күн бұрын
ኣካዳድናኪ ኣስተካክልዮ ጋዜጠኛ ወለዲ እዮም❤
@Atsbe-dera
@Atsbe-dera 2 күн бұрын
ትዕድልቲ እግዚአብሔር እዩ ተመርዒኻ ኽሳብ መጨረሻ ብሓደ ምንባር ዕድመ ምስ ምሉእ ጥዕና ይሃበልና ክቡራት ወለድና 🍀
@mlatmlat5031
@mlatmlat5031 Күн бұрын
ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ክብራት ወለደይ ብሓቂ 1000 ዓመት ንሩና ❤❤❤
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 2 күн бұрын
ምንም ቃላት የብለይን ክቡራት ወለደይ መዋርስቲ መንግስቲ ኣምላክ ይበልኩም ጎተተይ #በረከትኩም_ትሕደረኒ_ከመኻቱም ብሩኽ ሓዳር ንኽምስርት ወላዲተ ኣምላክ ትርድአኒ❤❤❤❤
@Haregte
@Haregte 2 күн бұрын
ደስስስ ክብሉ ታዓዲሎም😥 ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአ እግዚአብሔር ዝተረፈ ዕድመኹም ይባርኾ🤲 እንተ እዛ ኬክ ግን ሕብሽቲ/ ሕምባሻ ተትኾን?
@ytub8615
@ytub8615 2 күн бұрын
ዋውውው ተዕድልት እዩ ንኹሉ ኣነ እውን ኩሉ ግዜ ዝምነዮ ነቶም ብዝሑ ከርተት ዝብሉ ክምዝኣ ክገብር ፈጣር ይሓግዘኒ
@WediMulu-m4v
@WediMulu-m4v 17 сағат бұрын
ናኣና ክንሕጎስ ዝገበርናዮ ንብዙሕ ስብ ኣሐጉሱ ረአዬስ ብጣዒሚ ደስኢሉኒሞ ንኩሉክም ታሓጓስና ዘሐጎሰኩም ክብረት ይሃበለይ ብናይ ኩልና ወለዲ ፆሎት ቀዳዊና ግዜ ይምፀአልና መድሂና ኣለም ኣቦይ ምሕረት ይልአከልና ኣሜን
@selam801
@selam801 Күн бұрын
እግዚኣብሔር ሰወድህ እንዲህ ነው አቤት መታደል ኣነለ ከምዚ እየኮ ፈጣሪ ታይ ይሰኣኖ😢😊
@letshy
@letshy 20 сағат бұрын
ደስስ ክብሉ ክቡራት ወለድና እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ያሃብኹም🥰🙏
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt Күн бұрын
እግዚአብሔር ዝተረፈ ዕድሜኦምለ ይባርከሎም ወለድና ቅዱሳት ቅዱስ ቅንኢ የቅንኡካ 🌹😘😘😘😘👏👏 ከምናታትኩም ዝበለ ዝተባረከ ሓዳር ይዓድለና እግዚአብሔር🌹👏 ጋዜጠኛ ግን ቃላትኪ ዝወረዱ ኮይኖም እዚኦም ወለድኪ እዮም ማማ ባባ ናበልኪ ተትፅውዕዮም ዞም ዓበይቲ ወለድና ነቶም ወጣታት ኣቶ እገለ ወይዘሮ እገለናበልኪ ተናገሪ ተናገሪ😮
@موودعس
@موودعس 2 күн бұрын
ኣቤት ትዕድልቲ አቤትኩም ብፍቅሪ ኩሉ ዝመለአ ካማኩም ኩሉ ይግበረሉ ፈጣሪ እድመ ጦዕና ይግበረልኩም ፈጣሪ🙏 💞
@Haregte
@Haregte 2 күн бұрын
ብደንቢ ቤተሰቡ ተተፋልጥዎ ዝበለፀ ምመቀረ ምስ ደቂ ደቆም ብዝተረፈ ደስስ ባሃሊ ፀላኢ ዓይንኹም ይፍሰሰሰ🥰🥰🥰🥰🙏
@ለሚጓልተዋህዶfhf-d
@ለሚጓልተዋህዶfhf-d Күн бұрын
ዉይይ ትዕድልቲ ደስ ክብሉ እግዝአብሔር ኣምላክ ዝተባረከ ሓዳር ይፍጠረልና🥰
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Күн бұрын
Amen Amen Amen
@salamahsalamah4030
@salamahsalamah4030 23 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 አሰይ ኩውራት ወለዲ አምላክ ፀጋ ጥዕና የሃብኹም ደቁኹምለ ናወሎዶም ይፅንሓዮም❤❤❤ ሰሚዐ ምሙናይ ሲኢነዮም❤❤❤❤
@MesertKuha
@MesertKuha 2 күн бұрын
ዛመቅረቢት ግን አደይ አቦይ ዘይትብልዮም😢
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 20 сағат бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላኽ ይመስገን ብሓቂ ትዕድልቲ እዩ አምላኽ ዝተረፈ ዕድመኩም ይባርከልኩም ከም ናትኩም ፍቕርን ሓዳርን ይፍጠረልና አምላኽ ቅዱሳን ንዓና ደቅኩም❤❤❤ ክብርቲ ሓፍትና ምቅረብት እዉን ኣደዋይ ኣቦዋይ እዩ ዝብሃል❤❤❤
@Th-si7zn
@Th-si7zn 2 күн бұрын
ዋእ ቅዱስ ቅኒኢ እየ ኣብየት ፀጋ ኣምላክ ብእዉነት ክብርን ምስጋናን ንቲ ብዓል ብዝሕረት ይኩን
@YedguYrdfu
@YedguYrdfu Күн бұрын
አሰይ ብእንት ብጣዕሚ ደሰ እለኒ ድሕረ ብዘሕ ዓመት ገፁኩም ዘረእኩ እግዚአብሔር አምላክ ሰደትይ አሕፂረ አነ እወን ገፀኩም ከሪኢ የበቀዐኒ እነ ለኩለኩም ብጣዕሚ እየ ዘፈትወኩም እነ ዕድመን ጥዕናን የሃብክም ፈጣሪ ❤❤❤🙏🙏🙏
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 2 күн бұрын
ክቡራት ወለዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም
@Britubebritube
@Britubebritube 2 күн бұрын
ኣብየት ትዕድልሚ ደስ ክትብሉ ብሓቂ ጥዑማት ስድራ❤❤ካብ ዓይኒ ሓሳድ እግዚአብሔር ኣምላክ ይከልልኩም🤲💚
@سارهساره-ت9ط8ح
@سارهساره-ت9ط8ح 2 күн бұрын
እፋፋ አነስ ንስድራይ ከምዙይ ገሬ ከሕጉሶም እየ ሕልም ነይሩን ስደተኛዋ እፊፊ ግን ዓለም መንጥላቲን አቦዋይ ዕድመንጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi Күн бұрын
❤❤❤❤ከምዝ ዝበለ ተዕዲልት ንኹልና ይሃበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤ ርእኻ ዘይፅገዉ ስዲራ❤❤❤❤ ዕዲሜይ ጥዕናይ ይሃበኩሙ ምስኹሎሞ ደቅኹሙ❤❤❤❤ ኩቡራት ወለደይ❤❤❤❤❤❤❤ ታሕጓሰይ ወሰን የዉሉን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@محمدمحمد-ز4ب8ش
@محمدمحمد-ز4ب8ش 2 күн бұрын
አሰይ ደሰ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@Haymitube3
@Haymitube3 2 күн бұрын
ዋውው ፀለዓይንኩም ይደፈን ብሓቂ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአ ደሞ ወለድና ፈጣሪ ፈቂዱዎ ተለይኮይኑ እንድሕር ሕጉሳት ኮይኖም ብዙሕ ክፀንሑ ከም ልክእሉ ኢና ተማሂርና ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም❤❤
@destameseret8736
@destameseret8736 17 сағат бұрын
እንደርታ ፡ አደይ ፡ ጥዑማት ፡ አቤት ፡ ትሕትና ፡ ካብአፉም ፡ ማዓር ፡ ይዘንብ ፡ ጥዑማት ፡ ላዛ ፡እንኳዕ ፡ ላብዙይ ፡ አብቀዓኩም
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 2 күн бұрын
ፈጣሪ ይጠብቃችሁ 🎉🎉
@medhin8187
@medhin8187 Күн бұрын
ፈጣሪ ዕድመ ይሃብኩም ወለድና❤🤲🌼
@thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524
@thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524 Күн бұрын
ናተይ ትምኒት ከምዚ ክኸውን እየ ዝምነ❤🙏
@T8Gz-rq9st
@T8Gz-rq9st 2 күн бұрын
ስለ ኩሉ እግዚኣብሔር ይመስገን ክብራት ወለድና ደስ ክትብሉ ካብዚ ዝዓቢ ፀጋ ይወስኩም ንዓናውን ከምናትኩም ዝተባረከ ሓዳር ይሃበና 🙏ኣነ ውን ፈጣሪ ተፈቂድዎ ወለደይ ከምዚ ገይረ ከሐጉሶም ብሰላም የራክበና ክብሩ ይውሰድ መድሃኒኣለም 46 ዓመት ፀኒሖም ኣለው ካብ ሐዝለ እመኣምላከይ ትፈልጥ🙏💜
@fevinatigraweyti1543
@fevinatigraweyti1543 2 күн бұрын
ምስ ትፈትዎን ዝፈትወካን ብፍቕሪ ተኸባቢርካ ምንባር ናይማን ትዕድልቲ እዩ እሞ ኣምላኽ ይዓድለና ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ወለዲ🙏🫶
@hgggg7143
@hgggg7143 2 күн бұрын
ናይ እግዚአብሔር ትዕድልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብም
@Aduhaylu-ii8qv
@Aduhaylu-ii8qv Күн бұрын
ዕድመን ጥዒናን ይሃቦም ፈጣሪ ክንደይ ትዕድልቲ እዪ ❤❤❤
@melestesfay5687
@melestesfay5687 2 күн бұрын
ውይይ አሰይ ደስ ክብሉ ሽኮራት ዝኾኑ ወለዲ ከምዚአ ብፁሩይኩም 100 እትደፍኑዋ ይግበርኩም ❤❤
@ifhd4442
@ifhd4442 2 күн бұрын
ትዕድልቲ እዩ እግዚአብሔር ነውሕ ዕድመ ይሃብካቱም ወለድና♥️🥀
@hanaaraya7467
@hanaaraya7467 2 күн бұрын
ኣምላኽ ይባርኩም ቡሩካት ስድራ ⛪💙💙💙
@FunnyCap-lm4sg
@FunnyCap-lm4sg Күн бұрын
እግዚአብሔር ዝባረኮም ስድራ❤🎉
@ggeniggeni
@ggeniggeni Күн бұрын
ኣሰይይይይይይይ ደሰሰሰሰሰ ክቡሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ🙏❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
@tigray3o
@tigray3o 2 күн бұрын
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ወሲኹ ይሃብኩም ምዕሩጋት ወለዲ😘🥰🥰🥰🥰 እታ ሓታቲት መሀከይት እያ ምንም ግርማ ዘይብላ
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ Күн бұрын
ኣቤየት ትዕድልቲ ዕድመይ ጥዕናይ ያሃብኹም❤❤❤
@kiduGrm
@kiduGrm 2 күн бұрын
እስኪ ብስም ዞም ምጭዋት ስድራ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንኩላትና ኣብስደት ዘለና ድማ ዓድና ከይድና ከምዙይ ዝበለ ፍቅሪ ይዓድለና ይሕዋተይ❤❤
@yewhin21
@yewhin21 2 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@yordanostekle8315
@yordanostekle8315 2 сағат бұрын
ደሚርኒ❤
@yewhin21
@yewhin21 Сағат бұрын
@@yordanostekle8315 እሺ መልሲ ንስክውን
@yewhin21
@yewhin21 Сағат бұрын
@@yordanostekle8315 ገይረልኪ መልሲ ንስክውን
@salamaaa905
@salamaaa905 2 күн бұрын
ኣሰይይይ ቅዱስ ቅንኢ ትቀንእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፁሩያት❤
@ድግልማርያምኣደይ
@ድግልማርያምኣደይ 2 күн бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከብ ዓይኒ ሓሳድ ይምሓርኩም❤❤❤🎉🎉🎉
@HfJh-bv7ts
@HfJh-bv7ts Күн бұрын
ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ❤❤❤❤🎉
@salamaaa905
@salamaaa905 2 күн бұрын
ኮፍ ኢሎም ኣቦ ሓጎይ ይመስሉ ዞም ወላዲ ❤❤❤❤ኣሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤
@MazuHabshwitYouTube
@MazuHabshwitYouTube 3 күн бұрын
ኣቤት ትዕድልቲ ኣምላኽ ክባርኸኻን ክፈትወኻንስ
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ Күн бұрын
እውይ ኣቦጎይታናይ ይመስሉ ኹሉ ነገሮም♥️😊
@IdrHtr
@IdrHtr Күн бұрын
ይመስሉ ስነስርዓት ዘለዉዎም ደቆም❤❤❤
@brhaneye
@brhaneye 2 күн бұрын
ኣሰይይ ደስ ክብሉኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 😊
@mebrihitweldu5230
@mebrihitweldu5230 Күн бұрын
Egzabihir Edmen Tenen yahbekem🎉🎉🎉🎉
@hadasgirmay
@hadasgirmay 2 күн бұрын
ደስ ዝቭሉ ስድራ ዕድመን ጥዕና ይሀብኩም
@YeshiHalefom-c1j
@YeshiHalefom-c1j 2 күн бұрын
አሰይ ደሰ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፉጠሪ አምላክ ክብራት ወልድና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@مريم-غ1م4ظ
@مريم-غ1م4ظ 2 күн бұрын
እሰይይይይ ቁድስ ቅንኢ የቅንኡካ ዞም ስድራ 💚💓💚
@Mikaelhalawuyey
@Mikaelhalawuyey 2 күн бұрын
ኣሰይይይይ ደስክብሉ ኣምላኽ ወሲኹ ይባርኩም ጥዑማት ስድራ👏👏👏❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Aronlid-h3v
@Aronlid-h3v Күн бұрын
Asey edmen tienan yhabkum fetari🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@የቁድስጊዮርጊስልጅነኝ
@የቁድስጊዮርጊስልጅነኝ 20 сағат бұрын
ደስ ክብሉ ዕድመ ይሃብኩም🙏♥️
@JdjdjJriffi
@JdjdjJriffi 16 сағат бұрын
ክንደይ ደስ ትብሉ ብሩኻት ስድራ♥️💛🥹
@salmasalm8448
@salmasalm8448 2 күн бұрын
አሰይይይ ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@dgvh7060
@dgvh7060 2 күн бұрын
እግዚኣቢሔር ክበርከካ ኩሎኮ ትአምር እዩ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣቢሔር አምላክ ይመሰገን ክቡራት ወለድና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤
@SgyGjj
@SgyGjj Күн бұрын
ምንም መገለፅ የብለይ ❤ ካዓይን ይምሓርኻትኽም🙏🙏
@rahelpapy8054
@rahelpapy8054 Күн бұрын
Gazatagin gen aboy adey nabelekey zeyetesewe way
@YeshiHalefom-c1j
@YeshiHalefom-c1j 2 күн бұрын
አሰይይይይእልልልልልል እኳዕ እዚአረኤኻና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሰይይይእኳዕደሰሰሰበለኹም እዘምአሕዎትይማዓረይይ
@GenetBerhe-yp5jx
@GenetBerhe-yp5jx Күн бұрын
ኣሰይ ❤❤❤❤ ወለደይ ከምዙይ ገይረ ከምረኣኩ ❤❤❤ካብ ስደት ተመሊሰ ❤❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 күн бұрын
_ኣሰይይይይይይ አቤት ትዕድልቲ ፀላዓይንኩም ይደፍን አሕዋተይ🎉❤❤❤_
@GGg-v3t
@GGg-v3t 2 күн бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏❤
@yfgfhggc1498
@yfgfhggc1498 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክብራት ወለዲ ምዑርጋት ወለዲ ፋምሊ❤❤❤❤❤❤
@MGT04
@MGT04 18 сағат бұрын
ዋውውው❤🎉❤🎉
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 күн бұрын
ኣሰየይይይ ፅርያት ነዉሕ ዕድሜን ጥዕናን የሃበኩም ❤
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 2 күн бұрын
ኣሰይ ዉይ ደስ ክብሉ በረከትኩም ይሕደረና ኣብ ሓደርና ፅንዓት ይግበረልና❤
@mesimesi9422
@mesimesi9422 2 күн бұрын
እሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h Күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏ከብረት ወልዳ 💜አብያተ ትዕደልቲ💜💥♥️ሓንቲ መዓልት ተሰፋ ይግብረ ለወልደይ ከመዞይ ከግብር 🙏ፈጣሪ ሓሰብ ልበይ ይሰማራል በቻ ♥️🙏💥
@Slamah-b8g
@Slamah-b8g 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ወለዲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@مريم-غ1م4ظ
@مريم-غ1م4ظ 2 күн бұрын
እሰይይይይይ ደስ ክብሉ ክቡራት ስድራ ክንደይከ ደስ ይብሉ ኣቤት ትዕድልቲ ❤❤❤💓💓💓💚💚💚🥀🥀🥀👏ናይ ሎሚ ወሎዶከ ላበይ እዩ ጉዕዘና እስቲ ነስተውዕል 🥲
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@ይኩነኒበከመትብለኒ
@ይኩነኒበከመትብለኒ 2 күн бұрын
ኣየ ናይ ሎሚ ወሎዶኸ ከመይ ኢና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AsterSele
@AsterSele 2 күн бұрын
እሰይ ኩርዓት ዓድና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣብዚሑ ❤❤🎉🎉🎉🎉
@Asu2130
@Asu2130 2 күн бұрын
ኣሰይ ደስ ምባሎም ሰድራ🎉🎉🎉🎉🎉
@medhinmedhin8307
@medhinmedhin8307 2 күн бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
@Sara-m8w
@Sara-m8w 2 күн бұрын
ዘወለደ የታሓጎስ❤❤❤❤❤
@ይኩነኒበከመትብለኒ
@ይኩነኒበከመትብለኒ 2 күн бұрын
ዞም ኣቦና መዓር ወለላ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 3 күн бұрын
So interesting, lucky family ever. Long time for them!.
@hntsaalem2736
@hntsaalem2736 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙዕሩጋት ሰብ ጥዑማት ላዛ
@selamabreha1361
@selamabreha1361 Күн бұрын
ድስ ክብል❤❤❤
@ttn-yd8mc
@ttn-yd8mc 2 күн бұрын
ውይ ደስ ክብሉ ❤🙏 ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአ
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 Күн бұрын
Egthabher always with you 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 ❤ ♥ 💕 💙 💖 💓 ❤
@ABCD-nl2mt
@ABCD-nl2mt Күн бұрын
ዋይ ደስክብሉ
@ገኒጋልትግራይ-ጐ1ቨ
@ገኒጋልትግራይ-ጐ1ቨ Күн бұрын
ግርማ ዓዲ ሓረና ❤❤
@FhgfFhhf-f5j
@FhgfFhhf-f5j 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ደስ እዩ ዝብል መረአያ ዝኮኑ ወለዲ
@haftomtadele6298
@haftomtadele6298 2 күн бұрын
እድመን ቲእናን ይሃብኩም ንኩሉኩም ስድራ
@اللالل-ج1د
@اللالل-ج1د 2 күн бұрын
ትዕድልቲ እዩ ብሓቂ
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Күн бұрын
ዎዉ እሰይይይይይ
@ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ
@ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ 2 күн бұрын
አሰይይ ደስ ክብሉ❤
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 130 МЛН
Incredible: Teacher builds airplane to teach kids behavior! #shorts
00:32
Fabiosa Stories
Рет қаралды 12 МЛН
My Daughter's Dumplings Are Filled With Coins #funny #cute #comedy
00:18
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 23 МЛН
ጽንብል ዕለተ ልደት - ሊድያ በረኸት [Full Video]
1:23:35
ገዳም ሚድያ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta
31:30
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 12 М.
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 130 МЛН