Рет қаралды 105,671
Eritrean Old Drama
ጥሉም ቆጸራ - The Interrogation - ካብ ትብል ናይ ግብጺ መጽሓፍ ብሌ/ኮ/ካልድ ኣበራ ተተርጒማ ብኣንገሶም ኢሳቕን ግርማይ ወልደገርግስን (መንከኒኖ) ናብ ኤርትራዊ ክውንነት ርዒማ ብግርማይ ወልደገርግስን ኣጽበሀት የውሃንስ ተኣልያ ገለ ካብቲ በቶም ጠላማትን ሓሳዳትን ወያነ ኣብልዕሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝተፈጸመ ግፍዒ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እትገልጽ ድራማ። ድራማ
ኣጽበሀት የውሃንስ፣ ርእሶም ተ/መድህን(ባራኪዮ)፣ተስፋሁነይ ተኽለ፣ ኣብረሀት ብርሃነ
Stay tuned for more and subscribe