ኦሮማይ ዘይተርፍ ኩናት ኣብ ቅድሜና

  Рет қаралды 11,765

ADMAS FORUM

ADMAS FORUM

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @admasforum

Пікірлер: 30
@ttek9180
@ttek9180 4 сағат бұрын
አንታ ኻልድ ሐወይ ስምዒትን ደድሕሪ ኢሳያስ ዝበሎ ብዕዉርካ ዘብዘብ ምባልን ከም ሃገርን ህዝብን አየዋጻጽአናን ኢዩ ካብ ዝብሃል ዓመታት ሐሊፉ። ብሰንኪ ፍሉይ አጀንዳ ኢሳያስ፣ ህዝብናን ደቁን ብዝሐለፎን ሕጂውን ዝሐልፎ ዘሎን ሳዕቤናቱን ክሳራኡን ገምጊሙ፣ አብ ሕድሕዱ ዘሎ ምትፍናን ወጊዱ ክበራበር እንተዘይጀሚሩ ነብሲ ወከፍ ወዲ ሃገር፣ ደጋፊ ይኹን ተቓዋሚ ካብ ጥፍአት አይከምልጥን ኢዩ። አማስያኡ ኢትዮጵያውያን ፍልልያቶም ብዘየገድስ "ንቀይሕ ባሕሪ ንምውናን" አብ ትሕቲ ዝብል ምስምስ ብሐደ ኮይኖም ጸረ ኤርትራን ህዝባን ክዋግኡ ኢዮም። ምዕራብ ዓለም ከአ በቲ ኢሳያስ ዘርእዮ ሃዋኺ ጸረ ሰላም መርገጻቱ አብ ጎድኒ ዓባይ ኢትዮጵያ ከም ቀደሙ ክምለስ ኢዩ። አታ ህዝቢ!!! ፍልልያትካ አጽቢብካ ሃገራውን ህዝባውን ረብሐታትካ አማዕቁብ። ነዚ ከዳዕ ሽፍታ ስርዓት ብፍልልያትና ተጠቒምካ፣ ሕድሕድና አዋዲእካ አይትነብርን ኢኻ ክብሃሎ ይግባእ።
@berhemengis6763
@berhemengis6763 4 сағат бұрын
ብሓቂ ሓቀኛ ኣገላልጻ ገልጽካዮ ጽብቕ ኣስተምህሮ ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓው ካልድ።
@bigstartransportationllc1394
@bigstartransportationllc1394 5 сағат бұрын
Welcome 🙏 brother
@HaimanotKeflemariam
@HaimanotKeflemariam 5 сағат бұрын
🕊🕊🕊💐💐💐🕊🕊🕊
@AmelTesfit
@AmelTesfit 4 сағат бұрын
ናይ በሓቂ ብሉጽ ትንተና ። thank you kalead abdu
@semeregebridan
@semeregebridan 6 сағат бұрын
Yes
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 4 сағат бұрын
Ere were kunat wedi kunat aytiblu bejakum
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 25 минут бұрын
ምዕራብ ዓለም ዳኣ ሞ ብሰንኪ ኲናት ዩክረይን ታሓኒቚ ዒቕ ዒቕ ዝብል ደሎ ዶ ከይኮነ? ጉሮሶ ዝወድኣ መንኮርኮር ኮይነንሲ ከምዘለዋ ኻኣ ቆጺርካየን?
@tewzoldebereket9952
@tewzoldebereket9952 2 сағат бұрын
መርሐባ መም ኻልድ እንታይ ኸምንብል እንታይ ኸምንገብር እዩ ጠፊእና ምዓስ ኢና ኽንባራበር ልብን ምስትውዓልን ይሃበና ፈጣሪ
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 4 сағат бұрын
ጸላኢና ብጉቡእ ስለዘይፈለጥና ንዝመጽእ ሓደጋ እንታይ ክንገብር ካብ ስግር ባሕሪ።
@SaidAboismail
@SaidAboismail 3 сағат бұрын
Bravo.wedi.memhir.abdu
@solomonliza
@solomonliza Сағат бұрын
ጽቡቕ መብርሂ ፡ በርትዕ ጋዜጠኛ ካልድ 👍
@God-db9vp
@God-db9vp 3 сағат бұрын
ሰላም ካልድ ዓብዱ፡ ደፊርካኒ ኣይትበለኒ እንበር ብፖለቲካዊ ዓይኒ ኣግፊሕና እንተሪእናዮ ኢሳያስ ናይ ወጻኢ ጉዳያት ፖሊስኡ ኣዝዩ ቅኑዕ እዩ በሃላይ እየ፡ ኣነ ኣሜሪካ እያ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትሕምሶ ዘላ ይብል፡ ገዛካ ኳሕኲሖም እንተመጽዮምካ ከኣ ምክልካል ጌጋ ኣይኮነን፡ ኣቢይ ኣሕመድ ንርእዮ ከምዘለና ቀጥታዊ ተለኣኣኺ ኣሜሪካ እዩ፡ ናይ ኢሳያስ ዕላማ ንኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ንምሕዋስ ዘይኮነ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ ጽልዋ ኣሜሪካ ንምድሓን እዩ። ናይ ኣሜሪካ ፖሊሲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እንተዘይተረዲእናዮ ኩሉ ግዜ ብግምት ኣብ ጌጋ ክንነብር ኢና።.
@meriyemnassredin6255
@meriyemnassredin6255 6 сағат бұрын
Yas
@gimjaamare509
@gimjaamare509 3 сағат бұрын
Thanks Kalid Abdu i appreciate your clarification. Sepulcher and Devil can't be satisfied .Esayas can't satisfied sadist.
@isaaknega9715
@isaaknega9715 2 сағат бұрын
Thank you teacher for you service 💙💙💙💙🌄🌄
@simonteclesenbet
@simonteclesenbet Сағат бұрын
ሃጠው ቀጠው
@musaomar7058
@musaomar7058 3 сағат бұрын
Our solution is “Federation “only 44
@musaomar7058
@musaomar7058 3 сағат бұрын
the time of the criminal dictator Isias Af cherqi is done for once and ever 44
@amanluel98
@amanluel98 Сағат бұрын
Emeneni neza kiremti eyom dixbeyu delewu ember ykidenena
@berekettekie1194
@berekettekie1194 2 сағат бұрын
💙💙💙💙💪💪💪💪👋👋👋
@yohanberhe5292
@yohanberhe5292 Сағат бұрын
Men eka neska
@binites7284
@binites7284 5 сағат бұрын
Welkam
@firstpost133
@firstpost133 4 сағат бұрын
ሕሱም ህዝቢ ሕሱም መራሒ ይፈጥር። ኢሰያስ ውጽኢት ህዝቢ ኤርትራ ዩ። ኢሰያስ ንዘልኣለም ይንበር!
@wedid.c6732
@wedid.c6732 3 сағат бұрын
​@@firstpost133ብክልተ እግሩ ዝከይድ እንስሳ ብዕራይ
@aaronbravo594
@aaronbravo594 4 сағат бұрын
ሓደ ነገር ዝዘንጋዕኩሞ ግን ከኣ መሰረታዊ ነገር ናይዚ ኩሉ ፍጻሜ ኣብ ግብሪ ቅድሚ ምብጽሑ ትንቢታዊ ምዃኑ ዘይምእማን እዩ ። ስለዚ ነቲ መጻኢ ትምበያዊ ፍጻሜ ንምርካብ፡ ብዙሕ ፖለቲካዊ ትንታኔ ወይ ቀመር ቅድሚ ምግባርካ ፡ መንፈሳዊ ትንበያ ኣብ ቅዱስ መጻሕፍቲ እንታይ ይብል ኢልካ ጸቒትካ ምምርማር ይሓትት። እንታይ ንምባል እየ፡ እዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሎ መሰረታዊ ጠንቂ ናይ'ዚ ኩሉ ነውጺ ኣብ ማይ ባሕርን ፡ ማይ ተፋሰስ ኒል ዝምርኮስ እዩ። እዚ ድማ ከምቲ ቁድሳት መጻሕፍቲ ዝብልዎ "እቲ ናይ መወዳእታ እርማጌዶን ጠንቂ 3ይ ኩናት ዓለም " ብ ሰንኪ ማይ ክብገስ ሙዃኑ ይጠቅስ። እዚ ናይዚ ማይ ማእሰር-ፍታሕ ድማ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር መን ኣሎ ከተገናዝብ ምስ ትደሊ ድማ ካበይ ናበይ ክነግረካ ቅሩብ እየ።
@truthalwaysprevails6669
@truthalwaysprevails6669 2 сағат бұрын
Where does it say in the Bible...May you guide me pls I wanna know
@africa2014.
@africa2014. 5 сағат бұрын
take it breath brother,don't say always western, western, western,,,,,,,,,,
@henokmengsteab1907
@henokmengsteab1907 Сағат бұрын
What's ur counterargument ?🤔
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 24 МЛН
Spongebob ate Patrick 😱 #meme #spongebob #gmod
00:15
Mr. LoLo
Рет қаралды 15 МЛН
Самое неинтересное видео
00:32
Miracle
Рет қаралды 2,9 МЛН
What is ChatGPT doing...and why does it work?
3:15:38
Wolfram
Рет қаралды 2,1 МЛН
Sep 27/2024 ኣቦ ነዓ ጉድ ስማዕ ናበይ ህድማ
37:10
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 5 М.
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 24 МЛН