KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
መደንገፂ ፕራንክ
14:59
ሐረግ ( ክፍል 50)
35:01
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
6:22
«Жат бауыр» телехикаясы І 30 - бөлім | Соңғы бөлім
52:59
I'VE MADE A CUTE FLYING LOLLIPOP FOR MY KID #SHORTS
0:48
Устроился на работу в БАНЮ, а тут призраки какие-то..
1:2:39
ፕራንክ ገይረያ ንሃኒ
Рет қаралды 52,125
Facebook
Twitter
Жүктеу
3900
Жазылу 28 М.
Mame & Hanan
Күн бұрын
Пікірлер: 282
@osmanmohammed9396
3 жыл бұрын
ማመን ሓናኒን ያ ኣደይ መዓረይ ኬፍ ዘለዎ ፊቅሪ ! ፊቅሪ ከምዚ ክከውን ኣለዎ ፊቅሪኩም ከም ዓይኒ ማይ ይፈልፍል እሕዋተይ እቶም ንፊቅሪ ትብድሉ ዘለኩም ምድሪ ፋራ ከኣ ዝባን ፊቅሪ ኣገባብ ግበሩ 👉 🇪🇷
@HayatHailu-z4u
Ай бұрын
ደምርኒ
@sesenggtube6473
3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ምሕረት የውርደልኪ ምቅርተይ እቲ ኣብ ሽግርን ፀበባን ዘሎ ህዝብና ምሕረት የውርደና ፈጣሪ ሓላላተይ የቀንየለይ
@HayatHailu-z4u
Ай бұрын
ደምርኒ
@albadr2531
3 жыл бұрын
ሃኒ ምቅርቲ ኣይትናደዲ ምሕረት የውርደልኪ ዝያዳይ ሰላም ንህዝብና የውርደልና ኣምላክ ኣቦይ
@ሚካኤልዋሓሰይ
3 жыл бұрын
መማማ ተጋሩ አወዳት እኮ እንተተአዚዞም ዝተሳዓሩ እዮም ዝመስሎም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈውሲ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ሃኒየ 💘
@HayatHailu-z4u
Ай бұрын
ደምርኒ
@mahilatmahilat1323
3 жыл бұрын
ፅሪያተይ. ክፈትወኩም ሽኮሪናታት. ለባማት መስተዋዓልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤💛😍 ሃኒተይ ምሕረት የዉርደልኪ. 🙌
@HayatHailu-z4u
Ай бұрын
ደምርኒ
@ወይኒጓልጽዮንማርያም
3 жыл бұрын
ፍቁሩኩም ዮብዘሐዮ እግዚአብሔር አምላክ ፅሩያተይ ኣይትሳኣኑ ኣስሕኩምኒ ምሕረት የውርደልኪ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ሃኒየይ
@Channel-vj9tk
3 жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ሃኒየ ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ
@ማህሌነኝይትግራይልጅያውም
3 жыл бұрын
ሙቁራትይ አትጥፉኡ ታይ ዩ ኩሉ ጌዜይ ዝይትመፁ ከፍ እል ላትፅቡኩስ ስላምኩም ይብዛሕ ዲቂ ትግራይ።
@HayatHailu-z4u
Ай бұрын
ደምርኒ
@ርሻንርሻን
3 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልኪ ሃኒየ ማዓረይ ❤❤❤
@ፍረኃልትግራይ
3 жыл бұрын
ኣሕዋተይ ማዓረይ ደስ ክትብሉ ሃኒየይ ማሜየ ማዓረይ ላኣኪ ክንብል ብለይ መከየፍ😂😂
@ዩዳሄንበል
3 жыл бұрын
ደቂ ሪመይ😍💘 እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ ሃኒየ💖
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
3 жыл бұрын
ምቁራተይ እግዚአብሔር ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤🥰❤
@fjidu8690
2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍
@የራያዋጁንታ
3 жыл бұрын
ምሕረት ያውርደልክ ማዓረይ❤💛❤
@shsaygebreslase4045
3 жыл бұрын
ምሕረት ልክልቴኤና ሃንቾ ተሸኒፈ አለኩ ከማኪ
@helenhelen9419
3 жыл бұрын
ምሕረት ያሃብኪ ሃኒየ ማራ ኢኹም ደስትብሉ ቀፅልሉ
@jjffjvjfhc8649
3 жыл бұрын
ማሜ ከጋግዕ ከሎስ መን ደስ ዝብሎ ኣሎ ብትግርኛ ቀጽሉ ፉቁራተይይይ❤❤❤❤
@ኣሱጋልትግራይወርቂ
3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት ምሕረድ የውረደልኪ ህያበይ 🙏🙏🙏💕❤💛💛❤❤💕💕
@ይነብርዕድለይኣማሪረ
3 жыл бұрын
እግዚአብሄር አምላክ ምሕረት የውርደልኪ ሃንየ ምቅርቲ
@ወዲዓባይሃገረትግራይ
3 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩ እንካዕ በሰላም መጻእኩም ምሕረት ይወረድልኪ ፈጣሪ ሃኒየ 🥰🥰🙏ሳብሰክራይብ እባ በሉኒ 🙏🙏🙏
@alugaltigray9572
3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ምቅራት ደም ምሕረት የውርደልኪ ሃኒየይ❤️💛
@GalaxyA-xy5fv
2 жыл бұрын
መፅረፍት ዓድ ወጀራት ኣይትበል ወጀራት መስሉም ከምዘየለ ትግራዋይ ኸሉ ይፈልጥ።
@samrisamri4694
3 жыл бұрын
የስ ቀዳመይቲ ባዕለይ ሪኢቶ ምስረኣክዋ ክህበኩም እየ
@RakiHailu89
3 жыл бұрын
ሽኮርናታት በርትዑ ኣሓዋተየ ❤💛❤
@ሰብሕሰብኣይትኹንጨካን
3 жыл бұрын
ሰይ ደቂ ትግራይ ሓላላት 💊💊💊💊🥰🥰🥰
@genetmehari8812
3 жыл бұрын
ሃኑቾየ ምሕረት የውርደልኪ ፍቅርኩም ይባርኩም እግዚአብሔር
@ሓበሻhabeshatube
3 жыл бұрын
❤❤❤❤😘😘😘😘😘 ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኪ ሃኒተይ ኣነ ኣለኩ 2 ሰሙነይ ኣይሓሸንይ መድሓኒት ክወስድ ስለዘይክእል ግን ኣለኩ ኣይላሸንን
@ግርማዊትዩቱብ
3 жыл бұрын
ምሕርት የውርደልኺ ሃኒዋይ ኣስሒክኒለ ኣሕዚንክኒለ ዋይ ምስክነይቲ ሕማምኪ ኬይትኽእሊ ተጫዊቶምልኪ❤😁😂🥰
@መርሃዊትኃልትግራይ
3 жыл бұрын
ሃኒየይ ኣብዚኣስ ተጋጊኪ ኢኪ ኃናስ ኃና ኢልኪ ስብኣይካ ማለት እኾ ፍንፃሕ መሰንገልካ ሕማምካ ሕማሙ ሕማሙ ሕማምካ እዩ ድዩስ ኮሚዲ እዩ ስሪሕክምዎ ፕራንክ ተገይሩኪ ግን ዓብዩ ጌጋ ኣለኪ
@ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
3 жыл бұрын
Kkkkk አሕሪቁዋ እዩ እንድሕር ሓሪቅካ ካሊእ ውን ትዛረብ ኢኻ ማዓረይ
@ኣቢጋልትግራይ-ኘ7ፐ
3 жыл бұрын
ናይ ማሜ ዛረባ ክስሕቀኒ ማዓት 😂😘😘
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
2 жыл бұрын
ናይማሜዛረባክስሕቀኒ ማዓት ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኪ ዝያዳይይ
@DgfjSelam
7 ай бұрын
ወላ ኣነ
@mashaodesta2201
3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ 💛❤ ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ🙏💗
@asjdnrej8858
3 жыл бұрын
ምሕረት የውረደልኪ ፅብቅተይ😍♥🙏
@dwedete389
2 жыл бұрын
አሰይ ፁሩያተይ ፍቅርኹም ይብዛሕ ፈጣሪ💖💖💖💖💖💊💊💊💊💪💪💪
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
2 жыл бұрын
ሙቁራተይ ኣምላክ ፍቅርኩሙ ይባረክ💛💜💛💜💓💓💓💊💊💐💐💐💐🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@jjffjvjfhc8649
3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ክብረተይይ🌷🤲
@ጓልቅዱስጊዮርጊስ
3 жыл бұрын
ሙቁራተይ ማዓራተይ ማምየ ሽኮር ክፈትወካ ብጣዓሚ ኢኻ ርጉዕ ሃኒተይ ማዓረይ 😘😘😘😘😘😘
@Susufkrms
3 жыл бұрын
ከማክም ዝበለ ሓደር እየ ዝናፍቅ❤
@salama6639
3 жыл бұрын
ሙቁራት ፍጥረት ፊቅሩኹም ብዝሕ ትርፍ ይወለለይ💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@thth800
3 жыл бұрын
ምሕረት የዉረድልኪ ፅብቅተ❤❤❤❤
@ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ
3 жыл бұрын
ምቁራተይ ደስ ባሃልቲ❤💛❤💛❤
@rahmakmal2866
3 жыл бұрын
ማሜ ጻሓይ በርቂ ትመስል ሃኒ ተገደስላባ ተጋሩ ኣወዳትና ማዓዘኢኩም ትግደሱላና❤💛🤪
@ሜሪጋልትግራይ-የ4ቈ
3 жыл бұрын
ናይ ምንታየይ ማ ምስሐይ ዝርስዕ ከ በለ 😁 ሙቁራት ስድራ ተባረኩ 💞❤️
@amanithupia1201
3 жыл бұрын
ኣክስማውያን ኢና ደቂ ማርያም ፅዮን ደቂ ኣልነጃሽ መሲጊድ ክፈትወኩሞ ኣነስ
@ጋልኣኽሱም
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ አየ ልፈትየኩም ❤❤
@rahmahasan7496
3 жыл бұрын
ምቅራተይ ደስ ትብሉ ፍቅሪኹም ይብዛሕ 😘
@hsdshxi6156
3 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልክ ሃኒየ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ምቁራት
@sarasaara3454
3 жыл бұрын
ኣምልኽ ፍቕርኹም የብዛሓዮ ሙቁራተይ💞💞💞❤️
@samrisamri4694
3 жыл бұрын
ውይ ሃኒየ መዓረይ መሕረት የውርደልኪ ማሜ ኣይተሕምመለይ እስኪ ንሃኒ ፍትው እየ ዘብለኩም ደቂ ዓደይ ፅቡቃት❤💛
@lmlmxx1720
3 жыл бұрын
Egezabhir mehirt yewurdeliki marey des ktbulu shikorat ❤️❤️❤️
@ጓልራእሲኣሉላ
3 жыл бұрын
ስብኣያ ድዩ❤❤
@Hi-y8wምንባር
3 жыл бұрын
እወ ሰብኣያ
@azakmashoiiir3413
3 жыл бұрын
ናይምንታየይ ምስሐይ ክርስዕ ያ😂 ሰይ ሹኮራተይ ናተይ💛❤️💛❤️
@رفاهندي
3 жыл бұрын
ምሕረት. የውርደልኪ መዓርይ
@Reem-iy8pz
3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልክን ኣሕዋተይ ማሜ ግን ኣነስ ክፈትወካ እቲ ኣዘራርባካስ miss you deki adey mearey
@lilikabastgalaestbi1322
6 ай бұрын
Hamayt nsbayki thamy 😔takalae tgadad tathamya aela
@monaliza3835
3 жыл бұрын
ፊልም ድያ😅ኣይ ደቅዓደይ💋💋💋💋
@sds8350
3 жыл бұрын
ፅርያት ድቅ ትግራይ ቀፅልሉ💕💊
@ጓልትግራይ-ኀ7ኸ
3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ደቂ ትግራይ 😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@VnfFbf
Ай бұрын
ሙቁራት ደስ ክብሉ❤❤🥰🥰
@ابراهيم-ه5و9و
3 жыл бұрын
ሃኒየ ሚቅሪቲ እይቲናደዲ ❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛❤❤❤ቡዙሑ ጌጋ አለኪ ሓላልየ ኡሽ
@Merimarr-w9k
3 жыл бұрын
Kkkkkk mame namntayey aye mshey zrsia ya hhh amtseala
@ffgf6142
2 жыл бұрын
የኔ ውድድድድድድድድድድድድታት💗💗💗💗💗💓💓💓💓💓💓💖💖💖💖💖💖💘💘
@ነፂጓልኣሉላ
3 жыл бұрын
ደቂ ዓደይ ምቁራት🔥❤🥀💊😍😍😍😍😍🥀
@hiwihiwi4558
3 жыл бұрын
አሰይ ፍቅርኩም የብዛሕ 🥰🥰💛❤️
@ኣቢጋልትግራይ-በ3በ
3 жыл бұрын
ሰላም ፅርያት ደቂ ሪመይ ♥️💊 ሃኒተይ ምሕረት የዉርደልኪ መቀረተይ 🙏🥲
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
3 жыл бұрын
ኤእ ይስምዐክንለኹ እየ ኣይትሕመይኦ ንማሜ😄 ስብኣይ ወድጋና እዩ ክክክክ መንበለ ስብኣይካ ካልኣይ ኣቦኻ እዩ ክፈትወኩም ደቅሪመይ ሽኮራት
@ተመስገንገታየ-ሸ6ሐ
3 жыл бұрын
ሙቁራት ደስ ክብልካ ድግኣቶም 🥰🥰💘💘
@ዓቅላምስደተኛ-ኸ2ጘ
3 жыл бұрын
ፍቅርኹም የብዘሐዮ ዞም ናትና🌎♥️💛
@gdhhdj6780
2 жыл бұрын
ዋይ ሃኒየ ሰብኣይካ ወዲ ጓና ኣይኮነን አታ ምሰኪ ለላ መጣቆሲት ፀሊአያ አለኩ ክንዲ ትዓርቅስ ክተጣቁስ ማሚየ ፍቅርኩም ይብዛሕ
@ብሪጓልሰንዓፈ
2 ай бұрын
ደሙሩኒ ኣሕዋተይ ❤❤
@mihretdeyo7597
2 жыл бұрын
ወለላዋ አናድዱክዶ ፀላእኽ ይሕመም❤️❤️🥰
@messimessi7100
3 жыл бұрын
ተዞም ናተይ እሰይ ደስክትብሉ😂💛❤💛❤
@azebnegash3459
3 жыл бұрын
mukrat fkurkum ybzhyo deki tigray🥰🥰🥰
@ghgh1225
3 жыл бұрын
እንኳዕ ደሕና መፃእኩም ሙቁራተይ❤️❤️
@dhxgdhdtdc8667
3 жыл бұрын
ይማሓርክ ሃንየ ፈጣር ይማርሽ
@mesilovetube481
3 жыл бұрын
Esey ezom natey katsilu
@dnglmaryameyarfutalbey1494
3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሓሳብ ልብኹም የስምረልኹም ተጋሩዋይ😊🙏💗
@zenbzz45338
3 жыл бұрын
አንኳን ዳሓን መፃእኩም♥️💋♥️♥️♥️♥️♥️
@እናቴእወድሻለው-ቘ7ቸ
3 жыл бұрын
ማርያምን ፃሓቕ ቐቲልኻኒ ማሜ
@maharihagus9345
3 жыл бұрын
ኣታ ዝማሚ ዝመልሓሱ ክንደይ ይጥዕም 😂😂😂
@Merimarr-w9k
3 жыл бұрын
Hanitey mekeret alem mame gdef aytedengtsa
@azimerakahasi7286
2 жыл бұрын
ዋይ ኣጋ ድሓራ ሓምየናኻ ማም 🙉🙉😋😂😂😂
@MuchotMuchot-n9j
3 ай бұрын
ማሜ ግን ሰብኣይ ድየ ሰበይቲ ታይ እያከ ተፋጥጠሉ ዘላ🤗🤗🤗🤗😂😂😂😂😂😂😂
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
3 жыл бұрын
ማዓረይ አትዮ ጎናስጎና ክትብልዮ ተለክስ ዝመለስልኪ ሠልሲ ካብደይበልዕኒ
@tdf7182
3 жыл бұрын
ጓናስ ጓናዶ ዶ በለኪ ሃንቾ የተሓይሊ ግን ማሜ ግን አድናቂኻ እየ
@titigaltigray9147
3 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልኪ ምቅርተይ♦️❤♥️🙏
@samitigray4537
3 жыл бұрын
ምቁራተይ ክፈትወኩም ግን ጓና ኣይትበሊ ሰብኣይካ ክንዲ ኩሉ እዩ ከይትምህርለይ ቅቅቅ
@وحياهاديس
3 жыл бұрын
ምሕረት የውረደልኪ ማዓረይ
@helentigraweyti5601
3 жыл бұрын
ኣሰይ ፅሩያት😍😍😍 ሃኒ ንሰብኣይኺ ትሓምይ ሓማይይት 😂😂😂😂😂😂
@c5guj7yfvhyfh92
3 жыл бұрын
የኔ ማሮች ፍቅራችሁ ያብዛልኝ
@selamtigray206
3 жыл бұрын
ዋይ ኣታ ረሳዒ ምርሳዕ ኣይተብዝሕ🙄😂😂😍😍😍😍
@sslmk9043
3 жыл бұрын
ፅቡቃተይ እምባ ሶሎዳ ክክክክክክ ዞም ናይና
@ሰሉኣዶቃሉ8121
3 жыл бұрын
ኣየ ሃኒ ካሜራ ዘይለመሲልኪ ድዮ ሕሜት ጀሚርኪ ካመይ ዝሳሓቀ ኣሎዶ
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ haniyey ❤️💛
@ትግራዊቲ
3 жыл бұрын
ፅርያት ዓለም💊💊💕💕💖💖💖💖💖
@ummimihabeshawit6201
3 жыл бұрын
ቆናጁ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ሃንቾ ቃባጥየይ ናተይ💋🇻🇳❤🙏
@brktybrkty3577
3 жыл бұрын
ፅሩያት ዓለመይ አረ ምስኪን ዝወዲ ቀድማካ
@ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
3 жыл бұрын
ኣነስ ሽሮ ኣምፀአለይ ትብል ዘላ መሲልኒ ሽርቦ ዳኣኮነት ትብል ዘላ ክክክ ጨለ ሪእናልኩማ ብራንክ ግደፉ ዋእ ምሕረት የዉርደልኪ ካኣ
@alemtube2343
3 жыл бұрын
እዋይ ዛ ቆልዓ አብ ክንዲ ማይ ትነዝሕሲ ጭራሮ ትውስኸሉ😩
@ከምፅሕፍቶይ
3 жыл бұрын
ሙቁራተይ ❤❤❤❤
@mesi795
7 ай бұрын
😮ዋይ መራሰኒት ዛ ጋል ጋና እዩያ😂😂
@ጓልወይን-ኈ9ጰ
3 жыл бұрын
አቤት ሕሜት😁😁😁
14:59
መደንገፂ ፕራንክ
Mame & Hanan
Рет қаралды 33 М.
35:01
ሐረግ ( ክፍል 50)
ለዛ
Рет қаралды 112 М.
6:22
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН
52:59
«Жат бауыр» телехикаясы І 30 - бөлім | Соңғы бөлім
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 340 М.
0:48
I'VE MADE A CUTE FLYING LOLLIPOP FOR MY KID #SHORTS
A Plus School
Рет қаралды 20 МЛН
1:2:39
Устроился на работу в БАНЮ, а тут призраки какие-то..
TheBrianMaps
Рет қаралды 3,1 МЛН
23:15
ኣሰይ ኣሰይ ናይ ኣምላኽ ሰናይ ረኣዩ / ውላድ ድሕሪ ክንደይ/ ባእሲ ድያቆን ምስ ሞኒካ/ ዳዊት ድያና ምስጢር ንሸላ
Neshnesh Tv
Рет қаралды 18 М.
28:35
ሆስፒታል ገባ 👨🏻⚕️👨🏻⚕️ ከባድ ችግር ተፈጠረ💔💔
fikr Tube ፍቅር
Рет қаралды 59 М.
11:14
እንተይ እንተይን እያ ተዐገስ ቆልዓ ስዓዲ ከብ ብበዘሑ ብዉሐዱ 1ይ ክፋል 👭ተመስገን ፍጣሪ ኩሉ ኣለም
የዋህ ርግቢት
Рет қаралды 2,9 М.
8:56
ኣብ ሻዎር ኣትየ ጉድ ገይራትኒ PRANK
Mame & Hanan
Рет қаралды 20 М.
21:03
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ኢዩ ኢሉ?
Aklilu H.michael
Рет қаралды 1,8 М.
24:22
# ኢዱ ጨቢጠ ከዋግዖ ይደሊ ነይረ// ብወዲ-ተባዕታይ ክሰዓር ኣይደልን።ዝገርም ንሕንሕ ኣብ ሞንጎ ተፈተውቲ ኣቡሽን ዶናትን//ውድድር መን ቀደመ//
Lwa MEDIA( ልዋ ሚድያ)
Рет қаралды 51 М.
5:24
ፕራንክ ንኦቦ ወደይ🥺😥አነ ለ የፍቅረኪ እየ🥺😭
ዜዱ ጓል ትግራይ
Рет қаралды 29 М.
14:44
ሜሜ ብቅንኢ ብፅብፅ ኢሉ
Mame & Hanan
Рет қаралды 25 М.
12:10
ደስ ዝብል ሰርፕራይዝ
Mame & Hanan
Рет қаралды 51 М.
19:15
ናብ ደገ ሒዝኒ ወፅኡ ከይለኽፉኺ እልኒ
Mame & Hanan
Рет қаралды 37 М.
6:22
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН