Part 01 | Interview with Ghirmay Yohannes Sandiyago 2024

  Рет қаралды 328,012

Ghirmay Sandiyago | ግርማይ ሳንዲያጎ

Ghirmay Sandiyago | ግርማይ ሳንዲያጎ

Күн бұрын

Пікірлер: 2 000
@HenokKiflemariam-g3k
@HenokKiflemariam-g3k 2 ай бұрын
ንእስነትና ተዘካሪ ዝግበርካ ኩብር ሰነጥበበኛ መደብ ትዓወት ከምዚ ከማይ ትዝኩሩ ኣለኩም ዶ ❤❤❤
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 ай бұрын
ሙሉእ ጥዕና ንምነየልካ ንፈጣሪ ግርማይ ሳንዲያጎ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@titimilke5565
@titimilke5565 2 ай бұрын
ሞልኢ ጥዕና ይሃብካ ሳንዲተይይይ
@MiliMakele
@MiliMakele Ай бұрын
ኣሕ ኣነስ ድላገጽ ደሎ መሲልኒ እኮ ክስሕቅ ጸኒሐ 😢 ኣያይ ምዓረይ ምሕረት የውርድ ፈጣሪ❤❤❤🙏🙏
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 ай бұрын
ዋዉ ገጽ ንፈትዎ ጀግና ተጋዳላይ ግርማይ ሳንዲያጎ ምርአይና አዚና ሕጉሳት ኢና ።ሐበን ሐገር አያና ዓንዲ ሕቆ ስነ ጥበብ ሐገርና ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የዉርደልካ ወዲ ኤረይ ጀግና ፉርቲ ነዚ ጀግና ግርማ ሐገር አቦኺ ስለዘቅረብክልና ተባረኺ ምቅርቲ ኤርትራዊት ዋዕሮ ።🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Sssssssss905
@Sssssssss905 2 ай бұрын
ሳንድች ዞማችን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ምስ ሙሉእ ስድራቤት ( ፓቸ )
@Ermi
@Ermi 2 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ግርማይ ዮውሃንስ፣ እቲ ናይ ክሳድካ ጊዚያዊ ጸገም እቲ ተፈዋሳይ ክሳድ ዘበግሶ ርእሲ ሕማም(Cervicogenic Headache) ከይኸውን፣ ምኽኒያቱ Cervicogenic Headache ናይ ክሳድካ ጭዋዳታት ብዘይፍቓድካ የንቀሳቕሶ እዩ። ከምኡ'ውን ኣፍካ ይሕዘካ(ቃላት ብትኽክል ኣይተድምጾምን)፣ ብጸጋማይ ወይ ብየማናይ መታልሕካ ርእስኻ የሕምመካ፣ ትፈዝዝ(dizzy) ተኸውን፣ ጸጋመይቲ ወይ የማነይቲ ዓንይንኻ ወይ'ውን ብድሕሪ ዓይንኻ ቃንዛ ይገብረልካ፣ ኣብ ከባቢ እታ ተሕምመካ ዓይንኻ ሕበጥ ክህሉ ይኽእል፣ እታ ተሕምመካ ዓንይኻ ሕውዝውዝ ትብለካ፣ ነገራት ክልተ ኮይኖም ይራኣዩኻ(double vision ትርኢ)፣ ክምኡ'ውን ሸፋሽፍቲ ናይ ዓይንኻ ይወርድ ወይ ይወድቕ፣ ኣብ ቆርበት ርእስኻ ፈለኽለኽ ዝብል ስምዒት ይስመዓካ፣ ኣብ ቆርበት ናይ ገጽካ መርፍእ ዝወግኣካ ዘሎ ኮይኑ ይስመዓካ፣ ዕንጥሸው እንተ ኢልካ ርእስኻ የሕምመካ፣ ብርቱዕ ብርሃን እንተርኢኻ፣ ብርቱዕ ድምጺ እንተሰሚዕካ፣ ወይ'ውን ኣየር እንተሲሒብካ፣ ርእስኻ የሕምመካ፣ ክሳድካ ይደርቕን የሕምመካን፣ ህርመት ልብኻን ኣተናፍሳኻን ዘይንቡር ይኸውን(ምትንፋስ ይኣብየካ)፣ ምውሓጥ ይኣብየካ፣ ሚዛን ናይ ነብስኻ ትስእን፣ ድንግርግር ይብለካ(confused ትኸውን)፣ ዕግርግር ይብለካ፣ ከተምልስ ትኽእል፣ ጨጎራኻ ክትንድር ትኽእል፣ መንኩብካ፣ ቅልጽምካ፣ ምናትካ፣ ወይ ኢድካ ከሕምመካ ይኽእል፣ ደቂስካ ከለኻ ወይ ከይደቀስካ፣ ፍርቂ ኣካላትካ(ጸጋማይ ወይ የማናይ ኢድካ ወይ እግርኻ ንጊዚኡ ይደክም ወይ'ውን ምእዛዝ ይኣቢ፣ ከምኡ'ውን ላዕለዋይ ክሳድካ ቢኢድካ ወይ ብመተርኣስ እንተጸቒጥካዮ ወይ ከጋድደልካ ወይ ከፋኹሰልካ ይኽእል። መበገሲኡ፣ ማህረምቲ ናይ ክሳድ ወይ whiplash(ናይ ዲስክ ምንሽርታት)፣ ዝተቐርቀረ መትኒ(nerve) ናይ ክሳድ፣ ብዙሕ ናይ ክሳድ ምንቅስቓስ ምግባር ወይ'ውን ብኣንጻሩ ካብ ዘይምንቅስቓስ ዝብገስ ምድካም ጭዋዳታት ናይ ክሳድ፣ ንነዊሕ ሰዓታት ናብ ኮምፒተር ወይ ሞባይል/ሴልፎን ድንን ምባል፣ ኣብ ሉስሉስ(ተሪር ዘይኮነ) ፍርናሽ ምድቃስ፣ ሮጊድ መተርኣስ ምጥቃም፣ ክሳድካ ዓምጺጽካ ምድቃስ፣ ክሳድካ ናብ ሓደ ጎኒ ጠዊኻ ብኸብድኻ ምድቃስ፣ ኣብ ሴድያ ኮፍ ኢልካ ክሳድካ ጓዕጺጽካ ምድቃስ፣ ንብዙሕ ሰዓታት ድንን ኢልካ ክትሰርሕ ዘገድደካ ስራሕ ምስራሕ(ንምሳሌ ኣውቲስታ፣ ካርፔንተር፣ ሰነ-ጽባቐ ጸጉሪ)፣ ርእስኻ ካብ ኣካልካ ንቕድሚት ዊጥ ኣቢልካ ኮፍ ምባል፣ ወይ'ውን ዉሑድ ተኽእሎ ዘለዎ ኣርትራይተስ ናይ ክሳድ እዩ። Cervicogenic Headache ሓንሳብን ንሓዋሩን ክፍወስ ዝኽእል ሕማም'ዩ። ነዚ ዝተጠቕሰ ጠንቅታት እንተ ኣጉዲልናን/ኣወጊድናን፣ ምንቅስቓስ ኣካላት እንተ ጌርናን፣ ክፍወስ ይኽል'ዩ። ኣብ መሬት ብምድቃስ፣ ብእግርና ብምጉዓዝ፣ ደው ክንብል እንከለና ወይ ኮፍ ክንብል እንከለና ቀጥ/ትኽ ብምባልን ርእስና ድማ ከየንቃዕረርና፣ ንድሕሪት ብምስሓብን(ኣንጻር ናይ ዊጥ)፣ ኣብ ሞንጎ ስራሕን ድሕሪ ስራሕን ዕረፍቲ ብምውሳድን ብምምጥላዕን(stretch ምግባር) ካብዚ ሕማም ክንገላገል ንኽእል ኢና። Here are a few links on the issue: www.webmd.com/migraines-headaches/cervicogenic-headache-facts_ www.spine-health.com/conditions/neck-pain/cervicogenic-headache-causes-and-risk-factors health.clevelandclinic.org/8-things-to-know-about-cervicogenic-headaches theadvancedspinecenter.com/understanding-cervicogenic-headaches-neck-pain/ www.orthocarolina.com/media/cervicogenic-headaches-long-name-treatable-problem complete-physio.co.uk/neck-headache-cervicogenic-headache-cgh/ ግርሚየ፣ ሳንድየ ድማ እምበር ጅግና ተጋዳላይ። ንኹነታትካ ከም ሰብኣይ፣ ከም ተጋዳላይ ገጢምካዮ። ኣንታ ጅግና ኣንታ'ምበሳ። ግርሚየ ኣብ ዝሓጸረ ጊዜ ናብ ናይ ቀደምካ ተመሊስካ ከተስሕቐና ኢኻ። ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንዘልኣለም ይባርኽካ። ኣሜን።
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 2 ай бұрын
We wish you full recovery Sandiago...we love you so much
@Eritrea24.91
@Eritrea24.91 2 ай бұрын
አያ ሳንድያጎ ምሕረት ይአዝዝ አምላኽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-SenedAbrham
@user-SenedAbrham 2 ай бұрын
ሳንዲተይ ሽሕ ዓመት ንበረልና ደቂ ሳንድያጎ ኩሉ ግዜ ትስሕቁ ትኾኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@Gunners723
@Gunners723 2 ай бұрын
ሳንዲተይ ሽኮር ዕላሉ ዘይምኖ ፡ዘየስልቹ ጥዕናኻ ክምለስ ካባና ትደልዮ ሓገዝ እንተሃልዩ ሕተት ።ንዓኻ ዘይንኸውን ኣይኮንናን ሳንዲተይ ሽኮር።ፍሉይ ትዕድልቲ ፈጥሪ ዝተዓደለ ክቡር ሰብ ንዓና ክጥዕመና ምሉእ ጥዕና ይሃብካ ።
@mesfunmogos6839
@mesfunmogos6839 2 ай бұрын
q😊😊😊😊😊😊😊😊😊QQq1😊😊😊😊😊😊😊😊
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 2 ай бұрын
ኣነ ከኣ ዝሓመመ ዘይመሰለኒ ንከዘናግዓና ኢሉ ክሳዱ ዘንቀሳቅሶ ዘሎ መሲሉኒ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤
@TesfalemTeklay-sd2ww
@TesfalemTeklay-sd2ww 2 ай бұрын
Ufffff ነቢዐ በክየ ኣምላክ ኣቦይ በጃካ ነያና ሳንዲያጎ ሙሉእ ማሕረት ግበረሉ ኣያና ንስካ ተሓሚምካ ስሓቅ ሓሚሙ ማለት እዩ uffff ዳነባዕኩ እየ ዝጽሕፍ ዘለኩ
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዚድነቕ ስነጥበበባዊ ብጸሎት ንሓግዞ።
@solonsoloist4784
@solonsoloist4784 2 ай бұрын
ዘስምብድ ዩ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ ?
@andatsemere7199
@andatsemere7199 2 ай бұрын
ጥዑም ንእሰነት ግዜ የሕሊፍና ብ ናይ ሳንድያጎ ዋዛታታ ጽሑፋት ፡ ደስ ትብሉ ኣቦን ጋልን ታዓዲልኩም ። ኣብታ ስነ ጥበብ ግን ከመይ ኢሉ ከም ዝኣተወ ታሓዋዊሳትና ኣነጽርልና እባ በልዮ ፡ መጽሓፍ እንተ ትሓትም ከመይ ምመቀረ እሞ መጽሓፍ ካኣ ሰንድነልና ዳኣ ዋዛታትካ ዕምቆት ፍልስፍና ዘለዎም ፍሉያት ኣዮም ። ነውሕ ዕድመን ጥዕና ን ኣቦ ጥበብ ግርማይ የውሃንስ ሳንድያጎ ።
@YonatanGhebretnsae
@YonatanGhebretnsae 2 ай бұрын
Tiwah tibil alato
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Ай бұрын
ዘልኩ ደኣ ትብል መጽሓፍ ውን ኣላቶ ክቡር ሓው ኣብ semayat thlu ትከውን ያ
@sandroweld6632
@sandroweld6632 2 ай бұрын
Our legend. The word “Zeydgem” has found its place. One of the most valuable house hold names in Eritrea. May the lord Almighty protect and bless you with all your family.
@No-miss-No-miss201
@No-miss-No-miss201 2 ай бұрын
Our golden legend, ኣብ ናይ ኤርት ራ ኮሜዲ ዓቢ ኣሰር ኣቢርካ ኢኻ. ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ.
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 2 ай бұрын
መርሓባ ሳንዲት ሸኮር እሞ ምሰ ጋልካ ደሰ ትብሉ አቦ ሰነጥበብ ዘይ ሃሰሲ ታሪኪ ዘለካ አምላክ ምሉእ ምሕረት ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ንበረልና ጀግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷👍👍👍🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🌼🌼🌼🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷☘️🌴🌿🌾🌿🌴☘️🇪🇷☘️🌴🌿🌾🌿🌴☘️🇪🇷
@ROYALHABESHA
@ROYALHABESHA 2 ай бұрын
ሳንድያጎ ኣቦ ጥበብ እንቃዕ እታ ገጽካን ጥዑም ዕላላት ዝፍልፍላ ልሳንካ ሰማዕናን ረኣናን:: ንስካ ኣብ ልቢ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ሰፈር ኣለካ:: ብዙሕ ካባካ ክንጽበ ኢና እንቃዕ ብደሓን ተቀላቀልካና:: ዕድመን ጥዕናንድማ ይሃብካ❤️❤️👑👑❤️❤️ እስከ ናፊቅናዮ ዝጸናሕና ኣብዚ ንርገጽ ዕድል ጌርና ነዛ መልእክቲ እንተነበባ💯💯
@meharikahsu8312
@meharikahsu8312 2 ай бұрын
አይግበአካንዩ ባባ ሳንዲት መጀመርታ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ቀጺለ ጎይታ ሰሓቅ ኢካ ሞ ዝተረፈ ዕድሜካ ሰሓቅ ይግበረልካ ❤ጥዕና ረኪብካ አብመድረክ ክንሪኤካ ናይ ወትሩ ጾሎትናዩ
@bsrathabtemariam719
@bsrathabtemariam719 2 ай бұрын
አቦን ጋልን ደስ ክትብሉ..ሳንድት ከአ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ❤❤❤❤
@samze930
@samze930 2 ай бұрын
Galu diya anes kifetiwa meat eye eza gal❤❤❤❤
@Amiliyomedia
@Amiliyomedia 2 ай бұрын
Mejemrya mexhafey kibila aysemakayan dika or diki ​@@samze930
@meronsat7665
@meronsat7665 2 ай бұрын
እንቋዕ ብ ዳሓን መጻካ ክቡር ኣቦ ጥበብ ፥ ካብቶም ዕድመ ንእስነትካ ክምቅርን ሰናይ ክኸውንን ዓቢ ተራ ዝተጻወቱ ኣቦ ጥበብ ኢካ። ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና ሳንድያጎ።
@SamuelEye1988
@SamuelEye1988 2 ай бұрын
እዋይ መጸጸጽ😂😂😂😂
@SamuelEye1988
@SamuelEye1988 2 ай бұрын
እዋይ መጸጸጽ😂😂😂😂
@azebweldu7852
@azebweldu7852 2 ай бұрын
መንከስ ታኬት 😂😂😂😂😂
@KiebronYohannes
@KiebronYohannes 2 ай бұрын
Indeed Truth!! : Meri...I always watch his comedies to dump my worries.
@keseteyakob2188
@keseteyakob2188 2 ай бұрын
Meri bejaka gosguselu aaqimna kingebir mejemerta gin hiteto tesfa yikono
@Tradeforall-b1j
@Tradeforall-b1j 2 ай бұрын
ምሕረት ይውርድ ኣቦና ግርማይ ሳንድያጎ ፈርቱና ደማ ጋልካ ብሙካና ክትኮሮዕ ይግብኣካ ንፍትዋን ነድንካን ሓፍተና ጎበዝ እያ
@eyobedpetros9048
@eyobedpetros9048 2 ай бұрын
Get well baba Sandit and come back stronger than ever! We love you so much! Let's make it guys 100k subscribtion before the end of 2024. He deserve more than that ❤
@senaychannel2742
@senaychannel2742 2 ай бұрын
ክቡር ስነጥበባዊ ሳንድያጎ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኣሜን
@ZemeronEyasu
@ZemeronEyasu 2 ай бұрын
ሳንድያጎ ንብሲ እንቃዕ ብሰላም መጸኻና ምስታ ጽብቅቲ ጋልካ ኣምላኽ ድማ ሙሉእ ምሕረት ጥዕናንን ይሃብካ.
@ogbaifesseha7935
@ogbaifesseha7935 2 ай бұрын
መርሓባ ግርሜሶ: እንቋዕ ብሰላም ደጊምና ክንርእየካ በቃዕና:: ካብታ ሳጏኻ ዝኾነት ከተሞ ሰናይ ምንዮተይ ይገልጸልካ:: ልዕሊ ኩሉ ኣቦ እዛ ንፈትዋ ጏልካ ምኻንካ ብምፍላጠይ ሓበን ይኹንካ:: 🌾🌹🌾
@jamalalideen8636
@jamalalideen8636 2 ай бұрын
ኩቡር ስ.ግርማይ ዮውሃንስ ስንዲይጓ ደስ ይብለኒ ። ከም ወትሩ ሓወቦይ ድየ ዋላ አኮይ ክብለካ ንምንታይ ወዲ ዓሊ ማይተመናይ ጎሮቤት ነበር ። መጀመርያ ኩነታት ጥዕናኻ አሰንቢዱኒ ምሕረት የውርደልካ ። ካላይ ናይ ጓልካ ፉርቱና ግርማይ ምስ ባዓል ቤታ መደብ ደስ እንዳበለን እየ ዝከታተሎ ።ስልሳይ ጓልካ ምኻና ታሓቢነ ።ናይመን ድአ ክትወስድ ። ብልሓት ትሕትና ሙቅልልነት ለባም ረቢ ይሕፈዝልካ ።ናዓኻን ንስድራቤት አባሓጎና ዮውሃንስ ድማ ስላም ።
@WediBoochulo
@WediBoochulo 2 ай бұрын
KEMAL DIKA
@jamalalideen8636
@jamalalideen8636 2 ай бұрын
አነ ጀማል እየ እማን ምዕባየይ ከማል ምንአስይ ( ጎይትኦም ወይ ተኽሉ) መዘንኣም እየ ምስ ጳውሎስ (ጣሓሒሻ)ድማ 1ይ ዙርያ ታዓሊመ ። ምሳኻ ናይ መጨረሽታ አብ ድሕሪ መስጊድ ዓቢ አብ 2016 ተራኺብና ደው አቢለ ሰላም ኢለካ ነይረ ትዝክሮ ትኸውን። ሳንዲያጎ አብ ታሕቲ replay ዝገበርካ ንሓደ መጋድልትኻ ብጣዕሚ ደስ ኢላትኒ ታሓጎስ (ነቲ ሓወይ አብ ካናዳ ዘሎ አረዲእዮ እየ ሕራይ ኢሉኒ) አነ ውን ቅሪታ ይስማዓኒ ነይሩ ከይዛረቦ ከይኩሪይ ስለ ዝፈራህኩ ሱቅ ኢለ ።
@WediBoochulo
@WediBoochulo 2 ай бұрын
Wedy haway ane Aman kola kelo yizkereni njemalen KEMALEN WN YZIKROM EYYE DHRY NATSINET MIS AYYA ALI AB MEGEDI NRAKEB NERNA NIKULOM SELIM ALEHOM
@samsonfissehaye7807
@samsonfissehaye7807 2 ай бұрын
You’re one of the artists who made my childhood joyful. Thank you for that and I wish you a speedy recovery.
@ሞትንኢሰያስዲክታተር
@ሞትንኢሰያስዲክታተር 2 ай бұрын
ኮመንት አይጽሕፍን እየ ግን ቃላት የለን ንሳንድያጎ ዝበቅዕ ልዕሊ ኩሉ ከመይ አቦ ምካኑ አድኒቀዩ❤ ጥዕና ይሃብካ አያና ሳንዲት ❤
@gebrelibanosgebremariam6183
@gebrelibanosgebremariam6183 2 ай бұрын
I, from Tigray, wish you a speedy recovery.
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 2 ай бұрын
ኣይተ ገብረሊባኖስ ዶ ገብረ ዕፍሪት ርግጸኛ ዲኻ ንሳንዲቺ ጽቡቕ ንክትምነየሉ ?? ? ኣነ ፈጺመ ኣይኣምንን ምኽንታቱ ጽቡቕ ዝምነ ውይጽቡቕ ዝገብር ትግራዋይ ሪኢየ ስለዘይፈልጥ ኢየ !!!!!
@MightyDarizzly
@MightyDarizzly 2 ай бұрын
​@@UseurtimeNowንስኻ ከይትኸውን እቲ ክፉእ ግብሩ ትግራዋይ በዚ ኣተሓሳስባኻ
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 2 ай бұрын
@@MightyDarizzly ኣነ ጽሩይ ከም ማይ ንግሆ ኢየ ( ገልቢ ኣብየድ) ልበይ ጽሩይ ኢዩ ከም ናይ ትግራዋይ * ትኽ እንተበሌ ከም መዓጺድ ኣይኮነን*
@abrahamyohanes-cj7ye
@abrahamyohanes-cj7ye 2 ай бұрын
Eske bejak elek siq bel siq eyu zexbqlika​@@UseurtimeNow
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 2 ай бұрын
@@MightyDarizzlyእዎይ እስኻ ርስሃት ሕዝቢ ኤርትራዊ ኢኻ ሽምካ ድማ( ፍኛቶራ)ኢኻ፥
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 2 ай бұрын
Sandit the GOAT(greatest of all time) Eritrean comedian.👉❤️🇪🇷 we love you.
@michaelyemane2063
@michaelyemane2063 2 ай бұрын
ባባ ሳንድያጎ ተነቢቡ ዘይውድእ መጽሓፍ ኢኻ፣ ምሕረት የውርደልካ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብካ።
@HagosElyas
@HagosElyas 2 ай бұрын
sandiago zeydgem ab gitmi nay derfi kea wedi tikabo
@tesfitcamera1213
@tesfitcamera1213 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ተሓጉሰ ንፍሩትና ርእየ ! ብንእሽትኣ እየ ገዲፈያ ቅድሚ 18 ዓመት እዩ ነይሩ ንሳንድያጎ ኣብ ሲነማ ኣዝመራ እየ ገዲፈዬ ! ብዝኾነ ኣድራሻኻ ምደለኹ ነይረ !
@Seluala
@Seluala 2 ай бұрын
Oh Sandigo🙏❤ abay alo reinuo zay neflt neble nerena,Abo sentebeb,gofund keftuo zedli hageze kenhgeze ne hekmna zegber
@efremsamuel9087
@efremsamuel9087 2 ай бұрын
Uganda
@Luwam97
@Luwam97 2 ай бұрын
Xbuq hasab
@amanhisabu3613
@amanhisabu3613 2 ай бұрын
Gofundme is a good idea.he deserves to be helped.
@simonnguse-kn9
@simonnguse-kn9 2 ай бұрын
ሳንዲት ኣብ ነብሲ ወከፍ ልቢ ኤርትራዊ ኔርካን ኣለኻን we love you❤❤, ምሕረት የውርደልካ🙏🙏🙏
@Feven-m4m
@Feven-m4m 2 ай бұрын
Your time will come to be recognised for all the hard work you put baba hawey but until then keep fighting.
@youelbrhane3666
@youelbrhane3666 2 ай бұрын
He's well known tbh more know that the president...kab kids ksab elders iu zfilet!!!
@Olizdan
@Olizdan 2 ай бұрын
He will need ur help furti !! U keep him up, to the one and only "baba asmera" !!!
@WediBoochulo
@WediBoochulo 2 ай бұрын
Yes bro keep writing and keep fighting
@SemharHailay-g2t
@SemharHailay-g2t 2 ай бұрын
❤❤❤❤ pls Part 2
@Brtue
@Brtue 2 ай бұрын
Sandiago is one of the Iconic comedian Artists in Eritrea so what are you talking about???
@SiemKidanemariam
@SiemKidanemariam 2 ай бұрын
He is not just a comedian he is teacher who knows life. Mlue mhret baba sandiago
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 2 ай бұрын
Wawww ፉርቲ ዕድለኛ ኢኺ ባባ ሳንድሽ ኣቦኺ አዩ ለከ አንዶ ግዳ ነቒሕኪ, ምሕረት የውርደልካ ባባ ሳንዲሽ❤,ዘልኩ ዳኣ ዘዕበየና ጥበባትካ ፍጹም ዘይድገሙ አዮም
@ParadiseMediaEri
@ParadiseMediaEri 2 ай бұрын
እንቋዕ ገጽካ ኣርኣየና ክቡር ስነ-ጥበባዊ ኣያ ሳንዲት ምስ ጓልካ !!! ደስ ኢሉና ከም ቀደምካ ብላዛ ዝተላዕጠጠ ምቁር ዕላል !!! ምሉእ ምሕረት ከኣ ንምነየልካ !!!
@sesedida
@sesedida 2 ай бұрын
"ሳንዲት ኣቦኻ ተኮይኒ ሲ ብሳሓቕ ትመወት" ክንብል ይዝከረኒ ብ ኒእስነትና
@kemmenkem2874
@kemmenkem2874 2 ай бұрын
🥹yeah
@wedihdri9031
@wedihdri9031 2 ай бұрын
መርሓባ ሳንደጎ ኩቡር ኣያና ገዲም ተጋዳላይ ግርማይ ሃንስ መርሓባ እንቕዕ ብደሓን መጻኻ ዕግመን ጥዕናን
@HenokHiyabu
@HenokHiyabu 2 ай бұрын
I am happy to see them father and doughter..miss you Santiago..
@biniam475
@biniam475 2 ай бұрын
By far the best Eritrean comedian and probably the best African comedian , the smartest eritrean artist in history. I can’t remember anyone smarter artist than sandiego
@merhawiandegergish6416
@merhawiandegergish6416 2 ай бұрын
ምሕረት የውርደልካ ኣቦይ ግርማይ ሳንዲጎ ""ቡዙሕ ግዜ ብኣካ ሲሕቅና ኢና ❤❤❤❤❤
@senayzemen2226
@senayzemen2226 2 ай бұрын
እዋይ ሳንዲት እንቃዕ ጥራይ ገጽካ ረአና ሓዊኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@nebilyosef7444
@nebilyosef7444 2 ай бұрын
Oh BaBa Sandiago, I am so sad to see you in this condition but at the same time I am happy to see you smiling and making us laugh. I wish you wellness, happiness and strength. We love you Sandiago! ❤ One of the funniest comedians of Eritrea 🇪🇷
@ftl6230
@ftl6230 2 ай бұрын
Eway, seb si kem kbur nbret [Antique] nzelalem tieqibo kkewin nieruwo.❤ Sandishey, I'm so so much happy to see you again on the screen. Mhret yewrdelka ayay mearey. you are a national icon.kem beal Yemane baria, abreham afwerqi, weldeab weldemariam,hji ka Biniam grmay......so ab zkone polotica keytatu eka. Please, your people, sehaq nafiqu alo, kabzi chaw chaw awxayo eka, amlak Tinaka ymleseleka. We are ready to support you, our legend❤
@zerayhabtay6413
@zerayhabtay6413 2 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ባባ ሳንድያጎ🙏🙏🙏🙏
@changechannel4622
@changechannel4622 2 ай бұрын
This is the legend man of Eritrea
@Tennis-r8q
@Tennis-r8q 2 ай бұрын
ዋውውውው ❤️ ገጽ ንፈትዎ ሐዉናን መምህርናን ግርማይ ሳንድያጎ ረአና 😍🥰 እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ እዛ ምጭውቲ ጟልና ፍርቱና ድማ እንቜዕ ብሰላም መጻኺ ናብ ሜድያ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@Ermi
@Ermi 2 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ፣ በሃር ሰነ-ጥበባዊ፣ ዶክተር ግርማይ ዮውሃንስ(ሳን ዲያጎ) እንቋዕ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ መልክዕካ ኣርኣየናን ድምጽኻ ኣስመዓናን። ኣንታ ጅግና ኣንበሳ፣ ኣንታ ሊቀ-መላእኽቲ፣ ንስኻ ብዉሑዱ 120 ዓመት ክትገብር ኢኻ። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዓለም ልዕሌኻ ተዋዛያይ(ኮሜዲያን) ኣይነበረን፣ ሕጂ የለን፣ ንዘልኣለም'ውን ኣይክህሉን'ዩ፣ ምኽንያቱ ማዕሬኻ ክኸውን ይኽእል እምበር ልዕሌኻ ክኸውን ስለ ዘይክእል። ኣጆኻ፣ ንስኻ ብሩኽ ዘርኢ፣ ገርሂ፣ ፈቃር፣ ሓጥያት-ኣልቦ ሊቀ-መላእኽቲ ስለ ዝኾንካ፣ እዛ ንእሽተይ ነገር ክትከይድ እያ፣ ብዉሑዱ ድማ 120 ዓመት ክትገብር ኢኻ። ብዙሕ ኣስሒቕካኒ ሎሚ መዓልቲ። የቐንየለይ። ብዙሕ ክንጽበይ ኢና ካባኻ። ፉርቱና ድማ፣ ብኣኺ ተሓቢነን ኮሪዐን። ናይ መን ድኣ ክትወስዲ። ፉርቱና፣ ነቲ ምእንቲ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ዕድላቱ ዝሰውአ ሓውና ግርማይ፣ ኣብ ዓለም ዝበለጸ ሕክምና ክረክብ ምእንቲ፣ ቀልጢፍኪ ጎፉንድሚ(www.gofundme.com) ፋንድሬይዘር ክፈትሉ። ዝወሰደ ይውሰድ ክንሕግዞ ኢና። ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንጅግና ተጋዳላይ ግርማይ ዮውሃንስን ንብሙሉኣትኩም ስድራቤቱን ንዘልኣለም ይባርኽኩም። ኣሜን።
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 2 ай бұрын
ጥዕና ኣለካ ድዩ ናይ ምንታይ ሊቀ መላአኽቲ አዩ ፡ሓጢኣት ኣልቦ ትዛረቦ ፍለጥ
@Feven-m4m
@Feven-m4m 2 ай бұрын
​@@abrahamtekle7090 k zelewo aytwesedo zhawey meglexi fekrun akbertun eu kemy zbele zelo. Niska win kereb elka ente tefelto kemu mbelkayo
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 2 ай бұрын
​@@Feven-m4memo tegagiu kemzi aynet meglexi fekri yelen
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 2 ай бұрын
ንሓደ ሰብ እኮ ከተድንቆ ትክእል ኢካ ሊቀ መላእክቲ ግን ኣይትብሎን ኢካ ቅዱስ ሚካኤል እዩ ካብዚ ሕልፍካ ግን ንሰብ ኣይውሃብን እዩ ዓገብ
@Ermi
@Ermi 2 ай бұрын
@@Feven-m4m Thank you :).
@ARKOBKOBAY1
@ARKOBKOBAY1 2 ай бұрын
Galu mqanki eu gerimni ftsum kemiu aygemetkun Leke dea ezi kulu menfiat seret alewo eu 🎉
@SimonTesfabruk
@SimonTesfabruk 2 ай бұрын
ያ ጀምዓ ሃየ ሳብስክራይብ ኣይነውሕድ መጺኩም ሰሚዕኩን ኣይትህደሙ ነተባባዓዮ ነዚ ኣቦ ሰሓቅ ድራርና ዝገብሮ።
@LovezTruth
@LovezTruth 2 ай бұрын
ተዓዲልኪ እንዳ ሳሓቂ ኢኪ ዓቢኪ፡ ዋዛ ምስቁምነገር ሳንድያጎ ዕድመኝ ጥዕናን ይሃብካ። ግና እታ ምትሃት እትብል ሓሳብ ክፉእ መንፈስ ማለት ስለዝኮን፡ ተመስጦ እንትትብሃል ምሓሸ፡ ኣምላክ ይባርካ
@Negaxi
@Negaxi 2 ай бұрын
The best comedian 🇪🇷 Mulue mhret yewrdelka 🙏🙏
@testekle5471
@testekle5471 2 ай бұрын
Legend, great 2 c u. Lots love and respect our greatest comedian Grmatsion Ghebrehans Okbagergish. May God bless u Sandit.
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 2 ай бұрын
Asey frtey gal ti nfetwo legend abona diki edmem tenan yhabkum egziabher amlak brukat ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alexandat2791
@alexandat2791 2 ай бұрын
Our legendary comedian father Sandit, nice to see you, quick recovery 🎉.
@mohammedsaid3371
@mohammedsaid3371 2 ай бұрын
ስነ ጥበባዊ ባዓል ፉሉይ ታለንት ባባ ሳንዲያጎ ቅድሚ 5 ዓመታት ኣብ ኡጋንዳ ምስ ራኣናካ ምስ ጠፋኢካ ተሻቒልና ለካስ ናይ ጥዕና ጸገም ኢዩ ክንድዚ ኣጥፊኡካ ከምዚ ኢልካ ምስ ራኣናካ ታሓጉስና ሙሉኢ ጥዕና ንምነየልካ ።
@senayeri433
@senayeri433 2 ай бұрын
ሙሉእ ጥዕና፡ ባባ ሳንዲት፡ ናይ ሙደይ። ኩሎም ኮመድያን ኤርትራ ክፈዎም መዓት የ ሞ፡ ኣይ ከማኻን ባባ ሳንዲት ምንጪ ስሓቐይ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@Eriboy2024
@Eriboy2024 2 ай бұрын
የቐንየልና ንፈትዎ ኮመድያን ሳንዲያጎ ዘምጻኽልና ጓል ሳንዲት ብጣዕአሚ ንፍዕቲ ሓታቲት አኺ ኾላይ
@habtegubretu9795
@habtegubretu9795 2 ай бұрын
First good to see you. Please please use fish oil mega 3. The way I see you have malti strock. Because 2 mega 3 per day Send your address I will send to you. You are the best of the best. God bless you. Ghirmay hawey.
@robelfitsum3683
@robelfitsum3683 2 ай бұрын
Hi habte kemey aleka even my father have nerve prob, if that mega is good ,where can i get it ?
@hagoskiflemariam2375
@hagoskiflemariam2375 2 ай бұрын
If you are living in Europe you can get every pharmacy. Omega 3 in tablets or syrups.
@asefawsoliana5009
@asefawsoliana5009 2 ай бұрын
​@@robelfitsum3683u can find it in every pharmacy.
@fessahayetukue697
@fessahayetukue697 Ай бұрын
Mullee mehiret yegeberelka Zehawey ❤️🙏. Abi seb ajoka. Gualena kea anbessit.
@wedibalila2130
@wedibalila2130 2 ай бұрын
ብጻይ ሳንዲት ከመይ ኣለኻ ናፊቅናካ መደባትካ ሰሪዕካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓርከኒ
@dawitGebrya
@dawitGebrya 2 ай бұрын
ምሕረት የውርደልካ ባባ ሳንዲት ጽቡቅ መደብ🎉🎉🎉🎉🎉
@abrahamwelduweldu6049
@abrahamwelduweldu6049 2 ай бұрын
ኣያይ ግርማይ ሳንድያጎ ኣምላኽ ጥዑም እንቋዕ እቲ ጥዑም ድምጽኻ ሰማዕኩ ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ፈጣሪ ምስ ምሉኣት ስድራቤትካ።
@AgapeOTsion
@AgapeOTsion 2 ай бұрын
ግሩም ኣቀራርባ! ምሉእ ምሕረት የውርደሉ።
@nahomrasha4480
@nahomrasha4480 2 ай бұрын
I can’t forget you Sandi all your show & jokes this generation is yours 😢❤❤❤❤❤
@abelkibrom5353
@abelkibrom5353 Ай бұрын
God bless you and I wish you fast and full recovery.
@iyobghebrekristos9762
@iyobghebrekristos9762 2 ай бұрын
I wish you speedy recovery San-diego You are one and only Eeitrean comedian. I always enjoy your art.
@Slasie
@Slasie 2 ай бұрын
Mulua Mhret Ygberelka Amlak Baba Sandiyago❤
@saliemtesfay94
@saliemtesfay94 2 ай бұрын
My all time favorite legend Sandit you make our child hood memorable and full of joy we can’t never get enough of you may you recover quickly we love you so much
@Berhane-
@Berhane- Ай бұрын
ግርማይ ሓወይ ፡ እግዚኣብሄር ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ። 🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️❤️
@BerhaneGhebreyohannes
@BerhaneGhebreyohannes Ай бұрын
May God bless your health 🙏 i wish all the best
@ghrmaygebreyesus385
@ghrmaygebreyesus385 2 ай бұрын
ሳንድያጎ ዚፍትዎ ኮመዲያን. ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ❤
@Milen20118
@Milen20118 2 ай бұрын
Baba sandiago welcome happy to see you ❤❤❤ zeywidae tibeb aleka
@harmonyplus84
@harmonyplus84 2 ай бұрын
welcome back legendary comedian of all time/// have a quick recovery
@edenhagosteweide8031
@edenhagosteweide8031 2 ай бұрын
Sadsha mhrt yewrdelka
@Meng430
@Meng430 2 ай бұрын
Waw sandiago.. best father with a gorgeous daughter, nice to see and to know that U are family, happy and long live sandit !!!
@Emaha-wp8fo
@Emaha-wp8fo 2 ай бұрын
ሙሉእ ምህረት ሳንዲት❤❤❤ ይግብረልካ🎉🎉🎉 ፈጣሪ
@ShewitMhretab-v3r
@ShewitMhretab-v3r 2 ай бұрын
Furtey, I'm proud of you. Welcome back, our beloved comedian! It's great to see you after such a long time. May God bless you with his full mercy.
@debesay6707
@debesay6707 2 ай бұрын
ኣቦን ጋልን ኣብ ሓደ ሪዕመት ይነብሩ ብሉጻት
@merhawiande2806
@merhawiande2806 2 ай бұрын
ፉርቲ ጀሚርክዮ ኢኪ ዘለኪ፣ እዚ ጀሚርክዮ ዘለኪ ዘይውዳእ ሰነድ ዩ ስለዚ ሓደራ በርብርዮ። ❤❤❤❤❤❤😘👑🫡
@ጋነርስ24-25
@ጋነርስ24-25 2 ай бұрын
🇪🇷ብ ቢኒ 🇪🇷ተሓጊሰ አንድየ ን 🇪🇷ሳንዲያጎ🇪🇷ምስ ረኣኩዎ ከኣ ዚያዳ ተሓጊሰ🙏ፈጣሪ🙏 ምሕረት የውርድ🙏🇪🇷🇪🇷
@samuelb8089
@samuelb8089 2 ай бұрын
እንኩዋዕ ድምጽካ ሰማእና ድሕር ነዊሕ ጊዜ ,,,ንጥዕናካ ከአ ምሕረት የውርደልካ
@nevergiveupchange3466
@nevergiveupchange3466 2 ай бұрын
Listening to your interview is like going to the library and gaining knowledge god bless you the rest of your life.
@bahlbikessete306
@bahlbikessete306 2 ай бұрын
Wawww I feel two things about the all time Eritrean greatest comedian today but I am proud this beautiful girl is his doughter❤❤
@nahomgoitom1206
@nahomgoitom1206 2 ай бұрын
ሳንድች ንፈትወካ ነኽብረካ ንናፍቐካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 2 ай бұрын
Sandichi enkuae gexka reana. Mlue Mhret yewered and you have a beautiful daughter 😊.
@User68kh
@User68kh Ай бұрын
You are a legend. My favorite comedian of all times. I wish you quick recovery ❤❤❤
@meskeremtekie9431
@meskeremtekie9431 Ай бұрын
Welcome uncle we love u soo much❤❤endazekernaka mexekana ....ab lebna eyu seferka...
@mussiegebremeskel6634
@mussiegebremeskel6634 2 ай бұрын
My favourite comedian Sandit. God be with you. ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ ከኣ ፉርተይ
@MerhawiDestalem-jr3uw
@MerhawiDestalem-jr3uw 2 ай бұрын
ሳንዲይት ዓቢ ሰብ ኡንቃዓ ገጽካ ረአና ❤
@SAbrha
@SAbrha 2 ай бұрын
God bless you sandit. Our childhood was awsome because of you
@fretamogos7469
@fretamogos7469 2 ай бұрын
Ezgabher amlak mulue mheret yhabka fatary jigna abona Sandiyago God Bless you And Your family ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯💯
@temesgenmersha9060
@temesgenmersha9060 2 ай бұрын
God bless San Diego nice to hear from you 🇪🇷🥰❤️
@B-syi8jj
@B-syi8jj 2 ай бұрын
በል ካቡኡ ዝኸፍእ ኣይምጻእን። ብጣዕሚ ዘሕዝንዩ።ጥዕና ሂቡ ዘይውዳእ መዋእል ያሃብካ ምሕረት የውርደልካ።
@abynabibahlbi3361
@abynabibahlbi3361 2 ай бұрын
ካልእ ሙሉእ ጥዕናን ነዊሕ መዋእልን ሳንድያጎ ሓወይ
@t.tesfamichael5384
@t.tesfamichael5384 2 ай бұрын
Sandiago my favourite n great comedian. welcome🎉. I wish you a faster recovery
@asmerayem8777
@asmerayem8777 2 ай бұрын
Edmen tenan yehabeley Mr Grmay እዚ መሳጢን ጡዑምን ዕላልኩም ሎሚ ሳልሳይ ግዜ ይሰምዓ ኣለኹ ኣጆኹም ምሉእ ምሕረት ኩኣ ይግበረልካ🙏🙏🙏
@werknehDejen
@werknehDejen Ай бұрын
ባባ ሳንድያጎ ምልእ ጥዕና የውርደልካ ኣነስ ትዋዘ ዘላኻ መሲልኒ ፀኒሒ ደግመ ምሕረት የውርደልካ ብጣዓሚ እና ንፈትካ ኣነ ካኣ ናበይ ጠፊኡ ክብል ፀኒሐ
@Zemen80
@Zemen80 2 ай бұрын
እዋይ ሳንዲያጎ እንታይ ዳ ኮይኑ እምላኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ❤
@essayasgebremichal4132
@essayasgebremichal4132 2 ай бұрын
❤❤❤ ስላም ክቡር ኣቦና ስንዲያጎ ኣምላክ ምሉእ ምሕረትን ጥዕናን ይሃብካ ካልእ እንታይ ክብል ይደሊ ነዚ ህዝቢና ካብ 23 ሽሕ ሰብ 2&3 ሽሕ ጥራይ ላይክ ነዚ ዘይክፈሎ ሳብስክራይብ ዘይትገብሩ በቃቃት ህዝቢ❤❤❤
@abitifili3597
@abitifili3597 2 ай бұрын
ኣይገርመካን ዘይምግዳስ ዶ ይኸውን ?
@alexanderabrha7342
@alexanderabrha7342 2 ай бұрын
Baba sandini,ab dekemhare kolkum gorebet ena nerna I remember geza kteatu kolka ms abi net znebera bshkliteka hkya tehkyena nerka 😍 and dekika ke praise winners eyen praise knwesd koleka U were saying 'bebetah eyu nay loms'😂❤️ good to see U again sir.
@JOKER-gt6vh
@JOKER-gt6vh 2 ай бұрын
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሳንዲት ነብሲ ❤❤❤
@robelabraha2157
@robelabraha2157 2 ай бұрын
መጀመርያ እግዚኣብሔር ምሉእ ጥዕና የውርደልካ። ቀጺለ ከማኻ ዝኣመሰሉ ካብ ኩሉ ማለት በብወገንኩ እትህብዎ ኣገልግሎትን ካልእን፡ ካብ ማሕበራዊ ሜድያ ይኹን ካልእ ክጠፍኡ ከለው፡ ስለምንታይ ጠፊኦም፧ ኢልና ኣይንሓስብን። መጥፊኦም ምኽንያቱ ጉዳይ ጥዕናን ማሕበራዊ ሽግር ከም ዝኾነ ሕጂ እርድኣኒ። ስለዚ እንቋዕ ናብ ንቡር ናብራኻ ተመለስካ። ደስ ዜብል ዕላል ኣቦን ጓልን። ፍርቱና ሓፍተይ ቀጽልዮ፡ ንህዝብና ትህብዮ ሃናጺ ሓሳባት ብጣዕሚ ዘደንቕ እዩ። ቀጽልዮ፡ ካብዚ ንላዕሊ ድማ ከም ትስጉሚ እምነት ኣለኒ።
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 29 МЛН
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 80 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 127 МЛН
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 80 МЛН
الحجاب أم النقاب أيهم أوجب على المرأة؟...
40:20
قناة الأنس Al ons TV
Рет қаралды 85 М.
Part 02 | Interview with Ghirmay Yohannes Sandiyago
58:14
Ghirmay Sandiyago | ግርማይ ሳንዲያጎ
Рет қаралды 55 М.
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 29 МЛН