Part 1: "ኢሰያስ ልዕሊ ዓቕሙ እንዳሃብዎ፡ልክዕ ከም ሱፐር ማን" ተጋ. ኣሕመድ ቐይሲ

  Рет қаралды 103,643

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Пікірлер: 377
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 3 жыл бұрын
Thank you Youela, for you hard work inviting different Eritrean’s with different experiences.
@sidetenamekerna2247
@sidetenamekerna2247 3 жыл бұрын
ሓቂ ምዝራብ ንታሪክ የመቅሮ ንመጻኢ ወሎዶ የንቅሖን ስለ ዝኮነ እዞም ታሪክ ብዘይ ወገንነት ዘዘንትዉ ዘለዉ ኣቦና ከመስግን እደሊ thanks
@rorarorana3999
@rorarorana3999 3 жыл бұрын
Beraki, Andeberhan
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ጎይታኻ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ተሳኢንዎ ፤ ነንሓድሕዱ ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር።
@embasoyra4
@embasoyra4 3 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 ata humum dika kulu gizie areb areb kitibil ab zikone Comenet kitixenhani nay hangol xegem gerka aleka hasab sima entey yizareb alo zeyele aresti amxika buzuh ayti hawtit humum kelbi
@maekelekelati4548
@maekelekelati4548 3 жыл бұрын
@@embasoyra4 yigermeka u tarik kndi zmahar
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
@@embasoyra4 ... because some people are trying to change the natural foundations of Eritrea. Eritrea has two major languages spoken by more than 85% of Eritrea: Tigre Tigrinya. Jebha tried to burn Tigre books to Arabize Eritrea but it died with its own dream. Issais will go anytime but the issue of Arabizing Eritrea need to be dealt now. Eritreans are not Arab slaves, never were. The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA .
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 жыл бұрын
Wow...እዛ ስእሊ ዝገልጽ ሓርበኛ ተረኪቡ. የቀንየልና ሓርበኛ ኣሕመድ ኣልቅይሲ..ኣቦታት ስውራና ቃልስና ዓወትና ጂግንነትና..ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ነቶም ተበልጽቲ መንነቶም ዝፈንፈኑ፥ ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ኣይከኣለን ፤ ነንሓድሕዱ 'ውን ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@erigirl9358
@erigirl9358 3 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 አወይ ኣነ ሓወይ ዓረብ ክትብል ሓሚምካ። ኣብዚኣስ እንታይ ብዛዕባ ዓረብ ኣላ ደሓር ከኣ ሰብ መሰሉ እዩ ድልየቱ ቛንቋ ክዛረብ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
@@erigirl9358 ኣየ እዞም ተበለጽቲ፡ በዓል እንዳ ዘይስንኻ ሑጻ ቖርጥሞሉ፡ ሎሚስ ደሓን ኩሉ ሰብ ፈሊጥዎም እዩ። ኣብ ገዝኦም ተሓቢኦም ይውዕሉ፡ ኩለን ደቆም ኣመርዕዮም፡ ንገሊኤን ንኣውሮጳን ስዑድያን ኣስጊሮም፡ ብዛዕባ ናይ ሓሶት ኤርትራዊ ሓድነት ይግዕሩ። ኣዋልድ ደቂ ክርስትያን ከኣ ኣብ ኣገልግሎት ማእሚነን ይበልያ፡ ኣብኡ ይሞታን ይዕመጻን። ብዘይ ጡረታን መሰልን ውን ይጓሓፋ። ኣዋልድ ብሄረ ትግርኛ ያኢ ሰብ ስኢነን መጻወቲ ነፋጣት ኮይነን። እወ ከምተን ነጸለን ጉልባበን ዝደርበያ ተጋደልቲ ኣገልግሎት ደቂ ትግርኛ እተን ኣስላም ኤርትራ ደኣ ንሓድነት ክብላ፡ ንሃገራዊ ኣገልግሎት ከምተን ደቂ ክርስትያን ኣሓትና ስለምንታይ ተገፊፈን ወይ ብድሌተን ዘይወፍራ? እተን ክርስትያን ኣሓትና ጥሪት ናይ መን ኮይነን እየን ከርተት ዝብላ? ሕራይ በል እተን ኣስላም ኣዋልድ ግዱድ ዕስክራና ዘይከዳ ከኣ ናይ መን ጥሪት ስለ ዘይኮና እየን? ወረ ዘገርም እዩ፡ ንሓድነት ኢለን ደኣ እተን ኣስላም ሕጃበን ዘይድርብያ? መን ድዩ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ፡ "ኣብ ስዑድያ ግብጺ ሱዳን ዘለዉ ኣስላም ይቐርቡና" ኢሎም ብኤርትራዊ ቋንቋታት ምዝራብ ዝኣበዩ፧ ወረ መን ድዩ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ዘንደደ? እዞም ገለ ዘለዉ ህግደፍ-ኤርትራ ብጣዕሚ ሓሰውትን ምስሉያትን ፈገረግርን እዮም። ምስ መን ምዃኖም ዘይፈልጡ ምስሉያት እትረብሕ ሃገር ምፍጣር ዝሕሰብ ኣይኮነን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ መንነትቱ ዝፈንፈነን ዝንዓቐን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@KT-gs7ib
@KT-gs7ib 3 жыл бұрын
እቲ ምቕሉልነት ኣቃራርቡኡ ብጣዕሚ ጽቡቅ፡ የቐንየልና።
@AY-bi1cj
@AY-bi1cj 3 жыл бұрын
አቦና ቀይሲ we learn a lot from you ተመሲጠ ኢየ ዝሰምዖ ናትካ interview thanks 🙏
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ጎይታኻ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ተሳኢንዎ ፤ ነንሓድሕዱ ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር።
@maekelekelati4548
@maekelekelati4548 3 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 🐒🐒🐕🐕
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
@@maekelekelati4548 ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።
@hezbawitlijam2703
@hezbawitlijam2703 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ አገዳሲ ክስነድ ዘለዎ ታሪኽ: እዞም ጀጋኑ ብሂወት ክለዉ ክንሰምዖ ዘድሊ ዛንታዩ: ሓደ መዓልቲ ድማ ብመጽሓፍ ክነንብቦ ተስፋ ንገብር:: what an interesting story. And your guest is amazing story teller ❤️ thanks Yoel!!
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።
@demhai4560
@demhai4560 3 жыл бұрын
ዮኤል ስለ ኣበርክቶኻ ምስጋና ይግባኣካ። ንኣሕመድ ኣልቀይሲ ግና በጃኻ በጃኻ ቀጻሊ ኣምጽኣልና። He seems to be filling the gap that we had not been told by the older generation.
@DBlockniss
@DBlockniss 3 жыл бұрын
still it is not full picture. still a lot of intransparancy
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 жыл бұрын
ምስጢራዊት ሰልፊ ኣብዚ ኩሉ ኣብጺሓትና ዘላ ን ደቂ ከበሳ ንምቁጽጻር ተባሂላ ዝወጸት እያ ነይራ
@rosyghide3037
@rosyghide3037 3 жыл бұрын
ነመስግን፡ ንትና ብምኹንካ ጥዕንኣ ይሃብኩም። መጻኢና አምላኽ የጽቡቆ። ክምኡውን ዩዎል የቐንየለና።
@josephabraham7788
@josephabraham7788 3 жыл бұрын
የቐንየልና ኣቦና ሓርበኛን ገዲም ተጋዳላይን ኣሕመድ ቐይሲ! ብዕላል ጥራሕምበር ምስልኻ ከይፈለጥናካ ፀኒሕናሞ እንቋዕ ገፅካ ኣርኣየና! ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉኣት ስድራቤትካ ንምነየልካ! ዩኤል ሓውና ኻኣ ፅቡቕ ፕሮግራም ዩሞ ቀፅሎ የቐንየልና!!
@mussiefesehaye3956
@mussiefesehaye3956 3 жыл бұрын
Joel, I am proud of you, You are real interviewer and the man you presented us is very intelligent. I learned a lot about sewra and the challenges in it. I am very happy that we Eritreans have people like you, Thank you Joel and please do not give up we are following you. GBU
@mohamedshagarai1370
@mohamedshagarai1370 3 жыл бұрын
Well said
@osmanzean4573
@osmanzean4573 3 жыл бұрын
First of all let me say thanks bro Yiuel
@kalMHe
@kalMHe 3 жыл бұрын
Thank you Tegadalay Qeisi and Yoel. Such an insightful interview !
@ibrahimidris9721
@ibrahimidris9721 3 жыл бұрын
He is our hero and his story sounds authentic Thank you abona Ahmed Al Qeisi nay bahaki ena nemesgeneka and Thank you Yoel
@welduyagoub2947
@welduyagoub2947 3 жыл бұрын
This is the first time i heard your comments and it is very balanced
@GLiLo-m5c
@GLiLo-m5c 11 ай бұрын
Amlak Edmen tienan yihabelna abona Ahmed Qaysi 🧡🧡🧡
@michaelmulugeta1183
@michaelmulugeta1183 3 жыл бұрын
Well experienced and way fair to present all without dishonesty is way of transparency for legacy, deep thanks patriot Ahmed Qeysi.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ። ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።
@saraandu4246
@saraandu4246 3 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 ok you are making no sense 😒 what does this have to do with the interview.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
@@saraandu4246 ... because some people are trying to change the natural foundations of Eritrea. Eritrea has two major languages spoken by more than 85% of Eritrea: Tigre Tigrinya. Jebha tried to burn Tigre books to Arabize Eritrea but it died with its own dream. Issais will go anytime but the issue of Arabizing Eritrea need to be dealt now. Eritreans are not Arab slaves, never were. The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA .
@saraandu4246
@saraandu4246 3 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 this interview has nothing to do with language, he is telling his experience.
@ahmedidris890
@ahmedidris890 3 жыл бұрын
Tanks Yoel haway Jegna Nijegna Yemxio Edmen tenan Yeminelkum Keep it up!!
@sulemanu5471
@sulemanu5471 3 жыл бұрын
Selam ka yibzah yebzah fanus selam win nkuber abona ahmad we love you fanus ❤❤❤🇪🇷🍀🍀🍀
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@sulemanu5471
@sulemanu5471 3 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 ayi hazkukan bro
@jebertey
@jebertey 3 жыл бұрын
Thank you Yoel, and keisi
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 3 жыл бұрын
ኣነ,ሲ ን ኣሕመድ ቐይሲ 5 ሰዓታት ኮፍ ኢለ ምሰማዕክዎ። ዕድመን ጥዕናን ገዲም ተጋዳላይ ቐይሲ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
እቶም ሓሰውቲ በዓል "ንዘይ ስንኻ ሑጻ ቖርጡመሉ" ተበለጽቲ ፡ ሰብ ፈሊጥዎም እዩ። ሓደ ሰብ መንነቱ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ በቲ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሰንፈላል ርእሱ፣ ንገዛእ ርእሱ ገና ካብ ዓረባውነት ሓራ ዘይወጸ ፡ ንኤርትራ ሓራ ከውጽእ ብቕዓት የብሉን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን መንነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@mikeberhe8421
@mikeberhe8421 3 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 እዚ ክትጽሕፍ ሕፍር ደይትብል ዕድመ ልክዑ ተቃሊሱ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
@@mikeberhe8421 The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf 3 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 ኣንታ ዘርኢጋዝያን ግዕዘይ ዓኳር እንታይ ኢካ ተዕገርግር ዘለካ መንነት ክትብል ሕማም ቅልውላው መነንት ኣሎካ ድዩ ሕወሓት ዝመሃረትካ ድዩ ምፍልላይ ብ ሃይማኖት ኣውራጃ ቃንቃ ዓረብ ክትብሉ ካብ ሃገርካ ቃንቃ ዓረብ ድዩ ኣስዲዱካ ዋላ ህግደፍ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
AbidAzzholebrook:- ዉሺማ ራሽይዳ፡ ንዓረብ ተጎምቢሕካ ክብረት የለን። መንነትካ ፍለጥ። ኣብ ዓለም ልዕሊ ዕስራን ሓሙሽተን ሃገራት ብቋንቋ ዓረብኛ መዓልታዊ ዝሓማ ሃብታማት ሃገራት ኣለዋ። ናትና ሕማም ከኣ ፡ በቲ ደምና ግዜና ኣሕዋትናን ኣሓትና፣ ገንዘብና ኣካልና፣ ካብ ጥንቲ ዝኸፍልናሉ ናትና ሃገር፡ ናትና ቋንቋታት መንነትን ንሓሉ እዩ። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብር ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@samirgerman7050
@samirgerman7050 3 жыл бұрын
Thank's fanus ❤❤❤
@embasoyra4
@embasoyra4 3 жыл бұрын
Belihin mestewali tegadalay amxikalna Thank you yuelino
@amanueltesfahiwet1831
@amanueltesfahiwet1831 3 жыл бұрын
Thank you Fanus NetWork .
@Segen91
@Segen91 3 жыл бұрын
Thank you very much.
@mehammedyasin8067
@mehammedyasin8067 3 жыл бұрын
Selam fanus ahmed alqeysie entay Yeblena bezaba romodan ketemteo tekel do thanks
@waad4054
@waad4054 3 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይጽገብ ታሪኽ የቐኔልና ሓርበቻ ኣቦና ኣልቐይሲ :
@thomasmichael7796
@thomasmichael7796 3 жыл бұрын
I really appreciate Youela and Kaici
@asgodomteclemicael1003
@asgodomteclemicael1003 3 жыл бұрын
Mr. Ahmed Al qeisi have not words to say only to thanks and a great teacher for the new generation to learn the true history of Eritrea struggle.
@huzefaomer741
@huzefaomer741 3 жыл бұрын
Thanks fanus network
@yohannesyohannes8003
@yohannesyohannes8003 3 жыл бұрын
Thank u yoel i was waiting for this time go ahead bro.
@nichtsvergeben5015
@nichtsvergeben5015 3 жыл бұрын
Welcome Brother
@alitaha1157
@alitaha1157 3 жыл бұрын
Kubur Abona Ahmed Alqeysi kabakum buzuh ena nxbey. Yuel hawey kae thanks. Ab zhaxere gize mekexelta knxibeyeka ena.
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 3 жыл бұрын
ኣብ ሂወተይ ምሉእ ከም ኣልቀይሲ ተባዕ ተጋዳላይ ርእየ ኣይፈልጥን። ኣብ የመን ኮይኑ ናይ ልቡ ይዛረብ ብዓል መስፍን ሓጎስ ኣውሮፓ ኮይኖም ከማን ኩሉ ምስጢር ኢሰይስ ሓቢኦሞ ኣለው። ዩአል ጅግና ሓደራ ብዙሕ ንኸስብ ኣሎናሞ ደጋጊምካ ኣምጽኣዮ።
@joehatu7130
@joehatu7130 3 жыл бұрын
Very polite and open spirited person ❤️❤️❤️
@ነጋሲወዲኣከለ
@ነጋሲወዲኣከለ 3 жыл бұрын
ኣስላም ጥራይ ድዮም ነይሮም ኣብቲ ቦታ ዳኣ ስም ኣስላም ጥራይ ትጠቅስ ኣለኻ ስለዚ እዛ ዘረባኻ ደስ ኣይበለትንን ከም ኣነ ማለት
@ከንኣንገብረስላሴ
@ከንኣንገብረስላሴ 3 жыл бұрын
ሕብእቲ ሰልፊ ዳርጋ ኩሎም ኣስላም ኢዮም
@fatmahhagus8730
@fatmahhagus8730 3 жыл бұрын
ኣነስ ዝገርመኒ ኩሉ ግዝ ሽም ናይ ኣስላም ክትስምዑ ክለኩም ቀጭውጭው ኢያ ትብለኩም ኡም አርትራ ዳኣ ናይ ኩሉ ኢንዲያ
@ibrahimahmedin6138
@ibrahimahmedin6138 3 жыл бұрын
ኣብ ነብስኹም ሓደ ዘይሓዊ ሕማም ኣለኩም ንሱ ድማ ስም እስላማይ ምስሰማዕኩም ከምዛ ህበይ ዝራኣየት ከልቢ ትቅየሩ የገዳስ ኣብቲእዋንቲ ዝበዝሐ ደጋዳላይ ካብ ሙስልም ሕብረተሰብ ኢዩ ኔሩ ማለት ህዝባዊ ሓይልታት ክምስረት ኮሎኮ ዳርጋ ልዕሊ 90% እስላም ኢዮም ኔሮም ብጀካ ኣብ ዓላ ዝነበሩ ብኣብራሃም ተወልደ ትምራሕ ዝነበረት ናይ ክርስትያን 17ዝኣባላታ ጉጅለ ማለት ኢዩ
@ነጋሲወዲኣከለ
@ነጋሲወዲኣከለ 3 жыл бұрын
@@ibrahimahmedin6138 ዘይትፈልጥ እንተ ከይንካ ንክትፈልጥ ሕተት ባዕል ኣብርሃም ተወልደ ተወልደ ኢዮብ በረሀ ጻዕዳ ኢዮም መስረቲ ህዝባዊ ግንባር 90% ዝበልካዮ ጌጋ ሓበሬታ ኢዩ
@ibrahimahmedin6138
@ibrahimahmedin6138 3 жыл бұрын
ካብ ብዕሙት ምዝራብ ሓቅታት ምፍታሽ ምሓሸካ ምኽንያቱ እዞም ትብሎም ዘለኻ ሰባት ሰልፊ ናጽነት ኢዩም ዝባሃሉ ኔሮም ብኣዝዩ ዉሱን ዓቅሚሰብን መሳረሕን ዝነበሮም ጉጁለ ኢዮም ኔሮም ንኣፍሉጦ ክኾነካ ግን ካብ ተጋድሎ ሓርነት ዝተፈልዩ ተጋደልቲ ብ3ወገን ፋሕ ኢሎም ንኔሮም ኣብቲ መጀመርታ 1/ካብ ሱዳን ብዝተፈላለየ ኣገባብ ናብ የመን(ዓደን)ሰግሮም ዳሓር ናብ ዳንካልያ ዝመጹ ጉጁለ ደቂ ሰምሃርን ደንከልን ኮይኖም ዓቅሚሰቦም ከባቢ 580 ዝበጽሑ ኩሎም እስላም ኮይኖም ብዑስማን ሳልሕ ሳበን መ/ድ ዓሊ ዑማሮን ትምራሕ ዝነበረት ጉጁለ ኢያ 2/ጉጁለ ኣብ ዑበል ዝነበረት ኮይና ዳርጋ ኩሎም ብንዓምር ኮይኖም ብኣቡጣያራ ትምራሕ ዝነበረት ጉጁለ ኮይና ኣባላታ ድማ ኩሎም እስላም ኮይኖም ዓቅሚ ሰባ 60 ኢዮም ኔሮም 3/ጉጁለ ብኣብራሃም ተወልደ ትምራሕ ዝነበረት ጉጁለ ኮይና ኣብ ዓላ ኔራ ዓቅሚ ሰባ ድማ 17 ኮይኖም ኩሎም ደቂ ትግርኛ ወይ ድማ ክሪስትያን ኔሮም ነዞም 3 ጉጁለታት ብቁጠባ መሳረሕን ድፕሎማስን ዝላዓለ ኢድ ዝነበራ ኣብ ደንከል ዝነበረት ጉጁለ ኢያ ምኽንያቱ ሳበ ኣብቲእዋንቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍርቃ ከም ዉሩይ ፖሎትከኛ ይፍለጥ ስለዝነበረ ብዓይኒ ካልኦት ሃገራት ዓቢ ግምት ይዋሃቦ ኔሩ ስለዚ ነተን ካሎኦት ጉጁለታት ዉን ከም መትኒ ኮይኑ ዘገልግሎም ዝነበረ ሳበ ኢዩ ኣብ ዝቀጸለ እዋን 3 ጉጁለታት ኣብ ስድሓ ዔላ ተኣክቦም ኣብ ሓደ ሓሳብ ተረዳድዩም ሓይሎም ብሓደ ጠርንፎም ሽም ናይ ዉድቦም ድማ ህዝባዊ ሓይልታት ኢሎም ሰምዮማ ስለዚ 580+60=640 እስላምን 17 ክርስትያኒን ኣየኖም ይበዝሕ ? ስለዚ መስራቲ ህሓ ዑስማን ሳበ ሙኻኑ ኣይኮነን ንሕና ኤርይራዊያንሲ ዞባ ቀርኒ ኣፍርቃን ማእከላይ ምብራቅን ኣዳዕድዖም ዝፈልጡዎ ሓቂ ኢዩ ዋዳሓንካ
@resomoscar6112
@resomoscar6112 2 жыл бұрын
Ezi bmexhaf tezxhaf kemey xbuq neru nneushtey weledo bzterefe respect both of you
@Maycherhi2808
@Maycherhi2808 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሕብእብእ ዘይብሉ ኣገላልጻ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ፡ ብዙሕ ክነግር ዝኽእል ዝዓበየ ካድር ናይቲ ውድብ ዝነብረ ከም ሙኻኑ ንውሕ ዝበለ ክፋላት ግበረላ። ብጣዕሚ ጽቡቅ
@osmanzean4573
@osmanzean4573 3 жыл бұрын
السيد أحمد قيسي تحية طيبة وبعد نحن نشكرك على هذه الذاكرة القوية واتمنا لك دوام الصحة والعافية لكن ملحوظة بسيطة جدا على الشخص الذي ذكرته على ما أعتقد إسمه (دالي صالح قعدر وليس طه قعدر )
@kliensilva9240
@kliensilva9240 3 жыл бұрын
ዝነኣድ ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ኣሕመድ ኣልቐይሲ። ዝነበረ ይንገር ዝቐበረ የርድእ ከምዝበሃል ነቲ ቅድሚ 50 ዓመታት ዝነበረ ታሪኽ ከምዘለዎ ከም ታሪኽ ስለዘቕረቦ ምስጋና ይግብኦ። ኣቶ ኣሕመድ ኣልቐይሲ ''እቲ ንቕሓት ናትና እኳ ሓደ ሓደ ግዜ ዘተሓሳስብ እዩ'' (37:45) ዝበሎ ክስመረሉ ዝግብኦ ነጥቢ ኮይኑ ረኺበዮ። እቲ ዘገድስ ንስርዓት ኢሳይያስ እንቃወመሉ መሰረታዊ ምኽንያት ካብ ቀደሙ ዘይ ደሞክራስያውን ውልቀመላኺ ብምዃኑ ጥራይ እዩ። ካብኡ ሓሊፉ ነቲ ስብእናኡ ካብዘለዎ ንላዕሊ ምትዕብባይን ኣንጻር ናጽነት ኤርትራ ምስጢራዊ ተልእኾ ከምዘለዎ ዝእምት ውዲታዊ ቤላቤለው (conspiracy theories) ንተራ ህዝቢ ኤርትራ ንውልቀምልኪ ኢሳይያስ ኣብ ምብቃዕ ዘለዎ ግደ ምንእኣስ ኣዩ ዝኸውን። ንታሪኽ ከም ታሪኽ ከምዘለዎ ምስ ሓቅታቱ ምስእንቕበሎ ጥራይ እዩ ስሙርን ንጹርን ዕላማ ክህልወና ዝኽእል። ዕድመ እንተሂቡካስ ነቲ ታሪኽ ብመጽሓፍ ክትስንዶ ንትምነ። የቐንየልና ፋኑስ ኔትዎርክን ኣቶ ኣሕመድ ኣልቐይሲ።
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 3 жыл бұрын
Arbenana ahmed ayana kemakum belht tebat kerazat kemakum men kirkem nhzebukum nhgrkum kab muwek medkum rebhkum ketmtkum bega hlfkumla bega abalem bdemkum bazemkum bhwetkum tbegkum èritrea amzkumla abalem afltkumuna tarkum nzelalem alem kemwerki kikimet iyu🤲🕊🇪🇷🤝✍️❤💙
@gebrialsium9935
@gebrialsium9935 3 жыл бұрын
ብጣዓሚ ጺቡቅ ኣገላሊጻ ጹርይ ዝኾነ ታሪኽ ኣስሚዕካና ፣ ናይ ሂግደፍ ድኣ ሓቂ ወላ ተዛሪቦም ኪን ኣሚኖ ኣጽጊሙና ምትላል በዚሑ፣ ሓቀኛ ታሪኺ ኪዕቀብ ትገብሮ ዘለኻ ኣበርኪቶ ዩኤል ካብ ልቢ የመስጊን ቀጽሎ ዓቢ ሰነድ እዩ።
@shishaywolday5787
@shishaywolday5787 3 жыл бұрын
Edmen tienan yhabkum fetari Alah abona
@joehatu7130
@joehatu7130 3 жыл бұрын
This man is a HERO no question 🌹🌹🌹
@ንዑዑእየዝጥምት
@ንዑዑእየዝጥምት 3 жыл бұрын
ብጣሚ ዓቢ ሰነድ እዩ
@solomonmosazghi9980
@solomonmosazghi9980 3 жыл бұрын
**********ኢሳያስ ጻላኢ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑን መላኺ ምዃኑን ፍሉጥ እዩ። ናይ ዓቕሚ ግን፣ እንታይ ድኣ ኰንኩም ዓቕሚ ዘይብሉ ሰብ ካብ ተጋዲልኩም ነጻ ዘውጻእኩማ ሃገር ሰጒጉኩም። ስለምታይ፣ ምዓስ፣ ከምይ፣ ኣበይ፣ መን፣ ኢሉ ዘይሓትት ህዝቢ ረኺብኩም ዝኾነ ትዛረቡ። **********
@mehari16
@mehari16 3 жыл бұрын
ቀይሲ ከም ንጹህ ተገዳላይ መጠን ታሪኽ ህይወትካ ብመልክዕ መጽሓፍ እንተ ትጽሕፎ ዝመጽእ ወለዶ ከኽብረካን ክዝክረካን ምነበረ።
@sariigallasantishnanSOM
@sariigallasantishnanSOM 3 жыл бұрын
ይስስሰ ሕጂ ናይ ሕልመይ ፖሎትከንያ ኣምጽኻ።
@medhaniefikak3320
@medhaniefikak3320 3 жыл бұрын
Thank yu yoel degemame beloo
@alganesharaya4779
@alganesharaya4779 3 жыл бұрын
Abey tefieka Fanus.welcome.
@WARISWERISU
@WARISWERISU 3 жыл бұрын
He is busy tweeting about TPLF supporters, instead of standing with his Eritrean brothers and sisters. ሰብኣውነትና'ዩ ንህዝቢ ትግራይ ክንጣበቕ ጌሩና፡ እናበልካ ብሓሶት ንሰራዊት ኤርትራ ክጥቁን ይውዕል ኣሎ። አሪ-ሳት ከምዚ ክትኸውን ኣይተጸበኹዋን።
@samsomyohannes2151
@samsomyohannes2151 3 жыл бұрын
Keysemaeku thanks youel ❤️
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 3 жыл бұрын
መርሓባ ሐወይ ናተይ ፋኑስ መስፍን ሐጎስ አብ ቃል መሕተት ከምዚ ኢሉ ተዛሪቡ "ድሮ ናጽነት ኢሳያስ ንአካየድቲ ሽማግለ አኪቡ ምስ ወያነ ናይ ሐባር መንግስቲ ክንገብር አለና ኢሉና" ኢሉ ነሩሞ ብጃኻ ንቀስ ሕተተልና አብቲ አኸባ ኢንተነሩ። (You are doing great job)
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 3 жыл бұрын
ኣብቲ አዋን ቀይሲ ኣብ አስርቤት አዩ ኔሩ ዝፈልጦ ነገር የብሉን ኢለ ይግምት ምናልባት ከምዚ ኸማና ብወረ ይፈልጦ ይኸውን አቲ ብ ኢሰያስ ዝተባህለ
@dawittesfay4402
@dawittesfay4402 3 жыл бұрын
How can we contact abona ahmed
@SharpBeta
@SharpBeta 3 жыл бұрын
ኣብዚ ሓድነት ገለ ዝብሎ ዘሎ፡ ሓድነት ኣብ ሞንጎ ካብ 200 ዘይበዝሑ ውልቀሰባት ምዃኑ ክስመረሉ ኣለዎ። 200 ዝኾኑ ሰባት ሓድነት ክገብሩ ኣይክኣሉን! ዝገርም እዩ።
@ሽህኣምጥ
@ሽህኣምጥ 3 жыл бұрын
ብዘይ ስሙር ግንባር ኣይክኣልን ኔሩ ። እቲ ሓደ ብዓረብ ይዕለም እቲ ሓደ ብትግርኛ ። ዘለዎም ታሪኽ ኣዝዩ ፍሉይን መሰረቱ ፍሉይን ኔሩ ።
@mhrtabbeyene3627
@mhrtabbeyene3627 3 жыл бұрын
Great man
@maekelekelati4548
@maekelekelati4548 3 жыл бұрын
Wow you must we need to part two
@solomonmosazghi9980
@solomonmosazghi9980 3 жыл бұрын
****** ዓራርብ እቶም መሳኪን ቆልዑ ደቂ ተራ ተጋደልቲን ዝተጨውዩ ደቂ ገባር ቆልዑን ዝዓብዩሉ ዝነበሩ ቦታ እዩ፣ ዓምበርበብ ድማ ደቂ መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ዝዓብዩሉ ዝነበሩ ቦታ። ናብ ህዝባዊ ግንባር ምዓት ደርብታት እዩ ኔሩ። *******
@abusabr6674
@abusabr6674 3 жыл бұрын
ሓቀኛ ዛንታ ክትሰምዖ ይምስጠካ የቀንየልና ቀይሲ እዚ አብ መጽሓፍ ክጸሓፍ አለዎ ህግደፍ ከየባላሽውውዎ ከለው
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 3 жыл бұрын
ayana ahmed keysi hakena nhwetka tizarb teliku ilom ykfuwo seidust yhwat esyas wezom telikum wezom malt diyu seltan yfotu itla yhys ahmed keysi amlakina ideme tina ymene btimi adenkeka 💙❤🇪🇷🕊💪🔑ane kiblkum zedeli aytthlelu kiwamina ktgber ktmerhna alkum nskim buluzat ikum amilakina fulyat biblhi nakum hbima amilakina ybark nakum ybarkum amen
@Menkem10
@Menkem10 3 жыл бұрын
Anes hade hade gizie dereja nikhatna yetahasasbeni u. Thank u
@niyatosbaninas
@niyatosbaninas 3 жыл бұрын
Joel, please invite wedi Tedla Bairu concerning wedi giorgio and Kagnew station.
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 жыл бұрын
ዝኸበርካ ዮኤል ምስ ቀይሲ ትገብሮ ዘሎኻ ቃለመጠይቅ ከም መዓር ካብ ቆፎ ንሀቢ ምብርባር ዝዳረግ ኮይኑ ረኺበዮ እሞ ቀጻሊ ከተቅርቦ ይላበወካ ንቀይሲ ድማ ስለቲ ሚዛናዊ ትንተናኡ የመስግኖ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 жыл бұрын
የቀንየልና ዮኤል ታሪክና ዝነግሩ ኣቦታት ስለትዕድም ዘለካ።
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 3 жыл бұрын
ደስ ዝብል ሙቁሉል ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ዝተመሳሕናዮ ንርስዕ አለና እስኻ ናይ ሐምሳ ዓመት ከምዘለዎ ትነግረና አለኻ ሕጂ እንድዩ ከምታ ናይ ካላአይ ውድባዊ ጉባኤ ምስ ምዓርግኩም አብ በዓል ነጻነት 20ሰነ ጀጋኑ ተባሂልኩም ብኹርዓት ከተብዕሉ ዝግበአኩም ዛህዝባ ዘይትፈቱ ሃገር ግን በዓል ሱዑዲ በዓል ዶር አቢ የውደኽዱኽላ ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ተስፋ አይንቆርጽን ካብ ዘለኹሞ ፍሕ ኢልኩም ዘለኹም ጀጋኑ ሃገርኩም ክትምለሱ ክትከሐሱ 🙏🇪🇷🌹❤🐪🇪🇷
@peaceandlove684
@peaceandlove684 3 жыл бұрын
ብሐቂ ብሐቂ👌❤️
@AZ-wd6mq
@AZ-wd6mq 3 жыл бұрын
Hi it’s very interesting and important I was expecting you to start asking your gest why and how he chose to join EPLF and not ELF l think and
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 3 жыл бұрын
ዩአል ሓውና ሓንቲ ኣገዳሲት ሕቶ ግዳ ሕተተልና ሓደራ ንሳ ክኣ ክሳብ 1987 ሮሞዳን ምሓመሮር ዋና ጽሓፊ እናሃለወ ስለምንታይ ንእሰያስ ምክትል እናሃለወ ድላዩ ይገብሮ ነይሩ ነቲ ውድብ።
@abdumahmud9033
@abdumahmud9033 3 жыл бұрын
Part 2 please
@tibebmistwal5449
@tibebmistwal5449 3 жыл бұрын
I love your program keep it up brother could you ask him about the assassination of Ibrahim Afa in your next episode please thank you.
@saraandu4246
@saraandu4246 3 жыл бұрын
God bless you yoeley....Mr. keysi is so enlightening.
@jossytm6814
@jossytm6814 3 жыл бұрын
Can yu pls do video explaining the progress Canada group of 5 sponsorship. So we can help our brothers and sisters (Eritrean refugees) in Ethiopia. Their are alot of people out there who are willing to help unfortunately they don't know the process. Thanks in advance
@titihaile4375
@titihaile4375 3 жыл бұрын
ስላም ዮኤል የቀንየልና ነቲ ጽቡቅ ስራሕካ። እቲ ጽቡቅ ዝፍልጦ ናይ ስልፊ ከመይ ከም ዝነበረ ሕተተልና? መእሰሪኡ እንታይ ከም ዝነበረ ሕተተልና?
@meronghebreigzabiher1634
@meronghebreigzabiher1634 3 жыл бұрын
ዩኤል ጽቡቕ መደብ የቐንየልና ግን ሓንቲ ርእቶ ኣላትኒ ኣልቐይሲ 1971 ኢዩ ን ኢሳያስ ዝፈልጦ ተስፋሚካኤል ጀርጆ 1970 እዩ ን ኢሳያስ ናብ ቃኞው ኣትዩ ምስ ኣስራተካሳ ተራኺቡ ኔሩ ዝበለ።
@parisawi1545
@parisawi1545 Жыл бұрын
🥰🇪🇷❤️
@AlyeGheryeGhebrehiwot
@AlyeGheryeGhebrehiwot 10 ай бұрын
ናይ በሐቂ ክንደይ ዓመት ምስጢር ኮይናና ዝነበረ አብሪህካዮ፡ ካልእ ሰብ ሲኢኖም ሲ !!!!!!!!
@welduyagoub2947
@welduyagoub2947 3 жыл бұрын
Good comments
@badmeeritrea833
@badmeeritrea833 3 жыл бұрын
Very clear message & you explain the history of the bad & good moments of the EPLF and Tegadalay Isaias Afeworki...Tegadalay Ahmed pls accept my deepest thanks for the Advice you gave us...( 😁 don't forget to drink water always 🤣 )...
@zetamful
@zetamful 3 жыл бұрын
50 years a go 1971 eway hemket hade Ne Isaias zedefro tesainu.
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 3 жыл бұрын
Digerim Eko Eyu. DIYABLOS DIKONE SEBIAY
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 жыл бұрын
Diyablos...Indiyu
@omareritrea9558
@omareritrea9558 3 жыл бұрын
Sekram nenefo aykewinen eyo
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 3 жыл бұрын
@@omareritrea9558 GENIN Ember Ezi wediza Rigmit Meskinay Hizbi Eritrea 😰Kulu Entiniu Dekefelela Hageru. Eti Kab Meswati Deterefe Ayerefela Atehagosela Eritreawi Bimliu Kinebrelan Kiqesinelan Aykialen Isaias DIYABLOS
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 жыл бұрын
እንታይ ዝደፍሮ ማለት ተንኮለኛ ስለ ዝኮነ ምበር ን ህዝቢ ዘይሓስብ ንስልጣኑ ጥራይ ስለ ዝሓስብ እዪ ንሶም ግን ንህዝቢ ንመጻኢ ስለ ዝሓስቡ እዪ ብከምዚ ንሱ ምቅታል ምእሳር ጥራይ ምበር ብሰላም ሽግር ክፈትሕ ኣይደልን እዪ ብ ህዝቢ ስለ ዘይሓስብ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 жыл бұрын
ኣብ ስእሊ ዘለው ` ካብ የማን ናብ ጸጋም 1,ናይዝጊ ክፍሉ ፣ 2,ዓንደብርሃን ወ/ጊዮርግስ ፣ 3 ተስፋይ ገ/ስላሴ'፣ 4, ገረዝግሄር ዓ/ማርያም (ውጩ) ፥5, ሃይለ መንቆርዮስ ፣ ኣብ ታሕቲ ኮፍ ኢሎም ዘለው " 1,ሃይለ ወ/ትንሳኤ (ድሩዕ) ፣2 ወልደንኪኤል ኣብርሃ ፣3,ኣሕመድ ቀይሲ ፣4, ዘምህረት ዮውሃንስ ፣5 ሮሞዳን ኣውልያይ ።
@ስሓቦጉተቶ
@ስሓቦጉተቶ 3 жыл бұрын
nezom shefatu kemey shimom felitkayo?
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 жыл бұрын
@@ስሓቦጉተቶ ወዲ ደርጊ ጠግ ዶ ኣቦለሞ ኣቦካ !
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 жыл бұрын
@ሆች ሚን ሶል የመን
@asmebro3949
@asmebro3949 Жыл бұрын
I don't want to remember them except Keisi
@SaSemairesearch
@SaSemairesearch 3 жыл бұрын
ካብ እግሪ ኣፍ ይዕንቀፍ፥ እቲ ጉባኤ ዝተኻየደሉ ቦታ ዓምበርበብ ዘይኮነ፤ ዓራርብ ማለቱ ዩ፤፤
@YONIONE91
@YONIONE91 3 жыл бұрын
👍
@adhanomnetserab8202
@adhanomnetserab8202 3 жыл бұрын
እንኮዕ ድሓን መጻእካ ቐይሲ ፡ እቲ ቦታ ድማ ዓራርብ ዩ
@abduali2
@abduali2 3 жыл бұрын
Yeqneyelna fanus hawina mezi abona zemxekalna tarikna sele zefltina zelo
@kudus7756
@kudus7756 3 жыл бұрын
ዋው ዩኤላ ሎሚ ቆፎ ንህቢ ኢኻ ሸኽሹኽካ ብዓል ሓምዳን ጉዶም ተጋሊጾም ።
@berhehagos864
@berhehagos864 3 жыл бұрын
የቀንየልና በጃኹም 2ይ ክፋል
@ahmadnasir9724
@ahmadnasir9724 3 жыл бұрын
Well come
@merhawileake7550
@merhawileake7550 3 жыл бұрын
Busln Mukurn zkone tarik alewo abona Al Qeisis idemen tinan yhabeka
@kemalmahamednasseribrahim4612
@kemalmahamednasseribrahim4612 3 жыл бұрын
Thank you
@robi7719
@robi7719 3 жыл бұрын
ኣቦና ቀይሲ ከም ጅግናን ገድም ተጋዳላይን መጠን እሞ ድማ እታ ዋጋ ዝከፍልካላ ሃገር ብቃልስካ ናጽነት ዘምጻኣካላ ሃገር ከቡርካ ክትነብረላ ዘይሙካኣልካ ኣዚዩ ዝሕዘን እዩ ኣባካ ዉን ክብረት ኣሎን ጅግና ኣቦና እዛ እንተሪቪዉ ግን ኣይግድን ትግርኛ ክርስታን ትግርኛ ክርስታን ጥራይ መልእካያ ወይለ ንዓባ ትግርኛ ናይ ኣንድነት ጽልዋ ኣለዎም ትቡል ሲ ጽልዋ ናይ ኣንድነት እንተዝህልዎም ንምንታይ ባዓል እሰያስ , መስፍን ሓጎስ. ሃይለ ድሩዕ. ኣብ ሜዳ ጸንሖሙካ ንኣንድነት ጸልኦም ደይኮነን ኣብ በረካ ውጽዮም ንዓካ ዝተቀበሉካ ወይ ኪኣ ሽዓ ኣቡኣ ምስኦም ከሎካ ከምኣ ዘይትብሎም ዝነበርካ ሓዉ ሓዉ ዝጨንዉ ምካኖም ሻዓ ከርእዩካ።
@amanuelabraham4006
@amanuelabraham4006 3 жыл бұрын
የቀኒየልና ዩአል፡ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ነቦናን ኣይናን እሕመድ ኣልቀይሲ፡ አዚ ታሪኽ ሒዝኩሞ ከይትኸዱና በጃኹም ኒገሩና፡ ኣሽዛንና ይጽበየኩም እዩ ዘሎ።
@ሰብሕሱም-ዘ1ጐ
@ሰብሕሱም-ዘ1ጐ 3 жыл бұрын
ኬፍ ዘለዎ ሰብኣይ እዩ እዚ ቀይሲ ::
@ራኤይዮውሃንስርኣዩ
@ራኤይዮውሃንስርኣዩ 3 жыл бұрын
ቤጃኽካ ኣቅጽሎ 🙏
@nichtsvergeben5015
@nichtsvergeben5015 3 жыл бұрын
I like this Story Great Men
@yosieftekle9153
@yosieftekle9153 3 жыл бұрын
Viva agazian isaias afewerki
@lifeisbeautiful1250
@lifeisbeautiful1250 3 жыл бұрын
Only people with low IQ likes tribalism which is not progressive. Please get some education
@samsomyohannes2151
@samsomyohannes2151 3 жыл бұрын
Eway ezi sebay ezi kulu negerka eu zesfeahlka wawww mejemerya mealti ms teberhani endiu kemzom geliom aynfeltn ena nerna tegoteti ena nerna mbal yehfirwom zeykone zizarebu kem zfeltu kmeslu zey halafnetawyan abu bmnbarom tray zhwtutu aykonen btaemi mhiruna thanks youel
@efremkidane8189
@efremkidane8189 3 жыл бұрын
This is why wedi eye is a hero he didn't speak much he is capable of doing something
@efremkidane8189
@efremkidane8189 3 жыл бұрын
Isayas is a hero of every time
@yeseri2002
@yeseri2002 3 жыл бұрын
ንሓቂ ዝውሕጥ ማዕሙቕ የለን : ቅንዕና : ትብዓት : ጽንዓት : ራኢ : ዓቕሚ ከም መራሒ ሰውራን ሃገራዊ መንግስትን ክቡር ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ካብ መቓልስቱ ግን ከኣ ጽርዲ ዝኾነ ሰብ ይግለጽ ኣሎ ::
@hibtzgiawalom8230
@hibtzgiawalom8230 3 жыл бұрын
ለባም ኣቦ ናይ ብሓቒ መትከላዊ ታርኽ ከምዘላታ
@famhari4438
@famhari4438 3 жыл бұрын
ድሕሪ አዚ ኩሉ ከርተት ኣብዚ ኤድመ በኽካ ከትልል ምኬዓል ኣብ ትዕድልቲ አዩ:: አኩል ጊዜ ምሓብካ የከነልና ከይሲ ጅግና:: አዚ ሳሕቲ ዘጋንፍ አድል አዩ******
@petermesghina4867
@petermesghina4867 3 жыл бұрын
I enjoyed the introductory interview, but not this part one as much....there are many issues that need to be asked, but the interviewee is spending to much time in very trivial issues... He can detail those trivial issues in his book when he writes one....Ahmed seems unpolluted Eritrean politician and I hope you will focus on policies that can help the young generation....Sorry if sound rude....
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 3 жыл бұрын
አዞምላዕለዎት ሓለፍቲ መንግድቲ ነበርድ አስከሐራይ አቃወሙ ስለምንታይ በዞም ሓርኦምን ሽንቶምን ዝኾና ሚድያታት ከላፋልፎኦም ዝውዕላ ዶወይስ ናብደረጃኣን ከምዝወረዱዮም ኣሚኖም።
@God-db9vp
@God-db9vp 3 жыл бұрын
ንደቅካ ኣይነዓቅን ኢዩ
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 жыл бұрын
ብኣል ጻአዳ ካሚቻ ሰላይ ኢትዮፕያ ሳዲስት ኢሰያስ ኣፍወቂ ዝኮነ ይኩን ተጋዳላይ ህግ ይኩን ጀብሃ ኣብ ሂወተይ ጻአዳ ካሚቻ ገሩ ዝቃልስ ሪኣ ኣይፈልጥን ፥በጋሚዶ ኢሳያስ ንህዝቢ ኣሪትራ ብሃንጎሉ ገሩ ዝተጻወተ ሰብ የለን ፥ደገፍቲ ናይዚ ኣረመነ ስሱአ ሰብ ኣንበሳ ናቅፋ ክብልዎ ዘይፈልጥዎ ክንሶም ወረ ሊአሊ ኣማልክቲ አዩ ክብሉ ተሰሚኦም፥ ክዝብና ብባህሉን ብኣቃውማ ስነሃሳቡ ዝተበደለ ህዝቢ አዩ ፥
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН