part - 2 ቡዳ ዛር ኣብ ህይወት ና ዘምጽኦ ፈተና ምስ ደቅና ዘለዎ ምትእስሳር ሰሚዕና ን ንቓሓሉ......

  Рет қаралды 3,340

ታኦስ taos tube  ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )

ታኦስ taos tube ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )

Күн бұрын

Пікірлер: 69
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 25 күн бұрын
ናይ ብሓቂ አምላክ መስተወዐሊ ልቢ ይሃብና❤❤❤❤❤ተመሰገን ነዚ ቃል ክንሰምዕ አምላክ ዝሃበና❤❤❤
@RobelTesfamariam-z8x
@RobelTesfamariam-z8x Ай бұрын
ሰላም ናኦድ ሓወይ ከመይ ኣለካ መጀመርያ ብቲ ትገብርሮ ዘለካ ኣምላኽ ናይ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ ከልካ ቀጺለ ናብ ሕቶይ ክኣቱ ነኣብነት ሓደ ሰብ ቅዱስ ቁርባን ዝቅበል እንተኮይኑ ቅዱስ ቁርባን እንድሕር ወሲዱ ቡን እንተ ሰተየ ጸገም ኣለዎ ድዩ ንዓይ ንድኹም ሓውኹም ከኣ ምክኤለ እልኩም ኣብ ጾሎትኩም ዝኩሩኒ ኢኹም ሓፍትና ዓመተ ሩፋኤል ከኣ ከይመስገንኩኪ ክሓልፍ ኣይደልይን ቀጺልዮ ዛሓፍተይ 🙏🙏🙏
@TsegayGebremedhin-w5l
@TsegayGebremedhin-w5l Ай бұрын
ሰላም ኖኦድ ሓወይ ትገብሮ ዘለካ ጽቡቅ መደብ እዩ ። ሓንቲ ሕቶ ኣልትኒ ቅብኣ ቁዱስ መእመና ክሕዝዎ ይብሎምን ይብሉ ብዝይካ አቦታትና ካህናት ሰለዚ ሲ ቡዙሕ ተካታዓና ኣላ እሞ ቀልጥፍካ መልሲ ፍርዲ ሰደደልና ክብረት ይሃበለይ
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 Ай бұрын
ክቡራት ቁባ ቅዱስ ማለት እኮ ዝተባረከ ዘይቲ ማለት ምእመን ክንሕዞን ክንጥቀመሉ ጸገም የብሉን እንታይ ድኣ ቅባ ሜሮን እዩ ካህን ጥራይ ዝሕዞ እዚ ከኣ ቆልዑት ክጥመቁ ከለው ኣብ ግንባሮም መስቀል ዝገብርሉ ካልእ ንመርዓውቲ ብተክልል ዝምርዓው ደናግል መርዓውቲ ይቀብኡዎም እዮም ቁባ ቅዱስን ሽታ ናርዶስ ምእመን ይሕዞን ይጥቀመሉን ጸገም የብሉን ኣሕዋት እስራኤል ዘሎ ንቤተሰቦም ቅባ ቁዱስ ይሰዱ እንድዮም ገለ ኣቦታት ግን ብዘይምርዳእ ጌጋ ዝብሉ ኣይስኣኑን ግን ተጋግዮም ንኣብነት ኢትዮጵያ ኣብ ቤተክርስትያን ኣብ ኣፍ ደግኡን ኖርማል እዮም ዝሽየጥ ጸገም የብሉን
@AsmaitTewelde-z1v
@AsmaitTewelde-z1v Ай бұрын
❤❤❤❤ btami ena nemsgnekum amlaki ymesgen bqanqana zgelexkumlna Ane galey endaseb tewexie kab zatu kisab zwexie tbeki niera hji gin gelxkumlna zkone kolia bezey mkinyat kemzey beki Amlaki edmen tenan yhabkum Kexluwo buzuh seb kinmharelu ena
@astertekle8276
@astertekle8276 28 күн бұрын
Betami des zebil betami bezh temahire.❤kal hiwet yesmealna 😊
@LuwamMichael-dx8nb
@LuwamMichael-dx8nb Ай бұрын
እግዛብሔር ጸጋኡ ይብዝሃልኩም ግን ናኦድ ናኣመተ ሩፋኣ ኣኤ ል ኣዝርባ ኣወዳኣያ መክንያቱ ረኪብናያ ከለና ቡዙህ ካብኣ ክንምሃር
@AFa-ct6wo
@AFa-ct6wo Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ብጣዕሚ ማሀሪ እዩ በርትዕልን እመብርሃን ምስ ኩላትና ትኩን
@ኤልሻዳይነውገታየ
@ኤልሻዳይነውገታየ Ай бұрын
ብሓቂ ቃል የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ቅፁሉሉ ኣብ ህይወትና ዞሎ እዩ ኩሉ ነገር ብጣዓሚ ቡዙሕ እዩ ተምህረ እግዚአብሔር ይመስገን ንዚ ክማሃር ዘግበረኒ ንዘይ ምፍላጥ ቡዙሕ መሳናከሊ ሓሊፈ ከንደይ ፈተና 😢❤❤
@medhanitberhane2543
@medhanitberhane2543 13 күн бұрын
Kale hiwet yesmaelna nay bhaki aebi temeherti eu amlak xegue yebzihalkum❤❤❤
@nazeratehagos4279
@nazeratehagos4279 Ай бұрын
እግዚአብሔር ትብልዎዘለኩም ናይ ባሐቂ እዩ ማሐሪ እንታይ ይሳአኖ እምነትና የበርትዐልና አሜን ተባረክ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🕊️🕊️🕊️
@shewittesfastion3276
@shewittesfastion3276 Ай бұрын
Betaemi bezuhi nemhari alna Naode hawey kemu dema Ametrufael haftey egzeabiher amlak xegu yebzehalikum n kulina hizeb kristyan dema zenkakehi menfes kudus yesdedlina medhinealem aboye🙏🙏🙏
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 Ай бұрын
ኣመተሩፋኤል ከምዝበልክዮ ጽቡቅ ኣለኪ ቁባ ቅዱስ እንተስእንክን ዘይቲ ኣውሊዕ oilolive ገዝእክን ቤተክርስትያን ወስድክን ነቶም ዘቁሮቡ ዝቀደሱ ኣቦታትና ኣቅሽሽቲ ባሩኩለይ ጸሎት ግበለይ በለኦም ይባረክ ስለዝኮነ ጸገም እምነትና እዩ ዝሰርሕ ተወሳኪ ኢትዮጵያ ዝከይድ ሰብ ዝረከብናሉ ከኣ ቁባ ቅዱስ ይኩን ናርዶስ ጨና ነምጽእ ሞ ከይውድኣና እንተደሊና ዘይቲ ኣውልዕ ገዝእና ባዕልና እዳጸለና እንዳወሰክና ንጥቀመሉ ነውሕ የጽነሔና ማለት እዩ ካብ አነ ዝገብሮ ከካፍለኩም
@yosiefmengesha4855
@yosiefmengesha4855 Ай бұрын
Kab temekurey kekafleka bun nkbri amlak tkuneley eilka ente gedifkaya xbuk yu
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 Ай бұрын
እግዚአብሔር ዝተመስገነ ዝከበረ ይኩን ኣመተሩፋኤል ሓፍትና እንቋዕ ብሰላም መጻእኪ በዚ ትምህርዮን ትገልጽዮን ዘለኪ ትምህርቲ ብጣዕምን መሃርን ኣገደስን ሰዓቱ ዝኣከለ ክንቃለሶን ክነቅሓሉን ዝግባእ እዩ ስለዚ ከም ኣደ መጠን እግዚአብሔር በዝረድኣኪን ዝተመኮርኪዮን ዝፈሐጥኪዮን ንመዋእል ዝተኣርናዮ ክሳብ ሕጅ ብልክዕ ክርድኣና ዘይከኣልናዮ ነገራትን ነብስና ደቅናን ስድራናን ከም ንፍትሽ ስለዝገበሩኩና ምስ ናኦድ ኮንኩም ብልቢ ከመስግነኩም ይደሊ እግዚአብሔር ጸጋኩም የብዝሓልኩም ይሓልወኩም ምስ ኣድኡ ቅድስቲ ድንግል ማርያም
@lidiaberhe5934
@lidiaberhe5934 20 күн бұрын
Naod hawey Ygzabiher Ybarkum ❤❤❤Ab Xolotkum Hsebuni Ndkmti Haftkum Goyta yefexmukum ❤❤
@almazgrmay3697
@almazgrmay3697 Ай бұрын
እረ እመብርሃን ክረክበካ ይደሊ እየ ወዲነይ መዓረይ
@AsterKebede-m3b
@AsterKebede-m3b Ай бұрын
ፀግኡ የብዝሐልኩም
@AsterKebede-m3b
@AsterKebede-m3b Ай бұрын
ኣሰይ ዝሓወይ ቀፅለሉ ኣጆካ በርትዕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senaitbereketab8588
@senaitbereketab8588 Ай бұрын
Asayyyyy Ellllllllllll dengel maryamey nea entay yesana
@Gebregiorgis27
@Gebregiorgis27 Ай бұрын
Kemey kirekbeki ykiel ameterufaul haftey.
@amangebrit4030
@amangebrit4030 Ай бұрын
ሰላም ንኦድ ሓወይ ኣመተሩፉኤል ሓፍተይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ሂወትካ ዘፈትሸካ ቡዙሕ ትምህርቲ ረኪበሉ ስለቲ ግዜኩም ትምህርቲ ትህቡና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ትኹን።
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 Ай бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ኣቦታት ኣደታት መንእሰያት ነዚ መደብ እዚ ንሰምዕን ንከታተልን ዝያዳ ክርድኣናን ኣእምሮና ክክፈት ክንነቅሕ ደጋግምና ንስምዓዮ ሓደ ግዜ ጥራይ ሰሚዕና ሱቅ ኣይንበል ምክንያቱ ናይ ጸላኢ ሰናይ ናይ ሰይጣን ውግእ ስለዝኮነ ብቀልል ዝርድኣና ኣይኮን ንኣብነት ኣብ መደቀሲና ኮይንና ክሰምዖ ከለና የደሰና ወይ ከምንድቅስ ንከውን ኮፍ ኢልና ክንሰምዖ ከለና ከምዝስችወናን ከምዘጽልኣናን ይገብረና እዩ ክንነቅሕ ኣለና ብገጠኝ ወይ ከምዚ ብምስማዕ ነናፍስቲ ሰንብዶም ይወጹን ይእሰሩን እዮም ብዓብዩኡ ከኣ ጸላኢ ፈልጥካ ከመይ ከምትከላከሎ ኢካ ትማሃር ስለዝኮነን ናይ እግዚአብሔር መንገድ ብንጹር ከምንርዳእ ስለንከውን ኣብ ገዛና ቤት ጸሎት ኣዳልና ቀልጥፍና ንስሓ ከምንኣቱን ምስጋድን ጸሎትን ክንገብር ክንጅምር ዝቀለለ ይከውን ስለዝኮነ ደጋግምና ተገድስና ንስምዓዮ ናይ ሂይወትና ድሕነት ምኳኑ ፈልጥና ስለዚ ርኩስ መንፈስ ቀሊል ኣይኮነን ሓያል ቃልሲ ዘድልየና እንተበርትዕና ግን እግዚአብሔር ቀልጢፉ እዩ ዝረድኣና ሞ ልዑል እግዚአብሔር ምኩልና ይኩን ይርድኣና
@MedinaUmreyan
@MedinaUmreyan Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐነ ዘመሓተይ ብዙሕ እነንማሃረሉ እነ ቀፅልሉ ዶሞ ዕድመን ጥዕነን ያሃብክም ፈጣሪ እሞ ታይ ክብለክም ደልየ ኣነስ ብሕለመይ ግቢ እነኮስተሩኩ ሽቲቤት እነሓፀቡኩ እነ እትግቢ ካዓ ቡቲ ቶኮስተሩኩ ብቲ ይተርፍ እና ምዉዳእ ኣዊኒ ስቅሉ ላዓሉላሉ ከም ፅሪ እሉ እበይ ኣዊይኒ ሐዚስ ታይ ይኮን
@hageryowhans6539
@hageryowhans6539 Ай бұрын
❤❤❤❤ ቃለሂወት የስምዓልና ቀጽሎ ዝሓወይ
@nardoskidane9875
@nardoskidane9875 Ай бұрын
Blux tmhrti qexlwo yhwatey ❤❤❤
@semharteklemariam130
@semharteklemariam130 Ай бұрын
Amlak xegiu yebzehalkum thank you .anes krekbeka delia fqadka tekonu please
@wardasebahtu
@wardasebahtu Ай бұрын
yeqenyelna Amete-Rufal haftey ab xlotku zkrni 🙏
@KisanetShimangus
@KisanetShimangus Ай бұрын
ሰላም እግዚብሄር ይብዛሓልኩም ክብራት የሕዋተይ ፡፡ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ህዝብና ዝነቀሕለን መደብ ዩ ብዙሕ ውን ንመሃር አለና ፡፡ስለቲ ሰናይ ግብሩ እግዚአብሄር ይመስገን፡፡ ምክርኩም ክትልጉስለይ ጽፍረይ ብስነይ እዩ ዝሰድድ፡ናፍታ ናይ መኪና ውን ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝለኒ ክጨንወኒ እንከሎ በቃ ክሰትዩ ብጣዕሚ ይደሊ፡ ከምኡ ውን ፍጸጋ ገጽይ ብጣዕሚ ተባላሽዩ ሕጅ ይሓይሽ ሰባት እንታይ ከይኒኪ ክብሉኒ ክንከለዉ ይሓርቅ ፡፡ ሰላምኩም ይብዛሕ ቀጽልዎ ብጣዕሚ ማሃርን መሳጥን ትምህርቲ ኪዳነ ማርያምን አመተ ሩፍኤል ሓፍትን ቀጽልዎ፡፡ተክለ ሃይማኖት አቦይ ይባርኩም፡፡❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 Ай бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ጽፍሪ ብስንኪ ምስዳድ ጨና በንዚን ናፍታ ምፍታው ፈጸጋ ምውጻእ እዚ ናይ ቡዳ መንፈስ ባህሪ እዩ ስለዚ ናይ ቡዳ መንፈስ ኣለኪ ማለት እዩ ካብ ደገ ውን ተወሳኪ እዳሰሓበ የብልዔኪ ይከውን እዩ ስለዚ ቅባቁዱስ ዓይንክን ገጽክን እዳለከኪ ብስላሴ ስም ስራሕካ ኣቋርጽ ተቃውመካ ኣለኩ ኣብ ግንባረይ ተኣሰር እዳበልኪ ንጉሆን ምሸትን ነውሕ እዳሰገድኪዮ እሰርዮ እግዚአብሔር ክረድኣኪ እዩ
@henokhailu3095
@henokhailu3095 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዐልና
@RobitiAsli
@RobitiAsli Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና። ይሕዋተይ ።🎉🎉🎉🙏🙏🙏.
@freitahagos1591
@freitahagos1591 Ай бұрын
Edmen tenan yhabkum fetari kulu ab hiwet zelo eyu kexlwo❤❤❤❤
@SemharSumY
@SemharSumY Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና ።ይሕዋተይ።🙏🙏🙏
@yorkabelhbte
@yorkabelhbte Ай бұрын
edmen tenan yhabkum fetari ❤❤❤❤🎉🎉
@fiyorikesete4658
@fiyorikesete4658 Ай бұрын
Kale hiwet yesmealna Nodi hawey ❤
@ተመስገንኣምላኬ-ጰ8ዐ
@ተመስገንኣምላኬ-ጰ8ዐ Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gi5hu2hp5l
@user-gi5hu2hp5l Ай бұрын
Kale hewet yesimealina ❤❤❤
@user-gi5hu2hp5l
@user-gi5hu2hp5l Ай бұрын
ቅብኣ ቁዱስ ካበይ ንረክብ የሕዋተይ❤❤❤❤
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ Ай бұрын
ካብ አድና ወይ መ/ም ግርማ ይሽየጥ እዩ
@NMW-ed8vt
@NMW-ed8vt Ай бұрын
Nmntay gn yshiyet fewusi nay Amlak bnetsa nfewusi zeywehab
@yohanaandat8616
@yohanaandat8616 Ай бұрын
Ab Betekrstyan bnaxa yom zgebrulka...nab gezakha ktwesd gn gezieka ketebarkho aleka ​@@NMW-ed8vt
@senaitbereketab8588
@senaitbereketab8588 Ай бұрын
Egzabher amlak edemen tenan yehabkum brukat ahwatey
@Gebregiorgis27
@Gebregiorgis27 Ай бұрын
Enqa biselam mexakum kubrat yehawat eghziabihier xeghu yebzahalkum. Kemzi gherkum tenquhna zelekum kibret yhabelna.
@FekriSelam
@FekriSelam Ай бұрын
Amlak xegeu yebzehalkum, gen ne amete rufaeal edel haba azareba kubur hawey
@Fnot123
@Fnot123 Ай бұрын
selam kemy amisikum pleas ba telephonki gidefilna.
@tug628
@tug628 Ай бұрын
Bhaki bzuh temahrna ab lebna yehdro kalehwet yesmalna berkateyy
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ Ай бұрын
እዚ ናይ ቦዳ መንፈስ ኩላ አባይ ዘሎ እዩ። ካብ ሰብ ፈሊኒ, ቤት አምላክ ክከይድ ከልኪሉኒ። ማይ ጮሎት ንመጀመሪያ ጌዜ ቀሲስ ሄኖክ መጽዬም ተሐጺበ። የገርም😢
@yordanosmengstabe7909
@yordanosmengstabe7909 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@freitahagos1591
@freitahagos1591 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KisanetShimangus
@KisanetShimangus Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@TemesgenTV
@TemesgenTV Ай бұрын
Beteami deszebel Naoda&Ameterufael egzabher xgue ybzahalkum brukat yehwat anes xgem da keyheleweni wela 10seat yekun befuxum eye zeymenwo
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ Ай бұрын
እወ ሐቅኪ ዝተሐረደ ደርሆ, ገንዘብ ( ሕርካም) ለሜን አብ ጥቃ ቤት ትምርትቤት ይክእዎ ኒረን። ነተን ገንዘብ ብጣእሚ እየ ክልእለን ዝደሊ ኒረ። ንእሽተይ እየ ኒረ ጓል 8, 9 አቢለ ኒረ። አደይ ከይተልእልዬ ከይትሳገርዬ ትብለኒ ኒራ። ግን ከምስርአት እዩ ድዝከረኒ ካብ አይነይ ዘይክወለኒ።
@HagosaAfom
@HagosaAfom Ай бұрын
xegue yebzahlkum zom yehwatey telefonka eba sdedeley naod
@yohanatesfamariam1811
@yohanatesfamariam1811 Ай бұрын
Edmen tenann yhabkum kuburat yehwatey sean ehin mihin anfetna tefiea tayu ezi kmzi teblka newri eu ena tebahalna abina Amete rufael haftey telefonki xhaflna plz
@semharteklemariam130
@semharteklemariam130 Ай бұрын
Begaka meliseley
@kiflegebrezgabher2090
@kiflegebrezgabher2090 Ай бұрын
ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ንእሽተይ ሓበረታ ክህበኪ ሓፍተይ እንታይ እዩ ኣሸግሩኪ ክሕግዘኪ
@سلامسلمي-ي7ف
@سلامسلمي-ي7ف Ай бұрын
🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪⛪⛪👏👏👏
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ Ай бұрын
ናኦድ ሐወይ telephone ናትካ ደሊየ ኒረ። ብጓለይ ብጣእሚ እየ ተሸጊረ ዘለኩ። ሐደራካ
@እመብርሃነይ21
@እመብርሃነይ21 Ай бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም እዛ ናይ ዓይኒ ዝብልካያ ብዓይነይ ኣትዩ ዓመትን 5 ወርሕን ኮይኑ ኣሎ ይርድአኒ ኢዩ ኩሉ ዝርእዮ ምስኣይ ኮይኑ ይርኦ ዓይኒጥላ ኮይኑ 😌
@solianagebrehiwet2029
@solianagebrehiwet2029 Ай бұрын
ዘይዉዳእ ጉድ ባ እዩ ዘለና ኣነስ ናይ ህንዲ ክዳንን ሳዕስዒቶምን ኣጥማምትኦምን ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ኔሩ ኣስማቶም ኮ ክሽምድዶ ኣይክእልን ኔረ መልክዖም ስለ ዘደናግረኒ ተሃንጥየ ዝሪኦ ዝነበርኩ ሳዕስዒቶም ይለማመዶ ኔረ ቀይሕ ኣዝማልቶ ኣብ ግንባርና ንገብር ክዳዉንቶም ግን ክሳብ ሎሚ ደስ ይብለኒ ናይዘን ዘይተመርዓዋ ኣዋልድ ስረን ምሉእ ክዳንን ጀለብያ ዝመስል ሸረር ክትብል ከለካ ከም ጽላል ዝርግሕ ዝብል ክዳን ኣጸልል የብለኒ ኔሩ ናይ ቻይና ካራተ ድማ ብጣዕሚ ይፈቱ ኔረ
@trhastrhs6584
@trhastrhs6584 Ай бұрын
ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብራት እሕዋተይ❤❤
@Hamlesa
@Hamlesa Ай бұрын
ሰላም ዶ ሓፍተይ ተለፎን ናይ ናኦድ መምህርና አለኪ ድዪ
@luwanyahouza6683
@luwanyahouza6683 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@eyobhagos9208
@eyobhagos9208 Ай бұрын
❤❤❤
@sikosilo7487
@sikosilo7487 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@ههههه-ن3س
@ههههه-ن3س Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@נצנטןון
@נצנטןון Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@NahomHabtemichael-x4e
@NahomHabtemichael-x4e 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
2 - ክፋል ብ ባህልን ልምድታትን ዝተሓብኡ መናፍስቲ (ኣጋንንቲ) ....@memihirtesfayeabera
53:08
ታኦስ taos tube ( ናብ ትግርኛ ዝተተርጐመ ገጠመኝ )
Рет қаралды 1,9 М.
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ንጐይታ ተጸበዮ" Pope Shinouda 3rd Sermon "Wait for the Lord"
43:36
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 189 М.
80ኛ ኤፍታህ live! በቪዲዮ እንማማር
3:29:39
ኤፍታህ ተስፋስላሴ Eftah Tesfasilase
Рет қаралды 27 М.