PEM | New Eritrean Hot Music 2018 | ተስፋልደት መስፍን (ወዲ መስፍን) ዳዊት ተክለሰንበት (ሺላን) {[OFFICIAL VIDEO]}

  Рет қаралды 3,671,984

Restnna Entertainment

Restnna Entertainment

6 жыл бұрын

"ኣይተሰክማ ዕዳ |ተስፋልደት መስፍን (ወዲ መስፍን) | ዳዊት ተኽለሰንበት (ሽላን)"
ክቡራት የሕዋትን ኣሓትን፡ ኣብዛ ቻናል ኣባል ዝኾንኩም፡ እዛ ብዳዊት ተክለሰንበትን (ሺላን) ተስፋልደት መስፍን (ወዲ መስፍን) ዝትሰርሐት ቪድዮ፡ |ኣይተሰክማ ዕዳ| ምስ እዚ ንተኣታትዎ ዘለና ሓድሽ ዓመት፡ ብቐዳምነት ብስመይን ብስም ኣብዛ ቪድዮ ዝተሳተፉ ኩሎም ስነ ጥበባውያን፡ ተለሃይትን ተሓጋገዝትን "ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመት ኪኮነልኩም፡ ኪኮነልና ምስ ምሉእ ሃገር ህዝቢ ኤርትራ ንምነ፡
ቀጺልና፡ ሎሚ ኣብ ሃገረ ሱዳን ሓየሎ ኤርትራውያን ብሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ይሳቐዩ ከምዘለውን ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝርከቡ ስነጥበባውያን ነዞም ዝሳቐዩ ዘለው ንምሕጋዝ ዘካይድዎ ዘለዎ ዓብይ ሓገዝ፡ ንሕና ኣባላት ፕሮሞት ኤርትሪያንን ዛራ ክርይቲቭ ሜድያ፡ ካብዛ ቪድዮ ዝርከብ እቶት ኩሉ ነዞም ብሕማም ዝሳቐዩ ዘለው ኣሕዋትናን ኣሓትናን፡ ክነወፍይ ምዃንና ክንሕብረኩም ንፈቱ፣ ስለዚ ነዛ ክሊፕ፡ ብዝተኻኣለና መጠን💚 Like ✔ 💚Share ✔ 💚SUBSCRIBE ✔ 💚 Comment ✔ ብምግባር፡ ነዚ ጽቡቕ ዕላማ ሓቢርና፡ ንሓግዝ።
ንዝኾነ ሓበሬታ 16475129292 whatsapp
©2018 መሰል ስነጥበባውያንን ትካል ፕሮሞት ኤሪትራያን ዝተሓለው ኢዩ፡ ብክብረትኩም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ምውሳድ ንስነ ጥበባውያን ብዙሕ ጉዳት ስለዘሰዕብ ብክብረትኩም ካብዚ መርበብ ነዚ ምስሊ ምስሓብ፡ ምውሳድን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
©2017 Copyright: Promote Eritrean Media | Zara Creative Media. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 1 100
@senaysemere7717
@senaysemere7717 6 жыл бұрын
አዚ ዓቢ ብቐሊል ዘይግመት ትበግሶ ካብ ውሽጢ ሃገር ንኽተባባዕ ብዝከኣለና ነተባብዓዮም ። { ሽላን } & { ወዲ መስፍን } ብጣዕሚ ዝድነቕ ስራሕ ናይ ብሓቂ ። ነቶም ብሕማም ካንሰር ዝሳቐዩ ዘለዉ የሕዋትና ኢግዚኣቢሄር ሙሉአ ጥዕና ይሃቦም ። ኣጆኹም ! አቶም ተዓዘብቲ አቲ ዘድሊ ላይክ ሳብስክራይብ ሼር ክንገብር ድሉዋት ኢና ። ዋላ ውን ናይ ወጻኢታት ሓገዝ ዓቕምና ብዘፍቅዶ ክንገብር ንፈትን ኩቡራት የሕዋት ።
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 6 жыл бұрын
senay semere amlak hlnakum ydegfo amen, Amen, Amen
@kebrabtesfalem3339
@kebrabtesfalem3339 6 жыл бұрын
Wawww Bela srah ajekum kexlwo nhna Ka netebabayom like aynwhd
@jeyzieyob8376
@jeyzieyob8376 6 жыл бұрын
senay semere ❤
@jonajonardan6283
@jonajonardan6283 6 жыл бұрын
Nice one
@robelkiberab2022
@robelkiberab2022 6 жыл бұрын
senay semere Amen Amen Amen kal
@wedimaryam15
@wedimaryam15 3 жыл бұрын
ጀምዓይ ናፊቀ መታዓቢተይ ናፊቀ ሰብ ቀደም ኣይርከብን ዩ 😢😢❤❤✌
@blm5287
@blm5287 2 жыл бұрын
ኣጆካ ኣዝማሪኖ ጻዕዳ ።
@semereshmendi3503
@semereshmendi3503 Жыл бұрын
Ajoka zarkey ketrakebu ekum ajoka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ab eritrea
@Samsom-dv6fm
@Samsom-dv6fm 8 ай бұрын
You are SO RIGHt, I miss them TOO Amazing ASMARINOS MAY GOD protect us where ever we are. SEMPRE ASMARA DOLCE, LA PICOLA ROMA. ❤❤❤
@hawashaitsawa1442
@hawashaitsawa1442 6 ай бұрын
ወዲ መስፍን ሓወይ ናይ በዲር ኣብ ማይላም ኢያ ናይ መወዳእታ ዝተፈላለናላ ኮይኑ ኣብ 2000 ኣብ እዋን 3ይ ወራር። ዕድመን ትዕናን ሽላንን ወዲ መስፍንን
@user-ox6sj5wb6l
@user-ox6sj5wb6l 6 ай бұрын
​@ha😢washaitsawa1442
@marinaer12
@marinaer12 Жыл бұрын
ኤርትራውያን ብሩካት ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ፈጣሪ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@zeyneb-pb1ny
@zeyneb-pb1ny Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🫶🫶🇪🇷🇪🇷
@merrygoelyesus3218
@merrygoelyesus3218 3 жыл бұрын
ገዛዉቲን ኣዘኪርኩምና ዓበይቲ የሕዋትና ኣያታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@medhanieghrmai4167
@medhanieghrmai4167 6 жыл бұрын
ዋላድ እካ ኪትዓቢ እያ ጽባሕ፡ ዓይኒ ምስ ጠለመ ብእኣ እባ ኪትምራሕ!!!!!! ብሓቂ ሂወት ዘለዋ ስራሕ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዳዊትን ተስፌን።
@nathanissayas2448
@nathanissayas2448 6 жыл бұрын
ደጋጊመ ሰሚዐ ክመንዋ ዘይከኣልኩ ብልጽቲ ስራሕ! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@beriemengs360
@beriemengs360 5 жыл бұрын
ብጥዕሚ ጽቡቕ ጥበብ ምስሊ ገለ ሂወት ኤርትራውያን ደንጸባርቕ!
@simonyosief8259
@simonyosief8259 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ተበግሶ ኢዩ ክስዓ ዘለዎ’ዩ ።ነቶም ብሕማም ዝሳቀዩ ዘለው ወገናትና ከኣ ፈጣሪ ምሕረቱ የዉርደሎም።
@user-vx4et4ot2
@user-vx4et4ot2 6 жыл бұрын
ሰናይ ተግባር ዩ የሕዋት ኣጆኩም ኣምላክ ከኣ ነሕዋትና ምሕረት የኣዝዘሎም ። ነዓኩም ከኣ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ስራሕኩም ከኣ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም የሕዋተይ።
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
ሎሚ ዕለት 10-04-20 ዝሰማዕካያ like ኣግርጭው
@habenmisgina5764
@habenmisgina5764 6 жыл бұрын
woww ብታዕሚ ጹብቅቅቅቅ ስራሕ ቀጹሉዎ ጀጋኑ ደቂኤረይ ዓወት ንሓፋሽ
@feruzaentertainment
@feruzaentertainment 6 жыл бұрын
OMG ልብኻ ትትንክፍ ደርፊ ናይ ብሓቂ ሓባራዊ ስራሕ ኡቶቱ ውን ልክዕ ከምቲ ባዚዋ ዝኾነ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡራት ስነ-ጥበባውያን
@binyamnrayo5288
@binyamnrayo5288 6 жыл бұрын
ዓሽሽሽሽሽሽሽሽ ሓላላት ደቅ ኣስመራ ሽላን & ወድ መስፍን ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ይትረፍ ንቦቕባቓት ለዋሃት ነት ጨካን ተሪር ልብ ኸማን ሰገጥ ተብል ዜማ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ይግበረልኩም ይግበረልና።
@davezerea6856
@davezerea6856 6 жыл бұрын
ናይ ቀደም ሰብን ንብረትን + ደርፍታት ተረከብቲ ኣይኮኑን thanks a lot ሽላን +ወዲ መስፍን
@merhawitdesta5918
@merhawitdesta5918 6 жыл бұрын
I am from Ethiopia 🇪🇹 but I like to listening Eritrea 🇪🇷 Eritrea music 🎷 🎷 🎷 🎷 🎷 I love the song I love the message of the music!!!!
@meakeleajoeknateygirmatsen4033
@meakeleajoeknateygirmatsen4033 3 жыл бұрын
zeker metebt eritrean sed
@lombardolorenzo8744
@lombardolorenzo8744 Жыл бұрын
Don't worry,, any music does not have any a Nationality which means music is a universal language for anyone from any where but most of all this music has a strong for anyone from anywhere.
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 2 жыл бұрын
🙏ዋይ ኣደይ መዓረይ በዛ ደርፍ ኹ ም ምሳኹም ኣጎኣዝኩሙኒ ብጣዕሚ ኪፍ ዘለዋ ደርፊ 🙏
@abrhamyohannes7627
@abrhamyohannes7627 6 жыл бұрын
ዋዋዋዋ ወዲ መስፉን & ወዲ ሽላን ማራ የ ዝፈትወኩም ብጣዕሚ ካ በርቂ ስራሕ ኣጆኩም ፈቂ ኤረይ
@user-fq5hl1sx2g
@user-fq5hl1sx2g 6 жыл бұрын
ሰብ ቀደም ሽላን & ተስፋልደት ብጣዕሚ ጽቡቅ ተበጉሶ ዩ ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ናይስ ሙዚክ ካኣ ገለ ዓይነት
@Zebraforce_86
@Zebraforce_86 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ደርፊ።፡ክልቲኹም መቼም፡ነዛ፡ስነ ጥበብ ከም፡ገለ ኢኩም ትገብሩዋ። ናይ ሕማመይ ኢኩም። ሰብ pemedia ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ። ርግጽ ኢዩ ብዙሓት ኣለው ብሕማም መንሽሮ ዝሳቐዪ ኣብ ሱዳን ስለዚ ንምሕጋዞም፡ትገብሩዎ ዘለኹም ቅዱስ ዕላማ ኢዩ አሞ። ሰበይ እስኪ ላይክ 10000+ ንሃቦም
@user-rs6zo8ej1u
@user-rs6zo8ej1u 6 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሽላን ፡ ተስፊ ፡።፡። ደቒ ሹቕ መዘከርታ ዘይትወልዲ ኣብ ሞንጎና ሓደ ቆልዓ ,,,,,,,,,,,,!!!!!!!! ዋውውውውውው ናይ ብሓቒ ይበል ስራሕ ናብ ድሕሪት መሊስኹምና ከማን !!!! ፡። ብጣዕሚ ካብ ልቢ ካብ ልቢ ኢና ነመስግነኹም ክቡራት ኣሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሀብኹም ፡
@bahlnarecords305
@bahlnarecords305 6 жыл бұрын
ተባዕታይ ዝኾነት ደርፊ፣ ናይ ብሓቂ ደጋጊምካ ስምዓያ ትመጸካ ዜማን ግጥምን፣ ተዘክሮታት ኣብ ሰራውርና ኣቲዩ፡ ንደምና ዘንቀሳቕሶ፡ ንኣእምሮና ዘበራብሮ፡ ደርፊ፣ ምሉእ መዓልቲ ሰሚዒካ ዘይምኖ፣ ክቡራት ወዲ መስፍን ምስ ሺላን ከምዚ ዓይነት ሙዚቃ፡ የእዛንና ካብ ዘይሰምዕ ዓመታት ኮይኑ ኣሎ'ሞ ኣጆኹም ቀጽልዎ፡ ሓይልኹም ሓይልና፡ ድምጽኹም ድምጽና፡ ፍቕርኹም ፍቕርና ዝገልጽ ስለዚኾነ፡ ናይ ሓባር ስራሕ ይጠጥዕ። ቀልጢፍኩም ደጋጉሙና፡ ኣይተደንጉዩ{😘😘😘😘😘😍🍎🍇✔✔💯💯💯💯🎶🎶🎧🎧
@tesfaldetmesfun7796
@tesfaldetmesfun7796 6 жыл бұрын
ክቡራት የሕዋት፡ ፈተውትናን ቀረብትናን፡ ብትህቡና ሞራልን ኣወንታውን ርእይቶታት ብጣዕሚ ነመስግንን፡ ኣብ መጻኢ፡ዝበለሰ ስራሕ ክንቅርበልኩም ፍናን ኢዩ ኮይንና ዘሎ፣ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ኪኮነልኩልምን ኣብ ዘዘለኹሞ ዓመተ ሰላም፡ ጥዕና፡ ፍቕሪን ራሕዋን ዝመልኦ ኪገብረልኩም ንምነ፣ PEM ቻናል ከኣ ብጣዕሚ ነመስግን!!!!!
@micalasmerom8869
@micalasmerom8869 6 жыл бұрын
tesfaldet mesfun ajoka azmarno 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuelgebremeskel594
@amanuelgebremeskel594 6 жыл бұрын
tesfaldet mesfun wawwwwe tesemia zeytmno lili 20 gzie degagimeya ahhh
@imahmoud474
@imahmoud474 6 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾
@yacobtesfamikael9112
@yacobtesfamikael9112 6 жыл бұрын
Nay behaki ni ezni zeykurkih tum derfi
@awreliofreshkidd6557
@awreliofreshkidd6557 6 жыл бұрын
tesfaldet mesfun 💯💯💯💯
@dttf7216
@dttf7216 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ደርፊ አያናይ ቀደም ተዛካክረካ ነቶም ብሕማም ካንሰር ዝሳቀዩ ዘለው የሕዋትና አግዚኣብሕር ምሕረት የዉርደሎም
@senaytsegay2009
@senaytsegay2009 6 жыл бұрын
Dt Tf amen
@negasihabtemariam9143
@negasihabtemariam9143 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ወዲ መስፍን ምስ ሽላን ጽቡቅ ተበግሶዩ ቀጽልዎ፡ ብፍላይ ዳዊት ሽላን ፡መዘከርታ ዘይትወልዲ ፍቅረ ፡ ትብል ናይ ቀደም ደርፊ ጌርካ ንድሕሪት መሊስካና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ።
@yordaasmelash5139
@yordaasmelash5139 6 жыл бұрын
bitaemi xibuk srah
@merrygoelyesus3218
@merrygoelyesus3218 3 жыл бұрын
ን ድሕሪት መልሶምና ባሓቅ
@Zebraforce_86
@Zebraforce_86 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጠዋሪ ኪኮኑና መዘካርታ ክንወልድ።
@niatg8813
@niatg8813 6 жыл бұрын
Nay bahaki dess eluni mekniyatu Ne Sinetibeb Abotata zikonu sbat sle ziraku Seb kedeme ajokum belu btami xbuk srah eyu Deki Erey jeganu🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕👍👍 just like 👍👍
@dannyhome1938
@dannyhome1938 6 жыл бұрын
ዋልሃንቲ ከበል ኣይከልን አያ ዳዊት አዚ ሰራህ ናትካ አዩ ወዲ መስፈን super smart all the best guys ናይ school life ኮፈ ኣቢልኩማ ናይ ገል መታቢትና
@simonzemichael156
@simonzemichael156 6 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ደቂ ኤረይ!!!
@MaicoRecords
@MaicoRecords 6 жыл бұрын
Let the great music keep them coming ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹሉ ኣፍቃሪ ሙዚቃ ካብ ማይኮ ረከርድስ
@RestnnaEntertainment
@RestnnaEntertainment 6 жыл бұрын
thanks!!! same to you too. wish you all the best. PEM
@redwanmubarek3083
@redwanmubarek3083 6 жыл бұрын
Maico Records g
@user-vg6ow4vk1s
@user-vg6ow4vk1s 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዓበይቲ ሰባት ንስኩም ድሰራሕኩሞ ደኣ ታይ ክዎጾ አድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኣኣብዘሎኩም ደቂ ኢረይ ሓሲብኩሞ ዘለኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ዩ ፍጣሪ ይተሓዎሶ
@wediasmat1865
@wediasmat1865 4 жыл бұрын
Just cant stop dancing💃🤸‍♂️❤❤❤... ሺላን ኡማ ሰባብ ደርፊ የከንየልና ። ኣቡ ከለኹ ከኣ ዚሚስገን ቕረጻ ቪድዮ።
@meleymhari3964
@meleymhari3964 6 жыл бұрын
ሙቁራት ዕዲመን ጥዕናን ደቂ አስመረይቲ ጻዕዳ አጀክም
@2pacshakur845
@2pacshakur845 6 жыл бұрын
Meley Mhari ነቶም ደቂ ካልእ ዓዲ'ከ ዕድመ ኣይምልከተናን ዲዩ ሓቢቢ
@merhawittesfu238
@merhawittesfu238 11 ай бұрын
ንአስነ ኣይምኖን አዩ❤❤❤😢😢
@heluamine550
@heluamine550 6 жыл бұрын
ዋውውው ደቂ ኤረይ ተፈተውቲ ዝናኣድ ስራሕ ኢዩ ዘይ ሓሰብናዮ ተዘኩሮ ፈትርኩምልና so thanks
@lombardolorenzo8744
@lombardolorenzo8744 Жыл бұрын
what a tune ,, i have only came accross this tune few days ago and to my surprise i was never aware of it for such a long time . However , i have always been aware of the vocal talent of wedi shilan but even this guy called wedi mesfin who i never knew him ever before but to be honest i could never rate him less than wedi shilan with his vocal talents as well but most of all what has shocked me is the blending of this best voices used for that lovely old tune from Shawley area back in the days with that lovely dancing , the dressing code of the Elegant Eritreans of those days and above all this tune reflecting and sending out such a strong message for those who they mess about their own children ,, as they say it ,,,a child is not a gift but its a blessing of god only for those who they blessed to have a child ,, ladies & gentle man let's think about and let's not forget about those who are so unlucky and unable to have a child ,, what could they possibly say & do ?? My answer is absolutely nothing and let's see what would be your answers.
@temesghenmeleshazhaz460
@temesghenmeleshazhaz460 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ብኩሉ ነገራ ዋላ ተዋሳእቲ ሳዕሳዕቲ ኣቀዳድሓ ቅጽልዎ like like like like ..........
@sesnu2161
@sesnu2161 5 жыл бұрын
ንእስነት ዕዳ እዩ ሓላፍነት ቀሊል ኣይኮነን፡ ብሓቂ መሃሪት ንደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን፡ ቆልዓምውላድ ክትሰርሖ ሰከንድ እዩ ሰብ ምስተወልደ ግና መጻወቲ ኣይኮነን ስቕ ኢሉ ዝዓቢ ፍቕርን ክንክን ይደሊ ምዃኑ መምህር እያ።
@jemalibrahim3214
@jemalibrahim3214 5 жыл бұрын
እቲ ግጥሚ ዜማ ኮሙኡ ውን እቲ ድራማዊ ክሊብ ብጣዕሚ ጽቡቅን ንህይወት ቀደም የዘካክር እቲ ሳዕስዒት ግን ምስቲ ትዝታዊ ድራማ ወይ ደርፊ ፈጺሙ ኣይከይድን ኢዩ።
@Zebraforce_86
@Zebraforce_86 6 жыл бұрын
መመሊሳ ትደምቕ። ተዘክሮታት ተበራብር። ሕሉፍ ፍቕሪ ዘኪርና ንብዓትና ንዛሪ። ኣስመራ ብናፍቖት ተዘዝ ተብል። ኣንቱም ሰባት ምስ እዛ ደርፊ ኩሉ ኩሉ ኢያ ተዘኻክር። መታዓብይትና፡ መማህርትና፡ ደቂ ገዛውትና፡ ቖናጁ ናይ ኣስመራ፡ ኡይ ዶ ክንብል ዝሰምዓና ሰብ እኮ ስኢንና
@user-lv6cx2dv6s
@user-lv6cx2dv6s 6 жыл бұрын
ገሊጸ ኣይክእሎን ናትኩም ስራሕ ብዝኮነ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኩም ሙቁራተይይ
@Zebraforce_86
@Zebraforce_86 6 жыл бұрын
PEM congratulations these song hit 1M..... we love it. Amazing. Beautiful. Touching. God bless you.
@abel9833
@abel9833 6 жыл бұрын
😭😭😭😭😭 Asmara shikor nafikot,nay bedir,tnx!!!!
@user-vz9sg2dn3i
@user-vz9sg2dn3i 6 жыл бұрын
እዋይ ዳዊታ ዓቢሩ ጽቡቅ ስራሕ ተፈተዉቲ 🕪🎶🎧🎤🎙👍👍❤💘💝
@Nevergiveup-ko7ez
@Nevergiveup-ko7ez 6 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ተበግሶ( ሽላነይ & ወዲ መስፍን) ኣምላኽ ይሓግዝኩም ነቶም ብካንሰር ዝሳቀዩ ዘለው የሕዋትና ካኣ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኩም ያላ የሕዋት ላይክ, ኮመንት, ሳብስክራይብ & ሸር ኣይንሕመቅ ኣብ ቁምነገር ዘለዎስ ካኣ ዓይንና ኢና ንዕምት
@Nkdmiu
@Nkdmiu 11 ай бұрын
Thank u shilan and wedi mesfn both of them must be respectful,!!!
@user-hw5mf3bl9v
@user-hw5mf3bl9v 5 жыл бұрын
الارترين اكتر شعوب العالم اتحادا ومحبين لبعض والارتريني فيهم عواطف جياشا بعضهم بعضا 💕💕💕💕💃🏽🌹🌾💐
@highlightsest_afro
@highlightsest_afro 6 жыл бұрын
Anta anes ezi nay habar srah qexelleni eyu mara koye eye zhbi Lionsssss__Shulat gorero Shilaney&Tesfie kigermemum___Ezi Canari dmxikum Nafiqeyo qenye so Blux nay bluxat trgum zihazele Srah eyu emo Sesunuley ske..ma dealings!& then Have a Peaceful, Blessed nd Happy New Yr 4everone.
@Santos-cv7xo
@Santos-cv7xo 6 жыл бұрын
ሰናይ ተበግሶ ዩ ኣሕዋት ዓስብኩም ፈጣሪ ይሃብኩም ቡዙሕት ኢና ንፈልጥ ኣብ ስደት ዘለው ስነጥበባውያን ናዓይ ይጥዓመኒ ባሃልቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮንኩም እዚ ብምግባርኩም ማራ የ ዘድንቀኩም።
@amanuel477
@amanuel477 5 жыл бұрын
I love Asmara, the beautiful city where I was born, spent my childhood and had a lot of memories.
@siumkidane402
@siumkidane402 6 жыл бұрын
ብታዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ የሕዋት
@yordanosfesshaie
@yordanosfesshaie 6 жыл бұрын
ፅቡቅ ተበግሶ የሕዋ ኣብ ሽወደን ከኣ ብኩላቶም ድምፃውያን ዝተዳለወ ዕዉት ናይ ካንሰር ሓገዝ ከም ዝተካየደ በዚ ኣጋጣሚ ይሕብር
@user-ko2tn2vk7s
@user-ko2tn2vk7s 6 жыл бұрын
Wwwww ቤላ ሽላን and ተስፊት ሩሕስ ሓድሽ ዓመት ይግበሮ
@ilovetigrigna2095
@ilovetigrigna2095 6 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ ጽቡቅ ስራሕ ሽላን ምስ ወዲ መስፉን
@quelindacanciondebesay4550
@quelindacanciondebesay4550 6 жыл бұрын
I love this song.Thanks shilan and wedi mesfun, you really did good job.
@lwammehari212
@lwammehari212 6 жыл бұрын
Wawww degagime semie kimenwa aykealkun thank you guys good job
@filmonteame5052
@filmonteame5052 4 жыл бұрын
ሺላን ይበል ጎረሮ
@babylon6078
@babylon6078 5 жыл бұрын
ነዚ ደርፍስ ብኸመይ ዓይነት ሞራል ኢዩ ዲስላይክ ዘውህቦም ዘሎ ክርድአኒ ዘይክአለ ነገርዩ BRAVO for both of you dawit and wedii mesfin keep it up the good work guy's
@erimillytube
@erimillytube 6 жыл бұрын
Am addicted to This song Good work & Nice collaboration Thanks Shilan & wedi Mesfin 👌❤️🤙
@teklebrahangebrekrstos2987
@teklebrahangebrekrstos2987 6 жыл бұрын
This is so special...much respect to the stars, Wedi Mesfin and Shilan
@habenhaile7513
@habenhaile7513 6 жыл бұрын
Welcome dawit shkor tefiekana neyrka nice music qexlwo god jop
@tesfse7148
@tesfse7148 5 жыл бұрын
Wow naybehaki xbuk srah! God bless you !!
@user-lv2hh5hm3v
@user-lv2hh5hm3v 6 жыл бұрын
ብመጀመርታ እንቓዕ ብሰላም መጻእኩም ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኢዩ(ሽላ) ((ወዲ መስፉን)) ንፉዓት ይበል ዜማ ይበል ግጥሚ ከማኩም ሲ ይብዛሕ ግርማ ናይ ኤረትራ ።
@onelovekeren5264
@onelovekeren5264 6 жыл бұрын
powwwwww abzi allo derfi yaeke nay simieit derfi. kemzi zexenaniana derfitatat ena nideli zelena yaeke super geganu 100%
@nahomteklu9231
@nahomteklu9231 6 жыл бұрын
Wow btaemi xbkti sehabit music i Love you deki Eri.
@regatgebre7838
@regatgebre7838 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጠብላሕታ ትገብረልካ ዝናኣድ ስራሕ ቀጽልዎ
@EDNmedia9
@EDNmedia9 6 жыл бұрын
What a BEAUTIFULLLL song Thank you for uploading this beautiful video!! When I saw this video I really want to go back to ASMARA...ASMARINO....They are really touching my ❤️heart. REPLY
@bigbosswestcoast2174
@bigbosswestcoast2174 6 жыл бұрын
Owwwwww btami harife serhe azmarinotat .
@unitedforever7467
@unitedforever7467 6 жыл бұрын
ብልክዕ ምትሕግጋዝ ባህሊ ያ ጀምዓ ነተባብዓዮም ጽቡቅ ተበግሶ እዩ
@aidaqueen6040
@aidaqueen6040 3 жыл бұрын
I can relate to this song ,i had a child when i was 20 nesenet hemak and we were so much in love i thought having his child was such a gift but its ok
@lombardolorenzo8744
@lombardolorenzo8744 Жыл бұрын
Don't worry , your child its not a gift but its a blessing of god and what ever the father of the child says , just think about the females like your self who never had a child and could never have a child for different reasons , so that means you are blessed to have a child .
@hermiellaisaac2285
@hermiellaisaac2285 6 жыл бұрын
I love it mnada eta mezekerta....
@frezersium1477
@frezersium1477 6 жыл бұрын
what a lyrics,what a song,amazing performance guys
@efremtekeste1650
@efremtekeste1650 6 жыл бұрын
Btami xbuh srah ahwatna ka mhret yewrdelom .eta aresti gn nhmumat cancer elkum ente txhfwa seb xbuk geru mreaya wey like mhabe .!!!!
@samuelkaleab5871
@samuelkaleab5871 6 ай бұрын
ናይ ንእስነት ነገር ኔቨር ኣይርሳዕን ዩ 🙏🙏🙏....
@teweldezaid9730
@teweldezaid9730 6 жыл бұрын
Libi zitinkif betaemi xubuk sirah. Bravooo .
@user-qk5qk5mp3y
@user-qk5qk5mp3y 6 жыл бұрын
zamnelom ሰነጥበባዊያን ወዲ መስፍን and ሽላን ፡።
@samuelbelay8229
@samuelbelay8229 6 жыл бұрын
ኢልና ኢልናስ ተኻሒስና ደርፊ ማለት ኣድናቖትና ኣይነዉሕደሎም ካባና ትድለ ኣይነረስዕ፨
@bekitadem5628
@bekitadem5628 6 жыл бұрын
Shilan Nay modey 😍 we miss you bro
@abrehammsgena2860
@abrehammsgena2860 6 жыл бұрын
ሽላነይ ነብሲ ከፍ ኣለኩም ጽቡቅ ስራሓ
@daniellaine7026
@daniellaine7026 6 жыл бұрын
ደስ ዝብል ስራህ
@akliluemahatsion4979
@akliluemahatsion4979 6 жыл бұрын
wow fantastic xbuk srah GBU shkorinatat yehwatey Natey
@mamahalaley726
@mamahalaley726 6 жыл бұрын
Omg ሽላን & ተስፌ
@meteratv8866
@meteratv8866 6 жыл бұрын
ደቂ ኤሪ ሽላን & ወዲ መስፉን ብታኢሚ ጽብኪቲ ደርፊ ደስ ተብል
@samzer5926
@samzer5926 6 жыл бұрын
Great job Shilan and Wedi mesfi keep working this amazing work
@luley843
@luley843 6 жыл бұрын
Good job 👌 much love ❤ n big respect guys 😍☝Gbu
@kahsaysolomon7191
@kahsaysolomon7191 6 жыл бұрын
ዋውውውው🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@samielmehari3957
@samielmehari3957 6 жыл бұрын
The reflection of all good times that passed this song is reminder.Both of you great ajokum🌟🔦✌👊👌👍
@jamesrodrigo768
@jamesrodrigo768 5 жыл бұрын
Amazing music wow tnx all 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senayluul3133
@senayluul3133 6 жыл бұрын
Waw keep it . Betaymi xebuk Serah amazing
@henockfesehatsion2520
@henockfesehatsion2520 6 жыл бұрын
You r the one man. love u guys that is the trouth 💕💕💔💔💔💔💔💔💔💔✌✌✌✌
@bahtahabtemariam1663
@bahtahabtemariam1663 5 жыл бұрын
Best and wonderful song thank you so much be strong deqi ERI hagerey💕
@user-gh3om5ip7c
@user-gh3om5ip7c 6 жыл бұрын
ስነ ጥበብ ዕንቢቡ ብሉጻት ስባት ሽላን ወድ መስፍን ኣይትጥፉኡና ኢኩም ስነ ጥበብ ከይ መዉት
@simontekle4444
@simontekle4444 4 жыл бұрын
well kome shulan and wedy mesfen nay bedir ndhrit melskmna eko kaf alokum abza surah ztsatfkum lave song
@EdrisAlkedarrr
@EdrisAlkedarrr 6 жыл бұрын
Asey deki Erey Mukurat 😍😍😍
@anninota
@anninota 6 жыл бұрын
have only just read the description and moved by it. Please keep up this great cause! Shilan and Tesfie, i have nothing but a humble and huge respect for you. Way to go guys! This song has been on repeat for me all week now, its a brilliant collab...
@yoditg6214
@yoditg6214 6 жыл бұрын
very touched and creative song. it melts my heart.
@Zebraforce_86
@Zebraforce_86 6 жыл бұрын
Yodit G true, it rewind our memory back to old days.
@user-gs4tl4sq2j
@user-gs4tl4sq2j 6 жыл бұрын
ጹቡቕ ስራሕ ስራሕ ናይባሓቂ ጹቡቅ ተበግሶ ፈጣሪ ይሓግዝኩም
@kubromjosi7741
@kubromjosi7741 6 жыл бұрын
Merhaba mukuratt yhewit betami xebuk serah eyu kexlow ruhus awedamt ygebrena yhiwatey Good luck
@bereketzere8808
@bereketzere8808 6 жыл бұрын
aseyyyyyyy deki Erey mukrat ajekum so nice song 👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
@merhawimehari1082
@merhawimehari1082 6 жыл бұрын
Bereket Zere 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🚹🛄🚳
@salih5156
@salih5156 6 жыл бұрын
Wow great job nice music I don't have words to explain yur work guys this is what we expect from yu thanks again and again
@MTO2024
@MTO2024 6 жыл бұрын
Good job gays. 100% perfect music
Вечный ДВИГАТЕЛЬ!⚙️ #shorts
00:27
Гараж 54
Рет қаралды 14 МЛН
Каха и суп
00:39
К-Media
Рет қаралды 5 МЛН
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 6 МЛН
Taniqo ረስዓኒ ኣይትበልኒ ( 2009 )
9:14
Ábí Ášlí
Рет қаралды 1,6 МЛН
Tesfaldet Mesfin - Ab Gezawtna - Eritrean Music
8:18
Maeken Bahli
Рет қаралды 244 М.
Asmara - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
9:15
Kiros Asfaha
Рет қаралды 810 М.
Эй Рамазан # DamirAgroDizel
0:16
DamirAgroDizel
Рет қаралды 7 МЛН
КТО СОЖРАЛ АРБУЗ #cat #pets #топ
0:17
Лайки Like
Рет қаралды 1,2 МЛН
ПРАНКУЕМ ЧАПИ🙈🙈🙈
0:20
Chapitosiki
Рет қаралды 7 МЛН