Personal Growth 25 | 5 ሜላታት ለውጢ

  Рет қаралды 14,826

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Күн бұрын

Пікірлер: 121
@Esat-k7u
@Esat-k7u Ай бұрын
ኣቲ ንዓኺ ደኣ ዝከኣል ተኾይኑ ኣነ ጥራይ 1000000 Like ❤❤❤❤❤❤
@Haben.Habtetseion
@Haben.Habtetseion 7 ай бұрын
ፍርተይ መምህር ሂወት። ተገድስኪ ካብቲ ወርቃዊ ዝኾነ ግዜኪ መስዋእቲ ከፊልኪ ዘለኪ ፍልጠትን ተሞኩሮን እተካፍሊ ዘለኪ ንሕብረተሰብና። ምስጋናይ ወሰን የብሉን !!! ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦ ኣብ ሙሉእ ሂወትኩም ከኣ ሙሉእ ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን ይምነየልኩም!!! ዝዓበየ ብድሆ ምሕደራ ግዜ!!! ሓንቲ ሓዳስ ሓሳብ ለውጢ ከተምጽእ ትኽእል‘ያ። ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ ፍልጠት ዝተመርኩሰ: ብሓበሬታ ህይወት ዝመርሕ ሕብረተሰብ ኢና ንነብር ዘለና። ሎሚ ዕውታት ሰባት ዝብሃሉ: እቶም ካብ መወዳድርቶም ዝይዳ ዝፈልጡ ሰባት እዮም። ሓደ ካብ ቀንዲ ሓላፍነታትካ: ኣብ ሞያኻ ምቕጻልን: ቀጻሊ ሓድሽ ሓበሬታን ሓሳባትን ብምውሳኽ ካብቶም ከማኻ ዝመስሉ በሊጽካ ምርካብን እዩ። ንኣብነት: ሓደ ዓንቀጽ ወይ መጽሓፍ ክትጽሕፍ ምስ እትደሊ: ነቲ ዕማም ናብ ንኣሽቱክፋላትብምምቃ: ዕድል ኣብ ዝረኸብካሉ ሓደ ንእሽቶ ክፋል ኣብ ዝተወሰነ ግዜ ስራሕ። ካብ ዘንብብኩዎ ብዙሓት ደረስቲ ንመዓልቲ ሓደ ገጽ ብምጽሓፍ ይጅምሩ። መጽናዕቲ ትገብር እንተ ሃሊኻ: ሓንሳብ ኮፍ ኣብ እትብለሉ ግዜ: ሓደ ዓንቀጽ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ። ብዙሓት ሰባት ኣብ ነፋሪት ኩይኖም መጽሓፍ ምሉእ ይጽሕፋ ወይ ኣብ መንጎ ካልእ ንጥፈታቶም ዘሎ ንኣሽቱ ግዜ ተጠቒሞም ናይ ኮሌጅ ዲግሪ ይውድኡ። ሓደ ገጽ ንመዓልቲ ንሓደ ዓመት እንተ ጽሒፍካ: ኣብ መወዳእታ ዓመት ናይ 365-ገጽ መጽሓፍ ኣለካ ማለት‘ዩ። ኣብ ጉዕዞ ህወትካ ዕውት ክትከውን ኩሉ ግዜ ክትገብሮም ዘለካ 5 ነገራት:: 1..ጽባሕ ንእትገብሮ ኩሉ ነገር ሎሚ መድብካዮ ሕደር።✅✍️ እንተ ደኣ ብመደብ ተዘይ ከድካ፥ በቶም ብመደብን ብንቅሓትን ንህወቶም ዝመርሕዋ ብመደባቶም ትምራሕ ኣለካ ማለት እዩ።👉🚶 ስለዚ ኣስተውዓሊ ኩን!💤 2. መደባትካ ብጉቡእ ምጽሓፍ, ዘይተጻሕፈ መደብ ካብ ሕልሚ ፈሊካ ኣይርኣንዮ‘ሞ ኩሉ መደባትካ ጽሓፋ። መደባትካ እንተደኣ ዘትጽፎ ኮንካ መደብ የብልካን ማለት እዩ። 3. ኩሉ ግዜ ስራሕ ቅድሚ ምጅመማርካ ቅድሚ 3 ወይ 2 ሰዓት ካብ ድቃስካ ተንስእ። ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ። እዚ ክብል ከለዅ ግን ብዝተካኣለካ መጠን ብእዋኑ ክትድቅስ ኣለካ። 4. ኣድለይቲ (ኣገደስቲ) ንእትብሎ ሎሚ ስርሓት ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ንጉሆ ሰዓታት ምስ ሙሉእ ሓይልካ እንኾለካ ስርሓዮም። እቲ ምንታይ ሽዑ ምስ ሙሉእ ሓይልካ ስለ ዘለካ። 5. ስራሕካ ምስ ወዳእካ በይንካ ኬንኻ ኣብቲ መዓልቲ ክትገብሮም ብዛዕባ ዝመደብካዮም ዘተግበርካዮምንስራሓት ገምግም። ንሕና ደቂ ሰባት ብኣምሳል መልክዕ ስላሴ ዝተፈጠርና ካብ እንስሳታት ዝፈለና ስለ ንሓስብን ህወትና ብንቅሓት ስለ ንመርሕ እዩ። ስቅ እልካ ስለ ምስራሕ ጥራይ ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ሰሊጥካ ብጣዕሚ ጹቡቅ ብከመይ ሰለጥካ ገምጋም ክትገብር ኣለካ? ኣይሰለጠካን ድዩ ስለምታይ ኣይሰለጠካን ገምጋም ክትገብር ኣለካ? ገምጋም’ኮ መዓስ ድኣ ትገብር ሓደ ነገር ምስ ወዳካ አካ ገምጋም ትገብር ሓቀይ‘ዶ? ስለዚ በይንና ኮይና ምስ ነብስና ክንዘራረብ ኣለና መታን ገምጋም ክንገብር።🧑‍💻🧑‍💻🧑‍💻 ንኣብነት ናተይ መደብ ነዚ ይመስል ካብ ብዙሕ ብውሑዱ ካል ኣብ PC 🧑‍💻🧑‍💻🧑‍💻እየ ናይ መዓልታዊ ውጺኢት ዝጽሕፎ። 1.ኩሉ ግዜ ስራሕ ቅድሚ ምጅማረይ ቅድሚ 2 ሰዓት ይትስእ። መጀመርያ በረኸት ናይዛ መዓልቲ ካብ ድቃስ ምትንስአይ'ዩ! ንግሆ ኣብ ዓራተይ ኮይነ ዓይነይ ምስ ከፈትኩ ብሂወት ስለ ዘለኹ የመስግን ፡ ተንሲአ ብእግረይ ደው ምስ በልኩ ብጥዕናይ ስለ ዘለኹ የመስግን ፡ ሙሉእ ዙርያይ(ከባብየይ) ሰላም ስለ ዘሎ የመስግን፡ ነብሲ ወከፍ ምንቅስቓሳተይ ምስጋና እዩ ። እግዚኣብሔር ከኣ መዓልተይን ስርሐይን ባሪኩለይ ይውዕል። ተመስገን ኣምላክ +ሓደ መዓልቲ!!! ዓራተይ ብጉቡእ የንጽፍ ይተሓጻጸብ, ብስረ ስርዓት ንፍርቂ ሰዓት ንጉሆን ምሸትነን ኩሉ ግዜ ጾሎት ይገብር።🧎🧎🧎 ተወሳኪ ካብ መጽሓፍ ሕሰብ‘ሞ ክትህፍትም። ንርእሰገምጋም ዝዀኑ ሕቶታት ዝጠቀሙኒ። ከካፉለኩም ደስ ይብለን ነከተንብብዋ ከኣ ንኩሉኩም ንእሪ መንገደይ ክሕብረኩም ብትሕትና ይፈቱ። 1. ናይዚ ዓመት‘ዚ ቀንዲ ሽቶይ ወቒዐ‘ዶ ኣይወቓዕዂን? (ዓመታዊ ክትወቕዖ ዘለካ ሽቶ ወይ ዕላማ ክህልወካ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። እቲ ዕላማ ኣካል ናይቲ ኣብ ህይወትካ ክትበጽሖ ዘለካ ሽቶ እንተዀነ ይምረጽ።) 2. ብዝተካኣለኒ መጠን: ኣብዚ ዓመት‘ዚ ብቚዕ ኣገልግሎት ሂበ‘ዶ? ካብ ናይ ዝሓለፈ ዓመት‘ከ ዝበለጸ ድዩ ወይስ ዝሓመቀ። 3. ክንድ‘ቲ ክህቦ ዝግባኒ ብዝሒ ኣገልግሎት ክህብ ኪኢለ‘ዶ? 4. ጠባየይ‘ከ: ኲሉ ሳዕ ስጡም ውህደት ዘለዎ‘ዶ ነይሩ? ምስ ሰባት ናይ ምትሕግጋዝ ክእለተይ‘ከ ኣማዕቢለዮ‘ዶ? 5. ንብቕዓተይ ብኣሉታ ዝጸሉ ምድንጎያት ኣንጸባሪቐድየ? ኣንጸባሪቐ እንተዀይነ: ማዕረ ክንደይ? 6. ውልቃዊ ጠባየይ ኣማሓዪሸ እንተዀይነ ብከመይ መንዲ? 7.ኣብ ኩሉ መዳያት: ቅልጡፋን ንጹርን ውሳኔ‘ዶ ሂበ? 8. ንግዜን: ኣታዊታተይን ወጻኢታተይ: ብዝግባእ ናይ ምምሕዳር ክእለት ኣማዕቢለ‘ዶ? 9. ክረብሓሉ እናተገብኣኒ: ኣብ ዘየርባሓኒጻዕሪ ዘባክንዎ ግዜ ክንደይ እዩ? 10. ዝመጽ ዓመት ብዝያዳ ብቕዓት ንኽጎዓዝ ምእንቲ: ንግዜይ ብኸመይ ክውድቦ: ንልምድታተይ ድማ ብከመይ ክቕይሮም ኣለኒ? ✍️ሓበን HH
@fanibiki-fv1wx
@fanibiki-fv1wx 7 ай бұрын
Bravo 👏
@luwamtesfu
@luwamtesfu 7 ай бұрын
❤❤❤
@dawitgebretnsae6958
@dawitgebretnsae6958 7 ай бұрын
ጎበዝ👍
@WediBoochulo
@WediBoochulo 5 ай бұрын
Kemaka shih yeweledu
@yacobkidane4828
@yacobkidane4828 4 ай бұрын
ጽቡቕ መድብ program ካብ ንፉዓት መንእሰያት🙏🇪🇷
@HaileMichael-q3k
@HaileMichael-q3k 26 күн бұрын
" ካብ ሽሕ ናብ ዝከድዎስ ናብ ሽሕ ዝሐድግዎ ኪድ "።
@jesusfirst-m4x
@jesusfirst-m4x 5 ай бұрын
Selam Furtuna, adnaqiki eye. personal growth nmebay zenbebkyom books , abzi comment all the title books akaflna. Zsemaenayo kenetegbro metan. Yeqenyeley!
@WediBoochulo
@WediBoochulo 5 ай бұрын
Yes please mem furtuna
@fevenfeven-dv7xc
@fevenfeven-dv7xc 7 ай бұрын
ደስዝብል ምኽሪ ❤💛💊
@firstoflove6828
@firstoflove6828 7 ай бұрын
የቀንየልና ፍርቲ ሓፍተይ መደብኪ ኣዝዩ እዩ ዝጠቕመኒ ዘሎ ፡ ብፍላይ ኣዚኺ ኢኺ ኣረዲኢኪ ትኽእልዮ ። ናይ ነገር መምህር ግዲ ኮይኑ😅 ደጊመ የመስግን 🎉🎉🎉🎉❤
@TarikHabteindryas
@TarikHabteindryas 7 ай бұрын
👍👍🙌🙌🎉🎉🎉 Wow kipt up Bravo👏👏👏
@TsegazeabSbhatu
@TsegazeabSbhatu 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ፍርቲሓፍተይ ❤❤❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 7 ай бұрын
ፍሩቱና ብልጽቲ 💯👍
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 7 ай бұрын
👉ፋርቱና መምህር ሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏
@TemieEstifanos-c6n
@TemieEstifanos-c6n 5 ай бұрын
Thanks ❤❤❤
@debishgirmay3268
@debishgirmay3268 7 ай бұрын
nay bhaki furti nemsgenke xubuk mhero thebyo dalke kulu ewan abti nerfelu nxebayke kemay dina nefatwake neberulena gurmate sderana .❤❤❤
@lulamsgina8347
@lulamsgina8347 3 ай бұрын
Furtiye sweetie ❤❤🎉
@RahelAshenefe
@RahelAshenefe 6 күн бұрын
Furti mqrti keep shining ✨️ mearey i love ur idealogy please can you tell us the turkey movie please
@ghirmaytesfalem2363
@ghirmaytesfalem2363 3 ай бұрын
Thanks so much
@LetshKahsay-ev3ne
@LetshKahsay-ev3ne 2 ай бұрын
Thank so mucm better
@MiliHaleka
@MiliHaleka 7 ай бұрын
U r my model furti haftey I hope one day abti zdeleyo ms bexahku smki ktqes l love u ma sis❤❤❤,, keep it going!!
@Yatana-EriMedia
@Yatana-EriMedia 6 ай бұрын
Sebay Aleki Enber Msay Tsemami Gal Nerki Fefew Elelki
@AwetHaile-w9e
@AwetHaile-w9e 5 ай бұрын
Btaemi deszibl agedasi arestiu
@selam801
@selam801 7 ай бұрын
ፍርቱናዬ ዝፎትወኺ ዘክብረኺ ብልጽተይ ሓሳባትኺ አዝየ እየ ዝፎትዎም የኔ ሴት❤😊
@SirakISAAK
@SirakISAAK 7 ай бұрын
You got my heart on the time connect
@lemlemteklya5271
@lemlemteklya5271 7 ай бұрын
❤❤mehaza libey edmen tienan yhabki so love you
@BiniamKflu
@BiniamKflu 6 ай бұрын
Good job ❤❤❤❤
@RobelRessom
@RobelRessom 7 ай бұрын
የቅኔልና ፍርቱና ሃብተይ ክርስትያን አተኮንኪግን ማአተብ ግበሪ ሶሪ ግን
@RobiRobiRobiRobiBiniBini
@RobiRobiRobiRobiBiniBini 5 ай бұрын
Model natey eki nskii ❤❤❤
@gerhi_lbu
@gerhi_lbu 7 ай бұрын
2ይቲ ኣካውንተይ እያ ደስ እንዳበለኒ ብዓቕመይ ሳፖርት ክገብረኩም እደሊ ዓቕመይ ግን ውሑድ እዩ ❤❤❤❤❤❤
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 ай бұрын
Thank you so much dear
@እግዝኣብሄር
@እግዝኣብሄር 7 ай бұрын
I love it ❤❤❤❤
@Frezgi-bh2lm
@Frezgi-bh2lm 7 ай бұрын
Henaxi hesabat eyu zeleki kexilyo❤❤🎉
@mogossahle2748
@mogossahle2748 7 ай бұрын
Kem kulu gezi Bulx Temhrity 🎉🎉Thank you ❤❤❤❤
@-wedixlma
@-wedixlma 7 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ🥰👏
@KidanAdala
@KidanAdala 7 ай бұрын
waw aziu bilux timhrt furti qexliyo 🎉🎉🎉❤❤❤❤
@dawittesfai6673
@dawittesfai6673 7 ай бұрын
Amen God bless you sister🏆
@WNRMedia
@WNRMedia 5 ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉
@fanibiki-fv1wx
@fanibiki-fv1wx 7 ай бұрын
Wow btaemi des zbl meglexi yeblun beka keep up 😎👈
@efremberaki8237
@efremberaki8237 7 ай бұрын
always (super intelligent)God bless you with all your lovely family. keep up dear
@MeronAbrahaley-x8q
@MeronAbrahaley-x8q 7 ай бұрын
Thankyou furti haftey betaemi xebuq energy 🥰😘👏👏👏👏
@NatnaelTsegabrhan
@NatnaelTsegabrhan 7 ай бұрын
good idea fruti so be proud and peac in your life ❤❤🎉🎉🎉🎉
@SenaitTesfay-p6c
@SenaitTesfay-p6c 7 ай бұрын
Furti jigna kemkulu gzie❤
@fiyoriliben6317
@fiyoriliben6317 7 ай бұрын
Azyu des zbl bkri yeqenyelna Furtu haftna fetari xegu yebzhalki🙏
@YoditTeweldeGebrehiwot
@YoditTeweldeGebrehiwot 7 ай бұрын
Thank you frutuna haftey
@Naxx-qq5uf
@Naxx-qq5uf 7 ай бұрын
At last...i been waiting for u... welcome back furti haftey... I don't know y gn btaemi kxbeyeki qenie kabten zhalefa ewanat...btaemi touch iki tgebrni..thanks alot
@AziebSolomon
@AziebSolomon 7 ай бұрын
Mehazay eki mehaza lbey ilove you
@Neftalem_Yonas
@Neftalem_Yonas 7 ай бұрын
God bless you
@senumekeret4109
@senumekeret4109 7 ай бұрын
Kulu gze mkrti nfati ❤ blessed 🙌 women ❤
@bereketkidane7802
@bereketkidane7802 7 ай бұрын
Thank you Furthi
@kombol47
@kombol47 7 ай бұрын
I really really love it ..may God bless u all
@Nolitey
@Nolitey 7 ай бұрын
Enqua dehan mexaki fruti haftey
@furtunahyabu3120
@furtunahyabu3120 7 ай бұрын
Thank you furti❤❤❤
@gizeab3537
@gizeab3537 7 ай бұрын
one
@asmarashikor8286
@asmarashikor8286 7 ай бұрын
Xibikiti ftiret ❤
@GerieFg-pg4qh
@GerieFg-pg4qh 7 ай бұрын
The best one
@YohansfretaMnaseb
@YohansfretaMnaseb 7 ай бұрын
ፍርቱና ሓፍተይ ኣዝየ እየ ዘድንቀኪ እንታይ ድየ ክብለኪ ደልየ ዘረባ ኣይክእልን ብሰንኩ ከኣ ምስ ሰባት ርክብ ክህልወኒ ኣይከኣለን ኣስዒቡ ከኣ ስራሕ ክረክብ ኣይከኣልኩን ሕማቅ ኣለኹ ሓውኪ ገለ ጠቃሚ ምኽሪ እንተሊኡኪ ተገዲስኪ ክትምልስለይ ተስፋ ኣለኒ ሰሰናዩ ናዓኺ ፍርቱና ሓፍተይ
@RahelAshenefe
@RahelAshenefe 6 күн бұрын
Abey dika zeleka bruk ajoka xbah krkeb u srah dea ab kulna u bezia Instagram rkebeni aqmey khgzeka rahel ashenefe
@yordanoshaile9983
@yordanoshaile9983 7 ай бұрын
Thanks so much ❤❤❤❤❤❤
@merhawitkesete9328
@merhawitkesete9328 7 ай бұрын
Enkea dhan mexaki furti thank you kea!❤
@araya8909
@araya8909 7 ай бұрын
Welcome darling!
@SemereWerede-k9p
@SemereWerede-k9p 7 ай бұрын
Welcome back 🙏
@gedlientertainment2952
@gedlientertainment2952 7 ай бұрын
Thank you ❤
@Lidyahadush-t3s
@Lidyahadush-t3s 7 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@MelakeYohannes-w6d
@MelakeYohannes-w6d 7 ай бұрын
Very cine 🎉
@zeraykiflemichale2223
@zeraykiflemichale2223 7 ай бұрын
Thank you frutey ❤
@HenoktesfaldetHenokaheni
@HenoktesfaldetHenokaheni 7 ай бұрын
10q for your help .
@Sara-c2v
@Sara-c2v 7 ай бұрын
Are you fruta girmay( Sandiago comedian) , I know her when she was in elementary school
@betyos7464
@betyos7464 7 ай бұрын
The prettiest❤️
@AbrhamGezae
@AbrhamGezae 7 ай бұрын
💯❤
@tsegatekle-dy4wr
@tsegatekle-dy4wr 7 ай бұрын
You words sweet ❤❤more than honey 🍯 😘 💛 continue well .
@marthatuccu4907
@marthatuccu4907 7 ай бұрын
@Tihtnay
@Tihtnay 7 ай бұрын
🌟
@merhawitmehari5413
@merhawitmehari5413 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@HaimiTube2024
@HaimiTube2024 7 ай бұрын
Thank u very usefull❤❤❤❤
@KidanAdala
@KidanAdala 7 ай бұрын
furti conference kinbil kelna kemy u & kemy conference tikewn eza sirhlna eki
@fertunadebesay8991
@fertunadebesay8991 7 ай бұрын
Konjo
@Catsdoglife
@Catsdoglife 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤ ❤
@teklewoyniaregay7503
@teklewoyniaregay7503 7 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@maryt3077
@maryt3077 7 ай бұрын
You are so sweet and very easy to listen to . What camera do you use?
@teklewoyniaregay7503
@teklewoyniaregay7503 7 ай бұрын
b n=1
@SemereWerede-k9p
@SemereWerede-k9p 7 ай бұрын
Kuburat yehwat ane n hade elama b hasab ywdo mo gn ab gbri ka bteami yferh keywedk eti zdelekwo ms seanku gzie ms halefe ka beka kemzi gere gele endabelku ychnek please tegediskum mkrukum legusuley 🙏
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 ай бұрын
ንዚኣ ትምልስ ቪድዮ ኣብ ትመጽእ ዝሎ ሰሙን ክንዝርግሕ ኢና።ነመስግን።
@furtunahabtom3754
@furtunahabtom3754 7 ай бұрын
Frtey black diamond❤❤❤!
@matusalateklu9666
@matusalateklu9666 7 ай бұрын
Ferti haftey bemnty kerkabki yekal
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 ай бұрын
00256707870242 ዋሳፕ ክትረኽበና ትኽእል።ነመስግነካ🙏🙏
@kidanenwatu598
@kidanenwatu598 7 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@KdstiGebru
@KdstiGebru 7 ай бұрын
100❤🎉🎉🎉🎉
@efremberaki8237
@efremberaki8237 7 ай бұрын
Question please (furti)?how would you figure out you are on the right path or track please. thank you so much
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 ай бұрын
1.Working on it hours will feel like minutes. 2.It would give you total contentment and ignited energy while you are doing it. 3,Its that thing that you would absolutley love to do with out getting paid or credited. 🙏🙏🙏
@efremberaki8237
@efremberaki8237 7 ай бұрын
@Hbri-vodcast thank you so much my dear. I feel I am on the right path. I can't wait your next video
@Seeker_1970
@Seeker_1970 7 ай бұрын
😵 ብዛዕባ ለውጥን CONFIDENCES ናይዞም 5 ሜላታት ናይ ለውጢ ንኽትገልጾም ኤእ አመና ብዙሐት ፅሑፋት ስለዘድሊ ናይ ነገር COMMENTS ስለዝኾነ ኸአ ንሎሚ ደሐን በዞም ወይ በዘን CONFIDENCE ዝብላ ቃላት ገለ ካብቲ ውሑድ አፍልጦ ዘለኒ ፅሕግርግር አቢለ ክፅሕፍ CONFIDENCE ርእሰምርኮሳ ርእሰተአማምነት ወዘተ ኢሎም ዝገልፅዎ ግን ሐደ ሰብ አነ CONFIDENCE አለኒ ክብል እንከሎ ነየናይ እዩ CONFIDENCE ኢሉ ዝገልጾ ዘሎ ? ንምሳሌ ሐደሰብ አነ ብዙሐት ነገራትን ሐሳባትን ክፈልጥ መዲበ አለኹ ክብል እንከሎ ከምኡዉን ብዙሐት ንብረታትን ገንዘብን ንኽህልውኒ እውን ተበጊሰ አለኹ ክብል እንከሎ ንዑኡ TO ንምትግባር CONFIDENCE አለኒ ክብል እንከሎ YES ምኽንያቱ ብኸምዚ ከማኻ ብኻልኦት ሰባት ብቕድሚ ሕጂ ስለዝተተግበሩ ስለዝተሰርሑ ስለዝተማሃዙ ስለዝተፈለጡ እስኻ/ኺ እውን ከምኦም ሰብ ስለዝኾንካ ልክዕ ከምአቶም ክትፈልጥ ክትውንን ክትምህዝ ክትበፅሕ ክትከውን ዓቢ ተኽእሎ ስለዘሎ 👍 ብልክዕ አነ CONFIDENCE አለኒ ኢልካ ክትሐስብ ያክአል እዩ 🤔 ካብኡሐሊፉ ግን ንኽትኮኖ ንኽትበፅሖ ንኽትውንኖ ንኽትምህዞ ንኽትፈልጦ ንዘይእክአል 👎 ንእምነት ከም INSURANCE ተጠቒምካ ንኸተተግብሮም ንዘይክአሉ ብእምነት እወ ንኸተግብሮም CONFIDENCE አለኒ ምባል ጠጠው አብሎ ምኽንያቱ ከተተግብሮም ስለዘይትኽእል አብዝገደደ ሽግር ሕማም መዓት ጭንቀት ከይትአቱ መታን ብዝተረፈ አነ ንዝፈልጦ ጥራይ እየ ዝፈልጥ እምበር ንዘይፈልጦ ግን አይፈልጦን እየ 👍ግንከአ ብጭብጢ ብኣፍልጦ እውን ንዘይፈልጦ ክፈልጦ እደሊ እየ በል ንዘይእትፈልጦ ብእምነት እወ እወ እፈልጦ እየ አይትበል ከምኡዉን ብእምነት አነ CONFIDENCE አለኒ አይትበል መታን ናፃ ካብ ሽግር ካብ ጭንቀት ካብ ፍርሒ ካብ ዕግርግር ንኽትከውን የቐንየልና መምህር ፍርቱና ሳላኺ ብዙሕ ንምሃር አለና ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ ግእዛዊ
@AdonayTesfay-jf6em
@AdonayTesfay-jf6em 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@taamemahari7442
@taamemahari7442 7 ай бұрын
መቸም ሕቶ ? ኣይት ሙሉሱን እኩም ሶሞዕና ጥራይ ዪ ፡ ዩቱበ ^^^^^^+?
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 7 ай бұрын
ሕተተና እንዶሞ ሕጂ ሓሊፉና ከይከውን ክቡር ሓው።ነመስግን🙏
@yacobkidane4828
@yacobkidane4828 4 ай бұрын
ጽቡቕ መድብ program ካብ ንፉዓት መንእሰያት🙏🇪🇷
@Magda-s6n
@Magda-s6n 5 ай бұрын
❤🎉🎉🎉🌸
@tsigeredaMeron
@tsigeredaMeron 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@matusalateklu9666
@matusalateklu9666 7 ай бұрын
❤❤❤
@FilmonTekie-hz3qg
@FilmonTekie-hz3qg 7 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@TeberhFsaha
@TeberhFsaha 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@yacobkidane4828
@yacobkidane4828 4 ай бұрын
ጽቡቕ መድብ program ካብ ንፉዓት መንእሰያት🙏🇪🇷
@YobielOkube-j7j
@YobielOkube-j7j 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@yodittesfamriam1538
@yodittesfamriam1538 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FeruzMikael
@FeruzMikael 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@HelenEmahatsion
@HelenEmahatsion 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@bisrathaile2650
@bisrathaile2650 7 ай бұрын
❤❤❤
@HelenTsegay-b1p
@HelenTsegay-b1p 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@KidanAdala
@KidanAdala 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@AwetHaile-w9e
@AwetHaile-w9e 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
Personal Growth 19 | Visualization
18:11
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 16 М.
ዘይንፈልጦ ሓይልና!
15:17
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 25 М.
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН
I'm 63. If You're in Your 30's Please Learn These Lessons.
8:25
Personal Growth 17 | ነብሰ ፍወሳ (CBT)
20:58
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 24 М.
2025፡ ፈጺምካ ክትገብሮም ዘይብልካ 5 ጌጋታት
17:57
ጨካን ሙዃን የድልየካ !
5:39
Grdet Tube / ግርደት
Рет қаралды 4,2 М.
ክሳብ መዓስ ኢና!
28:18
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 20 М.
Personal Growth | ምልቓቕ'ዶ ኣቢኻ? 4 መንገድታት።
14:26
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 13 М.
Personal growth 15 - ስእለ ኣእምሮ
17:57
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 11 М.
Personal Growth 22 | ሰለስተ ዓይነት ሰባትን ኣጠማምትኦም ንዓወትን!
25:59
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 38 М.
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.