𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ፖለቲካዊ ሕቶ እንተዘይ ተመሊሱ ሃገር ኣብ ሓደጋ እያ | ተጋ. ኣሕመድ ኣልቀይሲ ~ 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 34,360

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

Пікірлер: 127
@moneyaintathing817
@moneyaintathing817 Жыл бұрын
Very honest and straight to the point. That is what we need to resolve our problem.
@moneyaintathing817
@moneyaintathing817 Жыл бұрын
@@koala10ish ማሃይም ሙኻንካ ትፍለጥ ንሱ ግን እዝማሪኖ ኣስሊ ወዲ ኣስመራ እዩ። ንስኻ ንባሕ ከም ከልቢ ሓርበኛ ቐይሲ ክምርሽ እዩ። الكلب ينبح والجمل ماشى ተተረዲእካ።
@jemieadem9065
@jemieadem9065 Жыл бұрын
ሓወይ ምእንቲ ኢሰያስ ሃገር ትጠፍእ ማለትካ እዩ።
@sy5545
@sy5545 Жыл бұрын
👌🏽brave Ahmed. Thank you for sharing your view. I respect your analysis
@sy5545
@sy5545 Жыл бұрын
@@koala10ish no time for the division Agenda. You must have paid for this. Check your integrity..
@ዓብደላ
@ዓብደላ Жыл бұрын
@@koala10ish aytxarf resah / Minister Ahmed kaysi abo sawra Eritrea eyu kabtom mesrti hezbawi genbar eyu
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy Жыл бұрын
Thank you Ahmed keisy for your basic explanation of Eritrean liberation history.
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 Жыл бұрын
I admire his honesty.
@M-vr7zo
@M-vr7zo Жыл бұрын
ተጋዳላይ ኣልቐይሲ ግደሓቂ ካባኻ ዝተምሃርናዮን ዝፈለጥናዮን ቕሊል ኣዪኮነን።ዥተረፈ እንተሎ ግን ኣይትሰከፈሉ ዳሕድሓዮ ህዝቢ ዝረብሓሉ እንተኾይኑ።ክብረት ይሃብካ።
@tomasmhretab4922
@tomasmhretab4922 Жыл бұрын
ናይብሓቂ ጽቡቅ ዘረባ ብሱል
@asgeberhane9809
@asgeberhane9809 Жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ ክቡር ኣሕመድ ቀይሲ ህዝቢ ሓድነት የብሉን።ነንሕድሕና የሕሊና ንወሃሃብ ኣሎና።
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Жыл бұрын
ኩቡር አህመድ አልቃይሲ ብጣዕሚ መሳጢ ቃል መጠየቅ ። ኢስይስ ንሕዝቢ ኤርትራ ክም ቆልዓ። ብኮርሜሎ ችቸሮ እዩ ዘታልሎ ዓመት ዓመት ብዝይትግበር መብጻዓ መብጽዓ። ክቡር ጋሻ ስለ እቲ እስትምህሮኻ የቅንየልና ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብካ።
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 Жыл бұрын
ቅድሚ ናጽነት ዋላኳ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ እንተነበርና ንቡር ናብራ ንነብር ኔርና። እዚ ጨው እግሩ ህግደፍ ካብ ዝፍጠር ግን መልክዕና ወሲዱ መልክዑ ሂቡና ኣስመራ ወሲዱ ናቕፋ ሂቡና። ውርደት'ዩ።
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 Жыл бұрын
እዝጊ አዛረበካ አስመራ ወሲዶም ናቅፊ ሂቦምና 😂
@True-heros
@True-heros Жыл бұрын
Good explanation Ahmed.keep it up !!!
@dank1132
@dank1132 Жыл бұрын
Erisat እዛ ኢንተርቪውሲ ብadds ኣዕለቕሊቕኩማ። keep it professional guys.
@eritreansiniper1672
@eritreansiniper1672 Жыл бұрын
Tigray midia thank you
@jontekle-c8w
@jontekle-c8w Жыл бұрын
እዚ ሰብኣይ ናይ በሓቂ ዘረብኡ ደስዩ ዝብለኒ ክስማዕ ዘለዎዩ
@amanberhe1154
@amanberhe1154 Жыл бұрын
Good job Yemane
@berhetensea451
@berhetensea451 Жыл бұрын
GHERHNA HEZBI EYU NEZI JASUS NEBER HAGHER KEHMES ZEKHALE.NAY BEHAKI ZEREBA AHMED. THANK YOU.
@habtomtesfa1361
@habtomtesfa1361 Жыл бұрын
👍
@becool4344
@becool4344 Жыл бұрын
I expect he would has part two!
@goitomabraha588
@goitomabraha588 7 ай бұрын
ane nbeley.ab.gebha.nere.kab.kubur.ahmed keysi.buzuh.temahre.thank you
@abduali2
@abduali2 Жыл бұрын
Welcome back memher ahmed qeysi
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Жыл бұрын
** ሓውና ኣሐመድ ቀይሲ ንኢሳያስ ጌና ዝተረዳእካዩ ኾይኑ አይስማኣኒን ** ንምንታይ ሲ ኢሳያስ ወላ ሓንቲ ዘየፍረየ ኹሉ ናቱ ዝኾነ ነዛ ሓገር ረብሓ ዘይብሉ ዝተሓንጸ ነገር የሎን ዒልካሞ ** ኢሳያስ ሽይጣን ኣዲ ሓሎ ናይ ኤርትራ ክበታት ምድምሳስን ንኤርትራውያን ፋሕ ጭግራህ ጌርካ ዘርሞ ዘርሞ ምግባር'ዩ ናቱ እላማ * ኢሳያስ ውግእ እንዳፈጠረ ሰብ የጽንት ኣሎ ናይ ኢሳያስ ድሌት ኣንጻር ድሌት ህዝብ ኤርትራ'ዩ** ነዚየ ድማ አይተረዳእካዮን ዘብለኒ ** ካብ ኢሳያስ ጽቡቅ ድጽበ እቲ አምንታይ አይነት ምምህዳር ኸምዘለና ዘይርዳእ ሰብ ጥራይ'ዩ *ኢሳያስ ሸይጣናዊ ስርሁ ብግቡእ ይገብር ኣሎ - ንሕና ዒና ንሓደ ዲክታቶር ዓጋመ ክንኣሊ ዘይከኣልና 🙏✅✅✅
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
ጨጓር ከልቢ ኣሎ እንዳበልካዮ ይመውት ከም ዝብሃል: ብዛዕባ ኢሳያስ ምዝራብ ህዉተታ ጥራሕ እዩ ክኸውን ዝኽእል። ኢሳያስ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ብዓይኒ ፖሎቲካ ክትንተን ኣይበቅዕን እዩ። ብናይ ስነ ኣእሙራዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ ምኳኑ ግብርታቱ ምስክር እዩ። ኢሳያስ ናይ ውሽጥን ወጻኢን ጸላኢ ክፈጥር እንበር ሰብ ክኸስብ ኢሉ ክሰርሕ ተራእዩ ኣይፈልጥን እዩ። ኢሳያስ ብናይ ስነ ኣእሙሮ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሓደ psychopath ስለዝኾነ ብናይ ስነ ኣእሙሮ ክኢላታት ክትንተን እዩ ዝግባእ። ሰባት ክሳቐዩ ምርኣይን ምስማዕን ንኢሳያስ ሩፍታ እዩ ዝፈጥረሉ። ንኢሳያስ ሰብ ቀሲኑ ጽቡቕ ናብራ ክነብር ምርኣይ ፍጹም ቅሳነት እዩ ዝኸልኦ። ንኣብነት ካብዛ ሕጂ ንሪኣ ዘለና ጥፍኣት ትግራይ እንትርፎ ስቓይ ሰላማዊ ሰባት ንዉልቁ ይኹን ንመንግስቱ ዝገብረሉ ፋይዳ ፍጹም የብሉን። ስለዚ እዚ ሰብዚ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ክኢላታት ስነ ኣእሙሮ ኣትዩ ክንክን ክግበረሉ እንተዘይኮይኑ ኣብ ካልእ ቦታ ክህሉ ዘይግቡኦ ምሽክን ፍጥረት እዩ።
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 Жыл бұрын
ም ከይህልዎም ዘጠራጥር) እቲ መብዝሕትኡ ህዝቢ ኤርትራ፣ እምነትን ክብርን ኣብ ልዕሊ ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ስርዓቱን ኣጥፊኡ ኢዩ። እዚኳ፣ ተጸማሚን ኣማኒን ህዝቢ ኮይኑ እምበር፣ እቲ ኣብ ሜዳ ዝተገብረ ገበናት፣ ኣፍልጦ ኣይነበሮን፣ ኣብዚ ውሽጢ 32 ዓመታት ዝረኣዮ፣ ገዛእቲ ዘይገበርዎ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ዜጋታት ጭካነ ዝመልኦ ገበናት፣ በብዓይነቶም፣ ድኽነት፣ ስእነት ንሂወት ዘድልዮ ቀረባት፣ ምፍራስ ኣባይቲ፣ ምዕጻው ፋብሪካታት፣ ምርባሕ ስራሕ ኣልቦነት፣ ምርባሕ ቤት ማእሰርቲታት፣ ምዕጻው እታ እንኮ ዩኒቨርሲቲን፣ ገለ ካብቲ እዚ ስርዓት ዘውረዶ ገበናት ኣብ ልዕሊ እዚ ህዝቢ። ኣብ ዓለም ኣይተራእየን፣ ኣይተሰምዐን ከምዚ ዓይነት። ክሳብ ሕጂ ካኣ ፈውሲ ዘይተረኽቦ።
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Жыл бұрын
ኣድሓርሓሪ ጉጅለ (ሳበ) እንቛዕ ተኣልየ ዝተባህለሉ ግዜ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Жыл бұрын
ኮነ ኢሉ ብሕሱም መነባብሮ ቅድሚ ናጽነት ይሸና ንደመር ክንብል ኢሉ እዚ ኩሉ ምዓት ዘረደልናን ዘውርደልናን ዘሎ። ሓቢርና ግዳ ዘይንኣልዮ።
@asmebro3949
@asmebro3949 Жыл бұрын
Hizbi xbuk neru bzeben dergi bhaki.
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
Tsegay Gebru : You got the point, because the majority of Muslim Eritreans are directly or indirectly in favour of the Dictator
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
@@koala10ish ንሓቂ ድለያ ሕልናኻ ክቀስን መታን !!
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
@@koala10ish ብሰንክኹም ኤርትራ ካብ የመን ገዲዳ ኣላ ፡ በዓል መጉሃይ ዘመዱ ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Жыл бұрын
@@koala10ish ፡ እዞም ቦጅባጃት ተሓቢእኩም ወስ ትብሉ እኮ ኣብዚሕኩሙዎ ። ግድየለን ብወረንጦ ክንለቅመኩም ኢና።
@salehmhamad5786
@salehmhamad5786 Жыл бұрын
كلام منطقي شكرا أحمد القيسي
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Жыл бұрын
ሓድነት ቀቲለሞ ህግደፍ ኣስላማይ ተተዛረበ ጃሃድ ክርስታን ተተዛረበ ወያነ ይብሃል ህግደፍ መሰረታዊ በታቲነሙና 😢
@parisawi1545
@parisawi1545 Жыл бұрын
❤️❤️
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ወዲ 80 ኣመት ተማሂርና ኢና አዚ ህሙም ከልቢ ዝብሎን ዝዛረቦ ኣይፈልጥን ቭ
@tadessekidane720
@tadessekidane720 Жыл бұрын
ዝኸበርካ ቀይሲ ኣብ ዘረባኻ፡ ኣብ እዋን ቃልሲ ብዙሕ ጸገማት ተቐልቂሉ፡ ኣፈታትሕኡ ከኣ ቅኑዕ ነይሩ ኢልካ፡ ገለ ካብ ጥቕስታትካ ምንጻል ሳበ፡ ምንቅስቓስ 1973፡ 10 ዓመታት ጉባኤ ዘይምግባሩ ጠቒስካ። ቀይሲ፡ እንታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ!!! ኣብ ናይ ሳበ ጥልቕ ኢለ ክዛረብ እጽገም ኢየ። ምኽኑይ ነይሩ ኢለ ክዛረብ ግን እጽገም። ብዙሕ ጭብጢ ከቕርበሉ ስለ ዘይክእል ይጽናሓለይ። ናይ 1973 ብግቡእ ተፈቲሑ? እንታይ ደኣ ስድራ ናይቶም ዝቐተልኩሞም ንስድራኦም መውድውቂኦም ዘይነገርኩሞም? ወለዶም ደም እናነብዑ ሓሊፎም። ኣደታቶም "ወደይ፡ ዘእዊየልካ፡ ኣማውታኻ ዝረኣየ ሰብ ኣይነበረን ድዩ? ወድኺ ሞይቱ ኢዩ ኢሉ ዘርድኣኒ ኣብ ዘይርከቦ ዓዲ ዲኻ ጠፊእካ!" እናበላ ሓሊፈን። ገለ ኣብ ዘይፍለጥ ቦታ ተኣሲሮም እንተለዉ'ሞ ኢሰያስ ቀዲሙዎም እንተ ከደ፡ ካብ ዘይፍለጥ ጉድጓድ ወጺኦም ክመጹወን ጭልም ዝብላ ወለዲ'ኮ ኣለዋ። መን ኣብ ዝተቐትለሉ ኢዩ መን ከሽካዕልል! ቁስሊ ሰብ ኣይትጉዳእ ጉብኤ 10 ዓመት ምድንጓዩ ቅኑዕ ኢልካዮ፡ ሓሶት። 5ይ ወራር ኣብ ሓምለ 1979 ተኻይዱ። ክሳብ ታሕሳስ 1979 ደጀን ኣብ ተዛማዲ ሰላም ነይሩ። ካብ ታሕሳስ 1979 ክሳብ ምጅማር 6ይ ወራር፡ ብዘይካ ውሑድ ኣብ ኲናት ሓድሕድ ዝኸዳ ሓይልታት፡ እንታይ ኮይኑ ዘይግበር! ! ካባኻ ጀሚሩ፡ ዝነበሮ ሓለፋ ከይጠፍኦ ፈሪሑ፡ ኣጽቂጡ፡ ወይ ፈሪሑ። ብኣካል ዝነበርናሉ፡ ከይንዛረብ ተዓቢስና፡ ብጩቕ ዝበለ እናቀንጸልኩም ዝመጸኹም ሰባት፡ ኣይተመኽንዩልና። ነዚ ህዝቢ ኣይተታልልዎ። ሓቂ ንገርዎ።
@rosyghide3037
@rosyghide3037 Жыл бұрын
ኩቡር ጋሻ ወዲ ህዝቢ። ቀደም ቁሩብ ሕቶታ ትዛረበሉ ነርካ ትኸውን። ሕጂ ግን ንዕቀት ን ህዝቢ ዓኽ ጡፍ ኢሉሉ ኢዩ። ኽብረት ይሃበለይ
@rorasabur2741
@rorasabur2741 Жыл бұрын
እታ ሓድነት የብሉን ህዝቢ ኤርትራ ዝበልካያ ተጋጊኻ ቀይሲ ህዝቢ ኤርትራ 99% ኣብ ህላወ ሃገሩ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ሓድነት ኣለዎ ።
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy Жыл бұрын
ምንጪ ናይዚ ኹሉ ምፍልላይን ምፍብራኽ አግአዝያን መቐጸልትኡ ኽኣ ትግርኛ ትግራዋይ መንነት ጽውጽዋይ ይኹን ድአምበር አብ እዋኑ ግን ዕዳጋ ዝረኸበ ምንጪ ናይዚ ጽውጽዋይዚ ስርዓት አስመራዶ ይመስለካ
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 8 ай бұрын
እቲ ናይ መጀመርያ 'ጠንቂ' ናይ'ዚ ኩሉ ዝግለጽ ዘሎ: 'ሳዕቤን' ናይ ሃገራዊ/ፖሊቲካዊ ናይ መጨረሽታ ውድቀት: እቶም መም. ቀይሲ ኣብ መጀመርያ ናይ'ዚ ቃለ-መሕትት ዝጠቀሶም: ዘይሕጋዉያን ምፍራስ ብተጋዳላይ ሳልሕ ሳበ ዝምራሕ ዝምድናታት ምስ ወጻኢ: ብስም መንካዕ ምቅታል ጀጋኑ democratic elements ዝኾኑ ተጋደልቲ: ናይ ጀብሃ ዓባይ ጉዳይ ወዘተ'ከሎ: 'ኣፈታትሓኡ ብዘየገድስ እተን ኣብ ሰውራ ህ.ግ. ዝነበራ ሽግራት ትኣልየን ኢልካ ክሕለፍ ዝኽእል ኣይኮነን። ምኽንያቱ ኩሉ ገርሂ ሰብ/ተጋዳላይ'ኳ ብኣጋ ክርድኦ ዝኽእል እንተ ዘይኮነ: ውድብህ.ግ. ካብ ሽዑ ኣትሒዙ: 'ሰልፊ' ብዝብል ምስጢራዊ ጉጅለ ብሙቃም ተጋደልትን ህዝብን ሃገርን እናኣዕነወ ዝመጸ ዉዲታዊ ትካል ሙኻኑ'ዩ ካብ መሰረቱ ዝግለጽ። እዚ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ሓደ ወለዶ ዘመን ብቃልዕ ኣንጻር ህዝቢን ሃገርን ሃገራውነትን ዘካየዶ ወራር ፈሊኻ: ከም ሓደ ሓዲሽ ተርእይ ጌርካ: ዝግለጽ ታሪኽ ኣይኮነን። Thank you.
@blatayosief8678
@blatayosief8678 Жыл бұрын
abona keysi, lebam
@asgeberhane9809
@asgeberhane9809 Жыл бұрын
ኣብ ደገ ዘለዉ ሚዲያታት ንባዕሎም ጥርናፈ የብሉን።
@goitomdomoz9841
@goitomdomoz9841 Жыл бұрын
Ato Ahmed Begegaka Tenasa Aleka Alah yesamhek
@asgodomteclemicael1003
@asgodomteclemicael1003 Жыл бұрын
No person live for ever. Ahamed sacrifice his young age to liberat Eritrea and now to advocate for justice honestly. History will remember him for ever.
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
አማን ብአማን ኩቡር አሕመድ መጻኢ ዕድልና ሐደ ኢዩ ሙስሊም ይኹን ክርስቲያን ወይ ብሐደ ክነብር ኢዩ ወይ ድማ ብሐደ ክጠፍእ ኢዩ። እዞም ዘርኢ ሃጸይ ዮውሃንስ ግን ገና አብ ሕልሚ ማለት ደቀባት ኤርትራውያን አጽኒቶም መሬት ኤርትራ ክወርሩ ኢዩ ዘሎ
@mercinegash8202
@mercinegash8202 Жыл бұрын
Hzbi b hasitn betrn tedahilu iyu Generalat keman power yeblomn
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 Жыл бұрын
ኢሳያስ ኩሉ ግዜ ይሳጋገር እዩ ሳላ ትሑት ንቅሓት ኤርትራውያንን ሳላ ዕሽነቶምን ። ንሳቶም ሓድሕድ ክናኸሱ ንሱ ዝተፈላለየ ሽሕጣንን መብጻዓን ናይ ሓሶት ሽመትን እናሃበ መቃብሮም ይፍሕረሎም በቢሓደ መጻኢኦም እናጸልመቱ ይቅበሩ። ሕጂውን ከም ትማሊ ኢና ክንርኢ መሳርያ ተሓንጊጡ ብበትሪ ዝህረሙ ኤርትራውያን ኢና ንሪኢ ዘሎና።
@abduali2
@abduali2 Жыл бұрын
አዚ ኹሉ ኣብዚ ስደት ዘብጻሓና ሓንቲ ነገር ኣላ በቃ ኩላትና ነብስና ንፈቱ ኮይና ምኽንያቱ ግሮበትካ ይአስር ስቅ ንብል ኩላትና ን ሓቂ ንበገስ ን ሓቂ ሓቂ ንበል ን ሓሶት ሓሶት በጃኹም ኤርትራውያን ስደትና ክሓጽረልና መታን
@ግዝኣተሕጊይንገስ
@ግዝኣተሕጊይንገስ Жыл бұрын
ሎምስ ቀይሲ ቀውሲ ኣእምሮ ኣቲዎ ኢዩ መጺኡ😢 ናይ መንካዕ ሕቶስ ብዝግባእ ኢዩ ተኣልዩ ታሪኻዊ ነይሩ ኢሉ ኣጸባብቅ ከብሎ ፈቲኑ ምክንያቱ ባዕሉ ሓደ ካብቶም ተሓተትቲ ስለ ዝኾነ ኢዩ። ኣብ ወርሒ ግንቦት 1971 ኮሚተ ዕርቂ ተሓኤ ኣብ ጉዳይ ሓድነትን ዘተን ንምዕዋት ኣብ ፍግረት ንመስፍን ሓጎስ ረኺቦም ክላዘቡ ምስ ሓተትዎ ንዓኻ ኣሕመድ ቀይሲ ሰዲድሎም ንስኻ ከኣ ርእይቶ መሪሕነት ጥራይ ከተሕልፍ ከም ዝመጻኻዮምን ፡ህዝቢ ኤርትራ ድማ ክሳብ ሕጂ ድሑርን ንሓቀኛ ረብሓኡ ዘየለልን ኢዩ ብምባል ነቲ ጻዕሮም ንሓድነት ኣፍሽልካዮ። ሕጂ ደኣ ብኸመይ ሓድነት ክመጽእ ይኽእል። ኣልቀይሲ እቲ ዘገበልኩሞ በብሓደ በሊዕኩም ንደቁኹም ድማ ይበልዕ ኣሎን ። ገና ተመን ከሎ ፍትሓዊ ቃልሲ ከካይዱ ንዝሃቀኑ ኣጥፊኢኩም ንባዕልኹም ድማ ተሰዲድኩም ትርከቡ። 😢😢😢😢
@rorasabur2741
@rorasabur2741 Жыл бұрын
እዋይይይይይይ ኣንታ ባብ ቀይሲ ኤርትራዊያን ነጋዶ ካብ ኢትዮጲያ ገንዘቦም ከፊሎም እዮም ዝገዝእዎ ዘነበሩ ። ደሓር ነታ ናይ መለስ ፕሮፖጋንዳ ንህዝቢ ኢትዮጲያ ዝገበርዎ ዶላር ወሲዶም ገንዘቦም ሂቦም እዮም ዝገዝእዎ ዝነበሩ ። ብሓፈሽኡ ግን ኩሉ ተቃዋማይ እየ ዝብል ናይ ኤርትራ ካብቶም ዎዶ ገባ ለይትን መዓልትን ዝዋጉኡና ዝነበሩ ፈጺሙ ኣይፍለን እዩ ። ከምዚ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆል ዝበለት ሃገር ኤርትራ ባህላን ቅርሳን ጅግንነታን ምዕናው እዩ ስራሕኩም ።
@Peace419-l2x
@Peace419-l2x 4 ай бұрын
ቀይሲ ኩናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ከምኡ ውን ጣልቃ ምእታው ናይ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ብጣዕሚ ብንጹር ኣቐሚጥዎ። እነሆ ድሕሪ 2ተ ዓመት ከምቲ ዝበሎ ኮይኑ።
@idrisali8954
@idrisali8954 Жыл бұрын
It is a psychological game. Let us celebrate justice😅what! Justice😅
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ብቀዳምነት ኢሰያስ ሃገር ክመርህ ብቅኣት ከም ዘይብሉን ን32 ኣመታት 20% አውን ኣይሰራህናን ፥ኣይገበርናን ስለዚ ግሃፉና፥ኢዩ ዝብል ነይሩ ፥አንተኮነ ህግደፍ ኣምርዋቅ፥ምትላል ህዝቢ ኣመል ክሳብ ምግነዝ ከምዝተባህለ፥ብሃሶት ሃገር ክስራህ ኣይካኣልን፥ቀይሲ ከምዝበሎ ህግደፍ ጠፊሾም አዮም፥ኢድሚኦም ምሉአ ብሃሶትን ብምትላልን ግዚኦም በሊኦም፥
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Жыл бұрын
ዋላ ወርቂ ስማግል ጌሮም ንወጻኢ ይሸጡ ነይሮም ኣነ ኣርግጸ እፈልጥየ።
@wediadi6788
@wediadi6788 Жыл бұрын
እቶም ብደቂ ቀይሕ ባሕሪ ዝብል ኣሰያይማ ዝፍለጡ ዝነበሩ ቀዳማይ ወገን ህዝባዊ ሓይልታት፣ ካልእ ሽሞም ከኣ ሻዕብያ፣ ኣልቀይሲ ውን ኣካሎም ዝነበረ፣ ኣብቲ ኣብ ልዕሊ እቶም ፍትሒን ዲሞክራስን ዝጠለቡ ምሁራት ኣካላት፣ ምስ ኢሳያስ ኮይኖም ነቶም ኣካላት ከም ዝቐንጸሉዎም ኢዩ ዝፍለጥ። በዓል ኣይ ቀይሲ ነዚ ታሪኻዊ ገበን ይቕሬታ ክሓቱሉ ኣለዎም።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ጭንቀትን መከራን ናይ መሳኪን ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ሱዳንን ካለኦት ሃገራት ዓረብን ሰማዒ ዝሰኣነ ኣውያት ኤርትራውያን እዩ። ኣብ ትግራይ ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብወያነ "ተበዲሎም" ተባሂሉ ክንደይ ዳንኬራ ተሃሪሙ ፡ ኣብ ፍልስጤም ኣብ ሚያንማር ክንድዚ ሰባት ተገፊዖም ተባሂሉ ሰላማዊ ሰልፊ ውን ወትሩ ዝወጹ ኣለዉ። ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ይግፍዑን ይጨወዩን ኣለዉ ፡ ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሊብያ ኤርትራውያን ይሳቐዩን ይሕረዱን ኣለዉ ፡ ኢሎም ግን ንኣውያቶም ከቃልሑ ዝወጹ ኤርትራውያን ብኣጻብዕ ዝቑጸሩ እዮም።
@lilibb8535
@lilibb8535 Жыл бұрын
I like your honesty. No one is perfect. That is the only way to save our nation. Stop nonsense and name calling.
@becool4344
@becool4344 Жыл бұрын
Bzuh gzie ente tedmo xbuk neru!!!!!
@ፍትሒንውጹዕ
@ፍትሒንውጹዕ Жыл бұрын
ተጋዳላይ ቀይሲ ተቕርቦ ዘለኻ ምጉት ዝወጾ የብሉን። ዕድለኛ ኢኻ ኣብ ወገን ሓቂ ደው ምባልካን ብሂወት ምህላውካን። እዚ ትብሎ ዘለኻ ድማ ኩሉ ቅኑዕ እዩ። እዚ መንግስቲ እመርሕ ኣለኹ ዝብል ዘሎ ጉጅለ እምበርዶከ ኣካል ናይ ዚ ሕብረተሰብ ኤርትራ ድዩ እዩ ዘብል። ኩሉ ነገሩ ጸይቂ ጥራይ ዩ ስርሑ። ኢሰያስ ንህዝቢ ኤርትራ ዘርብሕ ስራሕ ክሰርሕ መደብ ከምዘይብሉ ደጊሙ ደጋጊሙ ኣረጋጊጹልና እዩ። ሕጂ እንታይ ይገበር ጥራይ ዩ እቲ ክምለስ ዘለዎ ሕቶ። እዚ ጉጅለ ዚ እዛ ሃገር ከየጥፍኣ ከሎ ጥራይ ክእለ ኣልዎ። ከመይ ጌርካ ይታኣለ ጥራይ እዩ እቲ ሕቶ። ኣምላኽ ነዚ ህዝቢ ምሕረቱ ይኣዝዘሉ ምበር።
@hagerawizete3390
@hagerawizete3390 Жыл бұрын
Genome please do not ask very vague questions. Make sure your clear about your questions.እቶም ተቃውሞኣኦም ኣዝዩ ጎዲሉ ትብሎም ዘለኻ፡ ኣበየናይ ውድብ እዮም ጎዲሎም? ኣብ ትግራይ ትዕወት፡ ኣብ ኣንድነታውያን ከምበዓል ፈልሲ? ኣብ ይኣክል? ኣዝዩ ጋሕታን ክትእርንቦ ዘትኽእል ሕቶ ኣይትእቶ። ካልኣይ ነጥቢ፡ ነየናይ ህዝቢ ኢኻ ካብ ቃልሲ ዛሕቲሉን፡ ንዲክታቶር ዓሚ ቅድሚ ዓሚ ከምዚ ኢልካ ነርካሞ ይተሓዋወሰናሎ ክብልልዎ? እስኻ እንዲኻ ተለቪዥን እትውንን ንምንታይ ሰባት እንዳዓደምካ ይኹን ን ኣደ ወንበርካ ኣቅሪብካ ዘትሓታ፡ ወይስ ካልእ ክስውኣልካ እስኻን ሜዳኻን ከተዳኽሩን ጉዳይ ትግራይ ግዜ ከየጻብበልኩም ኢኻ ሻላ ራኢኻዮ፡ ወጉድ ህኩይ ቃልስን በለጽን።
@ben5115
@ben5115 Жыл бұрын
Both Isis inspired Nahda and Higdef inspired Agazian factions were radicalized extremist groups outside the mainstream Eritrean people's politics and tradition. Even though they have some few good points they copied and plagiarized from the treasure troves of our country and people's traditions and values and used it for their narrow personal and Enda interests.
@rorasabur2741
@rorasabur2741 Жыл бұрын
ባብ ቀይሲ ኹናት 1998 100% ናይ ወያነ ምትኩታኹን ወረራ ብስም ዓባይ ትግራይ ሓዱሽ ካርታ ባድመን ካልእን ናይ ኤርትራ ሰፈራ ዝሓወሰ ኣብ መወዳእታ ተጋሩ ምጥራር ዝብልዎ ኣብ ባይታ ክዘምቱ ስለዝጀመሩ እዮም ። ግን ብዓቢኡ ናይ ኣመሪካ ጂኦ ስትራተጂ ረብሓና ዝብልዎ ዓቢ ዲፊኢት ዝነበሮ እዩ ። 2ይ ዓሰብ ድዩ ዳህላክ በሓፈሻ ቀይሕ ባሕሪ እቲ ኤርትራ ትውንኖ ንዝኮነት ሃገር ወተሃደራዊ ሓይሊ ዘይህብ ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራ እዩ ።
@mussieberhe43
@mussieberhe43 Жыл бұрын
You r just a robot pls try to use your own gift from God ( brain) if u r a human
@elliemichael_10
@elliemichael_10 Жыл бұрын
ክንደይ ዓመት ኣብስደት ጌሩ? ኣብዚ እዋንከ እንታይ ይገብር ኣሎ? ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ጀብሃ እናበልካ ምዝራብ እንታይቁምነገሩ? ምዃን ንሶም እንታይ ጌሮም፡ እቶም ንኣሽቱ እናገደፍኩም ኣብ ታሪኽ ዝበለዩ ብዘይካ ዕላል፡ ቁምነገር ዘይገብሩ ኣምጺኹም ተዛርብዎም ዘለኹም እዩ እቲ ጸገም። እስከበሉ 40 ዓመት ብዘይቁምነገር ኣብ ስደት ዝበለየ ሰብሲ እንታይ ክዋጢ እዩ ኢልኩም ኢኹም ተዛርብዎ ዘለኹም?
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Жыл бұрын
እቲ ዝዓበየ ኣበርክቶ ናይ ማሕበር ተመሃሮ ኤርትራውያን ኣብ ሰሜን ኤርትራ ነይሩ እዩ።
@michaelberhane5025
@michaelberhane5025 Жыл бұрын
አብ 91 መጀመርያ ናጽነት ኮይኑ አብ አቁርደት ሐራ ሜሬት ተባሂሉ ዋና ጸሐፊት ኔራ
@rorasabur2741
@rorasabur2741 Жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ተቃዋማይ ኮይነ ኣለኹ ክብል ብሓሶት ክጅምሩን ሓንቲ እያ ። ትማሊ ቀይሲ ንኢሳያስ የድንቆ ነይሩ ሕጂ ግምጥል ኢሉ ኢሳያስ ዓቅሚ የብሉን ክብለካ ከሎስ መን እዩ ዓቅሚ ዘየብሉ ቀይሲ ምኳኑ ትርደኦ ። ከምኣ ኻኣ መስፉን ሓጎስ መጀመርታ ኣለም መሕትት ዝገበረላ ዘገርም ብልሕን ስራሕን ናይ ኢሳያስ ገሊጹ ነይሩ ። ቁሩብ ጸኒሑ ኻኣ ግምጥል ኢሉ ከክፍኦ ጀሚሩ ። ስለዚ እቲ ሕማም ከምዝመስለኒ ኣብ ስደት ነዊሕ እንተጌርካ ምዝንባል ሓንጎል የምጻልካ እዩ ።
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
❓️ Politica አይኮነን ዝፍፀም ዘሎ ገበናት እዩ አብዛ ንብረት ናይ ገበነኛ ኢሰያስ (ማህተሙ ነርሑሴን ዒጎ) ገበናት እዩ ዝፍፀም ዘሎ እምበር Politica አይሞነን ደሐር ከአ እስኻ አልቀይስ ምስቶም ዝአስሩ ዝቐትሉ ዘፅንቱ እንዲኻ ኔርካ ርግፀኛ እየ ስልጣን ተትረክብ ኔርካ አይመስለንን ነዚ ሕጂ ትብሎ ዘለኻ ክትብል ምደለኻ
@andyghebrechrstos9933
@andyghebrechrstos9933 Жыл бұрын
😢hesawi
@esuzemuy9283
@esuzemuy9283 Жыл бұрын
Gigna ahmed keysi ajoka zeythlel korats
@YONIONE91
@YONIONE91 Жыл бұрын
Henok you are the best interviewer.
@woldeamlake.7019
@woldeamlake.7019 Жыл бұрын
If you ask him about Yemen would be good because our neighbor country Yemen has influence in Eritrean politic
@rorasabur2741
@rorasabur2741 Жыл бұрын
ባባ ቀይሲ ብዙሕ ጌጋታት ተዛሪብካ እንታይ ኮይንካ ።ንኣብነት ናይ ኣክርያ ቤትምህርቲ እቶ ሸክ ተጋጊዮም እቲ ቤትምህርቲ ኣዝዩ ዓቢ ብዙሓት ተመሃሮ ዝሓቆፈ እዩ ካሪክሩም ናይ ሃገር ናይግድን እዮም ክጥቀሙ ከስተምህሩ ዝግበኦም ። ናይ በይኖም ስርዓተ ትምህርቲ ክገብሩ ክሓስቡ ክትግብሩ ዓቢ ጌጋ እዩ ።
@Combeshtato
@Combeshtato Жыл бұрын
Look before you do anything isayas have to go.
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 Жыл бұрын
Until we start to talk how to remove the evil regime we gone talke only he did this he did that
@Driver2724
@Driver2724 Жыл бұрын
Yes yes Tame beyene he graduate from Texas University with distinction PhD of law. And very honest conservative man of principle. Including tigrigna dictionary ( mezgebe kalat)when he was in HEZBAWE genbar. He is the only son to his mother.
@Driver2724
@Driver2724 Жыл бұрын
@@koala10ish that only you can stay as human being with brain 🧠 old fashioned insulting human like you. Hope one day you respect other's opinions as human beings
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 Жыл бұрын
ኣብዚ እንታይ ኣምጽኦ ናይ እምነት ትምህርቲ። በበይኑ እምነታት ዘሎና ህዝቢታት ስለ ንሳተፎ እሞ ብታኡ ኣይኮነን ይብለካ።
@danieltewelde
@danieltewelde Жыл бұрын
Henok ne meron sat abzi nateka medeb entetkerebo xbuk neru
@abrahamtekle4944
@abrahamtekle4944 Жыл бұрын
እንታይ ፈሊጥና ሓደ ክልተ ሙሁራት ናጽነት የብልኩምን ተቃለሱ እናበሉ ገፊፎም አቃሊሶም አጥፊኦሞ ካብ ናጽነት ናብ ባርነት ዘሰጋግር ናጽነት አምጺናልኩም ይብሉና ለዉ ። ምሕረት የውርደልና ዓሙ ቀይሲ ። ቁማር ተበሊዕኩም።
@bvftfhcazzytrgc7462
@bvftfhcazzytrgc7462 Жыл бұрын
Zfetwo hade kabtom hakenatt arkanat gedli eritrea AHMED AL-KEYSI
@منوجهةنظري-ر4ص
@منوجهةنظري-ر4ص Жыл бұрын
አያና ኡስታዝ መሓመድ ዝበሎ ኩሉ ኣክዋ ቅንዑ አንተ ኮነ ሻብያ ኣብ አዲስ ኣብባ ን ናይ ኤትዮብያ አኮኖምይ መዝሚዞም ኢሉ ተዛሪቡ አሞ ሓቂ አዚ ን ወያኔ ሰይፍ ክመዙ ኣግርዲድዎም,?????? ደጊምካ ጠንቂ ውግእ ተትሓተልና ጽቡቅ ነሩ ::
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw Жыл бұрын
Hbuat eiyom nrom nhemdu kesi henti mealti eu rayo AB tealim ornik kmela mexiuna tehz mezgeb nay serawit nsu eu abgzen znebre abal merihnet sleznbere
@yosiefmichael5427
@yosiefmichael5427 Жыл бұрын
ሃተውተው ኣይትበል
@kokebtekle-kc3zk
@kokebtekle-kc3zk Жыл бұрын
ለባማት፡እንተዝነብሩስ፡ንእሰያስ፡ሒዞም፡አይመነበሩን፡ምክንያቱድማ፡ካብሽዑጀሚሩ፡እዩምቅታል፡ዝጀመረ
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 Жыл бұрын
አጋዝያን ህግደፍ ምዃኑ አይትፈልጥን?
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
እዛ ኹላ ንኢሳያስ "ሓዲሽ ነቢይ መጹኡ እዩ" ፡ እናበለት ፡ ንመዓልቲ ሓሙሽተ ግዜ ገዲፋ ፡ ዓሰርተ ግዜ ንናቕፋ እናጠመተት እቲሰግድ ዝነበረት ፡ ሎሚ ናብ ስደት ሃዲማ ፡ "ተጋዳላይ ኣባል ቤት ጽሕፈት ኔረ እየ ፡ ናይ ኢሳያስ ምስጢር እፈልጥ እየ ፡ መገዲ ደሞክራስን ፍትሒን እፈልጥ እየ" ፡ እናበለት ሰብ ተታልል ኣላ። ንሶም ንባዕሎም እቶም ገዳይም ተጋደልቲ ናይ ጀብሃ ሻዕብያ ዝነበሩ ነንሓድሕዶም ተኻባቢሮም ብሓደ ውን ክሰርሑ ዘይክእሉ ፡ ወትሩ ክካሰሱ ዝውዕሉ ክነሶም።
@mulegetalgam2319
@mulegetalgam2319 Жыл бұрын
It's good to see everyone sickening mind to be out Still a few left He is one of them Sabe sale Eritrea to areb We know him he was advocate for Arebzation
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Жыл бұрын
እሞ እናሃለወና ድኣ ንምንታይ ኩሉ የብልኩምን ደኻታት ኢኹም ባንዴራ ናይ ዘበልበ ኩም ሃገር ኣላትና ኣይበሉ ተደሪርኩም ዘይትሓድሩ ካብ ኮንኩም ተደመሩ ክትድረሩ ንምንታይ ኢልና ።
@M-vr7zo
@M-vr7zo Жыл бұрын
ኣንታ ጸጋይ ልቢ የዕቢና ስቕ እንተበልናስ በዚሑ እምበር።ክንድመር መስዋእቲ ዘይከፈልና።ቑሩብ እባ!ነናትና እንዶ ንግበር።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Жыл бұрын
@@M-vr7zo ልቢ ምዕባይ እንታይ ማለትዩ፧ ኣነ ኢሳያስ ብኣፉ ዝተዛረቦ እምበር ምሂዘ ክጥቅን ኣይተዛረብኩን ልምዱውን የብለይን፡ እቲ ዝኣምንካዮ ኪሒዱ ንዓና ኣጽኒቱ ካብ ዕግርግርሲ ገሊልና ክንጸንሕ ሃገር ኣብ ትኸደና የብላን እናበልና ማዕረ ክንድዚ ክሕደትን ጥልመትዩ ምዓንጣና ዘሕርረና ዘሎ።፡ ንዛረቦ ነስተውዕል ክቡር ሓው። ሓደ ኢና ዶብ ኣይነበረን መብኣሲና እስኻ ኢኻ ተምሓድረና ን3 ወለዶታት ንብላሽ ተፋላሊና ጸኒሕና ካብ ሎሚ ንድሓር ከልተ ህዝቢ እዮም ዝብል ሓቂ ዘይፈልጥዩ ምስ በለዶ ኣይኮኑንን ባሕርና ዶብና ዝብሉና ዘሎው፧ ነዚ ስቕ ኢልካ ምስማዕሲ ልቢ ምዕባይዶ ምንኣስ ኢኻ ክትብለኒ፧ ኣንታ ሓወይ እዚ ፋብሪካ ጠራሙዝ ነይሩ ኣበይ ኣሎ የሎን፡ ምሁርኩም፡ ንገዳይኩም ነይሩ የሎን፡ ባጽዕ ሓሰብ ሉል ባሕሪኹም ኣበይ ኣሎ የሎን መብራህቲ ማይ የብልኩምን ኣበይ ኣሎ የሎን ወዘተ ወዘተ የሎን የሎን፥ ነቲ ኮነ ኢሉ ዘየሎ ዝገበሮ መሊሱ ብዘይሕፍረት ንዓና ክሓተናስ ጽቡቕ ኣሎ ብሃላይ ዲኻ ወይስ ምስኡ ኣሎኻሞ ዝበለ ተበለ ከም ድላዩ ይበልን ይገበርን ኢልካ ኢኻ ልቢ ኣዕብየ ትብለኒ ዘሎኻ ሕሰበሉ ድኣ በጃኻ ከም ሰብ ንሕሰብ ምድማር ተኾይኑ ምርጫኻ ኣ ደደቤና ኣሎና ስቕ በል ኣይመዛርብትን ኢና።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
Eze dictator kab mejemerta keste kelo nenebsu ember ne hager kemahadir i mesten
@dajen3868
@dajen3868 Жыл бұрын
Ahmed gebenegna eka
@simomnaizgi3276
@simomnaizgi3276 Жыл бұрын
Anta trgum yeblun ab computer konka mzrab wey nay kedem tarik mzrab etom muhurat wey nay politika sebat ena tblu ms gorebabti hagerat ms sudan du wey Ethiopia zmdna fetirkum zeynalyo hgdef bzereba zeleu ftret aykonun
@wediadi6788
@wediadi6788 Жыл бұрын
44:25 ኣብዚኣ ስምዑዎ፣ ነቲ ናይ ፎርቶ ስርሒት ቅድሚ ምትግባሩ ሰሚዐዮ ይብል ኣሎ። እሞ ከምኡ እንተኾይኑ፣ እቲ ስርሒት ከይጀመረ ከሎ ዝፈሸለ ኢዩ ነይሩ ማለት ኢዩ፣ ምኽንያቱ እቲ ምስጢር ወጺኡ ነይሩ በዓል ንስኻ፣ መዋእልኩም ኣገልገልቲ ናይ ኢሳያስ ዝነበርኩም እንተ ፈሊጥኩሞ። በል እስከ ንገረና ኣስፊሕካ ከመይ ከም ዝነበረ እቲ መደብ፣ ወይስ፣ ክትጀሃር ኢልካ ኢኻ ከምኡ ትብል ዘለኻ?
@abh8287
@abh8287 Жыл бұрын
Hawey niAka newih tarik eyu : Al keysi malet mesreti hzbawi hayltst eyu : kab niAka si ni Al keysi yqerbwo hangolka asrehayo::
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 Жыл бұрын
እንታይ ዓንት ሰባት ኢኹም ይገርመኒ ንአመሪካ አሚንካ ዲኻ
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 Жыл бұрын
ኢሰያስ ቆንዳፍ ተንቤናይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ዘተኣሳስር ኣለዎ ኢሰያስ ወዲ ሰራቂ ኣጎዛ ሰራቂ ኩሊት
@haileab33
@haileab33 Жыл бұрын
ንሄኖክ ጽውጽዋይ ብጣዕሚ ስለ ዝሰማምዖ ርእሱ እንዳ ደርዝካ ናይ ፖለቲካ ጡጦ ኣጥቡቦ ስከ ገዲም ተጋዳላይ ዲኻ
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 Жыл бұрын
መን ኢሉካ ዘይተጻሕፈ ዲኻ ተንብብ
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 Жыл бұрын
Keda 8 meqannti yehwata eyom ketilomlka weyane ab badme mejemerta gn keda sle zkonka bemdni tzareb aleka, denkoro
@especially4657
@especially4657 Жыл бұрын
ኤርትራ
@karamara9641
@karamara9641 Жыл бұрын
ሎኽመኛታት ሸፋቱ
@solomontesfamariam7654
@solomontesfamariam7654 Жыл бұрын
Able.u.zelo.ahmed.alkyse.
@Bereket-Helina2003
@Bereket-Helina2003 Жыл бұрын
ወዲ የመን ኣብ የመን ኣሎ ስበይ 😂
@ben5115
@ben5115 Жыл бұрын
Inspiration of some Nahda extremists by the ISIS ideology radicalized and spined off the path of the party from mainstream path and this polarity induced an opposite a radicalized Agazian ideology on the other extreme end.
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 Жыл бұрын
ሱቅ ኢልካ አልቅስ ሽማካ ከማን ክፉእ አልቃይሲ ማለት አልቃሲ ማለት እዩ ዘልቅስ የምጽ አልካ
@XYONAWI
@XYONAWI Жыл бұрын
ደምብይ
@asserteketel4686
@asserteketel4686 Жыл бұрын
Gohafat agame.
@asmebro3949
@asmebro3949 Жыл бұрын
Nejis resah
@sursura826
@sursura826 Жыл бұрын
Gahba amharu chenawit foooo tuffff
@XYONAWI
@XYONAWI Жыл бұрын
ደምብያ
Enceinte et en Bazard: Les Chroniques du Nettoyage ! 🚽✨
00:21
Two More French
Рет қаралды 42 МЛН
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
Putin Starts a New War / Secret Documents Caught on Video
12:31
NEXTA Live
Рет қаралды 672 М.
Enceinte et en Bazard: Les Chroniques du Nettoyage ! 🚽✨
00:21
Two More French
Рет қаралды 42 МЛН