PRANK ናይ ቀደም ኣፍቃሪተይ ትርብሸኒ ሑቢ ተንጸርጽር 🙈

  Рет қаралды 40,959

*NZM* FAMILY ❤✍️

*NZM* FAMILY ❤✍️

Күн бұрын

Пікірлер: 248
@nzmfamily
@nzmfamily 3 жыл бұрын
ብሩክ ቅንያት ኣውደኣመት ይግበረልና ኩሉ ሰናይ ኣምላክ ኣብ በቤትና ይውሓዝ 🙏 ፍቱዋትና❤✅
@user-kj5xx2we6p
@user-kj5xx2we6p 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
@ttyy7566
@ttyy7566 3 жыл бұрын
አሜንአሜንአሜን❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@astutegrewate2192
@astutegrewate2192 3 жыл бұрын
Amne mareya nakem la
@prettygolden1536
@prettygolden1536 3 жыл бұрын
Amen 🙏
@vms2067
@vms2067 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
@herujunta4777
@herujunta4777 3 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ክስሕቁ ከለው ዝስሕቅን ደስ ዝብሎንስ ኣሎ ዶ ይከውን❤ጁቡዓተይይ ሶ ፍትውትው እየ ዘብለኩም ሓፍትኩም ጓል ትግራይ🙏❤❤
@danugalshre2440
@danugalshre2440 3 жыл бұрын
እንዳ ናቱ ሑቢ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ❤❤❤❤ኣታ ናቲ ሻሂ እንዳሰተኺ ትብላ ክክክ ኣነስ በቲ ሻሂ ገሩ ገጹ ክረኽቦ ነረ እየ 🤣🤣 ተጋሩዋኒ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ንዓድናን ህዝብናን ሰላም የውርደልና ፈጣሪ 🙏
@ygvgffg1451
@ygvgffg1451 3 жыл бұрын
ናቱ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ከማኸ ዝበለ ወዲ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ ምክንያቱ ባዕልቲ ቤትካ ን ውላድካን ብሓበሻ ሓዳርካ ተኽብር ኢኻ ሰበይቲኻ ኣብ ትቐብጠሉ እዋን ግን ናይ ወድነትካ ኮስታራነትካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ቐፅለሉ ናቱ ዓይነይ
@rwhahagos8504
@rwhahagos8504 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ናተይ እዋን ካም ናቱ እዩ መልካዑ ቁመት ❤
@awettekali9676
@awettekali9676 3 жыл бұрын
Ane alekulki 😍😍😍
@user-hf4ng1ph6h
@user-hf4ng1ph6h 3 жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ንበዓል ሓዱሽ ዓመት (2014) ዓ ,ም #ዓመተ_ሰላም #ዓመተ_ፍቅሪ #ዓመተ_ራህዋ #ዓመተ_ቅሳነት ይግበረልና 🙏♥️
@prettygolden1536
@prettygolden1536 3 жыл бұрын
Amen amen 🙏
@helentsehaieyasdzzxc3250
@helentsehaieyasdzzxc3250 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@helentsehaieyasdzzxc3250
@helentsehaieyasdzzxc3250 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@helentsehaieyasdzzxc3250
@helentsehaieyasdzzxc3250 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-st8kh3ex3y
@user-st8kh3ex3y 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u 3 жыл бұрын
ሻሂ ናሰተኪ ከኣ ይብል 😂 አምላክ ሓዳርኩምን ውላድኩምን ይባረክ ዝፈትወኩም እንዳ ናቲ ሑቢ🙏❤❤💓 ሩሑስ ሐዱሽ ዓመት ይግበረልና ደሃይ ስድራና ንሰምዓሉ ወርሓት ይግበረልና🙏
@user-ed8bv3dn3m
@user-ed8bv3dn3m 3 жыл бұрын
ስለ እትኣምኖ እዩ ፍቅሪ ብዘይ እምነት ዋጋ የብሉን ኣነ ኣዝየ እየ ዘፍቅሮ ዝአምኖን ኣተካ ወፃእካ ኣይብለን እንተ ዘይፍቅሮ ዘይኣምኖ ምሱኡ ኣይነብርን ሰለዚ እምነት ይዓቢ ጋል ትግራይ
@user-wk8yl7fo9v
@user-wk8yl7fo9v 3 жыл бұрын
እዛ ዝሓትካያ ሕቶ ናቱየ ኣብ ልዕሊ ሰብኣያ ትቀንእ ጋል ስለ ተፍቅረካ እዩ ታዘይትግደሰልካ ዝበልካያ ካዓ ሓደ ሓደ እምነት ክከውን ይክእል እዩ ብበዝሒ ግን ፍቅሪ ዘየብለን ኮይኑ እዩ ዝስመዐኒ ኣነ ግን ሙቁራት ይመችኩም ካዓ💊💝
@user-pj1cl5ww3z
@user-pj1cl5ww3z 3 жыл бұрын
ኸዚ ይዝክረኩም ነይረስ ድምድር ዘለኻ ኣጋጣሚ🤔😂 ዝፍትወኩም ❤
@vms2067
@vms2067 3 жыл бұрын
ናይ ሑብ አድናቅት እየ ሓቃ እያ ተበድልካያ እዉን ይቅርታ በላ ዝበለት ትክክል እኽ ሑብ ሽኮር ተዳልኻ ዉን ናብአ ኽድ ለባመይ ሑብ ትክክል እኽ አብ እምነትና እዉን ሓንቲ ንሓደ እዩ ዝፍቅልደና ምኽንያቱ ንአደም ሓንቲ ህዋን ስለ ዝተዉሃበቶ ሓወይ ናት ድማ ዓርፍካ ትቓመጥ እዛ ትመስል ወይዘሮ ዝከነት ሰበይት ሕዝኻስ ናይ ቀደም ዝባሃል የለን ካብኡ ድማ ቁዱስ ቅርባን ዝተቀበለ ሰብ ንኽልተን ንሰለስተን ዝባሃል አይሰርሕን ናት ሓወይ ቅር ከይብለካ ናቐለድኹ እየ🙏 ብተረፈ ምቅራት እኹም ንኹሉኹም ህዝበ ክርስቲያን መልካም ባዓል ይኹነልና እፍፍፍ ናይ ቤተሰብና ድምፅ ከይሰመዕና ክንዉዕ ማለት ዱዩ አምላክ አበይ ይቅር በለና መእንተ አደኻ ድንግል ማርያም ብልኻ ይአክሎኩም በለና🙏 ትግራይ ዓደይ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ቀደም ሰላምክ ይመለሰለይ❤❤❤❤👈
@user-wr4ur6qm3u
@user-wr4ur6qm3u 3 жыл бұрын
መልካም ሓደስ ዓመት ይግብርልኩም ለባማተይ ነዊሕ ዕደመን ጥዒናን ያሃብኩም ምስ ህያብኩም
@kediroyal2876
@kediroyal2876 3 жыл бұрын
ርሑስ እዩ ዝበሃል ቋንቋና ንጠቀም
@sesenggtube6473
@sesenggtube6473 3 жыл бұрын
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም Natu&Hubi ዝፈትውኩም ስድራ ንዛ ፅሕፍ እተንብቡ ክዓ እንኳዕ ኣብፅሐኩም እቲ ኣብ ችግር ኣብ ፀበባ ዘሎ ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ምሕረት የውርደና አሜን #ሰብስክራይብ ክዓ ቦልኒ ሓላላተይ
@user-ix2zw6zc4p
@user-ix2zw6zc4p 2 жыл бұрын
ኣብ ከሉ ንፍዕቲ ኢኪ ሃበኒ በሉኒ በቃ😄😄
@mesimesi4556
@mesimesi4556 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራት ስድራ ፍትውትው እየ ዝብልኩም❤️❤️🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌷
@earlybird4298
@earlybird4298 3 жыл бұрын
ንሑቢ በዲልካ ዳኣ ባዕለይ'ዶ ክታሓሓዘካ ኮይነ።
@user-yc6hf6ld7u
@user-yc6hf6ld7u 3 жыл бұрын
ሙቁራት ሑቡ ግን ጎቦዝ ኢያ ❤🙏
@user-by3py2qr6k
@user-by3py2qr6k 3 жыл бұрын
ሰራሕ ድዩ ልክሊቲኡ ክተካዉኖ😂😂😂😂 ሑቢየየየ ናይ ሙደይ❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳
@fregaltgray9663
@fregaltgray9663 3 жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ሓላላተይ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ❤❤ ደሞ እንቃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ንሓዲሽ ዓመት ናይ ሰላም ዘበን ይግበረልና ፈጣሪ ሙቁራት🙏🕊🕊❤❤
@muezselam
@muezselam 3 жыл бұрын
welcom ን ሑቢ ዝፎቲ ስከ👍 #ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ ብሩክ ሃንሰ መስቀል ይግበረልና ስደትና ሓፂሩ ናዓዱና የብቀዐና
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x 3 жыл бұрын
እንኳዕ 💐💐 ብዳሓን 💐መፃኣኩም 💐 ዝፈትወኩም💐 ስድራ 💐 ናፍቀኩም💐 ቃንየ 💐ሓባይብ💐 ሶ 💐ዕድመን 💐ጥዕናን 💐ይሃብኩም💐 ፈጣሪ💐 ምስ💐 ውላድኩም💐 ዞም 💐ናተይ 💐 ክፈትወኩም💐 ኣነስ💐 ከም💐 ናትኩም💐 ሓዳር💐 ክፈጥረለይ💐 መርቁኒ💐 ብጣዕሚ ኢኩም ደስ💐 ትብሉ💘💘💘💘💘💊💊👈💋💕💕💕💕💐💐💐
@selam801
@selam801 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፈቂዐኹም ቀንየ እንዳ ናቱየይ ብዘይ አፋላላይ እየ ከኣ ንኽልቲአኹም ዘድንቀኹም so ንሰበይትኻ ዘይተጸበየቶ ነገር አብ ሰብአያ እንተጋጢምዋ ምንም አይመሰላን እቲምንታይሲ ብምሉእ ልባ ሰለ ትአምኖን ተፍቅሮን
@gual70enderta17
@gual70enderta17 3 жыл бұрын
ሑቢ ሽኮር ልቃሕኪ ኣመልስያ ኣሐጉስኒ ናቱ ካኣ ካልኣይ ግዜ ከይትደግማ ጓል ተሎ እያ ልባ ዝስበር ዝፈትወኩም ስድራ ማራ ስለ ተፍቅረካ እያ እምበር ኪድ ባዕልካ ፍለጥ ምበለትካ ነይራ 💛❤💗🙏🙏🙏
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 3 жыл бұрын
ሑቢ እና ናተይ ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ፉቁራት 💜🌺🌺👏
@user-mh5hg3ie1k
@user-mh5hg3ie1k 3 жыл бұрын
አንቃዕ ብድሓን መጻኩም አንዳ ናቱ አንቃዕ ብሰላም ኣብጽሓና ክኣ
@temesgenamlakey5495
@temesgenamlakey5495 3 жыл бұрын
ኣንዳ ናቱ ሙቁራት እንካዕ ብሰላም መፃኩም ኣታ ከም ናትኩም ሓዳር ተዝፈጥረለይይ
@medihintadese7390
@medihintadese7390 3 жыл бұрын
_ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ __#ዘይሕሰብ__ ንክለተ አማ#_ እምነት ተሃልይካ አየ ዘይቅናእ እንበር ናፀላእካዮ ተለካ ሰልኪ ተወግዑ አማ አብ ቀረባ ሰለ ትፀነሕ ትታጎሞ እካ
@azunatey5382
@azunatey5382 3 жыл бұрын
Ewayyyy heji dka feltekay lewah mekuin🤣🤣 hubi mekirty natey ❤
@tigray4374
@tigray4374 3 жыл бұрын
ስላም ስላም ስላም ክቡራት አሕዋተይ ከመይ አለኩም ምስ እዛ ምጭውቲ ጋልኩም ስላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ እና ንዛ ናይ መጨረሻ ሕቶኩም ክምልስ ብዓቅመይ አነ ብዝርደአኒ ሓንቲ ጋል አንስተይቲ ስብአያ ክዳኑ ቀያይሩ ምስ ካልኤቲ ጋል አንስተይቲ ከዐልል ፈቃደኛ ዘይትኮነሉ ምክንያት ብጣዕሚ ስለ እተፍቅሮ እዩ ፍቅሪ ዘይብላ እንተኮይና ግን ምንም አይመስላን አነ ድማ አይኮነን ዶ ብዓል ሓዳረይ ምስ ካልኤቲ ጋል አንስተይቲ ከዐልልስ ተፋላሊና ናብርኡ ምስ ካልኤቲ ጋል አንስተይቲ እናመርሐ ከሎ ዋላ እየ ዝቀንእ አብ መንገዲ ዋላ እና ሓለፈ ምስ ስበይቱ ክሪኦ አይደልን
@user-jp3hk4nl8s
@user-jp3hk4nl8s 3 жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ሓላላተይ
@user-fj4ie3ry5x
@user-fj4ie3ry5x 3 жыл бұрын
መቸም ሑቢ ኣነ ናትኪ ደጋፊእየ ንናተይ ክተማልስሉ እለኪ ከይተግድዕኒ 🤪 ኣዘ እየ ዝፈትወኩም ንክልተኩም 🥰🥰
@ydrfjj9833
@ydrfjj9833 3 жыл бұрын
ናቱየሒቢየ❤👌ዝፈቱ🙏 🌻🌻🌻 🌹🌹🌹 🌻🌻🌻
@user-habeshawit
@user-habeshawit 3 жыл бұрын
ሑቢ ተረኪብኪ ኣማልስያ ኢኪ ክክክክ ሽኮራት ፍጥረት😍😍😍😍😍
@user-vh2bc2sm7q
@user-vh2bc2sm7q 3 жыл бұрын
*_ይቅርታ ናይ ሕቶኩም መልሲ ከኣ ጋል እትቀንአልካ ስለተፍቅረካ ጥራሕ እዩ ኣለቀ_*
@samiwedi5977
@samiwedi5977 3 жыл бұрын
ናይ ሕቢ ድምጻ ሲ ደስ ከብለኒ
@prettygolden1536
@prettygolden1536 3 жыл бұрын
Wela neay
@newaccount5252
@newaccount5252 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩምን ዘክብረኩምን ለባማት ናቱ&ሑቢ👌👌❤️❤️💕💘💘
@user-fi7nj5ko2l
@user-fi7nj5ko2l 3 жыл бұрын
ሑቢ መልካም ሰብ ኢኪ ብጣዕሚ እየ ዝደነቀኪ ናቲ እውን ለባም ሰብ ኢካ ፍቅርኩም ይሰሰን 2014 ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ናይ ቅሳነት ናይ ራህዋ ይግበረልና 🌻🌻🌻🌻🌻🙏🙏🙏
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k 3 жыл бұрын
ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@tsigehagoshagos5418
@tsigehagoshagos5418 3 жыл бұрын
ጥዑም ከምዝተዛረብካስ ሻሂ እንዳሰተኪያ ክክ ወይ ናቱ
@fanustesfay7175
@fanustesfay7175 3 жыл бұрын
ኪስብ መወዳእታ ዘዪፀናሓኩ ነረ ከም ሕቢ ምበልኩ ብወገነይ የስ ቀናእ ኣፊቃሪት እዚኣ ጊን ኣፍልጥ ኣሊኒ ኣዪኩንኩን ኣሜን ካዓ 💛❤
@danaitteklemariam1365
@danaitteklemariam1365 3 жыл бұрын
Natu and hubi ane btaemi ye zedikekum kubrat ahwatey natu filim si kemey mis serahika wala,ab awedadika kalat amazing so keep it up quys.
@temesgengermay622
@temesgengermay622 3 жыл бұрын
Sey geberkyo dea anbesit enkae aybekeki Hubi Bun ms etana kxbe eye awdamet Ruhus awdamet yehwatey 🥰💐
@teweleghebremichael992
@teweleghebremichael992 3 жыл бұрын
Natu btami yfetwekum eye ni felema gize yxhifelkum aleku nsu ftiwetey kigelxekum ile eye
@berihu1629
@berihu1629 3 жыл бұрын
ክክክክክክ ሑቢ ዓይነይ ናተይ ይፀግብ ኣሎ ማዕፆ ዓፂኪ ምሃርዮ 😅😅😂😄😄😅😜😃
@user-wi6jr4kf4f
@user-wi6jr4kf4f 3 жыл бұрын
ኣታ ኣርሂጹዋ በሉ 😂😂😂😂😂
@user-xs5fh4br3l
@user-xs5fh4br3l 3 жыл бұрын
ሓባይቢ ኽፈትወኩም
@ksanet4540
@ksanet4540 3 жыл бұрын
ኖኖ ናቲየ እትፈትወካ እያ ማራ ትቀንኣልካ እንበር ዘይትፈትወካ እንተደኣ ኮይና ቴሌፎን ኣይኮነን ካልእም ምንም ኣይመስላን።።ከም ናተይ ኣረኣእያ ማለት እየ።። ብዝኮነ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይኩነልና 🙏🙏🙏🙏
@user-lx2cw2tr6f
@user-lx2cw2tr6f 3 жыл бұрын
ናቱ ሓወይ ከማካ ዝበለ ወዲ ባ ኣምጽአለይ 😳😳😂😂😂
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@user-du8cm1rr2i
@user-du8cm1rr2i 3 жыл бұрын
ሒቡየ ፍቅር ፃዓዳ ልባ ከም ርግቢት ፍትውትዉ💋💋💋💋💋💋እንዳ ናተይ ርሕስ አውዳአመት ይግበረልኩም
@gidenatsegay1463
@gidenatsegay1463 3 жыл бұрын
Wawwwwwww natu and hubi des tblu edmen tena yhabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕💕💕💕
@artartium6590
@artartium6590 2 жыл бұрын
Nati and Hubi mejemeria ab hiwetkum mulue tena ab sirahkum dima mulue asalto yimineyelkum bimikxal hanti rieto alatni nsaka natu nHubi prank kitgebra kelekas kurub enda ahxerkaya kalie bitami ye zednkekum abkulue tigebruwo sirahatkum
@luwamtsegay4914
@luwamtsegay4914 3 жыл бұрын
My love family ❤❤❤
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z 2 жыл бұрын
ሕቢ ገበዝ ስሪሕ ድዩክክክክክክ. ሓቂ ፅሩያት ኣይፈላሊኩም ምካዋን የለን ኣብ ሓዳር ሓንቲ ምስ ሓንቲ ዳኣ እግዚአብሔር ዝፈክዶ ናቲ ሑቡ ሓባይብ
@tsgeweinihannis5442
@tsgeweinihannis5442 3 жыл бұрын
Mukurat family edmen tenan yhabkum
@mozagalwukromoza1672
@mozagalwukromoza1672 3 жыл бұрын
Family natey❤❤❤❤❤❤❤
@ara8066
@ara8066 3 жыл бұрын
ምቁራተይ ዝፈትወኩም😍♥️😍
@user-eb6vq2jb7m
@user-eb6vq2jb7m 3 жыл бұрын
ደስስ ክትብሉ ሓላላተይ
@user-xt8nq6rj6h
@user-xt8nq6rj6h 3 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ናትን ሑቡን ምቁራት ስድራ እንኳዕ ዶሞ ንሓዱሽ ዓመት አብፀሐኩም አሕዋተይ ማዓረይ 🙏🙏🙏💒🙏🙏🙏👈 እና እዛ ሕቶስ ብናተይ ሓሳብ ዝትፈትየካ ጓል እያ ብዛዕባካ ትግደስ ናቲ ሓወይ ፍቅሪ እንድሕር ዘይብላ ግን ብዛዕባካ አይትግደስን ምስ ደስ ዝበላካ አዕልል አይትግደሰልካን እያ ብናተይ ሓሳብ እየ ምቁራተይ ሓፍትኩም ጓል ትግራይ እየ 💊💊⛱
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 3 жыл бұрын
ምቅርቲ ጓልና አይተብክይዋ
@teklabgebrhiwet5571
@teklabgebrhiwet5571 3 жыл бұрын
Natinael shkor may Lord bless you more all on your way and life.
@weimimehari3010
@weimimehari3010 3 жыл бұрын
Selam enda hubi eta kidan semayawit dele nere shal alewa du hubi ❤💛
@user-rc8ev2cm6c
@user-rc8ev2cm6c 3 жыл бұрын
ሑቡየ ካብደይ በለዓቲኒ ናቲየ ❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@hailegebregzhabher1723
@hailegebregzhabher1723 3 жыл бұрын
እምነት ስለ ዘለዎ እየ ።
@fanustesfay7175
@fanustesfay7175 3 жыл бұрын
ሰላም ኣሰይይ ምቅራት ኣሕዋት💛❤
@yorsalemtumuzghi5619
@yorsalemtumuzghi5619 3 жыл бұрын
natey rieto emnet entealika wela kdan ykyayk wela yeell aytrbeshn eka. fly zbelet hasab zleni gn please derfn mezmurn aythawawsfo hadieu mrexu. Eta mezmurkum xbkti nera bea ente twdewa mmerexkulkum amlak kea mtehagose betkum mbarekelkum. tebareku zom yhwatey
@rutatesfamariam7130
@rutatesfamariam7130 3 жыл бұрын
Love you guys 😘😘♥️😘😘
@mengistabhabtegabir507
@mengistabhabtegabir507 3 жыл бұрын
Welcome Back Natu & hubi ❤❤❤
@ttfqr9701
@ttfqr9701 3 жыл бұрын
Nabrakum ybarek bmkxal eta nay mewedaeta htokum malet ab hiweta emnti ente koyna eta seb ktamno ayexegmn u mknyatu emnet kab nebska u zbges natey shkor sle tamneka eye kab haftkum titi
@user-lk3vm1xb6r
@user-lk3vm1xb6r 3 жыл бұрын
ሕቢ ዓይነይ ካማኪ ማ የለን 💞💞
@yorusgrmay6443
@yorusgrmay6443 3 жыл бұрын
Ma xbukat ❤️‍🔥❤️‍🔥👨‍👩‍👦❤️‍🔥❤️‍🔥
@Grmahair
@Grmahair 3 жыл бұрын
Hubi shkor adengitsatni tseniha ❤️
@americalegese3917
@americalegese3917 2 жыл бұрын
my favorite couple 🥰🥰🥰🥰
@user-zo3xt4ty8w
@user-zo3xt4ty8w 3 жыл бұрын
ሸኮራት❤👈
@user-qe9tb5qq6x
@user-qe9tb5qq6x 3 жыл бұрын
ሕቡይ ታድልኺይ ትዕግስትኺይ👌👌👌👌👌👌👌👌አይፈላልኹም
@fiyoriberhe4305
@fiyoriberhe4305 3 жыл бұрын
Aszbza treha akwnka amxela nati natu sihkorr ezea s kedef ❤️❤️❤️❤️👌😁🤣🤣🤣
@akbirtube3373
@akbirtube3373 3 жыл бұрын
beautiful couple god bless you ❤🙏
@user-ts1uz6hs3p
@user-ts1uz6hs3p 3 жыл бұрын
ዊልካም ሙቁራት ስድራና🙏❤️❤️❤️
@prettygolden1536
@prettygolden1536 3 жыл бұрын
Aseyyy hubi ayney mkrti
@meritesfay6528
@meritesfay6528 3 жыл бұрын
Enda natu mehrar enka beselam mexakum ruhs awedamet ❤️❤️❤️
@user-zd1ki5je9d
@user-zd1ki5je9d 3 жыл бұрын
ሑብየ 💊
@abelteklit8791
@abelteklit8791 3 жыл бұрын
Natu hawey lomi zgedefkala zeyblka moytna beqa bsdrana knednwekum knfetwekumn gudam ena hubi shkor gerhi eya entebelkayas Emo kabay tgrh kkkkkk amlak edmen tenan yhabkum rhus awdamet ygberelna aytseanu nay semuna ashiqkumna xbuqateyyy
@solomontekle
@solomontekle Жыл бұрын
Ja fekri sele zelewa u yebel ane!
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 3 жыл бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ🙏🙏🙏❤❤ፅቡቃት ስድራ
@yorsalemzenawi3909
@yorsalemzenawi3909 3 жыл бұрын
Hubi haftey telofon eba sededley eba 🙏🙏🙏
@ShShsh-nd6bs
@ShShsh-nd6bs Ай бұрын
አይይይይይይ ምቅረተ 😂😂❤😂🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Mebrahti
@Mebrahti 2 жыл бұрын
ናቱ ሕጂ ዲካ ድኣ ፈሊጥካያ ነዋህ ምኳና አብኡ ርገፂ ሑቢ😅ግን እዚ ሲ ፕራንክ ድዩ ዝኮን ዘሎ እንዳ ናቱ ከመይ ኢልኪ ኣሚንክዮ ክክክ አነስ ዘይኣምን እዚ ፕራንክ ዝባሃል ሻሂኹም ካኣ ሲሒሉ🥰 ስምዑ እስከ ሕቡሽ ናቱ ሑቢ ተበላስ ንሕና ካአ ሑቢ ንብላ ኣለና ንርማል ሽምኪ መን እዩ ማዓረይ? ኣካዉኖ ዝባሃል የለን መጋጠመ ግን ክትሕግዝያ ነይሩኪ ብሓሳብ ከማኪ ጓል ሂዋን ስለ ዝኮነት♥️ ሕቶካ,, ከም ዝመስለኒ ሓንቲ ጓል ሂዋን ዝተቀንእ ብክልተ ዓይኒ እየ ክሪኦ ዝክእል 1,,እምነት ተልይዋን ክልቲኮም ዝፍተዉ ተኮይኖም ማዓረ ናብ ማንም ከም ዘይከድ ዝትፈልጥ ተኮይና ምንም አይትብልን ማለት ክትጣራጠር አይትክእልን እያ አብ ኣዳማ ይብል ብወገነይ ዝጥርጥር ሰብ ፅቡቅ እንድዩ ግን ከም ሰቡ እዩ!! 2ይ,,ናይ ፈለማ ፍቅሪ ጀማሪ&ጀማሪት ተኮይና ክገድፈኒ እዩ ክገድፈኒ እዩ ምስ ጓል ተዳዋዊሉ ገለ ዝብል ነጥብታት አሎ እዩ ብዝሰፈሐ ካብ መልሱ ክንምልሶ ኢና ኢልካ ኣለካ?
@milinguse4299
@milinguse4299 3 жыл бұрын
Natu kkkk sahi eda setki zewred zytzareb zelka by the way ♥
@kidanetsegay831
@kidanetsegay831 Жыл бұрын
ኣቡዛ ኣነከ ምሰ በለትኻ ልበይ ተሰሪ ቡ ሓቂ ኣደንግዛጢኒ ሕቡ❤❤❤
@user-dt4zf6xj8j
@user-dt4zf6xj8j 3 жыл бұрын
shay enda seteki🤣🤣🤣🤣
@edenbrhane6805
@edenbrhane6805 3 жыл бұрын
shkorinattt natu and hubi
@tirhashailemariamhailemari8781
@tirhashailemariamhailemari8781 2 жыл бұрын
Anes hij eye zriakum zeleku brkatey des ktbulu egzabher fqrkum yebzhalkum
@semharkahsu8019
@semharkahsu8019 3 жыл бұрын
Xubuqat nateyyyy ruhus qnyat awdeamet enda belkub ብዛዕባ አታ ዝሓተትካያ ክምልስ አንተኮይነ ናቱ ሓወይ አምነት ኣብ ልዕለካ ስለ ዘለዋ አምበር ፍቅሪ ስለ ዘይብላ ኣይኮነትን ምበልኩ ኣነ በዛ ወገነይ ኮመኡ ኢየ
@senait9742
@senait9742 3 жыл бұрын
Gidef natu ne hubi aytesmebdely riekayado emo kikeyd mis belikaya namo ela kithzeka adenigxatin gin kitwexie nerika entay kemtbli mranaya bezikone kab libey eye zifetiwokum ab haki tinebru sidra ekum ruhus kinyat awedamet
@fithawitdebesay9580
@fithawitdebesay9580 3 жыл бұрын
ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሙ
@gualedia6152
@gualedia6152 3 жыл бұрын
Gualensteyti zeytgdes entekoyna zeytefkreka ya bnatey rdiat ya ezia
@salemmahari6307
@salemmahari6307 3 жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@senait9742
@senait9742 3 жыл бұрын
100 kab 100 ysenamae eye
@netsanet7155
@netsanet7155 2 жыл бұрын
ሽዊተይ ምቅርቲ 😍😍
@tesfaymeles469
@tesfaymeles469 3 жыл бұрын
Fixre sal zalwe eay ❤️❤️🌺❤️❤️❤️🌺🌺🌺🌺❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@gal7518
@gal7518 3 жыл бұрын
Zfetwekum enkai abkeikum nab hadush amet nay fkri zeme ygberena 🥰🥰❤❤
@user-xs8du2tf2u
@user-xs8du2tf2u 3 жыл бұрын
እንካዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራተይ💖💖🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💖💖🥰
@bergednhameduqawqaw7701
@bergednhameduqawqaw7701 2 жыл бұрын
Natu dahrayka ygedd Shahi endasetki kea tbl kkk
@ziyadakulu1649
@ziyadakulu1649 3 жыл бұрын
Hjjj dika felitka lewah mukana hubi shikorina 😅😅😅
@solomonteklay6940
@solomonteklay6940 3 жыл бұрын
AMEN Amen Amen enda hubi Amlak edmen tenan yhabkum
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 33 МЛН
ን ሑቢ ረስኒ ዝፈጠረት ኩነታት🫣
13:13
*NZM* FAMILY ❤✍️
Рет қаралды 10 М.