🔵ቀተልቱ ዝሓበረሉ ጭብጢ ተረኪቡ / ሕማቅ ኩነታት ኣላ ንጓየየላ

  Рет қаралды 65,092

Abiel Info Tv

Abiel Info Tv

Күн бұрын

ናብዛ ሓዳሽ ቻነለይ ሳብስኽራይብ ምግባር 👇ኣይትረስዑwww.youtube.co...
😄 Subscribe (IT'S FREE) 😄 / @abiel-info-tv
😄Please Write a comment, share and like the video
ENJOY!!!
JOIN MEMBERSHIP
👇
/ @abiel-info-tv
Join this channel to get access to perks:
👇
/ @abiel-info-tv
#abiel info tv# #ABIEL INFO TV# #abielinfotv ሳብስክራይ ኣይትረስዑ - / @abiel-info-tv
#Abiel Info Tv#abiel_info_tv#abielinfotv ሰላም ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ተኸታተልቲ መደባትና መደብ#abielinfotv እኑቓዕ ብደሓ መጻኹ እንዳበልና እዛ ቻነል ንዓኩም ይምህርን የዘናግዕን ኢዩ ዘበሎቶ መደብ ሒዛትልኩም ትቀርብ ኾይና ከምቲ ልሙድ ካባኩም ንደልዮ ደገፍን ምትብብባዕን ጥራሕ ስለ ዝኮነ ብትሕትና እንዳዛኻከርና ንቻነልና ሳብስኽራይብ ላይክ ሸር ከይረሳዕኹም ክትገብሩልና ነዘኻኽር ሰናይ ምክትታል እንዳተመነና ብድጋመ ብድሓን ሙጹና የቐንየልና።
Follow us on = instagram - www.instagram....

Пікірлер: 171
@Aynomey
@Aynomey Ай бұрын
ኣብ መንገዲ ጥፍኣት ስለ ዘለና እዩ ኩሉ ሰብ ካብ ኣ ምላኽ ስለ ዝረሓቀ ዩ እቲ ጠንቂ ብኸንፈርና እምበር ብልብና ምስ ኣምላኽ የለናን ስለዚ ንመለስ ድሕሪኡ ናይ ዘልኣለም ዕረፍቲ ንረክብ... ሓዉኹም ካብ ስቡር ልቢ❤❤❤
@MeheretZebezehaley
@MeheretZebezehaley Ай бұрын
Naybihaki buruk 🙏
@ejgfhhyhhfdg8715
@ejgfhhyhhfdg8715 Ай бұрын
Xbuk Aleka Hawey❤
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ Ай бұрын
መስትኡ ይውረድኪ ኢንታይ ኢያ ከ ትምርስል ነዚአስ 60። ነዚአስ 10 ናቅፋ ኢካ ኣይግባእን ኣምላኽ ናይ ኢድኪ ይሃብኪ ሓውና ሓጎስ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ
@WeiniOkbagabir
@WeiniOkbagabir Ай бұрын
አዋይ። ብጣዕሚ። አዩ። ዘሕዝን 😢😢😢😢😢offfffffffff
@kamkefey
@kamkefey Ай бұрын
ንምንታይ ግን ሸለል ኢሎም ርዮም ኣቡ ዞሎ ዩዕሩኽቱ መሰረሕቱ ካምዚ ኣብ ሓደጋ ኢንዳ ወደቀ 😢😢😢
@Tigrayadeyalemy
@Tigrayadeyalemy Ай бұрын
ኣይ ኣዶ ትረኽብዮ 💔😭😭😭😭😭
@Wendmu-h7b
@Wendmu-h7b Ай бұрын
🥰 ከምዚ ዓይነት ምትሕልላይ እዮ ዘምሕረልና፡ ንታሐሳሰብ ንታሐላለ ብውሑዳት ስብ ረብሓን ዓያሹን አይንጓናነ፡
@bahavtime5073
@bahavtime5073 Ай бұрын
እፍፍ ማዓረይ መንግስተ ስማያት የዋርስካ 😢😢😢😭😭
@yehdegoBeyene-z1t
@yehdegoBeyene-z1t Ай бұрын
ብሐቂ ንፍዕቲ❤
@AramAlemey
@AramAlemey Ай бұрын
ኣታ በጃኹም ብኣውራጃ ኣይትዛረቡ እንታይ ኣምጽኦ ሰብ ብገበኑ ተዛረብሉ
@MuzitAmbase
@MuzitAmbase Ай бұрын
ሀለዉ ለዉ እይትበል ገንዘቡ በሊዐቶ እያ
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 Ай бұрын
So sad 😢😢😢😢about Eritrea our people 😢😢😢😢
@saraestifanos3872
@saraestifanos3872 Ай бұрын
Nay buaki❤ aki tezaribuka
@sebirna7872
@sebirna7872 Ай бұрын
Heswie amou antay kuyna amezgieba zeywesedetu sebayeye eila admey yekedenie alou eila amou qetilatou anber meas wesiedatu😢😢😢😢
@selienegassi
@selienegassi Ай бұрын
Merhana abiela enkae bdehan metsaekana
@ማሪያምአደኩሉ
@ማሪያምአደኩሉ Ай бұрын
😢😢😢
@AT2405-d4q
@AT2405-d4q Ай бұрын
ባዕላ ዘይትዛረብ? ኣጋፈርቲ ባዕላ ትዛረብ ዓው ኢልካ ምዝራብን ብዝሒ ዘረባን ሓቀኛ ኣይገብረካን እዩ። እዞም ዓዳውያንን ኣውራጃውያንን ዘይትስተሩ?
@amanuelberaki770
@amanuelberaki770 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዝስማዕ ዘረባ ሰማዒ ዝጠፍኣሉ ግዜ ኮይኑ እምበር
@ammek-iy1cl
@ammek-iy1cl Ай бұрын
Abelo my favorite KZbinr
@teshomewehazit1416
@teshomewehazit1416 Ай бұрын
Ahhhhhh😢
@yoditlamek4887
@yoditlamek4887 Ай бұрын
Wey hawey natey 😢😢😢😢😢
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan Ай бұрын
WEll COME
@freweiniberhe6905
@freweiniberhe6905 Ай бұрын
😢😢😢ሐወይ
@Spatolina
@Spatolina Ай бұрын
Hasawi bhalghe hasawi
@azebweldu7852
@azebweldu7852 Ай бұрын
ምስጥኡ ይረድኩም ያ በረኸት ሕሙም ኢዩ ጎሓፍ ከም ገለ 😢
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd Ай бұрын
😢😢
@gyytryyff6192
@gyytryyff6192 Ай бұрын
ብሓቂ ለባመይ 😢😢😢❤❤❤
@ሚካዊቸልሳዊ
@ሚካዊቸልሳዊ Ай бұрын
ነቲሕ ዝኾነ ሕብረት-ሰብ'ዩ በጃኻ ኢለካ ነዚ ዝኸይድ ዘሎ ዘይስነልባውን ዘይሓላፍነታውን ከይዲ ናብ ንቡር ንኽምለስ ሓያል ጻዕሪ'ዩ ክሓትት
@meazakelati256
@meazakelati256 Ай бұрын
አቤል በጃካ ናይዛ ናይዛ ተጨኒቃ አላ እትባሀሏ ዘላ እንተዘይ ተጋጌ ነታ ህፃን እንዳ ፀፍዓ እንከላ ንሓንሳብ ወፂአ ነይራ እሞ በጃኻትኩም አበይ ከምዘላ እንተትሕቡሩ ፁቡቅ ነይሩ በጃኩም
@aidahaile6735
@aidahaile6735 Ай бұрын
Abi hawey lebam 🙏
@titEye-i2g
@titEye-i2g Ай бұрын
ብኣውራጃና ኢና ንምርዖ ኣካሎ ንኣካሎ ጵሩያተት
@dawithaile1314
@dawithaile1314 Ай бұрын
ስቅበል በጃካ ኣብ ዂናት ዘይውዓለ በሊሕ ይብሉ ኣቦታት ። ከም ኤርትራዊ ወዲ ተባዕታይ ጌሩ ንሓዳሩ ዋጋ ዝከፍል ከማን የለን
@teberhabrha217
@teberhabrha217 Ай бұрын
Beja zhalefe hawna ywredkum ahlifu yhabkum ete nsa ka zey hasebeto yewrdela
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 Ай бұрын
Like shera Like shera kab wedi meley 💙 💙💙💙🎉
@DegoliDegil
@DegoliDegil Ай бұрын
Ata donkoro guday meley men you tezaribu wedi bandara esepa
@Spatolina
@Spatolina Ай бұрын
Hasawi zghabher yhkhthlkum seraye aythbel bhalghe wedi khlbhi
@tabiemicheal91
@tabiemicheal91 Ай бұрын
ሓወይ መዓረይ
@abaditbereket9109
@abaditbereket9109 Ай бұрын
Eway haftey ajoki Nhna Eritrawian deki anisto sheramut aykonan. Kabahwatna nabkalaot aynkeyindn ena
@TesfagabrTesfamaryam-up1pb
@TesfagabrTesfamaryam-up1pb Ай бұрын
ባባ ዮናስ ረዚን ዘረባ ❤
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 Ай бұрын
Haqka Abi hawey
@TseghayGhebrat
@TseghayGhebrat Ай бұрын
ኣብ ዝኾነ እዋን በቢ ኣውራጃክን ተመርዓዋ ዝብል ሕ/ሰብ ኣይነበረን
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 Ай бұрын
ነዚ ረሳሕ ንባዕሉ ናብ ሕጊ ኣቕርብዎ ሕብረተሰብ ሙሉእ ይጸርፍ ኣሎ
@jamlahussin3779
@jamlahussin3779 Ай бұрын
Bajkum hagzwa 😢😢
@selamawitweldenseaweldemar4829
@selamawitweldenseaweldemar4829 Ай бұрын
ኣንቱም ሰባት!!! ኣፍቃሪተይ ንዝበላ፥ ሰቤተይ ኢሉ ልቡ ንዝሃባስ--- ገንዘብ ክህባ የብለይን ከይትጠልመኒ ኢሉ ፥ወይ እታ ጋል ነቲ ወዲ ሰብኣየይ፥ኣፍቃሪኤይ እናበለቶ ግን እምነት ኣጉዲላ ገንዘብ ክህቦ የብለይን ክትብል'ሲ ኣይትሓፍሩን ድኩም።ኣፍቂራ፥ኣፍቂሩ'ኮ? ፍቅሪ ነዚ ንስኩም ትሓስብዎ ክትሓስብ ሓይሊ ኣይህበካን ኢዩ ኣሕዋተት!፡ እንተኾነ ተፍቅረካ፥ጻዕርካ፥ድኻምካ ትርዳእ ጋል ይሃበኒ ፈጣሪ በሉ እንበር-- ተሓላሊኻ ወይ ተጠንቂቅኻ ዝዓቢ ፍቅሪ የለን።
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 Ай бұрын
Tkikil❤
@kamkefey
@kamkefey Ай бұрын
ኡዋይ ሽግር ኣራግት ጓል 40 ቁልዓ ዝብል ሓንካስ
@gyytryyff6192
@gyytryyff6192 Ай бұрын
Rip😢😢😢
@zekariasgirmay6960
@zekariasgirmay6960 Ай бұрын
ሳክት ኣታ ወዲ ንሕና ደቂ ተብዓትዮ ንደቂ ኣንስትዮ ቅንትርንፈን ንደሊ ኢና ንሰን ግን ብታዕሚ ንዕቀናና፡ተደልየን ይፈታሓና ኢንተደልየን ይጸርፋና፡ሕጂ ጉዳይና ኣይኮነን ተደልየን ይንባዓ ኢንተደልየን ይተሓረዳ ብአን ምሕሳብ የለን😢
@berhane3670
@berhane3670 Ай бұрын
ኩሉ ሰብ ንገበርቲ ኩፉእ ናብ ሕጊ ምቅራብ ክሰርሕ ኣለዎ
@saliemkifle4470
@saliemkifle4470 Ай бұрын
ኣንቱም ሰባት ሓደ ለባም ተሳኢኑ ንምንታይ ኢኩም ኩላትኩም ጥራይ ንምዝራብ ትጎዩ ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይፍረድን ኢዩ ስለዚ መጀመርያ እታ ጓልን እቲ ወድን ናብ ሕጊ ክቀርቡ ኣለዎም ድሕሪኡ እቲ ሓቂ ይረጋገጽ ድሕሪኡ ነቐፌታካ ትገልጽ እንተዘይ ኮይኑ ትም ኢልካ ሰብ ኣይዉንጀልን ። ካልኣይ ካኣ ስለምንታይ ኢና ንደቀንስትዮ ጥራይ ጭጭጭጭ ንብለን ቅድሚ ሕጂ ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ብደቂ የባዕትዮ ኣይተበደላን ዲየን ብዙሓት,ኮ ተሓሪደን ካብ ፖላሶ ተደርብየን ጥራሕ ዕርቃነን ሸር ተባሂለን ኢየን ሽዑ ግን እቶም በደልቲ ናብ ሕጊ ክቀርቡ ሓደ ሰብ,ኳ ኣይጎስጎሰን ስለዚ ቀዳሞት በደልቲ ኣወዳት ኢና ። ተወሳኪ ናጀርያ,ዶ ጻዓዱ,ዶ የዕራብ,ባ እንዳበልና ብኣምሰሉነት ድቃስ ኣይንክልኣየን ንሕና እንተ ኣሳጉግናየን ናብ ዘዕቁቡ ክኸዳ ግድን,ዩ እንተዘይ ኣክቢርናየን ንዘክብርወን ክመርጻ ባህርያዊ ኢዩ ። ስለዚ ቀዳሞት በደልትን ሰብ ጌጋን ንሕና ኢና ብቐዳምነት ነብስና ንፈትሽ።
@tesfitteklebrhan962
@tesfitteklebrhan962 Ай бұрын
Kedaa nebaa
@Takila1234
@Takila1234 Ай бұрын
ንሱ ብሂወት የለን እሉ ደዩ ንዓኣ ዝጣበቀላ ዘሎ
@K.nachu-xk6uf
@K.nachu-xk6uf Ай бұрын
ሰላም ሓወይ ናተይ አቲ ሓቂ ምስ መን ይደዋወል ኔሩ አንታይ ኣይነት ርኪብ ኔርዎ ምስ ሰበይቱ ብመገዲ መራከቢታት ኪረጋገጽ ኣሎዎ ይብል
@teberhabrha217
@teberhabrha217 Ай бұрын
Sk bel guhaf hasawi beja deki akele gah bel guhaf afaf
@freweyne865
@freweyne865 Ай бұрын
RIP 🙏 Hagos.
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 Ай бұрын
እዚ መንእሰይ ብሕይወት የለን። እቶም ወረ ተረኽበ ተጋማድሑ ግን ጽባሕ ኣባኹም ወይ ኣብውላድኩም ከይትወርደኩም ኣፍኩም ሒዝኩም ስቕ ምባል ይሕሸኩም። እዛ ጓል ዓባይ ትኹን ንእሽቲ፡ እዚ ከም'ዚ ኣጋጣሚ ንኽነደይ ኣወዳት ዘጋጠመ ፍጻመ ኢዩ። ኣነ ዝፈልጠን ጥራሕ ብዙሓት ኣሎዋ። ኣንስቲ ኣቕሽሽቲ ከይተረፋ፡ ንሶም መቐበሊ ሽሻይ ገይሮም ኣብ ጣልያን ይጽበዩወን፡ ንሰን ከኣ ስዊድን ዝኣተዋ ኣሎዋ።
@ostirch3380
@ostirch3380 Ай бұрын
😢😢😢😢😢
@osmansilan1572
@osmansilan1572 Ай бұрын
Fithi N hawuna Hagos 😢😢
@danielmehari8331
@danielmehari8331 Ай бұрын
Abel Naka ezien ab tikitok diwetsia himumat dimension awald
@abrahamzemlu7921
@abrahamzemlu7921 Ай бұрын
በሓቂ ሸለል ክብሃል የብሉን
@woalesk2432
@woalesk2432 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@WediGere-y2n
@WediGere-y2n Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@medimedi8251
@medimedi8251 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
@meletweldehawariat4719
@meletweldehawariat4719 Ай бұрын
Haaaa sedrteeee 😢😢😢😢
@NebyatTeklebrhan
@NebyatTeklebrhan Ай бұрын
😢😢😢😢
@znkidmit
@znkidmit Ай бұрын
ዘገዲሰኒ ኣይኮነን፣ ቈማር ቈማር እዩ፣ ሸባ ጋሕባ እልና ንጻወቶ ዝነበርና ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ፣ ካብ ንጓል ኣብ ኬፋት የሕልወፍዎ እንተ ዝኸውን ክንደይ ሰናይ ምኾነ፣ 60 ሽሕ ኳ ወጋ ሓደ ኲሊት እዩ፣ ዓይኑ እንዳ ረኣየ ዘሃባ እንታይ ትብሉና ኣለኹም መደብ ቀይሩ፣ ንሱ ግዝኡ ዘይቀየር ንሓቲ ጓል ኮፍ እላ ትሸይን ክድዝ ገንዘብ ምንስናሱ ጽሉል እዩ፣ ጥዑይ እንተ ዝኸውን ከማን ነብሱ ኣይመጥፍአን፣
@MerkebTewelde-p9x
@MerkebTewelde-p9x Ай бұрын
Amlak yfredkum 😮😮😮
@Masho-xzb
@Masho-xzb Ай бұрын
Way hwey mengsti semay yewarso nbetesebn fetewtun tsnat yhabkum 😢😢😢😢💔💔💔💔😢😢deky anstyo ahwatey ntenkek 💔💔
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ Ай бұрын
ሓወይ ኣብ ገነቱ የንበርካ ግን ደምካ ከንቱ ኣይክተርፍንዩ አዞም ሎቅማጽ ዝዛረብ ዘሎ ካብቲ ገብዘብ ዝበልዑዮም ሪኮርድ ግበርዎ ኩሉኹም ንንብሲ
@FwetFwet-cm6pu
@FwetFwet-cm6pu Ай бұрын
😢😭😭😭
@YikaTube
@YikaTube Ай бұрын
Brother zihazkayo chibti aloka dyu nalbat kabu bzsemakayo trayy dika tizareb nalbat kaba ke wey dma higi telo keqirbuwa zeyftunu
@AryaFry-ii7ir
@AryaFry-ii7ir Ай бұрын
Yes aekimu agtmin
@gamerking9790
@gamerking9790 Ай бұрын
Anewun kema khasb tsenihe
@SaraHaile-s8k
@SaraHaile-s8k Ай бұрын
Nay behaki xubuk aleka
@MusieAndom
@MusieAndom Ай бұрын
በጃኹም ኩሉኹም ትም በሉ ተኾነ ብሂወት ከሎ ምሓገዝኩሞ ሕጂ ምስ ሞተ እንታይ ዩ ክዓብሰሉ ሕጂ ንሱ ዩ ሓቁ ንሳ እያ ሓቃ ምባል ትርጉም የብሉን ትበድል ኣይትበድል ሰብ እያ ክትጋገ ትኽእል እያ ንዕዑ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንሳ ውን ከይተርክቦ ኩልና ኣፍና ዝሃበና ኣይንዛረብ ትፈልጥዋ ሰብ ተሊኹም ኣብ ጎና ኹኑ
@abrahamzemlu7921
@abrahamzemlu7921 Ай бұрын
እዚ ሽፍንቲ ዝብል ዘሎ ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣለዎ ኣይትስምዕዎ
@azebweldu7852
@azebweldu7852 Ай бұрын
በረኸት ሕሙም ኢዩ ሰበይቱ ምስ ረኣየቶ ዝገደፈቶ 😂😂😂😂
@abrahamzemlu7921
@abrahamzemlu7921 Ай бұрын
@@azebweldu7852 kakkkk
@abrhethaile9681
@abrhethaile9681 Ай бұрын
Rest in peace
@freweinitekie7869
@freweinitekie7869 Ай бұрын
ሰቅእልካ አይችዛረብ ተሐላቂ አይትኩን ሐጋዚ እታጓል ኮይንካ ሐተፍተፍ አይትበል ጀልጋድ እታጓል አብ ሕጊ ኸትቀርብ አለዋ ሰብ ቀቲላ ሸለል አይባሀለን እዩ ወፅአ ክትዛረብ አለዋ
@meazaeyab4380
@meazaeyab4380 Ай бұрын
Eway Gidefuwo tray haqi Ay konen beyen yfelto ete wed haqi tezarebu hisebu eske
@FrimoDawi
@FrimoDawi Ай бұрын
Don't trust no bady bro
@Nini.Asmara
@Nini.Asmara Ай бұрын
Nayza tbeki zela gul telefon alekum do please
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 Ай бұрын
Eway. Abeil hawey himake geze bixhena eina biflay bete ichirstianat eyene nezi hizbi keternifio zgebae betamiii. Nayze WEDE miote azeyou ahizenuni 😢😢😢 tehaweku endeyou miskinay kinue seb mikanuuu yhiezene 😢
@okubaytekle6407
@okubaytekle6407 Ай бұрын
Eway hawey ezgabiher amlak ab genet ykebelka
@Hmars2018
@Hmars2018 Ай бұрын
😢
@frezgimelawut183
@frezgimelawut183 Ай бұрын
bezi ekay zfetwek
@FrimoDawi
@FrimoDawi Ай бұрын
Look your life okey don't judge big melhes
@azaleshmogos4693
@azaleshmogos4693 Ай бұрын
Rip
@fretafsehaye1363
@fretafsehaye1363 Ай бұрын
Hibey konka tiref akele guza xubukaten gobozaten hezbi eyom hibey nibalus hibey ka yebel Srat zybelu
@MengistMengist-w4m
@MengistMengist-w4m Ай бұрын
አየ መከራ ተዘሪበ ኢልካ ዲኻ እዞም ገንዘብ ተወሲድና ኢሎም ዝዛረቡ አይጠቅሙን ዮም ክንድዚ ዝአክል ገንዘብ ዋላ ንማነም አይዋህብን ሰበይቲ ሰበይቲ ምኻና አይተርፋን ዩ ገንዘብ
@Mesgana7
@Mesgana7 Ай бұрын
Way bhade bedali sebay wey sebeyti kulu lekimka xerfi. Deki anstiyo deki tebaetiyo aykonen zegem Hzbna kudus lebam hzbi eyu🇪🇷
@MeryemNoorhusein
@MeryemNoorhusein Ай бұрын
ክዛረብ ኮሎ እቲ ትዕግስቱ ነብሱ ዝቐትል ኣይመስልን ቁሩብ ክንድየናይ ካይነብር ምስበለ ፈርሐ በቲ ዝተዛረቦ ድማ ድኹም ኣይኮነን እለ ይዳዓዐስ ነረ ሞቱ ክሰምዕ ሰምብደ ገለ ሓቂስ ኣሎ ዝኾነ ኾይኑ እዩ ሰልዱ ንወለዱ ደበስ ትስደደሉ ኣብ በላሶ ህወቱ እንዳፈረሐ እዩ ሰርሕዎ ወዶም ሲ ምስ ናፍቐቶም ሕማቕ ሰምዖም ከምዚ ገሩ ዝሰረሖ ክትበልዖ ሓራም ሓፍትና እያ እቲ ስደት ምረቱ ዝፈጠሮ ሽግር እዩ ግን ገንዘብ ተኸፋላይ እዩ ወላ ተቐልታ ንስድርኡ ትስደደሎም ኣላይኦም ስእኖም ብገንዘብ ክጭነቑ እዋይ ሓወይ በዳልኻ እዱ ኣይስኣን ጽንዓት ይሃቦም ስድራ ኣቖምጥና ኣብ ዓዲ ኣማን እንዳበሉ ኣየይ ናህናስ ዋና ዝሳኣነ ህዝቢ
@gpmedia421
@gpmedia421 Ай бұрын
Mejemerta nezi zzareb zelo ab hgi kikerb zelowo, tetabaki ymesil kishfn, kalaay neti wedi zblo zelo kemxo alowo.
@danielmehari8331
@danielmehari8331 Ай бұрын
Ezien abtikitok ziewla diey awakd naka come on
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 Ай бұрын
Hasawi beljum msatewet txerfon genzeb ika T ewdeni ilatni ilu anta motmat nmtay thsu
@astertesfay4887
@astertesfay4887 Ай бұрын
Ata kindey u tekfiluka kmzee elka kitzareb se hilnaka ke kmey yserhalka😢
@TedinateyTedinatey
@TedinateyTedinatey Ай бұрын
Ata gohaf nay adka gber
@medimedi8251
@medimedi8251 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@selienegassi
@selienegassi Ай бұрын
Newih gze tefiekana abimedabatka azyu azyu tsbuk eyu
@danielmehari8331
@danielmehari8331 Ай бұрын
Hibreteseb bezuen naybtiktok ayitgemto
@FthiGuesh
@FthiGuesh Ай бұрын
ሐጂ ምስ መተስ ብሰካ ትዛረብ ኣለካ በጃኩም ስቀበሉ
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 Ай бұрын
ገንዘብካ ዝለመደ ፍቅሪ አናጠፈኤ አናጠፈኤ አዩ ዝኸይድ አታ ዝወለደድካ ወላዲት አውን ፍቅሪ አዩ ዝጠፍአ
@MHRYEGHEBAR
@MHRYEGHEBAR Ай бұрын
ካብ ገዛ ኣይትወጺእን ኢያ ፡ ንሳ ኣይጠለመቶን ትብል ዘለኻ ፡ ጽባሕ ኑግሆ ተሓቲትካ ክትደግሞ ኢኻ ፡ ምስቲ ክቕትለካ እየ ዝብሎን ዘፈራርሖን ዝነበረ ወዲ ርክብ እንድሕሪ ዘይብላ ፡ ካብ ምንታይ ተበጊሱ ከፈራርሖን ክፍክረሉን ክኢሉ ? እንታይ ኣራኺቡዎም ፡ ቴሌፎኑ ኸ መን ሂቡዎ ? ንስኻ ነታ ጋልን ነዚ ፈካሪን መፈራርሕን ወዲ ኣብ ጥቓይ ኢዮም ትብል ኣለኻ ፡ ጽቡቕ ኣፍልጦ ዘለካ ኢኻ ትመስል ዘለኻ እሞ ፡ ንዝመጸካ ሕቶታት ክትምሊስ ድሉው ኩን ።
@Yo-ll1ek
@Yo-ll1ek Ай бұрын
Bxbx eka
@merhawitesfamariam2424
@merhawitesfamariam2424 Ай бұрын
99 eyen zey emena
@gherekiflay1484
@gherekiflay1484 Ай бұрын
Ata gidefena zeynebereka do temxie eka bae lebam lebam eka txawet akbirnayen ke entay rekibna
@danielmehari8331
@danielmehari8331 Ай бұрын
Tsilulat koynen😊
When u fight over the armrest
00:41
Adam W
Рет қаралды 24 МЛН
ТЮРЕМЩИК В БОКСЕ! #shorts
00:58
HARD_MMA
Рет қаралды 1,6 МЛН
Trick-or-Treating in a Rush. Part 2
00:37
Daniel LaBelle
Рет қаралды 44 МЛН
Wedi hambir የቃጥቦ ኣሎ
39:21
Habesha Lyrics
Рет қаралды 33 М.
ካምፓላ፥ ቦዳ ቦዳ ዝገብርዎ ጉድ!
15:57
Aklilu H.michael
Рет қаралды 52 М.
አፍላ ፍቅር 74 - School life /ስኩል ላይፍ/
45:28
Liyu cinema
Рет қаралды 60 М.
ПРИКОЛ ОТ ПАРНЯ (@maria_sabater24 - TikTok)
0:17
В ТРЕНДЕ
Рет қаралды 6 МЛН
Играют в крысу🐀😂 Михаил Литвин и Равшан
0:46
ЛЕГЕНДАРНЫЕ НАРЕЗКИ
Рет қаралды 3,6 МЛН