ቀጥታ ፈነወ ምስ ጆን ብላክ & በየነ ዉፉይ ካብ ሆላንድ

  Рет қаралды 141,088

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

ቀጥታ ፈነወ ምስ ጆን ብላክ & በየነ ዉፉይ ካብ ሆላንድ

Пікірлер: 557
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 2 жыл бұрын
ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ👇 Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow
@Rijasebna
@Rijasebna 2 жыл бұрын
ሎሚ ንስለ ሓድነት እዚ መንእሰይ ኢልኩም ዝገበርኩሞ መስዋእቲ ፡ ናይ ጆን ትሕትና ፡ናይ ሰልጠነ ትግሃት ፡ናይ ውፉይ ንቅሓትን ናይ ብሓቂ ዝነኣድ ነገር ዩ ። ኩላትኩም ድማ ለባማትን ውፉያትን ኢኹም እሞ ፡ ኣብ ዓወት የራኽበና ደስ ይበልኩም ። ብ፡ኣ፡ጆ ።
@Kidyon
@Kidyon 2 жыл бұрын
ደስ ኢሉና ናይ በሓቂ ውፉይ በቃ ኣባካ ኢዩ ተስፋና ጂን ከኣ ጅግና ግን ማራ ስሚዒታዊ ኣይትኩን 💙💙✊
@selamawikahsai5664
@selamawikahsai5664 2 жыл бұрын
That’s absolutely beautiful.Good to see you both together. I feel like we are in different level regarding our politically maturity at the moment and this brings a great hope to our people who are oppressed by the cruel regime. #Tefetawi,much respect for what you have been doing and particularly for meeting #John and #wufuy in person and providing them a platform to clear the misconceptions for everybody.Great work as usual 👋👍
@abrahamtkue691
@abrahamtkue691 2 жыл бұрын
Our heros happy to see you together 🥰🥰🥰god bless you all
@chanelfishwedi
@chanelfishwedi 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ን ጆን ምስ ውፉይ ከተራኽቦም ምኽኣልካ ክትምስገን ይግበኣካ። ጆንን ውፉይን ፍልልይኩም ኣጽቢብኩም ክትረዳድኡ ተስፋ ንገብር።
@mendelay6645
@mendelay6645 2 жыл бұрын
ሰልጠነኾ ሃዲሙ እዩ ካብ ሎንዶን ከይዱ ክክክ
@dawitweldemariam6965
@dawitweldemariam6965 2 жыл бұрын
ንዓኹም ዝገልጸሉ ቃላት ስለዝሓጽረኒ፣ብሓጺሩ you are the best!!
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 2 жыл бұрын
ኣጆኹም አዞም ደቀይ ክንዕወት ኢና ሰላምኩም ይብዛሕ።
@vipistarl5973
@vipistarl5973 2 жыл бұрын
ኣምላክ ንህዚብካ ረአ መንሰይ ዓቅሊ ወዲኡ ህድእ በሉ
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 2 жыл бұрын
የቀኔልና ክብረት ይሃብኩም ብሩካት የሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብ ፍቅር ብዙሕ መክሰብ ኢካ ትረክብ ዓወትን አሳልጦን ይሃብኩም አብቲ ኩሉ ትገብርዎ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️💐💐💐
@thomasfishaye9273
@thomasfishaye9273 2 жыл бұрын
It’s good to see you guys like this the enemies will hide under their blanket ብዙሕ መቀይሮ እዩ ዘሎ ካብ dark future ናብ ብሩህ መጻኢ ምባል ከማን በጺሕና
@abetybaye1950
@abetybaye1950 2 жыл бұрын
ጆን ብጣዕሚ ጽቡቕ ተዛሪብካ ንስኻ ወትሃደር ኢኻ ዉፉይ ድማ ፖለቲከኛ እዩ ስለዚ ነዚኣ እንተ ፈሊጥካ ክንስዕበካ ኢና
@girmaiabraha5347
@girmaiabraha5347 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ነዛ ጉዳይ ጊዜ ከይወሰደት ጆንን ውፋይን እውን ብንጹህ ልቦም ምቕራቦም ሰለስቲኹም ተዓዊትኩም ደስ ዘብል
@mendelay6645
@mendelay6645 2 жыл бұрын
ሰልጠነኾ ካብ ሎንዶን ሃዲሙ እዩ ከይዱ እምበር ንዐኦም ከራክብ ኣይከነን ክክክ
@dawitkifle9183
@dawitkifle9183 2 жыл бұрын
ክቡር ሓው ጆን ምስ ዝኾነ "ባዕዳዊ ሓይሊ ክህሉ ዘለዎ ርክብ ኣብ ረብሓ ዝተሰረተ ኽኸውን አለዎ" ዝብል ተሪር መርገጺኻ እምነ ኩርናዕ ሓሳብ እያሞ ኣብኣ ርገጽ 👌
@bobsmart8302
@bobsmart8302 2 жыл бұрын
Ganien yrgexka
@Samiyemane-b2o
@Samiyemane-b2o 2 жыл бұрын
What an amazing type of integration! Our enemies won’t sleep at all . Let’s go ahead with loving and respecting one to another ! I am very proud of you, guys.
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
I'm so proud of you guys 💯👍 my happiness is beyond my words to see you all together 👏👏 keep going 🙏❤💖❤
@takeyourc7244
@takeyourc7244 2 жыл бұрын
እታ ጆን ዝብላ ዘሎ ናይ ብሓቂ ኣገዳሲት እያ። ሙሁራት መራሕቲ ናይ ግድን የድሊ። ተበዓት መናእሰይ👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 2 жыл бұрын
በዓል ብሩህ ኣእምሮ ኢካ ዝሓወይ
@habesha132ab
@habesha132ab 2 жыл бұрын
እወ ኣየሑሉፉን እምበር
@Berhane-
@Berhane- 2 жыл бұрын
ጆኒ ውፉይ ሰልጣነ፥ ኣጆኹም ዘኹርዕ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም። ቃል ስዉኣት ኣቦታትኩም ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ። እዚ ከዳዕ ሻዕብያ ኢዩ ኣብ ጌጋ መንገዲ ዘሎ ፥ ኣንጻር መስዋእቲ 30 ዓመት ዝኸይድ ዘሎ ።💪💪💪💪💪💪💪💪💯💯💯💯💯💯😘😘😘😘
@ቢቲጓልንግስቲሳባ
@ቢቲጓልንግስቲሳባ 2 жыл бұрын
ኣቱም ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ዉፉይ ዘሎ ዓቅሚ ተቀምሉ ብጣዕሚ ብስላት መንእሰያት ኢኩም ሰልጠነ ዉፉይ ጆን በርትዑ ኣብ ጎንኩም ኣለና ጀጋኑ💙💙💙።
@msgnazeru3431
@msgnazeru3431 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ሱሉጡን ጅግና ግዜካን ገንዘብካን ኣሰዊኢካ ምስኩሎም፡ኣናብስ ደለይቲ ፍትሒ ምርካብካን ምዝርራብካን ንቅድሚት ጥራይ ዓወትና ቀሪባ እያ
@xgeredamh8460
@xgeredamh8460 2 жыл бұрын
Genzebu dea bgofandami ketwo endyu .kkkk tmali dea ab shewden aynberen dyuom
@WediEmbaye
@WediEmbaye 2 жыл бұрын
@@xgeredamh8460 ኣታ ኢቲ ሪኢስካ እምበር ዶ ይሰርሕ ኢዩ ምስ ሕልናካ ገና ምዝርራብ የድለካ ኣሎ ኩቡር ሓው
@robrahk1432
@robrahk1432 2 жыл бұрын
ኣንታ እዚ ብላክ ዓርከይስ ናብ ፍረሽ እንበር ተቐይሩ።ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።
@themosthigh808
@themosthigh808 2 жыл бұрын
This is absolutely amazing to see all three of my brothers together, it speaks volumes 👏🏽🗣🙏🏽
@mussieredabdanjew1889
@mussieredabdanjew1889 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ሰልጠነ። ነዊሕ መንገዲ ተጓዒዝካ ንተንኮል ጸላእትና ኣፍሺልካዮ። ውፉይን ጆን ብላክን፡ ብጣዕሚ ብስለት ኣርኢኹም።
@ቆራፅወዲቢትወደድኣብረሃ
@ቆራፅወዲቢትወደድኣብረሃ 2 жыл бұрын
WOW i am so happy to see you together. We expect more from you guys💪💜Birgid Nihamedu 💜 💪
@Lily-js6pc
@Lily-js6pc 2 жыл бұрын
God bless you brothers Selene, Beyene, and yohannes .you gayes are a voice of our voiceless people.
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j 2 жыл бұрын
ውፉይ ዘምጻኣ ሓሳብ ቅብልቲ ኢያ። ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ፍሉጥ ኣፈይና ክህልዎ ኣለዎ። ጆን ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ካብ ዝዋሳእ ንደሓር ኣወንታዊ ምዕባለታት የርኢ ስለ ዘሎ፡ ናእዳ ይግብኦ።
@tigrignapost
@tigrignapost 2 жыл бұрын
ኣቃዉማኹም ንጸላኢ ዘርዕድ'ዩ ደስ እኳ በለና ከምዚ ኢልኩም ምስራኣኸለ!
@weyno5218
@weyno5218 2 жыл бұрын
ከም ጆን ብላክ ቁኑዕ ሰብ የለን ብሓቂ እቲ ዋዒ ገዲፍካ ምጽራፍ ገዲፍካ ቁኑዕ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ዉፉይ ብጣዕሚ መዳርግቲ ዘይብሉ ቡሱል ሰብ እዩ. ሰልጠነ ፈጣሪ ማስሜዳ ቀቀጽልዎ ግን ሰልጠነ ሓንቲ ክብለካ ዝደሊ ዝኮነ ጉዳይ ዉዑይ ነገር ተመጽዩ ብፍላይ ኣብሞንጎ ደለይቲ ፍትሒ ብዉሽጢ ክፍታሕ ኣለዎ ናብ ማስ ሜዳ ከተምጽኦ የብልካን ቡዙሕ እንዳሰራሕካ ኣብዛ ዝብለካ ተጠንቀቀላ
@kiflezigta759
@kiflezigta759 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝኮነ ኢሂን ሚሂን ኣጀኩም ኣጆና። ኮምዚይ እዩ ትዝድለ ጽቡቅ ዝኮነ ምርድዳእ።
@mbbm2385
@mbbm2385 2 жыл бұрын
ዋውውውውውውውውው ፍቕሪ ስዒራ ብራቮ ሰልጠነ ምስ ፍናን ክኣ ከምዚ ናይ ሎሚ የርእየና👍👌🙏
@shishaygeregere994
@shishaygeregere994 2 жыл бұрын
ጆን ውፉይ ሰልጠነ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘሎ ፀገማት እዳ ተራዳደእኩ ሓሳባት እዳ ተረዳእካ እዩ ዝፍታሕ እሞ ኣጆኹም ግዜኹም ስራሕኩም ሰውእኩም ንህዝብኹም ከይትሓለኤልኩም ክትውድብዎን ከተንክሕዎን ከይተሓለልኩም ትሰርሕዎ ዘለኩም ክትዕወቱ ምኻንኩም ናይ ግድን እዩ መእሰይን ህዝብን እተ ተበጊሱ ዓወት ናይ ግድን እዩ በርጌድ ንሓመዱ ይዕወት ዓወትና ብቅልጽምባ
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j 2 жыл бұрын
ክቡር ሓውና Tefetawi ጎይታ ይባርኽካ። ንስኻ ባሓቂ ናይ ሰላም ሃዋርያ ኢኻ። Thankssssssssssssssssssssssssssss
@zeraytsegay7511
@zeraytsegay7511 2 жыл бұрын
What an amazing day!!!! ሰልጠነ ናይ በሓቒ ኣድኒቐካ ሰብ ብlive ወይ ድማ ብተለፎን ተደዋዊሉ ክራኸብ ከሎን በኣካልን ዓቢ ፍልልይ'ዩ ዘለዎ፥ ከምዚ ጌርኩም በሓደ ምርኻብኩም ድማ ዓቢ ለውጢን ተስፋን'ዩሞ ነቲ ደላይ ፍትሒ ብጣዕሚ የመስግነኩም። Good bless you guys!!!!!!
@zerukidane5287
@zerukidane5287 2 жыл бұрын
We are so happy to see you all and it was a great discussion
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya 2 жыл бұрын
ጀጋኑና እንቃዕ ዓይኒ ንዓይኒ ተረኣኣኹም ተፍየይ ዓቢርካ ኤውሮፓ ኣይተሰማምዓካን ድዩ😘😘😘😘💪💪💪💪💊💊💊💊💙💚💙💚💊💚💙💚💙💚🥰🥰🥰🥰
@Lily-js6pc
@Lily-js6pc 2 жыл бұрын
We love you brothers our “heroes” God bless again thank you for your effort’s .
@marthayitbarek2881
@marthayitbarek2881 2 жыл бұрын
So proud of you my brothers 🙏
@habtomhs
@habtomhs 2 жыл бұрын
ክላእ ኣንታ ሎምስ ተስፋ'ለና:እዚ መንእሰይ ሰብ ዕላማ ኣብ ሞንጎ እንዳኣተው ምበር ባእሲ የብሎምን::ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል 🙏
@user-bk5lf9mn6w
@user-bk5lf9mn6w 2 жыл бұрын
ውይ ተመስገን ከምዚ ኢልኩም ምስ ረአኩ ተሓጊሰ ❤️
@muluebrhantekle4559
@muluebrhantekle4559 2 жыл бұрын
We are happy to see you together,you discussed about future I feel proud of you.
@dawitbahta637
@dawitbahta637 2 жыл бұрын
ሓደ ካብ ሓደ ዘይበላለጹ ብሉጻት ከም ክልተ ዓይኒ ጠመትን ተሓለውትን እዮም እሞ ብክብሮም ንሓልዎም ነተባብዓዮም። ጆን ውፉይ ሰልጠነ ነመስግነኩም ሰልጠነ ደላይ ጽቡቕ ትገብሮ ዘለኻ ተወፋይነት ዝምስገን ታሪኽ እዩ።
@buruheumexaina8749
@buruheumexaina8749 2 жыл бұрын
ሎማዓንቲ ብታዕሚ ኢየ ትሓጊሰ ሰልጠነ ካኣ ጻማካ ይሃብካ ጅንን ዉፉይን ባኣካል ብምርካቦም ሓጎስአይ ወሰን የቡሉን ።ዛዓመት ዚኣ ንወርድ ንኮዉን ንዓድና ኣጆና ጥራይ
@singersamimario6898
@singersamimario6898 2 жыл бұрын
ኣጆኩም ሰብ ሕድሪ ኣካል ህዝቢ ሎሚ ኣዚዩ ደስ ዝበለኒ ምምክካርኩም ብኣክብሮት ክትቃባበሉ ምክኣልኩም መርኣያ ወጻዕኩም ቃልስኩም ፣ ዝተወዳኩምን ዝተረዳኣኩምን ብምካኑ ባህ ኢሉኒ ።
@burhanekahsay565
@burhanekahsay565 2 жыл бұрын
ዋውው ተስፋና ኣባኻ ዩ ዉፉይ ሰልጠነ ክኣ ነአዞም ጀጋኑ ምክራብካ ነመስግን
@eriger1988
@eriger1988 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝድነቕ ዝርርብ እዩ ቴፌ ኸኣ ምስ ፍናን ኣብ ሓንቲ ጣውላ ክትዛራረቡ ተስፋ ይገብር ምኽንያቱ ኣብ ሆላንድ ስለዘለኻ ፡ ፍናን ተፌን ክልቴኹም ኣብ ህዝብን መንእሰይን ዘለኹም ጽልዋን ልዕሌኹም ስለዘየለ
@dawitmichaeldebushu7505
@dawitmichaeldebushu7505 Жыл бұрын
ከምዚ ብምክብባር ብድስፕሊን ንብዙሕ ክብርታት ኣዘካኪርኩምና ናይብሓቂ ደቂ ለባማት ደቂ ዓበይቲ ዘሕጉስ ዝርርብ ኣካይድኩም ። ኣነ ከም ነጥቢ ግን ክትስመረላ ዘለዋ ከመይ ጌርካ ንውሽጢ ትኣቱ ክሕሰበሉ ኣለዎ ሰብ ኩሉ መሪሩዎን ተወዲእዎን ኢዩ። ኣጆኩም ሰልጠኑ ናይ ብሓቂ ስልጡን ከም ስምካ ዉፉይ ተቀዲሑ ዘይውዳእ ፍልጠትካ ንኣዳም ገረሞ ኮይኑ ኣጆካ በርትዕ ጆን ብላክ እውን ይበል ልቦና ኣጆኩም።
@yumunazerkawi6112
@yumunazerkawi6112 2 жыл бұрын
Waww it's so good to see you together John & wufuy as well as seltene ur playing a big role thank you for ur sacrifice much respect 👍😘💪💪
@WediEmbaye
@WediEmbaye 2 жыл бұрын
ዋዋዋዋ ብጣዓሚ ደስ ዘብል ደስ ይበልካ ተፊየ ኩቡራት የሕዋት ስለ ውጹዓት ጊዘኩም ሰዊኢኩም ምምጻኩም ክብሪ ክስምዓኩም ይግባእ ኣነ ደስ ኢሉኒ ደስ ኢሊኩም ንበሩ
@binigmichael2117
@binigmichael2117 2 жыл бұрын
I'm grateful to see you together with the fruit full live discussion be work more leadership and also make clear road map of the new movement.
@mylife-1125
@mylife-1125 2 жыл бұрын
ደቂ ህዝቢ እንኮዕ ደስ በለኩም ሕብረት እዩ ሓይሊ ህዝቢ _ዓብይ ዓወት እዩ። ✊💪💪💪💪💪💯💟📢📢✌️🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑
@sorrybigsorry4515
@sorrybigsorry4515 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ሓወይ ሓደ ነገር ከረደኣካ ኩሉ ግዜ ጸላኢኻ ክጋገ ከሎ ኣይትኽሎፎ እዩ ናተይ መልአኽቲ ህግደፍ ጽቡቕ ናይ ጌጋ መንገዲ እዮም ሒዞም ዘለው ይቐጽልዎ ግደፎም
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ሓወይ እቶም ህግደፍን ምስ ተጋሩ ጸገም ዘለዎምን ነቃዕ ረኪብና ኢሎም አብዚ 2 ማዓልቲ አጽሚሞምና ቀንዮም ቁሩብ ከአ ተሰኪፍና ፍሕ ንከይንብል ጀግና ሓውና ግን ዕብስ አበልካያ ❤️🙏👍🏽
@ቆራፅወዲቢትወደድኣብረሃ
@ቆራፅወዲቢትወደድኣብረሃ 2 жыл бұрын
Hgdf xerifom elu fah zibl mergexi yelen44
@batsebabere4386
@batsebabere4386 2 жыл бұрын
ኣብ ቃልሲ ተባዕ መራሒ በዓል ሓሞት ከም ጆን ብላክ ክፈርዩ ኣትብዕና ንስራሕ ከም ውፉይ ካድር ፖለትካ ከኣ ኣትቢዕና ንስራሕ ከምዝኣ እተግርና፡ክንዕወት ግደን፡እዩ ብፍላይ ንጸላእካ ጭካነ ክተርኦ ኣለካ ኣብ ቃልሲ፡ከኣ ጨካን እተኮንካ ጥራይ ኢካ ጥዕወት ።
@daniela7019
@daniela7019 2 жыл бұрын
Good to see y’all together jeganu
@habtomkiflay3247
@habtomkiflay3247 2 жыл бұрын
ውፉይ ብሉጽ ሓሳብ ኩሉ ምሕንጻጽ መደብን ውደባን ብርገድ ንሓመዱ ብውሽጢ ክከውን ኣለዎ። ዓድና ክንእቱ ኢና ኣጆኹም ብሉጻት ኣሕዋት። እዛ ህዝብና ድራር ደቁ ገዲፉ፡ ስረ ኣእዕጢቑ ካብ ሳሕል ኣስመራ ሓንጊሩ ዘእተዋ፡ ሕጂ ግን ህዝብና ክሒዳ ምስ ኣምሓራ ወጊና፡ ንህዝብና ብብረትን በትርን ክትዝልዕፍ ትውዕል ዘላ ኣረሚናዊት ጉጅለ ክንቀብራ ኢና።
@berekeberhila9876
@berekeberhila9876 2 жыл бұрын
We are happy to see together, we hope from them tomorrow and future life both brother's 🙏
@user-ib2rx5cf5y
@user-ib2rx5cf5y 2 жыл бұрын
💙💙💙💙
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 жыл бұрын
ኣናብስ ስራሕ ኣቦታትኩም ሰሪሕኩም ኣሰይይይ❤ ኣቦታትና ተቃቲሎም እኳ ቤ/ፍርዲ ኣይከዱን ኣብ ባይቶ እዮም ዝዳነዩ. ጸላእትና ህግደፋውያን ቅርጽ ኣቢልኩሞም ካልኦት ካባኹም ይማሃሩ ስልጡን ለባም ጽቡቕ ስራሕ 👌👍❤️🌹🌹🌹
@DesetAfeworki-lh1sn
@DesetAfeworki-lh1sn Жыл бұрын
💕💕💕💕👌👌👌👌👌👌
@helenkahsay4257
@helenkahsay4257 2 жыл бұрын
Our beloved brothers, how is beautiful to see you all together…. Hope Seltene you will get along with Fenan App as well please…
@knowledgeisjesus
@knowledgeisjesus 2 жыл бұрын
We are Tigrayan and Eritrean one berged👌🏻!!
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 2 жыл бұрын
ኣጆኹም ጥራይ ደቅመን ድኹም ደቂ እቶም ነቅ ዘይ ብል ዕርዶም እድኹም ኣቦታትና ጀጋኑ እዮም ናመን ዳኣ ክትወስዱ ኣቦታትና በዚ ሕማቅ ስርዓት ኣፎም ታዓጽዮም እበር ኣብ መትከሎም ጹኑዓት እዮም
@hagosminia6431
@hagosminia6431 2 жыл бұрын
Thanks for your knowledge and your time our hero ♥️🙏🏼🙏🏼🙏🏼👊👊👊👌👌👌👌👍👍👍
@meseretsium5478
@meseretsium5478 2 жыл бұрын
Weldone Seltene. John Black wn gega kfter kelo btbat ageb mbalka btaemi eye zednqeka. John blak Zeytegageye knsu meneseyat sle zeyeteqebelwo neti natu reito : kem nashtu ahwatu meten akbiru yqreta mhtatu lboneun ab leli meneseyat zelewo akbrotn zerei eyu. Wufuy bakal terekibu kzate mmxeu zmsgen eka ente kone : kemti nay john black zgebero yqreta khatt enda texebekwo yqreta zeymhtatu keygeremeni ayterefen.
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 2 жыл бұрын
Tefe hi you are the luckiest person🙏 on Earth spending time with Eritreans justice people in Europe.. Have fun ✌️👌
@danielhabtemaryam341
@danielhabtemaryam341 2 жыл бұрын
Wawwwwww Btami des zbal Seltene and Wufuy and John Kings ♥️♥️♥️👍👍👍💪🏻💪🏻💪🏻 Ajokum brged nhamedu maskum ayu zelo ❤❤❤
@sdetmekera6957
@sdetmekera6957 2 жыл бұрын
We are SO happy to see together
@warroom5739
@warroom5739 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ😊😊😍😍😍 ኣኹሪዒኹሙኒ።
@lidiatekle2089
@lidiatekle2089 2 жыл бұрын
Thank you guys for your time and great work
@berhanaosbourne311
@berhanaosbourne311 2 жыл бұрын
Thank you all , Brged Nhamedu jeganu Ajona.
@tsegahaylemichael1399
@tsegahaylemichael1399 Жыл бұрын
ኣሰይ ስብ ግርማ ደስ ክትብሉ ከምቲ ንጎሆን ምሸትን ደኺምና ከይ በልኩም ንህዝብኽምን ንቲ ውጽዕ መንእሰይ ትግብርዎ ኣምላክ ጻማኹም ይተካአልኩም ኣሕዋተየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@tsegahaylemichael1399
@tsegahaylemichael1399 Жыл бұрын
ከም ካልአይ ስደትና ከም መጽዓን ይጠቕለል ወይም ይሓጽሮ ብቲ ትግብርዋ ዘለኩም ጻዕሪ
@lemlem7065
@lemlem7065 Жыл бұрын
ኣሰይይ ጡዑማትእግዚአብሔር ኣብ ኩሉ ትግብሩዋ ምስኩም ይኩን ብጣዓሚ ኣይ ከይተፈለጠን ተወዳኡ ፕሮግራምኩም♥♥♥😘
@misginaabraha1208
@misginaabraha1208 2 жыл бұрын
ስላም ስልጠነ ምስ ኩቡራት ኣጋይሽካ ውፉይ ጆን ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ዩ ብምክብባር እዚ ኢና ንደሊ ዘለና ኩሉ ደላይ ፍትሕ ፍልልያቱ ኣጽብቡ ንዚ ሽፍታ ስርዓት ንምእላይ ኣብ ሓደ ክንመጽእ ኣለና ኣብታ ንምነያን ንሓስባን ሃገርና ናጻ ናይ ምዝራብን ምጽሓፍን መስል ዜጋታታ ተውሕስ ሃገር ምስ ፈጠርና ሰብ በቲ ዘሎዎ መስል ተጠቂሙ ናብ ደስ ዝቦሎ ባርቲ ይከይዲ ወጽዓ ህዝብ ትግራይ ድማ ወጽዓና ስለ ዝኮነ ብሓንሳብ ኮይና ንወጻኢና ምጥፋእ ዩ ምርጫና ሰልጠነ ድማ ኣጆኻ ቀጽሎ ይብለኻ ስላም ምዓልቲ።
@tedros8953
@tedros8953 2 жыл бұрын
what a great news may the lord Jesus bless u.
@ritajossi1880
@ritajossi1880 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ኣሕዋተይ ሕበሩ ሰመሩ ፍቅርኹም የሰስን 🙏❤❤❤
@tesfayberhe8632
@tesfayberhe8632 2 жыл бұрын
It’s good to see you together thank you guys keep doing this kind of discussion ❤
@dawittekle6469
@dawittekle6469 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ጅግና። ጹቡቕ ስራሕ። እቲ ጸገም ባዕልና ኢና ንዕብዮ ዘለና። ፈቲና ጸሊእና ኩሉ ትግርኛ ተዛራቢ ሓደ ህዝቢ ደቂ ሓደ መንንነት ኢና። ግን ኣብ ክልተ ሃገራት ኢና ንነብር። ካብ ሕጂ ጀሚርና ተጋሩ እንድሕር ተባሂልና እወ መንነትና እዩ ኢልና ክን ኮርዕ ኣለና። ኤርትራዊ እየ ኢልካ ንትእምኖ ኣካል የለን። ትግራዋይ ተባሂልካ እንድሕር ተቖጢዕካ መፍቶ ህግደፍ ክትከውን ኢኻ።
@jossijosawi341
@jossijosawi341 2 жыл бұрын
ክንደይ ክጥዕም እዩ ናይ ዉፉይ ዘረባ ለባም፡ስነስርዓት፡ስነምግባር፡ክብረት ዘለዎ ሰብ
@ermiyasabraha4944
@ermiyasabraha4944 2 жыл бұрын
Ane ke kednko ane kgermeka kem jon eye smiaitawi eye gn kemzi nay Wufuy hde eilka mzrab kekneani meoat eyu
@amanrezene3961
@amanrezene3961 2 жыл бұрын
ባሓቂ ምስ ስድራና ተራኽበና ዘለኻ ኮይኑ ተሰሚዑና Thanks
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny Жыл бұрын
ብሓቂ እግዚብሔር ኣምላክ ምሳኹም ይኹን ጀጋና ልባማት😍😍😍😍🇻🇳
@berhanetewelde5577
@berhanetewelde5577 2 жыл бұрын
ኣናብስ ከምዚ እዩ ዘድሊ ኣጆኹም ጥራሕ ሕብረት እንተሃልዩ ፍታሕዉን ኣሎ ።
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 2 жыл бұрын
Wufuy the golden man and man of the century may God blessing you my dear ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h 2 жыл бұрын
ቡሩኻት ኣሕዋተይ ጆን ብላክ ካብ መጀመርያ ጽቡቅ ኢዩ ነይሩ በርጌድ ንሓመዱ ርእሱ ዝከአለ በርጌድ ንሓመዱ ኢምበር ቲዲኤፍ ኣይኮነን ጆን ጽቡቅ ኣሎ እሕዋት ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣጆኹም ኣይትፋላለዩ
@habtomgebrehiwet3697
@habtomgebrehiwet3697 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkk ኣታ እዚኦም ኮ ነዓና ከስሕቑ ዮም ተፈጢሮም ክክክክክ
@nuguseegn5087
@nuguseegn5087 2 жыл бұрын
May almighty lord bless you brothers ❤❤❤
@tiblezbella5693
@tiblezbella5693 2 жыл бұрын
Welcome! Kuburat John Wufuy Seltene 🙏🍀🌾👏🌿🌻💚💙🌻🌿👏🌾🍀
@samsonbereket2392
@samsonbereket2392 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ። ከም ሚድያ ዝውንን ሰብ ነቶም ብስምዒት ኣብ ሚድያኻ ወጺኦም ዝዛረቡ ብጥበብ ሕቶኻ እናቀያየርካ ምለሶም። ካልእ ሰብ ኣብ ቃልሲ ሰስርሑ፣ ማለት እቲ ዘድምዓሉ ተዝፈልጥ ጽቡቅ ኔሩ። ሓደ ኣብከሉ ከሰርሕ ተበለ ከድምዕ ኣይክእልን እንትርፎ ስምዑት። እቲ ዝበለጸ ድማ ቅድሚ ኣብ ሚድያ ምውጻእ ምትሕትታት ወይ ምዝርራብ ኣገዳሲ እዩ። ንሰብ ነቲ ዝሰርሑ ምስጋና ምሃብ ጽቡቅ እዩ መን ከማኻ ምባል ግን ከስክሮ ሰለዝኽእል። ካብቲ ዝጋገ ውልቀ ሰብ ንላዕሊ እቲ ዘጋጊ ተኸታሊ እዩ ጊገኛ። ኣብዚ ኹሉ ጸገም ኣቲና ዘለና እቶም ሸፋቱ ህግደፋውያን ዝገብርዎ ዓመጽ ጥራይ ከይኮነ ኣብቲ መጀመሪያ ብዝተገብረ መን ከማኻ እዩ። ስለዚ ንጠንቐቅ።
@mennetey782
@mennetey782 2 жыл бұрын
ብሓቂ ብስላትን ተወፈይትን ኢኹም ሞ እግሪ እግርኹም የትሕዘና ቀጽልዎ በርትዑ
@selamlekulekimu2393
@selamlekulekimu2393 2 жыл бұрын
ቀጽልሉ። ጠንክሩ፣ ሕበሩ ሚልዮናት ኩኑ
@Majthegreat560
@Majthegreat560 2 жыл бұрын
Des eluni eyu weelu lomi to see you my brothers ❤❤❤
@user-jr3nk8or3f
@user-jr3nk8or3f 2 жыл бұрын
Selam Selam seltene hawey selamka ybzahalna deki seb hlna edmen tenan yhabkum fetari 🙏 ♥ 👌
@elilta70
@elilta70 2 жыл бұрын
❤❤ብሐቂ ለባም ሰራሕ ትተፈታዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትገብሮ ዘለኻ🌻🌻🌻💐💐👏👏👏
@arefainebehane7940
@arefainebehane7940 2 жыл бұрын
Thanks again for your lovely program
@Bilal-pe5dc
@Bilal-pe5dc 2 жыл бұрын
Wawww ኣዝዩ ደስ ዘብል እዩ ከምዚ ኩሉ ግዜ ክልመድ ኣለዎ የሕዋት
@kefletsenkefletsen3342
@kefletsenkefletsen3342 2 жыл бұрын
guys amazing 👏 I am proud of you 👏 💛❤ ❤ ♥ 💜 💖 👏 💛❤ ❤ ♥
@tsegayyemane7804
@tsegayyemane7804 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ኔሩ ተፈታዊ የቀንየልና !!!! ውድቀት ንህግደፍን ህግደፋውያንን !!!!!
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ሓወይ ፅዮን ምሳካ ትኩን መቀለ ኢካ ትነብር ድሕሪ ሰላም
@xaka5505
@xaka5505 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ተፈታዊ። John blak klasse! ኣሕጊስካኒ እዚ ኩሉ ትባዓትካን ኣጋላልጻካን ብዝያዳ ከኣ ከምዚ ኢልካ እንተ ተራዳዲእካ ዝያዳ ብሉጽነትካ ጎሊሑ ክወጽእ ኢዩ ዝገብሮ። መምህር ዉፉይ ከም ኩሉ ግዜ ብርሃን ኣእምሮ ኢካ ቀጽል ብሩረይ።
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 2 жыл бұрын
Bring your leadership forward & move next level. Let them come to East Africa for regional attendance.
@dawitweldemariam6965
@dawitweldemariam6965 2 жыл бұрын
ብርጌድ ብሓመዱ + ብሩህ መጻኢ = መጻኢት ኤሪትራ
@dawitmichaeldebushu7505
@dawitmichaeldebushu7505 Жыл бұрын
ኩሉ ብሩህ መጻኢ ብርጌድ ንሓመዱ ኢዩ።
@aataat1524
@aataat1524 Ай бұрын
ጆን ወፅዮ ድዮ
@WediEndayGobez4222
@WediEndayGobez4222 2 жыл бұрын
ታሪክ ከክብረኩም አዩ ፡ ዉፉይ ከም ሙሴ ኮንካ በትርካ ኣልኢልካ ነዚ መሪር ሃዘን ዘለዎ ህዝብካ ክትመርህ ንብኣት ህዝብካ ከም ትደርዝ ኣቢ አምንቶ አዩ ዘለኒ ።
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 2 жыл бұрын
It was very very very interesting meeting I’m so proud of you guys
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 2 жыл бұрын
@@Tomas.okbe3 okay sure merhaba
@user-hb6ri4mb1i
@user-hb6ri4mb1i 2 ай бұрын
ዝተረደኦን ዝተወደኦን ዉፉይ ኩቡር ባዓል ሙሉእ ተስፋ።
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 16 МЛН
Angry Sigma Dog 🤣🤣 Aayush #momson #memes #funny #comedy
00:16
ASquare Crew
Рет қаралды 49 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 39 МЛН
3ቱ ማሚዎች የደራ የበዓል ጨዋታ
28:11
Nahoo TV Entertainment ናሁ ቲቪ
Рет қаралды 6 М.
ኣስላማይ ኢንተ ኮይኑ ናብ ኢስያስ ጥዮት ክትኪስ ኣይነፈቅዲና ኢና ግርም ዘረባ
55:26
ከገበጥ  ጋር ማን  የወጋ  አለ ዘመድኩን
9:54
biksenytubeየድንግል ማርያም ልጅ ነኝ21
Рет қаралды 10 М.
ሙልየ
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 10
ምእሳር ስዒድ ብርሃኑ ህግደፍ ሕጂ ተረዲኦም
39:41
나랑 아빠가 아이스크림 먹을 때
00:15
진영민yeongmin
Рет қаралды 16 МЛН