ቀጥታዊ ፈነወ ጉባኤ ህወሓት ካብ መቐለ

  Рет қаралды 30,376

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

Күн бұрын

Пікірлер: 89
@tsegayetadele9743
@tsegayetadele9743 2 ай бұрын
ብካድረን ዋና ተጠቀምቲ ናይቲ ጉጅለን ብሰማእታት ምቅላድ የሐዝን እዩ።
@BrhaneZeray-w7e
@BrhaneZeray-w7e 2 ай бұрын
አቱም ሰባት ዝሓመመ አመራርሓ እምበር ዝሓመመት ውድብ የላን።ውድብ ማለት ህዝቢ ዶ አይኮነን።
@aliaaliiaa9821
@aliaaliiaa9821 2 ай бұрын
ይትረፍ ንሱዋኣት ተክብሩ ንቶም ብሂወት ዘለው ኣእያዶሙን ኣእጋሮሙን ዝተቆረጹ ሓጻውን ኣብ ርእሶም ዘሎን ኣየሐከምኩሙን ግደፉና ባ ይኣኽለኩም ብስም ስኡው ኣይትሽቅጡ 😭😭
@በርቂወወርቂ
@በርቂወወርቂ 2 ай бұрын
ዕምራ ዝኣከለት ኣንጭዋ ክብሃል ከምዚ ኡ
@dawitjigna
@dawitjigna 2 ай бұрын
እሂ ከምታ ከም ባምቡላ ወዲ አፈጨርቂ ኾይና ዘላ ሀገርና ዘይኮነት ዲኻ - እዚ ጅግና ህዝቢ ክልል ክንሱ ምስ 4 ሀገራት ገጢሙ ዉዲት ወዲ አፈጨርቅን ወዱ አብቹ አብ ጅዳ ( Jeddah) ዝተጠንሰ እከይ ዉዲቴ አቕዲዱ Pretoria አፍሺሎም -ወዲ አፈጨርቂ ተኾሊፉ -አብቹ አብ ስርዓት ተአልያ እኖሆ ባጤራአ እዉን ከተማዓራርይ ተአዚዛ። ሳላ ህዝቢ ትግራይ ዝሐረነን ዝበደሄን ክአ እንሆ ዉዲት ወዲ አፈጨርቂ ፈሺሉ ሉኡላዉነት ኤርትራ ካብ ሐደጋ ወጺኡ። 👈😎
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 2 ай бұрын
​@@dawitjignaክብረ ሓወ ❤💙💙💙💙
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 2 ай бұрын
❤❤❤❤ሰሰናዩ ንዓኩም ወያነ
@gebremedhinwolduteklu7283
@gebremedhinwolduteklu7283 2 ай бұрын
ዓወት ንመበል 14 ጉባዔ ህ.ወ.ሓ.ት ! ጅግና ህዝብ ትግራይ ይስዕር !
@nathangurja7323
@nathangurja7323 2 ай бұрын
ብሽም ስውአት አትነግዱ
@dawitegirma
@dawitegirma 2 ай бұрын
ኩሉኹም ብሓደ ተትዀኑ ሙሉእ ምዀነ
@kokebtekle-kc3zk
@kokebtekle-kc3zk 2 ай бұрын
እቲህዝቢ፣ትግራይ፣ካብማአስ፣ዓዊኑ፣ብህዝብን፣ብስውእ፣ክቅልዱ፣መሽዩዎም፣
@GirmayGebru-t1b
@GirmayGebru-t1b 2 ай бұрын
ለካስ መንእሰይ ትግራይ መስዋእቲ ዝኻፈለስ ንትግራይ መሲልና እምበር ንዚኦሙ እዩ ነይሩ የሕዝን ። ደም መንሰይ ፀሚእዎም ኻዓ ክሰትዩ ይጓየዩ ኣለው
@MuauzGerensea
@MuauzGerensea 2 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማአታትና
@YsaqBelay
@YsaqBelay 2 ай бұрын
ጉጅለ ሑሕሕሕሕሕ
@AmeAme-c9o
@AmeAme-c9o 2 ай бұрын
ብሽም ሰማዕታት አይትነግዱ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 ай бұрын
ደደብ ሰማእታት ንዓኻ ቀሪቦምኻ ድዪ ደሁል
@AmeAme-c9o
@AmeAme-c9o 2 ай бұрын
@@netsanettdf9263 እወ አህዋተይ ተሰዊኦም እዮም እዞም ረሰሀት ግን ንስልጣን ይባሉኡ አለው ናይ ሰማዕታት ደም ይፍረድ
@HmtyArtiry
@HmtyArtiry 2 ай бұрын
ክዛረብ ቃላት መርፀ ስራሕ በቢ ደረጃካ ተዋፃእ ሓላፍነትካ ኩሉ ትግራዋይ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ኣለዎ ቀዳማይ ንህዝቢ ካላኣይ ንውቃዓት Tdf ሳልሳይ ንስድራ ሱዋኣት ብምቅፃል እታ ንምነያ ትግራይ ነሃንፅ ወይ ድማ ንሰርሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@beyenawahid
@beyenawahid 2 ай бұрын
ትጉራይ ብጓሓሎ መፃወቲት ኬይና::
@bereketab70
@bereketab70 2 ай бұрын
ደብረጽዮን ማለት 1. ሰብ ለይዀነ ብለጥፍኦ ልክዕ የዀነይ ምንም ዓይነት ጸጸት ለይስምዖ ለይሓስብ እንስሳ 2. ናመንከራ አንቴና 3. መኪና ብነዳዲ ሃም እትነብር፣ ሰብ ብኣየር ሃም ልነብር ዂሉ ደብረጽዮን ብንጹሃን ደም ልነብር እንስሳ መሰል ሰብ 4.ብባዶ ፈኸራይ ጒራይ ናህዝቢ መንከራ ጸዋዒ 5. መልሓሱ ዘልዚሉ ልዓር ዓፋሪ፣ ኢዱ ዓጻጺፋ ኣብ ቐማውሺ እኖታት ድፋዕ ሒዙ ተጅሃሪ 6. Ignorant and arrogant 7. "perfect fool" for his cadres 8. Guiltyman and Genocide enabler...
@AbWest-q6v
@AbWest-q6v 2 ай бұрын
1oo fact
@TigestLemlem
@TigestLemlem 2 ай бұрын
Againist All Odds: Carried by the bravest people in human history, the TPLF marching forward.
@selomongabiregzabiher575
@selomongabiregzabiher575 2 ай бұрын
ዝነዓቅ ዋዕላ መርዓዊ ዘይብሉ ዳስ
@tbstig
@tbstig 2 ай бұрын
ሰበር! 👉ከጌታቸው ያልተጠበቀ ምላሽ በመቐለ| 👉 በህወሓት ጉባዔ ብቸኛ ቅሬታ| 👉 የፀለምቱ እርምጃ በወልቃይት ቀጥሏል ዝርዝሩ👇 kzbin.info/www/bejne/i6qohHeug6lkjNEsi=bKGo-HzfUkgI7OrK ተከዘ ዴይሊ ውድ የተዘከዘ ዴይሊ ኒውስ ተከታታዮች ወቅታዊ መረጃዎች ለመከታተል ሰብስክራይብ፣ ላይክና ሼር በማድረግ እንድትከታተሉ
@meseretgebru5341
@meseretgebru5341 2 ай бұрын
ምአዝሞ ንዚዖም ዘኪርኺም አሽምባይዶ ንስዋአትስ ንቶም ካብ አገልግሎት ወጻእ ዝኾኑ መንእሰይ ምልስ ኢሎም ክርእዩዋም አይኻአሉን ንሶም ብስዋአትን ብጉዳአት ተጋደልቲ ብምንጋድ ናአርሶምን ስድሮዖምን ኹነታት እዩ ዘሕስቦም እዚ ምስበልኩ ኽዓ እቶም ምእንታ ህዝቦምን ብፍለይ ድማ አቱም ዓበይቲ ዘይዓበኹም ምእንታኹም ዝሀለቁ መናእሰይ ሽሞም መሸቀጢ አይትግበርዎም አብ ዝደቀሱሉ ይዕረፉ
@TigestLemlem
@TigestLemlem 2 ай бұрын
Victory for TPLF's 14th party congress.
@berhanearaya-jh3ei
@berhanearaya-jh3ei 2 ай бұрын
😢😢😢 እዞም ናይ ትማልን ሎምን ስዉኣትና ንሓደ ዕሉል ጉጅለ መሸቀጢ(እንጀራ-ማይ ኮይኖም)😢😢😢
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 2 ай бұрын
አየኩም ናይና ተሰፋ አለና መድሕን ህዝቢ ፕሮግራም ከተምፅኡ
@blendesalegn1310
@blendesalegn1310 2 ай бұрын
ህዝቢ ሽረ ብወየነ እንታይ ቸጠቂሙ ጅግና ውላዱ ኃየሎም ሠንድዩ ቀቲልዎ ወየነ መረህትን ሻእብነያን አይኮኒንድዮም?አይተተኣሾ! እዛ እልልታ ናብ ብኸያት ትምለስያ ልዑል አይንደልን።
@HaileGaregawi
@HaileGaregawi 2 ай бұрын
ካብ ጉባኤ ህዋሕት እንድህር ህዝቢ ትግራይ ተረባሂ ኾይኑ ፅቡቕ ገበርኩም !! ኣብይ ስለ ዘፋራረሀ ጥራይ ረብሓና ኣህሊፍና ኣይንህብን ። ትግራይ ውግእ ዝፃወር እንግዳኣ ዋላ ኣያሓልዋ ኣብይ ብዘይ መላፍንቲ ዝጅምሮ ውግዕ የለን ። በይኑ ከይዋጋእ ሙሽሙሽ ሰራዊቱ ኣፅዋር ጥራይ 'ዩ ወኒኑ ።
@mulugettakassa2222
@mulugettakassa2222 2 ай бұрын
🎉❤❤❤❤❤❤🤲
@GeberkerstoseTekelay
@GeberkerstoseTekelay 2 ай бұрын
ካብ ወንጀል ንምውፃእ ዝገብርዎ ፃዕሪ እዩ
@mulugettakassa2222
@mulugettakassa2222 2 ай бұрын
😂❤❤❤❤❤
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 2 ай бұрын
ፈጣሪ ይትሐወሶ ጀጋኑ ፀላእትኩም ዘሕፍር አጀንዳ ንፅበ
@fitsumabedefisseha4889
@fitsumabedefisseha4889 2 ай бұрын
ካሜራ ሸምበለል ኣይተብላ ክቡር ሓው
@woldemirach5669
@woldemirach5669 2 ай бұрын
What is next? Is there anyone who think critically what will be the outcome? Gujille not taking lessons from the past! The people of Tigray should not follow this nonsense TPLF meeting
@gudenatola
@gudenatola 2 ай бұрын
ህግደፍ እቲ እንኮ ደገፍ ህዝቢ ትግራይ እዩ ኣንጻር እቲ ባርባራዊን ምጽናት ዓሌትን ስርዓት ኣብይ ኣሕመድ ክቃለስ ዝኽእል። ትኪኮስ ንህዝቦም ጠሊሞም፡ ንብልጽግና ሸይጦም ነቲ ፈተና ፈሺሎም፡ ኣብ መወዳእታ ግን እታ እንኮ መጋበርያ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነት ህወሓት ኢያ።
@GEB301
@GEB301 2 ай бұрын
ሚስኪናይ ህዝቢ መሸቀጢ ጉጅለታት ኮይኑ ተሪፉ።መሕዘኒ ዩ!
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 2 ай бұрын
መሸቀጥ ማለት ልዕል ማንም ዘርብሖ ህዝብ ትግራይ እዩ ዝፈልጦ ኣብዘይ ትፈልጥው የትእተው
@gebremeskelteklay6026
@gebremeskelteklay6026 2 ай бұрын
ስውኣትና ክንዝክር ዝብል ግን ሸፈጥ እናኾነት ነቶም ብሂወት ዝተረፉ እኳ ሕቶ ሕክምናን ዳቦን ብኣግባቡ ኣይተመለሰሎምን????? ደበስ ስውኣት ነቶም ፍርቂ ኣካሎም ገቢሮም ካብ ሞት ዝተረፉ ክንንከባኸቦምን መሰሎም ተተሓልዩሎምን ጥራሕ'ዩ... ነድምፆም
@yreglambreH
@yreglambreH 2 ай бұрын
እጆኩም ናትና ሕዲሪ ኣያታተይ አይዐብሪ❤❤❤
@FreweinikasahunFreweinikasahun
@FreweinikasahunFreweinikasahun 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@skylimit1423
@skylimit1423 2 ай бұрын
Tigrai for tigrains !
@AfewerkiBahta
@AfewerkiBahta 2 ай бұрын
ዕድምዓ ዝኣኸለት ኣንጭዋስ ኣፍንጫ ድሙ ትስዕም ድዩ ዝተበሃለ
@usmansaeed4486
@usmansaeed4486 2 ай бұрын
ናይ ደም ናጋዶ
@TilahunMulat
@TilahunMulat 2 ай бұрын
ኣነ ዘናፈኩዎ ጉባኤ ገይራ ኣብቲ ጭቁን ዝተበደለ ህዝቢ ተምፅኦ ( ትልዉጦ ) ነገር እዩ ናብ ካልኣይ ጨፍጫፍ ከይተእትየና ጥራሕ
@DadeBegze-sb1mi
@DadeBegze-sb1mi 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ናይ ኣቦ ንመን እንሃቦ ኮይንኩም ቀዳማይ ወያነ ምስ ሃይለስላሰ ኮይኑ ዘፍረሰ ኣቦኹም ወዲ ሓዞ ባይሩ ኣሰሩ ሒዝኩም ካልኣይ ወያነ ተፍርስዎ ከምዘለኹም ፍለጡ ትግራይን ትግራዋይን በቲ ተኸታታሊ ፀሊም ታሪኽኩም ክሓተኩም እዩ።
@tsilal
@tsilal 2 ай бұрын
መኻን ጉባኤ ....ጉባኤ ሸቐጥ
@selomongabiregzabiher575
@selomongabiregzabiher575 2 ай бұрын
ዝመፅእ ይህሉ እምበር ገራርያም ዶ ተመርዒዮ በላ ዘን ወላዲት
@abrahamwgerges
@abrahamwgerges 2 ай бұрын
ርሑስ ጉባኤ ይግበረልኩም
@HaftomWelu-o3f
@HaftomWelu-o3f 2 ай бұрын
tsebib atehasasba zelewom aleatawi gujle hwhat nay beynom dya beynom hade alyet gubaa zekaydu
@BrhaneZeray-w7e
@BrhaneZeray-w7e 2 ай бұрын
ትርጉሙ አብይ መታን ክሪኦ ድዩ።አየ መራሕቲ ጉጅለ
@AsefaTafere
@AsefaTafere 2 ай бұрын
አዶ አቦ ስውእ ዘይአክበርካ ውድብ ከተድሕን ተፈናቃሊ ረሲዕካስ ውርደት
@FreweinikasahunFreweinikasahun
@FreweinikasahunFreweinikasahun 2 ай бұрын
ኣትምሰባት ብስም ስውኣት ምቅሻሽ ዘይገድፍዎ እዚ ሕዝቢ ኣየደንግጸኩምን
@lovleytigraye
@lovleytigraye 2 ай бұрын
ዓወትን ድምቀትን ንመበል 14ጉባኤ ህወሓርነት ትግራይ ❤❤❤❤❤
@GeryeTesfay-c3p
@GeryeTesfay-c3p 2 ай бұрын
Eniwet nihezibawi weyane tigray
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 2 ай бұрын
" ሓርነት " ኣጕዲልካ 😂
@goitomrezene6469
@goitomrezene6469 2 ай бұрын
Prime minister abiy walahanti kegebrom aykelnyu kab metenkak halifu getachew reda teazabei eyu zelo ms betsotu ertrana teazabit eya zela segabzeytetenkefet weyane betrna seletefelto abdobat tenkes aytebelnya mknay mknay nekulu nemeray
@besure6320
@besure6320 2 ай бұрын
Long live Tigray❤️and its brave & loyal leaders
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 ай бұрын
ብሓፈሻ ኣብ ምልእታ ኢትዮጵያን ትግራይን ስላም ክወርድ እንተኾይኑ፡ ኣብይን {ብልጽግንኡን} ወያነን ካብ ምሉእ ኢትዮጵያ ከልግሱ ኣለዎም፤ እንተዘኮነ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ዝባሃል ክፍጠር ኣይክእልን እዩ። ወይ ካኣ ኢትዮጵያ እንተዋሓደ ናብ 3 ወገን ክትመቓቐል እያን። ይንዋሕ ይሕጸር ካኣ ካብ ክልቲኡ ሓዲኡ ክፍጸም ናይ ግድንን መሰረታዊ ጉዳይ ናይ ኢትዮጵያ ስለዝኾነን።
@michaeltesfay4615
@michaeltesfay4615 2 ай бұрын
Abyi kabe seltni kewrdi elka aythsbo. Ni eritrea kayafrsa aydqsen eu.
@HmtyArtiry
@HmtyArtiry 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ሕድሪ ከንርሰዖም ብፆትና ሕድሕድ ትግራዋይ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ኣለዎ
@avielavi990
@avielavi990 2 ай бұрын
Same party Same mistakes again 🤣🤣🤣stupid 🤮
@KinfGebrekidan
@KinfGebrekidan 2 ай бұрын
መበል 14 ጉባእየ ህወሓት ንዝተማዛበለ ህዝብና ንውጋኣት ጀጋኑ ኣሕዋትና ንዕብየት ልምዓትን ሓድነትን ዝሓቆፈ መድረኽእና ኣብውሽጥና ዘሎ ፀገም ፈቲሕና ሓድነትና እነጣናኽረሉ ኣዶ ትግራይ ካብ ሓዘና ትወፀሉ መድረኽ ይኹነልና ።ንፀላእትና ኻዓ ብፍፍቅሪ ዓይኒ ቀሪቦም ሓቢሮም ዝሰርሑ ይኹነልና ።ዓወት ንህዝብና
@MerafTekiaMerafTekia
@MerafTekiaMerafTekia 2 ай бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ ይግበረልኩም መወዳእትኡ ጥዑም ወረ አስምዑና አዮኩም አቱም ቆራፃት ህዝቢ ❤❤❤❤❤
@abebagebru5823
@abebagebru5823 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉
@fisshadesta
@fisshadesta 2 ай бұрын
ዝገርም ኢዩ ማእኸላይ ቁፅፅር ህወሓት ዘይተቐበሎ፣ ዓሰርተ ሸውዓተ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዘይተረኸብሉ፣ ብሔራዊ ምርጫ ቦርድ ዘይተቐበሎ፣ ካብ ኩለን ዘዋታት ተወከልቲ ዘይብሉ ጉባኤ ተቐባልነት የብሉን መኻን ጉባኤ እዩ።
@tsehayebarya1964
@tsehayebarya1964 2 ай бұрын
ሕገ ወጥ መረፃ ገይርና እዙ ኹሉ መስዋእቲን ጆኖሳይድ አብ ልዓሊ ህዝብና ተፈፈፂሙስ ሐዚ ካአ ሕገወጥ ጉባኤ😢😢😢
@bereketab70
@bereketab70 2 ай бұрын
ዕውር ልዕውር ተታሒዙ ገደል! ደ በሉ መሕፈርቲ...ምትእኽኻብ ደናቚር... ካብኡ ብስውኣት ምቕላድ...
@teklaymekonen2461
@teklaymekonen2461 2 ай бұрын
000000
@Tigray_moms
@Tigray_moms 2 ай бұрын
Blind banda, leave Tigray to the right Tigrayans.
@LidyaGebremedhin-p6c
@LidyaGebremedhin-p6c 2 ай бұрын
Ata banda no more getachews poletics in tigray
@bereketab70
@bereketab70 2 ай бұрын
@@teklaymekonen2461 ዓሻስያ ሓንቲ ዘረብኡ ደ በሉ ህንደይ ግዘሞ ባንዳ ባንዳ ባንዳ ለይተብሃለ ትርጒሙ ስለይትፈልጥዎ ኣይትሓዘኲሚ መሳኺን...
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 2 ай бұрын
መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ትኽክለኛ ናይ ልምዓት ፍቕርን ሰናይ ጉርብትናን መስመር ሒዙ ብዓወትን ሰላምን ክዛዘም ንምነ።
@LidyaGebremedhin-p6c
@LidyaGebremedhin-p6c 2 ай бұрын
Hiwehatina aseyyy aseyyy ayehum nayna
@AngosomAngosom-h7u
@AngosomAngosom-h7u 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@meemjjo677
@meemjjo677 2 ай бұрын
Proud weyaney tigray TPLF if you don't know weyaney tigray TPLF you don't know where you come from same of banda messengers selfish power needs tigray politicians i started with weyaney tigray TPLF 💪💪💪free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF 🙏🙏🙏
@user-wd2id4pg9y
@user-wd2id4pg9y 2 ай бұрын
Ye chereba gubaiie
@gebrehiwetweleslasie1567
@gebrehiwetweleslasie1567 2 ай бұрын
Long Live TPLF
@LidyaGebremedhin-p6c
@LidyaGebremedhin-p6c 2 ай бұрын
Asey asey wudibna
@LidyaGebremedhin-p6c
@LidyaGebremedhin-p6c 2 ай бұрын
No more getachews poletics in tigray
@HmtyArtiry
@HmtyArtiry 2 ай бұрын
ክዛረብ ቃላት መርፀ ስራሕ በቢ ደረጃካ ተዋፃእ ሓላፍነትካ ኩሉ ትግራዋይ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ኣለዎ ቀዳማይ ንህዝቢ ካላኣይ ንውቃዓት Tdf ሳልሳይ ንስድራ ሱዋኣት ብምቅፃል እታ ንምነያ ትግራይ ነሃንፅ ወይ ድማ ንሰርሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@LidyaGebremedhin-p6c
@LidyaGebremedhin-p6c 2 ай бұрын
Asey asey wudibna
@AbWest-q6v
@AbWest-q6v 2 ай бұрын
way way fara
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 74 МЛН
1 сквиш тебе или 2 другому? 😌 #шортс #виола
00:36
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 71 МЛН
ክስማዕ ዝግበኦ ሓዱሽ ግጥሚ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ
13:41
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 205 М.
Ask Dr Mehret -  ዶ/ር ምህረት ይጠየቃል Q167
15:39
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 74 МЛН