KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
GERE EMUN PART 216 | ገሬ እሙን ክፋል 216
48:43
"ሰኣኖስያ ካብ ሰማይ ይርሕቕ" ኣበሃህላ ወለዲን ሂወት ሃይለኪሮስን...
9:41
Chain Game Strong ⛓️
00:21
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
How Strong Is Tape?
00:24
We Attempted The Impossible 😱
00:54
ቑ1 - "ኣብ ርእሲ ድኽነተን ምራኸንይሞተን !!!" ስድራ ኣቦይ ገ/ገርግስ
Рет қаралды 63,194
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 131 М.
Wushatena Media - ውሻጠና
Күн бұрын
Пікірлер: 517
@ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍ እወ ብጣዕሚ ይጨንቀካ ኩሉ ትሕቲ እግዚኣብሄር እዩ እሞ እቲ ኩሉ ዘይሳኣኖ ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ ሙሉ ሓውና ክዓ ኣቦ ጽጉማት ኢኻ እሞ ፈጣሪ ይባርካ
@HaniGualFikrHani
5 жыл бұрын
እሜን ንሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ያሃብልና
@HaniGualFikrHani
5 жыл бұрын
ሩታዬ ናይ ስላም ደዩ ጠፉኡኪ እኮ ጓል ሩባይ
@ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ
5 жыл бұрын
ኣለኹ ዝያዳ ናተይ
@ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልካ ሓወይ😭
@ሜሪጋልሃገረትግራይ
5 жыл бұрын
በስማኣም ድንግል ማርያም ምሕረት ኣውርድሉ
@yordibahta6161
5 жыл бұрын
እዋይ ጸገም እግዛብሄር ኣምላክ ምህረት የውርደልካ ዝሓወይ ባዓልቲ ቤቱን ስድርኡን ድማ ኣምላክ ኣካእሎ ይሃብኩም ገበርቲ ሰናይ ድማ ኣምላክ ዓስብኩም ይሃብኩም
@ሜሮንትግራወይቲ
5 жыл бұрын
እዋይ ጸገም ታይ ከም ዝብል ጨኒቅኒ😢😢😢እዛ ባዓልቲ ገዝኡ ቀደማኪ ማዓረይ ኩሉ ኪኢላ ትቅመጥ ኣላ
@ሜሪጋልሃገረትግራይ
5 жыл бұрын
ትክክል ውይ
@-tube215
5 жыл бұрын
እዋይ ኣብ ጎረቤትና ዝኩሉ ጸገምስ ዘይፈለጥናዮ ተሰዊሩና በቃ ቤት ካዋሊ ክትብል እዛኣደዋይ ባ ትዝ በለኒ ኦ ጎይታ ብምሕረትካ ጥምቶ ሙሉ ሓወይ ጸጋ እግዚኣብሔር ኣይፈልካ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንካሕሱ ሓውና ውን እቱ ምሕረቱ ዘይውዳእ ልዑል ኣምላኽና ምሕረት የውርደሉ። አሜን ፫
@rigbetube1077
5 жыл бұрын
መምህረይ ኣንታ ብሩኽ ሓወይ ኣቦ ፅጉማት መግለፂ ስኢነልካ። እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሃብካ።
@abebahailu5423
5 жыл бұрын
እግዝአብሄር ኩሉ ይክአሎ እዩሞ ይምሓርካ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በዓልቲ ገዝኡ ለ ፈጣሪ ብደቅኪ ይክሓስኪ
@Ae-tf1ke
5 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ምሕረት የወርደልካ
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ-ቀ2ዠ
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍ ብጣዓሚ እዩ ንምስምዑ ዘጨንቅ አጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ እዛም ወለድ እውን እግዚአብሔር ፀጋ የብዛሓሎም!!
@galdigsa3394
5 жыл бұрын
mskinot sdrana gn meas u werar shaebya eziaba melusley ahwatey
@mdainahasssiii3885
5 жыл бұрын
እውይ ፊጣሪ ብጣዕሚ አሽጋሪ እዮ ፊጣሪ ምሕረት ይላአክልካ
@rutasultan4246
5 жыл бұрын
Eway hawey egziabiher mhretu yewrdelka.ajokum egziabiher zeywdae xega kefsiselkum eiu
@lilitubetgray5616
5 жыл бұрын
ሙሉየ እንታይ እየሞ ክብለካ እግዛኣብሔር ካባካ ኣይፈለ ሓወይ ካኣ እግዛኣብሔር ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኣጀካ ክታሓዊ ኢካ።
@neza2643
5 жыл бұрын
ንቢሲየማሪ
@teklemahari9821
5 жыл бұрын
Amlak mhret yAziz
@hdhhhe9558
5 жыл бұрын
አምላክ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ እ.ር ኩሉ ይካአሎ እዩሞ ተስፋ ዘይምቁራፅ ዘይ ሓልፍ ሽግር የለን
@steventeame5388
5 жыл бұрын
አህ አህ ኣምላክ ምህረት የውርዳልካ ሃውይ ናተይ
@mikealnegasi2172
5 жыл бұрын
Amlak mhret yewrdelka zhawey
@ሃገረይኤርትራዳሃይዓድና
5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ልብኻ ዝበልዕ ሂወት ኣምላኽ ይሓግዝኩም
@binilove8069
5 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ፡ ሓውናን፡ መምህርናን ሙሉእ ሃይለስላሴ ድማ እግዛኣብሄር ዕድመን፡ጥዕናን ይህብካ።
@WushatenaMedia
5 жыл бұрын
ኣብ ላዕሊ ኣብ ትሕቲ እቲ ቪድዮ "Description" ኣብ ዝብል ተፃሒፉ ኣሎ እዩሞ ሓብሩሎም። ንሐዚ ግና፡ ኣድራሻ፡- ዘውዱ ሃይሉ (በዓልቲ ገዝኡ) ቴሌፎን 251904305783 ሒ/ቑፅሪ 1000277013162 ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ
@erup9718
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልካ ሐወይ
@saragirmay4266
5 жыл бұрын
ኣየ ገይታ ከብዙይ ይማሓረና
@nardosnardos4332
5 жыл бұрын
ኦ እግዚአብሔር ኣቦይ ብምሕረት ዓይንካ ጠምቶ ሙሉየ ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ
@ኢትዮጵያለዘልአለምት-ለ1ኈ
5 жыл бұрын
ዓለም ክንደይ ፀይራ አጆካ ዝሐወይ እግዚአብሔ ምሕረት የውርደልካ
@yonasyonita1171
5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረቱ ይኣዝዘሉ ብጣዓሚ ይሕዝነካ
@tigilove5998
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ እየም ዘሕዝኑ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን
@dejenmeles6898
5 жыл бұрын
Agziabher ybarka telefonom ay serhen zelo
@WushatenaMedia
5 жыл бұрын
ሙሉ ሃይለስላሴ +251914722907 / 251945078227; +251983118026 (ውሻጠና ኣድሚን) ኣድራሻ፡- ዘውዱ ሃይሉ (በዓልቲ ቤቱ ንካሕሱ) ቴሌፎን 251904305783 ሒ/ቑፅሪ 1000277013162 ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ
@hadusharegawi6082
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ።
@wedigashbarkaxaeda6470
5 жыл бұрын
እግዛኣብሄር ምሕረት የውርደልካ እዋይ ሓወይ ከደንጉጹኻ ሙሉኣት ስድራ ኣምላኽ ዘይሓሰብኩሞ ሺሻይን ጢዕናን ይፍጠረልኩም🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ፍሩትጋልዓጋመወልዋሎ
5 жыл бұрын
Btaemi yehzin emebrhan timharo
@ኣቤቱንፁህልብንፍጠርልኝ
5 жыл бұрын
ሙሉ ኣቦ ብዙሓት ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ቃላት የብለይን
@melawitkbrab1114
5 жыл бұрын
I'm frome Eritrean mhreat yewrdilka zhawey
@negassietbarek1227
5 жыл бұрын
Amlak mhret yewrdelka .
@ebrahamjapra6924
5 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ
@ክሓልፍእዩኩሉ-ኈ4ፀ
5 жыл бұрын
እግዛቢሄር ኣምላኽ ባዕሉ ምሕረቱ የውርደልካ
@selamselam6193
5 жыл бұрын
Effffffff egziabher mehirte yewrdlka hawy natey
@asmaytsyum9615
5 жыл бұрын
ኦ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ኣታ ኣምላክ ካብዚ ምሓረና
@abrahalegebretsadik6285
5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልካ ሓውና
@segenasfaha3660
5 жыл бұрын
Amlak mhretu ylakelkum
@ፀደይ
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይባርክህ ሙልየ እግዚአብሔር ይማረው።
@habtitv5952
5 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ባዕሉ የርህወልኩም
@ewostatewosze-gerizan390
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይምሓርካ ሓወይ.......ከምዚ እውን ኣሎ....ድንግል ማርያም
@sebawnetselam9905
5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ በሓቂ እግዛብሄር ፍፃመካ የፅብቆ .ወገናተይ ደሞ ፅቡቅኩም የስመዐኒ ፍጣሪ
@ንበርለይትግራይዓደይ
5 жыл бұрын
እይይይ ሽግር እፍፍፍፍፍ ሓወይ ናተይ እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልካ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢እፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ ዩ ዝሕዝን እግዚአብሔር ኣምላኽ ባዕሉ ምሕረት ይሃቦም እምበይ😢😢😢😢😢ሙሉየ መዓረይ እግዚኣብሄር ካባካ ኣይፈለ ክቡር ሓወይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙎ካማካ ዝበለ ለባም ያብዘሐዮ
@selamselam6193
5 жыл бұрын
Memhir mulu egziabher edemn tenane yehabka
@ንጽህናኣዶጥዕና
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ኣታ ንጽጉማት ትታሓባበር ዘለኻ ድማ ጻዕርካ ይርኣየልካ እግዚአብሔር ኣቦ ጽጉማት
@ichvermisseafrikaichbinsch6024
5 жыл бұрын
Temesgen amlak mhretka leakelna amen amen amen
@elsishekor2410
5 жыл бұрын
Amlak yehagzka hawey natey ni hawena dema mehret yewrdelka amen 😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@kmobilekmobile142
5 жыл бұрын
እግዚ አብሄር የምሕርት ይወርዳልክ ዘሐወይ ማዓረይ
@selemunwediweldie854
5 жыл бұрын
በስምኣብ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልካ ሓውይ!
@melatlemlemlemlem5251
5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር ምህረት ይውርደልካ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ነውሕ ዕድመይ ትእና የሃብክ
@brhanzeru4958
5 жыл бұрын
ኣምለክ ምሕረት የውርደልካ ዘሓወይ
@nebiyatykaalo6379
5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርድ ሓወይ
@tupac2paclovechannelt834
5 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ምሕረት የውርደሉ ህዝቢና አብ ትሕቲ እግዝኣብሄር ዋሕስ ይኩኖም ንተሓባበሮም
@መዓዛፃዲቅ
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ እግዚአብሄር አመላክ ምህረት ይልአከልኩም ክቡራተይ ዋይ ፀገመመ ሙሉ ሓወይ በሓቂ ኤግዚአብሄር ይባርክካ ።
@ኩሉንፅቡቀይእዩአይጭነቅን
5 жыл бұрын
ዓሕሕሕሕሕሕ ኣምላክ ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ
@abadimesfun5322
5 жыл бұрын
btaemi yehezn kebdka ybelaka
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
5 жыл бұрын
እፍፍፍፍ ንብዓተይ ኣወዲኦምኒ ዞም ስድራ ብመጀመርያ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ንመምህር ሙሉ ይምነ ኣቦ ፅጉም ኣቦ ጭኑቅ ብኣምላኽ ተፈደዮ ለባም ሓውና ኦ ኣምላኽ መተንፈሲ ፍጠረሉ ምሕረትካ ኣዝ ዘሉ እፍፍፍፍፍ
@HaniGualFikrHani
5 жыл бұрын
እይ ሽግር እፍፍፍፍፍፍ ሓወይ ማዓረይ እግዚአብሔር ምሕረት ይላእከለካ😭😭😭😭😢😢😢😢😢😭😭🙏🙏😢😢 ሙሉዬ በጣዓሚ እዩ ዝሕዝን እፍፍፍፍ እስኪ ማርያም ፅዮን እኩሱም ምሕረት ታሃቦ
@sarahaylemareyamsara8174
5 жыл бұрын
ሃኒ ጓል ተምቤን ትግራይና ንቅድሚት mar
@ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ
5 жыл бұрын
ኣየ ኣነ ሓመድ ይብላዓኒ ቓደማኩም ይስጥሓኒ እፍፍፍፍፍፍ ችግርን ሕማምን ምዓዝ ክህፍትም እምበር ካባይ ዝገደደ ኣሎ እዩ ኢለ እግዝኣብሄር ዘየመስግን እፍፍ ሓወይ ምሕረት የውረደልካ ንሓውና ሙሉ እና መሳርሕትካ መግልፂ ቃላት የብለይን እግዝኣብሄር ይባርኽኩም
@selemunberhe9722
5 жыл бұрын
እግዛኣብሄር ባዕሉ ዘይሬኹሞ ይፍጠርውልኩም
@mnetmezgebe840
5 жыл бұрын
Muhuye Jegnaaaaa egezibehe ke neti ga yehun amen
@samuelangosom6779
5 жыл бұрын
እዝግዮ ምሕረት ኣውርድ ፈጣሪ
@edentesfie5401
5 жыл бұрын
😭😭😭amlak misaka yikun ajokum n amlak zisano yelen kihawi yu 😭😭😭
@ssss-nj7ef
5 жыл бұрын
ጎይታይ መዓረይ ገዛ እባ ክንደይ እዩ ከዊሉ ዘኒሆ ኣምላክ ምሕረት የውርድ መምህር ከዓ ተባረክ
@ajmalkhankhan2078
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ምሕረት የውርደልካ ዛሓወይ ቤተሰብ ካአ አይዞኩም
@ዜድጋልትግራይወለላዜድጋል
5 жыл бұрын
ንዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙሉ ሃይለስላስ
@terhaskahsay3336
5 жыл бұрын
Ewayy hawey 🙏🙏🙏
@rigbetube1077
5 жыл бұрын
ተባረኽ መምህረይ
@tesfuwedialiye8518
5 жыл бұрын
ከብዲካ ዝበሊኢ ኣምላክ ምህረት የውሪደልካ ሃወይ ናተይ መምህር ከኣ ኢድመን ቲኢናን ይሃብካ
@selam6473
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምትካ ዝሓወይ
@RD-yc9vk
5 жыл бұрын
ወይ ፈጣሪ ኹሉ ብኢድካ እዩ ካብ ዘለዉዎ ፀልማት የውፅኣዮም መምህር ሙሉ ተባረኽ ናይ ሰብ ፀገም ከምፀገምካ ገይርካ ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ እናፈተሽካ ፀገሞም መፍትሒ ክረኽቡ ስለ ዝተገደስካ ፈጣሪ የብረሀልካ
@AbdAbd-oq9yh
5 жыл бұрын
ሙሉ ሓወይ ዕደመን ጥዓናን ይሃብካ አዋይ ዓለም እዝእስ ከንቱ
@ጄሪሓፍቲናኦድ
5 жыл бұрын
ካሕሱ ሓወይ ክልተ ጊዜ ተርኢካ ኣጆካ ዝሓወይ ክሓልፍ እዩ እግዛብሄር ምህረት የዉርደልካ ብጣዕሚ ሓዚነ 😭😭
@meserettekle468
5 жыл бұрын
Ezgiabher amlak mhiret ywerdlika zhawey
@cmeracmera5175
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ሓውይ ማዓርይ እግዚአብሔር ምሕረት ይውርድልካ ብክያት ምዑቃብ አብዩኒ
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ-ቀ2ዠ
5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ምልእ ይሃብካ እግዚአብሔር ዕድመ ጥዒና ይሃብካ
@ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ
5 жыл бұрын
እዋይ ዋይ ዋይ ኡፍፍፍፍ እግዚአብሔር ያሃብካ ኩቡር ሐወይ ከምዚ ናይ ሕልና ስራሕ ኢዩ እዚ በእግዚአብሔር ክትከሐሶ ኢካ ንሐውና ካአ ምሕረት የውርድ ልበይ ደምየ ሎማዓንቲ ክንደይ ሽግር ኢዩ እባ ዘሎ ኦ አምላክ ናዓካ ኩሉ ይካአለካ ኢዩ እሞ ምሕረት አውርደልና ስለቲ ኩሉ ካአ እግዚአብሔር ይመስገን አሜን
@samihailu2115
5 жыл бұрын
ኦ ኩሉ ዝፈጠረካ ፈጣሪ ምሕረትካ ኣወርደላና መቸን ብዝሕ ጸገማት ዘይተ ራየ ዩ ዘሎ ሙሉ ሓወይ ጥዕና ያሃብካ ፈጣሪ ።
@מאהרימאהרי-פ2ע
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዋይ ሓወይ እስከ ተለፎንኩም ስደዱለይ ብዓቕመይ ክሕግዝ እየ ኤርትራዊ ካብ ኢስራኤል እየ።
@WushatenaMedia
5 жыл бұрын
ኣብ ላዕሊ ኣብ ትሕቲ እቲ ቪድዮ "Description" ኣብ ዝብል ተፃሒፉ ኣሎ እዩሞ ሓብሩሎም።ንሐዚ ግና፡ ኣድራሻ፡- ዘውዱ ሃይሉ (በዓልቲ ቤቱ ንካሕሱ) ቴሌፎን 251904305783 ሒ/ቑፅሪ 1000277013162 ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ
@מאהרימאהרי-פ2ע
5 жыл бұрын
ኦኬ የቀንየልና ዝሓወይ
@nigstihaileslasie5489
5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ እዋይ ሓወይ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልካ ሙሉ ሓውና እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ollikillen6257
5 жыл бұрын
እዋ ሓወይ። ማ ዓረይ ምሕረት የውርድ ልካ ፀገም ዓይኑ ይጥፋእ
@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ
5 жыл бұрын
እውይይይ ሓተይ መዓረይ ምሕረት የውርደልካ
@ghebremeskelsolomon3022
5 жыл бұрын
fetari kulu alem mhret ylakelu
@mulugaltgray7848
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ
@rahmarahma1016
5 жыл бұрын
Mimihrmuluallhyhlika
@starlightshmay1463
5 жыл бұрын
God bless you!
@asmelashtesfay5931
5 жыл бұрын
መምህር ሙሉእ ሃይለስላሰ ኣንታ ብሩኽ ዋልታ ጽጉማት ኣምላኽ ዓስቢ ድኻምካ ይኽፈልካ
@ፈቃርእዩልበይ
5 жыл бұрын
Egziao Meharena kurustet, Mhret Yewrd.
@natsnetkiflemariam261
5 жыл бұрын
egzabhire mhreto yhabka
@ሰላምናፍቅርለሁላችን
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ
@ብመንገድካምርሓኒእግዚአብ
5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕርት ይልኣከልኩም
@ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ ኣምላኬ ሆይ ምሕረትካ ስደደሉ ኣምላክ ይሓግዝኩም ክብራት ወለዲ
@kubromallene4786
5 жыл бұрын
Egziabiher mhret yewrdelka hawey
@KidanalamayoAlamayo
5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ክፍእካ ኣያስመአና ኣየርእየና እግዛብሄር ኣብ ጎድንካ ይኩን እታ ባእልቲ ገዝኡ ንካሃሱ እም ብምንታይ ቃላት ክገልፃ ሙሉእ ባእልቲ ኪዳን እግዛብሄር ብርሃን ሂዝልኩም ይእተው
@meharikfle4087
5 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ!!
@meklitkebede1744
5 жыл бұрын
እዋይ ማሓረና ክርስቶስ ምሕረት የውርደልካ
@sarayara6902
5 жыл бұрын
እውነት ምስ ርእኩዎ ብጣዕሚ እየ በክየ ዋይ ዋይይይ አለም ሕልፍ ተበልካስ ሕልፊ እንሆ ፈጣሪ ይምሀርካ ሓወይ አይዘካ
@ኣበባኣሰፋ
5 жыл бұрын
ዋይ ሓወይ መዓረይ ኡፍፍፍፍፍፍፍ ከሕዝነካ ምሕረት የውርድልካ ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በጃኩም ሼር ንበሎ
@ድንግልኣደየ
5 жыл бұрын
እዋይ መከራ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ማዓረይ .
@ገነትጓልድንግልማርያ-ደ6ኀ
5 жыл бұрын
ሙሉየ እና መሳርሕትካ እግዝኣብሄር ዝተቸገሩ ሪኡ እዩ ንኣካትኩም ሓርዩ ናብ ሚድያ ክተውፅእዎም ክንሕግዞም ዝገበረ እሞ ዋላካ ዝሐዝን ይኩን እምበር እግዝኣብሄር ይመስገን እየ ዝብል ናብ ሚድያ ስለ ዝወፁ ክንሕግዞም ኢና
@GgGg-fl9qd
5 жыл бұрын
እግዛብሄር ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ናተይ
48:43
GERE EMUN PART 216 | ገሬ እሙን ክፋል 216
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 112 М.
9:41
"ሰኣኖስያ ካብ ሰማይ ይርሕቕ" ኣበሃህላ ወለዲን ሂወት ሃይለኪሮስን...
Wushatena Media - ውሻጠና
Рет қаралды 21 М.
00:21
Chain Game Strong ⛓️
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
00:39
The evil clown plays a prank on the angel
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
00:24
How Strong Is Tape?
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
00:54
We Attempted The Impossible 😱
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
15:55
Amazing Tigray traditional wedding part 18 መርዓ ትግራይ || DESDES MEDIA
ደስደስ ሚድያ desdes media
Рет қаралды 484
44:56
ናይ ንግሆ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
14:52
"ልግዐ ወደይ ከይረኣኹ ሬስኡ ካብ ደቡብ ኮርያ ኣርኪቡለይ!" - ወ/ሮ ዘነቡ
Wushatena Media - ውሻጠና
Рет қаралды 3,4 М.
14:47
ብጣዕሚ ተፀጊማ ዝነበረት ሐፍትና ሎሚ ብሓንቲ ቅድስቲ ሓፍትና ተሓጊዛ ትርከብ
ሓድነትና ሚድያ Hadnetna media
Рет қаралды 161
26:30
🔴 ኣብ ዓይነይ ክርሸን ተወሲኑ ..
Unique Show
Рет қаралды 47 М.
20:46
ኣዲኣ ደርብያታ ምስ ከደት፣ ካብ ግዳም ሓደር ናብ ሚልዮነር
Mahustar
Рет қаралды 99 М.
12:48
ብዘይ ላፋ ንልደት ቀባባእ ዝብልን ሉስሉስን ጽቡቅ እንጀራ
ቤetna Tube
Рет қаралды 27 М.
18:31
ናይ40ፆም ዝተዋፃአ ናይ በረከት ስራሕ ዝተሰረሐ ብዝወፀ ይተክእ ክቡራት ማሕበርና
Mahbere Kdst Dngl Maryam Dibo ZeOrtodox tewahdo
Рет қаралды 424
17:30
አሳዛኙ የዶክተሩ ግድያና ከባዱ ውጊያ / በትግራይ የፌዴራል ሀይል እንዲገባ ተወስኗል? / በዐብይ ስምምነት የተፈፀመው የደሮን ጥቃት
Ethio News - ኢትዮ ኒውስ
Рет қаралды 76 М.
35:28
ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 61 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 61
Lele Entertainment
Рет қаралды 40 М.
00:21
Chain Game Strong ⛓️
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН