ቑ1. ርእሲ ኮምፒተር - ብጣዕሚ በሊሕ ኮምፒተር ዝተገጠመሉ ዝመስል ትግራዋይ ቆልዓ!!!

  Рет қаралды 443,013

Wushatena Media - ውሻጠና

Wushatena Media - ውሻጠና

Күн бұрын

Пікірлер: 1 200
@trustworthyhonestly815
@trustworthyhonestly815 6 жыл бұрын
ኣቱም ኣሕዋት ኣነ ኤርትራዊት ኢየ ግን በጃኹም እዚ ቆልዓ ንሓግዞ ገለ ንግበር ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@rakitube21
@rakitube21 6 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ
@እማእማ-ጨ6ሠ
@እማእማ-ጨ6ሠ 5 жыл бұрын
ጌቸ፣ሰዋት፣ፉቀረ፣ሐሉሉይ፣ንይ፣ሐመሙይ
@ኢትዮሃበሻYOUTube
@ኢትዮሃበሻYOUTube 5 жыл бұрын
ምቅርቲ ፍጥረት ሰላም ናዓኪ
@tigrayforever9256
@tigrayforever9256 5 жыл бұрын
እቲ ቅንዕናኺ ይኣክል ወለላይ
@AR-gf2re
@AR-gf2re 4 жыл бұрын
Trustworthy 7mmm v jnmhnjg nmn bju m kinnnm mjk kmnmm mkmm m m 9imnmm
@setetapp1945
@setetapp1945 5 жыл бұрын
እዚ ተኣምር ክሰርሕ ብእግዚኣብሄር ዝተለአኸ ስብ እዩ! ማህጸን ትግራወይቲ ይባረኽ🙏!
@kidist1955
@kidist1955 2 жыл бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏
@almaz6270
@almaz6270 6 жыл бұрын
ጀግና ዝወለደስ ይታሓጎስ ድኣ ወላድ ብርሃን ይግበረልኪ ዳርጋ 100 ዝወለድኪ
@inewa1
@inewa1 6 жыл бұрын
Al Maz Abey eyu zenio nehgezo bezakatkoum
@kidist1955
@kidist1955 2 жыл бұрын
ይዕበየልና🙏 ትግራይ ተስፋ ኣለዋ ኣባኻ😘😘😘
@awenbr9204
@awenbr9204 6 жыл бұрын
I am Eritrean and I would like to say that he is So smart he would have a genius record if he were from America or Europe ,the government should help and care him . I am so proud to be part of you Tigrinya people .
@mebrhiyemane8623
@mebrhiyemane8623 5 жыл бұрын
ሉኡኽ ፈጣሪ ኣዳ ከይኮዉን እንበር ከምዝዓይነት ርእሲ ኣሎ እለ ኣያምንን።
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 6 жыл бұрын
ጌታቸውዋይይ ጅግና ማርያም ፅዮን ምሳካ ትኩን
@waterfall9624
@waterfall9624 6 жыл бұрын
ንፉዕ ዒጎ ዩ ዝ ቖልዓ።
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 6 жыл бұрын
@@waterfall9624 በጣዓሚ ጅግና እዩ ውዲ እሉላ እባ ነጋ ናይ ጅጋኑ ዘሪኢ
@waterfall9624
@waterfall9624 6 жыл бұрын
@@HaniGualFikrHani ኣሉላ ደኣ ምኒሊክ አንድዩ ድአዝዞ ኔሩ ፡ዘርኢ ኣሉላስ ኣይግበረሉ አዚ ምስኪን ቆልዓ።
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 6 жыл бұрын
@@waterfall9624 ስለ ሚኒሊክ ስፊሪ እኔ ምን እገባኝ
@waterfall9624
@waterfall9624 6 жыл бұрын
@@HaniGualFikrHani ኣምሓርኛ ይጽናሓልኪ ኣቲ ሰብ።
@መሶበይመሶብዎርቂ
@መሶበይመሶብዎርቂ 6 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ንፉዕ ኣድኒቀካ ተስፋ ይገብር ኣብ መጻኢ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሕ። እቶም ዓቅሚ ዘሊኩም ሃየ ሓግዝዎ መጻኢኡ ካብ ብንእሽትኡ ይረኣየካ። From eri.
@tesfaberhangebreyonas
@tesfaberhangebreyonas 6 жыл бұрын
I am from Eritrea..what I would like to say, pls Ethio people open your eyes and try to help to this little brillant brother. He is very smart👈 Go head lovely little bro, Poverty can not a problem of our teaching..He is also very hard working man😍
@sikusiku3895
@sikusiku3895 6 жыл бұрын
Aseyyyyyy edmen tenan yhabka fetari
@tesfaberhangebreyonas
@tesfaberhangebreyonas 6 жыл бұрын
@Everything gonna be all right So woman no cry ክቡር ሓው ወዲ ኩን ጋል………ብጀመርያ ኩሉ ሰሰናዩ እንድየ ዝምነየልካ ካብ ልሳንካ ዝወጽእ ኩሉ ናትካ ሓሳብ እዩ። ብዝኮነ ውራይን ዘይውራይን ኣነበሮን ክምዚ ክትጽሕፍ ኣነ ብዝተሰምዓኒ ብልሒ ዚ ህጻንን መነባብሩኡን ክነብዕ ኣኪእልኒ እዪ። ንስካ ከኣ ኣብ ኮመንት ኣድሂብካስ ከምዘይ ውራየይ ክትነግረኒ። it's your mind.. የቀንየለይ !!!
@israel8104
@israel8104 6 жыл бұрын
@Tg የ ማርያም ልጅ you are correct and smart i like you my sis
@abeltekleab6448
@abeltekleab6448 6 жыл бұрын
Everything gonna be all right So woman no cry 😂😂😂😂 ata wediza resah lemani... tigraway kea af awxika ms eritrawi kitdafer jemirka melhaska axri ata togar kernae gexkum terhak ... kondafat...
@imissmama3978
@imissmama3978 6 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት እዚ ብጣዕሚ ዘገርም ነገር ,ዩ በጃኹም ንሓግዞ ኣጆኹም ሓገዝ የድልዮ ኣሎ ንሱ ከኣ ኣብ ጉዳይ መነባብሮ ግቡእ ክእለ ኣለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ናተይ •√√√
@teklithadish8623
@teklithadish8623 6 жыл бұрын
ካልአይ ጌታቸው አሰፋ ረኪብና አለና በርትዕ
@ኣልመዳዊሳሕላዊቢናዓምራዊ
@ኣልመዳዊሳሕላዊቢናዓምራዊ 6 жыл бұрын
ጌታ
@እማእማ-ጨ6ሠ
@እማእማ-ጨ6ሠ 5 жыл бұрын
ኣዋይ፣አት፣ሃመአኹ፣ዘበሉ፣ምኡት፣ሸሕ፣ይዋሉደን፣ዘዋዱይ፣ዋዉዉዉ
@እማእማ-ጨ6ሠ
@እማእማ-ጨ6ሠ 5 жыл бұрын
ጌትቸዋ፣ቀፀሉሉ፣ፈቀረ፣አሰይ፣ጀግን፣ትግረዋይ፣ሐቡቡቡቡ
@Elshadai-A
@Elshadai-A 6 жыл бұрын
ዋውውውውውውውው፡ እዛ ብርኽቲ ትግራይ ተስፋ ኣለዋ ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ፡ እዚ ቆልዓ ኣብ ናይ ዓለም ሚድያ ኣብነታዊ ሙሁር ዕዉት ሳይንቲስት ናይ ዓለምና ኮይኑ ክሪኦ ትምኒተይ ወሰን የብሉን ። ብሩህ መጻኢ ይምነየልካ ብሩኽ ሰብ ።
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝገርም እዩ።ሰላም ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ትግራዋይ ኩን ኤርትራዊ፡ኣነ ካብ ኤረትራ ሓውኩም እዩ።ናይ ብሓቂ እዚ ቆልዓ እዚ ምሽ ንትግራይ ወይ ንኣፍሪቃ ንዓለም እውን ኣገዳሲ ሰብ እዩ።እዚ ናይ ብሓቂ ብእግዚኣቢሄር ንወላዲቱ ጊፍቲ ዝተዋህበ ሰብ እዩ።ስለዚ ካብ ፖለቲካዊ ኣተሓሳስባ ወጺእና ሓደ ታሪክ ንስራሕ።እዚ ቆልዓ ዋላ 5 $ ሕሳብ ባንኪ ከፊትና ምስ ነዋጺሉ።እሱ ድማ ብሓዊ ይብለኩም ካብቲ ሕጂ ንገብረሉ፡ንላዕሊ ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ከም ዝገብሮሉ ኣይጠራጠርን እዩ።እቲ ኣገዳሲ ድማ ብዙሓት ህጻናት ብናይዚ ህጻን ኣብነት ክፍጠሩ ከም ዝክእሉ ኣይጠራጠርን እየ።ስለዚ ኢደይ ኢድካ ንበለሉ።ኣብዚ ሓሳብ እትሰማመዑ ብፍላት ዓበትቲ የሕዋትና ኣካውንቲ ክትከፍትሉ ይትሕትና ይሓትት።
@rakitube21
@rakitube21 6 жыл бұрын
nay bahaki hawna
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 6 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ሓውና!!!
@lundkhwar9084
@lundkhwar9084 4 жыл бұрын
ፅቡቅ ኣለኻ ኤርትራዊ ሓዉና
@ምንባርንሓቂ
@ምንባርንሓቂ Жыл бұрын
ኣበይ ኣሎ ይኩውኒ ከዚ ከ ኣምላክ ምሰካ ይኩን ማዓረይ መምህር ሙሉ ብሉፅ ሰብ ኣለሸኻ ኣመፀኢለና❤
@yohanesgoitom9990
@yohanesgoitom9990 6 жыл бұрын
እዚ ናይ እግዚኣብሄር ውህብቶ እዩ። ናይ'ቲ ጸግዒ ድኻታት ዝኾነ ፈጣሪ ኩል ኣለም ኢየሱስ ክርስቶስ ክብሪ ንዕዑ ይኹን።
@natiabraham9195
@natiabraham9195 6 жыл бұрын
nay bahki zhawey whbet egzabher eyu kem zbelkayo
@helmialenikrstossemra4799
@helmialenikrstossemra4799 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓባይ ቃል ተዛርብካ እዮሱስ ክርሲቶስ ናይ ድካታት እዮ ቃል ሰናይ የስምኣልና
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 3 жыл бұрын
ብሓቂ ይገርም እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ጥበብ ምስትውዓል ይህብ ሓወይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ
@ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ 6 жыл бұрын
ዋውው ገና ትግራይ ዓደይ ብዙሓት ጌታቸው ክፍጠሩ እዮም ዕድመ ንጌታቸዋት ይሃቦም😍😍😍😍😍💖💖💘💘💘💘💪💪💪👏👏👏👏👏
@ambesajirlegese5680
@ambesajirlegese5680 6 жыл бұрын
ኦ ፈጣሪ ነዚ ዕሸል ኮምፑተር ዝኾነ ርእሱ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ሃበለይ ።ደቂ ትግራይ ክኣ ብፍሉይ ክትከናኸንዎ ይምሕጸነኩም ሓውኹም ካብ ኤሪ ።
@7145-t5g
@7145-t5g 6 жыл бұрын
ብሓቂ ኣድናቆተይ ምቁጽጻር ስኢነ ትግራይ ወላዲት ጅግና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ከማኻስ ብሓደ ማዓልቲ 1000 ይወለዱ
@YoDaha
@YoDaha 2 жыл бұрын
ምስ ዓበየ ግና ዝገብሮ ትኣምር ኣሎ እየ ዝብል ኣነ ግን ሰብ ድዩ ዝመስለኒ ስጋ ዝለበሰ መልኣክ እየ ዝብል ኣነ ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ምክንያቱ ኣነ ከምዝይ ብፍፁም ኣረአኩን ብሞጎሱ የዕቢካ ፈጣሪ ኦኦሙርኡ ንፁህ
@amanielakolom5747
@amanielakolom5747 6 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@kidanesemerabe2273
@kidanesemerabe2273 6 жыл бұрын
ዋውውው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሐወይ ናተይ ምሕረት የዊርደልካ
@kidanesemerabe2273
@kidanesemerabe2273 6 жыл бұрын
ንስኻ አታ ጋዜጠኞ ውን ዕድመ ይሃብካ አምላኽ ተፈደዮ
@iloveyouethiopias3495
@iloveyouethiopias3495 6 жыл бұрын
Wow
@titinmla1206
@titinmla1206 5 жыл бұрын
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ብጣዕሚ ታሓጊሰ ናይ ኣምላክ እዩ እዚ እግዚኣብሄር ዝሳኣኖ የለን ክብሪ ንፈጣሪ ተመስገን
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 3 жыл бұрын
እዙይ ካብ ሰመያዊ ኣምላክ ዝተውሃቦ ጸጋ እዩሞ ስለ ኩሉ ነገር ንእግዚአብሔር ምስጋና ይኩን አሜን ፫ ቃላት የብለይን ንክናገር
@mmepawer8412
@mmepawer8412 6 жыл бұрын
ዋው አዚ ቆልዓ ብመንግስቲ ክሕገዝ ኣሎዎ ወረ ተሎፎኒ ሃቡኒ ባዕለይ ከተባብዖ አየ
@ፍቅርዩእምነትይተመሰግንዩ
@ፍቅርዩእምነትይተመሰግንዩ 5 жыл бұрын
ባጣዕሚ ዝግርም እዪ ዕደመን ጥዕነን ይህብኪ ዝሓዉይ ኣጆኪ ብዕለ ሙለእ ተስፍ እኪ
@shewitafewerki4939
@shewitafewerki4939 5 жыл бұрын
አምላክ ነዊሕ መዋእልን ጥዕናን ሂቡ መራሒ ዓለም ምስተአለም ንክትከውን ትፅቢት ኩላትና እዩ መዓረይ አዮካ ሽኮረይ
@ኢትዮጵያኣአዳዋናብአግዚኣ
@ኢትዮጵያኣአዳዋናብአግዚኣ 6 жыл бұрын
ና ኣምላኽ ውህብቶ አዩ ድኽነት ናይ ሰብ መምዘኒ ኣይኮነን
@meresaalemu6843
@meresaalemu6843 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እዝሓይ ፈጣሪ እንታይ 'ሞ ይነበር !
@solomontadele9166
@solomontadele9166 6 жыл бұрын
We as Tigrian and the state government need to get this Children, so they can be effective Teachers to the rest of us,may God bless him Getachew, he is so intelligent, for good cause I am with you the media reporter, so please continue your good work. Thanks
@ትግራዋይኔቴያኮራኛል
@ትግራዋይኔቴያኮራኛል 6 жыл бұрын
እግዚአብሔር ያሳድግህ ትልቅ ደረጃ እንትምትደርስ ተስፋ አለኝ ያንተ መጨረሻ እንዳይ እግዚአብሔር ይርዳን
@asdfasdd4061
@asdfasdd4061 6 жыл бұрын
የጠላትህ አይን ይደፈን አይዝሁ ባባዬ አንድ ቀን እግዚአብሔር ለሁሉም መልስ አለው የገንዘብ ድህነት ችግር የለውም የጭንቅላት ደሃ አትሁን እንጂ
@hadashaftu4673
@hadashaftu4673 4 жыл бұрын
ብሓቂ ኦ ፍጣሪ ኣብድክማት ዝለካ ጠምተ ክንድ እይ ክዓቢ እዩ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጠሪ
@yonasgoitom2177
@yonasgoitom2177 6 жыл бұрын
ጎበዝ፡ነዚ ቆልዓ መንግስቲ ብጽቡቕ ክሕዞ ኣለዎ ናይ መጻኢ ለውጢ ክገብር ዝኽእል እዩ።from Eritrea
@Alsehday
@Alsehday Жыл бұрын
ብሓቂ ታኣምር እዩ ካብዚ በላዕሊ እዩ ክሰርሕ ናይ እግዚአብሔር ፀጋ ዘይውዳእ ወሲኩ ይባርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 😍😍😍😍ዛሓወይ ዕሸለይ
@swet8698
@swet8698 6 жыл бұрын
ዋውውውው ከመዬይ ዝበለ ቆላዓ እዩ በጃኩም ዋውውው ዕድሜ ና ጥዕናን ያሀብካ ሽኮረይ
@ለሁሉምግዜኣለዉ
@ለሁሉምግዜኣለዉ 6 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@okubomhailu7511
@okubomhailu7511 6 жыл бұрын
ፅጌሬዳ ገብረፃዲቅ swet ❤⛪🕌🍻
@zamzon1312
@zamzon1312 6 жыл бұрын
Yeebka zwedey
@iloveyouethiopias3495
@iloveyouethiopias3495 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen 👐 betamiy zehram kolea eyou
@juditeweldejudi1547
@juditeweldejudi1547 6 жыл бұрын
ኩሉ ግዚየ ፈጣሪ ምስ ጽጉማት እዩ እሞ እሾኽ ኣይጋእካ ዝሓወይ።ተጋሩ የሕዋትና ከኣ ተኸናኸንዎ ቢኡኡ ኪትከሓሱ እኹም። እዛ ሕጂ ዓለም ትስሕቀኩም ዘላ ድኽነትኩም ሪኣ ቢኣኩም ክትግረም እያ ምሁር እዩ ናይ ለውጢ ሓይሊ።( ድኽነት ዕደ )
@alpalp8721
@alpalp8721 6 жыл бұрын
ሽኮረይ ልበይ ውሰዶ ሕማቕ ዓይን ዝርአየካ ዓይኑ ይጥፋእ የዕብኻ
@kibromabrha8737
@kibromabrha8737 6 жыл бұрын
እዚይ ዳኣ ነቶም መምህራን ከምህሮም እምበር ኣይምህርወን ጎበዝ ኣጀካ ኣምላከ ምሳካ ይኩን
@muludn6255
@muludn6255 6 жыл бұрын
እግዛብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሀብካ ምጭወይ ሐሳብ ልብካ የስምረልካ 😘😘😘😘😘😘😘😘😘👏👏👏👏👏
@banamulle836
@banamulle836 6 жыл бұрын
Bhaqi bgenzeb khgez delewo kola agziabhier edmeka ybark ❤️👌 Kab Eri 🇪🇷🇪🇹
@mercymercy8563
@mercymercy8563 6 жыл бұрын
Oh my god😮 im from Eritrea. What an outstanding kid. Plzzzzz Ethio ppl specialy Tigray ppl help this kid.
@simonnega5185
@simonnega5185 6 жыл бұрын
ኢግዚኣብሄር ተኣምር ኮሊዓ ፈቲሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
@ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም 6 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ነዊሕ ዕድመና ጥዕና ኣብዚሑ ይሃብካ ፈጣሪ ኣብሽየ እግዚአብሔር ብጥበብ የዕቢካ እግዚአብሔር እዩ ሂብካ ዘሎ እውቀቱ እግዚአብሔር ምሳካ ይኹን እዙይ ናይ እግዚአብሔር ድንቂ ዝኮኮኮነ ስራሕ እዩ ንእግዚአብሔር ነመስግን ወሲኩ ጥበብ ይሃብካ ጌቾ ዋ ገነት ተሳሓሒትኪ ዝሓፍተይ ናይ ኣዲኡ ፍርሒ ናይ ገንዘብ ድልየት ዘይኮነስ ካብ ዓይኒ ውላዳ ክትፍለ ስለ ዘይትደሊ እዩ ኣዶ ኩሉ ካባና ምንም ኣይትደልን ብቻ ግን ካብ ውላዳ ምፍልላይ ብጣዕሚ ትፀልእ እያ ወይኔ አነማ እስከ ላይኛው እኮ ተምሬ ነበር ኣይ ኣነ ከንቱ😃😃😃😃😃
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 6 жыл бұрын
ዋውውውውው ዋው ው ብተኣሚ ዘገርም ፍሉይ ነገር ዩ። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ክህበከ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን።
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ 6 жыл бұрын
ጅና ጌታቸወይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምልኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@shegemebre6513
@shegemebre6513 6 жыл бұрын
ኽታምኖ ዘጸግም!!! እግዛብሄር ኩሉ ክህብ እየ እብል ቃል ኣምላክ፥እዚ ቆላዓ ካኣ ሓደ ካብቶም እግዝኣብሄር ውህበት ዝዓደሎ እዩ።
@EducationalAl
@EducationalAl 6 жыл бұрын
Wowww He is genius he really need support God bless him
@muluasefa4296
@muluasefa4296 6 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዝሓሰብካዮ ይፈፅመልካ ኣቦ መምህር ሙለር እግዚአብሔር ሰላምካ የብዘሐልና ቅኑዕ ስብ
@1atsedemewatsion345
@1atsedemewatsion345 5 жыл бұрын
እሰይ ይዕቢኻ ብሓቂ ቃላት የብለይን
@ትግራይዓደይንዘለኣለምትን
@ትግራይዓደይንዘለኣለምትን Жыл бұрын
ፈጣሪ ይመስገን ናይ እግዝኣብሔር ውሁብቶ እዩ
@ኣለናልኪሃገረይ
@ኣለናልኪሃገረይ 6 жыл бұрын
እዚ ቆልዓ ዝጽውዖም ዝነበረ እንታይ ኢዮም ኣቁሕት ድዮም ዋላስ ቁጽሪ ኦኦኦ ገሪሙኒ 12 ወዲኤ እሞ ሰሚዐዮም ኣይፈልጥን ኣጋጣሚ ውን ኣተራኸብናን,በል ዕድመ ይሃብካ,ትደልዮ ኩሉ ይስመረልካ ዛወደይ
@nselomnxna4733
@nselomnxna4733 6 жыл бұрын
አነ ነዚ ጋዜጠኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አብ ጽጉማት እትገብረ ጠመተ ቀጽሎ እዚ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተማሃር አብ ድላይካ ክትበጽሕ ንሕና ኤሪትራዊያን ንጽቡቅ ጽቡቅ ምባል ዝተዓደልና ኢና እሞ እዞም ተጋሩ አብ ናይ ኤሪትራ ዝገበር ጸርፍን ብዛዓባ ኤሪትራ እትገብርዎ ዘመተ ተቀጠቡ ጋዜጠኛ አጆካ በርትዕ አብ ሕዝብካ ጸገም ንምፍታሕ እትገብሮ አምላኽ አይፈለየካ
@rakitube21
@rakitube21 6 жыл бұрын
nselom nxna ትግራዋይ ንሓው ኤርትራዊ የከብር እምበር ኣይፃረፈን እዩ ሓደ ሓደ ሕማቅ ኣለው እዮም ግን እቲ ዝበዝሕ ንሓው ህዝቢ ኤርትራ ዘከብር ሰላም ፍቅሪ ዝደሊ እዩ ብወገን ኤርትራ እውን ሓደ ሓደ ሕማቅ ዝፃረፍ እውን ኣለው እዮም እቶም ዝበዝሑ ሰብ ዝከብር ሰላም ፍቅሪ ዝደሊ እውን ብዙሕ እዩ ዘሎ እቶም ዝፃረፉ ብክልቲኡ ወገን ካብቶም ላባማት ስብ ዘክብሩ ካብ ክልቲኡ ህዝቢ ከም ከማካ ዝበለ ክማሃሩ ኣለዎም
@zemuyandemichael6769
@zemuyandemichael6769 6 жыл бұрын
በጃኹም ምድናቕ ጥራይ እኹል ኣይ ኮነን በጃኹም ብሓለዋ ክዓቢ ዘለዎ ቆልዓ ኢዩ፨ ትሑት ውን ኢዩ። መላእ ህዝቢ ትግራይ ክሕብሕቦ ይግባእ ብሓለዋ ክዓቢ ዓግቦኦ ምድናቕ ጥራይ እኹል ኣይኮነን ፨በጃኹም ትግራይ ኣይኮነትን ኣፍሪቃ ምሉእ ከጸውዓ ኢዩ ።በጃኹም!!!!
@rakitube21
@rakitube21 6 жыл бұрын
nay bahaki
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 5 жыл бұрын
Wowowowowo❤❤❤❤💛💛💛💛💛😍😍😍😍😍😍👍👍💪💪💪💔💔💔💔💟💟💟💟💟💋💋💋💋
@amanueldawit7235
@amanueldawit7235 6 жыл бұрын
Mejemerya thank's kemzi aynet smart seb teredikum ab media zewsaekumo i am sure in the short Time he king i wish all the best getachew
@samson1563
@samson1563 6 жыл бұрын
Ajoka ezi woday bravo 👏🏻 from Eritrea 🇪🇷 we suport u one day I will come mekalea I found u bravoo
@jdygsr871
@jdygsr871 4 ай бұрын
ሙሉ ሓወይ ምስ እግዘአብሔር ሓይሊ እዚ ቆልዓ ባዕልካ አጢብቅካ ተትሕዞ እዪ ዝምረፅ
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 5 жыл бұрын
ብሓቂ ኣቦ ሒሳብ ኢኻ ጌች
@ፃድቃንፃድቃን
@ፃድቃንፃድቃን 6 жыл бұрын
በስመኣብ ብሓቂ ብሉፅ ቆልዓ እግዚአብሄር ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ዝሓወይ
@binyam1578
@binyam1578 2 жыл бұрын
ብሰላም ኣብ ሃገሩ ይምበረልና 🙏🏼💙🧸🌻☂️🔔🔔ደገ ከይወጽእ ሓደራ ሃብቲ ሃገር እዩ።
@eritreanmodernkirarmusicin3992
@eritreanmodernkirarmusicin3992 6 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ዘኹርዕ በሊሕ ቆልዓ ከምዚኣቶም እንተ ዝበዝሑስ ከመይ ጽቡቅ ነይሩ ኣብ ምሉእ ኣፍሪቃ ነዚ ቆልዓ ኣብ ክንዲ ብቁልጡፍ ኣብቲ ዝለዓለ ትምህርቲ ወሲዶም ዝኣልይዎ እነሆ ክሳብ ኣብዛ እዋን እዚኣ ኢንተርቪው ዝገብሩላ ዘለዉ ቃለ መሕተት ናይቶም ዓበይቲ ኣተሓሳስባ ዘሔዝን ' ዩ ክሳብ ሕጂ ነዚ ብሪላንት ቆልዓ ከይተገደስሉ ምጽነሖም
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 6 жыл бұрын
ቑ2 - ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘሎ ዘርኢ ቪድዮ - kzbin.info/www/bejne/fnOpeqSdnatrodU
@teshomemehari9926
@teshomemehari9926 6 жыл бұрын
From eritrean i feel sorry to his dad also I'm happy because of his party of my family
@hhabeba925
@hhabeba925 4 ай бұрын
ብሓቂ ስራሕ እግዚአብሔር እጽብ ድንቂ እዩ ተመስገን
@ተስፋእዩስንቅይ-ሐ4ጸ
@ተስፋእዩስንቅይ-ሐ4ጸ 6 жыл бұрын
አየ ድክንት ዓይንኪ ይጥፍእ አጅኻ ምዓሪይ
@muluasefa4296
@muluasefa4296 6 жыл бұрын
ልክዕ ማረይይ ግን ባዓልተስፍ እዩ እና ጥዕና መቁራተይይ
@elfudeslang5820
@elfudeslang5820 6 жыл бұрын
እግዝአብሄር የዕብይከ ዕድመን ጥዕናን የሀብካ ካብ ዓይኒ ሓሳድ የውፅእካ ድካ አተሓሳስባ እንበር ድክነት መነባብሮስ ሓላፍይ እዬ አጆካ
@alemattekle5008
@alemattekle5008 6 жыл бұрын
ገታቸው ኣጆኻ በርትዕ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን!!
@hagosmkem5468
@hagosmkem5468 6 жыл бұрын
ዋውው አግዝኣብሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ንስኻ ደኣ ካብ ኮምብተር ንላዕሊ ከማን።
@weldayhailu2078
@weldayhailu2078 6 жыл бұрын
ዕድመይ። ጥዕናይ። ይሃብካ ሽኮርና
@miliftwi9019
@miliftwi9019 6 жыл бұрын
ኣምላክ በቲ ውህብቱኡን ትዕድልቱን ኣምልክ ዘገልግለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ወላዲቱ ዛሊ ይግበሮ
@tsegatesfaghabir280
@tsegatesfaghabir280 6 жыл бұрын
I can tell his future is bright. He is such an amazing kid. God bless you and your family 👏👏😍😍
@ukbaytesfay4584
@ukbaytesfay4584 6 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብርግጽ ጽባሕ ናይ ቢዝነስ ኣካውንትን ክሰርሕ እዩ :ፍሉይ ተውህቦ :ቁሩብ እካ ፊደል ቆጺረ እንድየ ግን ሕሳብ ጥይተይ እያ ቅርብ ኣይብላን ! I appricate. you amazing child God bless you brave !
@mussoliniroma7875
@mussoliniroma7875 6 жыл бұрын
He is absolutely awesome God bless you gechi mosses from eritrea
@maekeletekle6077
@maekeletekle6077 6 жыл бұрын
He is gifted child please help the administration of tigray and GBU !!!
@tekleweiniteweldemedhn5442
@tekleweiniteweldemedhn5442 6 жыл бұрын
እዚ ቆልዓ ኣዚዩ በሊሕ እዩ ዝመስል ሃገር ኣይኮነን ንዓለም ውን ከማሓድር ይክእል ኢዩ። ብዘለዎ ሽግር ጽልዋ ከየሕድር ግቡእ ሓገዝ ክግበረሉ እንተዝካኣል ምስ ወላዲቱ ይምሕጸነኩም።
@asmarabela1994
@asmarabela1994 6 жыл бұрын
Xbuq aleka ane wn kemiu a hasibe emo tfelto entekuanka eba gele habereta habena ember xehayn nfasn si eta tmrti kkeyd kelo ziharmo ykiaklo tselaiu enkilil ybel wedi bezi edmius kishikit enkilil kbl
@onenationoneloveerey7759
@onenationoneloveerey7759 6 жыл бұрын
Nay bhaki hero eyu Ezi kolia .......hagez yedliyo eyu.......
@Max-ug3pv
@Max-ug3pv 6 жыл бұрын
Wowww des yela zhwey
@hermonnegasi937
@hermonnegasi937 6 жыл бұрын
እወ ሓገዝ ይገበረሎም
@yonassami2075
@yonassami2075 6 жыл бұрын
Haki zereba
@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443
@hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 6 жыл бұрын
ዋው ኣቤት ብኡውነት እዚ ቆልዓ ብግቡእ ትምርቲ ክረክብ ኣለዎ ፍሉይ ውህብቶ እዩ ዘለዎ ግን ኣብ ዓዱ ክማሃር ኣለዎ ኣብ ደገ ይሕዶ ዶ ክትብሉ ናብ ደገ ከይትሰድዎ ዳሓራይ ረኪብኩም ከይትስእንዎ እቲ ምንታይሲ ኣጋጣሚ እዚ ሰብ እዚ ፍሉይ ፈላስፋ ክከውን ይክእል ኣብ ደገ ከይዱ ከምኡ ተኮይኑ ጻዕዱ ከምዘይሰድዎ ክትፈልጡ ኣለኩም
@almaz6270
@almaz6270 6 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሃፍቲ ዓድን መኣድንን እዩ ሓገዝ የድልዮ
@hjhj5640
@hjhj5640 5 жыл бұрын
ወየ ዝያዳይ ናይ ብሓቂ ትግራይ መፃኢኣ ብርሃን ከምዝገብራ ኣይጠራጠርን ኣጆካ በል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
@hintsatewelde4886
@hintsatewelde4886 6 жыл бұрын
ምግራመይ ወዲአስ ንነብሰይ ክወቅሳ ጀሚረ ን ዶክቶር ኣቢ ኣውሪድካ ነዚ ቆልዓ ትሰቅሎ ኣብታ ሕልፍነት።
@mnasealem3462
@mnasealem3462 6 жыл бұрын
Hintsa Hawi Feben kkkkkkkkkkkkkkkkkk hakeka aleka
@DelaySelam2000
@DelaySelam2000 6 жыл бұрын
ክቡር ሓወይ ህንጻ የእምሮን ልቦናን ክልተ ዓበይቲ ገጻት ናይ ሓንቲ ሳንቲም እዮም ኣይራኸቡን እዮም መራሒ ሓንቲ ሃገር ቁፅሪ ጸጊምዎ ኣይኮነን ሃገር ትበላሾ , ልቦና ክውሕዶ ከሎ እዩ እዞም ዓለም ዝዝውርዋ ዘለው መራሕቲ( ኢሉምናቲ ) ሒሳብ ጥርዚ ዝበጽሔ ፍልጠት ኣለዎም እቲ ጸገም ግን ኣብ ሕልና( ፍርሃት እዝግኣብሄር ዘይምህላው እዩ) እዚ ቆልዓ ግን ከምኦም እዩ ማለተይ ኣይኮንኩን , እንታይ ደኣስ ? መዔቀኒ መራሒሓንቲ ሃገር ብከምኡ ክርኤ የብሉን ማለተይ እየ:: I’m just giving you friendly advice, stay peace!!!
@hintsatewelde4886
@hintsatewelde4886 6 жыл бұрын
@@DelaySelam2000 ግርም ኣሎኻ ዝብሎ ምስጠፈአኒ ኢየ ከምኡ ኢለ ።
@amanam3532
@amanam3532 4 жыл бұрын
Ewnet bleshal kkkkkkk semay ena mdr eko nachew
@wasli8257
@wasli8257 5 жыл бұрын
ዋው ካልአይ ጌታቸው አሰፋ ተረኪብ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ማዓረይ
@sabethiopian4657
@sabethiopian4657 6 жыл бұрын
እዋይ ሐንጎል ናይ ባሐቂ ናይ እግዚአብሔር ህያብ እዩ።
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 6 жыл бұрын
ቑ2 - ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘሎ ዘርኢ ቪድዮ - kzbin.info/www/bejne/fnOpeqSdnatrodU
@tesfayberhane1374
@tesfayberhane1374 6 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቡእነት ኣጆካ ወዲ ህዝብና ፍሉይ ፍጥረት ፍሉይ ቤትምህርቲ ክምሃር ኣለዎ
@hailehadigu7380
@hailehadigu7380 5 жыл бұрын
ወድሰብ ናይ ሓንጎል ድኻ ኣይኩን እምበር ድኽነትስ እግዚአብሔር ማዓልቲ ኣለዎ እዩ ፍታሕ ዘምፀእሉ ብዝኾነ ክንፈልጦ ዝግባኣና ብመከራ ብድኽነት ብገፅ ደቅሰብ ዝግረፍ ሰብ ክሕጎስ ኣለዎ መከራ ብርሃን የምፅእ እዩ
@simonyemane4736
@simonyemane4736 4 жыл бұрын
l am from Eritrea but.l am really happy to hear that.l wish you good luck and bright feature GBU.
@erapentertement1043
@erapentertement1043 6 жыл бұрын
ውህብቶ እግዝኣቢሀር እዩ::
@ኦኣምላኸይካብሕማቅሰውረኒ
@ኦኣምላኸይካብሕማቅሰውረኒ 6 жыл бұрын
ኣሰይ ምዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቡሩከይ እግዛብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኩን ...
@dahlak8721
@dahlak8721 6 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 kemaka dibele bluts yiab tigraway bimrayna tesfa alena
@senayeyumengedey2556
@senayeyumengedey2556 6 жыл бұрын
wwwww wwwww God bless you amvesa
@solomontadele9166
@solomontadele9166 6 жыл бұрын
To our beautiful sister Genet, we're proud of you.
@amenamenamenund3823
@amenamenamenund3823 6 жыл бұрын
egziabher Amlak edman tenan yhabka fetariii hawey ajoke aythamqe nabara sedat kulu yehwatey hagzwu .ane hawek keba eritrea eyu. ajokum zyehawety Egziabher Amlak yehgzka
@alemattekle5008
@alemattekle5008 6 жыл бұрын
እዚ ቆልዓ ካብ ትግራይ ወጻኢ ክምሃር የብሉን!!
@tinsaeshinyasayenethiopia917
@tinsaeshinyasayenethiopia917 6 жыл бұрын
ይገርማር እግዚአብሄር ይባርክህ
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 6 жыл бұрын
ውይይይይይ ይገርም እዩ ዓስራይ ወዲአ እውን ካብ ሚሊዮን አይፈልጦን ጥዕና ይሃብካ ሙቁረይ
@teflostsegay3688
@teflostsegay3688 6 жыл бұрын
I Still Can't Believe How Gifted He's. I Will Visit One Day Ethiopia & I Am Sure You Are The One I Am Going To Visit. Good Boy.
@amerahagos3513
@amerahagos3513 6 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝያዳይ 😍😍😍😍😍♥
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 6 жыл бұрын
የቐንየለይ!!!
@ጓልዞምሰረሕቲቅያ
@ጓልዞምሰረሕቲቅያ 5 жыл бұрын
ኡሟሸይ ፀላእ ዓንካ ድፍን ይበል እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣጆካ ኣብጎንካ ኢና ተረካቢ ሃገር ትኾንኻ
@ኢትዮጵያኣአዳዋናብአግዚኣ
@ኢትዮጵያኣአዳዋናብአግዚኣ 6 жыл бұрын
ዋይ መብረቅ ፅናሕ ከይ ትቅድመኒ ክክክክ ካብ ዓይኒ የውፅ አኻ ፈጣሪ ይሓልኻ
@habesha4825
@habesha4825 2 жыл бұрын
Mukuru haweyi selam fkri egiziabiheri niaka yukun burukeye💖💖💖💖😘❤
@ሰመይተዋህዶውሽጠይባዶ
@ሰመይተዋህዶውሽጠይባዶ 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ኣቶሙሰባት ዝገሪም ኮዩኡ
@hanayirga4132
@hanayirga4132 4 жыл бұрын
ዝግርም እዩ ፈጣሪ ዕድምን ጥዕናን ያሀብካ ይዕብኻ አምላክ
@erilove19
@erilove19 6 жыл бұрын
Owww I kray God bless you gati You are smart.
@የአብርሃወአፅብሃልጅነኝ
@የአብርሃወአፅብሃልጅነኝ 3 жыл бұрын
ካብ ክፉእ አምላክ ያሓልኩም ክቡራተይ
@Sunrise-sg8lp
@Sunrise-sg8lp 6 жыл бұрын
I wish to give him a prize (car ) to excellence journalist Hailsellsa. Best journalist ever l seen !!
ቑ2. ርእሲ ኮምፒተር - ሂወት ጌታቸው ሐዚ መስመር ትሕዝ ኣላ...
26:59
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
ወዲ 12 ዓመት ሕጻን ዝገርም ናይ ሒሳብ ክእለት
7:37
Hanza Tube /ሃንዛ/
Рет қаралды 364 М.
ቑ2- ዳግም ዝጠጠዐት ሂወት እንዳቦይ ገ/ገርግስ በየነ!!!
29:37
Wushatena Media - ውሻጠና
Рет қаралды 152 М.
እምነትን ፅንዓትን ዝትንፈሰላ ምዉቕቲ ገዛ!!
26:17
Wushatena Media - ውሻጠና
Рет қаралды 180 М.
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН