ቑ1ይርጋለም - ንኹሉ ብማዕረ ዝተዓደለ ማይ ኣቦይዝጊ ፀባ ብዕራይ ዝኾኖ - ይርጋለም

  Рет қаралды 47,515

Wushatena Media - ውሻጠና

Wushatena Media - ውሻጠና

Күн бұрын

Пікірлер: 323
@ፍቅሪመንገደይ
@ፍቅሪመንገደይ 5 жыл бұрын
መምህር ምሉእ ብትገብሮ ኣዝየ ስለ ዝድንግጽን ሕማቅ ስለ ዝስማዓንን ኣብ ክላስ ከለኩ ይሰምዓ ኣለኩ ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ ከብደይ በሊዑኒ 😭😭😭 ኣጆካ ሙልረይ ጅግና ከምኡ ጌርካ ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ህዝብካ ርዳእ
@אלינירה
@אלינירה 5 жыл бұрын
አምላክ ምሳካ ይኩን telephon merkebi tetixihif xbuk neru hagez tezey rekibu konu
@naxnetgebrekidan552
@naxnetgebrekidan552 5 жыл бұрын
@@אלינירה yy.f
@naxnetgebrekidan552
@naxnetgebrekidan552 5 жыл бұрын
@@אלינירה : Gan
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 жыл бұрын
@@אלינירה ኣብቲ ቪድዮ ትሕት ኢሉ ተፃሒፉ ኣሎ
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ እግዚአብሔር ምሕረት ያውረድልካ ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ሓውና ናትና
@እግዚኣብሄርይመስገንኣሜን
@እግዚኣብሄርይመስገንኣሜን 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረቱ. የወርደልካ ክቡር ሓውና ንእግዚኣብሄር ዝሰኣኖ. ነገር የለን ሓውና ሙሉ.ደሞ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ. ከምኡ.ጌርካ ክትፍጽሞ እቲ ሰናይ .ስራሕ መድኃኔ ኣለም ምሳካ ይኹን አሜን ⛪💠🕯👏⛪💠🕯👏⛪💠🕯👏⛪💠🕯
@ትግራይዝዓደይ-ዀ4ጘ
@ትግራይዝዓደይ-ዀ4ጘ 5 жыл бұрын
እዋይ እስቲ ኩላትና ዓይነብርኪ ዝሓዝና ተመስገን ንበል ናብ ማይ ዘለዎ ከይዱ ክብር ዓቅምና ዝፈቀዶ ካብዚ ዝከፍእ ታይ ኣሎ ኣጆካ ዝሓወይ ክወግሕ እዩ እንካር ረእናካ
@fkrblehetragne6558
@fkrblehetragne6558 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ከምዚ ደካማታት ኣካለ ጎደሉ በብየገዝኡ ምጥያቅካ እግዚአብሔር ውለታካ ይክፈልካ ዛዓለም እዚኣ ገዲፍናያ ስለንመውት ፅቡቅ ነገር ሰሪሕና ሙሟት ፅቡቅ እዩ
@ሜሪትግራወይቲየ
@ሜሪትግራወይቲየ 5 жыл бұрын
ጎይታዋይ ማዓረይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ዛሓወይ ኩሉ ናይ ኣምላክ ዩ ኩሉ ሓሊፉ ተመሊስካ ከተዕልሎ ይኸዉን ኣዞኻ
@awetaweldy4600
@awetaweldy4600 5 жыл бұрын
መምህር ምሉእ ኩሉ ጊዜ ፈጣሪ ምስሳካ ይኩን ንጽግማት እናደገፍካ ንርኤካ አለና እሞ ሓውና ድማ ፈጣሪ ምህረት የውርደሉ እሞ አጀውካ ቀጽለሉ
@tewahedoneweemnty9987
@tewahedoneweemnty9987 5 жыл бұрын
ajoka hawey maery amelak neska yekun
@Ma-yv5ji
@Ma-yv5ji 5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ኣጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር በዓይነ ምሕረቱ ይጠምትካ መምህር ሙሉ ሓዉና ዕድመካ ይንዋሕ ክፍእ ኣይትርከት ኣቦ ፁጉማት
@ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
@ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ሓወይ ናተይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ሙለረይ ዓስብካ ኣምላክ ኣብ ላዕላይ ይግበረልካ
@bereketberhane1908
@bereketberhane1908 5 жыл бұрын
Ajoka heway mula Tiana yhbak fitira
@መቢድብዋት
@መቢድብዋት 5 жыл бұрын
እዋይይ ሓወይ ምሕረት የውርድ እስከ ፈጣሪ ተገዲስኩም ሓግዝዎ በጃካትኩም ወላ ናብ ጥቃ ማይ ዘለዎ ኣቅረብዎ እቶም፡መማሃርቱ ዝነብርኩም ሓግዝዎ ብዓቅምኩም ደቂ ሰባት ረሳዕቲ እዳኮና ካባይ ጀሚርካ ንሕና፡ካኣ ምስ፡ኣብራክና ከለና ጠኒስና
@rkrkro5750
@rkrkro5750 5 жыл бұрын
ሓወይ ማዓረይ ናይ ምሕረት ባዓል ገዛ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውረደልካ አይዞካ ክወግሕ እዩ ንሓውና መምህር ሙሉ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይሃብካ ዝሓወይ ተዓዲልካ ብእወነት ፈጣሪ አለም ምሳካ ይኩን
@tesfatv4676
@tesfatv4676 5 жыл бұрын
ናት ብሓቂ እቲ ኩሉ ዝክኣሎ ፈጣሪ ምህረት የዉርደልካ ዝሓወይ
@grmawit1902
@grmawit1902 5 жыл бұрын
አምላኽ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ መምህር ሙሉ አምላኽ ይሓግዝካ ዕድመን ጥዕናን ይህበካ።
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 жыл бұрын
መድሃኒኣለም ኣቦይ መዓረይ ምሕረትካ ለኣከሉ 😢😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏
@ኣበባኣሰፋ
@ኣበባኣሰፋ 5 жыл бұрын
ዋይ ሓወይ መዓረይ ምሕረት የውርደለካ ፈጣሪ ኡፍፍፍፍፍ ማይ ዝሰትዮ ይስእ ምስ ብለስ አብክይኒ ትግራይ ክሳብ መዓዝ እይ ብማይ ፅምኢ ክትሕፎ አየ አማሓደርቲ ክቡር ሓውና ሙሉ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈጥርካ ናይ አእምሮ ሃፍታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@bereketrustom7391
@bereketrustom7391 5 жыл бұрын
Amilak yhagesek hawen
@fkrblehetragne6558
@fkrblehetragne6558 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ሓወይ ምዓረይ ኣይዞካ እግዚአብሔር ይምሓርካ በብዓቅምና ክንሕግዞ ኣለና ፅቡቅ ምስራሕ ንባዓልና እዩ
@ዜድጋልትግራይወለላዜድጋል
@ዜድጋልትግራይወለላዜድጋል 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ናዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@aklilhoags1193
@aklilhoags1193 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ዛይድጓልትግራይ-ጐ5ወ
@ዛይድጓልትግራይ-ጐ5ወ 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ዊይ ሓወይ ማዓረይ ኣጆካ ኩሉ ክወግሕ እዩ ኣምላክ ሙሉእ ምሕረቱ ይላኣከልካ ተስፋ ኣይትቁረፅ መምህር ሙሉ ኩሉ ብእትገብሮ ልጋሰ ህዝብካ ኣምላክ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ብፈጣሪ ክትረክቦ ኢካ።
@aminemekonen7806
@aminemekonen7806 5 жыл бұрын
ካብ ሓዉና ይርጋለም ተማሂርና ብዘለና ጸጋ ዓይነብርኪ ፈጣሪና ነመስግን የሕዋት ብጣዕሚ ከብድኻ ዝበልዕ ኣጋጣሚ ኣጀኻ ሓወይ ምሕርት የዉርደልካ መምህር ሙሉ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 😭😭😭😭
@RD-yc9vk
@RD-yc9vk 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ናዓኻ ዝኸውን ቃላት የብለይን አብ ፀልማት ዘለው አልሸካ ብምርካብ ብርሃን ዝትኾኖም ዘለኻ እግዛቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራ ቤትካ ይርጋለም አጆኻ እትዘለኻዮ ፀልማት ክወግሕ አዩ
@ፋኒጋልትግራይ
@ፋኒጋልትግራይ 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ኣጆካ ዳሓን ጅግና ሓወይ ክሓልፍ አዩ ኣለና ኢና ኣብ ጎንካ።መምህር ሙሉ ብትገብሮ ዘለካ ምትሕብባራት ኣዚና ዑጉባት ኢና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ
@ኢትዮጵያኣአዳዋናብአግዚኣ
@ኢትዮጵያኣአዳዋናብአግዚኣ 5 жыл бұрын
ውይ ሓወይ መዓረይ ኣጆኻ ደሓን ኩሉ ክሓልፍ አዩ ኣምላኽ ብምሕረት ዓይኑ ጠሚቱካ አዩ ሀዝስ
@sebawnetselam9905
@sebawnetselam9905 5 жыл бұрын
ኣጀካ ሓወይ ማኣረይ ፅቡቅካ የስመዐኒ እግዛብሄር ታሪክ ቀያሪ እዩ
@temesgenandom4882
@temesgenandom4882 5 жыл бұрын
Amennnnn
@vnvv3454
@vnvv3454 5 жыл бұрын
@@temesgenandom4882 ወይ ሐወይ
@asiri6932
@asiri6932 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይምርሕርካ ማዓርይ አይዘካ ንመምህር ሙሉ ሓወይ ዳማ እዘከላይ ትገብር ዘለካንዓከ ዝክውን ቃላት ይሓፃርኒ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@swet8698
@swet8698 5 жыл бұрын
ሓወይ ማዓረይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ አጆካ አብ ጎንካ አለና ሙሉ ሓውና እግዚአብሔር ፃማካ ይክፈልካ ሓውና ወገና አኣዝና ነመስገን እዚ ተቃለሖ ዘለካ ህዝቢ ማንም ሰብ ዘይረአዮ አብ ችግር ዝነበረ ህዝቢ እዩሞ ስለ ውሽጥና ክንፍትሽ ዘተሳእካና ሕጅውን ኩቡር ሓውና የቀንየልና
@mogosandom179
@mogosandom179 5 жыл бұрын
ኢዋይ ኣነ ክርኢዮ ኣይከኣልኩን ኣምላክ ምሉኢ ጥዕና የሃብካ ብጣሚ ተስፋ ኣልካ ኣጆካ መምህር ኢሞ ክገልጻካ ኣይክልን ኣምላክ ጥራይ ምሉእ ጥዕና የሃብካ
@tedroshabtu5170
@tedroshabtu5170 5 жыл бұрын
ብቀዳምነት ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ,ብምቅጻል ነዚ ኣቅራቢ መድብ ክድንቆ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓቢ ሰብ።
@fanielfa6930
@fanielfa6930 5 жыл бұрын
እውይ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ እስከ ወላ ደዊልና ተስፋ ንሃቦ
@mikigebre7830
@mikigebre7830 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ እግዚአብሔር ገደል ይፈጥር እሞ መደያይብ ከዓ ይገብረሉ እዩ እና መ/ር ሙሉ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀፅለሉ ከዓ
@kesetesemere2904
@kesetesemere2904 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ፡ ሓወይ
@selam6473
@selam6473 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምትካ እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ኣጆካ ዝሓወይ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 5 жыл бұрын
እግዚ ኣብሔር ይምሓርካ ሓውና ብጣዕሚ የሕዝን
@tg-yh7mp
@tg-yh7mp 5 жыл бұрын
ማዓረይ ኣጆካ እፍ ረቢ ሚሕረት የዉሪደልካ
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይማሓረካ ዘሓወይ
@alemendrias4349
@alemendrias4349 Жыл бұрын
Mhret yewrdelka Amlak redietu yebzhalka 🙏
@aduhabeshawit4238
@aduhabeshawit4238 5 жыл бұрын
ፈጣሪ ብዓይኑ ምህረቱ ይጠምትካ ሓወይ መዓረይ ዋይ ችግር መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Eruna1993
@Eruna1993 5 жыл бұрын
Hawey Amlak Mulu Mehret Yegberelka . Memher Mulu Amlak Edmem Tenan Yehabka . Fetawika Teketatelika Kab Eri🇪🇷
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ኣሕዋትና!!!
@merigaltgray7900
@merigaltgray7900 5 жыл бұрын
Amlak mhret yewrdelka hawey mulat dma enamesegnalen
@berhegebreeyesus7080
@berhegebreeyesus7080 5 жыл бұрын
መምምህር ሙሉ መድሃኒአለም ይሓግዝካ ይሓልዉኻ ናይ እግዚአብሔር ሰብ ዉፉይ ዎድህዝቢ ንሓዉና እዉን ምሕረት የዉረደሉ ብጣዕሚ ዘሐዝን
@menghisteabhaile4928
@menghisteabhaile4928 5 жыл бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ብጣዕሚ የሕዝን የሕዋተይ በጃኹም በብዘለና ንሓግዞ
@titigelweyane9612
@titigelweyane9612 5 жыл бұрын
እፍፍፍ እታ አምልክ ኩሉ ገደፍካ ዓይኒ ብርኪ ሃበና ሓወና መምህር ሙሉ ገ/ሄር ኩሉ ትግብሮ ዝልካ በአምላክ ርክቦ አይዞካ ሕወይ ማእረይ
@ተዋህዶክብሬ
@ተዋህዶክብሬ 5 жыл бұрын
እዋይ ክንደይ ሽግር እዩ እኒኦ በሓቂ መምህር ሙሉ ዋጋኻ እግዚአብሔር አፍቲ ዘይሓልፍ መንግስቱ ይኽፈልካ ኸማኻ ልበሉ ያብዘሐዮም ንሓውና ለለ እግዚአብሔር ያሓግዞ
@እግዚአብሔርእንደፈቀደውይ
@እግዚአብሔርእንደፈቀደውይ 5 жыл бұрын
ይርጋለም ሓወይ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ኣጆካ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን መምህር ሙሉ እውን ብጣዕሚ ተባዕ ጅግና ኢኪ ነዙ ኩሉ ትግብሮ ዘለካ እግዚአብሔር ውዕለታካ ይክፈልካ
@elizarai7735
@elizarai7735 5 жыл бұрын
እግዚኣቢሂር ምሕረት ያውርደልካ ሓወይ
@ንግስተማርያምሃይሉ
@ንግስተማርያምሃይሉ 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይምሓርካ
@edenbaye4882
@edenbaye4882 5 жыл бұрын
እግዛብሄር አምላክ ምሕረት የውርደልካ ሐወይ ናተይ
@danikleincr7613
@danikleincr7613 5 жыл бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይምነየልካ ዝሓወይ። እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ቅዱስ ሚካኤል ይሓልኻ።
@genettamrat5655
@genettamrat5655 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ብሕረቱ ይፈዉስካ ክቡር ሓዉና ንመምህር ሙሉ ድማ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ
@yohanesmicheal1652
@yohanesmicheal1652 5 жыл бұрын
Ajoka hawey mearey egzabher amlak mhretu yazizelka
@rudruokojoga4484
@rudruokojoga4484 5 жыл бұрын
ሓወይ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትካ ሙሉረይ ኣቦ ዉፁዕ ኣቦ ትግራይና መርኣያ ቡዙሓት ኢኻሞ ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ
@ሜሪጋልሃገረትግራይ
@ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 жыл бұрын
ኣጀካ ሓወይ ማዓረይ
@tomasabrha7377
@tomasabrha7377 5 жыл бұрын
መ/ር ሙሉ ንኹሉ እና ተዛወርካ ትገብሮ ዘለኻ ናይ ድኹማት ኣካላት ናብ ሚድያታት ብምዝርጋሕ አምላክ ባዕሉ ይሓግዝካ share sabscraib comment aytresu hadera ብሓደጋ አየር ካብ ዓለም ዝተፈለዩ ወገናትና ድማ ንመላእ ቤተሰብ ፅንዓት ይሃቦም
@medhanegebremeskel5889
@medhanegebremeskel5889 5 жыл бұрын
Mhert yewrdlka hawey natey
@MK-rg1og
@MK-rg1og 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይሓግዝኩም
@abrahalegebretsadik6285
@abrahalegebretsadik6285 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልካ ምሕረት የውርደልካ ኣጆኻ
@ፍቅርህማረከኝጌታየእግዚአ
@ፍቅርህማረከኝጌታየእግዚአ 5 жыл бұрын
Efuff hawey mearey mhret yewrdelka memhr mulu eti kulu tgebro zeleka egziabher asbka ykfelka
@ኮሊለኮሊለናባኪእየናባኺእ
@ኮሊለኮሊለናባኪእየናባኺእ 5 жыл бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ኣዉርደሉ 😭😭😭😭😭😭😭
@binyamnegassi9373
@binyamnegassi9373 5 жыл бұрын
ኣጆካ ሓወይ አምላክ ኣሎ ንመን ኢልዎ ፈጣሪ ፣ መምህር ክኣ ብትገብሮ ዘለካ ብጣዕሚ ጽብቅ ቀጽሎ
@cmeracmera5175
@cmeracmera5175 5 жыл бұрын
ሓውይ ማዓርይ እግዚአብሔር ኩሉ ዝይሳኣኖ ምሕረት ይዉርደልካ እፍፍፍፍፍ ካብድካ ዝብልዕ
@tesfomabrhe3105
@tesfomabrhe3105 5 жыл бұрын
Ewayyyyyyyyyyy hawey mearay egzabeher Amelak meherat yeweredaleka
@hannabely4681
@hannabely4681 5 жыл бұрын
Your amazing wonderful job Your brilliant reporter God bless you
@thanksgood9570
@thanksgood9570 5 жыл бұрын
Mahret yewardelu amlak
@bahlbimebrahtom8760
@bahlbimebrahtom8760 5 жыл бұрын
ኣጆኻ ቡሩኽ ሓወይ ኩሉ ክኸውን እዩ ከምቲ ትደልዮ ኤግዛቤሄር ኣምላኽ ምሓሪ እዩ እሞ ምሕረት ከውርደልካ ድማ ንልምኖ
@-tube215
@-tube215 5 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ናተይ መምህር ሙሉ ደማ ጸግኡ የብዝሓልካ
@romanande169
@romanande169 5 жыл бұрын
Ewayyy hawey ajoka bel Egziabiher baelu kmhreka eu
@Gh-sj7yf
@Gh-sj7yf 5 жыл бұрын
እዋይይይ ሓወይ ናተይ እግዚአብሓር ዝስአና የብለን እማ አጀካ ምሉ ሓውና አብ ኩሉ እትከሉ እግዚአብሓር ምሳካ ይኩን አነ ዝገርመኒ መንግስቲ እንታይ አዩ ስርሑ ንካምዚኦም ዘይኮነ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ኣምላኽ ውዕለትካ ይመልሰልካ ንሓውና ከኣ ንኣምላኽ ዝሰኣኖ የልቦን እሞ ምሕረት የወርደልካ ኣጆካ
@tsigenevadanewzemedey3647
@tsigenevadanewzemedey3647 5 жыл бұрын
ወይ ዛዓላም ኡፍ ኣምላክ ሙሉእ ጥዕና ይልኣከል ካ ማዓረይ ንውዓተይ ወዲአ ወይ ሙሉእ ጥዕና ሒዝና ለ ናማርር እለና
@dhxhfunggfhgu3289
@dhxhfunggfhgu3289 5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የወርደልካ
@tsegaytsige101
@tsegaytsige101 5 жыл бұрын
እግዚያብሔር ምህረት የውርደልካ ዝሐወይ
@MuhammadAsim-yf1pg
@MuhammadAsim-yf1pg 5 жыл бұрын
ሓወይ ማዓረይ ምሕረት የወሪድልካ ኣምላኽ ንመምህር ሙሉ ከዓ እዚ ተገብሮ ዘለካ ፃዕሪ ዓስቢ ናይ ኢድካ ኣምላኽ ይሃብካ
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 5 жыл бұрын
አፍፍፍ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ መምህር ሙሉ ጥዕና ይሃብካ
@tesgeg6055
@tesgeg6055 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሉ ኡፍፍፍፍ ንሕናለ መሉእ አካል ሒዝና ነማርር ተመሥገን ዘይንብል። ቀፅሪ ላአኩለዮ ምሓዝአብይኒአነሰ
@ichbina2962
@ichbina2962 5 жыл бұрын
Egziabihier Amlak mhret yewrdelka 🙏🙏🙏
@HaniHani-ne2cg
@HaniHani-ne2cg 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይመልካትካ ዝሓወይ
@ኣባይነሽኣብርሃገብረኣብዝ
@ኣባይነሽኣብርሃገብረኣብዝ 5 жыл бұрын
ማዓረይይይ እግዚአብሔር ምሕረት ይላኣከልካ
@eluyoh8716
@eluyoh8716 5 жыл бұрын
Was memhir kulu nab nay berket sirahti aedawna kinzirgh sle zegeberkana bitaemi eye zemesgin ezuy sirash Egziabiher zdely zidgfon srahiti slezikon kulahna nihber ❤❤tegaru kul gize hberu, kiberu bi selam niberu❤❤❤
@teklemahari9821
@teklemahari9821 5 жыл бұрын
Amlak mhret yewrdelka zihewey
@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 5 жыл бұрын
Egziabher mengedi fetirulka alo zhawey. Ajoka, Egziabher mhretu y'azzelka.
@missyoumom8697
@missyoumom8697 5 жыл бұрын
መ.ር ሙሉእ በዓል ሕልና በዓል ክቅብ ሰብ ዘይኮነ ትፅቢትካ ካብ ኣምላክ እትረክቦ ግብርካ ናይ በሓቂ ኣመስኪርካ ኣምላክ ድማ ፍረ ፃዕርካ ይሃብካ ሓወይ ናተይ ድማ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ
@ቅዱጋልትግራይ
@ቅዱጋልትግራይ 5 жыл бұрын
ውይ ሓወይ ናተይ ኣጆካ እግዛብሂር ኣምላክ ምሕርቱ ይስደድልካ ልመን ኢሉዎ
@ፅጌመዝገበ
@ፅጌመዝገበ 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደለካ ሓውይ ማአርይ
@hiwetgebrhewt8245
@hiwetgebrhewt8245 5 жыл бұрын
Amlak mhiret yewerdeleka zhawna
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 5 жыл бұрын
እፉ አታ ኣምላከይ ምሕረት ኣውርደሉ እፉ መምህር ሙሉ ብኣምላክ ርከቦ
@menkemadeimissyoumother2762
@menkemadeimissyoumother2762 5 жыл бұрын
Amlak mihret yewrideka hawey natey
@nardosnardos4332
@nardosnardos4332 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ
@merikifle2669
@merikifle2669 5 жыл бұрын
Amlak mhret yeazz haweyn aboyn
@romanande169
@romanande169 5 жыл бұрын
Egziabiher mhretu yewrdelka
@ሃገረይኤርትራዳሃይዓድና
@ሃገረይኤርትራዳሃይዓድና 5 жыл бұрын
ኣምልኽ ምሕረት የውርደልካ ሓውና ኣጀኻ ኣይትጨነቅ
@onelove4560
@onelove4560 5 жыл бұрын
Ajoka hawey egzabiher kulu ikealo you mhret yewrd
@ልሊጋልደራ
@ልሊጋልደራ 5 жыл бұрын
ፈጣሪ አምላክ ምሕረት ይላአከልካ ሙሉየ ድማ ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ርክቦ
@ድንግልኣደየ
@ድንግልኣደየ 5 жыл бұрын
ኣምላክ ይማሓርካ ዝሓወይ ማዓርይ ኣጀካ
@ሜሪጋልሃገረትግራይ
@ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኬ
@destagere646
@destagere646 5 жыл бұрын
Egziabher msaka ykun hawey natey
@ተመስገንፈጣሪንበል
@ተመስገንፈጣሪንበል 4 жыл бұрын
ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@dhxhfunggfhgu3289
@dhxhfunggfhgu3289 5 жыл бұрын
ኣጀካ ኣምላክ ይሓግዝካ
@ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
@ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም 5 жыл бұрын
ኣይዞካ ምዓረይ እግዚአብሔር ታሪክ ይቅይር እዩ ሙለርር እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@sarhasiry8280
@sarhasiry8280 5 жыл бұрын
ዋይ ሐወይ ማእረይ ከብድካ ዝበልእ አምላክ ይሐግዝካ
@abrahamgebru6912
@abrahamgebru6912 5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ኣጆካ
@meharikfle4087
@meharikfle4087 5 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ብወዱ እየሱስ ክርስቶስ ምሕረቱ የውርደልካ!!
@kubromhabtemariam5081
@kubromhabtemariam5081 5 жыл бұрын
Amlak mhret yewurdelka hawey mearey
ቑ2 - ደሃይ ጠዓሞ ገ/ተኽለ 20 ዓዲ ወጀራት!!!
15:15
Wushatena Media - ውሻጠና
Рет қаралды 62 М.
Жездуха 41-серия
36:26
Million Show
Рет қаралды 5 МЛН
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 143 М.