ቀዛሕታ Kezahta - ዮሃንስ ሃፍቱ (ጆን) ኣብ ቀዛሕታ - Yohanis Haftu -

  Рет қаралды 13,766

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

Пікірлер: 70
@ጓልኢዛናሳይዛና-መ3ሐ
@ጓልኢዛናሳይዛና-መ3ሐ 5 жыл бұрын
ቤኪ ሰለማዊት ዮውሃንስ ኣቕርበልና ጆን ወዲ ዓደይ ገና ካባካ ብዙሕ ክንፅበ ኢና💖
@raya6333
@raya6333 5 жыл бұрын
ሰላማዊት ዩዉሃንስ ኣብ ቀዛሕታ ትቅረበልንና ትብሉ እስት እድ ኣዊፅኡ ድቅ ትግራይ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 5 жыл бұрын
ደቂ ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ 🙏👍 ቤኪ ኣንበሳ ንሰለማዊት ዮሃንስ ኣቅርበልና ቀፃሊ ሰሙን ብሩኽ ቅንያት ይኩነልና 🙏💗
@ጓልኣላጀዓድሽሁ
@ጓልኣላጀዓድሽሁ 5 жыл бұрын
ቀዛሕታዋይ ሽኮር ሰለማዊት እባ ኣቅርበልና💓💓💓
@tsegaarefayne438
@tsegaarefayne438 5 жыл бұрын
ድሕሪ ጆን ሰላማዊት የውሃንስ ኣቅርበልና ቤኪ ሓውና
@nigushilufabay798
@nigushilufabay798 5 жыл бұрын
ጆን ሓሪፍ፡ ጎበዝ ደራፋይ፡ ጸባየ ሰናይ፡ አዮኻ ናይና!!!
@degentesfay9571
@degentesfay9571 5 жыл бұрын
ጆን ተስፋ ዘይቆርፅ ጎቦዝ ሙዚቀኛ ጅግና ኢካ ብሓቂ ፁቡቅ ድምፂ ኣለካ
@imissmama3978
@imissmama3978 5 жыл бұрын
በረኸት ወልዱ ኣቦ ዜማ ክፈልጦ ተሃዊኸ!!
@ወድቱጂግናተጋዳላይ
@ወድቱጂግናተጋዳላይ 5 жыл бұрын
Selemawit yewhans akrbelna bejaka beki
@betigigihabeshawit4696
@betigigihabeshawit4696 5 жыл бұрын
ቤኪየ ሰላማዊት የወሃንስ ኣቅርበልና ትቅረብ ትብሉ like
@tttfff4025
@tttfff4025 3 жыл бұрын
deki tegray Adey Selamena yemleslna
@ጎልዞምጀጋኑፈረ
@ጎልዞምጀጋኑፈረ 5 жыл бұрын
ዋው ደስ በሃሊ ቤክየ ንፅበለና ማዓረይ😘😘😘😘😘😍😍
@TIGRAWITI
@TIGRAWITI 2 жыл бұрын
Joniway ata jegna 🥰🥰🥰🥰🥰
@eyugaltegray8407
@eyugaltegray8407 5 жыл бұрын
Selamwet ywhanes akrblna btgrcha
@kivamahi5225
@kivamahi5225 5 жыл бұрын
ቤኪ ንሰለማዊት የውሃንስ ኣቅርበልና
@askalgebreselassieabay
@askalgebreselassieabay 5 жыл бұрын
Jegna wedeadey amen 🙏🙏🙏
@fikrituemsdetegnamaku5204
@fikrituemsdetegnamaku5204 5 жыл бұрын
Solomon haile nafikna akrbelna beki hawna
@senisenayt3886
@senisenayt3886 5 жыл бұрын
Ayzoka brtielna joye wedi adna
@helenbaley5149
@helenbaley5149 5 жыл бұрын
Yoni Shkor kemey dika nay hmam kef zeleka😍😍
@lundkhwar9084
@lundkhwar9084 4 жыл бұрын
መርከብ ቦኒታ ኣቅርበልና ትብሉስ like ግጨዩኒ
@fyooriflower5941
@fyooriflower5941 5 жыл бұрын
Bekiye gzachew selomun amtsalna
@Adamtgtse27
@Adamtgtse27 5 жыл бұрын
ጆን ብጣዕሚ ጎበዝ ደራፋይ እዩ ስለ ለቅረብካዮ የቀንተልናሞ ጆን ቡዙሕ ስራሕ ክሰርሕ ንቅድሚት ክመፅእ ይፅበ
@አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ
@አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ 5 жыл бұрын
ጆን ቆንጆ ወዲ መነደረይ ሓላልይ ናትይ ክፈትወካ ኮ ገለ ዓይነት እየ ግን ማራ ጠፊእካ አጆካ አሎኩ በለና 🌹🌹🌹🌹🌹👍
@አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ
@አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ 5 жыл бұрын
ክክክክክ አስመራ እየ የኔ ማር
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 5 жыл бұрын
Ayokhum nayna bekiye I love yourprogram specially your band giez👍🏽❤️❤️
@ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ
@ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ 5 жыл бұрын
ዋው ጆ ነብሲ እንካዕ ብዳሓን መጻካ ንዓኻ ንምርኣይ ጠጠው ኢልና ከምዘይንውዕል ነበርና ሕጂ ህልም እባ በልካ ሶ ማራ ኢና ንፈትወካ ብፍላይ ኣይትኮርዪ ትብል ምቅርቲ ደርፍካ ቤኪ ሓወይ ታንክስ ...
@ዓጋመይጻዕዳ
@ዓጋመይጻዕዳ 5 жыл бұрын
ዎውውው ዮኒ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሑቢ
@t.habtom5500
@t.habtom5500 5 жыл бұрын
Are li selamawit yohanns akiribelna
@ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
@ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 5 жыл бұрын
ጭሕሚ ዘለዎ ወዲ እንተሪአ ትክክለኛ ትግራዋይ ናይ ትግራይ ባህሊ መሲሉ ይስመዐኒ ኣነ በይነይ ድየ
@ፍረኃልትግራይፃዕዳ
@ፍረኃልትግራይፃዕዳ 5 жыл бұрын
ዋላ አነ ሓቢብቲ
@xxtxtentacionmyking4453
@xxtxtentacionmyking4453 4 жыл бұрын
ጆነይ ምዓረይ በርትዕ ኣታ ጀግና😘😘😘
@gebremedhinabrha9607
@gebremedhinabrha9607 5 жыл бұрын
በረከት ወልዱ ይቕረብ pls....
@kuluweyo4820
@kuluweyo4820 5 жыл бұрын
Beki shkor nselamawit eba akirba dom Betam tamralachu
@BK-zo8yg
@BK-zo8yg 5 жыл бұрын
Gazitegna dkmet aleka
@adyamgualmekelle1380
@adyamgualmekelle1380 5 жыл бұрын
ጆንዬ መዓረይ💕
@ሕልመይኣግህዶግዜ
@ሕልመይኣግህዶግዜ 2 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@titigalbre8951
@titigalbre8951 5 жыл бұрын
Joni shikor 😘😘❤️
@tigrawaytegere8038
@tigrawaytegere8038 5 жыл бұрын
selemon haile, selamawit yihannes yikrebulna
@ጓልትግራይፃዕዳ
@ጓልትግራይፃዕዳ 5 жыл бұрын
ጆን ንፉዕ ደቂ ትግራይ ዓደይ ፍትውትውውውውውው ቀፅልሉ
@ክቅጽልየ
@ክቅጽልየ 3 жыл бұрын
ጆኒ ወዲ ገዛውተይ 🥰🥰🥰
@AAa-bf5oo
@AAa-bf5oo 2 жыл бұрын
💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@tenafakit9136
@tenafakit9136 5 жыл бұрын
ጆን ቆንጆ
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha 5 жыл бұрын
Gena bzuh ntsibe ena kabaka Abyi dereja ktbetsih eka Ayttfeana wedi Tigray wedi wukro adey
@richwukro208
@richwukro208 5 жыл бұрын
ጀንዋይ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን። ✝✝✝✝ ሎሚ ዕለት ፲፱ /19 ሕዳር 2019 ዓ.ም እንቋዕ ንቅዱስ ገብሪኤል ወርሓዊ ዝኽሪ ብዓል ብሰላም፥ብሓጎስ፥ብደስታ፥ብሓባር ኣብፀሐኩም/ኣብፀሐና ኣሜን ፫። ናይ ሊቀ መላእክት ናይ ቅዱስ ገብሪኤል መልኣኽ ኣማላድነት፥ሰላም፥ፍቅሪ፥በረኸት፥ረዲኤት ኹሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንሓዋሩ ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣ 🌷🌷ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዘመነ ብሉይ ይኹን ኣብ ዘመነ ሓዱሽ ንብዙሓት ካብ ፀገሞም መከራን ዘናገፈን ንብዙሓት ዘድሓነን መልኣኽ እዩ። ፣፣፣፣ 🌷🌷በረኸተ ፀግኡ ኣማላድነቱ፥ሰላም፥ፍቅሪ፥ረዲኤቱ ይብፀሐና ንኹላትና ህዝበ ኣመንቲ ክርስትያን ተዋሓዶ ኦርቶዶክስ እና ንኹልና ደቂ ኣዳም ዘርኢ ይኹን በረኸቱ ሰናይ ኩሉ ይሕደረና ሓለዋኡ ኹሉ ኣይፈለየና ብኣማላድነቱ ናብ ፈጣሪ የቅርበና ይለምነልና ምሕረት ሰላም የውህበና ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። 🌷🌷🌹🌹🌹🌹🌹✝✝✝✝✝✝✝ ካብ ዝነድድ ጓህሪ ሓዊ ኣናጊፍዎም ቅዱስ ገብሪኤል እናበረረ መፂኡ ተኣዚዙ ካብ ኣምላኽ ተላኢኹ ሰለስተ ደቂቀ፣፣፣ ኣዲሒንዎም ካብ ነበልባል ጓህሪ ሓዊ ኣውፂእዎም ን ኣናንያ፥ንኣዛርያ፥ንሚሳኤል፣፣፣ ገብሪኤል ሓያል ወዜናዊ ጥበብ ሹም ትርጉሙ ኣምላኽ ሰብ ኮይኑ ሰብ ኣምላኽ ኮይኑ፣፣፣፣ ናይ ኣብሳሪ ቅዱስ ገብሪኤል ገፀ በረኸት ሹሻይ ምስ ኩልና ኣመንቲ ክርስትያን ተዋሕዶ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። ፣፣፣፣ እግዚኣብሔር ብሃነይ እና መድሓኒተይ እዩ /2/ ዘፋራርሐኒ ዘጭንቀኒ መን እዩ ዘፋራርሐኒ ዘጭንቀኒ መን እዩ ኣምላኸይ መመክሕየይ እዩ አሀ ዘፋራርሐኒ ዘጨንቀኒ መን እዩ ዘፋራርሐኒ ዘጨንቀኒ መን እዩ ኣምላኸይ መመክሕየይ እዩ /4/
@alemhailay2423
@alemhailay2423 5 жыл бұрын
ጆን💟
@samrawit7393
@samrawit7393 5 жыл бұрын
ሰላም ደቅ ትግራይ 💞💝💞💝💝💞💝💝❤❤😘😘😘❤❤❤😍😍❤😍😍❤❤💕❤😍😍💕❤❤
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 5 жыл бұрын
ደቂ ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ
@galmekelleyedngillij9816
@galmekelleyedngillij9816 5 жыл бұрын
Joni harif
@amnham3376
@amnham3376 5 жыл бұрын
ደቂ ዓደይ ሸኮሪናታት 💓💓💓💓
@AskalAgmawit
@AskalAgmawit 3 жыл бұрын
😘😍💊😘😍💊😘😍💊😘😍
@dearmom2633
@dearmom2633 5 жыл бұрын
John
@teklomteklom3802
@teklomteklom3802 5 жыл бұрын
selamawit yewuhans አቅርባ ዓብይ መልክእቲ እዩ ነቶም 3
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 жыл бұрын
ታሃብኪዬ ትሃብኪ ዝብል ናይ ኣወዳት ቆልዑ በትሪ ሒዞም ገዛ ገዛ ዝወፅሉ ስርዓተ ገና ብዓመት ሓንቲ ጊዜ ዝቀርብ ኣበይ ኣሎ ማዓስ እዩ? ናይ ኣወዳት ታሃብኪ ምዓስ እዩ ኣፍልጡና፣ ናብ ገጠራት እውን ከይድኹም ኣፅንዑ ብፍላይ ኣብ ቅልዓት ኣብ ዓጋመ ኣብ መላእ ትግራይ ዝኽበር መሰረታዊ ብዓላት እዩ ክቀሪ የብሉን ብፍላይ ናይ ህፃናት እና ክሳብ 20 ዕድመ ዘለዉ ኣወዳት በትሪ ሒዞም ዝሳተፍዎ ባህሎም ዘኽብርሉ እዩ፣፣፣ ትሃብክዬ ትሃብኪ ትሃብኪ ትሃብክዬ ትሃብኪ ትሃብኪ እናበሉ እናዜሙ እናዘመሩ መንፈሳዊ ግጥምታት ዜማታት እናተሳተፉ በቲ ፅቡቅ በትሮም ነቲ እምኒ ደረጃ ቀስ ኣቢሎም እናወቅዑን ወይ ድማ ናፍቲ ምድሪ ዱግ ዱግ እናበሉ በቲ በትሪ ብዜማ ገዛ ገዛ እናዞሩ የሕልፍዎ ቅርሺ ሕንባሻ እንጀራ ገለመለ ይዋሃቦም ብፍላይ ቅርሺ ይዋሃቦም እዩ ገዛ ገዛ እናዞሩ ባህሎምን ሃይማኖቶምን ዘፍልጡ እዮም እና ትሃብኪ ዘይፈልጥ እንተሃልዩ ሼም እዩ ባህልና ይጠፍእ ኣሎ ማለት እዩ የሕዝን፣ ባህልና ክንሕሉ ዝግበአና ንሕና ኩልና ተገደስቲ ተጋሩ ኢና ኩላትና ንባህልታትና ንሃይማኖትና ኦርቶዶክሳዊ ሃይማኖት ብዙሕ ጥበባት ዘሓዘት ጥበበ ባሕሪ እያ ባህልናን ሃይማኖትናን ንዓቅብ ነፍልጥ እእጃምና ንሳተፍ ብሕብረት ሓደራኹም ትሃብኪ ብዓል ከይቀሪ ሓደራ!!!፣፣፣ ተሃብኪ/ገና!!!
@yehaykolij2891
@yehaykolij2891 5 жыл бұрын
Jhon shkor
@nahomhappy2091
@nahomhappy2091 5 жыл бұрын
Ne dawit hayilaselse
@girmanshealem6294
@girmanshealem6294 4 жыл бұрын
ቤኪ ኢማ ኣቅርብልና
@ududhdhd3374
@ududhdhd3374 5 жыл бұрын
ሰላማዊት ዮውሃንስ አቅርበልና
@akalutube3028
@akalutube3028 5 жыл бұрын
ጆን ኣዝየ እየ ዘድንቀካ
@Habesha3789
@Habesha3789 5 жыл бұрын
Beki We love you but you have go to school study about journalism you didn’t know how to ask them step by step questions please be ready question before go to live studio its help you
@nahomhappy2091
@nahomhappy2091 5 жыл бұрын
Joen tsbeku srah eyu Ajoka ab zekitsel dawit hayilaselse bajka
@mbrankmbrank5376
@mbrankmbrank5376 5 жыл бұрын
Kkkkkk tgrigna Krtm derafay dyu
@esayasambaye
@esayasambaye 5 жыл бұрын
ሃይ ቤኪ ኢሳያስ ይበሃል ተኸታታሊ መደብካ እየ ሐንቲ አይተምልጠንን:: ሕዚ ግን በይዛኻ በረኸት ወልዱ መን እዩ ዝሠርሖም ሙዚቃታት ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ግን አይፈልጦን አማሕፂነካ አቕርበልና:: ኢሳያስ ካብ ካናዳ::
@ሽኹሽኹታሽኩ
@ሽኹሽኹታሽኩ 5 жыл бұрын
ጆን እዚአስ ጌጋ ናይ ትግራይ አርቲስታስ ብጣዕሚ ግርም ዝብለካ ባዕልኹም ንባዕልኹም ትቃናንኡን ካብ ጥበብ ገንዘብ ኢኹም ተቀድም ብፍላይ አቃናበርቲ ብፍላይ ከም አብነት አሌክስ ዝበሉን ወዘተን
@mominasalih6096
@mominasalih6096 5 жыл бұрын
የድምፅ ችግር ስላለበት ድምፁ ቢስተካከል ጥሩ ይመስለኛል
@tggaltigray9566
@tggaltigray9566 5 жыл бұрын
ንዳዊት ነጋ አቅርበና
@ወዲጋሪባልዲኣሉላ
@ወዲጋሪባልዲኣሉላ 5 жыл бұрын
Anta eti Amhrgna atfeewo! Ena, smetey, .......foe belwo
@belaineshduran3645
@belaineshduran3645 5 жыл бұрын
Please stop shaking your leg when you talk and sitting like a woman. I'm not trying to judge. 😄
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 5 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን። ✝✝✝✝ ሎሚ ዕለት ፲፱ /19 ሕዳር 2019 ዓ.ም እንቋዕ ንቅዱስ ገብሪኤል ወርሓዊ ዝኽሪ ብዓል ብሰላም፥ብሓጎስ፥ብደስታ፥ብሓባር ኣብፀሐኩም/ኣብፀሐና ኣሜን ፫። ናይ ሊቀ መላእክት ናይ ቅዱስ ገብሪኤል መልኣኽ ኣማላድነት፥ሰላም፥ፍቅሪ፥በረኸት፥ረዲኤት ኹሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንሓዋሩ ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣ 🌷🌷ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ዘመነ ብሉይ ይኹን ኣብ ዘመነ ሓዱሽ ንብዙሓት ካብ ፀገሞም መከራን ዘናገፈን ንብዙሓት ዘድሓነን መልኣኽ እዩ። ፣፣፣፣ 🌷🌷በረኸተ ፀግኡ ኣማላድነቱ፥ሰላም፥ፍቅሪ፥ረዲኤቱ ይብፀሐና ንኹላትና ህዝበ ኣመንቲ ክርስትያን ተዋሓዶ ኦርቶዶክስ እና ንኹልና ደቂ ኣዳም ዘርኢ ይኹን በረኸቱ ሰናይ ኩሉ ይሕደረና ሓለዋኡ ኹሉ ኣይፈለየና ብኣማላድነቱ ናብ ፈጣሪ የቅርበና ይለምነልና ምሕረት ሰላም የውህበና ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን። 🌷🌷🌹🌹🌹🌹🌹✝✝✝✝✝✝✝ ካብ ዝነድድ ጓህሪ ሓዊ ኣናጊፍዎም ቅዱስ ገብሪኤል እናበረረ መፂኡ ተኣዚዙ ካብ ኣምላኽ ተላኢኹ ሰለስተ ደቂቀ፣፣፣ ኣዲሒንዎም ካብ ነበልባል ጓህሪ ሓዊ ኣውፂእዎም ን ኣናንያ፥ንኣዛርያ፥ንሚሳኤል፣፣፣ ገብሪኤል ሓያል ወዜናዊ ጥበብ ሹም ትርጉሙ ኣምላኽ ሰብ ኮይኑ ሰብ ኣምላኽ ኮይኑ፣፣፣፣ ናይ ኣብሳሪ ቅዱስ ገብሪኤል ገፀ በረኸት ሹሻይ ምስ ኩልና ኣመንቲ ክርስትያን ተዋሕዶ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። ፣፣፣፣ እግዚኣብሔር ብሃነይ እና መድሓኒተይ እዩ /2/ ዘፋራርሐኒ ዘጭንቀኒ መን እዩ ዘፋራርሐኒ ዘጭንቀኒ መን እዩ ኣምላኸይ መመክሕየይ እዩ አሀ ዘፋራርሐኒ ዘጨንቀኒ መን እዩ ዘፋራርሐኒ ዘጨንቀኒ መን እዩ ኣምላኸይ መመክሕየይ እዩ /4/ ትግራይ ብሌን ዓድና ሰላምኪ ብዝሕዝሕ ይበል ዓለም ኩሉ ሰላም የውርደልና ጎይታይ ኣቦይ እዝጊ ሥላሴ ኣምላኽና ፈጣሪና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።።። ፣፣፣፣
One day.. 🙌
00:33
Celine Dept
Рет қаралды 66 МЛН
Lazy days…
00:24
Anwar Jibawi
Рет қаралды 8 МЛН
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 18 МЛН
➊ ዋዕላ  መራሕቲ  ኣፍሪቃ  ኣብ ➻ስዑድያ ♦️10/11/2023
2:01:18
ድምፃዊ ንጉስ ኣባዲ(ዘማይ) ምስ DW TV
19:57
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 44 М.
sntayehu amha  b' agga
6:55
esayas gebremedhn
Рет қаралды 86 М.
One day.. 🙌
00:33
Celine Dept
Рет қаралды 66 МЛН