ቃልስና ክዕወት ይኽእልዶ?

  Рет қаралды 17,976

ADMAS FORUM

ADMAS FORUM

Ай бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @admasforum

Пікірлер: 49
@yosiefgebreyesus9501
@yosiefgebreyesus9501 Ай бұрын
ብጣዕሚ ወሳኒ ኣርእስቲ ከምወትሩ ካልድ ሓውና ። ብወገነይ'ውን ፍረ ዘይብሉ ቃልሲ ይትረፈኒ ኢለ ስቅ ኢለ ዘለኹ ዉልቀ-ሰብ እየ እዛ ትብላ ዘለኻ ዉሕስነት ዘለዎ ቀጻልነት ዘለዎ ሓባራዊ ዝኮነ መተካእታ ስርዓት ህግደፍ ክትከል ኣለዎ ። ካልድ ሓውና ባዕልኻ form ኣቁም ትበቅዖ ኢኻ❤❤❤
@user-in2ew7qu6z
@user-in2ew7qu6z Ай бұрын
ኣይመስለንን ካልዲና ፡ ምክንያቱ ኣብ 1000 ኢና ተመቃቂልና ዘለና 😢😢😢😢
@habenhadish938
@habenhadish938 Ай бұрын
ካልድ ኣድኒቀ ኣይጸግበካን። ብጣዕሚ ብሱልን በሊሕን ጋዜጠኛ ኢካ። 2ግዜ እየ ዝሰምዖ መደብካ መታን ጽቡቅ ጌሩ ክርዳኣኒ። ክምጉተካ ውን ይፍትን እሞ ግን ከኣ ንኩሉ መልሲ ኣለዎ። thank u ። ዒራዒሮ ዘለዉ መቃልስትካ ወጺዮም ትርእየላ ዕለት ረቢ ክህበካ ይምነየልካ ። ንኩልና .❤
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay Ай бұрын
Thank you....
@ghenethaile4185
@ghenethaile4185 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤️🙏
@desalegoytom3432
@desalegoytom3432 29 күн бұрын
ካልድ ሓዉና ናይ ብሓቂ በለጽ ኣብ ልዕሊ ቤተስብካን ፍተውትካን ሃገርካን ኢዩ፡ ኣብ መስልካን ክብርካን ዝሕሊዋልካ ሃጉራት ተቀምጥካ ነተ ኣብ ዉሽጢ ሃገርካ ዘሎ ህዝብካ ኣብ መከራን ስቃይን እንዳሃለዉ ጽብቅ ኣሎ መለት በለጽ ወይ ፍርሒ ኢዩ።
@user-jh2vh7dd4s
@user-jh2vh7dd4s Ай бұрын
ጠንቂ ቃልሲ ኮይኖም ዘለው ደቀ ኣስመራ ኢና ባሃልትን ምሁራትን እዮም
@paulosyohannes2211
@paulosyohannes2211 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vt1fi4wc6x
@user-vt1fi4wc6x Ай бұрын
💙💙💙💙👍💙💙💙💙
@samraawatta2484
@samraawatta2484 Ай бұрын
الأخ خالد عبد السلام عليكم ورحمة الله وبركاته أرجو أن تكون بخير اخ العزيز تحليلك ممتاز مشاءالله تبارك الرحمن لكن هل يفهمون الكل؟ لا أعتقد ذالك بخصوص المعارضه رامين الحجار لا يمكن ياتؤ بانتصار. الأخ خالد إذا لم تشترك جميع القوميات مستحيل ان يتغير النظام
@SamsonWoldu-ol7pq
@SamsonWoldu-ol7pq Ай бұрын
እngera ዝጊ ብላዕ 🇪🇷
@yordag9538
@yordag9538 Ай бұрын
💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera Ай бұрын
ኣነ ከም ደጋፊ ብጣዕሚ ኢየ ሓሳባትካ ዝድግፎ ካልድ ሓውና ምክንያት ንኩሉ ሕብረተሰብ ይጠቅም ኢዪ ኢልካ ቡሱል ሓሳብ ስለ ተምጽእ ከምዝጌሮም ተዘረዱኡና ኮ ኩሉ ምቀለለ ሓሳብት ናይ ምልውዋጥ ክህልወና ኣለዎ እቶም ተቃወምቲ የሕዋትና ኣብዚ 21 ክፍለ ዘመን ግን ኣነ ዝበልኩካ ግበር ተዘይ ኮይኑ ሂወትካ ከሕልፈካ ኢየ እንዳ በልካ ምካድ ደው ክብል ኣለዎ ንኩላትና ክጠቅም ዝክእል ሓሳብ ከምዚ ናይ በዓል ካልድ ሓውና ኣምጺኩም ሓቢርና ክነብር ፈትኑ
@user-mm3zy3rl2i
@user-mm3zy3rl2i Ай бұрын
ከምዚ መስለኒ እዚ ህዝቢ መግዛእቲ ኣይጸገበን ዘሎ ጌና። ምስ ሓደ ዉልቀ ሰብ ተዃርዩ ምስኡ ክተሃላለኽ ኢሉ ናብ ካልእ ዉድብ ዝሰግር ህዝቢ እዩ ዘለና። ብዝኮነ እቶም ምሁራት ቀልጢፍኩም ገለ ግበሩ። ብጣዕሚ ሩጡብ ዝኮነ ሓሳብ ዩ ከማኻ የብዛሓላ እዛ ሃገአና።
@bereketwedigumare-dd3oz
@bereketwedigumare-dd3oz 26 күн бұрын
good job
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 29 күн бұрын
Xbuk meglexi
@habenhadish938
@habenhadish938 Ай бұрын
ሓው ካልድ እዛ ኣርእስቲ ደጋግማ። እዚኣ ክንሓባኣ እንተፈቲንና ኣኪሉና መዋእልና ንፈትሖ ሽግር የለን ። ይትረፍ ሃገር ሓዳር ኣይክህልወናን"ዩ። ስለዚ ደጋግማ ዝሓበጠ ይተኮስ እዚኣ መልሲ ትረከበላ ።
@edrismussa3688
@edrismussa3688 Ай бұрын
Thank you
@mojohn701
@mojohn701 Ай бұрын
You doing a great job 🎉
@zenebegebremicael6235
@zenebegebremicael6235 Ай бұрын
That is truth hwo live wtis denbea
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 29 күн бұрын
Kalid bizey higi amliko eyu zigber zelo biwegeninet Ezi dma ayewitin eyu
@berhanefesshaye1493
@berhanefesshaye1493 Ай бұрын
Merhab Kaled 👍
@milliontareke6728
@milliontareke6728 Ай бұрын
❤❤❤ nice one brother and thanks
@kobramewael7857
@kobramewael7857 Ай бұрын
ካብዚ ጽራይ ሓሳብ ሕጂ ነተን ንዓና ክነቅፍ'ዩ ተዛሪብዋ ንዝብልዋ ሓሳብ ኣንጠልጢሎም ከም ዝኸዱ ብዙሓት ርግጸኛ'የ ፡ ምሕረት የውርደሉ እዚ ህዝቢ ።
@futsumteferi4341
@futsumteferi4341 Ай бұрын
No, I don't think so!
@sami85berhe18
@sami85berhe18 Ай бұрын
Btami lbona zelowo zereba thanks so much
@baryatewelde
@baryatewelde Ай бұрын
ጽቡቕ ትዕዝብቲ ዩ ኩቡር ሓው ካልድ ዓብዱ ከም ተወሳኺ ድጋፍ እዚ ቃልሲን ኤርትራን ብወገነይ ኣይሰማማዕን ዩ ምኽንያቱ እዚ ዝኸይድ ዘሎ ቃልሲ ውልቃዊ ዝናን ዕግበትን እንተዘይኮንይ ንጹር ዝኾነ ወዳበ የቡሉ ። ወላ ነታ ንኸሳን ንቀርባን ዘለና ዓለም እኮ ብ መትከልን ዕላማን ያ ትድግፈካን ትነጽገካን ብ መንጽር ረብሓኣ ፡ስለዚ እዚ መንእሰይ ሓደ ክፈልጦ ዘለዎ ዓለም ብ መንጽር ዕላማኻን ራኢኻን ያ ትድግፈካን ትነጽገካን ። ስለዚ ብስምዒትን ብዘይንጹርነትን ዝተጠርነፈ ወዳበ ኣይኮነን ሰብ ረብሓ ዓለማት እቲ ኣብ ጸልማት ዘሎ ህዝቢ ውን ንጹርነት ጋህድን የብሉን ። እዚ ማለተይ ግና ጽቡቕ ኣይተሰርሐን ማለተይ ኣይኮነ ግና መግለጺኻ መበገሲኻ ዘይኮነ መፈጸምታኻ ዩ ።
@KifleMedhany
@KifleMedhany Ай бұрын
Please Who is going do it Do you think you are part of it or it belongs to certain individuals? There are some mistakes but it is too early for such comments. Get organized and correct those few mistakes The cart is ahead of the horse Don’t forget that there are who are against these uprising
@amanhabte9334
@amanhabte9334 29 күн бұрын
👌👌👌🩵🩵💙🫂
@Afowerkisenay431
@Afowerkisenay431 Ай бұрын
Welcome 💚💙✅
@adonay7097
@adonay7097 Ай бұрын
አምላክ መስቃ ትግራይ የውርደልኩም፡ አቱም ለባማት ድማ መርከብ ኖህ ይፍጠረልኩም፡፡፡
@alganeshteklu6765
@alganeshteklu6765 Ай бұрын
አሜን🙏
@abduomer1549
@abduomer1549 Ай бұрын
Tigray ka mesta gebena eyu weridwa Tim bel
@eritreastrongestnation
@eritreastrongestnation Ай бұрын
Agame tmbel
@tecleberhanmengistu2300
@tecleberhanmengistu2300 Ай бұрын
ክቡር ስታዝ ካልድ ኣብ መዓልታዊ እትህቦ ኣስተምህሮ ምስ ብሉጽ ኣቀራርባኻ ዝምስገን ኢዩሞ ብፍላይ እዛናይ ሎሚመዓልቲ ኣስተምህሮን ምዕዶን እዋናዊትን ክትደፍኣላ ዘለካ ኣርእስቲ ኢያሞ ደጊምካ ኣብኣ ጸቂጥካ ከም ጎስጋስ መልክዕ እንተትሕዛ ተመራጺት ኢያ ክብረት ይሃብካ::
@samraawatta2484
@samraawatta2484 Ай бұрын
برقد نحمدو نظام مسيحي ينتمي إلى تقراي فلذلك جميع المسلمين مستحيل نشترك مع هذه المجموعه الذينا لا يفهمون وضع الشعب الاريتري
@temesgengebregergshio402
@temesgengebregergshio402 Ай бұрын
Weyzereba kkkkkk emnis 2000 ab bahri akemitikoyos kihunibis aykilin eyu abay zereba
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Ай бұрын
ናይ ኤርትራ ነገር ዘስደምምን ዘደንፁን እዩ !! የቁርሮ እዩ ዘብል እምበር ዓይነ መርፍኡ ዝጠፍኤ እዩ ???😭😭😭😭
@negashhaile4061
@negashhaile4061 Ай бұрын
ሕግን ሕጋውነትን? ጉዳይ እሪሳት ፈሪሳውያን ገሪኩም እዩ!! ከላም ፋራቕ!!!
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e Ай бұрын
KHALED KA;LSI KE EWET NORTH TEGHARU KAB BRENET NEFSOM HARA MESZEWXEU WEY KEM KALEOT HEZBETAT HABON NEKHAT MES ZESENKU EYU. Imagine the Jeberty stood up against injustice alone and paid dearly. , SELEZI BETEAMERAT ZEMZEMYA KEGHEBRU ALOWOM.
@user-jh3zs7sk2r
@user-jh3zs7sk2r Ай бұрын
እስታድ ካልድ ዒላማካ ምንጻሪ አድላይ እዩ ፡፡አብ 1977 አብ ከረን አብእ ንሐመድስዒድ አቦይ ባሪህ ድህሪ ናጽነት ነዝ ህዝብ እንታይ እዮ ዒላማኩም ምስ ቦሎም አይመለስሉን ሌይት ንወዱ ሐመስዒድ ልእኮም ነቦካ አጠንቅቆ ምስ በልዎ ነብእ ከጠንቅቆ ምስ ከደ ገዝኦም ነብእ ምስ ነገሮ አነ እንተ ታአከብ እለምኒ ክሐትት እየ እንተዘይጸውዒን አነ እውን አይሐትትን እየ ብምባል ተራዳድኦም አቦን ወድን
@teametadese3105
@teametadese3105 Ай бұрын
ክትዕወት ምካንካ ተስፋ ዳገበርካ ኣይኮንካን ትቃለስ ዘለካ ጋዜጠና ካልድ ዓብዱ?
@danlelgebre3032
@danlelgebre3032 Ай бұрын
ሎምስ እባ ቁሩብ ትሐይሽ።
@tg7368
@tg7368 Ай бұрын
ከም ዝተረድአኒ ህዝቢ ኤርትራ ርእሱ ክኢሉ ርእሱ ከመሕድር ይኽእልዩ ዝብል እምነት የብለይን ፥ ህሉው ኩነታት ይመስኽር 🎉
@adonay7097
@adonay7097 Ай бұрын
ኤርትራ መቃድሾ ካብትኮን ቀንያ፡፡
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 Ай бұрын
🩵🩵🩵🩵
17 July 2024 ቢኒ ብምንታይ ምኽንያት ወዲቁ
30:05
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 107 МЛН
ማእሰርትን ምድስካልን ሕጂውን ይቕጽል።
1:00:04
እዋናዊ፡ "እዚ ናይ መወዳታ ሰልፍኹም'ዩ" መልሲ ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ || 23/06/2024
8:52
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 14 М.
ኣቓልቦ ዝሰኣነ ውሽጣዊ ኩነታት ኤርትራ
59:09
መንፈሳዊ ለውጢ |ብኸመይ ክልወጥ ይኽእል | Eritrean Orthodox Tewahdo sbket
33:46
'' ዑድ  ምትካኽ፣ እንታይ ጸገም ኣለዎ ? '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
16:12
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 31 М.
ЕНЕШКА 2 СЕЗОН | 3-бөлім | АНГЛИЯҒА КЕТЕМІН!
28:02
育児6年目の韓国人父が娘と遊ぶ方法4 #shorts
0:11
ミョリムMyorimu
Рет қаралды 32 МЛН
Every night, I have a nightmare… 😱💤
0:50
A4
Рет қаралды 3,1 МЛН