ቃለ መሕተት መደብ ሕቶን መልስን ሌላ ምስ መሳርሕቲ ተፈታዊ ሾው ዊንታ

  Рет қаралды 47,153

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 290
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 2 жыл бұрын
ንዕብየት መድያ ክትሕግዙ ትደልዩ👇 Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow
@kshgsnmzkg6072
@kshgsnmzkg6072 2 жыл бұрын
@@TFBk-gq5sx ክክክ ንስኻ ከለኻ ባርያ ናይ ወድ መድህን በራድ ኢሰያስ ትግራዋይ ወድ ተምቤንሲ ክክክ ኣቤት ባርነት
@terrygebrial7838
@terrygebrial7838 2 жыл бұрын
@@TFBk-gq5sx ጽቡቕ ነገር ኣይንጽበን ካብ በስናዕ ርእሱ ባርያ::
@tdftdf5335
@tdftdf5335 2 жыл бұрын
Wowww ዊንታ ሓፍተይ ንበዓል ከማኪ ሒዝና ነዚ ጽልኢ ክንሰብሮ ኢና God blessed u super lady 😘
@weldemaryamtesfagergs2773
@weldemaryamtesfagergs2773 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ሓወይ ናይ ብሓቂ ብስልቲ ሓፍትና ኣምጺካ ጋል መረታ ቀያሕቲ፡ ሓፍቶም ንመረታ ሰበነ፡ ክሳብ ክዶ ፈላሲ ገዛ ሓየት መረት ሰበነ ካለኣይታ ዘስመርኩላ ጋል እንጋናኣ ስሳሕ ዓባይ ዓዲ ኣላ። ዓዲ ተወልደ ኢዮብ ጋል ሓፍቱ ማለት ጽንዓት ትበሃል ጋል ትርሓስ ሓፍትናን ኣዴናን መዓልቲ ፈሊካ ንክልቲኤን እንተ ተቅርበን ጽቡቅ ነይሩ። ማስመድያካ ከኣ ንዉሽጢ ስለ ተኣቱስ ኣብ ህዝብና ጽልዋ ምገበራ ነይረን ኣተባብዓየን ኢካ ኣጆካ። መረታ ቀያሕቲ ካብ ንእሽቶ መረብ ሓረነ ገደለን ሰዓብተንን ክሳብ ሰገነይቲ ዉሽጢ ጽንዓደግለን ዝባን ዓረት ከሙኡ ዉን ክሳብ ዞባ ዓዲ ቀይሕን ቀጽል ንዉሽጢ ትግራይ ክሳብ ደደቢት የኣቱ ኢዩ። ንፍዕቲ ጋል ሪመይ።
@حياةششش
@حياةششش 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ። ጀግና ሓፍቲና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝያደይ 💋❤️😘🙏🙏🇻🇳
@natsenat6087
@natsenat6087 2 жыл бұрын
ዊንታ ሽኮር ሓፍተይ ልቦናኪ ኣድኒቀኪ፣ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጹቡቅ ውሳነ ወሲንኪ አጆኩም ኣብጎንኩም አለና🙏❤️👌
@MFish7980
@MFish7980 2 жыл бұрын
Very Smart and mature lady. I give very much credit specially to her mother !! Brother Seletene you selected a right person to work with.
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ 2 жыл бұрын
Wowo በርቂ ዝኮነት ቆልዓ ኣምጺካልና ኣብየት ልቦና ኣወዳድቃ ቃላት ትርሓሰና ስከ በሉ።
@WediNega
@WediNega 2 жыл бұрын
ሕጂ ብውሽጠይ ደስ ኢሉኒ ዝነበረና ስክፍታ ውን ኩሉ ተቀንጢጡልና።ዊንታ ጋል መረታ ቀያሕቲ ሓፍቶም ንመረታ ሰበነ : ኣንበሲት ኢኺ እሞ ኣጆኺ ብቅዕቲ መሳርሕቲ ረኺብካ ኣለኻ ተፈታዊ ዝነበረና ስክፍታታትና ተቀንጢጡ ኣሎ እሞ ሰናይ ናይስራሕን ዓወትን ይምነየልኩም።ስለዚ በርትዒ ዊንታ።
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 2 жыл бұрын
Bravo Winta lebam 🥰🥰🇻🇳🙏🙏🇻🇳🙏
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 2 жыл бұрын
እታ ሓዳስ ደርፈይ አብ ውሽጢ 3 ሰዓት ክትወርድ እያ ክትሕጎሱ ኢኹም ምሰማዐኩማ። አረስቲ ፣ትግራውነት እንታይ ማለት ሰልጠነ ሓውና ከም ሽምካ ኮንካልና። ለከ አቦታትና (ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ )ዝበልዎ ከምዚ እዩ።
@tesgobozay5446
@tesgobozay5446 2 жыл бұрын
ንውንቱ ቃለት ደልየ ሲኢነላ ናይ በሓቂ ነቲ በዳሂ ሕቶታት ብትብዓት መሊሳ ምህራትና ኢያ ኢሞ ዕድመን ጥዕናን ነዚ ዘብቅዐት ስድራ-ቤት
@temesgnrezene4093
@temesgnrezene4093 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ዕድል ዊቱ ጽቡቕ ናይ ስራሕ ምጅማር ይግበረልኪ ብጣሚ በላሕ ሓፍቲ
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 2 жыл бұрын
ዋውውውው ዊንታ ናይ ባሓቂ በላሕ ለባም መንእሰይ ልቦናኺ 100% ።ኣብ ዝልዓለ ክሪአኪ ተስፋ ይገብር።
@elilta70
@elilta70 2 жыл бұрын
ተፈታዊ ከም ሽምካ ፍትው ኢኻ ንቅሕቲ ዋዕሮ መንእሰይ ምርካብካ ጽቡቅ ናይ ስራሕ ምትሕብባር ከአ ይግበረልካ🙏🙏💐💐
@adbt3565
@adbt3565 2 жыл бұрын
ተዓወቲ ትግራወት ማለት ኣነ እዮም ኣነ ንሶም እየ ምሉእ መልሲ ናይ በሃቂ ።
@zemenselam8954
@zemenselam8954 2 жыл бұрын
beautiful lady and smart girl!!! 💛💚🧡❤
@Tigray122
@Tigray122 2 жыл бұрын
ኣሰይይይ ምቅርቲ ለባም ❤️100%ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጸግኡ የብዝሓልኪ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ🙏🙏🙏
@frezerussom9382
@frezerussom9382 2 жыл бұрын
ኣፋጽዮ ዩ ዘሎ ኣሕዋትና ንቅሓተን ሰማይ ይዓርግ ኣሎ ✅️✅️✅️✅️✅️
@elilta70
@elilta70 2 жыл бұрын
ጅግና መንእሰይ ኢኺ ቅም ዘይትሒዚ❤️❤️❤️❤️
@ካብሓዘንናብሓዘን
@ካብሓዘንናብሓዘን 2 жыл бұрын
ኣነ ንሶም 'ዮም ንሶም ኣነ 'ዮም !!! ብስልቲ ሓፍቲ ከምዚኣን ክርኢ ከለኩ ሓጎስይ ወስን የብሉን ። በቲ ሓደ ካኣ ኣመና ታሓዝን ምስ መካይድካን መዳቅስትካን በዚ ሕሱር ስርዓት ክትካታዕ ለይትን ቀትርን ክትካታዕ ዕርፍቲ የከን፡፡
@gebrihiwot1284
@gebrihiwot1284 2 жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብልዒ ፅቡቅ ኣገላልፃ
@WediNega
@WediNega 2 жыл бұрын
ዊንታ ብሓቂ ኣዝያ ትድነቅ ብልጽቲ መንእሰይ ነቲ ዝቅረበላ ሕቶታት እትምልሶም ደጋጊምካ ሰሚዕካ ውሽጥኻ ዝትንክፍን በቲ ሓደ ክኣ ብልሓ ዘንጸባረቀትሉ መደብ እዩ እሞ በጃኹም እቶም እንባሕ በል ካብ ዊንታ ተማሃሩ።
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 2 жыл бұрын
Thank you Winta you are intelligent, smart ,matured. May the Almaty God Bless you.
@afeworkibereket7195
@afeworkibereket7195 2 жыл бұрын
I love your Point !!!☝️
@frezerussom9382
@frezerussom9382 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ስርሓሉ ወሎድና ኣብ ጥፍኣት ኣሎ ብፍላይ ኣውልድና 👌👌👌ፎርሳ በለን 👌👌🌹🌹🌹🌹ንሓግዘን 👌🌹🌹🌹ካብ ህግደፍ ነገላግለን????
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 2 жыл бұрын
ሰልጠነ አነውን ካብተን አዴታት እንድዬ። እቱ ትዛረቦ መብዛሕትኡ ንአዴታት ከምዝርድአን ከምኡውን ዓቅልኻ ከጽቡብልካ። ከለዉ እቶም ግርምቢጥ ሰባት። so i love watching you
@habtemariamgebreigziabher4085
@habtemariamgebreigziabher4085 2 жыл бұрын
Wawww Nay Behaki ❤️❤️❤️❤️❤️ Kemaki yebzehayo Amlak nab SENAY knkeyd Y barkena .🙏🙏🙏
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 2 жыл бұрын
ኣዴኺ ብጣዕሚ ክትምስገን ይግብእ ብስነ ልቦና ኮስኪሳ ዘዕበተትኪ።
@tafazare2961
@tafazare2961 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰልጠነ ሓወይ ነዛ ትስፍውቲ ሓፍትና ከኣ ጽቡቕ ናይ ስራሕ ዕድል
@otcanful
@otcanful 2 жыл бұрын
She is very sharp.
@nigistkidane5853
@nigistkidane5853 2 жыл бұрын
ትገርሚ ብልፅቲ ኤርትራዊት ጏልና ነመስግን ! ነዲኺ ክትምስገን አለዋ ተባረኺ👏🏽
@habenkibreab2575
@habenkibreab2575 2 жыл бұрын
Nhaqi ztefetret seb i Love You winta haftey 👄👄👄❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷
@hadishgebre60
@hadishgebre60 2 жыл бұрын
ዊንታ ልዕሊ ግምትና ኮይና ብሓቂ መስደመም ብልሒ።ብዝኮነ ንዛ ሓየት ዝጸወረት ማህጸን ወላዲታ ንዊንታ ክብሪ ይኩና 1000%ምስግና ይግባእ።ብሓቂ ኩሉ ዝተዛረብቶ ኣብ ጩቡጥ ነገር ኢዩ።ዋላ ሓንቲ ዝድርበ ቃል የብሉን።ኣምላክ ነኣን ነዲኣን ኩሎም ኣሕዋታን ዕድመን ጥዕናን የሃቦም።ከማኡውን ንሰልጠነ ሓውና የቀንየልና።
@gengeb5610
@gengeb5610 2 жыл бұрын
ተባረኺ 🙏❤️💛💪
@adhanomgezahegn3223
@adhanomgezahegn3223 2 жыл бұрын
I respect your family they raised you with discipline.
@yodittekelemariam9628
@yodittekelemariam9628 2 жыл бұрын
Nay bhqey weinta belstet shkor habtey gauly amlke edmen tena yhabkey mse adeyky selten hwe hezbey yekenylna ❤❤❤👍👍👍⚘⚘⚘💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elilta70
@elilta70 2 жыл бұрын
ዕድለኛ ኢኻ ተፈታዊ ከምዛ ንቅሕቲ መንእሰይ ምርካብካ👌👌👍👍💐💐
@karachentro1445
@karachentro1445 2 жыл бұрын
She is very smart and beautiful 😻 so Keep going dally
@mowesalamin6353
@mowesalamin6353 2 жыл бұрын
She's well trained.
@habtomkahsay9216
@habtomkahsay9216 2 жыл бұрын
Welcome Winta!
@AlexK-qw3zx
@AlexK-qw3zx 2 жыл бұрын
Good job winta God bless you and your family 🙏 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@msgnazeru3431
@msgnazeru3431 2 жыл бұрын
ዊንቱ ናይብሓቂ ገሊጽክና ዓመጽቲ ህዝቢ ኢና ኮና ዘለና ኣብዚ ግዜ እዚ
@mydawit
@mydawit 2 жыл бұрын
wow!......what an impressive pretty lady whose mind and thinking are ahead of her age.
@lillynuguse4758
@lillynuguse4758 2 жыл бұрын
I am proud of you my dear sis and bro.🌷🌷🌷❤❤❤🙏🙏🙏🌷🌷🌷
@GBGGBG
@GBGGBG 2 жыл бұрын
Welcome Winta.
@hadisakheza
@hadisakheza 2 жыл бұрын
ሰልተነ ሓውና እዛ ትመስል ሽኮሪና ዝኾነት ዋዕሮ ስለ ዘቕረብኻልና ነመስግን we love tefetawi talk show
@tadilaworkigebreyohannes5917
@tadilaworkigebreyohannes5917 2 жыл бұрын
Winta you are amezing thank you very much
@tl2254
@tl2254 2 жыл бұрын
Smart Lady 😍
@arongebremical6835
@arongebremical6835 2 жыл бұрын
winta ❤💯✅
@abdallahbarakat3665
@abdallahbarakat3665 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላምካ ይብዛሕ ስሉጡን ብጣዕሚ ፁቡቅ መደብ ሰልጠነ ሐውና አምላክ ይባርካ ቀፀለሉ
@ጋልማይሰሩ
@ጋልማይሰሩ 2 жыл бұрын
Thank you WAERO
@filmontesfay8237
@filmontesfay8237 2 жыл бұрын
ሰላም ኣቱም የሕዋተይ ቐደም እኮ እዞም ስድራና ዘካየድዎ ቓልሲ ኣብ ክልተ ሃገር ንኽንኸውን እምበር ክልተ ዝተፈካለዩ ህዝቢ ንክንኸውን ኣይኮነን እዚ ህዝቢ ዚ ብዙሕ መስዋእቲ ኸፊሉ ሕጂ ዉን ይኸፍል ኣሎ ሕውነቱ ንዘንቲ እለት ኣይክብተኽን ዩ። ስጋ ተወደቐት ሓመድ ሒዛ ትትስእ።እግዛብሄር ኣምላክ ሰላሙ ይለኣኸልና ጸሎት ነጽዕቕ። ሓውኹም ፊልሞን ተስፋይ ካብ ተምቤን።
@dc8625
@dc8625 2 жыл бұрын
ጋል ዓደይ ማዓረይ 💙💙💙💙❤️❤️💙💙
@samuelsegid796
@samuelsegid796 2 жыл бұрын
Imaz Great job 👍 thanks 🙏 good message for everybody Eritreans walkup for your wright.?
@asmeromabraha4076
@asmeromabraha4076 2 жыл бұрын
እዛ መንእሰይ ዊንታ ነዚኦም ከይተረድኦም ንህግደፍ ዝሕግዙ ዘለዉ ክትቅይሮም ትኽእል እያ ዝብል እምነት ኣሎኒ::
@afeworkibereket7195
@afeworkibereket7195 2 жыл бұрын
You’re so right, God bless you & Mom+ Dad.
@atiyebrhane8962
@atiyebrhane8962 2 жыл бұрын
smart lady
@FlyingYemaneMonkey
@FlyingYemaneMonkey 2 жыл бұрын
ዊንታ ሓፍተይ ውሽጠይ ተስፋ መሊኽዮ ዓቢ ተስፋ። ባሓቂ ተሓቢነልክ እያ እሞ አምላኽ ምስኺ ይኹን ምስኺ ድማ አለና አጆኺ ጋልቶም ውርዝያት ስድራ ። መልክዕ 100% ልቦና 100% ትባዓት 100% ርህራሂ ሳባአውነት 100% ቅንዕና ሓቂ ምዝራብ ።ኒኢርትራ ድማ ሓቂ ምዝራብ ጥራይ እዩ ሓራ ዘውጻኣ ክልእ ኩሉ ተፈቲኑስ መደገጺን መሳሓቅ ዓለማት ኮይና ።
@teklewoldemichael9167
@teklewoldemichael9167 2 жыл бұрын
Seletene you choose brilliant partner good job . Winta you are star AJOKI
@meharitewe5498
@meharitewe5498 2 жыл бұрын
You are smart winta❤❤❤❤❤
@habtegaandat8400
@habtegaandat8400 2 жыл бұрын
Well done Wintu my dear sister ❤❤❤🌹🥀⚘⚘⚘🌷🔥
@elilta70
@elilta70 2 жыл бұрын
ሐያል ኢዩ ተፈታዊ ሐወይ ደቂ ስውአት ከተዕቢ ባባ ክብሉኻ ከለው ይስማዓካ ኢዩ ብፍላይ ምዚ ሕጂ ዘሎ እዋን ህግደፍ ዝርእዮ ዘሎ ጥልመትን ደንበ ፍቲሒ ዝባሃል ከአ ኮለል ክብል ክትሪኦ ኮለኻ ይሕዝነካ☺️☺️☺️
@amanuel21shishay15
@amanuel21shishay15 2 жыл бұрын
ዊንታ ሓፍተይ ነቲ ልዙብ ቃላትኪ በየናይ ልሳነይ ክነግረኪ ኣብዚ እዋን ከማኪ ዓይነት ሰባት የድልዩና ኣለዉ። ቀጽልዮ ኣለና ምሳኪ! ✅✅✅✅
@ብሳልሳይወያነወሲኸኮሪዐኣ
@ብሳልሳይወያነወሲኸኮሪዐኣ 2 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ከብደይ በሊዓትኒ። ኣጆኺ ደቂ ስዉኣትስ ኣብኩሉና ኣይከበርናን ቁርብ ካባኹም ንሐሽ እኳ እንተኾና ከምቲ ዝኸፈልናዮ ክትሓስቦ ከለኻ ግን ኣይኮነን ክስዋእ ንሓደ መዓልቲ ክሓመላ እኳ ኣይመፈቀድኩሉን። እዚ ትግርኛ ዝዛረብ ታሪኽ ገድሉ ክተንብብ ከለኻሲ የሕዝን ሀዝውን ንንቃሕ እዛ ቋንቋናኳ ከይትጠፍእ
@aviwesab9883
@aviwesab9883 2 жыл бұрын
Waw michiwti fitret tebareki
@uxducjix5168
@uxducjix5168 2 жыл бұрын
Wwwaw gerat man 👨 👌
@afrahstars
@afrahstars 2 жыл бұрын
😍😍🥰 any nesken bezhu zerakeb alena anwen kab adey eye temahere ade University eya ✌️😍 I'm proud of U ❤️
@samuelsegid796
@samuelsegid796 2 жыл бұрын
Great Advice 👍 seltene.
@geryehadera7527
@geryehadera7527 2 жыл бұрын
ሰላም ሰልጠነ ሐወይ ብጣዕሚ ተስፋ ዘለዋ ዕድመ ይሃባ ፈጣሪ
@QueenLiya
@QueenLiya 2 жыл бұрын
I don't know her gin thank you TEFTAWINO we Tegaru have big respect for you zikone yikun neftweka ina 💖💖💖💖
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 2 жыл бұрын
l really appreciate winta God bless your mother also seltene keep up it good job 💕🥰🙏🙏
@tamesweden123
@tamesweden123 2 жыл бұрын
Hon är modig och duktig tjaya kemake yebezha 🙏✌👌
@seeker9272
@seeker9272 2 жыл бұрын
😁 ዊንታ ቆሞናኺ ጥራይ ዘይኮነ ጽቡቕ ኩሉ አታሓሳስባኺ ርድኢትኪ አፍልጦኺ ጽቡቕ ኩላትኩም አቱም ደለይቲ ለውጢ ፍትሒ ሕጊ ዝኾንኩም ሰበይቲ ዘይብልኩም እንተኾይኑ hope so ከምዛ ዊንታ ሐፍትና ሰበይቲ ክትረኽቡ 😎መርሐባ ንኹሉ እንኮ ነዞም ጸላእቲ ተዛረብቲ ትግርኛ ዝኾኑ ሻዕብያ ዘይብሉ
@kokobxbah6630
@kokobxbah6630 2 жыл бұрын
Smart girl 👧 👏 👌 😉 😘 👧
@berhekiros2654
@berhekiros2654 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ በላሕ እኺ 🥰🥰🥰👋💊💊💊💊🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁
@kifletadesse5889
@kifletadesse5889 2 жыл бұрын
well come well come
@tekleeysadik6853
@tekleeysadik6853 2 жыл бұрын
ዕድመ ጥዕናን ይሀብኪ ኣብ መጻኢት ኤርትራ ህዝቢክን ሀገርን ብሕግን ብሰላምን ከተገልግሊ:
@berhanemesfin2379
@berhanemesfin2379 2 жыл бұрын
She is impressive, prudent and thoughtful for age. She has a potential to grow if insists on TRUTH as her guiding principle and stand courageously. TRUTH as sees and understands it; not as any one else defines or tries to impose on her.
@berhanemesfin2379
@berhanemesfin2379 2 жыл бұрын
Truth as she sees
@Teqwamemahitot
@Teqwamemahitot 2 жыл бұрын
ኣዝኺ ንፍዕቲ ኢኺ! ግን እታ ኣመጻጽኣና በበይኑ ክኸውን ይኽእል'ዩ ዝበልክዮ፣ ኣመጻጽኣና ካብ ሓደ ንኣሽሓት ዓመታት ሓቢርና ታሪኽ ዝሰራሕና ምንጭናን መበቆልናን ሓደ፡ ዝፈሊ ውን ዘይብልና ሓደ ሕብረተሰብ ሓደ ሕዝቢ ኢና።
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 2 жыл бұрын
Excellent interview!!! BRAVA, Winta! God bless you! Thanks a lot!!!
@zufankeleta6220
@zufankeleta6220 2 жыл бұрын
My dear Selitene siltiun Thankyou so much for your golden time and thankyou for bringing shicorina Wunta we enjoyed for being amazing person keep it up your good job we can’t wait to see you again 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌹🌹🌹for you and seltene gigna
@bobjaha4623
@bobjaha4623 2 жыл бұрын
beautiful ❤🌹🌹
@ghebremedhinguangul9330
@ghebremedhinguangul9330 2 жыл бұрын
Thank you Seltene and winta a good discussion promising future for Walt’s Guangul Ghebremedhin Habte from Gedele too wish you all good time thank you!!!
@temesgenyemane7744
@temesgenyemane7744 2 жыл бұрын
Well came winta to tefetawi. Ajoki bravo winta
@samuelsimon8752
@samuelsimon8752 2 жыл бұрын
ነዓኺ ዝወለደት ማህጸን ትባረኽ ብኽሉ ጽብቅቲ ምትብባዕ የድልዮም ከምዛ በላሕ ሓፍትና
@frezerussom9382
@frezerussom9382 2 жыл бұрын
🌹🌹🌹🌹ዋው ዋው
@berhaneweldemariam8382
@berhaneweldemariam8382 2 жыл бұрын
Edmen tsenana yhabkum!!
@frezerussom9382
@frezerussom9382 2 жыл бұрын
Brlant hewan 👌👌👍👍sultun 👌👌👌👌👌👌👌
@muhrewedi3283
@muhrewedi3283 2 жыл бұрын
bravo winta
@dehabberhe3293
@dehabberhe3293 2 жыл бұрын
ተባረኪ ዊንትዬ
@עימנואלהינס
@עימנואלהינס 2 жыл бұрын
Wawwwww ንፍዕቲ ፡በርትዒ
@tisiontsion777
@tisiontsion777 2 жыл бұрын
ዊንታ ሓፍትና ብሓቂ ንቅሕቲ ኣጆኺ::
@biniamghurja8569
@biniamghurja8569 2 жыл бұрын
Brilliant
@GM-cu9qk
@GM-cu9qk 2 жыл бұрын
Wow Winta God bless you 🙏🇪🇷 Nai Bihaki Zili Meniseyat kab Ateabaiya iyu you er intelligent ❤Ajoki Berti Winta I wish I Will mitt your Mother I Liv in 🇧🇻 God bless you you & your Mother🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤❤
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 2 жыл бұрын
ዊንታ ሽኮር ካልኤተይ ሓፍተይ ምቓል ጎነይ ልዕሊ መልክዕኺ ሓሳብኪ ዝማርኽ ብምንታይ እሞ ክገልጸኪ ።ኣነ ከል ጊዜ ኣምሓርኛ ንዝዛረብ ሰብ ወዲ ተኾይኑ ትግራዋይ ንብሎ ጓል ተኾይና ካኣ ኣምሓረይቲ ንብላ ።ብሌን ንንዛረብ ወዲ ትኾይኑ ብሌናይ ጓል ተኾይና ካኣ ብሌነይቲ ንብላ ።ኣብ ዝሓለወ ይሓሉ ትግርኛ ዝዛረብ ወዲ ካኣ ትግራዋይ ጓል ተኾይና ካኣ ትግራወይቲ ኢዩ መንነታ ።ብዜግነት ግን ተደሊና ኤርትራዊ ተደሊና ኣሜሪካዊ ተደሊና ጀርመናዊ ክንከውን ንኽእል ኢና ።ዜግነት ዕቑባ ኣብ ዝሓተትካሉ ዓዲ ክትረክብ ይኣካል ።ኢዩ ።ኤርትራዊ ነይርና ጸኒሕካ ናይ ኣሜሪካ ዜግነት ትቕይር ።መንነት ግን ዊንታ ሓፍተይ ፍጹም ኣይቕየርን ኢዩ ።ትግራዋይ ኮይንካ ተፈጢርካ ።መንነትካ ናብ ብሌን ክትቕይር ኣይካኣልን ።ስለዚ ትግርኛ ዝዛረብ። ብግልጺ ቋንቋ ትግራዋይ ኢዩ ።ኣይትሰከፊ መንነትኪ ኢዩ ብድፍረት ተዛረብሉ ።
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 2 жыл бұрын
ኣምሓርኛ ዝዛረብ ኣምሓራይ ።ብሌን ዝዛረብ ብሌናይ ትግርኛ ዝዛረብ ካኣ ትግራዋይ ኢዩ ጓል ተኾይና ካኣ ትግራወይቲ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ሓወይ ናይ ብሓቂ ለባም መሳርሕቲ ረኺብካ
@desbeleasfaha8995
@desbeleasfaha8995 2 жыл бұрын
Waw winta you are precise and simart Girl keep going with all respect ❤🙏!!Thank you Seltene 🙏!!!
@teweldegerezgiher9295
@teweldegerezgiher9295 2 жыл бұрын
Thanks yehwat tefetawi and winta
@essugebre7755
@essugebre7755 2 жыл бұрын
Ata kendey texbek eza gasha nay lomalti 🌹
@jeseegebre1389
@jeseegebre1389 2 жыл бұрын
Welcome
@abebamuhur8026
@abebamuhur8026 2 жыл бұрын
Bitaimi lebam menisey igziabher yibariki❤️❤️
@fretaabraha1268
@fretaabraha1268 2 жыл бұрын
Beautiful ❤️❤️
@weyno5218
@weyno5218 2 жыл бұрын
ጹቡቅ መእተዊ ድሕሪ ባይታ ገርኪ ንፍዕቲ ኮታ ኩሉ ጹቡቅ ኔሩ
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 37 МЛН
Deadpool family by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 7 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 20 МЛН
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,1 МЛН
የመኝታ ቤት ምስጢሮች ሙሉ መፅሐፍ ትረካ : የመፅሐፍት ዓለም
3:47:54
Yemesthafet Alem-የመፃሕፍት ዓለም
Рет қаралды 39 М.
መደብ ምስ መ/ም በየነ ገ/ሄር & በረከት ካሕሳይ
2:58:53
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,3 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 37 МЛН