ፍቕሩ ክቕንስ ከሎ ትገብርዮ ዘለኪ. .

  Рет қаралды 3,792

Sen Ts

Sen Ts

Күн бұрын

Пікірлер: 37
@HaetHaeet
@HaetHaeet 2 ай бұрын
ትክክል ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Gal__madam
@Gal__madam 2 ай бұрын
ምክርኪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ቀፅልሉ ዛወለላይ እና ሕቶ ኣለኒ ኣነ ፍቅረኛ ኣለኒ ኣብ ስ/ዓረብ ኣለኩ ንሱ ድማ ኣብ ዓዲ ፍቅርና ሓደ ኢልና ካብ እንጅምሮ 7ዓመት ገርና ኣብ ዓዲ ሓደ ዓመት ፅኒሕና ኣብ ስደት ክዓ 6ተ ገይረ ከብኡ ግን በቃ ተገዳስነት የብሉን ኣብ ዓዲ ኮነ ኣብ ስደት ምንም ግዜ ብዙሕ ኣይህበንን ከሰተካክሎ ዶ ይከውን ይብል እሞ ምንም ለውጢ የብሉን በቃ ክገድፎ ዶ ኣነስ ጭንቀት ሒዝኒ ምስ ስድርኡ ኣላሊኒ እዩ ሕፁ ክዓ ከእትው ኢልኒ ኖኖ ዓዲ ምስ መፃኩ ኢለዮ ኣብ ልዕለይ ተገዳስነት ዘይብሉ ታይ ክገብረለይ ሕፀ ኢለ ክዓ ይርበሽ ዋላ fb ፎቶይ ሼር ይብለኒ ኮዱ ለ ሂብኒ ግን በቃ ግዜ ዘይህበኒ እየ ዝናደድ ፍቅሪ ዘይብሉ ዶ ይኮን ለይግደሰለይ ዘሎ ? ብጣዕሚ ዘሐረቀኒ ክዓ ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ደገ ኮይኑ ይድውለለይ እሞ ፅብቅ ንዕልል ንጫወት ነይርና ብድሕሪኡ ገዛ ክከድ ይብለኒ እሞ እሺ ገዛ ምስ ኣተካ ደውል ወይ ፅሓፈለይ ይብሎ እሺ ይብለኒ ካብኡ ምሉእ ለይቲ ናደወልኩ ሓዲረ ኣይለዐለንን ጭንቅ ሓዲረ ንጎሆ ክዓ ይድውለሉ እሞ ይልዕለኒ ዳሓን ድካ ከመይ ሓዲርካ ይብሎ እሞ ዳሓን እየ ናብ ስራሕ ይከድለኩ ደቂሰ እየ ኮ ዘይለዐልኩኪ ስልኪ ኢልኒ ኣነለ እንኳዕ ሰላም ኮንካ ኢለ ኣጥፊአዮ ኣነ ማራ ዘናደደኒ መሊሱ ንጎሆ ታይ ኮይና ኢሉ ዘይምሕታቱ ተገሪመ ሓፍትኪ ስደተኛ ካብ ስዑዲ ዓረብ
@Sen_Ts
@Sen_Ts 2 ай бұрын
እዝኹሉ ዓመት ተረሓሒቕካ ከምቲ መጀመርያ ዝነበሮ ፍቕሪ ንክቕፅል ምድላይ ከቢድ እዩ!!
@Naxi690
@Naxi690 2 ай бұрын
Tetenkeki zro mearey asteweli❤
@UskvskSkvdkv
@UskvskSkvdkv 2 ай бұрын
ሶኑየ ብልፅቲ ኩለን ዕድመን ጢዒናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዛምቤተይ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@AryamKifle
@AryamKifle 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@SsssM-k6e
@SsssM-k6e 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ለባመይይይይይይ
@GgFf-hm7eq
@GgFf-hm7eq 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SsmairhNon
@SsmairhNon 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@You-ys2nr
@You-ys2nr 2 ай бұрын
ብጣዓሚ ጎቦዝ❤❤❤❤
@Sarahll-k3c
@Sarahll-k3c 2 ай бұрын
ኩሉ ተቅርብዮ ብጣዕሚ መሃሪ እዩ ቀፅልሉ ዝሓፍተይ🎉
@wedigada3040
@wedigada3040 2 ай бұрын
ዋውው❤❤❤❤❤
@Melat-ps1ph
@Melat-ps1ph 2 ай бұрын
ለባመይይይ❤❤❤❤
@Zayd-u2j
@Zayd-u2j 2 ай бұрын
ለባመይይይ🎉🎉🎉❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 2 ай бұрын
ብሓቂ ሰናይት ሓፈተይ❤❤❤
@salamhAa-u7f
@salamhAa-u7f 2 ай бұрын
ሰላም ሰንየ ❤❤❤
@medhingaltigray7057
@medhingaltigray7057 2 ай бұрын
ሰላም ዘሓፍተይ ኩሉ ገዜ እየ ዝከታተለኪ ምኽርኪ ደስ እዩ ዝብለኒ ኣነ ኣፍቃሪ ኣለኒ ካብ ስደት ንዑአ ኢለ እየ ከይደ ግን መጀመርያ ሓዘን ገጢምዎ ካብኡ መርዓና ተቆሪፅ ካብኡ ግን ሓዘን ካብ ዘጋጥሞ 6 ወርሒ እዩ ገይሩ ሐዚ ሓዳር ንግበር እንተ በልክዎ ገና እየ ካልእ ከሳኸዖ ዘለኒ ነገራት እዩ ዝብል ሐዚ ዋላ ይፈትወኪ እየ ይበል ኣነግን ከሓድጎ ይውስን እሞ ምስኡ ገንንዘብ ስለ ዘለኒ ምንም ክገብር ኣይካኣልኩን ምኽርኺ ለግስለይ እንታይ ከም ዝገብር
@Sen_Ts
@Sen_Ts 2 ай бұрын
እሱኸ ገንዘብ ምሳይ ኣለዋ እዩሞ ክምርዐዋ ዝብል ዶ ይመስለኪ???
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Sen_Ts
@Sen_Ts 2 ай бұрын
t.me/sennts ቴሌግራም
@Samrawithaile-i1v
@Samrawithaile-i1v 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@MrsMrs-zw1sp
@MrsMrs-zw1sp 2 ай бұрын
ሰላም ሓፍተይሕቶ ሓቲትኪ ነይረ❤ መልሰለይ ዝያዳይ
@Sen_Ts
@Sen_Ts 2 ай бұрын
t.me/senaitts2 በዚ ፀሓፍለይ
@MrsMrs-zw1sp
@MrsMrs-zw1sp 2 ай бұрын
@@Sen_Ts እሺኒ ዝያዳይ ኣነ ኣፋቃሪ ኣለኒ ኣብ ሰደት እና ንፋለጥ 4ዓመት እውን ባሓድ ነይረና ብኣጋጣሚ ተታሑዙ ንዓዲ ከይዱ ቢቤተሰብ እወን ወዲእና እና ሰብ በዙሕ እዩ ዘብለኒ ናይ ሰብ ግን ሰምዐ እይፈልጥን ኣቢዚ ኩሎ ምሰይ ባጣዓሚ እዩ ዝፍተወኒ ነየሩ ኣነ እውን ከሙኡ ንዓዲ ምሰ ከድ ግን ካልእ ሰብ እዩ ኮይኑ ሰልኪ ኣነ ጥራሕ እየ ዝደውል ደወል እውን ንምታይ እማ ዘይደውልካል እንትለዮ ዘይጣዓመኒ ምንምን እዩ ዝብለኒ ኣነ ጥራሕ ደየ ዳኣ ክድውል እንተ እለዮ እወን ምድውል እንዳ ግደፉየ እዩ ዝብለኒ እሕዋተይ ሰቅ እለ ዶ ክሩሑቆ ወላሰ ዓቅሊ ክገብረ ዝሓፍተይ ምክረኪ ሃብኒ ማርያም ብጭንቀት ክመውት ደለየ ክይትሓልፋኒ 😥
@NzhtiAynom
@NzhtiAynom 2 ай бұрын
Bkemey krekbeki ykel telegramki abyouni
@Sen_Ts
@Sen_Ts 2 ай бұрын
t.me/senaitts2 እዚኣ ትሰርሕእያ
@NzhtiAynom
@NzhtiAynom 2 ай бұрын
Abyou
@UuUu-e2t
@UuUu-e2t 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@gguyfg-oc8uo
@gguyfg-oc8uo 2 ай бұрын
ዋውው❤❤❤❤🎉
@TdDc-ri1yf
@TdDc-ri1yf 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ
@ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@Salma-y9h3u
@Salma-y9h3u 2 ай бұрын
❤️❤️❤️
@AhhhgGsghuh
@AhhhgGsghuh 2 ай бұрын
❤❤❤
@GdHg-w5v
@GdHg-w5v 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@qhghvkff
@qhghvkff 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@WdKn-s4b
@WdKn-s4b 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Feven570
@Feven570 2 ай бұрын
❤❤❤❤
ብዝሓለፉ ቁስልና መጻኢና ኣይንጉዳእ!
12:49
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 13 М.
бабл ти гель для душа // Eva mash
01:00
EVA mash
Рет қаралды 6 МЛН
КОГДА К БАТЕ ПРИШЕЛ ДРУГ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН
እቲ ኣባጻጻሒ መግቢ - Eti Abatsatsahi Megbi
19:20
Eri Meskerem
Рет қаралды 24 М.
ከይተፈላለኹም ርክብኩም ኣዐርዮ
10:29
መኻን ፍቕሪ መልሲ ዝሰኣነ ልመና ንዕቀት’ዶ ሓዳር
42:44
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 29 М.
ክዕወት ይደሊ አየ ግን፡ ንዝብል መልሲ
30:38