ነቛር ኣእምሮ

  Рет қаралды 2,558

Filmon T

Filmon T

12 күн бұрын

#habesha #tigrigna #eritreanguayla #eritreancomedy #eritrea #eritreanmovie2023 #eritreanfilm #duet #eritreanmovies #philosophy

Пікірлер: 32
@user-cj2nu8ug9e
@user-cj2nu8ug9e 6 күн бұрын
Fili thank you for your servic!!
@habengebreluul7762
@habengebreluul7762 11 күн бұрын
Wwwww ፊሊ ብሉጽ ሰብ. ብዙሕ ትጥቅመና ኣለኻ ቀጽሎ. እንኻዕ ተወለድካ ❤️🙏.
@Henok.M
@Henok.M 9 күн бұрын
This is very true and enlightening ❤.
@teklegere82
@teklegere82 2 күн бұрын
Waw btaemi adniqeka qetslyo
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 10 күн бұрын
ንፉዕ ኣጆኻ በርትዕ።
@selemuntesfamariam2028
@selemuntesfamariam2028 10 күн бұрын
ሰለ"ዚ ወለዶ እናወሰኽካ ንበር ፊሊ ብሉጽ❤ምስጋና ባህልና።
@Amanuelkfley
@Amanuelkfley 10 күн бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቅ ፊላዊ ጎበዝ'!! ❤
@Veronica-cx7hl
@Veronica-cx7hl 7 күн бұрын
@lisacobalt8174
@lisacobalt8174 10 күн бұрын
Filmon you are excellent as usual. You are the most sincere and brilliant as well. Keep it up. Thanks.
@simretweldeslase2350
@simretweldeslase2350 10 күн бұрын
👍👌👏
@sleepless1.0
@sleepless1.0 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@user-jc3mo8vm6y
@user-jc3mo8vm6y 6 күн бұрын
❤.......
@SemharRezeneTSD
@SemharRezeneTSD 10 күн бұрын
❤❤❤
@meharimehakeb7737
@meharimehakeb7737 10 күн бұрын
I like it today's topics it's toruth. Thx for good job.
@wedizayle7841
@wedizayle7841 11 күн бұрын
ከምወትሩ ጽቡቕ መደብ ፊላዊ ኣድማሳዊ
@redietembaye776
@redietembaye776 11 күн бұрын
Thank you so much Fli GBU
@Selam256
@Selam256 9 күн бұрын
Brova zhawey!!!
@selamdawit8323
@selamdawit8323 6 күн бұрын
thanks fili❤❤❤❤
@awetdebesay9280
@awetdebesay9280 10 күн бұрын
Xubuk medeb fili hawey ❤❤❤
@tesfit2518
@tesfit2518 10 күн бұрын
thans fil ናይ ፋላስፋታት እቶም ሽውዓት ኣምጽልና የቅነልና
@WarsayGebreyesus
@WarsayGebreyesus 10 күн бұрын
Fil Jagna ajoka Barta btame eu ztaqman zalo aze tamhrtak kamze natk tamhrte garu zatqman yaln
@binitewelde11
@binitewelde11 11 күн бұрын
Eway fili eko gele eka zesebka endemo senka
@FinanMehari-wv2pi
@FinanMehari-wv2pi 9 күн бұрын
ፊሊ ሓወይ እዚ ኩሉ ምስጢር ኣብ ሂወት ዘለካ ፍልጠት ወይ ርዲኢት ዘካፍልካና ፍጣሪ ኣብ ልብና የንብሮ
@jemalsied727
@jemalsied727 11 күн бұрын
Thanks bro
@filimonbereket9402
@filimonbereket9402 11 күн бұрын
Btaemi agedacin teqamn tmrti Fili qxlo.
@zerithabtom8640
@zerithabtom8640 11 күн бұрын
ሰላም ፊልሞን 👍
@halenamotivation5065
@halenamotivation5065 11 күн бұрын
ሰላም ፍሊ ሓወይ ከም ወትሩ ጽብቅ መደብ፡ብሉጽ ኣገላልጻ።ሕቶ ግን ኣላትኒ ምስኣ ትዛመድ ዝብላ፧ ከምቲ ዝበልካዮ ፍልጠት ብርሃን እዩ፡ከምቲ መጽሓፍ ቅዱስ ውን ፍልጠት ሓቒ እያ ንሳ ድማ ሓራ ከተውጸኣኩም እያ እዩ ዝብለና ።እንተኮነ ግን ብዙሓት ሰባት ኣለው፡ብንቅሓት ካብዛ በዓቲ ወጽዮ ክንሶም ነታ ተድልዮም ፍልጠት ዋላ እንተኣለለይዋ፡ ነዛ ፍልጠት እዚኣ ግን ክውንንዋ ኣይክእሉን እዮም።ከም ኣብነት ተማሃሮ ኣብ ትምህርቲ ዓለም እኮ እንተወሲድና ።ማለት እቲ ንሕሓት ኣሎዎም ነቲ ዋንነት ግን እይላበስዎ።ብጠፈጥሮ ዝሕታለ ኣእምሮ ይጋጥሞ፡ሞ ።ከምቲ ንነገራት ኣቀድሞም ዝነቀሓሎሞ ኣብ ባይታ ኣየድምዕን።በኣንጻሩ ምስጥር ንቕሓት ነቲ ሓሳብ ኣብ ልቦም ዘይነበሮ ደቂ ሰባት (ካብ ኣብ፥ቲ ሰብ እቲ ብዝወሰድዎ ኣብርሆትን ነቲ ብርሃን ፍልጠት ይውንንዎ )።ሰለዚ ካብ በዓቲ ድንቁርናካ ንክትወጽእ፡ናብ ፍልጠት ንክትበጽእ ፡እቲ ምስጥር ምፍላጥን ፍልስፍናዊ ናይ ሂወት ኣብሮሆትን ምህላው ጥራይ ኣካሊ ዶ ትብሎ?ፍልጠት ምውናን ኣብ ልዕሊ ዘሎካ ድልየትን ዓሚቅ ኣብርሆት፡ትዕድልቲ ጥራይ ዶ ኣይኮነን? ወዲ ሰብ ከ ጸጋ ኣለዎ ዶ ፍልጠት ንክውንን፡? ኣብ መንጎ ድቂ ሰባት ከ ዘሎና ተፈጥራዊ ጸጋ ምውናን ፍልጥት ፡ከም ክልእ ፍጥረታት ናይ ጸጋ ፍልጠት ፍልልይ ኣሎና ዶ? ትብል ዋላስ ተፈጥራዊ ጸጋታት ፍልጠትና ሓደ እዩ? ይቅረታ ሕቶ ኣብዝሓልካ ይክወን እየ summary ጌርካ ክትምልሰልይ ተስፋ ይገብር ።የቀንየል
@filmonpsycho11
@filmonpsycho11 10 күн бұрын
እወ፣ ናብ ስራሕ ምውፋር ትዕድልቲ ኣይኮነን፣ ድልየት እምበር። ሰብ ናብራ ኮይኑዎ ደኣ እምበር ዘይክወፍር ምመረጸ ይኸውን። ፍልጠት ከኣ ትዕድልቲ የብሉን፣ ድልየት እዩ ዘንቐሳቕሶ። ኣነ ኣቢ ጉዳይ እዚ ክፈልጥ ደልየ ኣለኹ በሃሊ ምስ ትኸውን ዝያዳ ንኽትፈልጥ ትወፍር እሞ ብኡ ኣቢልካ ከኣ ኣብ ህይወትካ ትሕገዝ። ዘይክትፈልጥ ምድላይ ትህኪት ዘበገሶ ናይ ብዙሓት ጸገም እዩ፣ ስለ ዝኾነ'ውን ህይወት ትኸብድ። ሓደ ነገር ዝያዳ ክትመልክዮ ከለኺ ዝስመዓካ ተኣማንነትን ርፍቱታ ዓቢ እዩ፣ እዚ ከኣ ብሳላ እቲ ፍልጠት እዩ ከምኡ ኮይኑ። ኣእምሮና'ውን እንተኾነ ብፍልጠት ክመልእ ዝኽእል ኣይኮነን እዚ ዘረዳኣካ እንተሎ ከኣ ቀጻሊ ክንፈልጥ ከም ዘለና እዩ። ኣብ ካልኦት ፍጡራት ዘለና ብልጫ ብዛዕባ ብዙሕ ነገር ክንፈልጥ ንኽእል ምዃንና እዩ፣ እንቶ ካልኦት ፍጡራት ነቲ መሰረታዊ ዝኾነ ናብርኦም ዝኸውን ጥራይ እዮም ብተመክሮ ዝጥቐሙ። ስለዚ ፍልጠት ናይ ድልየትን ሃርሃርታን እዩ፣ እቲ ዝያዳ ዝደለዮ ይረኽቦ እቲ ዝረኸቦ ከኣ ዝያዳ ይሕገዝ።
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 11 күн бұрын
ፊሊ ወዲ ከም ወትሩ ብሉጽ ሓሳብ ብፍላይ ንሒና ኤትራውያን ኣብ ባዕቲ ድንቁርና ዝትዓጸና ኢና። እቲ ናይ ሃይማኖት ካይ እክል ዝገደደ ናይ ፖሎቲካ ኣምልኮ ፈጢሮም ቅንዓት ጀጋኑ ብዝብል ጸቢብ ሓሳባት ከም ንህነጽ ተጌርና ኢና።ከምዚ ናይ ሎሚ ናይ ፍሉጣት ፍላስፋትት ሓሳባት ኣቅርብ ገለ ርዲኢትና እንተስፈሐ።
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 10 күн бұрын
A​@@fiyorifiyori5707ኣነስ ብዛዕባ ኤርትራ እየ ዝፈልጥ ሓፍተይ ናተይ።እዚኣስ ንኢትጵይውያን እንተትሓትያ ጽቡቅ ነይሩ።
@Dawitweldeab
@Dawitweldeab 11 күн бұрын
Fili the best generation
@TesfadiletYoahnnes
@TesfadiletYoahnnes 10 күн бұрын
ጥበብ ምንባር
26:37
Filmon T
Рет қаралды 1,6 М.
ረበሽቲ ሓሳባት (intrusive thoughts)
22:56
Filmon T
Рет қаралды 1,9 М.
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 29 МЛН
Was ist im Eis versteckt? 🧊 Coole Winter-Gadgets von Amazon
00:37
SMOL German
Рет қаралды 25 МЛН
Tom & Jerry !! 😂😂
00:59
Tibo InShape
Рет қаралды 60 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 170 #shorts
00:27
ሰበብ ድንቁርና
18:47
Filmon T
Рет қаралды 1,3 М.
ሕይወት ስትከብዳችሁ ይህንን አድምጡ...  | Zmta
13:43
Sida loo caawiyo Ilmahaada in uu noqdo xubin u qalma bulshada
20:27
ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት
21:54
ዝበለጸ ስትራተጂ ዓወት #eritrea #habesha
21:04
Samuel Okubay
Рет қаралды 3,9 М.
ጥበብ መፍትሕ'ዩ
12:05
Filmon T
Рет қаралды 1,6 М.
ጽልዋ ማሕበራዊ ሜድያ ኣብ ጥዕና ኣእምሮ
27:40
"ሓይሊ ሓሳባት"
3:14:27
Filmon T
Рет қаралды 2,3 М.
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 29 МЛН