ሓቂ ድዩ ኣዲስ ኣበባ ፍቕሪ ኣለዎም፧

  Рет қаралды 118,537

Sagla film production

Sagla film production

Күн бұрын

#saglafilms #saglajokes #saglatv
For more videos SUBSCRIBE ON You tube / @saglafilmproduction9799
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
contact via- email jorjoghebreyesus@gmail.com
Any unauthorized use, copying, Uploading or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2021: SAGLA FILM PRODUCTION
@saglafilmproduction#hdmonanebarit#haratentertainent#eritreaninterview#eritreancomedy #hdmonanebarit #eritrea #tigray #ashenda #mahderna #eritrean #eritreanmovie #eritreaninterview #mahderna #neweritreanmusic20201 #interview #erionetouchentertainment #neshneshtv #neshnesh #neweritreanmusic2022#interviewfisehayewerkine#interviewfish#
Our channel presents entertainment contents with High Definition
(HD)videos to discover Eritrean and Ethiopia. primarily we focus on Eritrean culture and arts. our objective is to encourage eritrean artists through the distribution of movies,comedy,documentary,short films,music,video clips,drama as well as interview with famous and successful Eritreans.
ወዲ ሃገረ ሰብ መሳጢት ግጥሚ
• መዘከርታ ነተን ሓቀኛ ፍቕሪ ዝሰኣና...
ማእለማ Part 5
• New Eritrean movie 202...
ማእለማ Part 6
• New Eritrean movie 202...
Street Interview Part - 01
• New Eritrean Street In...
ይቕሬታ
• ይቕሬታ!
ቃንዛ ስነ ጥበባውያን
• ቃንዛ ስነ ጥበባውያን ኣብ ቅርዓት፡...
ዉባ 1ይ ክፋል..
• ዉባ! ልቢ ወለድ ዛንታ፡ ብናብራ ሃ...
ዉባ 2ይ ክፋል..
• ዉባ! ልቢ ወለድ ዛንታ፡ ብናብራ ሃ...
ዉባ 3ይ ክፋል..
• ዉባ! ልቢ ወለድ ዛንታ፡ ብናብራ ሃ...
ዉባ 4ይ ክፋል..
• ዉባ! ልቢ ወለድ ዛንታ፡ ብናብራ ሃ...
ዉባ 5ይ ክፋል
• ዉባ! ልቢ ወለድ ዛንታ፡ ብናብራ ሃ...
ደግዓ ጽንዓደግለ ደቂ ድግና መረታ ሰበነ ሓደግቲ
• ወላድ መኻን! ባዕልኻ ምኻን!
ወላድ መኻን! ባዕልኻ ምኻን!
• ወላድ መኻን! ባዕልኻ ምኻን!
ሕክያ ብዛዕባ ሱዳን ገለ በለና ንዝበልኩም።
• ሕክያ ብዛዕባ ሱዳን ገለ በለና ንዝ...
እስራኤል ንዘለው ትምልከት ግጥሚ
• እስራኤል ንዘለው ትምልከት ግጥሚ
ግጥሚ ናይ ወለዲ
• ኣደይ!
ቃንዛኻ ንማንም ኣይትንገር
• ቃንዛኻ ንማንም ሰብ ኣይትንገር!
መስጣ ምንታይ
• መስጣ ምንታይ Mesta Mntay T...
ንኹሉ ዝግባእ ህያብ
• ንኹሉ ሰብ ክትህቦ ዘለካ ህያብ።
ማይ ሓባር ነፋሲት እምባትካላ ጊንዳዕ ባጽዕ
• ማይ ሓባር ንፋሲት እምባትካላ ጊንዳ...
ዓርከይ ጠርጢርኒ
• ዓርከይ ምስ ሰበይቱ ጠርጢርኒ🙆🏿‍♂️
ካርነሽም ሎጎ ዓንሰባ
• ሓበላ ሊባን 7 ሎጎ ዓንሰባ ካርነሽ

Пікірлер: 565
@filimongezm26
@filimongezm26 2 жыл бұрын
ጆርጆ ሓወይ ጽቡቅ መኣረምታ ኣነ ከኣ ቁሩብ ክምልኣልካ ኣነ ኣብ አዲስ ዘለኹ ጀማሪ ኣርቲስት የ ግን ብሰንኪ እዞም ዓቢና ኢና ዝብሉ ተዋሳእቲ ወይ ገዳይም ተጸቂጥና ንነብር ንኽንሰርሕ ዉን ኣይንተባባዕን . እዚ ከይኣክል ድማ ዋና ቻነላት ናይ ሓደስቲ እንተ ኮይኑ ኣይንቅበልን ኢና ብምባል ነቲ ጺዒርካ ዝሰርሕካዬ ኣብ ባይታ ይድርብይዎ .ስለዚ ጆርጆ ሓወይ ነዚ ዉን ኽንቀፍዎ ስለ ዘለዎም ብ ቪድዬ ዝተሰነየ ነቅፈታኻ ሪኢቶኻን ሃበለይ። ብዝተረፈ ኣብኣዲስ ኣበባ ብጉጅለ ኣድማስ ዝፈረየ ፊልም ብምዕዛብ ሓደራኻ ገለ በለና ብዝበለጸ ግን ንቀፈና ሰለ ዝዕብየና። "መሪር ፍርዲ "ኣብ btf entr።
@Londonuk2285
@Londonuk2285 2 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/rWGYh2qap9mDmbc
@Eritrea-t7b
@Eritrea-t7b 2 жыл бұрын
Kelae nska kea shenka deks
@SamiGebremedhin
@SamiGebremedhin Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅ መግለጽ ጆርጆ ሓወይ ነቀፈታካ ምቅባል ጽብቅ እዩ ከምዚ ነትካ ኣስፍሕ ኣብሉ ዝፈልጦ እዩ ዝደሊ
@samueltesfaldet9307
@samueltesfaldet9307 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ መን ይንገርካ ዝወዓለ መን ይምሃርካ ዝሰሓተ ንፉዕ
@Dawittv
@Dawittv 2 жыл бұрын
ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢና ተዛሪብና ።
@megabittv2923
@megabittv2923 2 жыл бұрын
ኣጆኹም ኣይጥሕመቑ ንዊንታ ካኣ ጋል ስለዝኹነት ከይትጃጁ ኣጆኺ በሉዋ አቲ ደላዪ ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ኣብጎኑኹም ኣሎ።
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 2 жыл бұрын
ዘሕዝን'ዩ ዊንታ ግን ኣጆኺ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ኣጆኺ ተስፋ ኣይትቑረጺ ንሕና ካኣ ክንድግፈኪ ኢና
@tesfayghide4306
@tesfayghide4306 2 жыл бұрын
Winta Seb aykoneleyn EU! Gzea nkulu EU Zeqealieo quneatn tbeatn terkibu
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ 👌👌
@kemLbey3699
@kemLbey3699 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽብቅ መአረምታ ጆርጆ ሓወይ ዘስተውዕል ልቦና ይሃቦም።
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ 👌👌
@kemLbey3699
@kemLbey3699 2 жыл бұрын
@@divoramedia ጽብቅ ክብረት ይሃበለይ ዝሓፍተይ ኣነ ከማን ገርልኪ ኣለኩ ለባም ሰብ ኢኪ ።
@kemLbey3699
@kemLbey3699 2 жыл бұрын
ሰላም ደቂ እመ ብርሃን ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ።
@eseylove572
@eseylove572 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ለባም ሰብ ጀርጆ ሓወይ ኣቢ ሰብ 🙏🏿
@samrayzena321
@samrayzena321 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏 ጽቡቅ መግለጺ ጆርጆ በዛ ዘረባ ክእረሙ ተስፋ ይገብር
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 2 жыл бұрын
ዊንታ ካብተን ብሉጻት ተዋሳእትና ኢያ Thank you ጆርጆ
@solomonliza
@solomonliza 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ትብዓት ዝሓትት ኣገዳስን ሓጋዝን መኣረምታን ነቐፌታን ኢዩ ። Thanks ጆርጆ 🙏🙏🙏 ሰማዒ እዝኒ ይሃቦም!!
@weiniamen2404
@weiniamen2404 2 жыл бұрын
ኣምላኽ። ምስትውዓል። የውርደልና
@silu2635
@silu2635 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ለባም ሰብ ጆርጆ ሓወይ ኣቢ ሰብ ቡርክ ሰንበት
@erimiasmesqel7757
@erimiasmesqel7757 2 жыл бұрын
ጆርጆ ጅግና ጹብቅ መረዳእታ እዩ ሕጂ እንተ ተማሃሩ ጹብቅ እንተ ዘይተማሃሩ ኻኣ መጽደፊኦም ዩኹን በጃ ዊንተይ ጋሓ እባ ይበሉ
@habe-shatopic5313
@habe-shatopic5313 2 жыл бұрын
ጆርጆ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ሰባት ዘረሓሕቑ እምበር ሰባት ዘቀራርቡ የለዉን ብዝኮነ ምስክርነት ብምሃብካ ንውጹዓት ሓገዝዩሞ ኣፍ ውጹዓት ብምካንካ ውጹዓት ወኪለ የመስግነካ ካብ ካብ ኣውራጃ ቲግቶክ ወረዳ ናዕልን ታሕትን ምርኣይ።
@salahsiraj7286
@salahsiraj7286 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ እንጀራ እዝጊ ብላዕ ጆርጆ ሓወይ ሓቂ ምዝራብ ናይ ለባማት ኢዩ ከምዚ ቶማስ ዝባሃል ንሰብ ብመልሓሱ ከታልል ጽብቅ ኣይኮነን
@bahrangrmay9524
@bahrangrmay9524 2 жыл бұрын
ወይ ጸጊም ደቀይ ትብል ነራ ዓባየይ። መሕረት የዊረደልና ኢንበር ኪምዚ ንረኢዮ ዘለናስ ኩሉ ተበዲለ ጥራይ ዝብል ዘሎ👏👏👏👏👏👏👏💟💕💕💕💕💕💕💕💕❤❤❤❤❤❤❤💟💟💕💕💕💕💟💟👏👏👏
@aronmulue3812
@aronmulue3812 2 жыл бұрын
Nay bihaki tebaetayyy neqefeta muqlulinettt zimelio kindeyenay eko keyiamunulu ab kaliom eyom delewu minqafikum gin yediniqrkum thanks jorijo
@salasemedia873
@salasemedia873 2 жыл бұрын
እዚ ማስ ሜዳስ ንለባማት ጥራይ ተዝፍቀድ ጽቡቕ ሙኾነ ጆርጆ ናይ በሓቂ ጽቡቕ ምግሳጽ ኣይጽላእንይዩ
@asmarafanuseritrea7518
@asmarafanuseritrea7518 2 жыл бұрын
ኣነ'ስ ካብ መጀመርቱኡ ውን ደስ ኣይብሉኑን ኢዩም, ዝስርሕዎ ፊልም ውን ሪኤዮ ኣይፈልጥን ኢየ ናይዞም ሰባት, ሓንቲ ፊልም ንሳ ድማ ኣዲያም ምስ ዓወት ዝሰርሑዋ ናይ ጀምዓ ቀምቃማይን ቆናኒትን ኣብ 2017 ንሳ ጥራሕ ርኤያ ኣሎኩ።
@shaibyasimret
@shaibyasimret 2 жыл бұрын
Me too🤣🤣🤣
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ 👌👌
@hagosyemane7815
@hagosyemane7815 2 жыл бұрын
Merhaba wedi Gashi xada adnkeka btami kexlo ajoka!!!
@kidaneniguse2205
@kidaneniguse2205 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጆርጆ ዓቢ ሰብ ቶማስ ክኣ መጸጸጽ ምባል ኣገዳሲ ኣይኮነን ስነ ጥበብ እንታይ ምካኑ ልዕለይ ንስካ ትፈልጦ ሕጂ ድማ ክትእረሙ እንበር ግብረ መልሲ ብዝራብ ወጺካ ኣየድልን እዩ
@ንዝጸባቦይርሃዎ
@ንዝጸባቦይርሃዎ 2 жыл бұрын
ንሱስ ካብ ጌግኡ እዩ ክህድም ደልዩ ከምዛ ሲሙ ጸዊዓ ዝወቀሰቱ ንሱ ብፍሉይ ተሰሚዕዎ
@selemawyannukun4736
@selemawyannukun4736 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ ኩሉ ከመኻ እንተዝኾውንስ ኩሉ መንግስተ ሰማያት ምኣተወ ።
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ 👌👌
@selemawyannukun4736
@selemawyannukun4736 2 жыл бұрын
@@divoramedia ኣነ እውን ኢለኪ /ካ ኣለኹ ኩሊና ንታሓባበር ያእ
@ghebretinsaeteklebrhan5936
@ghebretinsaeteklebrhan5936 2 жыл бұрын
ጆርጆ ሓወይ እታ ዝደልያ መብርሂ ብምቅራብካ ኣዚየ እየ ዘመስግነካ ስለምንታይ ንዝመጽእ ስራሕ መብርሂ ሂኢብካዮም ኣለካ ።
@lichiaaraya6546
@lichiaaraya6546 2 жыл бұрын
ስለ ሐቂ ምዝራብካ አድኒቀካ ዊንታ ሐፍትና ክአ አጆኺ መብልዒ እንጀራኺ ይግበረልኪ ዝሐፍተይ
@s0l0m0nghebreziabher6
@s0l0m0nghebreziabher6 2 жыл бұрын
ኣየ ጆርጆ ሓወይ ኣብ ኣዲስ ዶ ስነ ጥበበኛታት ኣለዉ ድዮም ስነ ቀንጠብጠብ እዮም ግዜ ኣጥፊእካ ብዛዕባኦም ትዛረብ ክብሪ ይሃብካ
@---js5vd
@---js5vd 2 жыл бұрын
ቢራቦ ጆርጆ ዓቢ ሰብ
@filmontv5961
@filmontv5961 2 жыл бұрын
Wawwwww gergo hawey azie yemesgneka belihn mestewaln seb keep going my dear brather
@filimonkidane3895
@filimonkidane3895 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ለባም ሰብ ከማካ የብዛሓየሙ
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 2 жыл бұрын
ጆርጆ ሓወና መደብካ ቢጣሚ ደስ ዝቢል
@ደንበዛንካርነሽም
@ደንበዛንካርነሽም 2 жыл бұрын
ብራቮ ጆርጆ ዓቢ ሰብ አምነት ጠፊኣ አያ ካብ በዓል ጣፍ በዓል ኣፍ ክበሃል ከምዚ ምስ ተረክበ አዩ ። ኣጆካ ብርዕካ ይሰስን 🙏🏼😍
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ 👌👌
@solomonabraham6368
@solomonabraham6368 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ
@teamegurja8305
@teamegurja8305 2 жыл бұрын
Jorjo bravo. ab tik tok eye dfelteka hji gn subscribe gere aleku kikatateleka eye kexlo.
@almazmheretab9085
@almazmheretab9085 2 жыл бұрын
Thank you jorjo hawey glxi zkone marmeta
@sesu7038
@sesu7038 2 жыл бұрын
Hade KZbinr korixo keymxalana brheti meglexit iya so bravo bro 😎
@Abizzy26
@Abizzy26 2 жыл бұрын
*ፕራንክ ከይትብለና ክሳብ መወዳእታ ፈሪሔ ጸኒሔ ግን ናይ ብሓቂ ጽብቅ መጽናዕቲ ኣካይድካ ኣለካ*
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ 👌👌
@abelteklit4321
@abelteklit4321 2 жыл бұрын
@@divoramedia gex sabcrab gierelka aleku des ybella
@samuelabraha4114
@samuelabraha4114 2 жыл бұрын
ጆርጆ ጽቡቅ መግለጺ
@abukhaled8739
@abukhaled8739 2 жыл бұрын
Nay behaqi great explain
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 2 жыл бұрын
jorjo Film aserareh terah zeykone ab wushtom nay arkey arkeka mekenenae himet men kedeme kemzi ayserehen iyu.gega nay halefti gudlet iyu.
@Nardishow0512
@Nardishow0512 2 жыл бұрын
Eway anes kfetweka Amlak brkkk yeblka ms tsbuqat sdraka 🥰🥰🥰
@robraentertainment
@robraentertainment 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቅ መልእክቲ ኣብዛ ድያሎው ኣይተጽንዑን ኢዮም ዝበልካያስ ቡዙሕ ምተዛረብኩ ምሳካ እንተ ንራከብ ጽቡቅ ነይሩ ።ጊሂካ ዘይጽገብ ኢዩ ኮይንና ዘሎ።
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ገረልካ ኣሎኹ ንተሓጋገዝ 👌👌
@robraentertainment
@robraentertainment 2 жыл бұрын
@@divoramedia ቁዱስ ሓሳብ ሕጂ
@Dejjenn-y5z
@Dejjenn-y5z 2 жыл бұрын
Well said jorgo hawey, gele kabzi zbelkayo kimharulu ykonu 😊, and I’m going to subscribe your channel couse I will learn a lot from ma bro, keep supporting the ppl who deserve.. ❤❤❤❤❤
@Bluevision-h9b
@Bluevision-h9b 2 жыл бұрын
Can you give wintus Adress ❤
@saglafilmproduction9799
@saglafilmproduction9799 2 жыл бұрын
Thanks and welcome
@bahrna8847
@bahrna8847 2 жыл бұрын
ዋውው ድርሰት ኣለካ ዲዩ ጽቡቕ አምበር መን ትብል አታ ድርሰት ፍሌም ስማ ዳኣ
@gumsa2201
@gumsa2201 2 жыл бұрын
Ember jorjo shim ymerih twaf yebrih kexlo Subscribe gerelka aleku gn jok aytfeleyena
@Helex1393
@Helex1393 2 жыл бұрын
Dear Gorgo bravo zihawey agalitsom dea....i hate Addis Ababa zelewu tewasaeti ena behalti efli gibresodom zikonu bekulu akaydiom resahat Eritrea atsirifomlna guhalalu.....Winti Asfaha dea mo ninonom dea ABAY ARTIST eko yea...ezia may gerkum wehatwa belom Gorgo hawey tetenkekelom dia niaka win genzeb mesilkayom keybeluka🥰 Bel eski hiissiibbb emo ablo sebut si hagera kithilu fikedu tilefie timewet ala Amlak yehalwom🙏🏽 Ezi liweti messli mis kulom ajebtun kemlisuni eyom zidrlyou atseyfti mehferti HIZBOM GUHALU KULOM :-(((
@abcdefghijklmnopqrstuvwxyz4477
@abcdefghijklmnopqrstuvwxyz4477 2 жыл бұрын
Ane nWinta ab Yikealo tv kxerfa kelo Ms sema'eku, libey guhye neyre. Mknyatu good actor sle zkonet. You did great in telling us the truth. I hated her without hearing the whole story. Good on you Georgeo for telling us the whole story.🙏🙏🙏🙏❤️
@robibrhane7329
@robibrhane7329 2 жыл бұрын
ከማኻ ዓይነት ዓቢ መምህር ኣብዚ ግዜ ክትረክብ ጸጋዩ ብሓቂ ጆርጆ ሓወይ ድየ ክብለካ መምህረይ። ልቦና ይሃቦም
@hawaeritrea441
@hawaeritrea441 2 жыл бұрын
Bravo 👏 👏 👏 👏 pounds 💷 you....please continue your bevevour talking 👄 👏 👌
@geromogerhi8387
@geromogerhi8387 2 жыл бұрын
ንዊንታ ንምህራም ከምዝተኣከቡ እኮ ሩዱእ ኢዩ
@efremasmerom4705
@efremasmerom4705 2 жыл бұрын
Nay behaki amselutat
@muzitgeremay468
@muzitgeremay468 2 жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ ጆርጆ ሓወይ ሓቂ ተዛሪብካ ሓሳዳት እዮም ነንሕድሕዶም ኣይከባበሩን ናይ ቢዝነስ ኣርቲስት እዮም ተበለጽቲ
@meramerawedikeshi1791
@meramerawedikeshi1791 2 жыл бұрын
Ahhh winteyyy ajoki halal seb msluynet zey iuolo seb komuo eu alem amsooutat aya tfetu ajoki amlak xegaki eu
@ኤሪትራዊትእየ-ጸ5ለ
@ኤሪትራዊትእየ-ጸ5ለ 2 жыл бұрын
ጆርጆ ሐወይ ኣብዛ ጥቃይ ኔርካ እንተ ትኸውን ኩሮ ሙሉእ ብራሕ መስተኩኻ ኔረ😂 ብዓል ቶማስ ዕደ ባዕሎም ወንጠይተይ ክብሉ ተዛሪቦም ጉዶም ድማ ወጺኦም. ዊንታ ድማ ኣጆኺ እንቃዕ ጥራሕ በዳሊት ኣይኮንኪ. ገባሪ እከይ ምዓልቱ ምስ ኣከለ ከምዛ ንርእያ ዘላና ምውራዱ ኣይተርፎን እዩ. ኣብ ሂወትኪ ሰላምን ቅሳነትን ኣብ ስራሕኪ ድማ ኣሳልጦን ዓወትን ይምነየልኪ🙏🏽❤😍😘
@girmaygebremeskel2619
@girmaygebremeskel2619 2 жыл бұрын
I got motivated to learn from and I am here subscripting your Chanel. Go ahead brother , you said the truth.
@henoktesfamariam1916
@henoktesfamariam1916 2 жыл бұрын
Thanks may bro lke alka
@wedihabte3296
@wedihabte3296 2 жыл бұрын
ንዊንታ ንምህራም ንምውራድ ዝተኣኻኸቡ ድኹማት ሰባት ኢዮም !!!
@liwamliwamkiflay8055
@liwamliwamkiflay8055 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ሓወይ
@habtomberhane5425
@habtomberhane5425 2 жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ ሓውና፡ በትሪ ሓቂ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን። ስንዕ ስንዕ ኣብሎም ፊልም ሰርሕና ዝብሉ በዝሖም።
@ta-sy6up
@ta-sy6up 2 жыл бұрын
እዋይ ጸገም አነ ናይ አዲስ ፍልም ብዙሕ አይርእን እየ ናይ ኤርትራ እየ ዝከታተል ሕጂ ድማ ብውራጃ መጸኦም ንዳዊት ብካልእ ጌጋታት ተለዎ የውጽእዎ እምበር ሰንዓፈ ኮይኑ ኢልካስ ዓገብ ኩላትና አስመራ ዓቢና መበቆል ዓድና ግን ገጠር እዩ brother GBU
@waw1593
@waw1593 2 жыл бұрын
😢 ahhh mskineyti winta, dahrayu kea yigedid
@merhawinevergiveup7368
@merhawinevergiveup7368 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቅ መብሪሂ ጀርጆ ብሮ ጥበብ ሓሲራ
@hawaeritrea441
@hawaeritrea441 2 жыл бұрын
Xbuk neru enkae haseru nay group awraja yblu zelewu husurat deqi haram gujile gohafat beal Tomas etc
@Rasha216
@Rasha216 2 жыл бұрын
حبيبي القلب Tennis you 💞💕👍😊
@gddehjkl1818
@gddehjkl1818 2 жыл бұрын
ታይ ድያ ገራ ዊንታ ብሩካተይ
@lulilove8534
@lulilove8534 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ንቀፈታ ኣነ ኣብ ኣዲስ ኢየ ድቅመጥ ብዙሃት ሰባት ካብፊልሚ ኣለም ተሰናቢቶም ኣለዉ ብስንኪ እዚ ቶማስ መልሃሱ ለመጭ ኪላ ሃቀኛ ይመስል ኣብባይታ ጊን ዜሮ ምፍልላይ የለን ኢሉ ኣሎን ፈረቃን ከኣ እምበር ኣነ ፊልሚ ናይ ኣዲስ ካብ 1080 ቶባ ከይሪኢ ቃል ኣትየ ህጂ ከማን ክማሃሩ ተስፋ ይገብር ምፍልላይ ያክል ስደትና ያክለና
@abelteklit4321
@abelteklit4321 2 жыл бұрын
Ygerm ztebho do seinu foee
@samuelamanuel1429
@samuelamanuel1429 2 жыл бұрын
Thank you boss she Kennebeb eyom plus nay jemaaa ygebrwa keykonù
@selinakidane9801
@selinakidane9801 2 жыл бұрын
Film production elka nay kadr keyekaya ati wedi 👍👍
@selemawyannukun4736
@selemawyannukun4736 2 жыл бұрын
ብኣምላክ ይርከብዎ ኣጂኻ ጥራይ ጆርጆ ሓወይ ዝጥፋእኻዮ ኣምላክ ይምለስልካ
@mulugetamengisteab
@mulugetamengisteab 2 жыл бұрын
Betami nay bahaki jorjo Hawey Xeli nay winta eyu tomas zezarebo neru ember wala hanti fekri yebelomen Wintey edmen tenan habibti Abay senetebebawit kedemses ilu endeyu hasibu ajoki gn wintey❤❤❤
@wediere6117
@wediere6117 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ጌርካ ደይተቃሎዖም ጀርጆ ንብሲ ኖዞም ሑማም ርኡሲ
@josieg.2881
@josieg.2881 Жыл бұрын
Ata Sagla Hawey Entay konka Tefika dhan dika. selamka ybzah selamka yemne... btami nafikeka.. dhan dika ke
@redaemebrahtu1500
@redaemebrahtu1500 2 жыл бұрын
ጆርጆ ኣብታ ቶማስ ዝተዛረበላ ቻነል፡ ቶማስ ቀንዲ ሽግር ምዃኑ ተረዲኤ። መኽንያቱ ኣብ ቅድሚ ካሜራ ይቅሬታ ምሕታቱ ንዓይ ኣይተውሓጠትለይን። በቲ ሓደ ወገን ክኣ ሰብ መታን ክምሃረሉ ኢሎም ዶ ይኾኑ ኢልና ነመሓይሸሎም። እቲ ቀንዲ ጉዳይ ግን ቶማስ ይፈትዎ ነይረ፡ ኣብዛ ዝተዛረባ ግን ቅኑዕ ኮይኑ ደይኮነ፡ እቲ ቀንዲ ጠንቂ ንሱ ምዃኑን፡እቲ ሓቂ ኣብ እዚኒ ህዝቢ ስለ ዝበጽሐ ምሒር ጭንቐት ዘዛርቦ ዝነበረ ኮይኑ ተሰሚዑኒ። ኣስተውዕልሉ ብጣዕሚ ዩ ተበሳጩ። ብድሕሪ ዊንታ ምዝራባ ውን ብዙሓት ዝተበደሉ፡ ግን ክኣ ኣብ ውሽጦም ገይሮሞ ዝጸንሑ ይዛረቡ ኣለው። ስለዚ ቶማስ ስለምንታይ ክሳብ ክንድኡ ተበሳጩ? እቲ መልሲ ሓደ ካብቶም ዘይፋቀሩ ምዃኑ'ዩ። ዊንታ ግን ካብኦም ዝሓሸት ምኻነ'የ ዝኣምን፡
@tsegit9334
@tsegit9334 2 жыл бұрын
ወልሓደ ከይሰማዕኩ ኣብ ቲክታክ ቁራጽ ቪድዮ ናይ ይቅረታ ምስ ረኣክሉ: ኣምሰሉ ምካነ ተረዲኡኒ
@sabelahabtemariam8251
@sabelahabtemariam8251 2 жыл бұрын
Really
@sabelahabtemariam8251
@sabelahabtemariam8251 2 жыл бұрын
Yes really
@menkem511
@menkem511 2 жыл бұрын
ጹቡቕ ኣገላልጻ ኩቡር ሓዊ ጆርጅ
@medhaniehabtemariam7219
@medhaniehabtemariam7219 2 жыл бұрын
ኣነስ ኩልሻዕ ስለ ትጻወቲ ኣብ መወዳእታ ክስሕቅ ዩ ክብል ጸንሐ ናይ በሓቂ ድዩ ክክክ
@esaywelatemare4692
@esaywelatemare4692 2 жыл бұрын
ብሓቂ
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 2 жыл бұрын
Well come back.
@baraktesfa8191
@baraktesfa8191 2 жыл бұрын
ኣይትብላዕ ኣይትስላዕ ጌሮም እምበኣር ሂቦምኻ😂😂😂😂😂ገለ ዘሎዎም ሰባት
@Muna-um3gt
@Muna-um3gt 2 жыл бұрын
Anbesa habibi❤❤❤❤❤❤🇦🇫🇦🇫🇦🇫🇦🇫🇦🇫
@yrgalemberhe2473
@yrgalemberhe2473 2 жыл бұрын
Anbsa amezazinka mezrabka xbuk ezy hawey tebark🙏❣️
@huruyb9010
@huruyb9010 2 жыл бұрын
Jorjo edmen tienan yhabka
@edenbahlbi
@edenbahlbi 2 жыл бұрын
Wintey shikor ajoki 👍🌹💋😘😘
@amenred5124
@amenred5124 2 жыл бұрын
Well I appreciate you George. Wonderful. We can’t represent anyone .. u might have good relationship with anyone others mightn’t
@rasihaylemichael6998
@rasihaylemichael6998 2 жыл бұрын
Jorjo lebam seb.wentu haftey ka ajoki trah fqri kemzgodeleki rdu eu
@ከንኣን-ለ2ከ
@ከንኣን-ለ2ከ 2 жыл бұрын
እጀራ ዓለም ብላዕ ሓቂ ተዛርብካ
@samsombasilyos6754
@samsombasilyos6754 2 жыл бұрын
Jorjo hawey do kibleka wela enta kef eyu zihbeni medebka habibi ana
@Liam-liam
@Liam-liam 2 жыл бұрын
Haqi yhabka 👌👍 ኣይትሓዙለይ ኣነ መብዛሕቶም ስነጥበባውያን ኤርትራ , ስነጥበብ ኣብ ውሽጦም ስለ ዘሎ ዘይኮኑ ናይ ካሜራ ( ደረቐኛ ድፍረት ) ስለ ዘለዎም ዮም ቅድሚት ዝመጹ , መብዛሕቶም እየ ኢለ ኩሎም ኣይበልኩን😮
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ 2 жыл бұрын
Tkkel
@hani2348
@hani2348 2 жыл бұрын
Selam Jorjo abi seb btaemi kmharu zelewom eyom
@melaketsegaygebrezigabher7195
@melaketsegaygebrezigabher7195 2 жыл бұрын
Great job Mr jerjo
@medaamare8573
@medaamare8573 2 жыл бұрын
Ata mekyf wedi xibuk gerkyom ala nebsom resema nerom hases kem ziblwa gerkyom alka omo tesfa nigber kimhyshu tnx more brather
@angosomyonas3034
@angosomyonas3034 2 жыл бұрын
You are right bro
@zegibro2977
@zegibro2977 2 жыл бұрын
Bravo Richtig 100%
@fanitesfay5692
@fanitesfay5692 2 жыл бұрын
ስነ ጥበባውያን እባ ኣይትበል ጆርጆ
@tekluyohannes8217
@tekluyohannes8217 2 жыл бұрын
Jorjo jgna haqi tezarbka abi meged babur deqs ybulu abotatna btea eu zednqeka🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅
@muluebahta2876
@muluebahta2876 2 жыл бұрын
Www nufue nay behaki jorjo hawey
@filihayle9123
@filihayle9123 2 жыл бұрын
Ane kifetweka jorjo hawey wegen zeyblka seb rekibeka I love your idea
@netsnetmisgna728
@netsnetmisgna728 2 жыл бұрын
👌👌👌👌👌👌👌👌😘😘😘ጽፉፍ መልሲ
@arefainebehane7940
@arefainebehane7940 2 жыл бұрын
❤🎉 አይትጥፋእ መጀመርታ ኢዩ ግን ኩሉ ዘቅረብካዮ ዝእመን ዝምህር ኢዩ ቀጽሎ
@fthawibrhane2815
@fthawibrhane2815 2 жыл бұрын
Indeed I love your honest mind they must take a lesson of it as we saw that on the final video Tomas ask forgiveness to the another person Lothian shouldn’t be done on the camera I feel like this is a show off as everyone knows they all have no love each other again thanks for your massage dear jorjo .
@ambesgerberhane1154
@ambesgerberhane1154 2 жыл бұрын
ጻሓይ እኮ ንባዕል ከማኻ ረኺባ እያ ትምለስ ዘላ እምብር ብባዓል ከማይን ወዲ ከማይንስ ቡኡኣቢላ ምዓረበት ኣይ ምተመልሰትንከማኻ ይብዝሑ ዓቢ ሰብ።
@solianayemane1329
@solianayemane1329 2 жыл бұрын
Wintey shikor dhan ajoki fqr amlak alo msaki Wintey love ❤ 😍 💖 ❣ 💕 💘 ❤ 😍
@adhanetadhanet693
@adhanetadhanet693 2 жыл бұрын
ብ ሓቃ ኮፍ 😍
@weinimuzelo9762
@weinimuzelo9762 2 жыл бұрын
My brother good job good answer I love you 🥰🇪🇷💯💯🇪🇷🙏🙏🇪🇷💯🥰💪🍾🍾👍👍💞🇪🇷💞🇪🇷💯💯💯☪️✝️🥰💪🌹💞🇪🇷💯🇪🇷💞👍👍👍💪🥰🌹🙏🥰💪💪🙏🙏🌹
@samuelkesete6273
@samuelkesete6273 2 жыл бұрын
ጀርጆ ዓቢ ሰብ ምስናይ ብስለትካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ።
@betifish3396
@betifish3396 2 жыл бұрын
Wawwww btami xbuq mebrhi hibkayom
ምስ ደቂ ጋሽ ባርካ እንታይ 'ዩ ዘራኽቦም ዘሎ፧
11:51
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
ሩታ እና ፍቅር ተደባደቡ. ከባድ ፀብ ተፈጠረ😱😭
32:35
AB Grace አብርሽ ግሬስ
Рет қаралды 349 М.
ካብ ዕረ ዝመርር ሓቂ
14:01
Sagla film production
Рет қаралды 46 М.
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН