ቁጽሪ 18: ጥምጥም ኣብ መንጎ ኢብራሂም ዓፋን መርእድ ንጉሰን

  Рет қаралды 22,705

Algena Culture & Research

Algena Culture & Research

Күн бұрын

Пікірлер: 86
@habeshamehrer7962
@habeshamehrer7962 Ай бұрын
ንስኻስ እንቋዕ ናትና ኮንካ ምኩሕ ኤርትራዊ❤❤❤❤❤❤ ወድሰብ ኣተሓሳስብኡ ርድኢቱ ከምኡ ውን ፖለቲካዊ ኣረኣእይኡ ክፍለ ይኽእል እዩ ታሪኹን መንነቱን ክብሩን የሕሊፉ ምስ ዝህብ እዩ መይቱ ዝብሃል። ከምብዓል ንስኻ ኣያና ግን ሽሕ ዓመት ንበረልና ኣርማ ህዝባዊ ግንባር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samuelhagos9798
@samuelhagos9798 2 ай бұрын
Thanks!
@gabruweldu2199
@gabruweldu2199 5 ай бұрын
ሊንጎ እዚ ተቕርቦ ዘለኻ መደብ ብጣዕሚ እገዳሲን መሳጥን እዩ ዕድነንጥዕናን ይሃብካ። እብዛ ናይ ብጻይ ኢብራሂም ዓፋ ቁሩብ ክውስኸልካ ኢብራሂም ዓፋ እነ ብንኡሽተይ ከለኹ ኣብ ዓላ እየ ዝፈልጦ ምስ እቦይን እደይን እንዳ እዕለሉ ቡን እንዳሰተዩ ብጣዕሚ እዮም ዝፈትዋ ነይሮም ሰብ ከኸብር መዓት እዩ ። ወዲ ዓፋ ተጋደልቲ ሕዙ ምስ መጸ እልል እናበልና ንቕበሎ ኣዝዩ ፍቱው እዩ ነይሩ። ተጋዳሊት ጋብሩ።
@bokrerezene5123
@bokrerezene5123 5 ай бұрын
ብጣዐሚ ታሪካዊ ትረካ ሊንጎ ብሐቂ
@ZahraAhmed-h2x
@ZahraAhmed-h2x 2 ай бұрын
Keep going brother jignana❤🇪🇷❤️
@binyamtesfay6641
@binyamtesfay6641 5 ай бұрын
ሰላም ሊንጎ ብዛዕባ ዑቅባጋብ ገብረትንሳአ እስከ ገለ በለና ሓደ ማዓልቲ እዚ ኩሉ ኣብ ግዜ ንእስነቱ ዝፍረዮም ደርፍታትን ጅግንነትን ጌና ናቅፋ ኸይተተሓዘት ከላ ኸምዚ ኢሉ ነይሩ ፊልማዊት ዕርድና ንጸላእቲ እንቢ ሕንብርቲ ግንባራትና መቃልሕ ክትህቢ ስጎኦም በሊዒኪ ንብረቶም ተረኽቢ በዳሂት መሬተይ ናቅፋ ተዛረቢ
@DM-bn2kv
@DM-bn2kv 5 ай бұрын
Thanks Lingo for your amazing work ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏿👏🏿👏🏿
@asfawaraya8498
@asfawaraya8498 5 ай бұрын
Merha lingo good to hear back from you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@JJJ-i9j4h
@JJJ-i9j4h 5 ай бұрын
Thank you so much! It is educational!!
@dawithagos4781
@dawithagos4781 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትንታኔ ሊንጎ ቀጽሎ
@peace2684
@peace2684 5 ай бұрын
Wedi Afa Ambesa Naqfa ❤❤❤
@hope3005
@hope3005 5 ай бұрын
Thanks ሊንጎ❤❤❤
@EritreanKing007
@EritreanKing007 3 ай бұрын
Wed-Afa one of Giants of EPLF and Eritrean revolution. Glory to our Martyrs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 5 ай бұрын
ጽቡቅ ትረኻ ብዛዕባ ገነት መብራህቱ ።ስው አ ተስፋየ ገብርእብ ኣብ ናይ የቲራቨሎ ዋሻ ተሪኽዎ ኣሎ።
@TesfamicaelHailu
@TesfamicaelHailu 5 ай бұрын
Thank you
@ambelay
@ambelay 5 ай бұрын
Brilliant Mr Lingo⏰📚✍🏾🐪🚵🏾👁️🔗⚖️👩🏽‍💻
@Eyob-s5u
@Eyob-s5u 5 ай бұрын
የቐንየልና ሊንጎ 🙏
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 5 ай бұрын
Thanks.
@Wanabahri
@Wanabahri 21 күн бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏
@danielghebre
@danielghebre 5 ай бұрын
ሊንጎ ንስካ መምህር ታሪክ ዘይኮንካ ንስካ ባዕልካ ታሪክ ኢካሞ ቀጽሎ ንመሃር ኣለና❤
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 5 ай бұрын
ተዓወት ሊንጎ ሓወይ፡🎯🙏🇪🇷
@eriart5057
@eriart5057 3 ай бұрын
ክቡር ሓው መሳጢ ዛንታ ታሪኽ ኢዩ'ሞ:ቀጽለሉ::ብመልክዕ መጽሓፍ እንተተቅርቦ ድማ ክንደይ ምመዓረ ::
@yemanewelde6403
@yemanewelde6403 5 ай бұрын
የቀንየልና ፡ብተገዳስነት ትትርኮ ፡ዘለካ አርካናት ገድልና ከም ወዲ ዓፍ ዝአመሰሉ መራሕቲ ገድሊ ብልቢ የመስግነካ።
@tediambes3908
@tediambes3908 2 ай бұрын
Bizaaba hiji mexain Eritrea tezareb....halewlew aytibel...nay hiji kefiwa lo Eritrea....meskinay
@berhehabtemariam7260
@berhehabtemariam7260 5 ай бұрын
ገነት መብራህቱ ትብሃል። ኣብ ካልእ ግዜ ናታ ን ሓውታን ኣልማዝ መብራህቱ ክገልጽ እየ
@sinasimona2463
@sinasimona2463 5 ай бұрын
Great
@danielbarnabas2206
@danielbarnabas2206 5 ай бұрын
Good job
@abdulazizabdulaziz6557
@abdulazizabdulaziz6557 5 ай бұрын
ሊንጎ፣ ብጣዕሚ ንፈትወካን ነኽብረካን ተጋዳላይና ኢኻ እሞ፣ ከይሰልከኻ ታሪኽ መዝገብ ክንመሃረሉን ክንውከሰሉን ኢና። ሓደ ሓደ ግዜ እቲ ዝነበረ ኩነታት ምስቲ ኢትዮጵያውያን ዝሰነድዎ እንዳምጻእካ፣ ብወገን ዝነበረ‘ውን እንዳጣቀስካ ከተዘንትወልና ጽቡቅ ነይሩ። የቐንየለይ።
@EfremHans
@EfremHans 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@simrethabtemariam7809
@simrethabtemariam7809 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@tesfayberhane5805
@tesfayberhane5805 5 ай бұрын
ኣማን ብ ኣማን ሊንጎ። መጠረሽታኦም ክፉእ ኣጣፍኣ። ብሳዕቤን ቃልሲ ኤርትራ።
@dawittesfay3235
@dawittesfay3235 5 ай бұрын
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rahelg3097
@rahelg3097 5 ай бұрын
❤❤🎉🎉
@marssemay69
@marssemay69 5 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 5 ай бұрын
Welcome deqi Eriyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Solomoneritrean
@Solomoneritrean 5 ай бұрын
❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤❤❤🎉
@letinagimie539
@letinagimie539 5 ай бұрын
Selamat lingo❤❤❤❤❤
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonasbokredingil5008
@yonasbokredingil5008 2 ай бұрын
🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷
@habtomdebesay7229
@habtomdebesay7229 5 ай бұрын
General Regassa Jima , G/ webetu tsegay/ G/ Demssie Bulto G/ Kumlachew ,G/Tariku eziom kulom 1977 kesab 1988 nerom eyuom
@abdelawahabsaid
@abdelawahabsaid 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@maz-x1587
@maz-x1587 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@abukamil7376
@abukamil7376 5 ай бұрын
"ሚዛናዊ" ክትብል ሰሚዐካ። ጹቡቅ ሓሳብ ኢዩ። ግን ታሪኽ ፣ ብፍላይ ኢቲ ናይ ሰዉራ ኤሪትራ ፣ ኢቲ ክሳብ ሕጂ ዝተጻሕፈ ዉሑድ ፣ ንግዜኣዊ ፖሊቲካዊ ሃልኪ ብዝጥዕም ኣገባብ ፣ ይጻሓፍን ይንበብን ኣሎ። ታሪኽ ጀጋኑ ደቂ ሃገር ፣ ንመጻኢ ወለዶ ፣ ኣካታዒን ፈላላይን ብዝኾነ ኣገባብ ክመሓላለፍ የቡሉን። ነቶም ፣ ክብርቲ ህወቶም ሂቦም ሃገር ነዘረከቡና ጀጋኑ ፣ ንሶም ኣብ ዘየለዉሉ ዓለም፣ ግዳያት ሌላን ጉላን ምግባሮም ፣ ዓገብ ኢዩ። ልቢ ግበሩ። ካብ ኩቡር ተጋ. ኣለምሰገድ ተማሃሩ። ሕልና ያሃልኹም።
@brbibl
@brbibl 5 ай бұрын
Merhaba lingo welcome
@girmaykiflay8609
@girmaykiflay8609 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✋️
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 5 ай бұрын
Eza sayti genaral Merde zebhal Tesfay Gabrabe xehfeow rekbwa kemz zhatata yezarb eu zay anbabkaya kaytkwan
@mohammedsalih4995
@mohammedsalih4995 5 ай бұрын
ተጋዳላይ ሊንጎ ጽቡቅ ስራሕ ታሪኽ ጀጋኑ ቀዲሕኻ ገልጽካን ኣይወድኣን ቀጽሎ
@AEN1999
@AEN1999 5 ай бұрын
የሕጽርካያ
@Buy-wg3qk
@Buy-wg3qk 5 ай бұрын
I couldn't understand the Tigery wudi Ertrian man ? I wish if you explained in Amharic so that many people were listening to you but now you are like reading to yourself.
@harounekubal8436
@harounekubal8436 5 ай бұрын
አልጌና ፦ እቲ ብሁለተኛ አብዮታዊ ሰራዊት ወይ ሰሜን ዕዝ : ዝፈለጥ ዝነበረ እዩ ሽሙ 506ኛ ሀ እና 506ኛ ለ ግብረሀይል ተባሂሉ አብክልተ ተመቂሉ ። ጠቅላሊ አዛዚ ከአ ሜ/ጀ/ መርእድ ንጉሴ ኔሩ ። አብቲ ሽዑ እዋን : ብ/ጀ/ ሑሴን አሕመድ : ዝመርሖ : ዝነበረ : ሰራዊት : ማለት አብ ዉግእ - ዒላበርዒድ " 506 ሀ " ግብረሀይል : ይብሀል : ሑሴን አሕመድ : ኤርትራ ክመጽእ ከሉ : ኮሎኔል ኮይኑ : 19ኛ ሚሊሽያ ብርጌድ ዝብሀል አዛዚ ኮይኑ አብ ከባቢ በለዛ ዝነበረ እዩ ። ቀጺሉ ከአ : አብ አስመራ ንነዊሕ እዋን አብ ቃኘዉ ሁ.አ.ሰ. ዝሰርሐ እዩ ። እምብአር ፦ ግዶሎታት ኔሩና ፣ ከባቢ ረላበርዒድ : እዉን አይፈልጦን እየ : ወዘተ .. ቀሚሽ አደይ አዕንቂፉኒ ዝበሎ : አብኡ ዘጋጦሞ ክሳራ ንምሽፋን ጥራሕ እምበር : ዒላበርዒድን ከባቢኡን አዳዕዲኡ ይፈልጦ እዩ ። እቲ ጎዶሎ ዘይተማልአ ዕጥቂ : ኔሩና ዝበሎ እዉን ሓሶት እዩ : ክእመን ዘይክአል ስጋዕ ዓንቀሩ ዝተዓጥቀ ማእለያ ዘይብለን ታንክታት፣ ጸረ-ነፈርቲ ዙ-23 ፣ መዳፍዓት ወዘተ : ዝተዓጠቀ ሰራዊት እዩ ኔሩዎ ። ሓቂ እዩ ካብ አስመራ ንዓዲያዕቆብ : ዘሎ ርሕቀት አዚዩ ቀረባን ጎላጉል ብምዃኑን : ብታንክታትን ነፈርትን ሀደበትነት ተጠቂሞም : እዮም ። አብዒላበርዒድ እዉን : ሕዝባዊ ግንባር : ናብሳሕል ነቂሉ አብምጥርናፍን ምግቢ አብምድላዉን ከሎ : ሓንደበት : 506ኛ ሀ ግብረሀይ አትይዎም : ንኽልቲኦም ዘገረመ አጋጣሚ እዩ ኔሩ : መንኢኻታ ንስኻባመን ምስኮነ አብኡ : ህዝባዊ ግንባር ብዝገበሮ ተባዕ ናይ ኢድብኢድ : ዉግእ : መካይንን ታንክታትን ብላዉንቸርን ብቡምባ ኢድ ዘዘሊልካ ምቅጻል ሰራዊት ሑሴንን ብዙሓት ዓሰርታት ታንክታቱን ጸረነፈርቲ መካይኑን አብኡ ሓሪሩን ተደምሲሱን ። ኢዚ ክትገልጾ : መጽሓፍ እዉን ዝአኽሎ : አይኮነን ። አብትሽዑ እዋን ሑሴን አሕመድ ብሰበስልጣን ደርጊ ክርሸን ተበይንሉ ከምዝነበረ ካብ እሙናት ምንጭታት ዝተረኽበ ሓበሬታ የነጽር ። እንተኾነ መርእድ ንጉሴ : ሑሴን አሕመድ መብዛሕቱ ዕድመኡ አብ ምምሕዳር ዘሕለፈን ልምዲ ከምዝጎድሎን : ድሓር ከአ ንእሽቶ እዩ ብምባል ከምዘድሓኖ ይንገር ። ከምዝበልካዮ ሑሴን አሕመድ : አብዉቃዉ እዉን : አብታ ቀዳመይቲ መጥቃዕቲ : ሑሳን አሕመድን ሰራዊቱ ዳርጋ ተደምሲሶም ከብቅዑ ብዝተፈጥረ : ናእሽቱ ሀጎፋ ሑሴን : አሕመድ : ተዓዊተ ኢሉ : ወርሒ ምሉእ ታህዲድ ክገብር ድሕሪ ምጽናሕ : አብካልአይ መጥቃዕቲ ሓሪኑ ብዝመጸ ሰራዊት ህ/ ግንባር : ብሑሴን ዝምራሕ ዉቃዉ- ዕዚ : ተደምሲሱ : ሑሴን ከአ ብመርሳተኽኽላይ ንስክላ ድሒኑ ሀዲሙ ። ትሕቲኡ ዝነበሩ ኮሮኔላት ግን : ተማሪኾም ። አብመጨረሻ ከአ ሓደ ንሰብን ሓንቲ ጥይትን ስጋዕዝተርፈና ክንዋጋእ ኢና ይብል ከምዘይነበረ : አብከባቢ አስመራ ይዊጋእ ንዝነበረ ሰራዊት ክበጽሕ ብምባል ናብ ስዐዴያ ብሄልኮፕተር ሀዲሙ ። ሑሴን እምብአር ብህድማ ጀሚሩ አብህድማ ዝጠፍአ ብ/ጀ/ ኢትዮጵያ እዩ ።
@gebraytesfay7816
@gebraytesfay7816 5 ай бұрын
Aythasu Ebrahim afa b shirhi iseyas eyu teqetlu Nskasn wedi feradayin ahiwat wedi flansa kitbahalu yehzin eyu
@samsonsariam5763
@samsonsariam5763 2 ай бұрын
Lingo esika keman kemu america hadimka senef
@zeresenaytecle9988
@zeresenaytecle9988 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@afomiahabte8451
@afomiahabte8451 5 ай бұрын
Lingo hawnan ayanan neziy tebrbiru zeywdae Tarik bmkfalka yeknylna. Kabziy nlaeliy ketmxalna ytisfo Edime Tiena yhabka Amlak.
@tadessewoldu3266
@tadessewoldu3266 5 ай бұрын
Zalalem ab zantan enkelelen ktberno aklokom 34 years
@ZekiFrede-le5lc
@ZekiFrede-le5lc 4 ай бұрын
Hadish weledo kiketatel Amharic nab tigrigna tergumulna
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 23 күн бұрын
My honored hero, With due respect of your efforts, your stories are too short highlighting events with lack of details. I understand, you’re trying to stay in a safe zone while you’re trying to reach and address the immense amount of stories by squeezing all like headlines of news. I expect you to come up with better than that with the entire experiences you have. Thanks to all your efforts again. Hopefully, my feedback is constructive not negatively critiquing.
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 5 ай бұрын
ደርጊ ነዞም ኩሎም ሙኩራትን ሓያላትን ጀነራላቱ ተዘይ ርሽኖም ሰውራ ኤርትራ ምተደናጎየ'ዶ ? ማለት ድሕሪ እዞም 12 ዝኮኑ ጀነራላት ምርሻኑ፡ ብርኡይ እዩ ስርዓት ደርግ ክወድቕ ጀሚሩ፡
@NewVisionAfrica-wq2sw
@NewVisionAfrica-wq2sw 5 ай бұрын
for your own info, the death of tesfay was due to skirmish with brahane baye, ex-foreign minister of derg while they were in custody. Brhane baye has just published a book, which among other things, details the of tesfay
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 5 ай бұрын
BRHANU OR BRHANE?
@paulosyoseph6208
@paulosyoseph6208 5 ай бұрын
​@@Yacob-bn1jw Brhanu ብርሃኑ
@p.3914
@p.3914 5 ай бұрын
መጽሓፍ ናይ ሻባይ ኣርእስታን ኣበይ ከምትርከብን በጃኹም ሓብሩኒ።
@abdulkadertaha1891
@abdulkadertaha1891 5 ай бұрын
ሊንጎ ትኣርጉ ኢኹም ዘለኹም ሞት እውን ኣሎ ። ኢትዮጵያውያን ከማን መጻሕፍቲ ይጽሕፉ ኣለው ።ንሕና ኤርትራውያ ምስ ካዕቦ ታሪኽና ሒዝናዩ ንቅበር ኣለና ይዚ ሚኢቲ ሞት እዩ።
@nuruadam9117
@nuruadam9117 5 ай бұрын
Men ketilwooo ni ebrahim afa tezareb amselueee ayitikuin
@ErnestuChecvera
@ErnestuChecvera 5 ай бұрын
Lingo kulu zhalefe tarik bretawi.kalsi. hzbi Eritrea. Zkhdo Seb entehaliyu. Felitu .zmet. tray EYU .kkewn. zk el .koynu .gn waga .nayzi .kullu .ztekefle .merir. Meswaet gn .hzbi .Eritrea . Ezi hjji zelowo kunetat..ygbodo ? Slezi. Bzaeba hluw kunetat. Tezareb. Hzbi Kem hzbi adi gedifu fah élu abzelewelu .gze . Fthi kab .mzrab tbokur. Aleka
@nuruadam9117
@nuruadam9117 5 ай бұрын
Gujeleeee. Ketalit hamasee bi mesfin hagos petros Solomon timerah ni ebrahim afa ketilatoo
@binyamtesfay6641
@binyamtesfay6641 5 ай бұрын
።።።።። ታሪኽ ታሪኽ ናይ መሪር ቑርቑስ ናይ ርብዒ ዘመናት ኣብ ጎደና ኣፍሪቓይ ናይ ርብዒ ኽፍለ ዘመናት መሪር ቑርቑስ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪቓ ሰላም ኽነግስ ክልሕም ዩ ሓርነት ግርማ ኽለብስ ታሪኻውያን ቦታታት ነበሩ ንመጻኢ ወለዶ እንታይ ይነግሩ ኢልካ ክምዝገብ ኣለዎ ብዝርዝሩ ናይ ርብዒ ኽፍለ ዘመናት መሪር ቑርቑስ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪቓ ሰላም ክነግስ ኽልሕም ዩ ሓርነት ግርማ ኽለብስ ታሪኻውያን ባታታት ነበሩ ንመጻኢ ወለዶ እንታይ ይነግሩ ኩሉ ክምዝገብ ኣለዎ ብዝርዝሩ በግማል ከሎ ጉዕዞ, ስንቒ ,ጥይት ,ቡንባ ስቱር ባዕትታት ናይ ኹሉ ደብረሳላይ መሰረት ቃልሰይ ጎቦታት ሃዋሸይ ቢራይ ሃይለዙላይ ናይ ባሕሪ መስገደል ሓወልቲ ፍጻመ ናይ ትማልን ሎምን ማዕከና ናይ ጽባሕ ብሕርሻ ማዕድን ጎላጉል ሃዘሞ ዓጋም ደንጎሎ ገዳም እንባ ሰይራ ቢዘነይ ተኺሎ ፍልፍል ሰሎምና ዓዲ ርእሲ ዓላይ ካብ ደባያዊ ደጀን ክትውንጨፍ ምስ ብጻይ ፍጻሜታት ናይ ደቡብ ሩባ ሕዳይ መስርሕ ስጉሚ ድሕሪት ኽልተ ንቕድሚት ናይ ደጎሎ ሓጋዝ ዓንሰባ ዒላበርዒድ ተሓፍሰ ፍሪኡ ኣብ ኣልጌን ኣብ ደንደን ኣብ( ?ዓልጌዴ ጎቤ) ሓሽሓሽ ሓማ ላይን ግጥሚ ሓርበኛ ዑቕባጋብር ወዲ ሰርጌንቲ B,R
@KevenAndat-iv6iu
@KevenAndat-iv6iu 5 ай бұрын
Kubur haw harbegna lingo ny bhaki xbuk medeb tarikna tewrisena aleka hanti gn ab hade agatami ny harbegna vaynak ketzareb semieka nere aflito teleka bizaeba vainak gele tetblena ny bhaki gn xbuk srah yekenyelna
@GHKD2491
@GHKD2491 5 ай бұрын
Selam Lingo Kemti kulgize nblo YEKenyelna. Queub daA axiratna nay lomis 😊 BzaEba Vaynak kabelAlkas : bzaEba ቢሮክራሲ gele belena. biblihu፣ jigninetu futsum Jigna znebere ERitrawi . abta ኦሮማይ tbl nay AMharigna mexhaf teT'eqisu alo. Thanks
@bahri1415
@bahri1415 5 ай бұрын
😂😂እነታይ ማለትካ እዩ ሕጂ
@ramadanseid7946
@ramadanseid7946 2 ай бұрын
Wadi Dergi Gina alena behansa
@amanuelyemane3215
@amanuelyemane3215 4 ай бұрын
Mered Nugusse was never a civil administrator in Eritrea
@eritr
@eritr 5 ай бұрын
Ethiopia a country of lairs.
@MakiclHabesh
@MakiclHabesh 5 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉❤❤
@liayeewhanes3217
@liayeewhanes3217 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamkebede2924
@selamkebede2924 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@UsmanAli-g7k9d
@UsmanAli-g7k9d 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bokrerezene5123
@bokrerezene5123 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@nugusearey3923
@nugusearey3923 5 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreaforchrist956
@eritreaforchrist956 2 ай бұрын
❤❤❤
ማሰን መልቀስን ደግያት ባህታ ሓጎስ
22:48
Mosaic Bahli
Рет қаралды 80 М.
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 25     July 16-2021
1:14:46
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 72 М.
Jstudio መን'ዩ ከዳዕ?
12:47
Jstudio
Рет қаралды 41 М.
ዝብኢ ዝቅየሩ ሰባት፣ ታሪኽ ዝሰነዶ ሓቀኛ ዛንታታት፣
20:20
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 188 М.
#alenamediatv #eritrea #ethiopia #history #culture #politics
18:14
Alena Media TV
Рет қаралды 30 М.
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН