ቋንቋ ትግርኛ ናይ መን እዩ ?!

  Рет қаралды 8,615

THE DON DINAR SHOW

THE DON DINAR SHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 74
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 3 жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ ሓወይ ናተይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዞም ዝጻረፉ ኪኣ ኣይትሓዘሎም ሰኣን ምንባብ ኢዮም
@warrihabesha
@warrihabesha 3 жыл бұрын
ኣታ መኽሪዒ ትግርኛ ኣጆኻ እሰከ ዕድመን ጥዕናን ሓጎስን ይሃብካ ኣምላኽ💟💟💟
@ምንባርንመንይግብኦ-ገ5ረ
@ምንባርንመንይግብኦ-ገ5ረ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትድነቅን ክትምስገንን ዝግብኣካ ኣታ ኩርዓት ትግርና ክብርን ባህልን ቃንቃን ሕብረተሰብን ብሓበን ኣክሪዑካ ክትዕቅቦ ዝተበገስካ ኣምላክ ባዕሉ ጽኑዕ ሓይልን ትብዓትን ይዓድልካ ብሓቂ ክብርን መንነትን ትግርና ክህስሱ ለይትን ቀትርን ከይደቀሱ ዝሓድሩ መድሃኒት ተፈጢርካ ኣለካ እሞ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና keep it up !
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ 3 жыл бұрын
ጀግና ናይ ባሓቂ ክቡር ሓወይ ኣጆኻ ቆጽሎ ጽቡቕ ኢኻ ተቅርበልና
@wedighere2668
@wedighere2668 3 жыл бұрын
ብሉጽ ሓወይ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@shamsham6109
@shamsham6109 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትደነቅ እካ ኣጀኻ
@ከውታ
@ከውታ 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣስተውዒልካሎም ኣለኻ ንትግርኛ ክጽላእን ብሕማቅ ዓይኒ ክረአ ዝገበሩን ዝገብሩ ዘለዉን እቶም ብትግርኛ ንሕለቕ ኢና በሃልቲ መሽካዕለልቲ ካሓልቲ መሲሎም መንቆርቲ እዮም።
@afewerkieyob6732
@afewerkieyob6732 3 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ እዩ፡ ጽቡቕ ሓሳብ ውን እዩ ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ ትግራይ ዝዝረብ ዘሎ ትግርኛ ብኣዳማምጻኡ ይኹን ዝሕውሶ ናይ ባዕዲ ቃላት ንትግርኛ ሃስያ ዘለዎ እዩ፡ ምስ ግዜ ምትዕርራይ ክግበር ተስፋ ንገብር ኣብ ኤርትራ ውን ከምስልጣነ መሲሉ ወይ ናይ ደቂ ሹቕ ኣዛራርባ ክመስለሎም ዝሓዋውሱዎ ቃላት ናይ ባዕዲ መኣረምታ ዝህብ ኣስተምህሮ ክዳሎ ጽቡቕ እዩ፡ ኣብ ዕላልና ውን ናይ ባዕዲ ቃላት ከይሓወስና ክንዛረብ ቃላት ውን መሪጽና ልዙባት ትኽክል ገለጽቲ ቃላት ብብሱልነት ክንገልጽ ይግባእ፡ ንዝጋገ ዋላ ኣብ ዕላል ንብጾትና ክንእርም ክንታኣራረም ጽቡእ እዩ/ይግባእ እዩ ኣብቲ ምስ ጎረቤትና ዝኾኑ ክልል ትግራይ ውን ሓባራዊ ዘተ ብምሁራት ናይ ስነልሳን ዝተማእከለ ሓባራዊ ዘተን ምርድዳእን ብምግባር ነቲ ቋንቋ ቅርጺ ኣትሒዝና ኣብ መድያ (ራድዮ፡ ተለቪዥን፡ ጋዜጣ) ኣብያተ ትምህርትን ኣብያተ ጸሎትን እምነታትን ቤተመንግስትን መልክዕን ኣሳራርዓ ናይ ቃላትን ሕጡበ-ጽሑፍን ስርዓተ ነጥብን ከነትሕዞ ብግቡእ ካኣ ክንጥቀመሉን ኣብ ነጥብን ምርድዳእን ክብጻሕ ይግባእ ኣብዚ ጉዳይ እዚ ሓደ ናይ ስነ-ልሳን ምሁር ኤርትራዊ ኣቦ የዕሊሎምና ኔሮም "ኣብ ዓመተ 2005 ኣብ ስዊድን (ስቶኮልም) ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን (ክልል ትግራይ) ምሁራን ተኣኻኺቦም ሓባራዊ ዘተ ኣካይዶም ኣብ ምርድዳእ ውን በጺሖም፡ ገለ ካብቲ ኣርእስታት ናይ ዘተ ኣየናይ ላህጃን ዘረባን ኣበየናይ ከባቢን ዝዝረብ ዘሎ እዩ ናብቲ መበቆላዊ ቋንቋ ዝቐረበ? ኣበየናይ ከባቢ ዝዝረብ እዩ ብዙሕ ቃላት ዘይከሰረ? ቅላት ባዕዲ ውን ብዙሕ ዘይኣተዎ ዘይተበለለን? ባህሉን ሳዕስዒቱን ቅኒት ባህላውያን ሙዚቃ (ጭራ-ዋጣ፡ እምቡልታ፡ ሻምብቆ፡ ኰበሮ፡ በገና፡ መሰንቆ ወይ ክራር፡ ጥቕዒት፡ ሳዕስዒት፡ ኣለባብሳ ከይተረፈ) ተዘኪሩ ከም መምዘኒ ውን ተጠቒሱ ኣብቲ ጸወታታት (ጓይላ) ውን ዝጽወቱ ውን ተዘኪሮም ኔሮም •ሓደ ጓይላ " ኩዳ + ስምራ/ስብራ" ይውድእ፥ ጥቕዒት ህርመት ኮቦሮን ምንቅስቃስ ስዕስዒት ደደረጃኡ ኣለዎ •ኣውርሲ •ኣሸወይና (ኣብ ትግራይ ኣሸንዳ ተባሂሉ ዘሎ) ወዘተ ብዙሕ ዘተ ክትዕን መጽናዕትን ቀሪቡ (ተኻይዱ) በዚ መሰረት ካኣ ኣብ ኤርትራ ከባቢ ጽልማ ክሳዕ ኣስመራ ዘሎ ዘሎ ከባቢ ብነጥቢ ካኣ እቲ ኣብ ጽልማ ዝዝረብ ክመርጹ ወሲኖም ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝጠቐስናዮ ውን ኣብ መድያን ሕትመትን ካልእ ዓውደ ስራሕን ማሕበራዊ ጉዳያትን ንኽጥቀምሉን ሓቢሮም ንዑኡ ንምምዕባል ክሰርሑ ውሳኔ በጺሖም ኣብ ሓደ ሓደ ካልእ ጉዳይ ታሪኽን ፖለቲካዊ ጽልዋ ዘለዎም ኰይኑ ዝተሰመዖም ከም ምምስራት ክአተማ ኣክሱም ኣብ ታሪኽ ምስ ኣተዉ ኤርትራውያን ዝሰረትዋ እያ ዝብል ኣካራኺሩ ምንባሩ ግን ኣገዳሲ እቲ ቋንቋ እምበር ታሪኽ ኣይኮነን ኣርእስቲ ታሪኽ ይጽናሓልና ተባሂሉ ከምዝተወንዘፈ ይገልጽ ኣብ ትግራይ እዚ ውሳኔ ናይ ቋንቋ ንቁሩብ ግዜ ሰሪሑ ጸኒሖም ግን ተጋሩ ገለ ገለ ሰባት ብድላይ ኣባላት ህወሓት ዝኾኑ ፍልጠት ዝጐደሎም ከም ናይ ኤርትራ/ሻዕብያ ጽልዋ መሲሉዎም ብነብሰ ምትሓት ነቲ ምሁራት ብመጽናዕቲ ዝገበርዎ ክቃወሙ ጀሚሮም ናብቲ ዝነበርዎ ተመሊሶም •ትግርኛ ፍቕሪ ኣይገልጽን እዩ ድኻማት ኣለዎ ዝብሉ ክሰምዕ ከለኹ ብዙሕ እየ ዝግረም፡ ስንፍና ቋንቋኦም ዘይፈልጡ ነቲ ዘይፈልጥዎ ካለኦት ቋንቋታት ከድንቁ ክትሰምዕ ንቡር ተርእዮ ክኸውን ጸኒሑ፡ እዚ ብጸላእቲ ዝጋዋሕ መጥቃዕቲ እዩ ትግርኛ ብዙሕ መሰናኽላት ሰጊሩ እዩ ብህይወት ሰሪሩ ደሎ፡ ኢጣልያውያን ንቤተ ክህነት ኤርትራ ብፍላይ ካኣ ን ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስትያን ብግእዝ ከይትጽሕፍን ሕትመት ከይተካይድን ኣጊዱ ንምዕባለ ቋንቋ ትግርኛ ክጋርድ ፈቲኑ፡ ምምጻእ እንግሊዝ ብመጠኑ ንነገራት ኣፍኲሱ ብምሓዝ ጋዜጣታትን ካልእ ጽሑፋትን ተፈንዩ ኣብ ሓጺር እዋን ብዙሕ ሰልጢኑ፡ መግዛእቲ ኣምሓራ ካብ ኩሎም ገዛእቲ ዝጸልመተ ኣዝዩ ዱሑር ግን ካኣ ሕሱም ተንኰል ንምጽናት ቋንቋ ትግርኛ ድግድጊቱ ታዓጢቑ ዝተበገሰ እዩ ኔሩ፡ ትግርኛ ከይጻሓፍ ከይሕተም ከይዝረብ ኣጊዱ ንህዝብና ናብ ጸማም ክቕይር ፈቲኑ፡ (ኣስራተ ካሳ ኣማሓዳሪ እንደራሴ ናይ ሃይለስላሴ ቤተ ሰቡ ውን እዩ ኔሩ "ኣማሕርኛ ዘረባይ ኣይኮነን ዝብል ሰብ እንተሎ ነዛ ሃገር ገዲፉ ክወጽእ ጥራይ ኢና ንመኽሮ" ኢሉ ኣብ ኣስመራ መደረ ሂቡ ኔሩ) ሰውራ ህዝቢ ኤርትራ "ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ" ታሪኽ ሃገር ኣምሊሱ ካብ 1970ታት ጀሚሩ ኣብ መላእ ዓለም ናብ ህዝቡ ብትግርኛ ጽሒፉ ይዝርግሕ ጽሑፋት ሕግታትን መምርሒታትን ክሳዕ ናይ ቴክኖሎጂ ቃላት ውን ተርጒሙ ኣብ ቤትጽሕፈቱ ይጥቀም ኔሩ መዝገበ ቃላት ውን ኣዳልዩ ኔሩ፡ ድሕሪ ናጽነት ከምዚ ዝገለጽካዮ ጽቡቕ ይስጉም ኣሎ ትግርኛ ስልጡንን ገላጽን እዩ፡ ብስፍሓቱ ውን ኣዝዩ ዓሚቕን ውሑዳት ዝወዳደርዎ ቋንቋ እዩ ንኣብነት ኣማሕርኛ ኣዋልድን ኣወዳትን ፈልዩ ኣይገልጽን እዩ "ከመይ ውዒልኩም" ዝብል ቃል ንኽልቲኡ ጉጅለ ይጥቀም ትግርኛ ግን ከመይ ውዒልክን --> ን ኣዋልድ ከመይ ውዒልኩም --> ን ኣወዳት ወዘተ ብዙሕ ምገለጽኩ ግን ከይነውሕ እዚ ይእከል ክብረት ይሃበለይ
@YonatanMekonen-yj4re
@YonatanMekonen-yj4re 11 ай бұрын
❤❤ጽብቅ ቀጽሎ ዘሓወይ
@wintatsegay5925
@wintatsegay5925 3 жыл бұрын
ኑቑሕ ናይ ትግርኛ ሓወይ 👌👌👌👌 ኣጆኻ በርትዓልና
@AndebrhanTeklom
@AndebrhanTeklom Жыл бұрын
Btami mestewali eka mechem quanqa tgrina Mukul qanqa eyu mknyatu odmuau hair eka entekone qurxu zhalewe eyu qexilo bro God bless you
@hayelomteklemariam7849
@hayelomteklemariam7849 Жыл бұрын
nay bahki ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
@TeweldeGemichael
@TeweldeGemichael 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Kidanetesfu
@Kidanetesfu Жыл бұрын
ምስምማዕ ምሰማማዕ ይብልዎ ሰንቢደ ክብሉ ደንጊጸ ይብልዎ መንእሰያት ክብሉ ወጣት ይብሉ እና ብተለ ወዘተ ዝኣመሰሉ መዓት ድብልቕላቕ ቃላት አዮም ዝጥሸሙ
@EseyasDaniel-t3w
@EseyasDaniel-t3w 11 ай бұрын
ከም ብዓል ከማካ ከሎኩም ትግሪኛ ይምዕብል ጥራይ ዘይ ኮነስ ንእንግልሽን ዓረብን በሊጹ ክከይድ ዩ ኣጆካ ቃንቃ ኮ መርዳድእን ዕብላለ ስምን ዩ ሓይሉ። ንሕና ድማ ኩሉ ንሰርሖ ገላጺ ኮይኑ ተቀሪቡ።ሰብ ውን ይፈትዋም ተጠላብነቱ ይዓቢ።
@Yallah-2023
@Yallah-2023 11 ай бұрын
At least 10% of Tigrigna including important conjunctions(ግን፣ስለ) is from Amharic. Even the name Tigrigna is Amharic.
@warrihabesha
@warrihabesha 3 жыл бұрын
💟💟💟💟
@Ggff-m5r
@Ggff-m5r 4 ай бұрын
ጹቡቕ አለካ ወዲዓቤቲ ግን ሓደነገር ዝብሎ አብ ትግራይ ብአማሓርኛ እዮም ዝማሃሩ ዝበልካዮ ቋንቋ አማሓርኛ ሓደ ዓይነት ሳብጀግት ጥራሕ ኢና እንማሃር ዳአበር እቲ ዝተረፈ ዓይነት ትምህርቲ በቋንቋ ትግርኛ ኢና እንማሃሮ
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ 2 жыл бұрын
Ajoka arketey
@danielsolomon967
@danielsolomon967 3 жыл бұрын
ወዲ ዓበይቲ ጽቡቅ መደብ ቀጽለሉ
@miracilousemma1790
@miracilousemma1790 11 ай бұрын
Kubur hawuna xibuk sirah, lewti kab gezae riesika endyu zijimir nisika buzuh English titikem aleka. Fulut eyu ezia ayestebhalkalan zeleka. Bizaeba kanka timihir ente aleka nay kalie kanka kittikem yebilkan. Amharu teklilom nay kalie kanka aytikemun eyom. Bizey English maletey eye. Mikri eya nekefeta aykonetin,,,,,,,, kexilo nifue 💓🇪🇷💓
@samituush6546
@samituush6546 3 жыл бұрын
wwwww btaemi des zebl meliekti eu gn abta 7.51 second zela hasabka. ane ab sudan aleku ms sudanawuyan eye zserh so gdn eye areb khwus transpot mwasalat abzkone bota tnqesaqes ente halika wun mshwar aleni gele ezi nayti zelekayo bota xlwa eu meslen enber sudanawi ktmesl sle zdeleka aykonen bzkone aziu zedenq hasab yeqeniyelna kbur hawuna ajoka semaeti tray aykonan kenetegbro ena ab qexali 👍👍👍
@rezenewelde2414
@rezenewelde2414 3 жыл бұрын
Beal rai ajoka
@ኪሮስጎደናሓቂ
@ኪሮስጎደናሓቂ 10 ай бұрын
ትግርኛ መቦቆሉ ሰንዓፈን ጉሎማኻዳን ኢዩ
@AdonayBeraki
@AdonayBeraki Жыл бұрын
ቛንቛ ትግርኛ ናይ ኤረትራ እንተኾይኑ ግእዝ ውን ናይ ኤረትራ እዩ🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉
@wediabrham9093
@wediabrham9093 3 жыл бұрын
ንግኣዛን ክትስዕሮም ስለ ዘይካኣልካስ ታኣለዩ እሞ ባዕልና ክንገብሮ ኢልካ ዘረባ ኣሎ፤ዓቅሚ ተለካ ዓቅምካ ግበር ኣይኮነን ናይ ኣግኣዛን ዕላማ ኣብ ስደት ኮንካ ዝፍታሕ ሽግር የብልናን ኢሉ ኣስሚሩሉ ለይትን ቀትርን ይጽዕር ኣሎ።
@aklilubelay770
@aklilubelay770 3 жыл бұрын
spain Spanish England English Arab Arabic Italy Italian tigray tigriga Eritrea eritriga
@dmx3674
@dmx3674 Жыл бұрын
እኛ ትግሬኛ ተናጋሪዎችን ወንድሞቻችን እህቶቻችንን አማርኛ ለማስተማር አይሰለቸንም ።ነገር ግን ትግሬኛ ተናጋሪዎች ብዙም ቋንቋችውን ሊያስተምሩን ፍቃደኛ አይደሉም ። በአንድ በኩል ቋንቋችን ይንቃሉ ይሉናል በሌላ በኩል ግን ሊያስተምሩን አይፈልጉም ። ቋንቋ መግባቢያ ነው። አማርኛ ማወቅ /ትግሬኛ ብናውቅ ፣ የትግሬኛ ዘፈን ድራማ ቢገባን እኛም ደስ ይለናል ። እኛም ወንድሞቻችን ከመይ አሎካ ብንል ደስ ይለናል ።
@biniamer8668
@biniamer8668 Жыл бұрын
ትግርኛና አማርኛ ምንጫቸው ከግዕዝ ስለሆነ ለመልመድ ከስድስ ወር በላይ አይወስድብህም ፍላጎት ካለ በመጀመሪያ የትግርኛ ዘፈኖችና ፊልሞችን ተከታተል ከዛ የሰማሕውን ቃላት ጠይቅ ከአማርኛ ጋር ያላቸውን ልዩነትን ያላቸው ቃላትንና አደማመጦችን ( አክሰት ) ያላቸውን ፊደሎችንም ለመለየት ሞክር ለምሳሌ ሀ ፥ ሐ ፥ አ ፥ ዓ ይለያሉ ድምስ ላይ
@yitbarekabraham9749
@yitbarekabraham9749 3 жыл бұрын
መጀመርታ ኣብ ሂወትካ ዓወትን ቅሳነትን ይምንየልካ ዚዓርከይ እዛ ኣይትጻረፉ ጸርፊ ባህልና ኣይኮነንን ገለ ዚበልካያ ጸርፊ ባህልና ኢዩ ። ጸርፊ ነውሪ ዚኸውን ዓሊት፡ወይ ስድራ ፡ዓዲ፡ ኣቦ ፡ወይ ኣደ ፡ንብዙሕ ሰብ ዚልክም ወይ ብድዕ ዓይነት ድኻ ለማኒ ወዘተ ኢዩ።እንበር ኣነይዝከረኒ ኣታ ዓሻ ከምዚ ኣይኮነንን,,,,, ኣታ ሱሱዕ ቀስ ኢልክካ ብላዕ ወይ ቅድሜኻ ብላዕ፡ ኣታ ፈአራሕ ሰብ ኣይ ዶ ኣይኮንካ,,,,,...ካልእን ካልእን እንዳበሉ ኢዩም ስድራና ዚምዕዱናንን ዚመኽሩናንን ። ሰለዚ ወይ ኣነጺርካ ትፈልጦም ተለውኻ ክስቶ ክስቶ ከምዚ ዚመሰሉ ኢልካ ጥቐስ እንበር ሕወስ ውስ ኣቢልካያ ፡ ናይፈራሓት እያ ኢዚ ኣ ።ብሓጺሩ ምንቃፍ ወይ ምጽራፍ ኣካል ናይቲ ትብሎ ዘለኻ ህጁም ንትግርኛ ኢዩ
@Yallah-2023
@Yallah-2023 11 ай бұрын
Amerarha - amerar - leadership
@thedondinarshow
@thedondinarshow 11 ай бұрын
Amerarha- How to lead
@behaveman5754
@behaveman5754 10 ай бұрын
😂😂😂😂 terewai baryea Aefka haz.🤥🤧🤮🦓
@tsegazabgher5279
@tsegazabgher5279 Жыл бұрын
ኣንታ ናይ መን ደነዝ እዩ ዚ ከ ኣብ ኤርትራ ትግርኛ የለን ብዓረብኛ ተበሊዑ እዩ ትግርኛ ኣብ ትግራይ ድማ ወግዓዊ መንግስታውን ሕብረተሰባውን ቋንቋ እዩ ብመዳይ ዕቤተ ካብ 1ይ ክፍሊ ክሳብ ላዕለወት ትካላት ትምህርቲ ናይ ምርምርን ሳይንስን ቋንቋ ኮይኑ ካብ ዲግሪ ክሳብ ደኩትሬት ንተመሃሮ ይወሃብ
@ክበጽሖየብዓቅሊነቲዝምነዮ
@ክበጽሖየብዓቅሊነቲዝምነዮ 11 ай бұрын
እቶም ዝመቱ ኣቦካ እንታይ ግድዮም ዝበሉ ኤርትራውያን እዮም ንትግርኛ ኣጽኒሖምልና እንበር ንሕናስ ኣምሓርሒልና ክብሉ ሓደ ብሓደ ዝዝረብ ከም ትግርኛ ኢልኩም ትጥቀምሉ ፍደል ይገልጾ ኔሩ።
@berbere4478
@berbere4478 3 жыл бұрын
ቋንቋ ትግርኛ ናይመን ኢዩ ኢልካስ ብዛዕባ ዓለምለኻዊ ቋንቋ ክትዛረብ ዊዒልካ :እቲኦም ካብ ኣማርኛ ዝራዓሙ ኢልካ ኣብነት ዘምጻኻዮም : ምጭንናቕ, ኣመራርሓ: መተካእታ ትግርኛ ክርከቦም ኣሸጋሪ ኢዩ ኣዳምጽ ክኣ ድምጺ ምስማዕ ኣምሓርኛን ትግርኛን ካብ ግእዝ ስለዝመጹ ውን ክኸውን ይኽእል ኢዩ ቀንዲ ግን ከምቲ ዝበልካዮ ብ ሰንኪ መግዛእቲ ኢዩ ።ኣነ ትግርኛ ቋንቋ ይፈትዎ ኢየ ታሪኻዊ ዎ ብትግርኛ ስለዝዓበኹ ብትግርኛ ስለዝርዳኣኒ: እዚ ትግርኛ ኣብዓለም ክፍለጥ ከምባዓል እንግሊዝ ገለ ብወገነይ ዘይሕሰብ ዘይሕለም ኢዩ ትም ኢሉ ብፈጣሪ ገለ ምናልባት እንበር
@onajany
@onajany Жыл бұрын
ተሰሓሒቱ ኣሰሓሒቱካ፦ እዚ ሰብ ድሌቱ ክዛረብ መሰሉ እዩ ነገር ግን ሓቂ ንዛረብ ተይልና መጀመርያ መፃሕፍቲ ከነገላብጥ ኣለና።ዘምህር ዘሎ መሲልዋ የጥፍእ እዩ ዘሎ።ትግርኛ ወይ ድማ ኣምሓርኛ ዘይዛረብ ኤሪትራያውያን ወይ ድማ ኢትዮጵያ ውያን ዘይኮኑ ፀሓፍቲ እንታይ ይብሉ ምርኣይ የድሊ ብምቅፃል ናይ ውሽጢ ዓዲ ታሪክ ፀሓፍቲ ከ ታይ ይብሉ ምንባብ የድሊ ሱቅ ኢልካ ካሜራን ላብቶብ ስለዘለካ ምውራይ ኩሉ ዝክእሎ እዩ።ሓደ ትግርኛ ካብ ግእዝ ኣይተፈጠረን መርቶዖ ሒዘ እየ ዝናገር ዘለኩ ኣማርኛ ግደፎ።ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ዓረብን ጣልያንኛን እናሓወስካ ምንጋርስ?ኣሜሪካ ኢንግሊዝኛ ብሄራዊ ቋንቋ ስለ ዝገበረቶ ናታ ቋንቋ ማለት ድዩ?
@ክበጽሖየብዓቅሊነቲዝምነዮ
@ክበጽሖየብዓቅሊነቲዝምነዮ 11 ай бұрын
​@@onajanyመሓረ ካብ ምንታይ እዩ መጺኡ ትግርኛ መርትዓካ ሃበና በል።ዓረብን ጥልያን ሓውሱ ትግርኛ ዝዛረብ ከኣ የለን ኣይትጋጋ እንተ ኣሎ ከኣ ጸሓፍ ።
@awaken1701
@awaken1701 4 ай бұрын
ተበግሶኻ ከየድነቅኩ ክሓልፍ ኣይደልን:: ከም መወሰኽታ ሓሳብካ: ተወሳኺ መጽናዕቲ ብምግባር ገለ ጌጋታት ክትእርሞ ይላቦ:: 1. ቋንቋ ትግርኛ ካብ ግእዝ ዝተወልደ ሴማዊ ቋንቋ እዩ:: ኣብ.ዞባ ትግራይ.ዝርከቡኢትይጵያውያን ድማ ሴማዊ መበቆል የብሎምን:: ስለዚ ድማ ኣብ ዋንነት ትግርኛ የብሎምን ማለትዩ:: ሓደ ቋንቋ ስለዝተመሃርካዮን ስለዝተጠቀምካሉን ትውንኖ ማለት ኣይኮነን:: 2. ኣገዳስነት ምዕባይን ምስፋሕን ቋንቋ.ትግርኛ እናተዛረብካ ክነስኻ: ብዙሕ እንግሊዘኛ ሓዊስካ:: ተኣረመሉ😊 3. ብዛዕባ ቋንቋግእዝ ኣመጻጽኣን ኣድላይነት ትምህርቲ ቋንቋ.ግእስ ንዞፈልጡ ከተዘራርብ ደስ ምበለኒ:: ምኽንያቱ ብግእዝ ዝተጻሕፉ ብዙሓት ታሪኽ ዝሓዘሉ መጻሕፍቲ ስለዘለና
@amanuelgebregergs4550
@amanuelgebregergs4550 Жыл бұрын
ትግርኛ ናይ ኤርትራ እዩ ንክትብል ናብ ኣመሪካ ምካድ ኣየድልን!! ሞበቆልን ኣመፃፅኣን ትግርኛ ካበይን ኣበይን እዩ ዝብሉን ተትዛረብ ቁሩብ መበረሀልካ ነይሩ!! ኣብ comment ርኢቶ እምበር ሓሳብካ ክትትንትን ስለ ዝይከኣል ኮይኑኒ እምበር ታሪክስ ከምኡ ኣይኮነን ዝብሎ ናህና ምባል ግን ሕሰበላ 👈 ታሪክ ክትቅይር ኣይትፈትን!!
@efremtsegai6824
@efremtsegai6824 Жыл бұрын
ካብ ኣይትበል ምበልና ዝብሉ ቃላት ከምዚ ኣቦታት ዝብልዎ ብካ ዘረባ ድካ ዝበልዎ ጌርካዮ ወይ ትፈልጦ ተዛረብ ወይ ኣፍካ ሒዝካ ዝተባህለ ስማዕ በስ ሓፍ ዝበለ ቱታ ምባል ድኩም ኣእምሮ ዝገብሮ እዩ ሞ ከም ንፉዕ እዚኣ ክምዚን ከምትን ግበራ ኢልካ ሕግዝ ተበልካ ንኩሉ ትምርቲ እዩ ዝኮነ ስለዚ ወይ መሃር ወይ ዝምህሩ ግደፎም ዝዓርከይ
@solomontekle213
@solomontekle213 Жыл бұрын
ኣቦታትናን ኣዴታትናን ብመንፋዓነቶም ንሃገርና ናጽነት ኣምጺኦምላ ንትግርና ካኣ ካብ ንሞት ኣድሒኖም
@medhanietesfayohannes8724
@medhanietesfayohannes8724 3 жыл бұрын
ምናልባት ሓደ ተዛራቢ ትግርኛ ካብ ትግራይ ኣምጽእካ እንተተዘራርቦ ካብ ግምታት ወጽእካ ኣብ ጭብጥ ነገራት ምተዛረብካ እሞ ነቲ ምዕባለ ቋንቋ ትግርኛ ምሓገዘ። ብዝተረፈ ኣዝዩ ግርም ሰራሕ ቀጽሎ
@tesfayyonas3036
@tesfayyonas3036 11 ай бұрын
Xbuq hasab eyu Xbuq tebegso. qurb msta zhabkaya arsti zbelkayon welahade rkb yeblun, nay men qanqa eyu tgrigna eyu arsti. Eti tntane natka gn zwklo aymeslenn. Kieremu zelewom ngerat (mae,,,,, mae) tgrigna zeykone kab qanqa saho eyu. Bkale nay lomi sne tbegnatat[artsti] bflay ab comedy znetfu Zelewu mefresti qanqa tgrigna eyom koynom zelewu. Nabnet selim dyu,,,,,,,,, wezete ? Hade weladi nwedu entay kem zblo zelo zeyrdo eyu. Emo etom ab sne tbeb zelewu yfrusna do yelewun?
@Wedi_Lijam
@Wedi_Lijam 3 жыл бұрын
ሰላም ዶን ሓወይ፡እዚ ንዛረበሉ ዘለና ብወገንካ ውን ቛንቛ ትግርኛ ኣብ Google ንምእታው ግዜኻ ሂብካ ትሰርሓሉ ዘለኻን፡ንብግቡእ ዘጽንሑልና ፡ኣቦዋትና እዮም -ኣቦዋት ኤርትራ።ነዊሕ መግዛእቲዊ ሰንሰለት ሓሊፍፎም ባህሎም፡እምነቶም ፡ ቛንቕኦምን ዓቂቦም ኣብዚ 21 ክ/ን ምብጽሖም ፡ክሳብ ክንደይ ዓቃባውያንን፡ብመንነቶም ሑቡናት ምዃኖም የርእየካ። ቐጺሉ ቛንቛ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክበጽሕ እንተ ኮይኑ ድማ ኣብ politics ክኣቱ ኣሎዎ። ቛንቛ ትግርኛ ኣብ ቕድሚ 1991 ሕጂን ኣዝዩ ዓቢ ጋግ ኣለዎ ፡እቲ ምንታይ ሓደ ቛንቛ መሳርሒ ፖለቲካ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡ክብደት ዘለዎ፡ገላጽን ሓደስቲ ወይ ውን ዝተረስዔ ቃላት ብምምጻእ ፡ ከምኡ ውን ምስላ ብምምጻእ የዕብዮን የሕድሶን እዩ።ንኣብነት ፡English, Arabic, Spanish, French..... ወዘተ እንተ ርኣና ኣብ ፖሎቲካ ምስ ኣተወ ድሕርኡ ስነ-ጠበብ ይስዕቦ። ናጽነት ኤርትራ ኣብ ምምጻእ ፡ ሳሕል ከም ሃገር እንዳ ተባህለ ከሎ፡ንቛንቋ ትግርኛ ዓቢ ለውጢ ትገሪሉ እዩ።እታ ዝበለጸት ዝብላ Dictionary ውን ክሳብ ሕጂ ኣብ መዓላ ኣላ፡ድሕሪኡ ተክኤ ተስፋይ ጽብቕቲ ካልኤይቲ ጌሩ ።ካልእ ቅር ዝበለኒ፡ትግርኛ ናይ ትግራይ ን ኤርትራን ብፍጹም " ሓደ" ኣይኮነን። ላህጃን ቃላትን ንምእራሞም ብወገን ኤርትራ ክህሉ የብሉን በሃላይ -ምልቅሖም ኣይተርፎምን እዩ። ኣብ ግዜ ተክኖሎጂ ስለ ዘለና ። ላህጅኦምን ግጥምታቶምን ውን ብናይ ኤርትራ ላህጃ እዮም ዝገብሮዎ -ኣብ'ዚ ግዜ።እዚ ድማ ከምቲ ልዕል ኢለ ዝገለጽክዎ። ዓቓባውነት ኣቦታትናን ፡ገድሊ ኤርትራ፡ማሰ፡ ቀብሪ፡መርዓ፡ኮታ ኩሉ ማሕበራዊ ሂወት ኣቦዋት፡ወግዓዊ ቛንቛ ናይ መንግስቲ ምስ ምዃኑን ስነ-ጥበብን ተደማሚርዎን እዩ ። ጎረቤትና ክቀድሑና ንርኢ ኣሎና።ሕጂ ውን እንተ ኾነ ።ትግርኛ ናይ ኤርትራ ምስ ናይ ጎረቤትና (ዘይ-ትግርኛ ) ኣዋዳዲርካ ገለ ሓደ ነጥብታት ምሃብካ ቁሩብ ቂር ኢሉኒ።ከምቲ ኣብ google Translation ክኣቱ ትገብሮ ዘለኻ -ከም ኤርትራዊ።ንሳቶም ወላ ሓደ ኣበርክቶ ክገብሩ ተዓዚብና ኣይፈልጥን ። ክጥቀሙሉ ግን መዓት እዮም።እዛ ዝጽሕፈላ ዘለኹ GEEZ SOFTWARE ውን ናይ ኣሕዋትና ኤርትራውያን እያ-ካብ ኣስመራ ኤርትራ እያ ውን ትብል።ስለ'ዚ ዶን ሓወይ ንእቲገብሮ ኩሉ እንዳ ኣመስገንኩ-ናትና ጥራሕ ንስራሕ ፡ብጉዳይና ጥራሕ እንተ ንዛረብ ከመይ ጽቡቕ ኔሩ ይብል እሞ ተግጻዝ ዘይኮነ ሕውነታዊ ምኽሪይ እዩ።
@ሓድሽዮውሃንስሓጎስ
@ሓድሽዮውሃንስሓጎስ 10 ай бұрын
ካብ ሃይማኖት ወጺ ኻ ኣለኻ ማለት'ዩ ካብ ጽልኢ ውጻእ፡ ፍቕሪ ጥዑም እዩ።ኣብ ዓንሰባ ዝዝረብ ትግርና ሓማሴን ዝዝረብ ኣከለጉዛይ ሰራየ ኩሉ ነናቱ ላዛ (accent) ኣለዎ ኣብ ትግራይ ውን ከምኡ ናይ ከረን ትግራይትን ናይ ሳሕል ትግራይትን ነንበይኑ ላዛ ኣለዎ።ወላውን ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ኣውራጃታት ኣብ ውሽጠን በብዓይነቱ ላዛ ትግርና ኣለዎ ልክዕ ከም እንግሊዝ ዝተፈላለየ ላዛን ኣጸሓሕፋን ማለተይ እየ ካብ ጽልኢ ውጻእ ደቅኻን ንስኻን ንዓድኻ ክትምለስ ኣይኮነን ክትጸንትን ካልእ ሕብረተሰብ ክውርስዎ እዮም ዓድኻ
@Wedi_Lijam
@Wedi_Lijam 10 ай бұрын
@@ሓድሽዮውሃንስሓጎስ I didn’t get nothing bro
@teklegebreslasie1538
@teklegebreslasie1538 Жыл бұрын
ወሽከል ኣይትበሉ ትግርኛ ኣይንገድፍ ኣምሕርኛ ኣይንገድፍ ኢሬትራ ግን ን 7 ማዓልቲ 17 ፅቆፅሩ ወዘተ እናበሉ ዝራሓቑ ናብ ትግርኛ ኣይትምሎሶም
@KibromGebremariyam
@KibromGebremariyam 10 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ሓንቲ subject ኣላ ኣምሓርኛ ካሊእ ትግርኛ እዩ ሓወይ
@ZebrhanTeklay
@ZebrhanTeklay 3 жыл бұрын
ዋይ እኝሀኻ ድፍን ሓንጎል ኣብ ትግራይስ ስራሕ ቋንቋ ኣማርኛ ትብል። ትምህርቲ እውን ብትግርኛ እምበር ብኣምሓርኛ ኮይኑ ኣይፈልጥ። ትግራይ ከዓ ክልል እምበር ዞባ ኣይኮነትን ዝንቡዕ ኣተሓሳስባኻ ኣስተኻኽሎ
@thedondinarshow
@thedondinarshow 3 жыл бұрын
ክልል ብ ትግርኛ እኝታይ ይበሃል? ክልል ዝብል ቃል ኣምሓርኛ`ዩ። እዚ እየ ከኣ ዝብል ዘለኹ ክቡር ሓው።
@ZebrhanTeklay
@ZebrhanTeklay 3 жыл бұрын
@@thedondinarshow ክልል ኣማርኛ ጥራሕ ኣይኮነን ዞባ ዝበሃል ግን ካሊእ ትርጉም እዩ ዘለም። ንኣብነት ትግራይ ናይ ባዕላ ዞባታት ኣለዋኣ ዞባ ምብራቕ: ዞባ ደቡብ: ዞባ ምዕራብ ...ከም ኣብነት ንውሰድ ኣብ ትግራይ ናይ ስራሕ ቋንቋ ኣማርኛ እዩ ዝበልካዮ 100% ጌጋ እዩ ኣማርኛ ናይ ፌደራል ስራሕ ቋንቋ እዩ ናይ ትግራይ ድማ ትግርኛ እዩ። ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ብኣማርኛ እዩ ኢልካ እዙይ እውን 100% ጌጋ እዩ። ሓንቲ ዓይነት ትምህርቲ ኣላ ካብ 3ይ ክፍሊ ትጅምር ዝቐረየ ዓይነት ትምህርቲ ግን 100% ትግርኛ እዩ። ንኣተሓሳስባኻ ክተስተኻኽል እምበር ስለዝተዛረብካ ዝቕየር ኣሎ ኢለ ኣይኮንኩን ዝፅፈልካ ዘለኹ። ላዕሊ ላዕሊ ሪኢኻ መደምደምታ ምቕራብ ጌጋ እዩ even you can Goole it bro.
@Wedi_Lijam
@Wedi_Lijam 3 жыл бұрын
@@thedondinarshow you got him red handed ,
@alemtsegay8595
@alemtsegay8595 3 жыл бұрын
@@thedondinarshow First I thank your attempt to share the knowledge you have about Tigrigna. Suffice, I would like to tell you that the Language " Tigrigna " is a unique with out exaggeration. Tigrigna is uncharted Ocean, therefore it requires that's one have to read and study historical data, as well as archeological data. Particularly with emphasis on cultural and historical Tigrigna. Please, with all due respect heed the following top points:--- 1. Tigrigna, Tigriyet and Geez are Language of Habesha people. Who were residents from boarding Nubia,all the way to ancient Malinda ( modern Somalia). 2. These Languages are one of the oldest ,original languages. Parallel to Babylonian language and ..... 3. Amharic is a creole of Tigrigna and Tigriyet as well as Geez. Hence, probably eighty-five percent of its linguistic as well as its word formation are out of Tigrigna..... 4. There's no "Behere Tigrigna " I think you meant Habesha. For Tigrigna is a language not aTribe. Beher does not designated Tribe's name or otherwise. 5. Just to address your concerns on the word " kellel" . This word is not Amharic it is a strong Tigrigna. I think it's roots come from " kewele"... " ackbebe" ..mickilal.. kelele.... hence, "kellel" Again your attempt is good 👍, suffice, if I have to give suggestions , I would do more study, read 📚 and consult with elders before I reach out conclusions.
@Gmedhin-hv8qs
@Gmedhin-hv8qs Жыл бұрын
ጣልያንኛ እንተዘይ ሓዊስካሉ ትግርኛ ኣይኮነን? ገርሂ ሓወይ
@thedondinarshow
@thedondinarshow Жыл бұрын
ከመይ ማለት ኣረድኣኒ ሓወይ
@ክበጽሖየብዓቅሊነቲዝምነዮ
@ክበጽሖየብዓቅሊነቲዝምነዮ 11 ай бұрын
​@@thedondinarshow ንሱስ ብኣሽሙር ይጻረፍ ኣሎ ወይ ድንቁርና ኢጣልያዊ እዩ ዝበሃል እንበር ጣልያንኛ ጋጌ
@Hanes-m6p
@Hanes-m6p 11 ай бұрын
ንስኻ ንባዕልኻ ግን ክትእርም ኢልካ እናተዛረብካ፡ኣብ ገሊኡ ግን ናብቲ ናይ ሰሜን ኢትዮፕያ ዘሎ ምስ ኣምሓርኛ ዝተሓዋወሰ ሓድሽ ትግርኛ ተጠቒምካ ኣለኻ፡ ካብ ትግራይ ዶኾን ትኸውን፧ ኢልካ ክንዲ ትዛረብ ኢልካ ተዛሪብካ ኣለኻ፡ስለምንታይ? ዶስ ኮም'ኡ ኢኻ ትዛረብ?
@tesfugebrehiwet2607
@tesfugebrehiwet2607 2 жыл бұрын
መበገሲ ሓሳብካ ፅቡቅ እዩ።ንሓበሬታኻ ትግራይ ዞባ ኣይኮነትን ክልል እያ።ናይ ትግራይ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ቋንቋ ትግርኛ እዩ።ኣብ ትግራይ ዝዝረብ ግን ኣምሓርኛ እናሓወስካ ምዝራብ ኣሎ።እቲ ቋንቋ ዋንነቱ ናይቶም ዝበልካዮም ህዝቢ እዩ።ስለዝኾነ ንዕብየት ቋንቋ ትግርኛ ብሓባር ንስራሕ።
@thedondinarshow
@thedondinarshow 2 жыл бұрын
ክልል ብትግርኛ እንታይ ይበሃል? ክልል ኣምሓርኛ እዩ::
@ሓድሽዮውሃንስሓጎስ
@ሓድሽዮውሃንስሓጎስ 10 ай бұрын
ትግራይ ክፍሊ ሃገር ወይ ክልል ትበሃል ኣምሕርና ከኣ ወናኒ የብሉን ግን ፈጠርቱ ወተሃደራት ተጋሩ ዝፈጠርዎ እዩ።ስለዚ ናይ ትግርና ኣይኮነን ክትብል ኣይትኽእልን ዞባ(zone) ትግርና ኣይመስለንን ።ከየመስገንጉኻ ክሓልፍ ኣይደልን ቀጽሎ። ​@@thedondinarshow
@cafuantonio8280
@cafuantonio8280 3 жыл бұрын
ትገብሮ ዘለኻ ቀሊል ኣይኮነን እንቃዕ ናትና ኮንካ።
@hagoshadgu6411
@hagoshadgu6411 Жыл бұрын
ጡስ ጡስ ሓሳዊ
@thedondinarshow
@thedondinarshow Жыл бұрын
ንቑጽ ዶ ብለካ ክክክክ
@filimonmedhanie1720
@filimonmedhanie1720 3 жыл бұрын
ክላእ ለቢመ ተባሂልለይ እንዲዩ ለባም በባም ግደፎ ትኽ ኢልካ ተዛረብ ድሓር ካ ነግኣዝያን ከተልዕል ብቅዓት የብልካን ንሱ ትግሪኛ ሙኻኑ ነጊርካስ ህጂ መጺኻ ክትዛረብ ሲ ኣይትሓፍርን ዲኻ
@AbrehetHagos-s8h
@AbrehetHagos-s8h Жыл бұрын
ሐሶት እዩ
@SamJames-u8z
@SamJames-u8z Жыл бұрын
What a bullshit talk
@thedondinarshow
@thedondinarshow Жыл бұрын
Which part?
@askalutsegay9498
@askalutsegay9498 11 ай бұрын
ኣይትሓሱ ትግርኛኻ ኣጽሪ
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 2 жыл бұрын
ኣታ ክንደይ ዓንጀልጀል ትብህል ኢይኻ፣ እዚ ቋንቋ እዙይ ናይ ዘ-ብሔረ ኣግዓዚ ዉርሲ ተጋሩ ኢይዩ። ነፋጥ ነፈጥፈጥ ኣይትበል! ምናልባት እንዳፈለጥካ ነገራት ትጥምዝዝ እንተድኣ ሃሊኻ፣ ጸገም የብሉን። እንተድኣ ናይ ብልብኻ ትዛረብ ሃሊኻ ግን፣ ሓደ ዓፋፍ ኢይኻ! ኣብ ኤርትራ ዘሀሎ ኸ፤ ማንካ፣ ብ ኬሪ፣ ፋርኔሎ፣ ባዴላ፣ ዚንጎ፣ ባኒ፣ ሻሂ መኣለያ ዘይብሉ ከምጻልካ ይኽእል'የ። ብዝኮነ ትርዳእ ዓይነት ውን ኣይትመስልን ኢይኻ! እቲ ዝገርም ግን መስሓቅ ቀቢላታት ትገብሩና ኣለኹም!
@thedondinarshow
@thedondinarshow 2 жыл бұрын
ኣነ ትግራዋይ ኣይኮንኩን፣ ኩሩዕ ኤርትራዊ እየ! ብዓቕመይ ከኣ ንቋንቋ ኣቦታተይ ምምዕባል ይሰርሕ ኣለኹ። ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ከምዚ ከማኻ ዘይፈልጦ ፖለቲካ ዓንጀልጀል ክብል ኣይውዕልን እየ። ኣብ ስራሕ ኣሎና። ኣይትረብሽ!
@Miamialemey
@Miamialemey Жыл бұрын
​@thedondinarshow8596 ezom tegaru ayetegdeselom
ካብ ቢዚ'የ እንብል፥ ናይ ብሓቂ ቢዚ ንኹን
6:59