ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ጓል ከረን ጂጂን ወዲ ተዓረን በቲን ኣብ ምቁር ውድድር - New Eritrean Show 2024

  Рет қаралды 183,221

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ጓል ከረን ጂጂን ወዲ ተዓረን በቲን ኣብ ምቁር ውድድር | Tirhas Tekleab (Gual Keren) Daniel (Jiji) Bereket Berhane (Wedi Teare) and Betiel Afewerki - New Eritrean Show 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaMqurWddr #hdmonaVideo #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 374
@blackstar7660
@blackstar7660 3 ай бұрын
ካብቲ ጸወታ እቲ ዕላሎም ደስ ይብለካ ጂጂን ወዲ ታዓረን መስሓቓት፥ ከምዚ ክኾኑ ኣለዎም ኣዕሩኽ
@semharsemhar-b9m
@semharsemhar-b9m 3 ай бұрын
መርሓባ ደቂ ኤሬይ እንቆዕ ድሓን መጻኩም ዓወት ይምነየልኩም love so mach nkulukm bezay aflelay❤❤❤
@meradedeart9949
@meradedeart9949 3 ай бұрын
ኣቤት ፍቅርን ስሓቅን ዘለዎ ሕክያ። ንወዲ ትዓረን ጂጅን ሰሙን ሰሙ❤ን ኣቕርብዎም በጃኹም።
@zowdi810
@zowdi810 3 ай бұрын
Yes you are right they're amazing jeja they're so much sweet 😂😂😂❤❤🎉😂❤
@Manutd76
@Manutd76 3 ай бұрын
Yes 😂😂😂😂😂
@VEIRA_CR7
@VEIRA_CR7 3 ай бұрын
ሞደሻ ምስ ሄኖክ ዋሪ ኣምጹልና
@milkaminase2057
@milkaminase2057 3 ай бұрын
ewe amxenlena bejakum🙏🙏
@rahwadebration2294
@rahwadebration2294 3 ай бұрын
ሞደሻስ ይዕርፍ በዚሕዎ እዚ ሜድያ😂😂😂
@Tomas-y8y
@Tomas-y8y 3 ай бұрын
Seb kemztesane Si modesha
@fnanmadridawi4071
@fnanmadridawi4071 3 ай бұрын
ብሉጽ መደብ ምስ ቡሉጻት ሰባት ኣብ ዘለክሞ ዕድመን ጥዕናን❤❤❤❤❤❤
@whabtom8935
@whabtom8935 2 ай бұрын
ሰላም ጽቡቓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ቅሩብ ሽልም ዘየበልኩሞ ንበዓል ዋጣ 🎉❤🎉❤🎉❤
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 ай бұрын
ራሄላ ኣይተጋንኒ እቶም ኣብ ናጽነት ንሜዳ ዝኸዱ ቅድሚኡ ኣፍልጦ ናይ ገድሊ ዘይነበሮም፡ ኣብ ናጽነት ግን ተጋደልቲ ምስረኣዩ ተመሲጦም ወይ ኣዝዮም ተሳሒቦም ካብ እግርኹም ኣይንተርፍን ኢሎም ዝተጸንበሩ ገሊኦም ከኣ ቆልዑ ኢኹም ኢሎም ዝተመልሱ ደቂ 10-15 ዝዕድሚኦምውን ነይሮም እዮም፡፡
@YoyoMna-p7m
@YoyoMna-p7m 3 ай бұрын
😂😂 n xeweta eya enber nefswekef qdmi naxnet wela dhrieu kulu Tera alewo dhri naxnets do abey aqsinomna eyom gorebeit.
@AfomTsegay-eh8eb
@AfomTsegay-eh8eb 3 ай бұрын
Jiji mehogol 1000 amet eske nber
@yordanosafewerki8093
@yordanosafewerki8093 3 ай бұрын
way azi Rahels gazetena tebahilas ktwai nab hade aytedalwi nkulom bhade ayni reaeyom
@tsehayetekeste6753
@tsehayetekeste6753 3 ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን እቲ ትገብርዎ ጽቡቕ እካ እንተኾነ ተደጋጋሚ እና ኣምጻኹም ኣይተሰልችውና በጃኹም ስንኩላን ኣብ ቃኘው ኣሎዉኹም ኣብ ድፋዕ ዝሕልዉኹም ኣሎዉ ቅሩብ ለውጢ ግበሩ በጃኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 3 ай бұрын
ህድሞና ነባሪት ባድሻ ምስ ኣወል ኣምጹኡልና በጃኩም
@berhaneberish-yn4mr
@berhaneberish-yn4mr 3 ай бұрын
Mesaka alku
@simonmussie86
@simonmussie86 3 ай бұрын
President iseyas vs yemane Gebreab amxalna ktbel eka
@hadishyemane-rt5os
@hadishyemane-rt5os 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️👍
@akberetnegash5635
@akberetnegash5635 3 ай бұрын
Welcome deqi Eri
@rahelokbazgiambye-nr7dx
@rahelokbazgiambye-nr7dx 3 ай бұрын
Aseyeee shikorinatat deki eri
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 3 ай бұрын
Welcome deki rimey 🇪🇷
@BereketTesfahannes
@BereketTesfahannes 3 ай бұрын
እንታይ ኮይና ጎል ከረን ማራ ሓሪቃ ጂጂ ዓባይ ኢኪ ኢሉዋ ከራስና ኢሉ፡ጸወታ እባ ፍለጢ ኬፍ ማዕንዱ😂😂😂😂
@zowdi810
@zowdi810 3 ай бұрын
Yes it is joken she is to mache
@محمدمحمد-ش9ظ8ظ
@محمدمحمد-ش9ظ8ظ 3 ай бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን የሕዋተይ ሞደሻ ንስ ሄኖክ ዋሪ ኣምጹሉና❤❤❤❤❤❤
@liveraweyynwa1010
@liveraweyynwa1010 3 ай бұрын
እዛ ምስ ጂጂ ዘላ ጋል ደ ስ ክትብለካ ጂጂ ተመርዓዋ 2ተኩም ካብ ዘይተመርዓኩም❤❤
@MahtaHabtemariam
@MahtaHabtemariam 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Luwam-h9l
@Luwam-h9l 3 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉🎉
@IfjghcJgigo
@IfjghcJgigo 3 ай бұрын
🇪🇷🌹🖐️
@AmAbdu-be4pl
@AmAbdu-be4pl 2 ай бұрын
ብድንጃን ኣሎ እወ👍🇪🇷🇸🇦
@abrahamweldegerges6466
@abrahamweldegerges6466 3 ай бұрын
Comment mixihaf eqa ayfetun ye gda ezi wedi teare kef alewo erkinetkum kea mis Gigi kisab mekabir dess tiblu nifas keyatwekum😮
@nuryasaud5340
@nuryasaud5340 3 ай бұрын
እዋይ ንድሕሪት መሊስኩምና ንድጅሪት ነሽቱ ከለና ናጽነት ጥዐምቲ
@SemharMhretab-t6m
@SemharMhretab-t6m 3 ай бұрын
Anes kfetwekum trhasey mkrti ftret❤❤❤deki erey meareyyy❤❤❤❤
@BelulKahsay
@BelulKahsay 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ecomdudesexpert2161
@ecomdudesexpert2161 3 ай бұрын
Gigi mehgol kotimla n gal keren kkkkkk
@rahwaeyob7365
@rahwaeyob7365 3 ай бұрын
I love jiji❤❤❤❤
@channel-dz5zb
@channel-dz5zb 3 ай бұрын
Welcome h.d ❤❤ wedi teare ❤🎉 sabscribe thababruni kuburat yehwatey bejakum 🙏❤❤❤
@surimelody8100
@surimelody8100 3 ай бұрын
Gigi mehgual mekret konkaya eza show 🎉🎉🎉🎉
@tesfayhabte5422
@tesfayhabte5422 3 ай бұрын
ጂጂ ይስዕር
@abrhetteklezgi794
@abrhetteklezgi794 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ChuChu-yc8ek
@ChuChu-yc8ek 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@Sunwhite-entertainment
@Sunwhite-entertainment 2 ай бұрын
ጂጂ#1
@abrahampeace8083
@abrahampeace8083 3 ай бұрын
ጓል ከረን ዕድመ ጸጋ እዩ! .. ጂጂ ይዋዘ እዮ ዘሎ ዘኮሪ የብልክን!!
@Shammengs-b8o
@Shammengs-b8o 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MeraMera-xq6bh
@MeraMera-xq6bh 3 ай бұрын
ሰነ ጥበባዊት ማማ ውዳሰ ኣምጹልና ኣርየ ዓርከይ
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 3 ай бұрын
Kemey nafikeya aleku anes
@VEIRA_CR7
@VEIRA_CR7 3 ай бұрын
እስከ ብሽም ወዲ ተዓረ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሳብስክራይብ ኣይክፈሎን እዩ ንእግረ መገደይ ወዲ ተዓረ ባሊጋይ ኣዩ❤
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 3 ай бұрын
Eway kem lomi ko sihike ayfeltin des kibiluka deki erey tsubukat 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@tesfayhabte5422
@tesfayhabte5422 3 ай бұрын
ህድሞና መደባትኩም ብጣዕሚ እየ ዝከታተሎ ተድሮስ ብርሃነ አጽዎ
@gideyalem6475
@gideyalem6475 3 ай бұрын
እታይ ኢኩም ብሳሓቅ ትዕብልልዎም እዞም ኣዳለውቲ ንስኩም ርግእ በሉ ጫውጫው ኣብዚሕኩምሉ እዚ ሸው።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 3 ай бұрын
ማማ ሻሹ ተኽለን ማማ ውዳሰን ኣምጹእሉና ህድሞና ነባሪት❤❤
@kisanet4715
@kisanet4715 3 ай бұрын
መጺኦም ኔሮም
@HopefulDrum-xo2td
@HopefulDrum-xo2td 3 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ሰላም ጽቡቅ ጸወታ ኣዚዩ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ❤❤❤❤❤❤
@mossimossi9933
@mossimossi9933 3 ай бұрын
Miss u ወዲ ተዓረ ዕላሉ ጡዑም ሙቁር ዝኾነ ዕላል ብፍላይ ኣብ ሞንጎኦም ወዲ ተዓረ ፣ ጂጂ፣ ጓል ከረን ዝነበረ ናይ የሕዋት ዋዛን ምትህልላኻትን ኣዝዩ መሳጢ ሳሓብን ፣ ኣነ ግን ሕቶ ኣሎኒ ንወዲ ተዓረ ፣ ልዕሊ ደርፊ ኣብ ተዋስኦ ሓጸርቲ ኮሚዲ ክዋሳእ የሓስብ ዶ ? ምኽንያቱ ዕላል ምስ ወዲ ተዓረ ማለት ክሳብ ተቆስል ኢኻ ትስሕቅን ትዋሕ ዘብለካ ሞ እቲ ክእለቱ ንሰብ ብኸመይ ተስሕቆን ተዛንዮን ስለ ዝፈልጥ ሲ ከመይ ይርእዮ ይከዉን ሕተተልና ።
@ዜናHabesha
@ዜናHabesha 3 ай бұрын
Welcome hdmona❤ ኣምላኽ ጭንቀት ብ ሓጎስ ይተክኣልኩም ኣሕዋተይ❤️፤ ኣብዛ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም Ata bejjakum bejakum ሳብስክራይብ ግበሩለይ የቀንየለይ።
@HelenTesfamichael-u9v
@HelenTesfamichael-u9v 3 ай бұрын
Gal keren gn slemntay n jiji ttehalaleko ab camera mkuray xbuq aykonen&rahel wn ms jiji bzaeba edme ksab kndeu mzrab aymedleyen beta zmeleselki ktwdei nierki haqudyu hasyu neueu ymlket kulu seb ab camera dzarebo kulu haqi malet aykonen hatitkyo melislki why ayedlnyu nieru and jiji kea ms tehatete n galkeren zelel ayneberekan ztehatetkayo ktmls nierka ab camera mthllak xbuq aykonen sehaqyu dexebqelna xbuqat by the w xbuq medeb hdmona nebarit qexlwo🙏
@YohannesRedae-x6p
@YohannesRedae-x6p 3 ай бұрын
ኣብ መንጎ ወዲ ተዓረን ጂጂን ዘሎ ምትህልላኽ ማዕረ ክንደይ ዝፋቐሩ የዕሩኽ ምኻኖም ይረኣየካ ኣነስ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአሎም❤❤❤❤❤
@ደብረገነትቕድስትድንግልማ
@ደብረገነትቕድስትድንግልማ 3 ай бұрын
እዋይ ዕድመ ትገብር ዕድመ ጸጋዩ ኣንቱም ሰባት ጋል ከረን 47 ቤቲ 29-31 ይገብራየን!!! ::
@awate8695
@awate8695 3 ай бұрын
ህድሞና ነባሪት በዚ ትግብርዎ ዘለኩም መድብ ወትሩ ሕጉስ የ ።ግን ሓደ ድምጻዊ ይኩን ተዋሳይ ብዛዓባ ነብሱ ከላሊ ወይ ዉን ክዝክር ምስ ዝሕተት ናቱ ምስሊ ብክሊብ ኣሰኒኩም እንተትቅርብዎ ክንደይ ምመቀረ ኔሩ።
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 3 ай бұрын
አነ ብወገነይ ምድንጋይ ምኽንያት ይብሉን ምስ ጂጂ 💯ታዊ ይሰማማዕ ስለምንታይ ሸለል እዩ እምበር ዶሞዝ ዝቁረጽ ምስ በዘሔውን ካብ ስራሕ ስጋብ ምብራር ትኽእሎታት እንተትህሉ ወዱ ጋሉ ሰጥ ኢሉ ሣዓቶም አኽቢሮም ምመጹ ሕጂ አብዚ ዘለኽዎ አነ ስዓት ምኽባር ትኹረት ይግበረሉ እዩ አደ ቆልዓ ኮይናሞ ዘይጥዕማ ተደጋጋሚ happen ዝኸውን እንተድአ ኾይኑ ግን መፍትሒ ይግበረላ ደንጉያ ካብቶም ብጾታ ትወጽእ ማለትዩ እንተዘየለግን ሥዓት ምኽባር ንነብስኻ ምክባርን ነቲ ትኸዶ ቦታ respect ምግባርን ስለዝኾነ ቀሚስ አደይ ዓንቂፉኒ አይተምጽኡላ ምድንጋይ ናይ ህኩያት ሰባትያ ::
@merhawitgkristos4896
@merhawitgkristos4896 3 ай бұрын
Btaemi des zbl medeb kulukum deki eireyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@dl4055
@dl4055 3 ай бұрын
Deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 fqri zkonkum,selam qsanet yhabkum,msta mchwti eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ hagerna
@ksanetgerie
@ksanetgerie 3 ай бұрын
ኣዜ ዝፈትዋ ድምጻዊት ትርሓስ ጋል ከረን ንድሕሪት መሊሳትኒ ሓፍቲ የብልካን ዲኡ ትምል ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ❤❤❤
@kisanet4715
@kisanet4715 3 ай бұрын
ወዲ ተዓረ ኣምበሳ, ንሽተይ ዩ ግን ኩሉ ድዝክሮ ከም ዓቢ ኮይኑ ይዝክር ብጣዕሚ ኑፉአ ወዲ ኤረይ ❤🇪🇷
@teagesyemane3389
@teagesyemane3389 3 ай бұрын
ኣንቲ ትርሓስ 91 ጓል 14 ዓመት ነይርኪ፡ጂጂ ቆልዓ እዩ
@ከምንስሪኣለኩ
@ከምንስሪኣለኩ 3 ай бұрын
Jiji nay bhaqi eu comiedyan
@እመብርሃንዋሕሰይ
@እመብርሃንዋሕሰይ 3 ай бұрын
እንቃዕ ድሓን መጻኹም ደቂ ሓላል መሬት ኣነስ ቅሩብ ተሰሚዓትኒ ንምንታይ ውድድር ብሓደ እንዳ ተኻፈልዎስ ኣብቲ ገንዘብን ካርድን ወላ ፈፍርቂኦም ክወሃቡ ኣለዎም:: ዋሪን ናቱ (ቴኖ) ተተቅርቡልና ክብረት ይሃበልና : ራሄላ ክኣ ክሳድኪ ማእተብ ብምእሳርኪ ጽቡቅ ❤❤❤❤
@selamitgerie7754
@selamitgerie7754 3 ай бұрын
እጉዛብሄር ዕድመን ጥዕናና ንዅሉኹም🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ደቂ እዛ ሓላል መሬት ምስ ፍቅርዅም ንበሩ አሰይ አስሒቅኩምና🎉🎉🎉💚♥️💛💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍷🍾🇪🇷🇪🇷🇪🇷✋️
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 ай бұрын
ዕድመ ጸጋ እዩ ዘባእስ የብልኩምን ጂጂን ጓል ከረንን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 3 ай бұрын
Gaul keren shukor ❤good job deki erey shukorinatat❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ethiopiakifle2856
@ethiopiakifle2856 3 ай бұрын
Nayti genzeb gudakea hseblu wala 50 50 NAKFA Ybxhayom maere kmakelu alewom zebl hasab aloni aytfelaleywom bejakum
@meharim7246
@meharim7246 3 ай бұрын
አጆኪ ንሄኖክ ንሕግዞ አለና የሕዋቱ ኤርትራውያን።
@SmonWeldemichael-lo6sh
@SmonWeldemichael-lo6sh 3 ай бұрын
ጂጂ ኣንበሳ ❤❤❤❤welcome 🙏🏾💕💕
@HopefulDrum-xo2td
@HopefulDrum-xo2td 3 ай бұрын
እንተ ተካኢሉ ማለት ጊዜ ተረኪቦም ናይ ደገ ፕሮፈሽናላት ናይ ሳይክል ኣቅርቡልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nakfanamedia
@nakfanamedia 3 ай бұрын
ናይ ጋል ከረን ትርሓስ ተለ ብኸምይ ክንረክብ ንኽእል እባ ሓበሬታ ሃቡና ህድሞና ነባሪት። ቀጻሊ ተቅርቡዎ ዘለኹም መደብ ብልቢ ኣዚዩ ደስ ዘብልን መሃርን እዩ እሞ ቀጽሉዎ።
@ElliltaAbrehe
@ElliltaAbrehe 3 ай бұрын
Wow xebuki hasab
@sammyabraham6645
@sammyabraham6645 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 It’s good to see you all 👍
@desalesolomon3292
@desalesolomon3292 3 ай бұрын
Aziu des zebil kulukum futuwat wedi Teare u r a Comedian do Something on it really u r talented like Suzinino Hagos Weldegebriel my best All rounded Artist.
@berewazerezghi3210
@berewazerezghi3210 3 ай бұрын
ወዲ 9 ዓመት አንተ ነርካ ጂ ቅድሚ ናጽነት ። አቶም ደቂ 9 ዓመት ዝነበርና ሽዑ ካብ ምሳቱና ክግደሉ ዝከዱ ነሮም ፡ ኤርትራ ኢትዮጵያ ጦር ተጋዳላይ ብዕምቅት ዋላ ኣይርረዳና ኣጸቢቅና መግዛቲ ዘስተማቀርን ንዝክሮን ንዘካክሮን ኩሉ ኣስመራ ዝነበረ ከምዝዝክሮ ቅድሚ ኣስመራ ብተጋደልቲ ምትሓዛ ዝነበረ ማዓታት ኣየር ፖርት ኣስመራ ይድብደብ ነሩ ከባቢ ኡ ዝነበሩ ሰምበል ጎዳትፍ ዝተፈናቀሉ ነሮም አዚ ኮሉ ቆልዓ ወዲኣስመራ ክትኮስ ዝዝክሮ ኮይኑ ይስማዞኣኒ ። ሽዑ ወዲ 9 ዝነበረ ቅድሚ መግዛቲ ን ጉንበት 24 ዓርቢ ማዓልቲ ናጽነት ኣይዝከረን ኢንተሊካ ጥዕንኡ ይመርመር።ነዚ ሕጂ ወዲ 9 ዓመት ዘሎ ድሕሪ 30 ንስነጥባዋ ዮናስ ማይናስ ትዝክሮዶ አነልካዮ ምናልባ ነታ ሽራፍ ስኑ ኣንታይ ኮይና ከምሸረፍት ኣይነግረካን ይከውን ዮ ናስ ኮመዳን ምካኑ ግን ኩሉ ይዝክሮ0:16 0:16 0:16 0:16
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ 3 ай бұрын
ኣታ ጂጂ ክላገጽ እዩ ከምኡ ዝብል ዘሎ እበር ንእሽቶይ እዩ እኮ
@ጋልኤረይ1612
@ጋልኤረይ1612 3 ай бұрын
ሰላማት ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ሰላምን ጥዕናን ንዐኩም ይኩን አናበልኩ። ብዛዕባ ሰዐታት ቆጸራ ምክባር ልምዲ ክህልወና ግድነት አዩ ምክኒያቱ ግዜ ወርቂ ስለዝኮነ አቀዲምክን ክትዳለዋ ግድንንን አዩ ምክኒያት አይትግበራ ምስናይ ይቅሪትኡ ክትገሻ ከለክንከ ነፋሪት ክይትገድፈክን ተብተብ ዶትብላ አሪ ድማ ግደፍ ሐቂ ሐቂ ተዛረብ
@harenatesfu9236
@harenatesfu9236 3 ай бұрын
ከረን ኣሕምልቲ እተትብልዓ ሚዛን ምጎደልኪ ሚዛን ጉደሊ ሕማም እዪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@NazrietKbreab
@NazrietKbreab 3 ай бұрын
ወልፈስፈስ ዘይምልከተኪ
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 3 ай бұрын
ብሕልፋ ጋልንሰየይ ጋል ኤረይ 110 % አናብስ እየን ። ❤️❤️❤️💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷አሐዋተይ ❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷
@VEIRA_CR7
@VEIRA_CR7 3 ай бұрын
ወዲ ተዓረ ድምጺ ዋው ግን ብክራር ተዝከውን ❤
@fthawigebrezghifthawigebre530
@fthawigebrezghifthawigebre530 3 ай бұрын
ናይ ጂጂ ፍሊም ሸበጡን ናይዝግን አኮ ብጣዕሚ ኢየን ተሪኤን
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 3 ай бұрын
ሸነንን በላለይ ደቂ ኤረይ😘🇪🇷♥️👍😍
@TekleomFiseha
@TekleomFiseha 3 ай бұрын
Bejakum ab Eritrea dongikum aytibelwo ab geza kem tihgziwen 😏😏😏😏😏😏😏😏😏
@bahlbikessete306
@bahlbikessete306 3 ай бұрын
Ata jiji kemay zbele mohgol u wa tsehaytu beraki emesleni neru🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@whabtom8935
@whabtom8935 2 ай бұрын
ሰላም ጽቡቓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ቅሩብ ሽልም ዘየበልኩሞ ንበዓል ዋጣ 🎉❤🎉❤🎉❤
@esugere8138
@esugere8138 3 ай бұрын
1.Zikeberkin yehwat gal abgizea keyti metsie nay geza aykilkilin eyu 2 eza egal aytemeawetin tiblu alekum gal kea kutisha kitgebr abhalna fikud aykonen gerimuna naylomi zeben Bizkone hidmona bitaemi bulutsat ekum ketsilwo biflay Arona star koynika bro
@aketv9953
@aketv9953 3 ай бұрын
jiji btaemi kab nfetwom sebat eyu
@DejenMantuy
@DejenMantuy 3 ай бұрын
ጂጂ ኣንበሳ እቲኣ ሸበጡ ትብል ፊሊሚክ ቀጽላ እባ ❤❤❤❤
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 3 ай бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረርይይይ ጽቡቃት ጅጅ ሸበጡ ትብል ተዋሶ በጃካ ሕሰበላ ክንጸበየካ ኢና !!!!🙏🏾ህድሞና ነባሪት ነመስድን ቀጽልዮ 👍🏾🇪🇷🇪🇷💗
@tefonomusicchannel1991
@tefonomusicchannel1991 3 ай бұрын
ጓል ከረን ትመርሓንያ ብ 5 ሓቂ ተዛርቢ
@ብሊናከለዋ
@ብሊናከለዋ 3 ай бұрын
ትርሓስ ምናልባሽ 13/14 ኔ ራ ትኸውንያ
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 3 ай бұрын
Heto gen aleni nay nemntay ezom sebat yedgumna alew🤔 kaleut hadsti sebat yelewun deyom 🤷‍♀️
@GrmayWediaraya
@GrmayWediaraya 3 ай бұрын
ጂጂ ምሕጎል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senaithailemariam5731
@senaithailemariam5731 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ጋልኤረይ1612
@ጋልኤረይ1612 3 ай бұрын
ዋው ጋል ከረን አንትይ ኮይና ሐሪቃ ዕድመ ጸጋ አዩ ተወሳኪ ነሽተይ ነይረ ተይሉኪስ ሐይሊ ዐቢ ኩን ማለትኪ ጊጋ ነብሲ ሐሳዊ አዩ ዘይዕድሚካ ይህበካ please don’t be arrogant hi could Young
@nazrietkbreab4584
@nazrietkbreab4584 3 ай бұрын
ኣይኮረየትን ነብሲ ይራሰኑ ኢዮም ዘለዉ ክሳብ መወዳእታ ረኣያ
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 3 ай бұрын
Hdmona nebarit naybhaqi xbuk Medebat ajokum kexlwo ❤️👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@nanunanunaye5200
@nanunanunaye5200 3 ай бұрын
ኣነ ምስ ናይ ጂጂ ይሰማማዕ፡ ቅቡል ምኽንያት ኣይኮነንን ። ጉዳይ እንድሕር ሃሊካ ኣቐዲምካ ትዳለወሉ ግዴታኻዩ ። ወይ ክኣ ምስ ሰብ ዘይ ምቁጻር ፡ እንታይ ዝገበረ ሰብ ግዚኡ ትሰርቆ።
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 3 ай бұрын
Xbukat way jiji mehgol ashikkana❤❤❤
@ShewitFisehatsion
@ShewitFisehatsion 3 ай бұрын
Wedi tare dengikan Alka serhat hedmona nbarit haguzulna faynans keytkewen
@haderakelati1160
@haderakelati1160 3 ай бұрын
እዋይ ብዕድመ ጥፍእ ዝገርም እዩ። ጂጂ ሕደግ ንስኻ ኣያም ኢኻ ግን((ሓጺር ኣድጊስ ወትሩ ዒሉ)) ዳኣ ኮይኑ እምበር ንእሽቶይሲ ኣይኮንካን። ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏❤!!!
@ethiopiakifle2856
@ethiopiakifle2856 3 ай бұрын
Waeeeee nay behaki xebuke medeb jiji gen entay koynu zereba awhidu
@aumhayat7218
@aumhayat7218 3 ай бұрын
Eway eza sebeti nieshitey kitkewn tdeli ab werarat tiderf nera bizey mignan 25 tigebr nera hiji mis jiji eway wrdet
@chrissandro577
@chrissandro577 3 ай бұрын
ወዲ ሓማን & ዳኒኤል ቻቢኮ ኣምጽኡልና በጃኹም♥♥♥
@ፍቕሪዩመንገደይ
@ፍቕሪዩመንገደይ 3 ай бұрын
Asey deki erey lomi open zkone show arikumna des ktblu Amlak edmen tienan yhabkum😁❤❤❤
@selomungoytom91
@selomungoytom91 2 ай бұрын
ፊቪን ጸጋይ ኣምጽእዋ በጃኩም
@Sunwhite-entertainment
@Sunwhite-entertainment 2 ай бұрын
Febu ቡዙሕ የዕላሊት ኣይኮነት ኣብዛ ከምዚ interview ገለ
@toniklegesse4038
@toniklegesse4038 3 ай бұрын
Jeje shkor anka ranka
@esugere8138
@esugere8138 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 hidmona nebarit mitibae yedlyom eyu like nigberelom adey kemzeleku eye gere ziwesda nebsey kemzi kirie keleku Arona kea bravo kemwetru ajoka gobezzzzz🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@greatstar5111
@greatstar5111 3 ай бұрын
Yes Gigi haqu alo kebabi Eda Gorgesh betechristian between 8 to 9 eyu neru nfelto alena he was young
@brhaneweldeabzgi
@brhaneweldeabzgi 3 ай бұрын
Selam selam Abadi kemey aleka meas deani wata kielkaya 🎉🎉
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 17 МЛН
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Russo
Рет қаралды 100 МЛН
WARSAY FULL LIVE MUSIC SHOW - New Eritrean Music 2022(Official Video)
41:42
HRMET ENTERTAINMENT
Рет қаралды 828 М.
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 17 МЛН