ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ፈቨን ሳህለ ምስ ሳንዋት ኣሰፋው | Feven Sahle Vs Sanwat Asefaw - New Eritrean Show 2024

  Рет қаралды 117,441

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ፈቨን ሳህለ ምስ ሳንዋት ኣሰፋው | Feven Sahle Vs Sanwat Asefaw - New Eritrean Show 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaMqurWddr #hdmonaVideo #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 454
@semsem4563
@semsem4563 Ай бұрын
ፌቡ ምስ ዓበረት ሲ መልክዓ ጎዲሉ ዶ ይሕዋት ? ቀደም ብጣዕሚ፡ጽብቕቲ ነይራ ተዘይ ተጋግየ ዳይት ትገብር ኣላ ።ዕድመን ጥዕናን ፈቡ
@user-ix9rl1nn3y
@user-ix9rl1nn3y Ай бұрын
@@user-qx3ku6gz5n entediki gedeseki ghaf agame Febu& Esu nzelalem & 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
@user-ix9rl1nn3y
@user-ix9rl1nn3y Ай бұрын
@@user-qx3ku6gz5n denkor kordaf agame
@semsem4563
@semsem4563 Ай бұрын
@@user-qx3ku6gz5n ዕድሜካ ባ ይሕጸር ዕድመን ጥዕናን ን ኢሱ
@tesfaldet-vq6lo
@tesfaldet-vq6lo Ай бұрын
​@@user-qx3ku6gz5nsekt gahaf nska wey nski abknda gah ktbl eka mergem nregamieu eu
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 Ай бұрын
@@semsem4563 ade qol'a mukan eyu a'ebirwa bflay egri ztekele qol'a nebska eyu zewed'aka
@trhishsultan2794
@trhishsultan2794 Ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤሪ ሽኮሪናታት🙏🏾🇪🇷❤️። በጃኹም ናብ ሚድያ ክመጻ ከለዋ ነዚ ዎሎዶ አርኣያ ዝኸዉን አከዳድና ተኸዲነን ይምጸኣ ።ምክትታል ገዲፍናዮ👎🏽አከዳድና
@user-jw6xl3iu5q
@user-jw6xl3iu5q Ай бұрын
ሞዶሻ ን ዋሪን ኣርሕቆም ድዮም ኣምጽእሉና እልና ረብርብና❤❤❤❤❤❤
@gela884
@gela884 Ай бұрын
@@user-jw6xl3iu5q እሶም ድኣ ኣበይ ክርከቡ በሃራት ገዳይም ክሳብ ሎሚ ደኺምና ከይበሉ ኣብ ጥበብ ዘለዉን ዘለዋን ብልቢ ንሃርፎምን ንናፍቆምን ኣምጽኡልና ኢልና ተሓሊልና ገድፍናዮ ሓዚነ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 29 күн бұрын
ዋርስ ጠፊኡ ኣሎ
@Rahwa20156
@Rahwa20156 Ай бұрын
ሸዊት ሰረቀ and ራሄል (ኣዛሚት )ብሓንሳብ ኣምጽእወን pls
@adiamyonas-zp3qp
@adiamyonas-zp3qp Ай бұрын
ኣዝየ ዝፈትወን ስነ ጥበባውያን ግን የሕዋተይ ኣነ ጓል እንድየ ከናክን ኣከዳድና 0% ምክንያቱ ኣብ ከምዚ ክትቀርባ ከለክን ትክደነኦ ክዳን ኣዝዩ ተመራጺ ኢዩ 1 ሽግርክን ሰቂልክን ኮፍ መበሊክን ምክንያት እንታይ ኢዩ ይርደኣክን ዶ 2 ፌቡ ወላ ኮፍ ኢልኪ ከለኪ ማዓኮርኪ ይረአ ኣሎ እዚ ውን ካሜራ ማን ክገብሮ ዝግብኦ ነገር ኔሩ ኣንትን የሕዋተይ ጥንቅቅ በላ ንስክን መግለጺ ናይ ሓደ ሕብረተ ሰብ ኢክን እኮ ብዝተረፈ ጽቡቅ ጸወታ
@teshomemesgun347
@teshomemesgun347 26 күн бұрын
እዞም ስነ-ጥበባዊያን ሃገርናስ እንግሊዝ ሓዊስካ ምዝራብ ከም ምዕባለ ዲዮም ዝሓስብዎ? ኩሎም እንተስተባሃልኩሎም ብዙሕ ክጥቀሙ ይዕዘብ። ጸለውቲ ሕብረተሰብ ከም ምዃንኩም መጠን፡ በጃኹም እቲ ጽፉፍን እሩምን ቋንቋና ተጠቐሙ። ናትና ምስንዕቅብ ኢዩ ክብረትና።
@DawitHabtai-bs4wc
@DawitHabtai-bs4wc Ай бұрын
ሰላም ንዓኹም ይኹን ኣዳለዉቲ ሙቁር ዉድድር ሓደ ስነ ጥበባዊ ማለት ኣብ ሕብረተሰብ ዘሎ ጽቡቕን ሕማቕን ባህልን ስነምግባርን ዘንጸባርቕ ዝእርምን ዝንእድን ዝምህርን እዩ ስነ ጥባባዊ ኻኣ ንህዝቢ ከገልግል ኢሉ ብምርጭኡ ንቕድሚት ናብ መድረኽ እንድሕር ደኣ መጺኡ ባህልን ክብርን ናይሕብረተሰብ ክሕሉ ግድነትን ኣለዎ ኣብዚ መድረኽ ናይ ሙቁር ዉድድር ግን ንርእዮ ዘለና ኣዝዩ ዘሰክፍ እዩ ካብ ባህሊ ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝወጸ ንዓና ዘይመስልን ዘይዉክልን ኣለባብሳ ደቂ ኣንስትዮ ይዝዉተር ኣሎ ሓንሳብ ላምስያ ተኸዲነን ይመጻ እዛ ሓፍትና ሳንዋት ኣሰፋዉ ንምንታይ እያ ሞንኩባ ከተርእየና ነዛ ኻዳን 10 ግዜ ትስሕባ ዘላ እንድዒ ፌበን ሳህለ ዉን ሰለፋ ክትሓብእ መከራ ጸጊባ ኒሕና ኣብዚ ንነብረሉ ዘለና ዓለም ኩሉ ብዘይ መኸወሊ ቃልዕ እዩ ሓድሽ ነገር የለን እሱ ባህሎምን ባህለንን እዩ እስኽን ግን እዚ ክዳን እዚ በየናይ እዩ ንባህልናን ኣከዳድናናን ዝዉክል? ኣገልገልቲ ናይ ህዝቢ ሙኾነን ረሲዔን ዘለዋ ይመስለኒ እዚኣን ኣብ ዉልቃዊ መዓልታዊ ሂወተን ዝገብርኦ ነዉስወከፍ ምንቅስቓስ ክጥንቀቓ ዘለወን ይመስለኒ ንመን እየን ክመስላ ዝደልያ ዘለዋ? እስኽን ናይ ህዝቢ ኢኽን ድላይክንን ከም ዝደለኽንኦን ክትኮና ዘይኮነ ነቲ ባህልን ሕብረተሰብን ኢኽን ክትመስላ ዘለክን እዚ ኻኣ ብምርጫኽን ዘመረጽክንኦ ዓዉዲ እዩ እዚ ዓዉዲ ኻኣ ናቱ ሕግን ስርዓትን ስነምግባርን ከይድን ኣለዎ ስለዚ ነዚ ክቡር ሞያ እዚ ኣዑሚቖን ክምርምራን ክፈልጣን ሓገዝ ዝደልያ ይመስላ ምኽንያቱ ወላሓንቲ ነቲ ዝልኣኸንን ዝጽበየንን ሕብረተሰብ ዝዉክል የብለንን ንሳተን ጥራሕ ዘኮነ ኮለንን ኩሎምን ስነጥበባዉያንን ኣቕረብቲ እዚ መደብን ኣብ ላይክን ሳብስክራይብን ኣብ ጁባኹም ዝኣቱን ጥራሕ ዘኮነ ከተድህቡ ዘለኩም ኣብቲ ረዚን ዋጋ ዝተኸፍሎን ዝኽፈሎ ዘሎን ባህልን ክብርን ሕብረተሰብ እተዉርድዎ ዘለኹም ዕንወት ከተስተብህሉ ይግባእ ዘማዕርግን ዘጽብቕን ኣዝዩ ሙዑሩግ ባህላዊ ክዳዉንቲ ኣለክን ሓደራኹም ኣርምዎ
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 Ай бұрын
ንጹርን ሃናጽን ርእይቶ ኣካዳድና ናይ ገሊኤን ኣዝዩ ዘሕፍር እቶም ኣዳለውቲ መደብ ውን ገለ ሕጊ ተዘውጽእሉ ዝሓሸ ይመስለኒ ንሳተን ውን ክንዲ ናብቲ ዝተዓደማሉ መደባት ዘድህባ ምስ ክዳውንተን ዘለወን ስክፍታን ኣብ ሞንኩበን ድዩ ብካልእ ክተዓራርያ የሰልችወካ ተመሊሰን እቲ ቢድዮ ክርእየኦ ጽቡቅ ኮይኑ ይስምዓኒ ንካልእ ግዜ ይእረመላሉ ምስ ምሉእ ኣክብሮት ካብ ሓልዮትን ፍቅርን ዝብገስዩ ርእይቶይ❤
@alganeshteclai1797
@alganeshteclai1797 25 күн бұрын
Ezi Coment bteaemi bezhu tsbuk meada endyu gn aselchawi kkenu sle zkel sorry
@DawitHabtai-bs4wc
@DawitHabtai-bs4wc 21 күн бұрын
@@lemlemluulay6843 ክዳን ኣይተሕጽራ...! --- -- --- ኣትን ጐራዙ እትመሃራ ሓደራኽን ሓደራ ሓደራ ካልእ ድላይክን ግበራ እዛ ክዳን ግን ግደፋ ኣይተሕጽራ መኽበሪትክን ነገር ኣይተሕስራ፡ ንቕድም ብዳንጋ ጀሚራ ድድሕሪኡ ናብ ሰለፍ ሰጊራ ኣብ ኮሙስክን ዓጢቕክን ሽራራ እንታይ ገዲፍክናላ ነታ ኣውራ። እንተ ዀነ ኣውራ ኵሉ ሳዕ ኣውራ ብዘይከኣ የሎን ናብራ ዋላ መዓር ይኹን ዋላ እንጌራ፡ ኣባ ጅጐ ዓንተቦይ ዘኽበራ ብኽልተ እምባ ተሓጺራ ተዓዲላ ኣብ ጽኑዕ ሰፊራ እምበር ኣብ ርእሲ እንተ ትኸውን ተፈጢራ ኣብ ኢድ እንተ ትኸውን ተፈጢራ ሕሱም ኣስሓይታ ምስ’ቝረራ ጸሓይ ጾመ’ርብዓ ምስ መረራ ተበቍሳ ምኸደት በሪራ ኣጕባዝ ምጨነቘም ምሕባራ ድድሕሪኣ ምጸደፉ ኣብ ቋቝራ። ንባዕላትክን ክሕሸክን ተመኸራ እምበር ንሳሲ ሒዛ’ላ ጽቡቕ ስፍራ ኣይንስእናን ኣብ ዝነበረት ኔራ ንኣና ክትከውን’ያ ተፈጢራ። ማሰይና ነጋሽ ሳግላ (ነጋሽ ባይራኡ) ኣብ ጊዜ ምምኅዳር ሓፀይ ኃይለሥላሴ ኣብ ኣሥመራ ዝተገብረ ኤክስፖ ብ1972 ዓ/ም ዝቕረብዎ ማሰ እዩ። ካብ “ማሰን መልቀስን ቀዳሞት” ዘርእስታ ናይ ሰሎሞን ጸሃየ መጽሓፍ ዝተወስደ’ዩ።
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g Ай бұрын
Selam deqi erey shkorinatat edeme tenann yhabkum fetari ❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤ 🎉🎉🎉
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 Ай бұрын
ካብቲ ውድድር ንላዕሊስ እቲ ፍቅርኽንን ዋዛኽንን ቡዙሕ ኢኺን ሙጩዋት:: ብዓቢኡ ድማ ራሄለይን ኣሮንን ሽኮሪናታት ምጭዋት ኢኹም💚❤💚❤💚❤💪💪💪
@yumunzemenay
@yumunzemenay Ай бұрын
ዋውውው ኣገላልጻኪ ፈትዮ ፌቡ❤🎉
@BlesssedDay
@BlesssedDay 29 күн бұрын
ኣነ ዝገርመንስ ዉግን ዝበለ ክዳን ምግባርሲ ልዕሊ ማንም ነቲ ሰብ እዩ ነጻነት ዝስምዖ ማለት ክስሕብ ኪከድን ኣይሽገርን ሕጂስ ካብ ናብትን ናብትን ክትጀልዓ ክትጅላልዓ ትዉዕላስ እንታይ ኔርዎ ጽቡቕ ተከድንኪን ተተመጻ ስእሊ ኣብ ገልዒ ብጽቡቃትክን ትከፍኣ why?
@LiyaLiyaZeratsion
@LiyaLiyaZeratsion 29 күн бұрын
Yes behaki miska alku abiza hasbe
@abaditbereket9109
@abaditbereket9109 Ай бұрын
MERHABA MERHABA DEKI ERIYYYYYYY 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹😘😘😘😘
@abaditbereket9109
@abaditbereket9109 Ай бұрын
Feven shicor ajoki gual Ereyyyyyyy 🇪🇷 ❤️🌹🌹🌹🌹
@eritrea6227
@eritrea6227 Ай бұрын
Welcome deki erey marey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@mussietewelde3546
@mussietewelde3546 28 күн бұрын
ሽኮሪናታት ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb Ай бұрын
Klte shkorinatatn bluxatn nay hagerna ajokn kexleo egziabher edmen tenan yhabkn ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tmnitbrhane7001
@tmnitbrhane7001 Ай бұрын
Btaemi nufeat artist feben & sunwhite Ab zqixil wn medhanie (Berhe Beal ristu) koynu zwasae & Meron ( Shro) Ketemxulna btihtina nhatit. Nice job 👍👌
@molmalgigi9757
@molmalgigi9757 Ай бұрын
ሎሚ ክልተ ሽኻኩር ኣዋልድ febuye & sunny ናይበሓቂ ልብካ ዝመልኣ ኣዋልድ
@HayabeJohn
@HayabeJohn 25 күн бұрын
Anes neza raki btaemi eye zfetwa kibret seb zelewo michwti ftret❤🎉❤🎉❤🎉❤
@user-gu3li5ip9k
@user-gu3li5ip9k 29 күн бұрын
ሳነይ & ፌቦይ ምቁራት ፍጥረት ኩሉ ነገርክን ደስ ብሃልቲ ❤❤❤❤ሳነይ ድማ ናትኪ ቲፎዞ'የ ኣጆኺ!!!!!!
@BerhaneZeray-nz9ch
@BerhaneZeray-nz9ch Ай бұрын
ህድሞና ደስ ዝብል ማሃሪን ኣዛናግዒን ዝኾነ እኩም ተምጹ ዘለኩም የቀኔልና ብምቅጻል ዝብለኩም ከኣ ህልክ መዛናግዒን መሃርን ከኣ ንከተምጹ ንጽበየኩም ካብ ሓዊኩም ብልብ ዝፈትወምኒን በርሃነ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
@rahwagebreyesus1826
@rahwagebreyesus1826 Ай бұрын
Please be careful how you dress up, this is not fashion.
@SamruKesete
@SamruKesete Ай бұрын
መርሓባ ህድሞና ነባሪት ኣሪሮንን ራሄል ኣብ ስራሕኩም ኣሳል❤ ይምነ ግን ነዘን አብዚ መደብ ቀሪበን ዘለዎ አርቲስቲ በጃኽን ኣከዳድናክን ክትቅይያ ይግባእ❤❤❤❤❤❤
@almazabraha3443
@almazabraha3443 Ай бұрын
Btami des keblaka shikorentat ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@shamszegay9082
@shamszegay9082 Ай бұрын
Good job 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@arameyob9345
@arameyob9345 29 күн бұрын
Rahel haftey yeqreta ember be himam wey kalie xegem entizeykoynu. Ketqnsi alki deltki tekdeni emo ka neshtey eki ab gaztina nefti eki so please ajoki❤❤❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 29 күн бұрын
Sport ayftun ya megbi ke ayekorxn ye ko ila kk anber hakiki nsa ko tnas kaban
@awettesfa6461
@awettesfa6461 29 күн бұрын
እዚ ትብሎ ዘለኻ ይጠፍኣ ኢልካ ትሓስብ? ሞራል ሰብ ንምስባር ምኽንያት ሃሰው ኣይትበሉ። ልዕሊ ማንም ትምህርትን ንቕሓትን ኣለዎም። ነዚ መባእታዊ ነገር ነጋሪ ዝደልዩ ኣይኮኑን።
@user-mz2oh3kh3w
@user-mz2oh3kh3w 27 күн бұрын
Diet
@user-ig5dm3up6l
@user-ig5dm3up6l Ай бұрын
Welcam deq erey ajeken ayteferha ❤❤❤❤❤🎉❤❤❤❤❤❤
@AsterTekle-gp9uc
@AsterTekle-gp9uc Ай бұрын
❤ nice to see you guys ❤❤❤❤❤
@ShewitBajo
@ShewitBajo 17 күн бұрын
መርሓባ ደቂ ዓበይቲ ኣጆኩም በርትዑ ጽቡቅ ዕድል ይምነየልኩም
@Asmara-Entertaiment
@Asmara-Entertaiment Ай бұрын
Xbuq medeb ፡ zfetwen awald ❤ ....Hdmona nebarit kea thanks ....ezom zxarefukn kea nay gezae resom Stress zelewom eyom aytehazalom 😊
@semiraromodan-xl1xn
@semiraromodan-xl1xn 29 күн бұрын
Mashallah xbuq medeb eyu akedadina gn aygiden ne bahlekin entetimesla xbuq neru
@user-sx6py4sp7m
@user-sx6py4sp7m 29 күн бұрын
Des eilni eye reiya nay lomi simple nnebsen mesilen qeriben Mara beila febu bflay qexlyo kemzi eyu zexebqelki .❤
@NatanitEri
@NatanitEri Ай бұрын
Aseyy deqi erey xbuqat ❤❤❤😘
@HAREGU1
@HAREGU1 5 күн бұрын
Shikornatat deki Eri 👏🇪🇷♥️❤️👍🌿💚💋
@wt7061
@wt7061 29 күн бұрын
ደቂኤረይ ሽኮሪናታት ኣጆኽን ጥራይ ከሉ ጽቡቅ።
@eritrea2748
@eritrea2748 Ай бұрын
Nbeal wedi neged zeytemxwom hdmona ❤❤❤❤🎉🎉
@BlesssedDay
@BlesssedDay 29 күн бұрын
ኣይደልን እዩ ወዲ ነገደ ብዜካ ኣብ film ኣበይዶ ይቐርብ እዩ?
@sarahabte8725
@sarahabte8725 Ай бұрын
❤🎉❤
@SomebodyRBX
@SomebodyRBX 29 күн бұрын
ዘገርም እዩ እንታይ ንምባል እዩ መንኮባ ንታሕቲ ተብሎ
@saraweldslasie2403
@saraweldslasie2403 Ай бұрын
መርሐባ ደቂ ኢረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
@RasiBibiDesu
@RasiBibiDesu Ай бұрын
XUBUKAT FITRET ❤❤❤❤❤
@ermiyob2438
@ermiyob2438 25 күн бұрын
Deqi asmir xbuqat nezom negative zxhfu elfi fara aytgedesalom kulu mukan tklo eikin we love u deqi asmir ❤❤❤❤❤
@dl4055
@dl4055 Ай бұрын
Aseyy deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@rigatgebreslasie2337
@rigatgebreslasie2337 Ай бұрын
I LOVE YOUR VIDEOS❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@luwamunknown159
@luwamunknown159 Ай бұрын
Febu shkuorrr ma favorite artist ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Teklemariam.TeklehaimanoT
@Teklemariam.TeklehaimanoT Ай бұрын
Welcome. Bxot. Definitely. EREI
@skr1695
@skr1695 Ай бұрын
❤❤❤❤ ፌቡ ሽኮር ❤🎉❤🎉
@user-yk9gm9vj6k
@user-yk9gm9vj6k Ай бұрын
Hdmona xbuq medeb Rahel hayle with Rodas menges ka amxulna 🥰🥰🥰
@Dilfavor
@Dilfavor Ай бұрын
Mara do kemezmez abzihken, English mezrab mebale eyo mesilwen , o my gosh, I’m just kidding, excuzme, tigrigna eski tezareba , jelala aytebela
@Rahwa20156
@Rahwa20156 Ай бұрын
ክዛረባሉ ዶ ኣይኮናን english ተማሂረን ወይለከይ 🤔
@BlesssedDay
@BlesssedDay Ай бұрын
​@@Rahwa20156😂😂😂😂😂
@betielsimon8045
@betielsimon8045 Ай бұрын
ክልተ መሓዙት ሽኮሪናታት ❤❤❤
@user-xc5fr8pp5l
@user-xc5fr8pp5l 29 күн бұрын
Amazing akdadina fevu and San white 🎉🎉🎉 ... Nice program
@user-lk8kw2fd1b
@user-lk8kw2fd1b Ай бұрын
Medebkum xbuk nieru akedadna uyyy ilatkn badlas kab meas eyu ztejela nay menkob weridu kdan iygdn❤❤❤
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 Ай бұрын
Klte zfetwen sne tbebawyan edmen tienan yhabkn❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-qk1ro2fu8q
@user-qk1ro2fu8q 28 күн бұрын
In my opinion it was great and why most people are complain about the way they dress ..wearing modern clothes is been from the past and it is normal for Eritreans .. please don’t expect everyone to depend on culture outfits only ..
@kisunaho5507
@kisunaho5507 Ай бұрын
Raki mhelawa abzi medeb azeuuuu des yibleka rakiye wereja rezan kureeti love you kexlio ❤❤❤
@biniamweldemichaelb9384
@biniamweldemichaelb9384 27 күн бұрын
Eritrea artist speak your language please & good job beautiful handsome people❤🐪🐪👌💯🇪🇷🙏
@AhmedAhmed-h8z
@AhmedAhmed-h8z 25 күн бұрын
eska Daa languagezeytzareb dereq😮
@zakiamohamedseid4855
@zakiamohamedseid4855 Ай бұрын
Akdadna amhayish please
@abdulazizadem8285
@abdulazizadem8285 29 күн бұрын
deki asmera tsaeda shkorinatat nfalmay gizei wedieya ksab mechereshta btaemi sahabi neiru rahel atfienaki men yu hatati tahatati gerimuna dekesmera des yeblaka netsa eyen normal eyen zereyeo kalay tezdegmulna aymenewan eyen sidona entethlu kemay memekere ❤
@user-wi7ol9pl2f
@user-wi7ol9pl2f Ай бұрын
❤❤❤❤
@abrahamfikadu4330
@abrahamfikadu4330 29 күн бұрын
Febu qebax kemey diki tehegusni tebea eki ab zterayeki mzrabki. qexlwo deqi ERI ❤
@FurutunaTesheme
@FurutunaTesheme Ай бұрын
Febiteyy ma Queen 👸 ❤️ 💖 ✨️
@nayalemeysweet2402
@nayalemeysweet2402 Ай бұрын
Bitain des tibila nashtu situmat ab hadaren araya bdhrekin zelewa nashtu ahwatkin ❤❤❤
@asterhabtemariam4176
@asterhabtemariam4176 25 күн бұрын
Xebukate deki asmera shekorate ❤❤❤❤
@kisanet4715
@kisanet4715 Ай бұрын
አዋይ ደስ ክትብሉ እቲ ፍቅርኹም ደቂ ኤረይ ዓድና ቦታ ፍቅሪ ❤❤❤❤
@Fabulous-47
@Fabulous-47 28 күн бұрын
Sunwhite shikor modeley 🎉🎉🎉🎉🎉
@fqadkaamlakey9489
@fqadkaamlakey9489 Ай бұрын
N febu eba interviw gberulna ktbelh❤❤❤
@RasiBibiDesu
@RasiBibiDesu Ай бұрын
WAWWWW AKEDADINAKIN Esikin Shikorinatattt❤❤❤❤
@abebaukubay8641
@abebaukubay8641 Ай бұрын
Febu shikor 🇪🇷♥️🌷🌹🇪🇷♥️🌷🌹🇪🇷♥️🌷
@esutewelde1771
@esutewelde1771 29 күн бұрын
ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናንን አታ ሓላል ህዝቢ ሰላምን ፍቅርን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@m.g5367
@m.g5367 Ай бұрын
Anes wededer keri eye zatu enber Nay zen Deki asmra awled elal fesimu zeymsteni
@gerigeriyo7799
@gerigeriyo7799 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AsmeromTesfamichael-d6e
@AsmeromTesfamichael-d6e Ай бұрын
Mchiwat Ahwatey Bta'emi Des Tbla Edmen TI'enan Yhabkn Kemu Ewn Aron Hawna.
@bicherzere6312
@bicherzere6312 Ай бұрын
FEVEN Jigina shikor smart zifetiwa tewaset u look great ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏 🙏 🙏 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@AduamTomas
@AduamTomas Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari Ай бұрын
Welcome HDMONA NEBAIR❤❤❤
@asmeromamanuel7360
@asmeromamanuel7360 Ай бұрын
እዋይ ፊቡ ዓቢሪኪ ግን ከኣ ክልተ ቆልዑ ትዕብይ ኣለኪ ከኣ በጃክ ክዳን ጽቡቅ ግበራ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 Ай бұрын
Gerimuni ade qol'a mukan kebid eyu nbeyney nebsey zwd'e ymesleni nieru emo nFebu r'eye texenani'e
@ZaidGhebrihiwet
@ZaidGhebrihiwet Ай бұрын
ኣረጊት ሰበይቲ መሲላ
@ZaidGhebrihiwet
@ZaidGhebrihiwet Ай бұрын
ወዛ ጠፊኡ
@ZaidGhebrihiwet
@ZaidGhebrihiwet Ай бұрын
@@rahelgoitom6686 hahhhhhhhh
@ZaidGhebrihiwet
@ZaidGhebrihiwet Ай бұрын
@@rahelgoitom6686 Hahahahhhhhh
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m 25 күн бұрын
Raheley mkrti ms aron ,tray ekum xruy tigrinya tzarebu ember kulom mebale mesilwom ,Englisch yom dzarebu ❤🎉
@sshh5175
@sshh5175 Ай бұрын
ኣብ መደባትኩም ንደርፍን ትልሂትን ባህልን ናብራን ናይ ካልኦት ብሄራትና ኣአንግዱ ።
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 Ай бұрын
ህድሞና ጽቡቃተይ ዕድመን ጥዕናን ኦምነየልኩ:: እዘን ሙቁራት ተወዳደርትና ጽቡቅ መደብ እግበረልክን 💖💐❤💚
@MelatFrezgi
@MelatFrezgi 29 күн бұрын
Febu molaliza edmenn tenann yhabki fetari
@makueritrea2043
@makueritrea2043 Ай бұрын
Ajokn dekirey❤❤❤
@ritaabraha1231
@ritaabraha1231 Ай бұрын
Sun white I love her name
@rutagebreslase1862
@rutagebreslase1862 28 күн бұрын
SunWhite ☀️🌞 shkore love u
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ZaraRuba
@ZaraRuba Ай бұрын
Febu🎉❤ Queen
@edendiev2823
@edendiev2823 Ай бұрын
Ajokn❤❤❤
@HyabielSenai
@HyabielSenai Ай бұрын
Xubuk medeb hdmona nebarit nay ezen idumat ahwatna akedadna gn aygdn
@SelemawitZeray
@SelemawitZeray Ай бұрын
Edmen tenan yhabkum fetari deki Erey ♥️♥️♥️♥️♥️
@negasiandom
@negasiandom 29 күн бұрын
ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኹን ኩብራት የሕዋተይ ኣሮን ራሄል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፌቨን ጸጋይን ብሰራት ኣረጋይን በጃኩም በሓንሳብ ኣምጽኡሉና ሓደራኩም ❤❤❤ ሓውኹም ነጋሲ ካብ ሸወደን::
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 Ай бұрын
በለስ ናፊቕናዮ
@elsaberhane7185
@elsaberhane7185 Ай бұрын
Betem Xbebk desdbil ajoka qxlo nice frgram yhwatey Klkatkuom awhadye medbiye gal Tisge Rehlel haftye Betam Xbebk tqrvye and rcbikit alki qxlo ezahfty and Aroen Hawena Xbebk medbiye alkuom kbratye yhwatey eom Xbebk tgbro alkom gzahudmona yhwatey ❤❤🎉🎉🎉🎉
@eritrea6227
@eritrea6227 Ай бұрын
Febu shikor 🇪🇷❤️
@mesgennagenet-hz8ej
@mesgennagenet-hz8ej 27 күн бұрын
God bless you all 💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🇪🇷🌿🌿🌿
@nemielol.6036
@nemielol.6036 Ай бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️🇪🇷
@selamhadgu4628
@selamhadgu4628 Ай бұрын
መርሓባ ህድሞና ነባሪት ኣሮንን ራሄል ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነ ግን ነዘን ኣብዚ መደብ ቀሪበን ዘለዎ አርቲስቲ ዝባሃላ ምዕባለ ማለት ድዩ? በጃኽን ኣከዳድናክን ክትቅይያ ይግባእ
@asmaragodayf285
@asmaragodayf285 Ай бұрын
ፁቡቃት ደቂ ኤረይ ኣጆክ።
@LuwamTesfazion
@LuwamTesfazion Ай бұрын
febu shikor
@BrhanHaki123-1
@BrhanHaki123-1 Ай бұрын
ጸወታስ ኣይግድን ግን ❤🇪🇷 ኩሉ ግዜ
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari Ай бұрын
Hdmona Nebarit ❤❤❤
@ytewolde9350
@ytewolde9350 29 күн бұрын
ፌቡ ሹኮር ንፍዕቲ ዓባይ ተዋሳኢት ኢኺ ግን ቁርቡ ዓቢርኪ
Sep 11/2024 እዋናዊ መጠንቀቅታ ሰብ ስዊዝ ኣይተካእሉን
21:15
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 1,8 М.
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 36 МЛН
这三姐弟太会藏了!#小丑#天使#路飞#家庭#搞笑
00:24
家庭搞笑日记
Рет қаралды 120 МЛН