ረዳኢ ሓለፎም ይቅርታ ሓቲቱ/ ሓሳብና ስምዑና -ዶ/ር ደብረፅዮን/ መንግስቲ ክሲ ኣቅሪቡ

  Рет қаралды 25,942

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 33
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Ай бұрын
አየ ረዳኢ አለፎም ንትጋሩ አይትፈላሊ ናይ ተጋሩ ባሂሊ አለና መንገዲ ጸላኢ አይትኪፈት😮😮
@halhaltateferi6471
@halhaltateferi6471 Ай бұрын
ኩሉ ንትግራይ ንምድሓን ህዝብና ንምድሓን ሰላም ዝፈጥር ናይ ኣማራራሓና ልቢ ዘጥፈአ ይቅርታ ምሕታቱ ክንኣድ ይግባእ።
@KdusYosef
@KdusYosef Ай бұрын
ሐሰወቲ ክንደይ ዓመት ትሕስዉ
@etenshegezahegn2326
@etenshegezahegn2326 Ай бұрын
ረዳኢ ሓለፎም ሰብ መስሊና ነይሩ ህጂ ተረእናስ ቀንድ መስቶም ከሃድቲ ኮይኑ ጆኖሳይድ ህዝቢ ትግራይ ከይረእ ዝገበሩ ሃደ ተሃባባራይ ንሱ እዩ
@MemeKassa-o2e
@MemeKassa-o2e Ай бұрын
ለያቡ
@haymimillen166
@haymimillen166 Ай бұрын
Hewahet ketekeber alwa period
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround Ай бұрын
ግምምት ክውገድ ዘለዎም ደብል ስታዳርድ መሓውር አብይ አህመድ እዪም 😮
@MuhammedAbdelkadir
@MuhammedAbdelkadir Ай бұрын
ን 30 ዓመት ኣኪባ ገይሩ ለዉጢ ዘየምጽ ኣመራርሃ ሀዚ ከምጽ ዩ ኢልካ ንህዝቢ ምንጋር ብሰማእታት ከም ምቅላድ ይግለጽ
@Aduniahope
@Aduniahope Ай бұрын
ዝኣኽለን ያ ጥሒነንስ በዓለ ማርያም ይብላ" ኮነ ኢልካ ቲ መግለፂ ኣብቲ ዝድለ ግዘ ለጢፍካ ሽፋን ምስሃብካስ ይቅረታ፤ጌጋ ምዃኑ ኣቀዲሙ ምፍላጥ ድዩ ኣብይዎ ረዳኢ ወዮ ውድብን መንግስቲን ንፍለ በሃልቲ ጉጅለ መምሰልቲ
@GidayNayzgi
@GidayNayzgi Ай бұрын
ቂቂቂቂቂቂ፣፣፣፣፣፣፣፣፣
@Anonymous-iy2ew
@Anonymous-iy2ew Ай бұрын
እንታዩ ጉዱ እዛኹላ ሽኾላ ሕዋህት ንምፍራስ? ጉጅለ ዶር ደብረጺዮን ጠጠው አብሉ!
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround Ай бұрын
ግምምት ። ክባረር ዘለዎ ዕሉል ዕሱብ አብ ውሽጢ ኮይኑ ክሕኩር ሌባ 🙄
@habtomgebre1523
@habtomgebre1523 Ай бұрын
ther id no change hwhat for tgray
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Ай бұрын
ተጋሩ መጻወቲ ባምቡላ ናይ መንግስት ኤርትራን ኣምሓራን ኮይኑ ሰኣን ቆላሕታ መንግስቲ ትግራይ ብዝተትሓዘ ኩነታት ኣብ ደቡብን ምዕራብን ሰምየንን ህዝቢ እናተሳቐየ ይቕረታ ዘይተብሃለስ ወረቐት ብገይጋ ለጢፍና ኢልካ ይቕረታ ቐልዲ ጸወታ ቆልዑ እዩ ። ብስሩ ምሕሳብ ዝሰኣኑ እዮም ዝመስሉ ።ኣታ ናብ ህዝቢንዶ ቆላሕ በሉ እንታይ ወሪድዎም እዩ ።
@act1238
@act1238 Ай бұрын
UNLESS YOU AGREE YOU WILL DISAPPEAR BOTH OF YOU
@meemjjo677
@meemjjo677 Ай бұрын
Doctor Debretsion stay strong original man stand with tigray people those criminal banda messengers selfish power needs banda messengers selfish money lovers don't give them a chance free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF TDF 🙏🙏💪💪
@tarekegngebru3293
@tarekegngebru3293 Ай бұрын
"ረዳኢ ይቀቕሬታ ሓቲቱ"ኢልኪ ኣበይ ድኣሎ እቲ ናይ ይቕሬታ ዘረባ ?ፈሸኳላት
@alemwelela5777
@alemwelela5777 Ай бұрын
ራራ ንስኹም እውን ሓሶት ጀሚርኹም ደብረፅዮን ንሚልየን ህልቂት ዝከሓደ ክተቃጥሩ ሰሚዐ ንመረሻ ግዜ ንከይሪአኩም ኣባሪረኩም ኣለኹ
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround Ай бұрын
ዕዝር በል አነ አለኹዎም መተካእታ 😂
@MaryamuRaya
@MaryamuRaya Ай бұрын
❤❤❤😂😂
@negash7146
@negash7146 Ай бұрын
ካብመኣዝ እኹም ምስ ህዝቢ ዝተመኻኸርኩም ዘይ ብድልየትኩምን ብሓይልኹምን ኢኹም ትውስኑ
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 Ай бұрын
ቅርብ ኣይ ሓፍርን ድዩ ጆነሳይድ ኪሒዱስ መሊሱ ኣኼባ ይመርሕሎ?
@KalayouAberhe
@KalayouAberhe Ай бұрын
ሓስዊት
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ Ай бұрын
እዚ ብደብረዕንክሊል ዝምራሕ ጉጅለ ምሉእ ህወሓት ዘይኮነ ሓደ ክንፊ "ህወሓት" ኮይኑ እቲ ዝሓመቐን ዋኒን ህዝቢ ዘይግድሾ ፣ጄኖሳይድ ትግራይ ዝከሓደ ጉጅለ ስድራቤትን እዩ።
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Ай бұрын
@@ፀሊምሓድጊ ፍልጠትካ ጸርፊ ስለዝኾነ እምበር ተብሃለ ኢልካ ዘረባ ስኽ ኢሉ እዩ ። ኣነ ትግራዋይ እየ ዝብል ሰብ ኣብ ክንዲ ሓደ መንገዲ መሓዝ ሰላሳ ሃነብነብ ሩብሓ ህዝቢ የብሉን ። ህዝቢ ትግራይ ኣብ እግሪ ኣምሓራ ወዲቑ ልዕሊ 150 ዓመታት ደኒኑ በኽዩ እዩሞ መሊሱ ናብኡ ክወስዶ ዝደሊ ናይ ህዝቢ ዕንቅፋት እዩ እምበይ ፋይዳ የብሉን ። ኣቱም ግዝያዊ ምምሕዳር እትድግፉ ሰባት " ካልኣይ ዘይጋ " ምዃን ስለ ዘይርደአኩም እምበር እቱ ኣብ ሰባት እትዛረቡዎ ጸርፊ ምተረደአኩም ነይሩ እንታይሞ ሐዚውን መእሰሪ ብዘይብሉ ግዕዙይ ዘረባኹም ከም እትቕጽሉሉ ኣይንጠራጠረኩምን ቀጽሉ ።
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ Ай бұрын
@@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU ክቡር ሓው ኣየናይ እዩ እቲ ፀርፊ? ስለምንታይ ከ ንዲሞክራሲ ዝግበር ለዉጢ ካልኣይ ዜጋ ንምዃን እዩ ኢልኩም? ንሳኻን እቲ ንተጋሩ ዘፅነተ ጉጅለን ንትግራይ እንተዘይመሪሖም ተዋሪድና ዝብል ሓሳብ ካብ እኒ መን ይምንጩ? ስለምንታይ? ትግራይ እቲ ተፈቲኑ ዝወደቐን ህዝቢ ክፀንት ዝገበረ ጉጅለ እንተዘይመሪሕዋ ተስፋ የብላን ድዩ ዝበሃል ዘሎ? ብኸመይ? ትግራይ ካብ ጉጅለ ደብረዕንክሊል ዝሓመቐን ዝደኸመን ውዳበ ሪኣ ትፈልጥ ዶ? ህዝቢ ትግራይ ብዝበለየን መቃለሲ ዋኒን ብዘይብሉ ናይ ሓደ ከባቢ ጉጅለ ክትምራሕ ንምንታይ ይድለ? ትግራይ ለውጢ ትደሊ፤ለውጢ ትብህግ!!
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Ай бұрын
@@ፀሊምሓድጊ ሓቅኻ ሕእኽ ።ዋላ ዕድመኻ ብዘየገድስ ብሱሩኸ ድሕሪ ኣጼ ዮውሃንስ ትግራይ መራሒ ሄልይዋዶ ይፈልጥ? ዝሓወይ ቁርብ ክክፍልክ ። ትግራይ ፡ እምበጣ ፡እንትበልዖ ፡ በረድ እንትወቕዖ ፡ ዓሶን ሕማም ተላገብን ፡ እንትውደኦን ፡ ገንዘቡ (እንስሳ ዝብት) ከምጉልሓይን ካሕእን ዝመሳሰሉ ሕማማት እንትውዳኣ ፡ ቆላሕ ኢሉ ዝሪኦ መንግስቲ ሃልድዎ ኣፈልጥንሞ ናብ ታሪክና ምልስ እናበልና እንተነርተውዕል ። ሐዚ ግና ዝበሃል ረብሓ ካብዘይነበረን ሆ
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 Ай бұрын
ዋይ ዶ/ር ደ/ር ደብረፅዮን ግን ንእሽቶይ ኣይሕፍሮ ጆነሳይድ ኪሒዱስ መሊሱ ኣኼባ ይመርሕ ኣሎ?
@tarekegngebru3293
@tarekegngebru3293 Ай бұрын
"ረዳኢ ይቀቕሬታ ሓቲቱ"ኢልኪ ኣበይ ድኣሎ እቲ ናይ ይቕሬታ ዘረባ ?ፈሸኳላት
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Ай бұрын
ራራ መላኻዕቲ
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
00:31
Hungry FAM
Рет қаралды 6 МЛН
PRANK😂 rate Mark’s kick 1-10 🤕
00:14
Diana Belitskay
Рет қаралды 6 МЛН
Walking on LEGO Be Like... #shorts #mingweirocks
00:41
mingweirocks
Рет қаралды 6 МЛН
Mia Boyka х Карен Акопян | ЧТО БЫЛО ДАЛЬШЕ?
1:21:14
Что было дальше?
Рет қаралды 11 МЛН
እዋናዊ፡ኣብቲ ዓብዪ መድረኽ "ዋዕላ ትግራይ"  ዝተሳተፉ እንታይ በሉ?  9/11/2024
44:48
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 10 М.
ርኢቶ መራሕቲ ሃይማኖት - ላዛ ትግርኛ
29:46
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 6 М.
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
00:31
Hungry FAM
Рет қаралды 6 МЛН