ርዝነት ናጽነት - ዛንታ ኣብ ሓደ ግንባር ኣብ ሓደ ድፋዕ ዝጸመዱ ኣደን ወድን | ERi-TV Documentary

  Рет қаралды 159,416

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ሰውራ ኤርትራ ናጽነት ንምምጻእ ዝተፈላለዩ ቅያታትን መስተንክራዊ ታሪኻትን ሰኒዱ'ዩ።
ኣብ ከይዲ ገድሊ ንናጽነት ብዙሓት ኣጋጣሚታት እካ ኣጋጢሞም እንተኾነ፡ ታሪኽ ንግስትን ስድራቤታን ግን ካብ ኩሎም ኣጋጣሚታት ኣዝዩ ፍሉይ'ዩ።
ሰነዳዊት ፊልም ርዝነት ናጽነት ድማ ነዚ ክትኣምኖ ዘጸግም ዛንታ ሰኒዳ ኣላ። ዛንታ ኣብ ሓደ ግንባር ኣብ ሓደ ድፋዕ ዝጸመዱ ኣደን ወድን።

Пікірлер: 380
@wt7061
@wt7061 3 жыл бұрын
ከም ኤርትራዊት ኣደስ ትህሉዶ ኣይመስለንን ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና
@johnteklu9316
@johnteklu9316 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💪💪
@adu8778
@adu8778 3 жыл бұрын
I am not crying I am Proud of you our heros 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 3 жыл бұрын
Yes you are right, we praud the eritrean people💝💝💝 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝
@samsontsegay5131
@samsontsegay5131 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞
@asterghebreamlak218
@asterghebreamlak218 3 жыл бұрын
Yes, we are proud of our Heroes
@timnityemane4438
@timnityemane4438 7 ай бұрын
መን ከም ኤረትራዉት ኣደ ክሓስቦ ከሐኩ ጠቅላላ ዝሰምዩ ሰም እየ ዝስእን ንዘልኣለም ታሪክ ኣዴታትና ኣብ ልብና ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ኤረትራዉነት ክብር መንነት🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@samsomwedieri447
@samsomwedieri447 3 жыл бұрын
እዋይ ኣደይ ቅድሜኪ ድኣ ኣብ መወዳእታስ ነቢዕኪ እኮ ኣንቢዕክና ኩሉ ዘልዋ ንሰዉራን ናጽነትን ኤርትራ ዘወፈኪ ሓርበኛ ኣዴና ንግስቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ሳላ ገድልን ገደልን ዝፈጠሮ ሽግርን መከራን እምበር ንስኪ ጸኢርክዮ ዘለኪ መን ምጸሮ 🇪🇷❤🇪🇷❤ .
@amanamena5826
@amanamena5826 3 жыл бұрын
እንዳ ራህዋ ማማ ዛይድ አበባ ግደ አዴታትና ለዋሃት ልዕሊ አደ ቓላት የብለይን ❤🇪🇷❤⛪❤⛪❤⛪❤🇪🇷🕌❤🇪🇷🍀🇪🇷❤🇪🇷🍀🕌🍀🇪🇷🕌🍀❤🇪🇷🍀❤🇪🇷🍀❤🇪🇷🇪🇷🕌❤⛪
@lolololololol369
@lolololololol369 3 жыл бұрын
Thank you eri-tv. She is my grandmother. I am so happy that my family's history will always be preserved and told to others. Proud eritrean.
@mibrakabraham999
@mibrakabraham999 3 жыл бұрын
Realy we proud of them 10q God for being part of them and you are lucky
@danielmearig7354
@danielmearig7354 3 жыл бұрын
you are Lucky
@yirgariesom8340
@yirgariesom8340 3 жыл бұрын
Yobel please can you give me mama ngsti phone number?
@mussietekie1205
@mussietekie1205 2 жыл бұрын
Awet nhafash
@ericaflower7
@ericaflower7 2 жыл бұрын
It is one of the many untold families fighter's for our independence, proud to be part of this story!
@dmgalves3291
@dmgalves3291 3 жыл бұрын
እዛ ዓለምሲ ንተጋዳላይ ጥራይ ፈጢራ ስቅ ዘይትብል ነበረት ::
@dessaleberhe108
@dessaleberhe108 3 жыл бұрын
Ya
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 жыл бұрын
SHABIYAWIAN
@jesusking1558
@jesusking1558 3 жыл бұрын
Bhaqi bjeka jugnnt kfat zeyblom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🐫🌍⭐⭐⭐⭐⭐💯🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 жыл бұрын
ሰብ ከሎወ ሰብ ምዃን ዝረሰዖ። ተጋዳላይ
@samrawittesfu5098
@samrawittesfu5098 3 жыл бұрын
Abey amenay
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 3 жыл бұрын
መዋዳድርቲ ኣልቦ ጽንዓትን ጅግንነትን ደቀ ኣንስትዮ ኤርትራ ለሚን ለሚነይ ትብል ደርፊ ናይ ጓል ሓለፋ ንኹልኽን ኣዴታት ተጋደልቲ ኢያ ትውክል ዕድመ ማቱሳላ ይሃብክን ንኹልኽን ተጋደልቲ y💌🇪🇷😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🙏
@venusvenus1654
@venusvenus1654 3 жыл бұрын
ዘሕብን ዛንታ ስድራቤት ሕድሪ ስዉአት ነተግብር ዓወት ንሐፋሽ💪💪💪🇪🇷❤🌷
@berektigiorgis9959
@berektigiorgis9959 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@amlesetkahsay3667
@amlesetkahsay3667 3 жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 jeganu abotatey adetatey I can't stop crying proud of you ❤ wegenatey
@whdesta4655
@whdesta4655 3 жыл бұрын
YOU are special mother. We are proud of. R.I.P our beloved.
@Hzbawit
@Hzbawit 3 жыл бұрын
This history it can give you the meaning of been Eritrean & Eritrean mothers 🇪🇷🇪🇷🤝🇪🇷
@amanamena5826
@amanamena5826 3 жыл бұрын
አሰይ ደቒ ሳትረብ ደቒ ዜሮ ፡ ዕድመን ጥዕናን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓራግ ከነዝልቕ ንገህተብ ጀላሃንቲ ወዘተ ክንከይድ እቶም ምሕላፍ ዘአበይና ንዓራግ ክነአቱ፡ ይዝከረና እቶም ዝኸልኪልና ንዓና ንምጥፋአ ኢዩ ነይሩ ደቒ ዜሮ ዓድመ ይሃብኩም ንድሕሪት መሊስኩሙና ህዝባዊ ግንባር መግለጺ ቓላት የብለይን ኩሉ ኢዩ ንዓይ ህዝባዊ ግንባር
@amanamena5826
@amanamena5826 3 жыл бұрын
ንግስቲ ዕድለኛ ኢኺ ጅግና ሓፍተይ 🇪🇷❤❤❤❤🍀🇪🇷🍀🌿🍀🌿🍀🌿🍀🌿🌿🌿🌿🌿🍀🇪🇷🍀🇪🇷🍀🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🇪🇷🍀🌿
@weinighebrehiwot7718
@weinighebrehiwot7718 3 жыл бұрын
ንግስቲ ጽብቕቲ ከምዚ ሕጂ ዕብየት ዝነበራ መልክዕ ከይደወነ : ዕግስትን ምቕልልትን ጸዋርን ተጋዳሊት :: እንቓዕ ብዝተረፉ ውላድኪ ተደበስኪ ::
@eweaneeye9099
@eweaneeye9099 3 жыл бұрын
Thanks more kbrti haftey adey eya
@weinighebrehiwot7718
@weinighebrehiwot7718 3 жыл бұрын
@@eweaneeye9099ንግስትስ ኣበይ ትህሉ ትኸውን ይብል ነይረ :: ቀጣን ተጋዳሊት ካብን ናብን እናበልት የ ዝፈልጣ :: ብዓቢኡ ከኣ ኣደ ሓውናን መታዓብትናን ኤፍሬም :: ኣብድዋን ሓብሕብዋን እስከ ነግሽ ጽብቕቲ :: She deserve it.
@aduniaaman2823
@aduniaaman2823 Жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ዛንታ ቀጽልዎ
@hareguadhanom7319
@hareguadhanom7319 Жыл бұрын
🙏ንግስቲ ጅግና ጸዋር መዳርግቲ ዘይ ብላ ጅግና ኣደ ብሉጻት ኣደ ናጽነት ብሳላካትክን ብጽንዓትክን ደቂ ኤረይ ብዝተረፉ ውላድክን ተሓጎሳ 🙏🇪🇷♥️💐🌹🇪🇷🦁
@freedom8691
@freedom8691 3 жыл бұрын
Amazing, she is so strong proud Mam. God be with our hero.
@berihuhadish2729
@berihuhadish2729 3 жыл бұрын
እቲ ዝመረረን ዝጸንከረን ሓሊፍኩም ነዛ ሃገር ሃገር ኣምሲልኩማ ኢኹም እቶም ጥፍኣትኩም ዝምነዩ ዝነበሩ ውን ከይፈተው ንህላውነትኩም ተቐቢሎሞ እዮም። ብህላውነትኩም ዑጉባትን ሕጉሳትን ስለዘይኮኑ እዮም ካኣ ካብ ምዓልቲ እገዳታት እናገበሩ ዘፋራርሕኹም ዘለው ጽንዓትኩም ድቃስ ሰለዝኸልኦም።
@jesusking1558
@jesusking1558 3 жыл бұрын
Bhaqi ezi u tekefilu an alarm medarguti zeyblu fkeri hagern meswaetn ahurr abilwom hasadat forebay tehababertomn aynom dem meliewom mesta sweat dma yewrdelom ywerdom dma alo
@erinabella5455
@erinabella5455 3 жыл бұрын
ብሓቂ ብሓቂ 🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷💪
@tesfaldetkidane8167
@tesfaldetkidane8167 3 жыл бұрын
ደቂኤረይ ነስተውዕል እሞ መጀመርታ ሓደደ ነገር ኣሎ ንሱ ኽኣ ምዕቃን እዩ ወይክኣ ምምዛን እዩ ነዚኦም ክመሚ ዝኽእል መሰረታዊ ዝኾነ ኣታሓሳስባ ምዓልታዊ ክማዕብል ዘኽእል ኣታሓሳስቦ ኣንድሕር ዘይብሉ ኤረትራዊ ኾይኑ ነዚ ሎሚ ንሱምዖን ንሪኦን ዘሎና ንጹር ና ይ ሎሚ ወሎዶ ውዕሎ እዩ ንዝመጽእ ዉሎዶኽኣ ኑጹር ታሪኽ እዩ ስለዚ ነዚ ኸቢድ ዋጋ ዝተኹፍሎ ብኣፍሪቃውያን ክምዘንን ክዕቀንን ከሎ ኣዋዳድባ ህዝባዊ ግንባር ሕመረት ሓቀይና ታሪኽ ኤርትራውያን እዩ መዋዳድርቲ ኣልቦ ክብሃል ድማ ይክኣል እዩ ነዚ ንጹር ታሪኽ ኤርትራውያን ዝሕንክር ኤረትራዊ እንተሎ ህበይ የውልድ።
@abelteklit8791
@abelteklit8791 3 жыл бұрын
@@tesfaldetkidane8167 ywled ewe nay bhaqi
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 3 жыл бұрын
kberi mokosin nsiwAtna wetru Awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊😭😭😭
@erinabella5455
@erinabella5455 3 жыл бұрын
እዚ ዘገርም ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን አዝየ ዘስደምም ብዘይካ አብ ኤርትራ አብ ማንም ሃገር ናይዛ ዓለም ዘይተፈጸመ ቆራጽነት: አቱም ናይ ምጽሓፍ ክእለት ዘለኩም አብ ጽሑፍ አስፍርዎ በጃኹም: ወሎዶታትናን ዓለምን ይፍለጥዎ ሓደራ: ዘልአለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና : ዓወት ንሓፋሽ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rgrg943
@rgrg943 3 жыл бұрын
ከብድኻ ይበልዕ እዚ ጸጊቡ ሃምበርገር እና በዐ ዝላገጽ በዞም ኒኣና ኢልም ሕሱም ሕልፈት ዘሕለፉ ኣነ ንኽሰምዕ ብጣዕሚ በኽየ ከምይ ዘሕዝን ዩ ንግስተይ ኣምላኽ ኢዱ የምብረልኪ ሉሉ ኤሪትራ ኢኺ ጂግና ጻማኺ ኤሪትራ ሰላማ ንምርኣይ ዩ እመ ጻማኺ ይሃብኪ ንግስተይ ኣይፈልጠክን እየ ግን ታሪኽኪ ኣምቢዑኒ 🇪🇷❤💕
@Erinashuker2009
@Erinashuker2009 3 жыл бұрын
ኤርትራዊት ጋል አንስተይቲ ልዕሊ ኩሉ ፍጡር እያ....ማማ ንግስቲ .....እንታይ ኢለ ክገለጸኪ ....እንዱዕ .....
@wholefamily98
@wholefamily98 3 жыл бұрын
I don't know what to say , deeply thankful for your precious life 😪❤🇪🇷🙌🏿
@rozinamaryoparialo8651
@rozinamaryoparialo8651 3 жыл бұрын
ኣዋይ ኣደ ተጋዳሊት ንዓይ ገሪምኒ እቲ ንሕን ሓቦን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ጋልኪ ደቂ ጋልኪ ዝተረፈ ዕድመ ይሃብኪ
@barud7769
@barud7769 3 жыл бұрын
እወ ናይ ብሓቂ ዘረባ ጽቡቕ ከይሃብካ ጽቡቕ ኣይርከብን ዩ ። እንታ ይ ኢለ ከም ዝጽውዓኪ እኮ ጠፊኡኒ ፥ 🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏅🏅🏅🏅🏅❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹
@yemanetsegai4220
@yemanetsegai4220 Жыл бұрын
ንመጀመርያ ነዚ ናይ በሓቂ ልቢ ዝትንክፍ ታሪኸ ንትሰምዕ ምእማን ዘጸግም አብ ዓለም ከምዚ ክርከብ ዝክኣል አይኮነን ነዚ ኹሉ በጽንዓት ስዒራቶ እንቃዕ ድማ ፍረ ጻማኪ አርአየኪ ከብረት ይሀበልና ንሰለ እዛ ሃገር ዝሓለፈ ከብርን ምጎሰን ንቶም ንዛ ሃገር ዝሓለፈ ዓወት ንሓፈሽ ።
@miriam-g6546
@miriam-g6546 3 жыл бұрын
ክሳብ ትውድእ ክሰምዓ ኣይካኣልኩን ህዝቢ ኤርትራ ዝኸፈሎ መሪር ዋጋ ንናጽነትን ንምውሓስ ላኣላውነትን ረዚን ዋጋ ሓንቲ ኣብነት እዛ ስድራ ኢያ፡ ጻማ ስለዝተረኽቦ ግን በዚ ንሕበን፡ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና ።
@akilehab377
@akilehab377 3 жыл бұрын
The price of free Eritrea! Eternal Glory to our beloved Martyrs.
@meharigoitom468
@meharigoitom468 3 жыл бұрын
ተጋዳላይ ዳኒኤል ጸሃየ ዓርከይ እንኻዕ ከምታ መብጽዓካ ገበርካ:ብጣዕሚ ዘገርም ታሪክ:መን ከም ኤርትራዊት ኣደ እሞ ክትህሉ:ኤርትራውያን ኩሉ ነብስና ታሪክ እዩ:እዚ ታሪክ ኣብ ሳትረብ ዓሚ ከምዚ ሕጂ ከተዕልለና ከለካ ይዝከረኒ:ወዲ ተዓገስን ሃይላትን ከኣ ነዚ ሰሚዖም ክውን ክንገብሮ ኢና ምባሎም ከመስግኖም ይደሊ:ስለዚ እዚ ስለ ዝኮነ ታሪክና ጸኒዕና ንነብር:ሰማእታትና ኩልግዜ ኣብ ልብና ዓወት ንሓፋሽ::
@alwayshopeful2614
@alwayshopeful2614 3 жыл бұрын
ጸጉረይ ሓፍ ሓፍ ኢሉኒ እዞም ሓርበኛታት ኣቦታትናን ኣዴታትናን'ሲ ምዓስ ኢና ንኽሕሶም ዕድመ ይደፍኡ ኣለዉኖ ዘይኢዳ ዝረኸበት ሃገር ኣሕ
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea Жыл бұрын
እወ ንግስቲ ሓቅኺ ሓደ ሓለፋ ዘለዎ ኣሎ እንታይ እሞ ይገበር 😭ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ💪❤🇪🇷❤🇪🇷🌴🐪🌴
@samrawitisak4324
@samrawitisak4324 3 жыл бұрын
Can’t stop crying 😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊
@lemlemd2874
@lemlemd2874 3 жыл бұрын
Z z zzz z a. Z %%z a
@jesusking1558
@jesusking1558 3 жыл бұрын
Entay malet u SDI lemlem Elli zeleki
@dejenredae1594
@dejenredae1594 3 жыл бұрын
Kemzi gerkum kulu gize akrbulna deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 3 жыл бұрын
ህላውነትና ከጥፍኡ ክንደይ ጽዒሮም ግን ኣይጠፋእናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወላዲት ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና 🇪🇷🙏
@LovelyAtv-kf6vc
@LovelyAtv-kf6vc 8 ай бұрын
Amazing she is so strong proud mom God bless you
@lulakiflemariam4258
@lulakiflemariam4258 Жыл бұрын
I'm so Proud to be Eritrean 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@mizanabraha573
@mizanabraha573 7 ай бұрын
ኣሕ ተጋደልትና ብዝኮነ ነገር ዘይትክኡ ፍጥረት ምንአስ ፈጣሪ ዘለዓለማዊ ዝክሪ ንስዋአትና❤
@asefbizen9013
@asefbizen9013 3 жыл бұрын
ታርክና ታሪኽ ኤርትራውያን ታሪኽ ጅግንነትን መወዳድርቲ ኣልቦ ቅያ እዩ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ ኣምላኽ ኒኤርትራን ሕዝባን ይባርኽ ።
@jesusking1558
@jesusking1558 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@lulrbahri
@lulrbahri 3 жыл бұрын
Amen
@nahommichael2306
@nahommichael2306 9 ай бұрын
❤😢 this jst break my heart..🇪🇷❤️🇪🇷
@er-jw9vq
@er-jw9vq 2 жыл бұрын
ስዋእታትና ጀጋኑ እዮም ኮይኖም ሞይቶም ። ጅግና ጅግና ይወልድ ጽንዓት ይሃብኪ ኣደና ኣጆኪ ኩላትና ኢርትራውያን ደቅኪ ኢና ። ዘርኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷(
@tesfalemyemane2234
@tesfalemyemane2234 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Medargty albo Tarik Eritrawyan rezin Tarik bizuhun rezinin waga meswaety zitekefla Hager Eritrea PROUD TO BE ERITREAN
@salihosmansom1827
@salihosmansom1827 3 жыл бұрын
ብሩህ ጽለማት ነዚ ክርዩዎ ኣለዎሞ ኢዞሞ ጠላማት።
@jesusking1558
@jesusking1558 3 жыл бұрын
Ayrdomn u ezom telamat kahudamat xerea huzbn hagern mada Eritrea yom 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@tesfuberaki2776
@tesfuberaki2776 3 жыл бұрын
ብሩህ ጸልማት እኮ ገሊኦም ኣግኣዝያን ገሊኦም ትግራይትግርኚ ገሊኦም ከዳዓት ሰውራ ኤርትራ ዘይኣምኑ እዩ ስለዚ ወዲ ኤረይ ንሕና ጥራይ ኣብ መትከልና ክንጸንዕ ኣሎና ብርሁ ጸልማት ፈሊጦሞ ኣይፈልጥዎን ደምጽእዎ ለውጢ የሎን ክቡር ሓው
@selambfkri6476
@selambfkri6476 3 жыл бұрын
Beke entay kem zbl keman ayfeltn eye,,,, Erey kebid eyu wagia🇪🇷
@tsegaabraham9800
@tsegaabraham9800 3 жыл бұрын
🇪🇷🙏🏿♥️ it's really difficult and unbelievable how we get it done 🇪🇷👊🏿 I'm ready really proud of our mothers, father's, son's and daughter's and all ERITREANS for all the sacrifices you gave 🙏🏿. I can't thank you all enough. For the most this is my family history and I'm very proud of it🇪🇷👊🏿 just one of it... Evey family is a hero, AWET NIHAFASH 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kokilula9633
@kokilula9633 3 жыл бұрын
እዋይ ጽንዓት እዋይ ጅግንነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ጅግና ሓርበኛ አደን ተጋዳሊትን።ዘልአለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውአትና
@anagoitom9125
@anagoitom9125 3 жыл бұрын
Abete xinat 😭😭 deki erey ayniresayom ba ezmon kulom zihalefu geanu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@ericaflower7
@ericaflower7 2 жыл бұрын
Eri-TV thank you for digging out this amazing documents!!
@ghergisghebray6136
@ghergisghebray6136 7 ай бұрын
wawwew ktamno zkeyd zanta Eritrawyan kbrn mogosn yhabkumn 🙏🇪🇷🍀❤
@asushkor1407
@asushkor1407 Жыл бұрын
Erterawi kubure menenete 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 3 жыл бұрын
Strong mum we are proud to have a mother like you, eternal glory's to our martyrs, mama ngesty beautiful strong mind we love you, 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@yehdegoyosephe1196
@yehdegoyosephe1196 3 жыл бұрын
THE MOST WONDERFUL PEOPLE IN OUR HISTORY. THIS IS OUR HISTORY NO ONE CAN EVEN TRY TO TOUCH IT. WE ALL PAY HEAVY PRICE FOR OUR FREEDOM IN ERITREA.. WE WILL REMEMBERING THIS HISTORIC MOMENT OF OUR DAY. WE ALL MISS OUR HEROES THOSE THEY PAY HEAVY PRICE FOR THE COUNTRY ANTILLE KNOW. LONG LIVE ERITRE PEOPLE AND OUR ERITREAN GOVERNMENT AND ADMINISTRATION OFFICIALS. LOVE YOU ALL ERITREAN
@yasinmohamedzain1808
@yasinmohamedzain1808 7 ай бұрын
Wow Eritrean wow amazing 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@nagatnagat1947
@nagatnagat1947 3 жыл бұрын
አወይ ጰንዓት ንጊሰቲ ሐፈተይ እተን ዝተረፉ ከንድሽሕ ይኩኒልኪ
@jesusking1558
@jesusking1558 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen bhaqi
@eweaneeye9099
@eweaneeye9099 3 жыл бұрын
Amen amen 🙏
@Eritrea91245
@Eritrea91245 3 жыл бұрын
ጂግና ጂግና ወሊዳ፡ ጽንዕቲ ወላዲት ፡ነዛ ኮመንቲ ተንቡቡ፡ ኣብዚኣ ኮመንቲ ኣንቢብኩም ዘለኩም፡ንሕድሪ ዛ ቅድስቲ ሜሬት ዛሓከፉ ጀጋኑ ክንብል ዓዓቅምና ናሓግዝ በጃኩም፡ኣዲኣ ውን 93ዓመት ጌረን ኣለዋ ዝራኣክመን ኣብ ግዜ ምትሓዝ ሰገነይቲ ይዕልላ ኔረን ሓደራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aslitesfu6736
@aslitesfu6736 3 жыл бұрын
Adie n Mama Nigsti 103 eidme geren mis ykreta 93 gerkaya
@eweaneeye9099
@eweaneeye9099 3 жыл бұрын
Hallo hawey natey thanks zleti hasabatka giala eye abayey ka 103 giara ala gn nay mntay hagez eu ezi tblo zeleka melseley kxbeyeki eye 🥰
@በለስ-ጨ1ጐ
@በለስ-ጨ1ጐ 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ኣይትንብዒ መስዋእቲ ደቅኪ ብላሽ ኣይኮነን።ኣንታ ህግደፍ ግን ንብዓት እዘን ዉጽዓት ዉሕጅ ኮይኑ ክወስደካ እዩ።
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 3 жыл бұрын
ZELALEMAWI ZEKHRI NESWATNA 🕯🕯🕯🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊
@bahransereke280
@bahransereke280 3 жыл бұрын
Uff ffffff abet xnat 😪😪❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
ታሪኽና ታሪኽ ቅያን ጅግንነትን ኢዩ።ታሪኽ ዝሰርሐ ብሂወቱ ከሎ ሃየ ሰንዱልና።ኡፍፍፍፍ ተንካፊ ታሪኽ:ግን ጽንዕቲ ኣደ:ጅግና ወላዲት:ጅግና ተጋዳሊት። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@mahtaisak3562
@mahtaisak3562 Жыл бұрын
Aske Beli zterefe admeki bhagots yehlfyo Anti jigna btseyti Kulu tegadilu mo aykemakn 🙏🙏🙏👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zelulkahsai6543
@zelulkahsai6543 7 ай бұрын
ሃገር ሰብ ኣለዋ ዝዋራረስ ታሪኽ ጀግንነት!
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 3 жыл бұрын
Zelalemawi zkri nswatna Awet nhafash kbri ysemaeki gegana🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@godislove1991
@godislove1991 3 жыл бұрын
I am speechless about my Etitrean people TPLF ,thanks so much for sharing us our hero may God bless you abundantly
@jesusking1558
@jesusking1558 3 жыл бұрын
I am not understand your comments
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 3 жыл бұрын
ኤርትራዊት አደ ፈራይት ጀጋኑ
@makdatewolde3180
@makdatewolde3180 6 ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾 Awet Nihafash ZELALEM ZIKRI NISIWEATNA 🙏🙏❤️WETRU AB LIBNA🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏❤️
@sk-fd5di
@sk-fd5di 3 жыл бұрын
Can't stop crying 😥
@mussieghirmai9979
@mussieghirmai9979 3 жыл бұрын
I am proud of you you the best we love you
@tekletsegay551
@tekletsegay551 2 жыл бұрын
Sawra Eritrea buzuh hiwet u telibu. sela ezom jeganu nineber alena. kibri netom zeytika hiwetom zeybbkulna. deki halal meret 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sereke50
@sereke50 3 жыл бұрын
መን ከም ኤርትራዊት ኣደ ሕልፊ ኩሉ ግን ኤርትራዊት ተጋዳሊትን ኣደን ሓለፋ ኩሉ ገድሊ ዝተጋደልኪ ሓበን ኤርትራ ዝኾንኪ ድማ ሓርበኛ ተጋዳሊት ንግስቲ ብሳላ ጽንዓትክን ተወፋይነትክን ምስ ብጾትኪ ሃገር ዝፈጠርኪ ሓበን ሃገር እኺ'ሞ ሓበን ይሰማዕኪ ኣብ መጨረሽትኡ ከኣ ምቁር ንብዓት ሓበን ነቢዕኪ ኣነውን ብሓበንኪ ተሓቢነልክን ነቢዐልክን:: ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንብሉጻት ሰማእታት ሓበን ሃገር ዓወት ንሓፋሽ !!!
@eritrea6227
@eritrea6227 3 жыл бұрын
Abet Ewa men kem adetat Eritreawit adea Eritreawit jignau Kibri natken yekun 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jesusking1558
@jesusking1558 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ablelabraham8066
@ablelabraham8066 3 жыл бұрын
Abza fre jeganu sematat hagerna eritrea zeytenegre ember zeytefexeme tarik yelen edmen tenan yhabki mstom hadgi zterefu dekki 💖😍😍
@senik951
@senik951 3 жыл бұрын
ዘገርም ዘስደምም ጂግንነት ጽንዓት no words to explain
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 Жыл бұрын
ኣብ ገድሊ ኤርትራስ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን ዘገርም ታሪኽ ናይብሓቂ ረዚን። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ዘለኣለማዊ ክብር ንሰማታትና።
@danielasfaha4681
@danielasfaha4681 11 ай бұрын
ዘገርም ታሪክ ንክትሰምኦ ውን ዝክብደካ
@helensemere9131
@helensemere9131 3 жыл бұрын
Jgna ade Eritreawit amlak msaki ykun 🙏⛪
@asternatnael4546
@asternatnael4546 3 жыл бұрын
Ak jeganu sdray deki erey bsalakum Eretra Eretra koyna ninebr aelena kibrn mogosn nsemaetat eretra😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺❤
@eden1364
@eden1364 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እዚኣ እያ እታ ኤርትራዊት ኣደ ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣደይ፣ ሰብኣየይ፣ ወደይ፣ ጋለይ፣ ቤተይ፣ ሓዳረይ፣ ነብሰይ ከይበለት ስለ ሃገርን ህዝቢን ደው ዝበለት ኤርትራዊት ኣደ። ንግስቲን ኩሎም ብጾትክን ክብርን ጅግንነት ይሰመዓኪ። ኣዝየ ነቢዔ ግና ሳላ ጅግንነትኩምን ተወፋይነትኩምን ኤርትራዊት ምዃነይ ተሓቢነ። ንግስቲን ኩሎም ጀጋኑናን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gerrywelderufael2481
@gerrywelderufael2481 Жыл бұрын
Eri tv thank you for preparing this heavy and amazing story God bless you forever my people AWET NHAFASH 🌹 👉🇪🇷❣️💪👈💪💪💪💪💪💪💪👈🌍
@wedebtesfahunytesfahuny2321
@wedebtesfahunytesfahuny2321 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪men alo kem ade irtrawit
@musieghebremichael1970
@musieghebremichael1970 3 жыл бұрын
Eritrawit Ade, amlak tsniat yhabki. She and her children paid a huge price to regain our dignity and independence. It our responsibility to take care of mama Nigisti and others like her
@glrmayyebio695
@glrmayyebio695 3 жыл бұрын
ኤፍረም አብሰገነይቲ ራብዓይ ክፍሊ ብሐንሳብ ኮፍ ኢልና ተማሂርና
@eweaneeye9099
@eweaneeye9099 3 жыл бұрын
Behaki hawey eu edilena eka riekayo 😍
@nazrawittewelde6033
@nazrawittewelde6033 7 ай бұрын
እዋይ እዛ ሃገር ሲ ክንደይ ታሪክ እባ እያ ጸራ ዘላ። ንግስቲ ካአኒ ናይ በሐቂ ጸዋሪትን ተባዕን አደን እያ። ናይ ባሐቂ ተባዕ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senay6334
@senay6334 Жыл бұрын
ኣታ ኣምላኽ ራህዋን ጸበባን እዘን ተቃሊሰን ዘቃለሳ ጀጋኑ ስለ ሃገር ዝውፈዩ ን ዝሓልፈን ዘፍረያልና ኣዴታት ኤሪትራ እፈይ ዝብላላሉሓንቲ ሓንቲ መዓልስ ኣይትነፍገለልን ግዲ ትኸውን ክብርን መጎስን ነዴታት ኤሪትራ 🇪🇷❤🇪🇷
@tesfitgebreslasie992
@tesfitgebreslasie992 Жыл бұрын
ዓለምና`ስ ንኤርትራውያን ጥራይ ዘይትፈጥር ❤️
@divtekie5472
@divtekie5472 3 жыл бұрын
Merheba hegere sematat xne-ety kem gal anesteyt Eritrea-s 🇪🇷❤ ti-helw do ab alem e-nde ane-s yelen e-ya zibl wow 👏♥
@helenaki18
@helenaki18 3 жыл бұрын
Jigna Ade Amlak Edmen TeEnan yehabki.🙏❤zelalemawi Kebren mogesen ne jeganu SewEatna🕯🙏❤
@AsmeretEstifanos
@AsmeretEstifanos 7 ай бұрын
Thank you for serving as rely I gladly to to be Eritrean Thank so much windfall 🙏🙏🙏🙏
@simotitesfagaber4575
@simotitesfagaber4575 3 жыл бұрын
Wow Sad story! Interesting story. Stronger mom!❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷😭😭🤭🤭
@freweininegash765
@freweininegash765 3 жыл бұрын
ተኣምር ታርኽን መስዋእትን ጅግንነትን ጽንዓትን ስድራቤት ተጋዳሊት ንግስቲ። ዕድመን ጥዕናን ነቶም ዘለኹ እምነየልኩም።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 7 ай бұрын
ናቲነት ብዘይ ሓርነት. 💜💜💜💜💜💜.
@himantesfasghi2642
@himantesfasghi2642 Жыл бұрын
Harbeja Ade edmen tienan yhabky Fetari ms dekiki kbrn mogesn N Jeganu Sweatnan Tegadeltnan Serawitnan 🙏🏼❤❤👍👍🇪🇷🇪🇷
@merhawitaraya4136
@merhawitaraya4136 3 жыл бұрын
Lul kbren msganan n egzabiher eritrawit geru zfeterenen kabakum mftarey yehbneni🇪🇷🇪🇷🇪🇷egzabiher nkulu gze hagerna ybark Amen 🙏
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 3 жыл бұрын
I am crying 😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 3 жыл бұрын
ኣሕ ሐርበና አይነብርን እዪ ታርኽ እዪ ዝዊርስ ኣብኩሉ ልብሰብ ኣለኽም
@tadesetewelde4902
@tadesetewelde4902 7 ай бұрын
Tarkina yiberber gena aytetekefen kivirin mogosin nigeganu xiweatina🎉🎉🎉🎉des
@amanielbein761
@amanielbein761 Жыл бұрын
ጽንዓት ጅግንነት ኤርትራዊት ኣደን ሓርበጀን መግለጺ የብኩን ዘኢትነገር አልኩም ህለፍዎ ኢሎሙና ጽኑዓት ኣብ መትከሎም ጀጋኑና፡ ጅግና ሓርበጃዊት ኣደ እንቃእ ምቅሊ ረከብኪ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tekulugrmay5748
@tekulugrmay5748 7 ай бұрын
ya nay behaqi xebuq keyhabka xebuq ayrkebn eu qeyahten xelemten ztekefla hager manme key defra hdri jeganuna netegber awet nehafash zelealemawi zekrin kebren nsemaetatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 жыл бұрын
ኣመሪካ ክሳብ ሕጂ ኣብ ዓለም ብዘይ ሕማቕ ጽቡቕ ዝገበርቶ ፍጹም የለን። እስከ ካብ ሶማል ንጀምር፣ ኣመሪካ ኣትያ መርዛ ዘሪኣ ምስ ከደት ሶማል ናብ 3 ከም ትመቓቐል ጌራታ። ኣልሸባብ ካኣ ብጸርፊ ይጻረፍዋ፤ ብረት ግን ብተደጋጋሚ ግዜ ካብኦም ከም ዝተገልጸን ዝተራእየን፣ ካብ ምዕራብ እዩ ዝውፈየሎም። ክልተ ግዜ ኣብ ጀርመን ዝተሰርሐ ዝተማረኸ ብረት ኣብ ማዕከን ዜናታት ተራእዩ እዩ። ሶማል ካኣ ናብ 3 ቀቢላታ ከም ትመቓቐል ጌሮማን ዘይጠፍእ መርዚ ነዚሖምላን ከትዶም ኣለው። ደጊምና ካኣ ናብ ኣፍጋኒስታን ንቐጽል፤ ጣሊባን ዝባሃል ጸረ ሶቬትን ጸረ ኮምኒስትን ኢሎም መስሪቶም፣ ዳሓርስ ነዐኦም'ውን ዳኣ ዓቢ ጸገም ኮይኖሞም ኣለው እምበር፡ ኣፍጋኒስታንስ ካብ 80 ታት ጀሚራ ክሳብ ሕጂ ክጠፍእ ዘይክእልን እንዳሓደረን መመሊሱን ዘቃጽልን መርዚ ነዚሓትላ ዘለዉ ሃገር እያ። ካብኡ ካኣ ናብ ዒራቕ እስከ ንኺድ፤ ሳዳም መርዛም ጋዝን ኣቶም ቦምብን ሒዝ ኣሎ ተባሂሉ፡ መርማሪት ኮሚቴ ተምስሪታ እንዳ ኣጻረየትን ከይወደአት ከላን ጌና ኣይወዳእናን ኣለና ክስብ ሕጂ ግን እቲ ዝተባህለ ዝረኸብናዮ የለን እንድተብህለ ከሎ ኣትዮም ዓዲ ይዕንዮማ። ነዳዲ ዒራቕ ካኣ ይጉሕጉሕዎ ኣለዉ። ዒራቕ ግን ዝዓነወ ከተማታታ'ኳ ከተዐሪ ኣይካኣለትን። ህዝቢ ዒራቕ ካኣ ካብቲ ዝነበሮ ሂወት ኣብ እዋን ሳዳም 80 % ንድሒት ተመሊሳን ትሕመሰ ኣላ። ናብ ልብያ ካኣ ንቐጽል፤ ህዝቢ ልብያ ኣብ ግዜ ቀዛፊ እቲ ዝጣዓመን ጽቡቕ ሂወትን ዘሐልፍ ዝነበር ህዝቢ ሊብያን፡ ንልብያ ናብ ገነት እንዳቐየራ ዝኸይድ ዝነበረ መራሒ እዩ ነይርዋ። ኣመሪካ ግን ቀዛፊ ጉዶም ስለ ዝፈለጦምን፣ ከምቲ ዝደለይዎ ክኸውን ኣይከውንን እምቢ ስለ ዝበሎምን፣ ጉዶም ከቃለዖም ስለ ዝጀመረን፣ ንኣፍሪቃ ካብ ለመና ኣመሩካ ክትወጽእ ከም ዘከዋ ፕላን ሒዙ ብትብዓት ተበጊሱ ስለ ዝነበርን ነዚ ክኾልፉ ኣለዎ ኢሎም ተጓይዮም ኣጥፊኦሞ። ናብ ኤርትራ ካኣ ንመለስ። ካብ 40 ታት ጀሚሮም ነዛ ሃገር እንታይ ዘፈተኑዋ። ህዝቢ ኤርትራን መንግስታን ግን ፍጹም ክመቓቐለሎም ስለ ዘይካኣከን ምእተዊ ከፋት ስለ ዝሳኣኑን ኣይተዓወትሉን። ክስብ ሕጂ ካኣ ኣብ ጻዕሪ ኣለዉ። ሕጂ ካኣ ናብ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም ኣለው፣ እዚ ካኣ ጌና ኣብ ቃልሲ ንርእዮ ኣለና። ኣብ ቀጻሊ ካኣ ክንርእዮ ኢና። ስለዚ ኣመሪካ ዝኣተወታ ሃግር ሞትን ዕግርግርን ንህዝቢ ፋሕብትንን እዩ ዘጋጥም ዘሎ ። ስለዚ ንኣመሪካ ንፍለጣ፤ ከይትኣትወና ካኣ ንጠንቀቕ። ሕጂ ካኣ ናብ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም እነሀውለ ንሱ ካኣ ክንርእዮ ኢና።
@kidanesibhat5682
@kidanesibhat5682 3 жыл бұрын
ንኤርትራ አንታይ ገራታ ኣመሪካ አስክ ቁሩብ ሕፈር ንህዝብ ኤርትራ ክሳብ መዓስ ከተታልሉ ትነብሩ ብኣኹም ዝታለል የለን ሎምስ ሸይንካ ደቅስ
@samuelkefela8342
@samuelkefela8342 Жыл бұрын
Mamaye mearey we love u abet ewe ertreawit ade jeganu ade fqri kbrn msgenan neakum ykun jeganuna
@gennettekeste6301
@gennettekeste6301 3 жыл бұрын
Iza alem ni tegadalay iyatefetira timesili thanks deqi Erey jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 3 жыл бұрын
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
እቶም ክልተ ጎባልል - ERi-TV
48:54
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 177 М.
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 263 МЛН
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 2,9 МЛН
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 106 М.
ግጭት ደሴት ሓንሽ 1995-1997-DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
31:05
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 31 М.
ዘይደንን ማእገር - ERi-TV
29:01
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 75 М.
КОТЯТА В ОПАСНОСТИ?#cat
0:36
Лайки Like
Рет қаралды 2,3 МЛН
ТИПИЧНЫЙ ТАКСИСТ В СОЧИ #юмор #прикол #сочи #ржака
0:59
КОТЯТА В ОПАСНОСТИ?#cat
0:36
Лайки Like
Рет қаралды 2,3 МЛН