ዕረ ዝጠዓመ እዩ ዝፈልጦ፣ርብዒ ክፍለ ዘመን ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ~ ምስ ተጋዳላይ ሓዱሽ ግርማይ ዝተገበረ ጻንሒት

  Рет қаралды 38,062

ኦርያ ሚድያ / Orya Media

ኦርያ ሚድያ / Orya Media

Күн бұрын

Пікірлер: 242
@sobr1677
@sobr1677 18 күн бұрын
❤❤❤ ተጋዳላይ ሓዱሽ ብጣዕሚ በሊሕን ብሱልን ለባምን ሰብ ኢኻ ዕድመ ይሃብካ ሓውካ ካብ ኤርትራዊ
@naliru6096
@naliru6096 18 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብነት ቤት ትምህርቲ ሰውራ ቅንዕና ሓቂ ድርቅና
@TekaliHaile-x8t
@TekaliHaile-x8t 18 күн бұрын
ክብረት ይሃብካ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባ ሃርነት አርትራ ብታአሚ አየ ዘድንቀካ ብ ሃቅነትካ!!!!!
@Simon-pz1ey
@Simon-pz1ey 17 күн бұрын
ዕርቂ ዝባሃል ክመጽእ እንተኮይኑ ስምምዕ ኣልጀርስ እንተዘይ ኣኽቢርኩሞ ሎሚ ዕርቂ የለ ጽባሕ ብቀደሙ ወን ወያነ ነቲ ይግባይ ዘብሉ ዝፈረምሉ ጠሊሞም ሕብሪ ዓይንኻ ደስ ኣይበለናን ተባሂሉ ነብሰጾራትን ሕጻናትን ኣቅሽሽትን ሽኻትን ልዕሊ 90፥000ኤርትረኣዊ ክጥቀስ ነይርዎ
@HabeshaStories
@HabeshaStories 13 күн бұрын
ስዒረዮ፡ ኣይቀሰንካን ስዒሩኒ፡ ኣይቀሰንካን ተዓሪቕና፡ ቀሰንካ ዕርቂ ናይ ብሓቂ ሰላም ይፈጥር። ናይ ለባም ህዝቢ ምስላዩ።
@MmMm-zd3vu
@MmMm-zd3vu 18 күн бұрын
እስካ ክብረት ይሀብካ ሐቀኛ ታሪክ ኤርትራ ብምዝንታውካ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ❤❤❤🎉🎉🎉
@simionandemeskeldammer948
@simionandemeskeldammer948 16 күн бұрын
ሓቀኛ ተጋዳልይ ሓድሽ ከማኻ ይብዝሑ ንህዝቢ ትግራይ ክሕሾ! እምበር ኤሪትራስ ኩሉ ተጻዊራ ትሓልፎያ::❤❤❤
@TeklitGirmazion
@TeklitGirmazion 18 күн бұрын
ብጣዕሚ ትድነቕ ጅግና! መሃሮም ደኣ! ብዛዕባ ፕረሲደንት ኤርትራን ሃገረ ኤርትራን
@ዘላኣለማዊክብሪንሰማኣታት
@ዘላኣለማዊክብሪንሰማኣታት 16 күн бұрын
Atay kmhro dqurna nay Ertra dyu knegro
@MerkebTewelde-p9x
@MerkebTewelde-p9x 16 күн бұрын
Spell Eritrea well mamo😊​@@ዘላኣለማዊክብሪንሰማኣታት
@isaakiyasu205
@isaakiyasu205 14 күн бұрын
Mahaym bknena kizareb nouou zekebedo ynegreka alo eti kunuee nay eritrea wahato trah​@@ዘላኣለማዊክብሪንሰማኣታት
@majitey
@majitey 14 күн бұрын
Entay zenger alewo Diktator Amaxi
@mumm-yg2nd
@mumm-yg2nd 12 күн бұрын
ኣነ ኤርትራዊ እየ ኣየ ፈተውቲ ኢሰያስ ክክ ፍቅሪ ኢሰያስ እምበር ፍቅሪ ሃገር ዘይብልኩም ካሓድቲ ኢሰያስ ዳኣ ደምና ዝመጹ ዘሎ ቁርዲድ እንድዩ ታይ ካብኡ መግለጺ ደሊኻ
@ገብ
@ገብ 18 күн бұрын
ብፕረስደንት ኢስያስን ዝተዛረብካዮ ሓቂ ኣብቲ ናይ ሓቂ ሃገር ምዕባይካ ብጣዕሚ ጠቂሙካ ተባርክ።ሓቂ ንነብስካ እዩ።
@WudaseWoldemariam-f8b
@WudaseWoldemariam-f8b 17 күн бұрын
Hadusch hawey, I have seen and heard many people talk, but you are the best of the best. You described Iseyas correctly, he hasn't had a bodyguard yet. God bless you, Hadusch hawey Eritrea, love you for the truth and I love your way. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Peace for all people in Africa.
@eskendertewolde9746
@eskendertewolde9746 10 күн бұрын
Thank you so much for telling the truth. God bless you 🙏. 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@naliru6096
@naliru6096 18 күн бұрын
ጽቡቕ ትንታነ እዩ ወላኳ ሓደ ሓደ ዘይሳማማዓሉ ነገር እንተሃለወ ! ብፍላይ እታ ሓንቲ ጓል ብሓደ ወተሃደር ኤርትራ ተዓሚጻ መን ከምዝዓመጻ ኣይትፈልጥን እያ ዝበልካያ እቲ ዓመጽ ጓል ብወተሃደር ኤርትራ እሞ ኸኣ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ? እዚ እንተጌሩ ብፍጹም ኣብ ምድሪ ዓለም ክነብር ኣይካልንዩ ኣነ ኣብ ሰራዊት ነዊሕ እዋን ብምምባረይ እቲ ናይ ሰራዊት ኤርትራ ዲሲፕሊን ጽቡቕ ጌረ እየ ዝፈልጦ ። ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ኣትዮም ሕነ ፈድዮም ክኾኑ እኽእሉ እዮም እንተ ብዓመጽ ጓል ኣንስተይቲ ግን ፍጹም ዘይሕሰብዩ ናይ ተጋሩ ፕሮፖጋንዳ ንጎኒ ገዲፍካ እቲ ሓቂ ዝተዛረብካዮ ኣነ ንኣኻ ትግራዋይ ዘይኮነስ ኤርትራዊ ኢኻ በዓል ሰልጠነን ሓኽሊ ድሙን ከማን ኤርትራውያን ይብሉ ኣለዉ ። ንኤርትራ ዝደኸምካ ሰብ ኢኻ !! ብዝኾነ ዜግነት ኤርትራ ክወሃበካ ግቡእካ እዩ ክትሓትት ኣለካ ናብ ኤርትራ ክትበጽሕን እቲ ዝተጋደልካሉን ዝዓበኻሉን በረኻታት ኤርትራ ክትሪኦ ኣለካ እዚ ሕሰበሉ ክብሪ ይሃብካ
@SENAYSELA
@SENAYSELA 17 күн бұрын
" ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ኣትዮም ሕነ ፈድዮም ክኾኑ እኽእሉ እዮም እንተ ብዓመጽ ጓል ኣንስተይቲ ግን ፍጹም ዘይሕሰብዩ ናይ ተጋሩ ፕሮፖጋንዳ ..." How certain are you ? How do you know if they committed rape and other forms of sexual violence against Tigrayana women and girls? If you are saying this for the sake of protecting your country, I understand. However, Eritrean force and their allies inevitably raped Tigrayn women.
@MerkebTewelde-p9x
@MerkebTewelde-p9x 16 күн бұрын
Thanks 😊explained well 👏 👍
@FjcGjgg-e7f
@FjcGjgg-e7f 15 күн бұрын
እንታይ ደልዩ እዩ ዜግነት ዝሓትት ገበን ዘይፈጸመከ ክእሰር 😅
@saimonmehari4437
@saimonmehari4437 15 күн бұрын
Absolutely right there is no way in eritrean Army to do such a disgusting .
@saimonmehari4437
@saimonmehari4437 15 күн бұрын
ኤርትራዊ ሰራዊት ጓል ኣነስተይቲ ትግራይ ክዕምጽ ዘይከውን ነገር ኢዩ ዝባሃል ተለኩም ድልዩ፡
@HabtemariamTeklebrhan
@HabtemariamTeklebrhan 18 күн бұрын
እዞም ከይፈለጥኩም ትፈልጡ ዝመስለኩም አብመድያታት ቅልቅል ውጥም እናበልኩ እዝንሰብ ተደንቅሩ ዘለኹም ብክልቲኡ ወገን ዘለኹም አሕዋት ካብዚ ለባም ሐውና እንተትምሃሩስ ክንደይ ምጥዓመ ። ክቡር ሐው ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከማኻ ይብዙሑል ንክልቲኡ ህዝብታታ ፍቅርን ሰላምን የውርደሉ አሜን
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 7 күн бұрын
ሓዱሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 18 күн бұрын
ናይ ብሓቅይ ሓቀኛ ተጋዳልይ እዝይ ኩሉ ጸገም ኣሕሊፍካ እትይ ሓቅይ ግን ኩሉ ግዝየ ሓቀኛ ኢኻ ✍️✍️✍️
@EisakoE-sq7ox
@EisakoE-sq7ox 18 күн бұрын
ኣነ ካብ ትዕዝብተይ ግን እዞም ራያ ዝባሃሉ ህዝቢ ዝበዝሑ ካብቶም ተጋሩ ዝተፈለዩ ህዝቢ እዮም ቅንዕናን ግሉጽነትን ኣለዎም ፡ ብዲኤንኤ ክምርመሩ ኣለዎም ፡ካልኣይ ቆራጻት እዮም ሙሉእ ዕድላት ናይ ትምህርታዊ ፍልጠት ጥራሕ እዩ ዝጎድሎም እምበር ጭዋታት ረዘንቲ ለባማት ሕብረተሰብ እዮም ፡ምስ ኤርትራውያን ዘመሳስሎም ባህሪ ኣለዎም
@FjcGjgg-e7f
@FjcGjgg-e7f 15 күн бұрын
ችድ ዓሳክ ካብኡስያ ትፈላሊ እካ ዘለካ ኩሉትግራዋይ ሓደ እዩ ኣበይ ደለካ ኢካ ድኣ ባርያንመሰሉ ዘይናገር እሞ ከኣ ትብኣት ቆራጽነት ናትና እዮም ሒዞም ኢልካ ትዛረብ ባርያ
@awetawita4115
@awetawita4115 15 күн бұрын
Xbuq teezbti anewn❤
@ssolomon594
@ssolomon594 14 күн бұрын
ዝዓበኻሉ ቦታ ህዝብን ጽልዋ ስከ ዘለዎ መስለኒ ፡ ከመይሲ እዚ ባህላዊ ጀነራል ጻድቃን 'ውን ካብኦም እዩ ።❤🇪🇷❤
@WeerWwer-pc5ix
@WeerWwer-pc5ix 12 сағат бұрын
ዛወዲ ክትበልሕ ክትልብም 🙏ማሕላ ትኹነኒ ኣልመማ ተጋረ ከይ ጸርፍ 👍🙏🇪🇷❤️❤️
@tirhasrussom885
@tirhasrussom885 4 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ብሱል ትግራዋይ። ብመን ዲኻ ተመልሚልካ ናይ ብሓቂ ንፉዕ እዚ እንተ ዝመርሓ ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ምሓለፈሉ ነይሩ።
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 18 күн бұрын
ዘይተነግረ እምበር ዘይተግብረ የለን እዞም ሓውና ሞራል ናቶም ብታዕምይ ዝገርም እዩ 🙏🙏🙏🙏
@ibrahimidris5914
@ibrahimidris5914 17 күн бұрын
Thank you Orya media for interviewing tegadalay Hadis in you media. Excellent discussion. Thanks Mr. Hadish for your honest interview regarding PIA/ Eritrea.❤🇪🇷
@tesfalemberhe2307
@tesfalemberhe2307 18 күн бұрын
ሓዲሽ ደስ ትብል ሰሚዐ ኣጸገበካን ኣነስ❤
@tesfayeabraha1275
@tesfayeabraha1275 13 күн бұрын
Wla Ane degagime ysemo alku ❤❤❤
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase 11 күн бұрын
ወዲ ህዝባዊ ግንባር እንዲኻ that’s why እዚ ኩሉ ብልሒ ስኒ ምንካስ ዘለካ ጅግና ሓድሽ ሓውና 💪❤️🇪🇷
@ምኽሪለባም
@ምኽሪለባም 18 күн бұрын
ካብዞም ሎሚ ዘለዉ ፕሮፌሰራት ንስኻ ትበልጽ ወደይ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር መምህር።ሰሚዕካ ዘይምኖ ዕላል።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 18 күн бұрын
ጽቡቅ ለበዋን ለባም ምኽርን ኢዩ ኩቡር ሓውና ሓድሽ❤❤❤
@medhanyehaile5072
@medhanyehaile5072 5 күн бұрын
Waw President Esu anai behaki zizareb seb terekibu bravo abi timirti eyu ni zridehoooo. ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
@abrahamgebregiorgis4163
@abrahamgebregiorgis4163 11 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ን ሐውና ሐድሽ
@kidanesahle7843
@kidanesahle7843 2 күн бұрын
መሳጣይን መምሃራይን ዛንታ ጅግና ሓው ሓዱሽ ክብሪ ተወንዘፎ🙏።
@TeklezgGebrehiwet
@TeklezgGebrehiwet 3 күн бұрын
ጅግና ተጋደላይ ሓድሽ ንሓቂ ዝልሕጸጽ ንነብስካ ተጠንቐቅ
@habenkibreab2393
@habenkibreab2393 18 күн бұрын
I from Eritrea i love 💙💙this man he is smart man 🎉🎉🎉🎉keep up guy's 🎉🎉🎉🎉
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 8 күн бұрын
You are a very strong person I wonder how did you manage it. Your history is very heartbreaking. Amazing and powerful story. You are I don’t have words for you a fighter. Keep up 🙏
@Habtom-e5y
@Habtom-e5y 13 күн бұрын
ዋውውው ባባ ሃድሽ Happy New year ❤❤❤
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 8 күн бұрын
Wooow very brilliant man ❤thanks very much ❤
@WudaseWoldemariam-f8b
@WudaseWoldemariam-f8b 17 күн бұрын
I wish for peace as a neighbor with Tigray and you as for both people as citizens of Eritrea 🇪🇷 in our great country Eritrea 🇪🇷 Asmara to see you I am very much looking forward to seeing you brother.
@amashifa4244
@amashifa4244 17 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ሀድሽ ትልቅ ሠው❤❤በጣም ገራሚ ታርክ ነው ሰምተህ የማይሠለች የማይጠገብ ታርክ❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@merhawiabed7212
@merhawiabed7212 16 күн бұрын
I love you too much my brother ❤️ 💙 ♥️ 🙏 Pace for Eritrean and Tigray people include Ethiopian people
@semereghebrihiwet9811
@semereghebrihiwet9811 15 күн бұрын
Btaemi keyednkuka khelf aydelin kubur hew hedushi edmen tenan yhebki busul nay lebamat zereba yekenyelna ❤❤❤
@AmanelBekuretsen
@AmanelBekuretsen 16 күн бұрын
ባባ ሐደሽ ዕድመ ይሃብካ
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 18 күн бұрын
እዝይ ሓውና ንስይ ሰላም እምባሳደር አብ መንጎ ህዝብይ ክኸውን አለዎ ✍️✍️✍️✍️✍️
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 18 күн бұрын
እዝይ ሓውና ናይ ሰላም እምባሳደር ክኸውን አለዎ ✍️✍️✍️✍️
@ftsumhantal2904
@ftsumhantal2904 17 күн бұрын
ሐቂ ምዝራብ ንነብስካ ክብረት እዩ ዝህበካ ሐቂ ስለ ዝተዛረብካ ክብረተይ ወሰን የብሉን ብጣዕሚ እየ ዘክብረካ ብሱል ሐሳብ አለካ ከማካ ሐሙሽተ ሰባት እንተዝህልዋ ትግራይ ሐዱሽ ኔኤርትራ አብ ጦርነት አመኤተዉናን እዞም ሐሰዉትን ቀናአትን ሐለፍቲ ወያነ
@AbrhamKiflu
@AbrhamKiflu 17 күн бұрын
Ezy sebai'zy president kkewn zkil seb'u, hzbtat Tigray kem'zy aynet merahi yedliena'lo, selam kkewn ab kerny Africa, especialy ms Eritrawyan yehwatna
@gezachnteklegeshu9158
@gezachnteklegeshu9158 5 күн бұрын
Thank you🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@LiulHaile-p1u
@LiulHaile-p1u 16 күн бұрын
ናይዚ ሓወይ ታሪኽ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ይቅርታ ግን ብምንታይ ምኽንያት ከምዝተእሰረ ግን እንተዝገልፀልና ፅቡቕ ነይሩ
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 3 күн бұрын
ሓቂ ሒስካ ምሕቃቕ :ኣብነታዊ ናይቶም ሓቀኛታት ኢኻ'ሞ በርቲዕካ ቀጽሎ።ዕርቂ ዝመጽእ ካኣ እታ መሰረታዊት ዝተዋሃበ ፍርዲ ምኽባርን ዘይናትካ ዘይምቁማትን ኢየን።🇪🇷❤👈☝️👌🙏
@rorasabur-u5t
@rorasabur-u5t 12 күн бұрын
ሰላም ሓድሽ ግርማይ ከምዚ ኢልካ ብሂወትካ ኣብ ሜድያ ብምርእይና መጋደልትኻን መጣዓቢካን ብምርኣይና ኣዚና ተሓጉስና ። ነዊሕ ዓመታት መራሕቲ ወያነ ከምዝእሰሩኻ ብጣዕሚ ጉሂና ግን ምስ ሞራልካን ሓቅካ ምስ ረእናካ ኻኣ ተሓጉስና ። እቲ ብዛዕባ ገድልና ምስ ህዝባዊ ግንባር ተዕልሎ ዘለኻ ብማንካ ካብ ባሕሪ እዩ ግን ሓቅነትካ ሒዝካ ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። መእሰሪኻ ግን ኣይነገርካናን ግን ብዙሓት ምስ ህዝባዊ ግንባር ዝጋደሉ ዝነበሩ ተጋሩ ከምዝተኣሰሩ ንፈልጥ ነርና ምኽንያቱ ደሕሪ ናጽነት ኤርትራ ብቀጻሊ ይመጹና ስለዝነበሩ ዘድልዮም ኣስኒቅና ነፋንዎም ነርና ። ሓንቲ ነገር ግን ክንነግረካ መራሕቲ ህወሓት ስልጣን ምስ ጨበጡ ናይ መላእ ኢትዮጲያ ብሃብትን ብምቾትን እንዳ ነበሩ ሓንቲ ዓባይ ጸላም ስራሕ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ካብቲ ቆልዑ ከለው ወያነ ትግራይ ዝተቆጻጸራ ኩሎም ኣብ ግዜ ወያነ ዝተወልዱ ንህዝብን መንግስትን ብፍላይ ኻኣ ሻዕብያ ኢሳያስ እንዳበሉ ብሓሶት ሰይጣውንቲ ድያብሎሳት እንዳ መሃሩ ዳርጋ ኩሎም መንእሰያት ትግራይ ሻዕብያ ኢሳያስ ክበሃል ከሎ ሰይጣውንቲ እዮም ዝወስዱና እዚ ኻኣ ኣዝዩ ጽዑቅ ጎስጓስ ብመራሕትን ካድረታት ወያነ ዝተገበረ እዩ ። ዋላ እዚ መንእሰይ ቃለ መሕትት ዝገብረልካ ዘሎ ኣብቲ ገጹን ኣዘራርብኡን ተስተብህለሉ ትከውን ። እቶም ዓበይት ተጋሩ ሕሉፍ ሓሊፎም ውን ንህዝባዊ ግንባር ባዕልና ኢና ኣብ ኩሉ ዘተገበረ ወተሃደራዊ ግጥማት መሪሕናዮ እዮም ዝብሉ ። እቲ መንእሰይ ትግራዋይ ካኣ ኣሚንዎም ከምዛ ትርእዮም ዘለው እዮም። እቲ ሓቂ ጽቡቅ ጌርካ ንገሮም ኣይትተሓለል እቲ ሓቂ ምስ ፈለጡ ሰላም ምስ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ክገብሩ እዮም ።
@taamemahari7442
@taamemahari7442 15 күн бұрын
ኣዚይ ማሃራይ ዛንታ 🇪🇷🇪🇷🇸🇪🇸🇪🇸🇪✅🇪🇷🇪🇷🇸🇪🇪🇷⭐☝☝☝☝✍️✍️👂ዝስማዓ ❤👂
@Nati09821
@Nati09821 4 күн бұрын
You impress me more whenever I listen to you. You are a leaving example of resilience, forgiveness, patience and etc… በጃኻ ሓድሽ ሓወይ መጽሓፍ ጽሓፍ:: ኤርትራውያን ከይተረፍና ከነንብበልካ ኢና::
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 14 күн бұрын
ብጣዕሚ ምዕቡል ኢካ አቶ ሐድሽ wow ዕድመ ይሀብካ from Eritrea
@kibrommisgun8846
@kibrommisgun8846 15 күн бұрын
ንፈተዎ ሰብ አምጺእካልና ብጻይ ሓድሽ ለባም ሓቀኛ ደላዪ ሕውነት አርቲስት እግዝኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 17 күн бұрын
100% Right 🎉🎉🎉
@sawaserawur4808
@sawaserawur4808 17 күн бұрын
Please like like like for this Brilliant, Hadis🎉🎉🎉
@amanuelkidane168
@amanuelkidane168 18 күн бұрын
ኩቡር ፕረስደንት አሳያስ ቅንዕና ኡን ጅግንነቱን ትሕትናኡን ብቐረባ ዝፈልጦን ተጋዳላይ ሻዓብያን ጥራይ እዮም ዝፈልጡ ስለዚ እዩ እዚ ተጋዳላይ ሻዓብያ ዝነበረ ትግራዋይ ዝዛረቦ ዞሎ ሓቅነት ኣሎዎ
@esromasmie1682
@esromasmie1682 16 күн бұрын
Shaebiya memhir kerni afrika tekielkum temaharu
@selamhaile5557
@selamhaile5557 4 күн бұрын
ትግራዎት ሓድሽ ናይ ስነ-ጥበባዊ ስነ-ልቦናዊ መምህር’ዩ።ንፍቕርን ሰላምን ኣብ ተማላሊእካ ምምዕባል እምነት ዘለዎ። ካብ ሕስድና ሕማምን ጥፍኣትን ጥራይ እዩ ዝስዕብ። ካብዚ መምህር ተመሃሩ። ሓድሽ ዕድመን ጥዕናን
@hagosweldeab1990
@hagosweldeab1990 6 күн бұрын
Yes right 🇪🇷🇪🇷💞💞👍🏻
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 18 күн бұрын
መራሕትይ ናይ ውድባት ማሕበሮሙ ለእኩያን እዮም. ከምዝይ ሓውና ዝመሰሉ ናይ ሰላም እምባሳደር ክኸውን አለዎ ✍️✍️✍️✍️
@ASHEBR1
@ASHEBR1 15 күн бұрын
እሊታት ተጋሩ ካባካ ክማሀሩ ተስፋ ይገብር
@Sgahe-c2z
@Sgahe-c2z 15 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝምስገን ምስክርነት። ከምዚ ዓይነት ቡሱልን ቁኑዕን ምስክርነት ብድፍረት ካብ ትግራዋይ ክትሰምዕ ልሙድ አይኮነን። ስለዚ አቱም ትግራዎት በጃኹም ስለ እዝጊሄር ነዚ ከምዚ ዝአመሰለ ምስክርነት ክትሰምዑ ከለኹም አብ ልዕሊ ኤርትራን ኤርትራውነትን ዘለኩም አጠማምታ ከተዓርይዎ ፈትኑ። ትግራዎት ካብ ኤርትራ ክንደይ ምረባሕኩም ። ብሰንኪ ዝምቡዓት መራሕትኹም ግን ኩሉ ትኸስርዎ አለኹም። ሕጂውን ካብ ዝሓለፈ ተማሃሩ☝️
@tyttyt1271
@tyttyt1271 15 күн бұрын
💯 %
@nasdam926
@nasdam926 18 күн бұрын
ሓያል ሰብ ርብዒ-ዘመን ተኣሲርካስ ብኸምዚ ልዑል ሞራል ሂወትካ ክትቅጽል ምግባርካ 'ኣዚኻ ሓያል ሰብ' ናይ ምዃንካ ምስክርነት'ዩ:: እዚ ኢለ: እቲ መእሰሪኻ: ኣሳሪኻ: ተኣሰርካሉ ቦታን መኣስን: ኣይፈለጥኩዎን::
@efremmebrahatu8682
@efremmebrahatu8682 13 күн бұрын
ሰላም ናዓክ ሓድስ ሓዉና ኤአትራዊ ምካንካ ኢና ናኣምን እስካ ሀውትን ጊዜን ህብካና ኣምላክ ሰላምካ ከምዝሖ ዓመረ ሓድሽ ዓመት 2025 ይግበረልካ ስለ ልቦነካ ንህዝቢ ትግራይ ዉን ዝጠቅም ኢዩ ።ኣጆካ ጽቡቅ ዝምነ ጽቡቅ ዝሓስብ ኩሉሻ ቅልሚኡ ጻዓዳ ኢዩ ኣምላክ ንኩሉ ህብካ ኣሎ
@sabaokube-f7j
@sabaokube-f7j 17 күн бұрын
enjera ezgi blae
@MussieTesfazghi
@MussieTesfazghi 18 күн бұрын
Hakenaa tgrawayy...Edime yhabka.
@nesredinbrhan9483
@nesredinbrhan9483 11 күн бұрын
kula abza coment 95% Eritrea btami xufuf coment deki erey ❤❤❤❤
@xegaxega4826
@xegaxega4826 17 күн бұрын
I Ricpect you my dear hadesh ❤️❤️❤️❤️❤️💕💕💕💕💯💯💯💯💞💞💞💞
@Dsaerty-hi9cc
@Dsaerty-hi9cc 17 күн бұрын
አፍፍፍ😢 ዓክ አዙኩሉ ሓሊፍካ አካዕ ናዘረባ ኣብቀዐካ 👏👏👏👏👆💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 18 күн бұрын
እዞም ሓውና መምህር ናይ universty ክኾኑ አለዎም ብፍላይ ነቶም ተስፋ ዝቆርጹ ሰባት ኣብይ ሞራል እዩ✍️✍️✍️✍️✍️
@mihretyakob9177
@mihretyakob9177 18 күн бұрын
Wowwww
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 14 күн бұрын
ትግራይ ከም በዓል ንስካን መምህር አብረሀ ተክሉን ዓይነት የድሊይዋ አለው
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 14 күн бұрын
We need people like this guy ❤❤❤❤❤
@Nakfa-Erdina
@Nakfa-Erdina 17 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷 EWAY TEGARU-- AB HIZBKUM ZIGEBERKUMO GIFEY AYWUDAEN. 🇪🇷🇪🇷
@ghirmaiyosief8178
@ghirmaiyosief8178 17 күн бұрын
ሓቂ ብርእሳ እንተቐበርካያ ብጭራኣ ትወጽእ። ብዝኾነ ካብ ተሞክሮይ ዝኣምኖ ኢትዮጵያዊ የለን።
@alhadafgeneral5123
@alhadafgeneral5123 14 күн бұрын
Thanks my brother
@THaile-c8q
@THaile-c8q 18 күн бұрын
Wowwwwww great speech
@sariyo6909
@sariyo6909 17 күн бұрын
መምህር ኣብርሃ ተኽሉን ተጋዳላይ ሓድሽን ሓለፍቲ ናይ ትግራይ እንትዝኾኑ፡ ኣብ ትግራይን ኣብ ኤርትራን ሰላም ምተረኽበ፡ እቲምታይ ንሓቂ ጠጠው ስለዝብሉ።
@tesfaytesfay908
@tesfaytesfay908 15 күн бұрын
May shaebia setyu z‘abeye btaemi meharit koyna tesemiatni Hanixna mber riesi ayserahnan elu bhaqi Elit tegaru ab kndi nay wishtom zfethu nab kalie zelagbu.
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 14 күн бұрын
ሓዱሽ፡ ዘረባ ምጥርናፍ ይ ኣብየካ ኣሎ፡ ካብ ቃለ መሕተት ንግዚ ኡ ተቖጠብ፡ የዕርፍ!
@eritreanentertainmentoffic852
@eritreanentertainmentoffic852 16 күн бұрын
Haqi! Bravo❤
@yohannstekeste3287
@yohannstekeste3287 16 күн бұрын
Hilina zelewo semieka zeymino bejskum kekirub nihagzo
@KeflomAbadi-m3m
@KeflomAbadi-m3m 14 күн бұрын
መራር ሓቂ🎉🎉🎉🎉
@shewittewelde3129
@shewittewelde3129 15 күн бұрын
Bhaki ndelyo nmneyo klu zbelkayo amlak eidme yhabka kab kulu tewelidna eiti nblo tefieina kemaka ybzhu kubur haw hadush
@wedishaibiya
@wedishaibiya 16 күн бұрын
kibret yihabka haqena seb❤❤❤
@EmbayeGhirmay
@EmbayeGhirmay 17 күн бұрын
Hda lbam tigrawawe trkbo big respect thanks sla hkntka
@erione4805
@erione4805 9 күн бұрын
Zitiama eu zifelta do belka ,ezgi azarebeka
@gaimmahari
@gaimmahari 4 күн бұрын
Sawra eritrea zeabeyo lebam Seb bahki naye selam menesay i hope amluk selam hezib eritrean tigrayne aebu kerba giza
@gunnersawi9391
@gunnersawi9391 18 күн бұрын
እንታይ ዓይነት ግፍዕ እዩ 10 ዓመት ሙሉእ ብሽንሸል ዝእሰር? ግፍዕ ማሌሊት ኣይውዳእን!!!
@thanksgodforeverything8949
@thanksgodforeverything8949 12 күн бұрын
Kemzi Lebam seb yebzehu nay behaqi belih besul semieikayo zeyxegeb qalat agzeabiher ademen teinan yehabka kebur hawey
@HenokHiyabu-p1u
@HenokHiyabu-p1u 16 күн бұрын
In the 70s in Sembel in Asmera under Dergue,there was writing on the Wall that said" You can kill us but you never kill our idea".
@birhanetesfu5873
@birhanetesfu5873 16 күн бұрын
ተጋዳላይ ሓድሽ ጽኑዕ ደፋር ዘይወላወል ብልሒዘለዎጅግና ብጻዪ ንመምህር ኣብርሃ እዪ
@johnbaraki5399
@johnbaraki5399 17 күн бұрын
ብሐቂ ብሱል ትግራዋይ ጎበዝ ነው ሐድሽ
@hailekidanetesfai8814
@hailekidanetesfai8814 11 күн бұрын
ትጥዓምካ ዕረ ዋርሳይ ኣይፍጽምን ኢዩ ዝፍጽም ሰራዊትኩም ኢዩ ወይን ሓንቲ ማዓልቲ ጌጋ ከይገበር ኣይዕልን ድሕሪ ውግእ ዝተፈ ጽመ ዘሎ ሕጂ ኸንመን ክትፍቡዎ
@alembrhane4488
@alembrhane4488 17 күн бұрын
Lebam tigraway haw, from ERITREA
@Michael-Tekle
@Michael-Tekle 16 күн бұрын
መጀመርያ ኣብ ሊዕሊ ጽንዓቱ፡ ኣምላኽ ተወሳኺ ጽንዓት፡ ክህቦ እናተመነኹ፡ ቀንዲ መእሰሪኡ እንታይ ኢዩ። ን 25 ዓመት ትኣሲሩ ኢዩ ዝብሃል እምበር፡ መእሰሪኡ ምኽንያት ግን ክዛረበሉ ሰሚዐ ኣይፈልጥን። ስለዚ መእሰሪኡ ምኽንያት እንታይ ኢዩ። ኣነ ኤርትራዊ ኢየ፡ ብልቦና ተጋዳላይ ሓርበኛ ሓድሽ ብጣዕሚ ኢየ ዚድነቕ፡ ዕድመን ጥዕናን፡ ንዓኻ።
@MeashoAbraha-r3l
@MeashoAbraha-r3l 9 күн бұрын
ሓቀኛ ትግራዋይ ናይ ሓቅነትኻ ሓንቲ ማዓልቲ ክትፍደ ኢኻ አጀኻ በርትዕ
@adhonomkiflessus7107
@adhonomkiflessus7107 15 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ብሱል ሰብ ኢካ ኣብ መንጎ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ክመጽእ ግን ከምቲ ቁሩብ ጠቂስካ ሸፈፍ ኢልካ ዝሓለፍካያ ዉዕል ኣልጀርስ ምፍጻም ጥራሕ እያ ሓዉ ሓድሽ
@abdulkader3200
@abdulkader3200 18 күн бұрын
ኩቡር ሓው እዛ ከም መርትዖ ዘቅረብካያ ምስቲ መታዓቢተይ ዝበልካዮ ቤትምህርቲ ሰውራ ቅብልቲ ኣይኮነትን ምኽንየቱ:- እዞም ሕጂ ኣብ ሳዋ ተማሂሮም ዝወጹ ዘለው ትኽክለኛ ሚሊታሪ ሳይንስ ንሽድሽተ ወርሒ ተማሂሮም ዝወጹ ስለ ዝኾኑ ብዘሎዎም ዲሲፕሊን 100ካብ 100 ኢና ንታኣማመነሎም ምኽንያቱ ንሕና እውን ብእኡ ኢና ሓሊፍና ። ካላኣይ ኣብ ውግእ ዘሎ መንእሰይ ከመይ ኢሉ እዩ ስጋዊ ርክብ ክራኣዮ እስኪ ሕሰቦ ጥምየት ጽምኢ ማይ ከምኡ ካብ መስርዑን ጋንትኡን ከይፍለ ኣብ ሳዓት ፍርቂ ሳዓት ቁጽጽር ዝግበረሉ ብኸመይ እዩ ክንድዚ ዝኣኽላ ክዕምጽወን ኪኢሎም እመነኒ ኣብታ ግዜ እቲኣ ኩለን ደቀ ንስቲዮ ትግራይ ባዕለን ጥረሐን(ዕርቓነን) ወጺኤን ተጋሰሱና እንተዝብሎኦም ምስቲ ጥምየቶምን ድኻሞምን እሞ ድማ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ብፉጹም ኣይምተንከፍወነን እንኳንዶ ኣብ ገዝአን ዘለዋ ብሓይሊ ክዕምጽወን። ሰራዊት ግብረ-ስጋ ዝራኣዮ ኣብ ግዜ ዕረፍቱ ዝብላዕ ዝስተ ምስ’ረኸበ ምቾት ምስተሰሞዖ ስምዒቱ ይለዓሎ ጓለንስተይቲ እደሊ ስለዚ ሰራዊት ኤርትራ ኣበይ እዩ ከምዚ ዝበለ ዕረፍቲ ረኺቡ ተረጋጊኡ። ካልእ እቲ ናይ ቀደም ተጋዳላይ ተወጊኡ ክንሱ ናብ ውግእ ክምለስ ይደሊ ነይሩ ዝበልካዮ እዚ ሕጂ ዘሎ ድማ ከምኣ እዩ ዘሎ ምኽንያቱ ኣውሪሶሙና ስለ: ዝኾኑ። ካልእ እዚ ኣብ ኤርትራ ኣብታ እንዳሳዓል ተገፊፈን ከለዋ ኣብታ ዝሓተላ ሳዓት ዓሚጽዋ ኢልካ። ኩሉ ግዜ ክንዛረብ ከለና ኣብ ግምት ከነእትዎ ዘለና ንበይኑ ኮፍ ዝበለ ኣብ ኦፊስ ፖሊስ የብልናን ፈትያ ባዕላ ኣብታ መደቀሲቱ ከይዳ ሰለፋ ዝኸፈተትሉ ክትከውን ኣለዋ ብዝተረፈ ሓቅነት እንተሊይዋ ኣብታ ኦፊስ ኣብ ስራሕ እንዳሃለወ ዓሚጹኒ እንተኢላ ዕለትን ወርሕን ዓመትን ሳዓትን እንድሕር ኣቕሪባ ክጻረየላ ይካኣል እዩ። ቐጺለ ክብለካ ዝደሊ እንተሃሊዩ ሕዳርብ ዘይኮነ ብዳውየት እዮም ዝባሃሉ ካልእ ኣብ ሱዳን ትግረ እውን ኣለው። ከምኡ ናራ ኣለው። ሳሆ ብሄረሰብ በጀካ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝኾነ ዓለም የለውን እቶም ኣብ ትግራይ ኣለው ዝበልካዮም ቛጅቆኦም ዝበዝሕ ካብ ትግርኛ ኮይኑ ገለ ንፈውሲ ማሕላ ክልተ ሰለስተ ቛንቛ ሳሆ ስለ ተጠቀሙ ሳሆ ክባሃሉ ኣይክእሉን እዮም ዓፋር ኣብ ኤርትራ፣ጁቡቲ፣ ኢትዮጵያ( ክልል ዓፋር ማለት ኣሳሓይታ፣ ዱብቲ፣ ሚጢቆሎ) ኣለው። ካልእ ኣብ ኤርትራ ስለ ተጋደልካ ኣዚየ የመስግነካ ከማኻ ዝኣመሰሉ ምሳና ምስ ሃገራዊ ኣገልጎሎት ዘገልገሉን ኣብ ዄናት ኢትዮ ኤርትራ ተሳቲፎም መስዋእት ዝኾኑ ኣዚና ንፈትዎምን ነኽብሮምን ዘልኣለም ንዝኩሮም ስዋኣት በዲኦም በቦኦምን ተጋሩ ዝኾኑ ግን ድማ ብኤርትራውነቶም ዝምኩሑ ኣለውና። ኣብ መጨረሻ ክብሎ ዝደሊ ዄናት ንማንም ኣየርብሕን እዩ እቲ ዘለና ብሰላም ነናትና ሒዝና በብዓድና ብሱልጡን ንኽልቴና ዘርብሕ ሕጋዊ ስምምዕ ቶንኮል ዘይብሉ ሼር ጌርና ተጠቀምቲ ክንከውንን ናብ መገዲ ምዕባለን ራህዋን ክንሰጋገር እቲ ዝበለጸ እዩ። እዚ ዝብሎ ዘለኹ ንኤርትራን ኢትዮጵያን ጥራሕ ዘይኮነ ንኹለን ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሃገራትን ቀጺሉ ብሙሉእ ኣፍሪቓን ዓለም ብምልእታን ሰላም ምግባር ጥራሕ እዩ ዘዋጻኣ። የቐንየለይ።
@yohannstekeste3287
@yohannstekeste3287 16 күн бұрын
Ezi jigna eu nihagzo
@AwelkirMohammedbirhan
@AwelkirMohammedbirhan 13 күн бұрын
Kemziom eyom tesaenom zelwu haknatat
@weredelugano1015
@weredelugano1015 13 күн бұрын
great hadush
@tesfayeabraha1275
@tesfayeabraha1275 13 күн бұрын
King 🤴 ❤❤❤❤
@tesfasnqey6690
@tesfasnqey6690 13 күн бұрын
Hadish wixiet hizbi Eritrea ❤❤❤
@AT2405-d4q
@AT2405-d4q 18 күн бұрын
ብረዲኤት ዝተሃንጸት ክልል ጽባሕ ካልእ እዩ ዋንኣ። ብዕዳ እያ ተሃኒጻ።
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
Enceinte et en Bazard: Les Chroniques du Nettoyage ! 🚽✨
00:21
Two More French
Рет қаралды 42 МЛН
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 128 М.
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН