ራሻይዳ ኤርትራውያን ድዮም?

  Рет қаралды 35,427

Bakri Humed

Bakri Humed

Күн бұрын

Пікірлер: 526
@seidsuleman3953
@seidsuleman3953 11 ай бұрын
I really appreciate your all work my dear Brother
@maekelezeribruk4534
@maekelezeribruk4534 11 ай бұрын
I saw them in 2014 around marsa gulbub they are life style is very beautiful , peaceful because they are not controlled by hegdef.
@amenaykentiba2721
@amenaykentiba2721 Жыл бұрын
አብዚአ ክእርመካ ዝደልይ ( እኽብካብ ) አይባሀልን እዩ ከም ጸርፊ እዩ ዝሕሰብ አብ ትግርኛ ቃንቃ ይርዳአኒ እዩ ብኽፍአት አይኮንካን ግን ንመረዳእታ ኢለ እየ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 11 ай бұрын
ዝኮነ ይኩን ትጥቀመሉ ነገር ትእክቦ እክብካብ ይባሀል ራሻይዳ ዘርኢ ትግትኛ አይኮነን ብ1970 ብሽጣራ ናይ ታሪክ ፀላእትና እቲ አረጊት ቆሳል አፍጊ ኢሳያስ ክመልስዎም ደልዬም ተጋደልቲ ክደፍዎም ኢሉ ወስክ ሽመሞም ዘይፅህፉ ከም ባአል ውጩ እዞም ተማሀሮ ስልጣን ምስ ሀዙ ዋጋ የብልኩምን እንዳበለ ብከምዚታት ተጠቂሙልና ስልጣን ሀቡኒ እንዳበለ ራሻይዳ አብ ደምነት ምስ ፍንጫህ መስንገልና ተጋሩ ደም የታሀሁዙና አለው ዘርኢ ዘርኦምን ጨፍሊቅና ደምሲሰና ካብ ሳህል ነፃ ትከውን ዋላ ደቃሉ ራሻይዳ ዝባሀል የለን
@RedSeaAndAsebforeritrean
@RedSeaAndAsebforeritrean 11 ай бұрын
​@@aronyonas7563eritrea 🇪🇷 nay eritrwayan eya b eritrwayan eritrea 🇪🇷 ade 9 bhirat eya:: kab hlmi kab felsfna wuxai:dehar kea mulu alem zelo Futur wedi seb yehwat eu::nana eritrwayan Ethiopiawiyan kulom kab xefa ksb xaf xeletna eyom44::
@eriwedi2222
@eriwedi2222 11 ай бұрын
@@aronyonas7563ቆንዳፍ ረሳሕ ኪድ ተማሃር ቅድም ረሳሕ ጽሕፍካ ኣይትክእልን ድርባይ
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 11 ай бұрын
​@@aronyonas7563ትግራይ ትግራይ ትግራይ ??
@hanyma5843
@hanyma5843 11 ай бұрын
Get lost.... too late Eritrea is for the proud Eritreans
@abrahamweldeslassie4585
@abrahamweldeslassie4585 11 ай бұрын
it is about time you said good things abou eritrea. keep up that way.
@eritreandream9745
@eritreandream9745 Жыл бұрын
Very smart, well done Bakri, your message is clear to me. I don't know your intension but it seem to me you hit the goal.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
ኣብ ምጽዋዕ ብስራሕ ተቐሚጠ እየ። እቶም ራሻይዳ ነቶም ካለኦት ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣዝዮም እዮም ዝንዕቍዎም ፡ ኩሉ ግዜ ንበይኖም ጥራይ እዮም ዝዋስኡ። ራሻይዳ ንነብሶም ቅድም ፡ ከም ቀቢላ ደሓር ከም ዓረብ ፣ ደሓር ከም ኣስላም እዮም ዝርኢዋ። ዓረብ ራሻይዳ ንነብሶም ከም ኤርትራውያን ኮይኖም ኣብ ገድሊ ወይ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ገንዘብ ኣብ ምውጻእ ኣይካፈሉን እዮም። ዓረብ ራሻይዳ ከመይ ጌሩ ሰብ ንባርነት ሸይጡ ድዩ ኮንትሮባንዳ ነጊዱ ገንዘብ ይእክብ ጥራይ እዩ ሕማሙ። ራሻይዳ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኣይግድሶን እዩ። ጀብሃ ንባዕላ ንራሻይዳ ከም ኤርትራውያን ኣይትቖጽሮምን ኣያ ኔራ።
@SelamGeberer
@SelamGeberer 11 ай бұрын
Nska n balka rashada eka rashada berareya nay seudi are gezeb kefilom eayom zeginet wisdom zegeanet kemelsewo eyom Eritrea ay areben eya Africa xelemti ena kushe
@selamselamey8644
@selamselamey8644 11 ай бұрын
​@@zegdagmawi275😂😂😂😂 ፐው በቃ እዝኣ እያ ዓቕምኻ ኣቦይ ተዓዛባይ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
@@selamselamey8644 መን እዩ ንመን ዝጠለመ፧ ከዳሚ ዓረብ ኣይተ ተወከል ዝበሃል ጸቢብ ጂሃዳዊ ሃይማኖታዊ ቀቢላ እንታይ ኢሉ፧ "ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣስላም እዩ ፡ ንሕና ኢና ገበርትን ሓደግትን።" ነተን ኣብ ወደብ ምጽዋዕ ኣብ ጥዋለት ከም ሓወልቲ ደው ኢለን ዘለዋ ታንክታት ተጋደልቲ መን ድዩ ማሪኹ ፡ ነዘን ታንክታት ጸጊኑን ዘዊሩን እናዳተዋገአ ፡ ንወደባት ኤርትራን ንቀይባሕርን ሓራ ዘውጸአ ፧ ኣይተ ተወከል መቸም ኣብ ገመሉ ተወጢሑ ፡ ሴፍ እንዳወዛወዘን እንዳደረፈን ንቀይሕ ባሕሪ ሓራ ኣየወጸአን። ከምዝብልዎ ፥ ንፋለጥ እሞ ንማለጥ ፡ እዩ።፡ ወይከኣ ፥ ዝብኢ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ እንታይ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ክንድቅስ እሞ ኣጎዛ ኣንጽፉልና። ሎሚ ኣብ ስዑድያ ዘይኮነስ ኣብ ኣውሮጳ ብድሕሪ መስኮት ናይ ኮምፒተር ተሓቢኡ በቲ ተኳን ኣፉ ጌሩ ንበይኑ ናይ ሃይማኖቱ ወደብን ቀይባሕርን ያኢ ወናኒ ክኸውን፧
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
@@selamselamey8644 ... ዎ እንታ ሚን ካርቱም ለኢትመድና መክሩህ ቱ፧ ዎክ ሀየ እንታ ዓቢድ ዓራቢ ቱ፧ ዎክ እንታ ከልብ ዓራቢ ቱ፧
@maekelekahsay3238
@maekelekahsay3238 11 ай бұрын
ብዛዕባ ራሻይዳ ዝረሳዕካዮ ብ ኣሽሓት ዝቁጸሩ መንእሰያትና ዝወረዶም መጭወይትን ዘስካሕክሕ ግፍዕን ዓመጽን መቅተልትን ኢዩ። ብራሻይዳ ኮላሊትና ኣብ ዕዳጋ ተሸይጡ ኣሕዋትና ክኣ ትዓሚጸን ኢየን። ሓደ ምዓልቲ ሕነ ናይዚ ንኹሎም ራሻይዳ ጠርኒፍና ሱዕድያ ከነስግሮም ኢና። መንግስቱ ሃይለማርያም ገፊፉ ን ሱዕድያ ኢዪ ዘረክባ ነይሩ። ሽዑ ይትረፍ ራሻይዳ ንስኻ ኤርትራዊ ዲኻ ኣይኮንካን ህግደፍ ምስ ከደ ባይቶ ኣቁምና ክንዝትየሉ ኢና፡
@mensurkeren6096
@mensurkeren6096 11 ай бұрын
شكراا ي بكرى ❤
@samiman1498
@samiman1498 11 ай бұрын
Dankeschön Bro ✌️
@Eri.detective7524
@Eri.detective7524 Жыл бұрын
ኣልሓምዱሊላህ ዓላ ሰላም ኣበይ ጠፊእካ ካቶም ተስፍ ዝነበሮም ብዙሓት ሳዓብቲ ኔርካስ ንሳዓብትኻ ጠሊምካዮም መቐለ ኬድካ ኔርካ ዲኻ?
@selamselamey8644
@selamselamey8644 11 ай бұрын
በክሪ ጅግና ሕቡን ኤርትራዊ ፡🇪🇷
@akitto1997
@akitto1997 11 ай бұрын
❤❤ bakri hbby Nice introduction bro Go ahead
@EriCoralo25
@EriCoralo25 11 ай бұрын
Welcome Bekri👍❤❤❤❤🇪🇷
@Debrebizen-w8m
@Debrebizen-w8m 11 ай бұрын
Thanks ሕውየ ወድ abuye🥰🥰🙏🙏🙏
@YonasBerhaneKeleta
@YonasBerhaneKeleta Жыл бұрын
Thanks dear!
@Pantherg1
@Pantherg1 11 ай бұрын
ባክሪ ጽቡቕ ኣለኻ ግና እዚኣ ዘረባ ነዞም ጎረቤትና መንነቶም ዘሕፍሮም ንኦም እያ ትግባእ ኔራ።🇪🇷👍😊
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
ኣብ ምጽዋዕ ብስራሕ ተቐሚጠ እየ። እቶም ራሻይዳ ነቶም ካለኦት ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣዝዮም እዮም ዝንዕቍዎም ፡ ኩሉ ግዜ ንበይኖም ጥራይ እዮም ዝዋስኡ። ራሻይዳ ንነብሶም ቅድም ፡ ከም ቀቢላ ደሓር ከም ዓረብ ፣ ደሓር ከም ኣስላም እዮም ዝርኢዋ። ዓረብ ራሻይዳ ንነብሶም ከም ኤርትራውያን ኮይኖም ኣብ ገድሊ ወይ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ገንዘብ ኣብ ምውጻእ ኣይካፈሉን እዮም። ዓረብ ራሻይዳ ከመይ ጌሩ ሰብ ንባርነት ሸይጡ ድዩ ኮንትሮባንዳ ነጊዱ ገንዘብ ይእክብ ጥራይ እዩ ሕማሙ። ራሻይዳ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኣይግድሶን እዩ። ጀብሃ ንባዕላ ንራሻይዳ ከም ኤርትራውያን ኣይትቖጽሮምን ኣያ ኔራ።
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 11 ай бұрын
@@zegdagmawi275 እሞ ራሻይዳ እኮ ሕብሩ ዝምስክረሉ ኤርትራዊ ኣይኮነን ኣነ ዝገርመኒ ከመይ ኢሉ 9 ብሄር ይኸውን ግቡኡ ውን ኣየበርክትን እዩ ኣብ ሳዋ ዝነበርክሉ 1 ራሻይዳ ኔሩ ንሱ ከኣ ሽዓ ለይቲ ከይዱ
@محمدعواتي-ذ2ف
@محمدعواتي-ذ2ف 11 ай бұрын
@@whatabouttomorrow1990 አቱም ሕልኩሳት ብዛዕባ ብሄራት ኤርትራ እንታይ ይምልክተኩም ከ‍ዱ ንትግራይኩም ገጽኩም ትርሓቅ ፎእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእ ዓወት ንሓፋሽ ። ❤️🇪🇷
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
@@whatabouttomorrow1990 100%
@tesfaymhab
@tesfaymhab 11 ай бұрын
​@@محمدعواتي-ذ2فata metaqosi sebab tluq hamema nska nbaelka men eka ab kulu kufue txhf
@MeleyAley
@MeleyAley 11 ай бұрын
Hawey kexlo zearkey bro bro ❤❤❤❤❤❤❤❤
@mustafasirag6659
@mustafasirag6659 11 ай бұрын
ሓው በክሪ ማሻአላህ ዋተባርከላህ ጹቡቅ ትምህርቲ ንክማሃር ዝደሊይ። ብዛዕባ ራሻይዳ አፍሉጦና ቑሩብ ኢዩ። ብወገነይ ብጣዕሚ የመስግነካ። አይትጥፋአና ሓው በክሪ❤❤❤
@yordaethan652
@yordaethan652 11 ай бұрын
Welcome back Bekri shikor ❤❤
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 11 ай бұрын
Very very good programme and educational for all Eritrean ❤😂😅
@berhaneh7587
@berhaneh7587 11 ай бұрын
ጎበዝ በክሪ። ኣስሊ ዝኾነ ሓበሬታ ብዙሕ ተማሂረ
@yogo5140
@yogo5140 11 ай бұрын
Welcome በክሪ we really missed you so much ❤love
@awettsegai2320
@awettsegai2320 11 ай бұрын
Weldone wedi Erey very interesting point.!!!
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 11 ай бұрын
Ata niseka si enkua teweledka❤❤❤❤ Good job ❤
@kinganbilen
@kinganbilen 11 ай бұрын
Det bra 👍🏽
@شيكايعرفة
@شيكايعرفة Жыл бұрын
احسنت يا استاذ بكري ربنا يبارك فيك ويزيدك
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
ኣብ ምጽዋዕ ብስራሕ ተቐሚጠ እየ። እቶም ራሻይዳ ነቶም ካለኦት ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣዝዮም እዮም ዝንዕቍዎም ፡ ኩሉ ግዜ ንበይኖም ጥራይ እዮም ዝዋስኡ። ራሻይዳ ንነብሶም ቅድም ፡ ከም ቀቢላ ደሓር ከም ዓረብ ፣ ደሓር ከም ኣስላም እዮም ዝርኢዋ። ዓረብ ራሻይዳ ንነብሶም ከም ኤርትራውያን ኮይኖም ኣብ ገድሊ ወይ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ገንዘብ ኣብ ምውጻእ ኣይካፈሉን እዮም። ዓረብ ራሻይዳ ከመይ ጌሩ ሰብ ንባርነት ሸይጡ ድዩ ኮንትሮባንዳ ነጊዱ ገንዘብ ይእክብ ጥራይ እዩ ሕማሙ። ራሻይዳ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኣይግድሶን እዩ። ጀብሃ ንባዕላ ንራሻይዳ ከም ኤርትራውያን ኣይትቖጽሮምን ኣያ ኔራ።
@khtt8663
@khtt8663 11 ай бұрын
Eza mshzt zbelkaya etom ertrawuyan nehwatom yehlifom zhabu nsatom
@khtt8663
@khtt8663 11 ай бұрын
Rashayda hgdf amxiewom zbehal alo aykone ab gize dergi ab gografi ms bharat ertra tmhrti ywehab neru
@محمدعواتي-ذ2ف
@محمدعواتي-ذ2ف 11 ай бұрын
ዓጋመ መን ብስራሕ አምጺኡካ ትግራዋይ ሙሽሙሽ ሰላሕ ኢልካ ንትግራይካ ኪድ ራሻይዳ ብሄር ሀገረ ኤርትራ እዮም ኪድ ንአክሱም አብኡ አስላማይ ጽላእ ኩፉኣት ፍጠረት ዘይልሐልፈሎም መን አደኻ ኢሉካ ራሻይዳ ንአስላም ይኹን ንክርስትያን ጽልኢ የብሎምን በኤርትራውነቶም ኩሩዓት እዮም ከም ማንም ኤርትራዊ ትግራዋይ እዩ ንአስላም ዝጸልእ እዚ ኩሉ ኤርትራዊ ናይ ጥንቲ ይኹን ናይ ሎሚ ዝፈልጦ እዩ ንስኻ ድማ ዓለቶም ስለዝኾንካ ኪድ ንትግራይካ ጓሓፍ ፎእ። ንሕና ኤርትራውያን ብሄራትና ዝትንክፍ ጸላኢና ትግራዋይ ምዃኑ አደዕዲዕና ንፈልጥ ተሓጎም ሕራይ ዶ ካብ ውሽጢ ህዝቢ ኤርትራ ነፊና ክነውጻአኩም ኢና ጀሚርናዮ ድማ አለና ድሕሪ ሕጂ አብ ጽላል ኤርትራውያን ተሓቢእኩም ምንባር ዘበት እዩ እዚኣ ፍለጥዋ ። ዓወት ንሓፋሽ ። ❤️🇪🇷
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
@@محمدعواتي-ذ2ف ራሻይዳ ንነብሶም ቅድም ፡ ከም ቀቢላ ደሓር ከም ዓረብ ፣ ደሓር ከም ኣስላም እዮም ዝርኢዋ። ዓረብ ራሻይዳ ንነብሶም ከም ኤርትራውያን ኮይኖም ኣብ ገድሊ ወይ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ገንዘብ ኣብ ምውጻእ ኣይካፈሉን እዮም። ዓረብ ራሻይዳ ከመይ ጌሩ ሰብ ንባርነት ሸይጡ ድዩ ኮንትሮባንዳ ነጊዱ ገንዘብ ይእክብ ጥራይ እዩ ሕማሙ። ራሻይዳ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኣይግድሶን እዩ። ጀብሃ ንባዕላ ንራሻይዳ ከም ኤርትራውያን ኣይትቖጽሮምን ኣያ ኔራ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
@@محمدعواتي-ذ2ف እዞም ዓረብ ንኸምዚ ከማኻ ከዛብ እንታይ ይብልዎ፧ ያላ! ዋሒድ ኣስዋድ ዓቢድ! ዋድ ዓቢድ! ዓቢድ እመክ !፡
@sulabi6385
@sulabi6385 Жыл бұрын
Good job brother keep up.
@abdulomer8193
@abdulomer8193 11 ай бұрын
تحليل رائع ❤
@OmarOmar-mk1yy
@OmarOmar-mk1yy 11 ай бұрын
Nice introduction
@FatmaSiraj-q7f
@FatmaSiraj-q7f 11 ай бұрын
Good work anbessa jigna wedi erey
@ناصرحسن-ط9ع
@ناصرحسن-ط9ع Жыл бұрын
حياك الله استاذ بيكو
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 11 ай бұрын
ሓደ ወድራሻይዳ መድፍአጂ አርቢጂ ምሳይ አብ አሰብ ነይሩ:: አነ እንዳ ዶሽቃ ነይረ:: ካብ ምሉዕ ክፍለሰራዊት ሓደ ንሱ ጥራይ ነይሩ:: 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@saidberhanu8074
@saidberhanu8074 11 ай бұрын
Brilliant and very relevant topic. May Allah protect you.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
mmm መን እዩ ንመን ዝጠለመ፧ ከዳሚ ዓረብ ኣይተ ተወከል ዝበሃል ጸቢብ ጂሃዳዊ ሃይማኖታዊ ቀቢላ እንታይ ኢሉ፧ "ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣስላም እዩ ፡ ንሕና ኢና ገበርትን ሓደግትን።" ነተን ኣብ ወደብ ምጽዋዕ ኣብ ጥዋለት ከም ሓወልቲ ደው ኢለን ዘለዋ ታንክታት ተጋደልቲ መን ድዩ ማሪኹ ፡ ነዘን ታንክታት ጸጊኑን ዘዊሩን እናዳተዋገአ ፡ ንወደባት ኤርትራን ንቀይባሕርን ሓራ ዘውጸአ ፧ ኣይተ ተወከል መቸም ኣብ ገመሉ ተወጢሑ ፡ ሴፍ እንዳወዛወዘን እንዳደረፈን ንቀይሕ ባሕሪ ሓራ ኣየወጸአን። ከምዝብልዎ ፥ ንፋለጥ እሞ ንማለጥ ፡ እዩ።፡ ወይከኣ ፥ ዝብኢ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ እንታይ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ክንድቅስ እሞ ኣጎዛ ኣንጽፉልና። ሎሚ ኣብ ስዑድያ ዘይኮነስ ኣብ ኣውሮጳ ብድሕሪ መስኮት ናይ ኮምፒተር ተሓቢኡ በቲ ተኳን ኣፉ ጌሩ ንበይኑ ናይ ሃይማኖቱ ወደብን ቀይባሕርን ያኢ ወናኒ ክኸውን፧
@selamselamey8644
@selamselamey8644 11 ай бұрын
​@@zegdagmawi275እዚ ናይ ኤርትራውያን እዩ ቦታኻ ኣይኮነን ናብቶም ስብ ጸቢብ ርእሲ ክዲ ጥግራዋይ እኻ ብነብሰ ምትሓት ኣይትሳቕ ሓቂ ክትሰምዕ ከለኻ ናብ ጸርፍን ምዕግርጋርን እዩ ዝድህበልካ ዘይፍወስ ሕማም
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
​@@selamselamey8644 .... ከዳሚ ዓረብ ኣይተ ተወከል ዝበሃል ጸቢብ ጂሃዳዊ ሃይማኖታዊ ቀቢላ እንታይ ኢሉ፧ "ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣስላም እዩ ፡ ንሕና ኢና ገበርትን ሓደግትን።" ነተን ኣብ ወደብ ምጽዋዕ ኣብ ጥዋለት ከም ሓወልቲ ደው ኢለን ዘለዋ ታንክታት ተጋደልቲ መን ድዩ ማሪኹ ፡ ነዘን ታንክታት ጸጊኑን ዘዊሩን እናዳተዋገአ ፡ ንወደባት ኤርትራን ንቀይባሕርን ሓራ ዘውጸአ ፧ ኣይተ ተወከል መቸም ኣብ ገመሉ ተወጢሑ ፡ ሴፍ እንዳወዛወዘን እንዳደረፈን ንቀይሕ ባሕሪ ሓራ ኣየወጸአን። ከምዝብልዎ ፥ ንፋለጥ እሞ ንማለጥ ፡ እዩ።፡ ወይከኣ ፥ ዝብኢ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ እንታይ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ክንድቅስ እሞ ኣጎዛ ኣንጽፉልና። ሎሚ ኣብ ስዑድያ ዘይኮነስ ኣብ ኣውሮጳ ብድሕሪ መስኮት ናይ ኮምፒተር ተሓቢኡ በቲ ተኳን ኣፉ ጌሩ ንበይኑ ናይ ሃይማኖቱ ወደብን ቀይባሕርን ያኢ ወናኒ ክኸውን፧
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
​@@selamselamey8644 ... ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣፍሪቃን ኣብ ዓለምን ዓመት ዓመት ብቑጽሪ ህዝቢ ናብ ጽንታ ዝንኪ ዘሎ እዩ። ንኣስተንትኖ ፥ ኣብ ኤርትራ 350 ኣብያተ ማእሰርቲ "ጥራይ" ኣሎ። ኤርትራ "ጽቡቕ" ኣላ ፡ ዘመድ ዓሻ ግና ከፊእዎ ሕማቕ ኣሎ።
@ሚዛናዊ
@ሚዛናዊ Жыл бұрын
Perfect presentation keep it up
@edenrose4380
@edenrose4380 11 ай бұрын
During the Sewra, they said they used to pay or support money? They also said they used to serve as under cover? What pasport they are using? Do they have Eritrean ID? PLEASE WORK ON THESE QUESTIONS: thank you.👈🇪🇷🐫🇪🇷🐫
@fesehawold238
@fesehawold238 11 ай бұрын
I used to see them in Sahle. Their common greeting to us, EPLF fighters, was "good day government of Habesha." They always kept their distance from us. It was rumored that some of them were being paid by EPLF to spay against ELF. Now it is public knowledge that some are collaborating with some criminal Eritrean thugs including the PFDJ to buy and sell Eritreans. This group has a long history of kidnapping and selling Eritreas. That is not to say the community collectively is bad. They commit a lot of crimes against Eritreans.
@n.e1450
@n.e1450 Жыл бұрын
Keep going through successful bro😊
@belae7107
@belae7107 11 ай бұрын
ዋው በክሪ ወዲሽረ ኣብ ኤረትራ ሓደ ዘመን ኣይመላእካን ካብ ትግራይ ተሰዲድካ ኢኻ መጺኻ ነቶም ለባማት ወለድኻ ክነቕፎም ኣይደልን ኩቡራት ኢዩ ክብቶም ሓሊዮም ክብሪ ሰብውን ዝሓለዉ ኢዮ፡ ዘገርመኒ ግን ቅጽል ናይ ቢሄር ክትዕድል ምፍታንካ ኢዩ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
ኣብ ምጽዋዕ ብስራሕ ተቐሚጠ እየ። እቶም ራሻይዳ ነቶም ካለኦት ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣዝዮም እዮም ዝንዕቍዎም ፡ ኩሉ ግዜ ንበይኖም ጥራይ እዮም ዝዋስኡ። ራሻይዳ ንነብሶም ቅድም ፡ ከም ቀቢላ ደሓር ከም ዓረብ ፣ ደሓር ከም ኣስላም እዮም ዝርኢዋ። ዓረብ ራሻይዳ ንነብሶም ከም ኤርትራውያን ኮይኖም ኣብ ገድሊ ወይ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ገንዘብ ኣብ ምውጻእ ኣይካፈሉን እዮም። ዓረብ ራሻይዳ ከመይ ጌሩ ሰብ ንባርነት ሸይጡ ድዩ ኮንትሮባንዳ ነጊዱ ገንዘብ ይእክብ ጥራይ እዩ ሕማሙ። ራሻይዳ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኣይግድሶን እዩ። ጀብሃ ንባዕላ ንራሻይዳ ከም ኤርትራውያን ኣይትቖጽሮምን ኣያ ኔራ። ....
@mensuraljamie7117
@mensuraljamie7117 11 ай бұрын
Woww xibuk meglexi👏👏
@AbdulalemYamdaly
@AbdulalemYamdaly Жыл бұрын
شكراً شكراً بكري❤
@huseinahmed5670
@huseinahmed5670 11 ай бұрын
ማዕረ ክንድምንታይ እዛ ኤርትራ ንጓኖት ጥዕምቲ ሃገር ምዃና እዩ ዘረዳኣካ ፡ ዳሓን ብዛዕባ ኣዕራብን ራሻይዳን ጠባያቱም ኣብልዕሊ ካልኦት ዓሌት ኣራኣእያን ተግባራትን ንዓና ነቶም ኣብ ዓዲ ኣዕራብ ንነብር ግደፈልና ።
@mohamedalihassen1963
@mohamedalihassen1963 11 ай бұрын
Well come Bekri
@Eritreanowl
@Eritreanowl 11 ай бұрын
Thank you for educating us. Let's beat out our ignorance one small piece at a time.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
mmmm መን እዩ ንመን ዝጠለመ፧ ከዳሚ ዓረብ ኣይተ ተወከል ዝበሃል ጸቢብ ጂሃዳዊ ሃይማኖታዊ ቀቢላ እንታይ ኢሉ፧ "ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣስላም እዩ ፡ ንሕና ኢና ገበርትን ሓደግትን።" ነተን ኣብ ወደብ ምጽዋዕ ኣብ ጥዋለት ከም ሓወልቲ ደው ኢለን ዘለዋ ታንክታት ተጋደልቲ መን ድዩ ማሪኹ ፡ ነዘን ታንክታት ጸጊኑን ዘዊሩን እናዳተዋገአ ፡ ንወደባት ኤርትራን ንቀይባሕርን ሓራ ዘውጸአ ፧ ኣይተ ተወከል መቸም ኣብ ገመሉ ተወጢሑ ፡ ሴፍ እንዳወዛወዘን እንዳደረፈን ንቀይሕ ባሕሪ ሓራ ኣየወጸአን። ከምዝብልዎ ፥ ንፋለጥ እሞ ንማለጥ ፡ እዩ።፡ ወይከኣ ፥ ዝብኢ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ እንታይ እዩ ዝበሃል ፥ ሰብ ቤት ክንድቅስ እሞ ኣጎዛ ኣንጽፉልና። ሎሚ ኣብ ስዑድያ ዘይኮነስ ኣብ ኣውሮጳ ብድሕሪ መስኮት ናይ ኮምፒተር ተሓቢኡ በቲ ተኳን ኣፉ ጌሩ ንበይኑ ናይ ሃይማኖቱ ወደብን ቀይባሕርን ያኢ ወናኒ ክኸውን፧
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 11 ай бұрын
ራሻይዳ ሕብሩ ምስክሩ ኤርትራዊ ኣይኮነን ሱዕዳዊ እዩ ኣብ ኤርትራ ከኣ ነጋዳይ እዩ
@okubaygerehans
@okubaygerehans Жыл бұрын
Weldone ባክሪ ሐቢብና. ነዛ ጉዳይ ደጋጊምካ አብስላ. ነቶም መንፀርፀርቲክሳብ ዝወሐጠሎም.🎉
@BUFERI
@BUFERI Жыл бұрын
Nice bro ❤❤❤❤
@salina290
@salina290 Жыл бұрын
Nay behaki wawww adnikeka❤❤❤❤ knxbeyka eina wedi erey ❤
@amenaykentiba2721
@amenaykentiba2721 Жыл бұрын
አየ አርሲናል ዘረባ ጥራይ ልክዕ ከም ወያኔ 2 ወይ 3 ግዜ እንድሕር ሲዒሩም ፕረሜሊግ ወይ ቻምቢዮን ሊግ ዝሳሩ እዩ ዝመስሎም አይትታሀወኹ መጀመርያ ሐንሳእ ቻምብዮን ሊግ ሳዓሩ መጀመርያ
@samuelteame7210
@samuelteame7210 11 ай бұрын
Do 🤔
@demhai4560
@demhai4560 11 ай бұрын
Where have you been, we miss you a lot
@mulukalamin8092
@mulukalamin8092 11 ай бұрын
Well Done Bakry As Usual
@abduyassin
@abduyassin 11 ай бұрын
Good video. Spread love and respect, as our ancestors did.
@2024-d3i
@2024-d3i 11 ай бұрын
Habibi...
@yassinabdulkadir5234
@yassinabdulkadir5234 Жыл бұрын
Mashalah ❤Mashalah ❤Mashalah
@mohammedsuleyman2915
@mohammedsuleyman2915 11 ай бұрын
በክሪ ሓቢብቢ ❤❤❤❤❤ ኣነ እሞ ደጋፊ ሊቨርፑል ኢየ ከመይ ድበልኩ ኤርትራዊ እየ ክክክክ
@filamostech
@filamostech 11 ай бұрын
Long live our beloved brothers Rashaida❤
@teklufshaye8555
@teklufshaye8555 11 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መግለጺ ብዛዕባ ራሻይደ
@ichbinich6924
@ichbinich6924 11 ай бұрын
Anta hawey yrdakalo do? Meret Eritrea tray eyom ztqemu endabelekas beqa, Abti meret yqmetu gn bzaeba shgr abti hager gn eti wedi kale biher yhmelo qunat ytbeso Teredu foe
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 11 ай бұрын
ቅዳሕ! በክሪ እዛ ኮፍ ኣባሃህላኡ ምንቅስቃስ፡ ካብ መምህር ሳልሕ ዓዋተዳትካም ዝቀድሓ ትምስል😀 🤝❤🕊
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
@@ichbinich6924 ኣብ ምጽዋዕ ብስራሕ ተቐሚጠ እየ። እቶም ራሻይዳ ነቶም ካለኦት ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣዝዮም እዮም ዝንዕቍዎም ፡ ኩሉ ግዜ ንበይኖም ጥራይ እዮም ዝዋስኡ። ራሻይዳ ንነብሶም ቅድም ፡ ከም ቀቢላ ደሓር ከም ዓረብ ፣ ደሓር ከም ኣስላም እዮም ዝርኢዋ። ዓረብ ራሻይዳ ንነብሶም ከም ኤርትራውያን ኮይኖም ኣብ ገድሊ ወይ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ገንዘብ ኣብ ምውጻእ ኣይካፈሉን እዮም። ዓረብ ራሻይዳ ከመይ ጌሩ ሰብ ንባርነት ሸይጡ ድዩ ኮንትሮባንዳ ነጊዱ ገንዘብ ይእክብ ጥራይ እዩ ሕማሙ። ራሻይዳ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኣይግድሶን እዩ። ጀብሃ ንባዕላ ንራሻይዳ ከም ኤርትራውያን ኣይትቖጽሮምን ኣያ ኔራ።
@Meron147
@Meron147 11 ай бұрын
Ane hawi rashayda ❤❤❤
@ademromodan4704
@ademromodan4704 11 ай бұрын
Good job💯
@KibraMohamedKibraMohamed-xu9gs
@KibraMohamedKibraMohamed-xu9gs 11 ай бұрын
Merhaba bakri hawey fluy megleti iyu ajokha 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@Asawort
@Asawort Жыл бұрын
Thank you brother bakre ❤❤❤❤
@Eritrea7777
@Eritrea7777 11 ай бұрын
bravo
@Rose-jf8mx
@Rose-jf8mx 11 ай бұрын
Mashallah, sooo true 👍
@divora1009
@divora1009 11 ай бұрын
aykonun
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
ዓረብ ራሻይዳ ንነብሶም ከም ኤርትራውያን ኮይኖም ኣብ ገድሊ ወይ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ገንዘብ ኣብ ምውጻእ ኣይካፈሉን እዮም። ዓረብ ራሻይዳ ከመይ ጌሩ ሰብ ንባርነት ሸይጡ ድዩ ኮንትሮባንዳ ነጊዱ ገንዘብ ይእክብ ጥራይ እዩ ሕማሙ። ራሻይዳ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኣይግድሶን እዩ። ጀብሃ ንባዕላ ንራሻይዳ ከም ኤርትራውያን ኣይትቖጽሮምን ኣያ ኔራ።
@eliasseyum2631
@eliasseyum2631 11 ай бұрын
Excellent job 💯 👏 👍 👌 ❤❤❤🎉🎉🎉
@haileblatta
@haileblatta Жыл бұрын
Yesss ❤
@bilinaanseba9043
@bilinaanseba9043 11 ай бұрын
Welcome back Bakri you are the best 👈👈👈👈👈
@asmara5566
@asmara5566 11 ай бұрын
ሰላም በኪር ጥዑም ተዛሪብካ ብሔር ረራሻይዳ ሐሸወ አይብ ቀሸውአይብ ከምዞም መስሐቃ መን ነተይ ትግራ ዘግነተይ ኤርትራዌ ዝባሀል ዘረባ መጺኡና አሎ 😂😂😂ሰረቅቲ ክትሰምዖ ቅጭ ቅጭ ዘምጽእ ዘረባታ ት
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
ኣብ ምጽዋዕ ብስራሕ ተቐሚጠ እየ። እቶም ራሻይዳ ነቶም ካለኦት ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣዝዮም እዮም ዝንዕቍዎም ፡ ኩሉ ግዜ ንበይኖም ጥራይ እዮም ዝዋስኡ። ራሻይዳ ንነብሶም ቅድም ፡ ከም ቀቢላ ደሓር ከም ዓረብ ፣ ደሓር ከም ኣስላም እዮም ዝርኢዋ። ዓረብ ራሻይዳ ንነብሶም ከም ኤርትራውያን ኮይኖም ኣብ ገድሊ ወይ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ገንዘብ ኣብ ምውጻእ ኣይካፈሉን እዮም። ዓረብ ራሻይዳ ከመይ ጌሩ ሰብ ንባርነት ሸይጡ ድዩ ኮንትሮባንዳ ነጊዱ ገንዘብ ይእክብ ጥራይ እዩ ሕማሙ። ራሻይዳ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኣይግድሶን እዩ። ጀብሃ ንባዕላ ንራሻይዳ ከም ኤርትራውያን ኣይትቖጽሮምን ኣያ ኔራ።
@erhjkb
@erhjkb 11 ай бұрын
Bekri❤
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 11 ай бұрын
ንህዝቢ ትግራኛ ጉዳይና ኣይኮነንን ራሻይዳን ጀበርትን ኣብ ኤርትራ ከም ስደተኛታት እዮም
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 Жыл бұрын
Bravo ❤❤❤
@FanaTewelde-i5e
@FanaTewelde-i5e Жыл бұрын
Wow Good job you
@osamaiman4187
@osamaiman4187 Жыл бұрын
Keep going 🎉
@ሙኩሕኤርትራዊ
@ሙኩሕኤርትራዊ 11 ай бұрын
ጀበርቲ ኤርትራውያን ድዮም።
@affrahabubeker8421
@affrahabubeker8421 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤Tanks 🎉
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 11 ай бұрын
ዋው..ጽቡቅ ትምህርቲ ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥካና❤❤🇪🇷
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
ኣብ ምጽዋዕ ብስራሕ ተቐሚጠ እየ። እቶም ራሻይዳ ነቶም ካለኦት ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣዝዮም እዮም ዝንዕቍዎም ፡ ኩሉ ግዜ ንበይኖም ጥራይ እዮም ዝዋስኡ። ራሻይዳ ንነብሶም ቅድም ፡ ከም ቀቢላ ደሓር ከም ዓረብ ፣ ደሓር ከም ኣስላም እዮም ዝርኢዋ። ዓረብ ራሻይዳ ንነብሶም ከም ኤርትራውያን ኮይኖም ኣብ ገድሊ ወይ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ገንዘብ ኣብ ምውጻእ ኣይካፈሉን እዮም። ዓረብ ራሻይዳ ከመይ ጌሩ ሰብ ንባርነት ሸይጡ ድዩ ኮንትሮባንዳ ነጊዱ ገንዘብ ይእክብ ጥራይ እዩ ሕማሙ። ራሻይዳ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኣይግድሶን እዩ። ጀብሃ ንባዕላ ንራሻይዳ ከም ኤርትራውያን ኣይትቖጽሮምን ኣያ ኔራ።
@mmsaed4630
@mmsaed4630 11 ай бұрын
​@@zegdagmawi275you are right.
@mmsaed4630
@mmsaed4630 11 ай бұрын
​​​​@@zegdagmawi275I commented in arabic on RASHAYDA as criminals in this video but it didn't appear perhaps the speaker deleted it.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
@@mmsaed4630 100%
@yassinabdulkadir5234
@yassinabdulkadir5234 Жыл бұрын
👍🏼❤️👍🏼❤️👍🏼❤️👍🏼❤️👍🏼❤️👍🏼❤️
@nafisamohamed2235
@nafisamohamed2235 11 ай бұрын
💖🌹💖🌹💖🌹💖💖🌹💖🌹💖🌹💖🌹💖🌹💖🌹💖
@estifanosaskale1921
@estifanosaskale1921 11 ай бұрын
Sine sirat nay eritrea haz sdi aytkun Gena eka
@samuelteame7210
@samuelteame7210 11 ай бұрын
Bekri GUNNERAWI ❤❤❤👍
@shalikurgira4806
@shalikurgira4806 11 ай бұрын
ሕቶ ኣላትኒ በክሪ ፦ ሓደ ሰብ ኣብ ሓንቲ ሃገር እናነበረ መሰሉ ዘይሓትት ፡ ሃገራዊ ግቡኡ ድማ ዘየማልእ እንተደኣ ኮይኑ ዜጋ ናይታ ዝነብረላ ሃገር ክበሃል ይከኣል'ዶ ? እወ እንተኾይኑ መልስኻ ፡ ብምንታይ መለክዒ ?
@bsereke
@bsereke 11 ай бұрын
🎉🎉🎉 Resspect for you and your maturity, brother 🙏🎉🎉
@HashimEritrea
@HashimEritrea 11 ай бұрын
شكران بكري تسلم كل تفضيل ❤❤❤❤
@ኣርሰናል7
@ኣርሰናል7 Жыл бұрын
ሞ ንሶም ዮም ኮ በዲሎምና መን ድዩ ህዝቢ ኣስመራ ናብ ደገ ጉሒፍዎ ዘሎ እዚኦም ዶ ኣይኮኑን
@haileblatta
@haileblatta Жыл бұрын
Yesss tikikil
@ihavehope7119
@ihavehope7119 Жыл бұрын
شكراً بكري ماشاءالله الرشايدة ناس طيبين وفي حالهم حضرت كل فيديوهاتهم قبل شهر جميلة جداً وعرفت منهم حاجات ومعلومات ومناطق كتيرة جدا ما كنت بعرفها في إريتريا نسبة لظروف البلد سابقاً اتولدنا واتربينا خارج الغالية اريتريا وان شاءالله نعود جميعاً بالسلامة يارب ❤❤❤
@ኤሩኤርትራዊት
@ኤሩኤርትራዊት Жыл бұрын
♥️🇪🇷🌹🌹 በሓቂ እዞም ዓጋመ ደኣ ሰብ ረብሽኦም ዘለው
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
Abeed!
@haben2709
@haben2709 11 ай бұрын
Kkk bekri bro gdefo rashayda ,tigre nay eritrea saho nay eritrea ab sudan entay yblu ,eznna ankurena tigre nhna sudani yblu ,saho ja eumda alena beled mhamed resul yblu,ezi malet ja mesulim kulu adu eyu so , film aytsrah OK, nska nbaelka nay 3 Hager zegnet aleka so bal nskum ktemekum b eidkum kzhlekum b manka eikum ,dhri eta video hteto suedawi eye kbleka eyu, you so funny
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
100%
@DanDani-e4d
@DanDani-e4d Жыл бұрын
Nice
@SB10889
@SB10889 11 ай бұрын
Thanks Bakri
@MaikelKesete
@MaikelKesete 11 ай бұрын
በክሪ ጽቡቅ መግለጺ ኣምላኽ ይባርኽካ ግን ሓንቲ ሕቶ ንቀጻሊ ቪዶኻ ራሻይዳ ከም ካልኦት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ኣጎልጉለትን ዘይሳተፉ ተኾይኖም ሲ ብከመይ ምስቲ ንሓገሩ ዝተሰውአ ወዲ ትግረ ሓደ ዓይነት መሰል ክውሃቦም ይኽእል? ምኽንያቱ ንሃገር ዝገብርኦ ዋላ ሓንቲ የለን፡ ኣቦይን ኣቦኻ ብረት ሒዞ መዋእሎም ኣብ ድፍዕ፡ ንሶም ግን ምስ ደቆምን ሰበይቶምን ይሓድሩ፡ ኣድልዎ ዶ ኣይኮነን ከም ሕቶ? I hope tegediska tmlsa❤
@MerkebMehari-c1c
@MerkebMehari-c1c 11 ай бұрын
ንፉዕ ❤❤❤❤❤
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 11 ай бұрын
ራሽይዳ መበቀሎም ሱዕዳዊያን እዮም ፣እንታይ ከምዝገበሩ ሱዕዳዊያን ሰጊጎሞም ኣብ ገምገም ናይ ኤርትራ ባሕሪ ይቅመጡ ነይሮም ነዊሕ ዓመታት ሻዕብያ ከም ኤርትራዊያን ፈሊጦሞም ግን ኣሽገርቲ እዮም ብዙሃት ከቲሮሙና ኢሎም ይከስዎም
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 11 ай бұрын
መውስቦ! ብዓል ጀለብያ መንእሰይ በክሪ ይሑሱ ኣሎ፡ ከመይሲ ራሻይዳ መበቆሎም ዓረብ እንተኮይኖም፡ ብዘይካ ደቀባት ቀቢላ ወይዘሮ ደሃብ ፋቲንጋ፡ ምስ ራሻይዳ ዘይተዳቀለ ሓበሻ የሎን፡ እቲ ፍልልይ ኣብ ጥንቲ ዘመናት ስለዝኮነ ጥራይ ኢዩ፡ እዚ ድማ ብቀዳምነት ባዕሎም ነብሶም ኢዮም ዝጎድኡ ዘለው፡ ምክንያቱ ምስ ከባቢኡ ዘይመሳሰል ሰብ ድራሩን ዕቤቱን ኣገደ ይብሃል፡ ከመይሲ ሓደ ካብቲ ዝሓሸ ናይ ማዕርነት ዕድላት ብዘየማትእ ኣብ ኤርትራ ኢዩ ዘሎ! ካልኣይ ከኣ ሳላ ሓልዮታዊ ምትሕብባር ኣስላም ኢዩ ኣንበሳ ናቅፋ ተዓዊቱ ክብሃል ይከኣል፡ ንሳቶም እንተዘይከላከልሉ ሃገረ ዋርሳይ-ይከኣሎ ምስ ሃገረ ጥረስጋ ቀደም ተደሚራ ምስሃለወት፡ ኮታ በዞም ስሱዓት ሓሳዳት ክርስትያን ብፍላይ ከኣ ደቂ ከበሳ ተጠሊሙ ኢዩ ኔሩ፡ ንኣብነት ብድሕሪ ወዲ ዓሊ ወጠንትን ቀለስትን ዝነበሩ፡ ብቀንዱ ንሳቶም ኢዮም! ብዝኮነ ሰኒ😀 🤝❤🕊
@mr.hrealpeople2135
@mr.hrealpeople2135 11 ай бұрын
Bekri my brother! ዘረባኻ ጸባ እዩ ዘስቲ:: ዓባይ ትምህርቲ::
@Eri291forever
@Eri291forever 11 ай бұрын
Very good
@habelwedisahil384
@habelwedisahil384 Жыл бұрын
King of Eritrea Media 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AfiyeAfro
@AfiyeAfro 11 ай бұрын
King media zbhal alo diu?
@shalikurgira4806
@shalikurgira4806 11 ай бұрын
Ayee, Kkkk
@MahfuzAbdallaAbdalla
@MahfuzAbdallaAbdalla 2 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉
@atakltiabraham3968
@atakltiabraham3968 11 ай бұрын
ጽብቕቲ ቪድዮ ነይራ በክሪ ሓወይ ቀጽል በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኣለኹ ኤርትራውነት ጥራይ'ዩ ክሓቑፈና ዝኽእል።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 11 ай бұрын
ኣብ ምጽዋዕ ብስራሕ ተቐሚጠ እየ። እቶም ራሻይዳ ነቶም ካለኦት ኣስላም ናይ ኤርትራ ኣዝዮም እዮም ዝንዕቍዎም ፡ ኩሉ ግዜ ንበይኖም ጥራይ እዮም ዝዋስኡ። ራሻይዳ ንነብሶም ቅድም ፡ ከም ቀቢላ ደሓር ከም ዓረብ ፣ ደሓር ከም ኣስላም እዮም ዝርኢዋ። ዓረብ ራሻይዳ ንነብሶም ከም ኤርትራውያን ኮይኖም ኣብ ገድሊ ወይ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ገንዘብ ኣብ ምውጻእ ኣይካፈሉን እዮም። ዓረብ ራሻይዳ ከመይ ጌሩ ሰብ ንባርነት ሸይጡ ድዩ ኮንትሮባንዳ ነጊዱ ገንዘብ ይእክብ ጥራይ እዩ ሕማሙ። ራሻይዳ ብዛዕባ ናይ ኤርትራ ሃገራውነት ኣይግድሶን እዩ። ጀብሃ ንባዕላ ንራሻይዳ ከም ኤርትራውያን ኣይትቖጽሮምን ኣያ ኔራ።
@rgatangheso2927
@rgatangheso2927 11 ай бұрын
Love this ❤
@mass_oak
@mass_oak 11 ай бұрын
I disagree but i respect your opinion.
@DannyAbraham-cn4mc
@DannyAbraham-cn4mc 11 ай бұрын
Bekri ❤
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 11 ай бұрын
ረቢ ይሀልውካ:: ኤርትራውነት ክቡር መንነት:: 9 ብሄራትና ሐበናትና እየን::
@merdvhawikiflay5787
@merdvhawikiflay5787 11 ай бұрын
ናቶም ዝበሃል ቦታ የብሎምን ግዝያውያን ነብርቲ ዮም
"ነቲ ህዝቢ ክነጥምዮ ኣለና"
19:37
Bakri Humed
Рет қаралды 24 М.
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
ርኢቶይ ኣብ ጉዳይ ሙሳ ዓብደላ
12:43
Bakri Humed
Рет қаралды 186 М.
ኣማውቱና ይብሉ ኣለው ሰኽራማት ቲክቶክ
17:08
በሻር ኣል ኣሳድ ካብ ሓላፍነት ናብ ስደት
20:10
ዜሮ IQ
22:41
Bakri Humed
Рет қаралды 146 М.
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН