No video

ራእይ ባሕታዊ ኣባ ገብረመስቀል Vs መጽሓፍ ቅዱስ 2ይ ክፋል Interview W Qomos aba mezgbesilasie and Deacon Bereket 2020

  Рет қаралды 62,129

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን

Күн бұрын

©Mdre Canaan

Пікірлер: 305
@user-gc8uv3ko4b
@user-gc8uv3ko4b 4 жыл бұрын
ክርያላይሶን ክርያላይሶን ክርያላሶን ሰላም ስድራ እግዚአቤሄር ከመይ ኣለኩም ምስትውዓል የድሊየና ኣሎ ፡ ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ያዓድልኩም፡ ስለ ቃሉ እግዚአቤሄር ዝከበርን ዝተመስገንን ይኩን ድያቆን ሓውና ካኣ ክብሪ ይሃብካ ብእትገብሮ ኩሉ ካይመስገንኩካ ካሓልፍ ኣይደልን ኢየ ኣጆካ በርትዕ ኣብ ጸለትኩም ካኣ ዘኩሩና ።
@habenteklay3574
@habenteklay3574 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጾምና ብሰላም ኣፈጺሙ ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጽሓና።
@tesfomesak1699
@tesfomesak1699 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰማኣልና ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ኣምላኽ ይባርኸልኩም ኣቦና
@briggebre6697
@briggebre6697 4 жыл бұрын
ቃለህወት የስመዓልና ኣቦና🙏 ካብ ፈጸምቲ ትምኒት ምኻን ይሰውረና ፈጣሪይ. ከምቲ ራጣሪና ዝፈትዎ ዓይነት ሰብ ክንከዎን, ብጸሎትኩም ደግፉና ኣቦና😢
@abelabrham931
@abelabrham931 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣቦና መጽሐፍ ቅዱስ ገምጺለዮ ኣይፈልጥን ኣነ ሕጅ ኽግምጽሎ እየ
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 4 жыл бұрын
ክርያላሶን, ከርያላይሶን, ክርያላይሶን ቃል ሂወት የስምዓልና ቁዱስ ኣቦና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@Axumawit21
@Axumawit21 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ናይ አገልግሎት ዘመኖም እግዚአብሔር ይባርኮ ነዊሕ ዕድሜ ምስ ጥዕና ይሃበልና ❤🙏አሜን፫ ✝!
@eritreawiteye3084
@eritreawiteye3084 4 жыл бұрын
Kryalayso Kryalayso Kryalayso kale Hiwet yesmealna
@eumuntesfatsyon1427
@eumuntesfatsyon1427 4 жыл бұрын
ኪራላይሶን ኪራላይሶን ኪራላይሶን። ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም።
@tesfamariam2155
@tesfamariam2155 4 жыл бұрын
ብዛሓት ብዛሓት አለና አምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ብጣም ደስ ዝብል ትምሂርት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም አብ ይቱብ ጥራይ ኣይኩን ኣብ ፈስቡክ መዓልታው ምጹና አምላክ ምሳኩም ይኩን
@atakltiwediliqe6834
@atakltiwediliqe6834 4 жыл бұрын
ብመጀመርታ ነዚ ኩቡር ዝኮነ ቃል እግዚኣብሄር ኣጽፍፍ ኣቢልኩም ምቅራብኩም ብልቢ ኢየ ዘመስግነኩም ኩቡር ኣቦና። ብምቅጻል ድማ ኣብ ጸሎቱኩም ዘኩሩና ።
@user-jy1iq6kj7w
@user-jy1iq6kj7w 4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክ ቃል ሂወት የስመዐና ክብርን ምስጋናን ናዓካ ይኹን ጎይታ ዝከበርኩም ኣቦና እና ዲያቆን ሓውና ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩ
@KiD-hx8gx
@KiD-hx8gx 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ኣቦና ድያቆን ሓውና እንኳዕ ብዳሕና መፀኢኩም ብፀለቲኩም ሓስቡና ኣቦዋይ ሰላም እግዚአብሔር አምላክ ከሁላችን ጋር ይሁን አሜን ቅዱስ ቃሉ ሓብሪና ኢናዳምጥ ደቅ ተዋህዶ
@yinges1547
@yinges1547 4 жыл бұрын
🙏❤️⛪️❤️🙏 ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና: እንድሕር ዝከኣክ ኮይኑ ድማ ኣብ ፈይስ-ቡክ Live, ነቶም ዝተደባለቐን : ዘይ ኦርቶዶክሳዊ ተዋህዶ ትምህርቲ ክምህሩን ከደናግሩን ዝውዕሉ ግቡእ ምላሽ ክትህቡልና ብትሕትና ንሓትት:: ካልእ ኣብዚ ሰሙነ ሕማማት Live ኣብ ፈይስ-ቡክ ወጽዮም ነዚ ሕማማት ዘይውክል ትምህርቲ ከስተምህሩ ርኢና: ስለዚ መዓስ ደኣ እዩ'ሞ እቲ ሰብ ነቲ ናይ ሕማማት ጸሎትን ስግደትን ከተግብር እንድሕር ኣቦታት ንህዝብና ኣብ ፈይስቡክ ብዛዕባ ካልእ ትምህርቲ ቢይዚ( Busy) ጌረሞ???
@alganeshtekie2859
@alganeshtekie2859 4 жыл бұрын
Abona kal hiwot yesmealna eziom bahtawi zbehalu zelewu gn Corona virus ne nay Egziabher sebat aytnkfenyu elom nerom gn bzuhat nay Egziabher sebat yimotu alewu papas keiterefu meitom eyom .slezi mstwal yihabena fetari
@redaetekie2088
@redaetekie2088 4 жыл бұрын
A
@abelhayelom7680
@abelhayelom7680 4 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣቦና ከምኡዉን ድያቆን ሓውና። ኣነ መጽሓ ቅዱስና ከንብብ ከለኩ ኩሉ እቲ ኣብ መጽሓፍ ዘሎ ክፋእ ኣብ ሃገርና ዉን ረኪበዮ ነዚ ከኣ ኩሎም መቅጻዕቲ ተቀቢሎም እዮም፡ናትና ካብ ሃገርና ምጥፋእ መቅጻዕቲዶ ይከውን ካባኩም ንጹር መልሲ ምደለና? ? ? ስርቂ ኣሎ ዝሙት መሊኡ ጋይላ ዋላ ኣብ ጾማት እቲ ቁዱስ መርጋ ብጋይላ እቲ ቅዱስ ጥምቀት ብጋይላ ዕቅመት ቆልዓ ብጋይላ፡ ዓመታዊ በዓላት ብጋይላ፡ ኩሉ ናትና ኣንጻር እዩ፡ እዚ ህዝቢ ከምዚ ዓይነት ሂወት እንዳነበረ ከለሎ ቤተክርስትያን እንታይ ትገብር ኣላ ኣብዚ ጉዳይ? ? ? በዓላት ንገብር ትርጉሙ ኣይንፈልጦን ጥምቀት ትርጉሙ ኣይንፈልጦን መርዓ ሽማ ጥራይ ኢና ንፈልጣ እዚ ህዝብና ምስ መጽሓፍ ቁዱስ ዝምድና የብሉን እታ እምነት ኣላትኒ ጥራይ እዩ ዝብል። ካልእ ቤተክርስትያን ኤርትራ ስለ መንግስቲ ኤርትራ ክትጽሊ ይግበኣ ድዩ ስለ ሰበ ስልጣን ኤርትራ ክትጽሊ ይግበኣ ድዩ? ንሶም እዮም ኣሽሓት ሰባት ትሕቲ መሬት ኣስፊሮም ዘለዉ እሞ።
@user-vg1gv1se6k
@user-vg1gv1se6k 4 жыл бұрын
Hakika aleka zehawey abi nigidet gayila wela abi tsomi aribe anemi tigerimeni eya
@mebrhitsemere321
@mebrhitsemere321 4 жыл бұрын
ክርያላይሶን(3) ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም! ነዓና ድማ ጥበቡን ምስትውዓሉን ይዓድለና ልቢ ልድያ ዝከፈተ እግዚኣቢሔር የዒንተ ልቦናና ይክፈተልና!!! ሰሙነ ህማማት ብሰላም ኣፈጺሙ ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጽሓና እግዚኣቢሔር። ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና ወገናተይ!!
@fevenmusazgi5952
@fevenmusazgi5952 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna nay bahki amlak xegu amlak yehylkum.
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@medhaniebrhane5287
@medhaniebrhane5287 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦናን ድያቆንን ንሕና ከምቶም ህዚቢ ኣይሁዳውያን ኮይና መምሃራንና ከምዘይመሃሩና ጌርናዮም ፡ ኣብ ሂወተይ ብዙሕ ትምህሩኒ ኣለኡም ሞ ኣምላክ ዓስቡኩም ይሃብኩም፡ ኣይትትፉና ጌና እዚ ከውሒ ልብና ክሳብዝስበር እቲ ሂወት ዝኮነ ቃል ኣስሙኡና ኢደይ መጽሓፍ ቅዱስ ካብዘይሕዝ ዳ ክሕዞ ኣይርዳኣንን ኣቦታትና ድግፍ ኣቡሉና ኢኩም ክንትንስእ፡ ብሰላም ናብ በዓል ትንሳኤ የብጽሃና።
@zainabz6535
@zainabz6535 4 жыл бұрын
አሜን ቃል ህይውት ያስማልን
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለህይወት የስምዐልና ኣቤቱ የፅንዕኹም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የንዉሓዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-yu9bf6zm6h
@user-yu9bf6zm6h 4 жыл бұрын
ክራላይሶን ክራላይሶን ክራላይሶን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣቦና ኣብ ልብና የሕድረልና ፈጣር ኩሉ ኣለም
@askaleschnugese1610
@askaleschnugese1610 4 жыл бұрын
Kiralayisoon kiralayisoon kiralayisoon Abona kale hiwet yesmealna Egziabher amlak edmen tentan yhabkum xegeu ybzehelkum
@user-ox8hx6qc5f
@user-ox8hx6qc5f 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዐልና
@freta8958
@freta8958 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት እግዚኣብሄር ጥበቡ ይግለጸልና ኣሜን።
@fretamay7608
@fretamay7608 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዲያቆን ሓውና ኣብ ፀሎትኩም ዘኩረኒ ወለተ ዮሐንስ
@hagush1886
@hagush1886 3 жыл бұрын
ኣሜንንንንንን ቃል ሂወት የስምዐልና ኣቦይ ዲያቆን ሓወይ እውን ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ለኩልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤🏠🏠🏠🏠🏠🏠
@abelabrham931
@abelabrham931 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@user-cl1le5gq6e
@user-cl1le5gq6e 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ቆሞስ ኣባ መዝገበ ስላሴ ፡ ብሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ መልሲ ዞም ግራ ዝኣተወና ወለዶ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ጸጋኩም ወላዲት ኣምላክ ተብዝሓዮ ኣብ ጸሎትኩም ሕሰቡኒ ኣቦና
@medhanieanday286
@medhanieanday286 4 жыл бұрын
Qal hiwet yesmaOalna abouna
@amanieltekle5835
@amanieltekle5835 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ይስማዓልና
@abelgoitom1031
@abelgoitom1031 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen.
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal.hiwet ysemealna abona
@tesfamariam2155
@tesfamariam2155 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmena
@frezgiketef9868
@frezgiketef9868 4 жыл бұрын
ቃለ ሂይወት የስምዓልን ብጣዕሚ ሓጺርን ክትሰምዖ ስሚዒትካ ዝትንክፍ እግዚኣብሄር ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጽሓልና ቀጻሊ ተግሳጽኩም ኣይፈለየና ኩሉና ናብ ልብና መታን ክንምለስ
@eyorusaliemteklezghi168
@eyorusaliemteklezghi168 4 жыл бұрын
አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና አቦና እግዚአብሄር ናብ ባዓል ትንሳኤ ብሰላም የብጽሐና።
@teweldegebremedhin5837
@teweldegebremedhin5837 3 жыл бұрын
ክርያላስዮን ክርያላስዮን ክርያላስዮን ቃለ ሂወት የስማዓልና
@millionafewerki6696
@millionafewerki6696 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ህይወት ኣስማኣልና ኣቦና
@kewaniamare8442
@kewaniamare8442 3 жыл бұрын
ኣቦና ቃል ሂወት የስማዓልና ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ቡን ትስተ ድያ ብኑጹር ኣብርሁሉና
@godislove1338
@godislove1338 4 жыл бұрын
Btaemi nufuat egziabiher amlak xegu yebzhalkum kinxbeyokum ena ab kexali
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና
@eriboy8086
@eriboy8086 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም ይባርኸልኩም
@yonaskifle2985
@yonaskifle2985 4 жыл бұрын
ልቦና ያሃበና እግዚኣቢሔር! አቦና ከሙኡውን ዲያቆን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ብጣዕሚ ሂወት ዝህብ ትምህርቲ !
@SalmanKhan-bx7ye
@SalmanKhan-bx7ye 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፅጉኡም የብዝሕ አቦና
@ghidegerkiel5733
@ghidegerkiel5733 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna Abona Egzabher amlak xegaeu yebzehalkum
@temesgenamlak9804
@temesgenamlak9804 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmealna abona agziabher tegu ybzhalkum dyakon kea nay zeben edmeka ybark kem fkad amlak 3kfal knxbeyekum ina ndkmat dkkum xolotkum aygadefena bselam mxuna
@SalamSalam-ru6wv
@SalamSalam-ru6wv 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐሎም ኣቦና አሜን
@user-fe9et6mo2b
@user-fe9et6mo2b 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦና ዲያቆን ሓውና እውን ፀጉኡ የብዘሐልኩም እዝጋብሄር ኣምላክ ኣቦና ብጣዕሚ ተጋጊና ኢና ልልመፀ ሸር ናገበርና መስተወዓሊ ልቢ ይሃበና እበይ ይቅረ ይበለልና ምሕረቱ የውርደልና እዝጋብሄር ኣምላክ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏ኣሕዋተይ ልልረአናዮ ሸር ኣንበል ነስተውዕል ንፀሊ ልመን ክወሃበና ክምሕረና እታ ቅድስቲ ድንግል ኣዴና ምሕረት ክወርደና ትለምነልና ንቱ ክቡርወዳ ልኣና ክምሕረና ልወለደትልና ኣሕዋተይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@antizamintaza1284
@antizamintaza1284 4 жыл бұрын
ጥዑም ትምህርቲ። ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና።
@semhartekleab2860
@semhartekleab2860 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yasmana
@emasamru83
@emasamru83 4 жыл бұрын
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ቃል ህወት የስመዓልና ኣቦና
@user-zu1ku2cb2g
@user-zu1ku2cb2g 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና
@user-hq8vp2he9x
@user-hq8vp2he9x 4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ከሙኡ እውን ክቡር ሓዉና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
@merhawitesfagabr5487
@merhawitesfagabr5487 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Qale hiwet Yesmalna Abona Egziabher Amlak Nay Agelglot Zemenkum Ybark 👏👏👏👏👏👏👏
@user-ys1qq6ko3j
@user-ys1qq6ko3j 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና
@kulunisenay3274
@kulunisenay3274 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmealna abona , hawey Diakon xega abliali xega yiadlkum fetari
@meronesitfanos2196
@meronesitfanos2196 4 жыл бұрын
amen amen qalehiwet yesmaelna aba diyaqon
@user-ew9bt9tk9t
@user-ew9bt9tk9t 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና
@semharmehari7367
@semharmehari7367 4 жыл бұрын
Amen Amen amen Amen kal hiwet yesmealna abotachn an ko natkum tmhrti kseme keleku zsmani destan hagosn meglexi eye zsenele amlak Xega ab leli Xega yweskekum kemeu wn Diyaqon hawna egziabhier xgeu yebzhalka 🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@jdjdjhshhsh9021
@jdjdjhshhsh9021 4 жыл бұрын
ቃል ህወት የሰመእልና ኣቦና ክምእውን ዲ ሓውና ኣምላክ ንቲ ዘለኩም ፍልጠት የፋሓልኩም ኣምላክ ኣብ ልበና የሕድሮ ኣሜንንንን
@amerasalemon9374
@amerasalemon9374 4 жыл бұрын
ቃል ህወት የሰመእልና ኣቦና ክምእዉን ዲ ሓዉና ኣምላክ ዕድመ ጥዒና ይሃቡኩም
@weldayzereu7978
@weldayzereu7978 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna egziabhier amlak xegiu yebzhalkum abotatna
@azebghebre715
@azebghebre715 3 жыл бұрын
Amen amen amen nay bhaki abona kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏💒✝️💒🥀🥀🌹🌹🌹❤❤❤
@fevenmusazgi5952
@fevenmusazgi5952 4 жыл бұрын
Amlak bemhrtu yetmtna
@temesgenfetari1535
@temesgenfetari1535 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ጎበዛት ቆልዑ ቀጽልሉ።
@dglmaryamwahsey510
@dglmaryamwahsey510 4 жыл бұрын
ኣሜን አሜን ኣሜን ቃል ሂወት ያስማኣና።
@edengarza5914
@edengarza5914 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmana egziabiher ykre ybelelna Abona kea xegeu yebzhalkum Ab xeletkum zekuruna kbret yhabelna🙏🙏🙏
@selamshikor9012
@selamshikor9012 4 жыл бұрын
Ane mis Bahtawi Gebremeskel kab nishitinetey zifelitom Abo Eyom Nisom zitezarebiwa Tinbit Ab meret teb Aytibilin. Kolo Tefeximo Eiu
@tsegahaile2954
@tsegahaile2954 4 жыл бұрын
ኣቦና ቃለ ህወት የስመዐና ቅኑዕ ትምህርቲ ሰሚዕና ካባኩም ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም
@hyabnatey5628
@hyabnatey5628 4 жыл бұрын
ክላይላሶን (3) ቀለ ሂወት ይስማዓልና ጸሎትኩም ኣይፈለየና
@ZamZam-bx6op
@ZamZam-bx6op 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ይሰመዐልና አባና
@natuabraham612
@natuabraham612 4 жыл бұрын
ናይ ሕይወት ቃል የስምዓልና
@surafielsemere5781
@surafielsemere5781 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmeana edmen tenan yhabukum fetari
@fkaduasfha9859
@fkaduasfha9859 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና
@YOS_YOH
@YOS_YOH 4 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክ እታ ዝደልያ ዝነበርኩ ኣርእስቲ ክጽበየኩም ቀንየ ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት ይስምዓልና ኣቦና and deacon hawey kea kmzi aynet bflay bezi zelo knetat mhtatkum btaemi xegu ybzh.
@user-ns9cg9uk4x
@user-ns9cg9uk4x 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያሰመዓልና ኣባና
@ksaneet6972
@ksaneet6972 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፈጣሪ ክቡር ኣቦና
@hannaghirme3420
@hannaghirme3420 4 жыл бұрын
amen kalehiwet yesmealna abona
@user-ot6dt2gr3p
@user-ot6dt2gr3p 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና
@muluzeneb8846
@muluzeneb8846 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ያሰማልን አባታችን ❤💒
@wediande9005
@wediande9005 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና ኣቦና, ፈጣሪ ብዓኒ ምሕረቱ ይተምታና
@solomontesfamariyam
@solomontesfamariyam 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ኣምላክ ይባርኽ።
@merimeri267
@merimeri267 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኣቦና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ሓውና ድያቆን ጸጉኡ የብዘሐልኩም ሰላምታኩም የብዘሐዮ እግዚአብሔር ኣምላክ ያሓልውኩም ኣቦና እና ክቡር ሓውና ድያቆን🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿☘️☘️☘️☘️☘️☘️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ተመስገን ኣምላከይ በባካትኩም ገይሩ ዝምህረና ተመስገን ተመስገን ተመስገን ኣብ ጽሎትኩም ዘኩሩኒ አመተ ማርያም እናበልኩም ኣቦና
@dehabkahsay2149
@dehabkahsay2149 4 жыл бұрын
Amen amen amen kala hewatu yasmana
@habtemichaelkibreab5464
@habtemichaelkibreab5464 4 жыл бұрын
ኣሜን፣፣ ቃለ ሂወት የስመመዓልና ኣቦና እግዚኣብሔር ናይ ኣገልጉሎትኩም ዘመን ይባርኸልኩ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም🙏።
@tubetube6245
@tubetube6245 4 жыл бұрын
ቃለ ህወት ያስማዓልና ኣቦና 🙏😍😍
@filiwedimaheri6573
@filiwedimaheri6573 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwat ysemalena
@danifre6380
@danifre6380 4 жыл бұрын
Pls yehiwatey rediet kidusan amaladnet dingl mariyam ntekemelu nsu u nezi mekera medihanitu deki tewahdo amlak abotatna msana u ajona
@tirhaskeshi2502
@tirhaskeshi2502 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalina nakum ka amlak xegu yebzhalkum.Mhale the xige intay malet you
@debesaysamuel8267
@debesaysamuel8267 4 жыл бұрын
Amen kal hiwet yesmealena abona
@user-nx1wp2wr3r
@user-nx1wp2wr3r 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም ይባርኸልኩም ኣሜን (((3)))።
@mybabymysweetboy893
@mybabymysweetboy893 4 жыл бұрын
Mestweal zedlyo gezia ane kabakatkum bezuh ye zemhar zelku kem fqad amlak Keymsgenkukum khalf aydeln Neay ne hatyatena abe xolotkum zkuruni qal hiwet yesmealna🙏🙏🙏❤
@saratesfa8402
@saratesfa8402 4 жыл бұрын
ቃል ህወት የስምዓልና
@efremokbe4401
@efremokbe4401 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@senaitabrhale9856
@senaitabrhale9856 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna🙏🙏🙏
@astertzeggai7572
@astertzeggai7572 4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna 🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️🙏🏽❤️💒❤️💒❤️🙏🏽❤️💒❤️💒❤️💒
@mahdargereziher781
@mahdargereziher781 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalehiwet yesmana abona n diyakon hawna edimen tieinan yhabelna bhaki nhna dkumatn hayat zbezhanan sle zkona menfes kab men mkani mflay tesaeinuna eyu eti zehzen kea etom unki deki tewahdo memehnrsna kemzi belu tinbit tenageri endabelu abti natatom pag poste ygebrwo yedenagruna alewu EGZIABHER astewali lbona yhabelna
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ያስምዕልና ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ፣
@user-vy4lt2is4g
@user-vy4lt2is4g 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና አባና
@teklemariamzeregaber3642
@teklemariamzeregaber3642 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተመስ ይኩን ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ትኩን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣባ መ/ስላሴ
@berhaneteklehaymanot5721
@berhaneteklehaymanot5721 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna qdus egziabiher amlak xegue yebzhalkum nay aglglot zemenkum ybarkelkum yqdselkum egziabiher amlak ab ementna yetsneana emebrhan weladit amlak bameladneta tdegfena
@Temie_Gunners
@Temie_Gunners 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna aba
Violet Beauregarde Doll🫐
00:58
PIRANKA
Рет қаралды 41 МЛН
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 20 МЛН
Nurse's Mission: Bringing Joy to Young Lives #shorts
00:17
Fabiosa Stories
Рет қаралды 6 МЛН
መልሲ ንፓስተር ትዝታው ሳሙኤል Eritrean Orthodox tewahdo tmhrti b sltan kesete
26:24
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 75 М.
ሊቀ ጉባኤ አባ ግርማ ርዕዮቱ  ሱባኤ ምንድን ነው?
28:26
እንጦጦ ሐመረ ኖኅ ኪዳነ ምሕረት ገዳም Merso Hiwot መርሶ ሕይወት
Рет қаралды 241
ቃለ መሕትት ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ገብረሂወት 1ይ ክፋል
42:45
sulamatis ደብረሰላም መድሃኔኣለም ዙሪክ
Рет қаралды 53 М.
(ምክረ አበው)ቃለ መሕትት ምስ አባ መዝገበ ስላሴ
14:32
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 21 М.
ከመይ ከ ንሓድሕድኩም እትተዓማመጹ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:10:18
"ምክረ አበው" ቃለ መሕትት ምስ አባ መዝገበ ስላሴ
22:58
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 47 М.
Violet Beauregarde Doll🫐
00:58
PIRANKA
Рет қаралды 41 МЛН