RADIO ERENA - ኣብ ደለይቲ ፍትሒ ጎሊሑ ዝርአ ጉድለታት እንታይ'ዩ?

  Рет қаралды 4,204

RADIO ERENA

RADIO ERENA

13 күн бұрын

ኣብ ግዜና - ዘተ ምስ መምህር ተስፋማርያም መንግስቱ ካብ ዴንማርክ - Monday, 17 June 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Пікірлер: 67
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 11 күн бұрын
ኣታ ኣብዚኣ ብሱል ሰብ ተረኪቡ። ሓወይ ተዳሎ ክወሩካ እዮም ንውፊይ ደቂ-ዓዱ !
@kudusanhabte3376
@kudusanhabte3376 11 күн бұрын
ቡሱል ሓሳብ ጅግና።
@tekilafiss5686
@tekilafiss5686 12 күн бұрын
ሽሻይ ሕቶኻ ዘይሻራዊ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ፡መላሲ እዉን ብጣዕሚ ንፉዕ ገላጺ Smart man. መንእሰይ ናበይ ትኸይድ ኣለኻ መን ይመርሓካን ኣሎ ኣስተዉዕል ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዕድሜኻ ከይትዉድእ።
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 9 күн бұрын
Thank you for the excellent interview.
@henoktecle590
@henoktecle590 3 күн бұрын
As usual, Sheshay, keep up the good job!
@user-cz1zz2gk2g
@user-cz1zz2gk2g 11 күн бұрын
መምህር ጽቡቅ መልሲ ።ሰብ ምቅታል ምክታር ደዉ ክብል አለዎ
@hanestaetman8849
@hanestaetman8849 9 күн бұрын
Good job brother ❤❤
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 11 күн бұрын
Very wise knowledge supported teacher, if people like you break their silence & comes in front Eritrea will step forward twice in a while.
@user-hh8zs6he8j
@user-hh8zs6he8j 12 күн бұрын
Good job brothers. It was very interesting discussion. Thank you memhr Tesfamariam. I really appreciate your ideas and changes
@safetywmn7323
@safetywmn7323 12 күн бұрын
Wow Shishay is professional…kulu gazietegna kab Shishay kmahar alewo
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera 11 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ተቃዋማይ ብሱል መምህር ዓለም ትክተሎ ኣቃውማ እዛ ናይ መምህር ኢያ መሰል ሰብ እንዳ ኣክበረካ ኣብ ጣውላ ብሓሳብ ኢካ ትስዕሮ ጎነጽ ክትጥቀም ግን ምስ መንግስቲ እምበር ምስ ህዝቢ ብፍጹም ኣይረኣናን
@yacobyemane1134
@yacobyemane1134 6 күн бұрын
ሽሻይ ኣብዚ ብጣዕሚ ዝናኣድ ስራሕ ኣብ ኩሉ ከምኡ ቀጽል ሞያዊ ዓቕሚ እዩ።
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 11 күн бұрын
'deleyti fithi' zibehalu yelewun ayneberun
@tedrosmehari179
@tedrosmehari179 11 күн бұрын
Lebam zereba hawena, sheshay hawena abe medebeka tekrebom sebab naye behadi eritra ertra eyom zechenewu. Thanks for
@hntsarussom
@hntsarussom 10 күн бұрын
Bsul mensey
@misganamisgana4485
@misganamisgana4485 12 күн бұрын
ሽሻይ ሓደ ልቢ ጥራይ ዲዩ ኣብ ኣዳራሽ ነይሩ?
@sarahabte8725
@sarahabte8725 12 күн бұрын
Selemntaei kalote zegatat ykdu abtie bal nei eritrea 😢
@aynomgodefa8228
@aynomgodefa8228 11 күн бұрын
ብሱል መምህር
@erenanatna4265
@erenanatna4265 12 күн бұрын
Thank you Tefamariam for telling the truth and the fact as pure eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrietekle6845
@mebrietekle6845 11 күн бұрын
Nice discussion I love it
@downunder507
@downunder507 10 күн бұрын
You have echoed everything I believe is wrong, reservations I have, and concerns regarding the so called justice seekers. I was one too but I stopped when I saw the direction they were taking us is pure madness, and the outcome is for all to see… I think we should work tirelessly to repair the damage done by this group…. I still am justice seeker and my method is using a dialogue to change minds not violence…
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 11 күн бұрын
What is the goal of radio arena very confused against the dictator or against delayti fethi????
@hntsarussom
@hntsarussom 10 күн бұрын
Bsul mensey kemaka 1000 ykunu dlayka kun tekawem degf ezi blhi u
@yacobyemane1134
@yacobyemane1134 6 күн бұрын
ኣብዚ ዝተባህለ ብፍላይ ኣብ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ብርጌድ ንሓመዱ ንናይ ስርዓት መሓውር ምብታኽ እምበር ምስቶም ከምኦም ስደተኛታት ክባኣሱ ሕጂ እውን መደብ ኣይበሮምን ኣይክህልዎምን እውን።
@Habeshy2024
@Habeshy2024 4 күн бұрын
ንቃለ መሕትት ክትቀርብ እንከለኻ ገለ ዕትብ ዝበለ ጉዳይ ሒዝካ'ዩ ዝቕረብ::
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 11 күн бұрын
Bakaa aytkawomu sek elkum teregexu ::::🤷‍♂️🤷‍♂️🤷‍♂️🤷‍♂️🤷‍♂️🤷‍♂️
@selamyohannes7479
@selamyohannes7479 10 күн бұрын
Ane yegureme aleku after nihizibina zitek8me be 💯 after aletinet wegeninete shawe share jia be 1oooooo triple share nibelo esike wela hade seb tekeyerina
@rahelmisgna2165
@rahelmisgna2165 11 күн бұрын
Hasawi
@fisihazenfitwi9562
@fisihazenfitwi9562 9 күн бұрын
እዞም ኣብዚ እዋን፡ ኣብ ናይ ፍትሒ መድያ፡መጽዪም ዝዛረቡ ዘለው። ብፍላይ ኣብ ፍትሒ ዘለው ዝመስሉ ፡ግና ዘደናግር መልእኽቲ ዝብህቡ ዘለው። መጻዕናዕቲ ዘድልዮ ጉዳይ እዩ። ስለ ምንታይ እዮም፡ እዚ ዘረባ ዝዛረቡ ዘለው። ራድዮ ኤረና፡ ብታሪኽ ክትሕተቱ ኢኹም። ዝተወለዐት ሽግ ሓርነት ከተጥፍእዋ ትጽዕሩ ኣሎኹም።
@rahelmisgna2165
@rahelmisgna2165 11 күн бұрын
Esub ika nisika
@negasigerensea9993
@negasigerensea9993 9 күн бұрын
Shshay ktfelto zgbeaka beal natsnet ezi srat yhalu ayhalu hzbi eritrea nwlud weledo ktsnbro eyu
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 11 күн бұрын
ኣብዚኣ እስከ ሹሻይ ንዓካ ሓንቲ ሕቶ? እቲ ምትእክካብ ናይቶም ደገፍቲ ባእሲ ይፈጥር እንተኣሎ ኮይኑ ንምንታይ ደው ዘየብልዎ ትብልስ ንምንታይ ድኣ ኣብቲ ናይ ትግራይ ከይዶም “ ኣርሓ ወያናይ” እንዳበሉ ክቆጻጸዩ ከለዉ መን ዶ ኣይትኪዱ ዝበሎም ሰብ ኣሎ እዩ? ዳስ ኤርትራዊ ብደናጉላ ክህረም ዳስ ዓጋመ ክለሃይሉ? ግን እቲ ፍትሒ እየ ዝደሊ ዝብልስ ነቲ ቃልሱ ዘዳክም ጎሓፍ ሓሳብ ክኣራሪ እዩ ዝውዕል! ሕጂ ክኣ ተዳቂቁ ናብ ዓዲ ወሪዱ ኣሎ፡ ነበረያነበረ ኮይኑ እዩ።
@AloShishayGebrehana
@AloShishayGebrehana 11 күн бұрын
ሰላም ክቡር ሓው፡ ንርእይቶኻ ኣንቢበዮ ስለ ተገዳስነትካ ድማ አመስግነካ። ነቲ ዝጸሓፍካዮ፡ ከተስፍሖን ዝያዳ ከተብርሆን ፍቓድን ድላይን እንተሃልዩካ፡ ኣነ ኣብ መደበይ ክዕድመካ ፍቓደኛ እየ። ኣዳላዊ መደብ ኣብ ግዜና፡ ሽሻይ ገብረሃንስየ።
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 10 күн бұрын
እዚ ትብሎ ዘለኻ አብ መንጎ ጸላእን ፈታውን ምብራህ ጸገም አለካ ። ኩሎም ውጽዓት ወገንካዩም።እዚ ትገልጾ ዘለኻ ናይ ተልመደን ፖለቲካዩ።
@raheltewelde847
@raheltewelde847 11 күн бұрын
ናጽነት ዘይብልናስ ከመይ ጌርካ ከተብዕል ትክእእል ??? ናጽነት ሲኢንካ ካብ ዐድካ ተሰዲድካስ ናጽነት ከብዕል ካበይ ዝመጸ ናጽነት 😢
@GrmaBru
@GrmaBru 8 күн бұрын
መስል አብዘሎዎ ሀገር እዮም ዘብአሉ ፍትሂ ደልየ ዝብል ይኩን እቲ ደጋፊ አበይኮይኑ እዩ ዝቃተል
@Simon-wj8lm
@Simon-wj8lm 11 күн бұрын
ሓታቲ ኮነ ተሓታቲ ስለቲ ዘይሻራዊ ኣቀራርባኹም ብልቢ ኣመስግን። ብፍላይ ተሓታት ብዘሎካ ልቦናን ንቕሓትን ንሰናይ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ዝከእለካ ዓራቒ ጎስጓስ ክትገብር እላበውካ፡
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 11 күн бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ነታ ህግደፍ ቢሒቱ ንበይኑ ዝዕንድረላ ዝነበረ ባይታ ድያስፖራን ርኢቶ ዓለምን ቀይሩዶ ኣይቀየረን? ኣብ ዉሱን መድረኽ ምስ በጽሔ ድማ ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ካልኦት ደለይቲ ፍትሒ ንህግደፍ ብሕጋዊ ኣገባብ ጥራሕ ይቃለሶ ኣሎ:: ካልእ ተቓውሞ ሰውራዊ ባይቶ ዝብሃል ዝነበረ ውድብ ብፍላይ 5 በዓላት ኣብ ዓመት እንኮላይ መዓልቲ ነጻነትን መዓልቲ ስዉኣትን ሓደ መስከረምን የብዕል ኔሩ:: ድሕሪ 2001 ግን እቲ ውድብ ተዳኺሙ:: ኣባላቱ ኣብ ዝተፈላለየ ዝመረጽወንን ዝመስረትወንን ውድባት ኣለዉ:: ኣብቲ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝድውንን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእቱ መርገጽን ርኢቶን ዘእንግዱ ዘይምቕባልካ ጽቡቕ እዩ: ግን ካብ ቃልሲ ክትርሕቕ የብልካን:: ምስ ኣብ ሓሳብ ዝሰማምዑኳ መቓልስቲ ንፍትሒ ቃልስኻ ቀጽል:: ገሊኦም ዘባእሱና ጠለባት ግን ብህዝቢ ኤርትራን ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ጥራሕ ዝምለሱ ስለዝኾኑ ከም መፈላለዪ እንተዘይተጠቐምናሎም ንፍትሓዊ ቃልስናን ሓድነትናን ሓጋዚ እዩ::
@hadishgidey4637
@hadishgidey4637 11 күн бұрын
I don’t get it even one point .
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 11 күн бұрын
ነጻነት እንተሊዩዎም እንታይ ክባቁጡ ክገብሩ ኣብ ዓድማቶም ኣዕቁቡና ኢሎም ዕቁባ ሓቲቶም። ናጽነት ዘይብሉ ህዝቢ ዶ ነጻነት የኽብር እዩ።ኤርትራውያን ኣእምሮኹም ኣስርሕዎ ኣሕፊርኩምና ።
@user-op2hw2md4x
@user-op2hw2md4x 4 күн бұрын
This መምህር is confused; he is extreme nationalist though. ፍትሒ ከተምጽእ ዕንበባ እናነስነስካ ከም ዝይኮነ ፍለጥ።
@hidaatephrem3159
@hidaatephrem3159 11 күн бұрын
ኣንበሳ! ስለ እቲ ሓቂ ምዝራብካ ኣድኒቐካ መምህር ተስፋማርያም። ጋዜጠኛ ሽሻይ ኤርትራ ኣብ መገዲ ሕውየት ክትእቱ ዝሕግዙ ቀንዲ የዋሳእቲ ኢኻ።
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera 11 күн бұрын
ንሕና ኮ ኣብ እስራኤል ኢና ዘለና ንሕና ደሊናዮ ኣይኮናን ተገዲድና ኢና ኢሉ መንግስ ደልየሞስ ብወሳብ ተሓቢርዎም ካብ ኩለን ከተማታት ተኣኪቦም ሰለማዊ ሰልፊ ተፈቂድዎም ሰዓታት ተዋሂብዎም ሰዓታቶም ወዲኦም እቲ ደጋፊ ኣይከዶምን ንሳቶም ግን ምስ ፖሊስን ኣዳራሽን ተራጺሞም እዚኣ እኳ ኢያ ደሓር ከኣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ኮይንካ ፍትሒ ከነምጽ ኢና ዝብሉስ ሐራይ ምስ ሕውሓት ተጸንቢርካ ን ሻዕብያ ስዓሮ ሞ ሕውሓት ነዚ ዓቢ ውድብ ኣፍሪሳስ በቃ ሕጂ እንኩመ ዓዱኩም ኣማሓዱሩ ኢላ ሃገርካ ክትገድፈልካ ኢልካ ትሓስብ ተሊካ ብሃም ጥራይ ኢካ
@selammerkeb9754
@selammerkeb9754 11 күн бұрын
እታ ዋና ንህዝቢ ኤርትራ ተድልዮ ዘላ ሓጻርን ንጽርትን እዚኣ ዝብላ ዘሎ ከንሳ ከይተረዳኣና ኮለል ክንብል የሕሊፍናዮ ግዜና። ሓደ ንሰላም ድጽውዕ መንግስቲ ሲኢና ኢልና እንዳ ተዛረብናስ ካብኡ ዝገደዱ ባህጊ ናይ ደምነት ዝብርሆም እንዳ መርሑና፡ ኪዱ ንሓውኹም ቀተልዎ ንዝበሉና ተቐቢልናዮም ሓውና ክንቀትል ንወፍር። ኣነ ዝገርመንስ ኪድ ንሓውኻ ቅተሎ ንዝበለካ ሰብ,ሲ፡ መን ኢኻ ንስኻ ኪድ ደም ትኸል ኪድ ሓውኻ ቅተል ትብለኒ ኢልካ መልሲ ከመይ ኢላ,ያ ጠፊኣቶም ዘላ።ደምነት ንምትካል ዲኹም ትመርሑና ዘለኹም ኢልካ ኣማራርሓኹም የዕርዩ ዝብል ሓደ ምሁር ዶ ይስኣን,ዩ። 2ይ ክኣ ንሳኣቶም ብገንዝካ ናብ ደስ ዝበሎም ኮለል ክብሉ፡ መዘናይ ድማ ናብ ደምነት ንምእታው ኮለል ክትብል,, ከመይ ኣቢሉ,ዩ ርእስኻ ዝዕጾ ዘሎ። መቸም ከምዚኣ እዚ ሓውና ዝብላ ዘሎ እንተትኸውን ኔራ ቃልስና ቀደም ዓድና ኣቲና እቲ ንደልዮ መንግስቲ ተኺልና ምሃለና። ግን እዚኦም ኣብዚ ደገ ዝመርሑና ዘለው ከምኣ ክትከውን ኣይደልዩን,ዮም።መኽንያቱ ኮለል እንተዘይ ኢልና ስራሖም ከብቅዕ ከምዝኽእል ኣጸቢቖም ይፈልጡ,ዮም። ገንዘቦም ድማ ክረኽቡ ከምዘይክእሉ ኣጸቢቖም ይፈልጡ,ዮም።
@ephremabraham8266
@ephremabraham8266 10 күн бұрын
They are enemies of Eritrea and Eritrean, why you waste time ?
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 11 күн бұрын
😎 እንኮ ጎሊሑ ዝርኤ ሽግር እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ አብትግራይን አብዛ ንብረት ገዛ ዱካን ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ዝኾነት ኤርትራ ዝብልዋ አብአ ዘለዉን ተዛረብቲ ትግርኛን አብሐደ ሀገር ሐደ ኮይኖም ከምቲ ናይ ቀደሞም ህዝቢ ትግርኛ ስጋዕ ዘይሐሰቡ ዘይደለዩ ስጋዕ ዘየተግበርዎ ንዑኡ እዞም አንሕና ኤርትራውያን ኢና እንዳበሉ ብቐፃሊ አብ ናይሐሶት መንነት ዝነብሩ ሀገርን መንነትን ዘይብሎም ክነሶም ቀስ ብቐስ ክጠፍኡ እዮም እምበር ኤርትራውነት ዝብሃል REAL FAKE ዝኾነ መንነት ይኹን ዜግነት ክኸውን ስለዘይክእል 👍 ONLY ጎሊሑ ዝርኤ ሽግር እዞም አብትግራይን አብዛ ንብረት ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ዘለዉ ተዛረብቲ ትግርኛ ካልእ ዝኾነ አማራጺ ብጀካ ብሐደ ኮንካ ኮይንካ ክትነብር ጥራይ እዩ ምርጫ ዘለዎም ካብኡ ሐሊፉ ኤርትራውነት ናይ ገበነኛታት ስነሐሳብ ስለዝኾነ ክውን ክኸውን አይክእልን እዩ ብጀካ ባርነት ዕድመ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ
@eritreanmodernkirarmusicin3992
@eritreanmodernkirarmusicin3992 11 күн бұрын
ዋላ'ኻ ኣነ ሃገራዊ ብመንግስተይን ህዝበይን ሃገረይን ብኽብርታተይ ዝኾርዕ ዝሕበን ኮይነ ነታ መዳሕንተይ ዝተቀበረትላ መሬተይ ጓና ንኸይኣትዋ ብዝከኣለኒ ዓቅመይ ዝኸላኸል እንተኾንኩ ገለ ካብቲ ኣተሓሳስብኻ ዝደገፍክዎ እንተ ደኣ ህሊዩ ነቲ ደላይ ፍትሒ እንዳበለ ኣብ ሕድሕዳዊ ውግእን ቅትለትን ዝጉስጉስ ኣካል ብትሪ ምቅዋምካ ጎኒ ጎኒ ከኣ ሃገርካን ክብርታትካን ኣሕሊፍካ ዘይምሃብካ ንስኻ ቁኑዕ ተቓዋማይ ኢኻ ብሱል ሰብ ኣግፊሕካ ትሓስብ ብምኻንካ የድንቀካ ድሕሪ 100% ስላም ከኣ ኣብ ሃገርና ካብተን ፓርታይ ዝፍጠራ ከምዚ ናትካ ኣተሓሳስባ ዘለወን ኽኾና ንቡር'ዩ ኣብዛ እንነብረላ ዓለምና ኣብ ሓንቲ ሃገር ኣብ ዝከድና ኬድና ካብ 5 ንላዕሊ ፓርታይ ኣለዋ ኩለን ግን ዋላ ደኣ ኣስማተን ይፋላለ እንበር ኣብ ልእላውነት ሃገረንን ህዘንን ባህለንን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ኣየእትዋን እየን እንታይ ደኣ ንዝጎደለ ነገር ንከዔርያን ንክሃንጻን ንክምልኣን ንከልምዓን ኣብ ውድድር ይኣትዋ እዚ ምስዝከውን ከኣ ንውሉድ ወለዶ ውሕስነት ሃብትን ክብረትን ይምዝገብ።
@natnaelmiki6114
@natnaelmiki6114 11 күн бұрын
መቸም ኤርትራ ሕጂ ከብቲ ብዙህ ተፍርዮ « ወረጃ ማዕዶ » ዝኾኑ ሰባት እያ ።
@tesfamariamyosef6056
@tesfamariamyosef6056 12 күн бұрын
Halo ሺሻይ ወሪዚያት መሰልቲ ኣብ ሳሎን ኮንካ ምጽላም ንቢርገድ ንሓመዱ።
@eriblood803
@eriblood803 11 күн бұрын
Suk bel bitnih cenawi kondaf ghembi funfun agame
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 12 күн бұрын
ቴቪ-ኤረ ምባል ምሓሸኩም!
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 11 күн бұрын
ትግራይ ቲቪ ደሊካ ምሽ ? ቻነል ቀይር ውዒጊን
@eriblood803
@eriblood803 11 күн бұрын
Woldai cenawi kondaf agame...ab kulu chanel nai eritrawian aleka...hadar yebilkan diyu? Kondaf agame
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 11 күн бұрын
@@thedawnlight3902 ውዒጊን እንታይ ማለት'ዩ ኣንታ ምስኪን ፍጥረት!?
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 11 күн бұрын
Nay wedi akor adgi channel kid
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 11 күн бұрын
​@@woldaislassie2930nay Eritrea entay yimlketeka??????? adgi n hamedu TDF tegaru mikonkum WUFFUY SHIFTA negiruna eyu
RADIO ERENA - ቃልሲ ንፍትሒ ከመይ ኣሎ?
1:12:48
RADIO ERENA
Рет қаралды 2,2 М.
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Potapova_blog
Рет қаралды 17 МЛН
FOOLED THE GUARD🤢
00:54
INO
Рет қаралды 62 МЛН
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
00:10
seema lamba
Рет қаралды 23 МЛН
СНЕЖКИ ЛЕТОМ?? #shorts
00:30
Паша Осадчий
Рет қаралды 8 МЛН
ዕድለኛ ኢሰያስ
46:51
ADMAS FORUM
Рет қаралды 21 М.
ወቅታዊ ውይይት ከዳኒኤል ብርሃነ ጋር //Interview_With_Daniel_Birhane
1:27:27
ዘምኡ እያ የእሲራቶ Josias denden
21:31
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 42 М.
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Potapova_blog
Рет қаралды 17 МЛН