No video

Raesi Tesema asmerom

  Рет қаралды 27,451

Senay Kesete

Senay Kesete

Күн бұрын

Пікірлер: 19
@NatanimTewahedo
@NatanimTewahedo 4 жыл бұрын
Thank you so much for posting this video. My family history means alot to me. But I think that's their brother.
@abelgrmay2957
@abelgrmay2957 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏾❤️❤️❤️❤️
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 5 жыл бұрын
ፍትሒ ከም ራእሲ ተሰማ ዝተባህለሉ ምኽንያት ኣብ ግዜ ዞስክርና ጣልያን ግዱዳት ዕስኩራት ኤርትራውያን ክሳብ ሊብያ ይዋጉ ነሮም ጣልያን ምስ ተሳዕረ ንዓዶም ዝምለሱ ዝነበሩ እተን ዝረኸቡወን ፈረንካ ጣልያን ኣብ ኣስመራ ይረኣዩለን ነበሩሞ ነጋሽ ዝተባህለ ወዲ ራእሲ ተሰማ ዓርኪ መሲሉ ምሶኦም ስትይ የምሲሞ ብድሕሪኡ ንዑናይ ምሳይ ክትሓድሩ ኢሉ ኣብታ ግዛይ ዝብላ ጉድጉዋድ ፊሒሩ ቀቲሉ ኣብኣ ይድብድቦም ነሩ ብዙሓት ከሙኢ እናገበረ ገንዝቦም ይዝርፍ ድሕሪዚ ሓንቶት ስድራ ወዶም ሊብያ ከይዱ ዝነበረ ምስ ተመልሰ ምስ ነጋሽ ተራኺቡ ድሕሪ ስትይ ምምሳዮም ከምልማዱ ንዓናይ ምሳይ ኢሉ ኣብታ ጉድጉዋድ ቀቲሉ ደርበዮ ገለ ንወዶም ዝፈልጡ ሰባት ወድኹም ኣበስመራ ሪኢናዮ ምስተባህሉ ወለዲ ወዶም ክረኽቡ ኣስመራ መጺኦም እንተሕተቱ ቀበጹ እሞ ገለ ምስ ነጋሽ ከምዝረኣይዎ ተሕበሮም ኣሞ እታ ግዛ ኸኣ ባኣኣ ዝሓልፍ ክትጨኑን ሃመማ ክዓስሉዋ ምስ ተረኤት ፖሊስ እንተፈተሹ ቁጽሪ ዘይብሎም ረሳታት ተንኮበት ተደርቢይዎም ረኸቡ ኣብቲ ግዜቲ በዓልስልጣን ስለዝነበሩ ራእሲ እቲ ቤት ፍርዲ ዳርጋ ነጻ ምበሎ ራእሲ ግና ባዕሎም ንሞት ፈረድዎ ሰበይቶም ዋይ ወደይ ምስ በላ ንሶም ከኣ እተን ወድኺ ዝቐተሎምውን ኣደታት ኢየን ኢሎም ኣጎዛ ሃቡዋ መሕዘኒ ኢሎም ይበሃል ስለዚ ፍትሒ ከም ራእሲ እናተባህለ ይንገር ንወዶም ከኣ /ነጋሽ በዓል ጋዶ ሰብ ቀቲልካዶ ኣብ ጋሕሲ ትድብድቦ/ እናተባህለ ይድረፈሉ ነሩ ካቡኡ ንደሓር ኣይ ካብ ባይታ ካብ ባይቶ ይበሃል ቅኑዕ ፍርዲ ኣዝመራን ፍረን ትህብ መረት ከምዚ ናይሎሚ ፍርዲ ኣልቦ ግና መረት ከኣ ይነቅጽ ቅኑዕ ግበር ኣብ መገዲ ባቡር ደቅስ ይበሃል
@abebaessak845
@abebaessak845 2 жыл бұрын
♥️👍👍👍♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🇪🇷👍♥️
@MaryamShamsWayMaryamShams
@MaryamShamsWayMaryamShams 5 жыл бұрын
Awesome😍❤️🇪🇷👊🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 6 ай бұрын
ንጉሰ ሃይለስላሰ አስመራ መጺኡ ምስ ዓደሞም ጋሻዶ ንወዲ ዓዲ ይዕድሞ ኢዩ ኢሎም ነቲ ዕድመኦም ምስ ነጸጉዎ ሃይለስላሰ ማዕረባ መጺኡ ሰላምታእም ሂቦሞም ነስመራ ተመሊሱ ወዶም ሰብ ቀቀቲሉ ገንዘቦም ካብ ዕሰክርና ዝተዋህቡም ምሰኦም ክሰቲ አምሲዩ ምሸት ንገዝኡ ክሐድሩ ዓዲሙ አብ ገዝኡ ቀቲሉ አብ ሐንቲ ጋሀህሲ ዝኾዓታ ይደፍኖም እተ ገዛ ኸአ ዝአትዋ የብላን ምስተዓጸወት ኢያ ሰብ ብኡ ክሐልፍ ሃመማ ይዓሰሉ ክብል ከብል ሐደ በዓል ሔቦ ወደቦይ ሀንሰ ካብ ዕስክርና ሊብያ ናብ ስድርኡ ክመጽእ ነጋሸ ወዲ ራእሲ ይረኽቦሞ ፈታዊመሲሉ ምስኡ ክሰቲ አምሰዩ ገዝኡ ወሲዱ ቀቲሉ ገንዘቡ ዘሪፉ አብታ ጉድጓድ ደፊኑዎ አቡኡ ወድኹም አሰመራ መጺኡ ምሰበሉዎም ወዶም ክቅበሉ ብእግሮም አሰመራ መጺኦም ምልእቲ አሰመራ ዝረአየእንተሎ እናሐተቱ ትማሊ ምስ ወዲ ራእሲ ሪኢናዮ ጥራሕ ኮይና ነጋሽ ፖሊስ እንተሐተቱዎ አምሲና ተፋላሊና ገዝኡ ጨናን ሃመማን ስለ ዘጠርጠረቶም ሰይሮም ከፊቶም እንተረአዩ ረሳታት ተጸፍጺፉ አብ ፍርዲ ቀሪቡ እቶም ደያኑ ንራእሲ ከየዳልው ነጻ ምበሉዎ ራእሲ ግና ባዕለይ ኢየ ዝፈርዶ ኢሎም ንሞት ምስፈረዱዎ በዓልቲ በቶም ዋይ ወደይ ምሰበላ እተን አደታት ወድኺ ዝቀተሎምውን ዋይ ወደይ ኢየን ዝብላ ንሳልስቲ ሐዚኖም ሽዑ ደረፊ ነጋሽ በዓል ጋዶ ሰብ ቀቲልካስ እሞ አብ ጉድጓድዶ ተደሪፉ ሽዑ ፍትሐይና ተ ባሂሎም
@abebaessak845
@abebaessak845 2 жыл бұрын
🇪🇷👍🐖♥️👍🇪🇷💕
@JamesSmith-ye2pb
@JamesSmith-ye2pb 6 жыл бұрын
nice
@abebaessak845
@abebaessak845 2 жыл бұрын
🇪🇷👍👍👍🇪🇷👍💕♥️❤🇪🇷🤲
@ewostatewosze-gerizan390
@ewostatewosze-gerizan390 3 жыл бұрын
ኩቡር ሓርበኛ ኣቦ ትግራይ-ትግርኚ ኣብ ኤርትራ መሰረት ሃገር ንምፍጣር ክንዲ ራእሲ ተሰማ የለን
@simret639
@simret639 3 жыл бұрын
ሕልሙኩም ትግራይ ኤርትረኣዊ ንምኻን ኣይትቀብጹን
@alemkidane7964
@alemkidane7964 2 жыл бұрын
@@simret639 ነቱ ሽዑ ዝነበረ ሎሚ አይትቐይሮ ስለምንታይሲ ነቱ ዝነበረ ምቅያር ማለት ንታሪኽ ቀደመዎት ምኽሓድ እዩ ራእሲ ተሰማ ኣስመሮም ወዲ ማዕረባ አብ ጊዜኦም አንፃር መግዛእቲ አምሓራን አቦ ሓደነት ህዝቢ ትግርኛን ከምዝነበሩ ሰብ ናይቲ ዘመን ይዛረቡሎም እዮም ነዙይ አቐይኒንካ ወይ ነኪኻ ወይ ጓዕፂፅካ ምግላፅ ግን ናይ ታሪኽ ክሕደትዩ።
@simret639
@simret639 2 жыл бұрын
@@alemkidane7964 ተጋጊኻ ኣቦይ ወልዳብ መለማርያም እዮም ትግራይ ትግርኒ ዝብሉ ዝነበሩ. እሶም ከኣ መበቆሎም ትግራይ እዮም.ኣነ ኣብከባቢ ራእሲ ተሰማ ዓዲ እዩ ዓደይ ታሪኮም ኣጸቢቀ ኢየ ዝፈልጥ. ብዛዕባ ታሪክና ተጋሩ ክትነግሩና?
@delinamekonen8921
@delinamekonen8921 8 ай бұрын
Tgray zekirwa ayfeltn eyu eritra neritrawyan eyom elom bnebse mthat aytsake gerbetna kkkk
@kbgeshji9385
@kbgeshji9385 3 жыл бұрын
Abo tiray -tigrinja rasi tesema ze maereba. hilmka hji kgahad eyu
@barinegashyo204
@barinegashyo204 2 жыл бұрын
Tigray tigrigna aykonen abo akele abay eyu atta resah agame
@bitwededabraha6856
@bitwededabraha6856 Жыл бұрын
@@barinegashyo204 tereguabi asa teelika xbuk do.
@degotv4575
@degotv4575 2 жыл бұрын
ኩቡራት ተጋሩን ኤርትራውያንን ነቲ ኣብ ትግራይና ኣብ ማሕበረ ዴጎን ኣኽሱምን ካልእን ዘጋጠመ ኣስካሕካሒ ግፍዕታት ጸላእቲ ብዝግባእ ክንጽብጽቦ ምስ ሰብ ሞያ ጋዘጠኛታት ብምዃን ኣብ ምቅርራብ ኣሎና"ሞ #ሽርን #ላይክን ሳብስክራይፕን ብምግባር ሓገዝኩም ኣይፈለየና። kzbin.info/door/orOc9VH8N3Ayjfq99VL29A
ማሰን መልቀስን ደግያት ባህታ ሓጎስ
22:48
Mosaic Bahli
Рет қаралды 68 М.
Can This Bubble Save My Life? 😱
00:55
Topper Guild
Рет қаралды 81 МЛН
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 7 МЛН
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 9 МЛН
Abo Sewra Abona Ato Weldeab WeldeMariam (R.I.P)
23:46
Rim Entertainment
Рет қаралды 28 М.
Tempo Afric TV - History Of Degiat Bahta Hagos - Conversation With Lingo
1:12:44
ወግዕን ያታን ህዝቢ እንገንኣ 1ይ ክፋል
23:32
Can This Bubble Save My Life? 😱
00:55
Topper Guild
Рет қаралды 81 МЛН