ራራ ጥበብ፡ ግጥሚ ብጃዝ ሳልሳይ ሰሙን || 15 ለካቲት 2012

  Рет қаралды 3,777

Rara Media - ራራ ሚድያ

4 жыл бұрын

ራራ ሚድያ ሰብስክራይብ ይግበሩ

Пікірлер: 17
@melkezedekwelde2067
@melkezedekwelde2067 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ፈትየዮ እዚ ራራ ጥበብ ክተባባዕ ይግባእ
@ጸገምጥዑምጸገምጥዑም
@ጸገምጥዑምጸገምጥዑም 4 жыл бұрын
ፅቡቅ አለኩም አሕዋት ቅፅልዎ ብጣዕሚ ግሩም ዝኮነ መደብ እዩ ቃል የብለይን
@tigraytigraytigraytigeray3066
@tigraytigraytigraytigeray3066 4 жыл бұрын
wawwwwwww asay asay asayyyyy jaganu 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Жыл бұрын
አሜን 🙏🙏♥♥♥🌹♥♥
@dawitgebrealif4416
@dawitgebrealif4416 4 жыл бұрын
ሐደ ነገር ተራእዩኒ ክፅሕፍ አሸናፊ እዚ ኩሉ ክእለት አብ ብዙሕ ዜማ ክሰምዖ ምደለኹ። ዝተረፈ ደስ ዝብል መደብ ።አቤል አድናቂኻ እየ
@sadormedia8240
@sadormedia8240 4 жыл бұрын
like keep it up rara tibeb
@meronhagos1169
@meronhagos1169 4 жыл бұрын
Wow keep it
@zufanasefa333
@zufanasefa333 4 жыл бұрын
efffff gechye hamey dye zednkeka jegnaye
@meleykassa6590
@meleykassa6590 4 жыл бұрын
ዓሽሽሽሽ እታ ዝናፍቓ ዝነበርኩ
@ግርማቦኣ
@ግርማቦኣ 4 жыл бұрын
መግለፂ እምበር ስኢነልኩም💘 ብርዕኩም ከም ሑፃ ባሕሪ ብዝሕ ይበል❤
@giouio7410
@giouio7410 4 жыл бұрын
ኩርአልካ ገች
@ፍኖትሚድያንኮሚንኬሽንን
@ፍኖትሚድያንኮሚንኬሽንን 4 жыл бұрын
ጌታቸው ደበስ ዝበሃል ኣንበሳ መንእሰይ፣ ኣሹ ዝበሃል ኮንፊሽየስ ሰብ እማ ኣገንዕ በልሉይ
@tewomore3277
@tewomore3277 4 жыл бұрын
Birtuye des behalay harif gitmi eyu ketsililu
@negasitekle109
@negasitekle109 4 жыл бұрын
Gech betam des ylal ewnet emnkorabachw wetatocb
@gideyabera8862
@gideyabera8862 4 жыл бұрын
ደስ ዝብል ፕሮግራም እዩ ቀፅሉሉ ክብሌኩም ይፈቱ ኮይኑ ግና ከምቲ ግጥሚ ብጃዝ ዝተበሃሎ አብ ሕድሕድ ብርኪ ግጥሚ ሪትም ጃዝ ክቅበሎ ይግባእ ልክዕ ከምታ ናይ ሃፍቶም ''አቅሑ ናይ ገዛና'' ዝብል ዝነበረ ፕሮገራም ክከውን ኣለዎ እዚ ማለት ካብቲ ልሙድ ናይ ግጥሚ ዜማ ፍልይ ብዝበለ መልክዑ ክቀርብ ኣለዎ ይብለኩም አነ ሓውኩም :: በዚ እንተቀፂልኩም በቢግዚኡ ብሞያኩም እናማሓየሽኩም ''ብሄራዊ ትያትር ትግራይ'' ክምትገብርዎ አይጠራጠርን:: Gidey @ Shire Endaslase
@mbtrta1605
@mbtrta1605 4 жыл бұрын
ኣሹየ ቃላት የብለይን ንዓካ ዝገልፁ ***** መደባትኩም ዝንኣድ እዩ! ቀፅልሉ።
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 79 МЛН
1 сквиш тебе или 2 другому? 😌 #шортс #виола
00:36
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 32 МЛН
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 79 МЛН